Kkkkk do fryat da abey tefia kid eske reyo Instagram nata hji zeykone abti mejemerata kinat ab ztefalaleye hagera ktsal seli post ktbl twel nera gn bal Nesheneshe hasewti netenn Eritreawyan yehwatkum abey ala gega elkum tdelu zeynestebhl keynmeslekum tegaru gn yehwatom ayhbun eyom yestbahlelom eye
You can’t put politics aside unfortunately, but you can try civility, our problems is to think my ideology is right than you and we like to go against and destroy people who have different ideology, just Lear to respect differences
ፍርያተይ ከብደይ በሊዕክኒ 🥺ኣጆና እወ ዘይንሰግሮ ነገር የለን ተጋሩዋይ ኣምላክ ምስ ህዝብና ይኩን🙏🙏🙏♥️ ኣጆን ኩሉ ክንሰግሮ ኢና 🥰💪❤️⭐️💛
Kkkkk do fryat da abey tefia kid eske reyo Instagram nata hji zeykone abti mejemerata kinat ab ztefalaleye hagera ktsal seli post ktbl twel nera gn bal Nesheneshe hasewti netenn Eritreawyan yehwatkum abey ala gega elkum tdelu zeynestebhl keynmeslekum tegaru gn yehwatom ayhbun eyom yestbahlelom eye
@@yoditfkrieuhiwetey3333 ስለቲ ሓበሬታካ የቀንየለይ
Amshiiiiiiii
ፍርያት ናይ ትግራይና መልክዕኪ ጽብቅቲ መወዳደሪ ዘይብልኪ ብኣኪ ቀናኣት ክንደይ ዘይበሉ ግን ኣጆኪ ዋዕሮና ናትና መክሰብ ፡💛❤🦁🦁🦁💪💪💪💪💪🙏
Ntegaru kulu gzie teshefinen akbirka eka temxen Selam panti gera keyterfe eya tsal nhanti eritreawiti gn kfae ngenzebkum ktblu abzi tknttwa bal nesheneshe demo
@@yoditfkrieuhiwetey3333 ፓራሳይት ባዕልኪ ክኢልኪ ኮመንት ዘይትጽሕፊ እንታይ ኣብ ናተይ ኣቲኪ ትጸርፊ ኣለኪ
🥰🥰🥰🥰💊💊💊💊🙏🙏🌏🌏🤩🤩
ፍርያት ናይ ትግራይና ፅሪቲ ፍጥረት ዋዕሮና❤❤❤🌺🌺🌺🥀🌹💐🌷
ኣጀኩም ቐሪብኹም ኡኩም ኽትዕወቱ ፍርያተይ ጽብቅቲ።❤🙏💚🤩
ፍርያት ዋዕሮ ትግራወይቲ ዕድመ ጥዕናን ይሃብኪ💓💓💓
ፍርያት ትግራይ ጓል ጅግና ❤💛🙏
ንግሰተ ትግራይ ናይና 💛❤️👑🌍
ፍርያት ፍረያት ናይ ትግራይ ኢኪ ፅንዕትን ፈታዊት ህዝባን ዓዳን ዋዕሮና 🥰✊💊💊💊🙏
ባሓቂ ኣነውን ኣድኒቀያ😇❤
ካለአት እካ ኣለዋ ከይንባሃል ኢለን ስቃይ ህዝበን እናረአያ ከምዚይ ረአያ ስቅ ዝብላ
ትግራዋይቲ እንድያ ናይመን ድኣ ክትወስድ ናይ ኣቦታትን ኣደታታን እንበሪ ❤️💪👌
ፍርያተይ ማዓረይ ኣጆና ኣብክክኒ ብስም ፍርያት ኣብ ፕሮፋይለይ ኣቲኩም ቤተሰብ ኩኑ🙏🙏🙏
እሺ ማዓረይ
ኣሰይ ዋዕሮና ኣጆና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፋረየይ ዉቅብቲ ናተይ👸❤🙏
ፍርያት ተባዕ ትግራወይት ኣብሳ👍👍👍👍❤️💛❤️💛
ፍርያት ሓፍተይ ዝፈትየኪ ናተይ ተጋሩ ማለት አኮ ሃፍታም ድኻ ቀይሕ ፀሊም ነዊሕ ሓጺር ክርስትያን ሙስሊም ዘይፈሊ ሓደ ህዝቢ ኢና ሶ ንኹልኹም ትግራይ ተጋሩ ይፈትወኩም አየ ❤💛🙏✊️
ፍርያተይ ዋዕሮ ትግራወይቲ ኣጀክይ ትብዕልና 👸ይ💞💘
ነሽነሽ እንኳዓ ብሰላም መፃ ፍሪያተይ ጅግና ጋልዞም ጀጋኑ ትክክል ኣለኺ ፍሪያተይ ጅግና ፍትዋተይ#ሳብክራይብ#ክትገብሩለይ ብፍቅሪ ያሓተኩም ዓወት ንዉፁዕ ህዝቢ ትግራይ ኣጆኺ ፍሪያተይ ኹሉ ሓላፊ እዩ💪💪💪💪💪💪💪💪
ተባዕ ግራወይቲ ጽቡቅ ትግራይ ምባል ዘሕፍሮምን ዘሕፍረንን ብዙሓት እየን ግን ንስኪ 👍🙏🏻💐👏ተባዕ ትግራወይቲ 👍
ፍርያት ፅራያት ኣጀኪ ❤❤❤🙏
IAM from Eritrea I love ፋርያት ጅግና 🥰🥰🙏
ፍርያት መዓረይ ብሓቂ ከማንም ትግራዋይ ዝበፀሖ በደል ተፈቲና እያ ሓዘና ናብ ሕራነ ትብዓት ምቅያራ ንዓና ውን የትብዐና የትርረና ንበርልና ዋዕሮና 💛❤️🙏
ፍርያት ምቅርቲ አነስ ከብደይ በሊዓትኒ አምላክ ሰላም የዉረደልና ነሽነሽ ክቡር ሰብ ብሓቂ
ፍርየይ ምቅርቲ ፍጥረት 🥰🥰🥰🥰
ኣይ ተጋሩ ፍልያት ፍጥረት ሕቡናት 💓💪
ብሓቂ አጆና እሰከ ኹሉ ኽሓልፍ እዩዋ ብዓድን በረኻን ወረዱና ዘሎ ፈተና ቀሊል አይኾነን😥
ነሽ ነሽ ዘይተጸበኹኻ ብዕድመ ንእሽተይ ግን ድማ ዓቢን ለባምን'ኻ ቀጽለሉ
አምላኽ ምሕረትን ሰላምን የውርደልና ባዕሉ
ክብርቲ ሓፍትና ድማ ኣጆኺ
ንጽናዕ ንትባዕ ንሓርን
እንካእ ብሰላም መፃካ ነሹ🥰 ፍርያተይ♥️🥰 ፈተኑኡ ሓያል እዩ ነገር ግን የሐርነና አበር ኣየበርክከናን 💊♥️
I was melted my heart ❤️ when I hear her voice and I was so emotional, well done neshu great eye for her
ነሹ ለባም ሰብ ፍርያት ትግራይና አጆና
ፍርያት ትግራይና❤💛👸💃💞
ነሹ ዓቢ ሰብ 🥰
ፍርያት ትግራይ❤💛❤💛💪💪💪☝🙏🙏
Very strong very great actress friend of her culture keep up the good work everything will pass 🥰🥰🥰🇪🇷
ፍርያተይ እንኳዕ ናትና ኮንኪ ብብዙሕ ኢና ንፈትወኪ ንግስትና💜🥰🥰🥰
ንድሕሪት ተመሊሰ ክዝክሮ ቂድሚ 6 ዓመት ፍርያት ኣምሓረይቲ ይመስለኒ ኔሩ ትግረወይቲ ምኻና ምስፈለጥኩ ፍትወተይ ኣመና ደንፊዑ ምኽንያቱ ንእመት ስድሪ ኣላታ ከምዝበሃል ብስርሓታ ከምስማ.ያ ፍርያት ኣድንቖተይ ዘለዋ ገጸባህሪ ብቕዓት ዝድነቕ.ዩ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ : :
ፍረይ ኣጆኪ ክሓልፍ እዩ
ደምርኒ ዝያዳይ
Bravo ፍርያተይ አይዞሽ👏🏽👏🏽👏🏽👏🏽👏🏽👏🏽👏🏽👏🏽👏🏽😊
ፍሪየይ ኃልቱ ጅግና ኣቦና ዋዕሮ💊👊👈
ነሽነሽ ናኣዓ እስካ ሎማዓንቲ ብ ስመይ ን ጆን ብላክ congregation በሎ ምስታ ዝፈቱዋ ጋሉ ተራኽቡ 💞💞
ፍርያተይ ነይ ትግራይ ፅሪቲ ፍጥረት ዋዕሮና ነሽዋይለ ፍትዉ እየ ዘብለካ
ኣጆኪ ፍረ ትግራይና ፅንዓት ውፁዕ ህዝቢ ዓወትና ናይ ግድን እዩ 💊💪💪💪💊🌹
ፊሪተይ አማባሳደርና we love you so much and respect also we proud of yoy
ንግስቲ ትግራይና ፍራያተይ ንፈትውኪ እና ❤❤❤🏖💊💛💛💛❤️❤️❤️💛💛💛❤️❤️❤️❤️💛💛💛❤️❤️❤️❤️💛💛💛❤️❤️
አሜን አሜን አሜን ፍርያተይ እግዚአብሔር ምሳና ኣጆና
Thanks nenshe bro...keeping you doing well unity power eritrean and tigray
ነሹየ እንኳዕ ብሰላም መጻካ ♥️😍
ንግስቲ ትግራይና💊💊👑❤❤️
ትግራይ ዓደይን ዓይነይን ኣብ ዝኸድኩ ከይደ ዝሕበንን ዝኾርዕን ደይ ብኣኺ ትንሳኤኺ ክርኢ ይምነ ንፀላእትኺ ደኻካዕ እንዳበሊ መፃኢ ብሩህ ተስፋ እንዳበሰርኪ ኣብ ትሕቲ ፈጣሪኪ ኣብ ቀረባ ክርእየኪ ይምነ ወዮ ፀላእትኺ ንዓኺ ንምጥፋእ ብኹሉ ግንባራት ዓዉደ ኺናት ከፊቶም ዘርእኺ ንምጥፋእ እንተተልዓሉ በቲ ጀግና ዉላድ ማህፀንኪ ዝኾነ ትግራዋይ ኣብ መርየትኪ ይቕበሩ ኣለዉ
ፍርያት ትግራይ ብጣዕሚ እየ ዝፈትዋ ጠካራ ሴት❤
ላይክክክክክ አይረሰዑ👌👍👍👍
ትግራይ ዓደይ ሰላምክ የመለሰ ፍርያትይ ሓፈተይ አጆክ
Yehwatina Tegaru we love you. It’s sad what’s happening but I don’t know what to believe anymore. I can only hope for better days to come soon!!
ውይይይይ ተመስገን መድሃኒአለም ኣቦይ እረ እንኳዕ ካብዛ ከዳዕ ሃገር ወፃኪ ተመስገን ናይ ዳዊተይ ናሕረረናስ
ፍርያተይ ማዓረይ አይዘኽ ዘይሓልፍ ግዜ እምበር ዘይሓፍ ጸገም የለን ሰብ ንኽፍኣትዩ ተጻምዱ ዘሎ ጥንቅቅ ብላ ተጋሩዋን ክወግሕዩ።
Great speech our heros ♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️ I'm proud of you tigray people always and forever TDF love ♥️
ፍራይተይ ዓይኒ ትግራይ ንስክስ እንኮዕ ናትና ኮንኪ ህያበይ 💊💪
ካብ ማንም ንላዕሊ ፍርያት ተፈቲና እያ ትግራወይቲ ብሙኻና ሓዘን ኣብርእሲ ሓዘን ተደራሪቡዋ ብዙሕ ስቃይ ኣሕሊፉ እያ💔💔💔💔ግን ትማሊ ብንብዓት ሎሚ ብትብዓት መሰስ ኢላ
ፍርያት ናይ ትግራይና ፀሪቲ ፍጥረት ዋዕሮና🥀🥀🥀🥀🥀🥀
ኣጆኺ መዓረይ ክወግሕ እዩ። ብጣዕሚ ጠንካራ ኣለኺ።
ንፍዕቲ 💐🥰
ፍርያት ትግራይና💖
Thanks ነሾ መነስነስ🌹😍
ፍርይተይ ፅርይቲ 🌹😍
Freyate yeoman our Queen 👸 💖 you inspire ✨️ our culture 😍 😘 🦋
ፍርያትና ሽኮር ፍትይትይይይ 💛💛💛
ፍርያተይ❤💛 ኣጆና እስኪ ክወግሕ እዩ ኣንቢዕክኒ 😢
ሽካሪና ጓል ብሔርና ብሄረ ትግርንያ
ፍርያተይ ውቅብቲ ትግራወይቲ እግዚአብሔር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ
Our identical precious diamond actor
❤️❤️❤️💛💛💛
ሕብንቲ፡ ጅግና፡ ፅብቅቲ፡ በላሕ!
ምቅርተይ❤❤❤❤❤❤🎉
ሰላም ሰላም ሰላም ሰላም 💊💊💊💊💊💊🤲🤲🤲🤲🤲🕋🕋🕋🕍🕍🤲🤲🤲🤲🤲❤️❤️❤️❤️
😍♥️♥️♥️💊💊💊♥️
❤️❤️❤️❤️🙏🙏🙏
ኣጀና እስኪ ተጋሩዋይ😥😥😥😥😥
ፍርያተይ 💖💊
ፍርያተይ ኣጆና ኩሉ ሓሊፉ ትግራይና ክንራኸብ ኢና
ፍርያተይ ምቅርቲ አጆኪ ♥♥
Friyat nay hezbiy tigray kokeb eya ajoki thanks you neshnesh hawna❤❤❤💛💛💛💛
ፍርያት ሸኮር ኣጆና እሰኪ 💖💖💖💖💖
ፍርያትና አሰይ ተጋሩስ ሕብን እየ ዝብል ብአኹም
Ufffff I hate politics, she is right heart melting words❤️❤️❤️🇪🇷
Lets put politics side and give hug each other bcoz life is short.
You can’t put politics aside unfortunately, but you can try civility, our problems is to think my ideology is right than you and we like to go against and destroy people who have different ideology, just Lear to respect differences
ፊሪያተይ💖🌾🇻🇳
ኣጆና እወ ዓሕ ፍርያት ሽኮር ክብደይ በሊእኽኒ ነቦዓ ኮ ዩ ስኢና ግን ሃቦ ናታ ደስ ክብለካ
Aboa entay koynu dyu sorry 😢
♥️♥️♥️♥️♥️ዋዕረና 🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🙏🙏🙏🙏🙏
Frystei mekerti ajona tubuk aleki tegematna tbah halifu kenrei eyna 🙏❤️
ኣሰይ ፅብቅቲ ፍጥረት ሰላም የውርደልና ፈጣሪ
ፍርያት ትግራይና መኩሪዒትና😘😘😘
ፍረ ትግራይ 🥰🥰🥰🥰🥰
Feryat❤❤❤
✊❤💛❤💛✊
ፍርያት ዋዕሮ ንሕበነልኪ
ፍረ ፅብቅቲ 🥰🥰🥰
ትግራዉነት እዚ ኢዩ ሓቦ ኒሕ ትግራዉነት ኣጆና ተጋሩ🥰ፍርያተይ🥰
ፍርያት የማነ ናይ በሓቂ ትግራወይቲ ኣነ ክፈትዋ መዓት ኢየ ትግራዋይ ኮንካ ምንባር ክምቅር መዓት ኢዩ
Shikorina haftey ❤❤💛💛
Thankyou.neshu
ፋራያተይ ጀጋና
እወ ዘይንሰግሮ የለን አጀና ተጋሩዋይ አምላክ አሎ ምስ ህዝብና ናሓልፎ እና💔😥❤
ነሹ ሓወይ 🙏🙏🙏
Ajoki xbqtey gal ngste saba galzom jeganu kokob tigrayna enkae bselam temeleskna xray love u
Tigrawaynet🥰💪❤💛🙏🙏🙏🙏
ደምርኒ ማዓረይ
ፍርያተይ መዓረይ ሓፍተይ አጆኺ አጆና።
ነሹ ንሓቂ ደውምባል ንሕልና ምግቢ እዩ በርትዕ🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
💛💛💛💛❤️❤️❤️❤️🙏🙏