ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
"ኢየሱስ ክርስቶስ ኣምላኽ ሒዝካ ሞትድንግል ማርያም ሒዝካ ጭንቀት የልቦን"ስለቲ ኩሉ ውዕለትኩም ዓስብኹም ከምቲ ንኢዮብ ዕጽፍን ድርብን ዚሃቦ ንዓኹም ድማ ክህበኩም እዩ' ሞ ኣጆኹም ብፍቕሪ፡ተስፋ፡እምነትን ልዕሊ ኩሉ ድማ ብትሕትና ሕድሕድኩም እናተዳጋገፍኩም ጽንዑ ኣብ እምነትኩም።ቃለ ህይወት የስምዕኩም የስምዓና።
Ewe ade alateni nebeatey tehebes! Yereya eye ketese kedekes! Billions like......! Amen... zemarie melaekt yesemealey
SHUSHAN AMANUEL Amen
Ellllll zmarie melakti yesmaena
ብሓቂ ደስ ዝብል ዝማሬ ዝተርጎምኩምልና ጸጋ የብዘሓልኩም።
Elklllllll zmarie melakti yesmalna Egziabihier xegu yebzh
እልልልልልልልልልልልል እልልልልልልልልልልልል እልልልልልልልልልልልል እልልልልልልልልልልልል እልልልልልልልልልልልል እልልልልልልልልልልልል እልልልልልልልልልልልል እልልልልልልልልልልልል እልልልልልልልልልልልል እልልልልልልልልልልልል እልልልልልልልልልልልል እልልልልልልልልልልልል እልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት ያስማልን
ኣሜን ዝማሬ መላእኪት የስምዓል ✟💘👏⛪
ኣሜን፡ዝማሬ መላእክት የስምዓልና፡
Lovely mezmur : Amlak tsegiu yebzhalkum 🙏🏽❣️🙏🏽
Amen Amen Amen Zmare melaekti yesmealna 🙏🙏🙏❤❤❤💒💒💒
Great Job guys. Well done. May God bless you all
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ኣምላክ ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ የብዝሓልኩምእልልልልልልልልልልልልእልልልልልልልልልልልልልእልልልልልልልልልልልልልል
ዝማሬ መላእኽት የስመዓልና፡ መዘመራን ኣኅዋት ኪዳነ ምሕረት ኣቡ ዳቢን ከባቢኣን
Amen amen amen zmare melakti yesmalna egzabiher Amlak xegu yebzahalkum
ዝማሬ መላእክት የስመዓልና። ኣምላክ ናይ ኣገልጎት ዕድሜኩም ይባርኽ መዘምራን ኪዳነ ምህረት ኣቡ ዳቢን ከባቢኣን
ልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት ይሥማልን
እልልልልልልልልልልልልልልልልልልዝማሬ መላኣክቲ ያስማኣልን
zmare melaekt yesmealna mezmran kidane mhret abu dhabi.
Amen amen amen Zmare meleakti yesmealna
Zmare melaekti yesmealna deki emebrhan
Abetttt des kbleka egziabher ymesgen amlak Tsegau yebzehelkum zemhwatey .
Ellllllllelllllllll zemar malktn yasmalna
Amen Amen Ame💗💗🙏🙏🙏
Amen zmare melaekiti yesimealina yehwaty
Amen Amen Amen
ዝማሬ መላእኽት የስመዓልና ከም ፍቃድ ኣምላኽ እባ ብጽሑፍ እባ ስደዱልና
Abti description alatka hawey natey
Egziabhaire yhabeleyy ahwatey. fetari mskum
ዝማሬ መላእክት የስማልና ብግጥሚ ባ ስድርዱልና pliss
ኣብ description ተጻሒፉ ኣሎ ግጥሚ፡ subtitle ውን ጌርናሉ ኣለና
Ya hawey natey rekibeya aleku ykeneyley
Zemare meleaketi yesemealena
ዝማሬ ማላእክቲ የስመኣልናእዛ መዝሙር ግን ጺሕፍኩም እባ ስደዱልና የሕዋተይ
ኣደ ኣላትኒኣደ ኣላትኒ ንብዓት እትሕብስይሪኣ’የ ክትንስ ክድቅስኪዳነ ምኅረት /3/ ኣቁራሪተ መዓትሄዋን ሂባ ካብ ናይ በለስ ፍረብዘይ ልብሲ ሙኻነይ ሓፊረልብሰይ ሒዝኪ ናባይ መጺኽለይርህርህት ኣደ ቤተይ ኣድሚቕክለይንዘልኣለም ንጽህት ብምዃንኪምሳይ ኢዩ ህያው ቃል ኪዳንኪሕጉስ’የ ሓሊፉ ሓዘነይውህብቶ መስቀል ኮንኪ መጽንዒተይካብቲ ጥፍኣት ኢኺ መጽለሊተይመርከብ ኢኺ ካብ ሞት መምለጢተይኣደ ጎይታይ ክብረይ ልማኖኺሂወት ሂብኪ ጸልማት ኣሳጊርኪብኣደነት ሂወተይ ደጊፍኪናይ ዘልኣለም ተስፋ ብምውላድኪተበቲኹ መቑሕ ሰንሰለተይብወድኺ ኣብቂዑ መከራይ
@@yedingellij7560 እግዚኣብሔር ይሃበልና።
Amen Amen Amen zmare melakti yesmalna
ኣሜን፡ ዝማሬ መላእክት የስመዓልና።
Amen zmare melakti yesmalna.
"ኢየሱስ ክርስቶስ ኣምላኽ ሒዝካ ሞት
ድንግል ማርያም ሒዝካ ጭንቀት የልቦን"
ስለቲ ኩሉ ውዕለትኩም ዓስብኹም ከምቲ ንኢዮብ ዕጽፍን ድርብን ዚሃቦ ንዓኹም ድማ ክህበኩም እዩ' ሞ ኣጆኹም ብፍቕሪ፡ተስፋ፡እምነትን ልዕሊ ኩሉ ድማ ብትሕትና ሕድሕድኩም እናተዳጋገፍኩም ጽንዑ ኣብ እምነትኩም።
ቃለ ህይወት የስምዕኩም የስምዓና።
Ewe ade alateni nebeatey tehebes! Yereya eye ketese kedekes! Billions like......! Amen... zemarie melaekt yesemealey
SHUSHAN AMANUEL
Amen
Ellllll zmarie melakti yesmaena
ብሓቂ ደስ ዝብል ዝማሬ ዝተርጎምኩምልና ጸጋ የብዘሓልኩም።
Elklllllll zmarie melakti yesmalna Egziabihier xegu yebzh
እልልልልልልልልልልልል እልልልልልልልልልልልል እልልልልልልልልልልልል እልልልልልልልልልልልል እልልልልልልልልልልልል እልልልልልልልልልልልል እልልልልልልልልልልልል እልልልልልልልልልልልል እልልልልልልልልልልልል እልልልልልልልልልልልል እልልልልልልልልልልልል እልልልልልልልልልልልል እልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት ያስማልን
ኣሜን ዝማሬ መላእኪት የስምዓል ✟💘👏⛪
ኣሜን፡ዝማሬ መላእክት የስምዓልና፡
Lovely mezmur : Amlak tsegiu yebzhalkum 🙏🏽❣️🙏🏽
Amen Amen Amen Zmare melaekti yesmealna 🙏🙏🙏❤❤❤💒💒💒
Great Job guys. Well done. May God bless you all
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስመዓልና ኣምላክ ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ የብዝሓልኩም
እልልልልልልልልልልልል
እልልልልልልልልልልልልል
እልልልልልልልልልልልልልል
ዝማሬ መላእኽት የስመዓልና፡ መዘመራን ኣኅዋት ኪዳነ ምሕረት ኣቡ ዳቢን ከባቢኣን
Amen amen amen zmare melakti yesmalna egzabiher Amlak xegu yebzahalkum
ዝማሬ መላእክት የስመዓልና። ኣምላክ ናይ ኣገልጎት ዕድሜኩም ይባርኽ መዘምራን ኪዳነ ምህረት ኣቡ ዳቢን ከባቢኣን
ልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ዝማሬ መላእክት ይሥማልን
እልልልልልልልልልልልልልልልልልል
ዝማሬ መላኣክቲ ያስማኣልን
zmare melaekt yesmealna mezmran kidane mhret abu dhabi.
Amen amen amen
Zmare meleakti yesmealna
Zmare melaekti yesmealna deki emebrhan
Abetttt des kbleka egziabher ymesgen amlak Tsegau yebzehelkum zemhwatey .
Ellllllllelllllllll zemar malktn yasmalna
Amen Amen Ame💗💗🙏🙏🙏
Amen zmare melaekiti yesimealina yehwaty
Amen Amen Amen
ዝማሬ መላእኽት የስመዓልና ከም ፍቃድ ኣምላኽ እባ ብጽሑፍ እባ ስደዱልና
Abti description alatka hawey natey
Egziabhaire yhabeleyy ahwatey. fetari mskum
ዝማሬ መላእክት የስማልና ብግጥሚ ባ ስድርዱልና pliss
ኣብ description ተጻሒፉ ኣሎ ግጥሚ፡ subtitle ውን ጌርናሉ ኣለና
Ya hawey natey rekibeya aleku ykeneyley
Zemare meleaketi yesemealena
ዝማሬ ማላእክቲ የስመኣልና
እዛ መዝሙር ግን ጺሕፍኩም እባ ስደዱልና የሕዋተይ
ኣደ ኣላትኒ
ኣደ ኣላትኒ ንብዓት እትሕብስ
ይሪኣ’የ ክትንስ ክድቅስ
ኪዳነ ምኅረት /3/ ኣቁራሪተ መዓት
ሄዋን ሂባ ካብ ናይ በለስ ፍረ
ብዘይ ልብሲ ሙኻነይ ሓፊረ
ልብሰይ ሒዝኪ ናባይ መጺኽለይ
ርህርህት ኣደ ቤተይ ኣድሚቕክለይ
ንዘልኣለም ንጽህት ብምዃንኪ
ምሳይ ኢዩ ህያው ቃል ኪዳንኪ
ሕጉስ’የ ሓሊፉ ሓዘነይ
ውህብቶ መስቀል ኮንኪ መጽንዒተይ
ካብቲ ጥፍኣት ኢኺ መጽለሊተይ
መርከብ ኢኺ ካብ ሞት መምለጢተይ
ኣደ ጎይታይ ክብረይ ልማኖኺ
ሂወት ሂብኪ ጸልማት ኣሳጊርኪ
ብኣደነት ሂወተይ ደጊፍኪ
ናይ ዘልኣለም ተስፋ ብምውላድኪ
ተበቲኹ መቑሕ ሰንሰለተይ
ብወድኺ ኣብቂዑ መከራይ
@@yedingellij7560
እግዚኣብሔር ይሃበልና።
Amen Amen Amen zmare melakti yesmalna
ኣሜን፡ ዝማሬ መላእክት የስመዓልና።
Amen zmare melakti yesmalna.