ኣብ ንስላሴ እንታዮም ዩ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 21 พ.ย. 2024

ความคิดเห็น • 255

  • @Salama-r6t
    @Salama-r6t 15 วันที่ผ่านมา +10

    ናብ ትግራይ ውን ኪዳልና ክብር ሓወይ❤

  • @ZafuKiros-w3n
    @ZafuKiros-w3n 15 วันที่ผ่านมา +6

    ጉባኤ ንቅያ
    ጉባኤ ኤፌሶን
    ጉባኤ ቆስጦንጥንያ
    ❤❤
    መንፈስ ቅዱስ ህፁፅ እዩ ኢሉ ዝከሓደ መቅደኒዮስ ይበሃል"
    ሓወርያ ቅዱስ ጳውሎስ ቅድሚ ጎይታ ምስቃሉ፡ ምስ ኣይሁድ እዩ ነይሩ፡ኣሳዳዲ ክርስትያን ነይሩ፡ ወንጌላውን ዝበሃሉ ኣርባዕተ እዮም፡፡ ማቴዎስ ማርቆስ፡ሉቃስ የውሃንስ፡ 4:54

  • @HelenBokre
    @HelenBokre 15 วันที่ผ่านมา +6

    ቃል ሂወት የስማዓልና ክቡር ሓውና ብታእሚ ኢና ነምስግንካ …ከሙኡ እንዳ ገበርካ ክንፈልጥ ሓግዘና …
    ኣምላክ ጸጉኡ የብዛሓልካ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @ኣስድኣስድ
    @ኣስድኣስድ 15 วันที่ผ่านมา +6

    ዋው ብጣዕማወ ንፍዓት ቀጽሉሉ ቃል ህይወት የስመዐልና
    ብፍላይ እዚ ሓታቲ ደስ ክብለካ ተባረኽ ካብ ስደት ምስ ተመልስና ንዓና ለ ክትሕተና ክንድወልልኻ ኢና ዋ

  • @Arsulove-ke6xd
    @Arsulove-ke6xd 15 วันที่ผ่านมา +6

    ብጣዕሚ ደስ ዝብለኒ መደብ ቃለ ህይወት የስመዓና ፀግኡ የብዘሓልኩም 🙏♥️

  • @TitiFerede
    @TitiFerede 3 วันที่ผ่านมา

    ቃል ሂወት የሰመዕሊና🙏🙏🙏

  • @ogbaghebriel5736
    @ogbaghebriel5736 12 วันที่ผ่านมา

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስማዓልና የሕዋተይ

  • @AbrishVio
    @AbrishVio 4 วันที่ผ่านมา

    ቃል ህይወት የሰመዓልና ሓውና ጸግኡ የብዝሕልኩም❤❤❤

  • @ZafuKiros-w3n
    @ZafuKiros-w3n 15 วันที่ผ่านมา +3

    ብሓቂ ደስ ዝብል ሕቶን መልስን ነይሩ፡፡ቃለ ህይወት የስመዐልና ፀግኡ የብዘሐልኩም ፍትዋተይ፡፡ሳብስክራይብ ግበሩለይ ብፍቃድኩም ደቂ ተዋህዶዋይ ፡፡

  • @NezarBsdg
    @NezarBsdg 4 วันที่ผ่านมา

    qali hiwet yesmaelna xegu yebzhalkum yehwteyyyyy❤❤❤🙏🙏🙏

  • @Selam33-ws7jg
    @Selam33-ws7jg 12 วันที่ผ่านมา

    ቃለ ህወት የሰመዐልና ፀግኡ የብዘሐልኩም ❤

  • @Tesfalem-c1s
    @Tesfalem-c1s 3 วันที่ผ่านมา

    ቃል ሂወት የስመዕልና❤

  • @letushgaltigray2022
    @letushgaltigray2022 16 วันที่ผ่านมา +3

    ቃለ ህይወት የስመዐና ክቡራተይ ፀግኡ የብዘሐልኩም

  • @RakiTube-
    @RakiTube- 15 วันที่ผ่านมา +1

    ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡራት ኣሕዋትና ፀግኡ የብዘሐልኩም🙏✝️🌺

  • @Hayat-hp7mi
    @Hayat-hp7mi 16 วันที่ผ่านมา +3

    ቀፅለሉ ሓወይ ናተይ ይጠቅመና ኣሎ እዚ መልሲ እዉን ንዓና ትምህርቲ ኣለዎ ኣምላክ ፀጉኡ የብዘሐልካ 🙏🙏🙏🙏❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @AaAa-kq7kh
    @AaAa-kq7kh 12 วันที่ผ่านมา

    እንካዕ ብሰላም መፃእኹም ብሓቅ ቃለ ህይወት የስመዐልና❤❤❤

  • @FhhHj-bq9bh
    @FhhHj-bq9bh 13 วันที่ผ่านมา

    ብጥዕም ኣስተ ምሃርሕቶ ቀጠለሉ ዝሓውና 🥰🥰🥰🥰🥰🥰💞💞💞💞💞💞🤲🤲🤲🤲🙏🙏🙏👏👏👏🙏🙏🙏

  • @LuwamAmaniel
    @LuwamAmaniel 14 วันที่ผ่านมา

    Kal hiwet ysmalna kubur hawna bzuh eka tmhrena zeleka ab uganda ka kemzi ente zjmerlna
    Tbeb ab resi tbeb yadlka ❤❤❤

  • @ማህደርጓልትግራይ
    @ማህደርጓልትግራይ 14 วันที่ผ่านมา

    ብሓቂ ቃል ህይወት ያስመዐልና ኣሕዋተይ ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @WediEma-ry8eu
    @WediEma-ry8eu 15 วันที่ผ่านมา

    ቃል ሂወት የስምዓልና

  • @yewhanesandat5794
    @yewhanesandat5794 13 วันที่ผ่านมา

    Btami xbuq pxlwo Ykal ent keynu mesti hto xhuf gberlna entelan melsi🙏🙏🙏

  • @NgstiNgsti-j7o
    @NgstiNgsti-j7o 11 วันที่ผ่านมา

    ደስ ዝበል ትምህርት ቀፅልሉ ቃል ስናይ

  • @ፅሪቲካሕሳይ
    @ፅሪቲካሕሳይ 13 วันที่ผ่านมา

    ቃለ ሂወት የስመዐልና ኩቡር ሓውና ደሙሩኒ

  • @HadnetKida
    @HadnetKida 14 วันที่ผ่านมา +2

    Amen ❤❤❤

  • @እመአምላክይላልአንደበቴ
    @እመአምላክይላልአንደበቴ 15 วันที่ผ่านมา +1

    ቃለ ህይወት የስመዐልና ፀጉእ የብዝሕ እግዚአብሔር አምላክ

  • @MBChannelTube
    @MBChannelTube 9 วันที่ผ่านมา

    ❤ tsegu yebzahalkum Egziabher
    Azyu mehari zkone medeb qexlwo

  • @Abiabshi9988
    @Abiabshi9988 13 วันที่ผ่านมา

    ደስ ዝብል ናብትግ ራይ ዉን ዲደልና ዝሓወይ❤❤❤❤

  • @OkubaBrhane
    @OkubaBrhane 15 วันที่ผ่านมา

    Amlak bxegueu ybarkum❤❤❤❤❤❤

  • @danielhaile8391
    @danielhaile8391 16 วันที่ผ่านมา +1

    ቃለ ሂወት የስማዕልና ብሓቂ ደስ ዝብል ኣምላክ ጸግኡ የብዝሓልኩም

  • @KsanetAbraham-d9w
    @KsanetAbraham-d9w 16 วันที่ผ่านมา +2

    Eway kdsti betekrstyan zeebekni betey azye ynafkeki mahber dma edmen tenan yhabkum ms abotatey zemari sami dma xubuk gosgasn xubuk tmhrtn u kexlelu nay agolgulot zemenkum ybark 🙏🙏🙏

  • @Sojoo-k5z
    @Sojoo-k5z 15 วันที่ผ่านมา +1

    እሰይይይይ ደስ ብሃል መደብ ቀፁሉሉ ኣሓተይ እግዝኣብሔር ኣሜላኽ የበሪቱዑኩም🎉🎉🎉

  • @EldanaMhre
    @EldanaMhre 14 วันที่ผ่านมา

    Btaemi des zebl yu egziabher amlak xegiu yebzhalkum ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @feruzzere2579
    @feruzzere2579 13 วันที่ผ่านมา

    Xbuq medeb qexlo amlak ybarkka
    Gn ttqemelom qalat kehati,menafqan zblun kalen xbuq aykonen feradi baelu u kulna zelena bayni mhretu sle ztmtena yu, so nhna ente kilna slenan sle kalot nebsatn mhret knlmn u zgbae bzterefe tebarek

  • @ኤልሻዳይነውገታየ
    @ኤልሻዳይነውገታየ 16 วันที่ผ่านมา +1

    ቃል ህይወት ይስመዐልና ቡሩካተይ ቅፁሉሉ ንማሃርልና ኢና ቡዙሕ❤❤❤

  • @elyanagebremeskel7216
    @elyanagebremeskel7216 15 วันที่ผ่านมา

    Btaemi xbk medeb fetari xegu yebzhalkum

  • @NahomSereqe
    @NahomSereqe 14 วันที่ผ่านมา

    Qale hiwet ysmalna yehwatey

  • @ZemenfesAnbala
    @ZemenfesAnbala 15 วันที่ผ่านมา

    Ajoka zhawey qexlo ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Kiflom-lc6nm
    @Kiflom-lc6nm 14 วันที่ผ่านมา

    ቃለ ሂወታ የሕዋት ብጣዕሚ ጽቡቅ መደብ ዩ እግዚኣብሄር ይሓግዝኩም

  • @MeronZetewahdo
    @MeronZetewahdo 16 วันที่ผ่านมา +1

    ቤተክርስትያን ቅዱስ ገብርኤል ሳሪስ አዲስ ሰፈር ጽቡቕ መልሲ ምእመናን ተባረኩ ⛪⛪⛪❤️❤️❤️🥰🥰🥰

  • @temesgenamlakey4936
    @temesgenamlakey4936 14 วันที่ผ่านมา

    ብጣዕሚ ደስ ዝብል መደብ እዩ ክቡራን ኣሕዋትና ጸጉኡ የብዘሐልኩም

  • @EsromMebrahtu
    @EsromMebrahtu 15 วันที่ผ่านมา +1

    ቃል ሂወት የስምዓልና እግዝኣብሄር ጸግኡ የብዝሓልኩም ንኩላትኩም ኣብዛ መደብ ትሰርሑን ትምልሱን ይቅሬታ ንእሽተይ ነቀፌታ ኣላትኒ ንሳ ከኣ ስም ብኣሕጽሮ ምጽዋዕ እንተትእረም ብምቅጻል ኣጆኹም በርትዑ ብጣዕሚ መሃሪ መደብ እዩ እግዝኣብሄር የኽብረለይ ።

  • @Filimon10
    @Filimon10 16 วันที่ผ่านมา +1

    ቀጽሎ ብጣዕሚ ጽቡቅ ነገር እዩ እዚ እግዚአብሔር ድማ ጸግኡ የብዝሓልካ። እዚ ነቶም ዘይንፈልጥ ጥዑም መግቢ እዩ እሞ ቀጽሎ❤❤❤

  • @ኣርሴማ-ሸ6ጨ
    @ኣርሴማ-ሸ6ጨ 16 วันที่ผ่านมา +1

    እግዚኣብሔር ጸጋኡ ያበዘሕሉኹም ፍቅራተይ ቃል ህይወተ ያስምዕልና

  • @MhretKahsay
    @MhretKahsay 14 วันที่ผ่านมา

    Amennnnnnn(3)qal hiwetu yesmana qeslwo amlak xugu ybzhalkum ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Hiwet-f2t
    @Hiwet-f2t 16 วันที่ผ่านมา +1

    እግዚኣብሔር ኣብ ልቦም እዩ ።

  • @myGodPleasehelpme-g6l
    @myGodPleasehelpme-g6l 15 วันที่ผ่านมา

    ብጣዕሚ ደስ ዝብል ሕቶ ኣነስ ብኣካል ኣብኡ ተረኺበ ክሕተት እሞ እቲ ናይ እምነተይ ምስክርነት ክህብ ሃረርታ ኔሩኒ ግን ኣይተኻእለንን ብኦን ላይን እተትሓቱ ኣብ ላይፍ ከኣ ምተሳተፍና ዋላ ኣብ ሰሙን ሓንቲ መዓልቲ እንትገብሩ ደስ ምበለና ብቃል ኣምላኽ ክትዘራረብ ዓቢ ጸጋ ኢዩ ምሕረት ኣምላኽና ኣብ ዙርያና ይኹን ኩልና ኣሕዋት

  • @ራሄልጓልቀሺ
    @ራሄልጓልቀሺ 16 วันที่ผ่านมา +1

    ቃለ ህይወት የስምዓልና ክቡራተይ
    ኣንውሕዋ በጃኩም ምግቢ ናይ ነብስና❤

  • @TmnitEmaha
    @TmnitEmaha 13 วันที่ผ่านมา

    መቅደንዮስ ይብሃል

  • @عليعبده-ش9ر
    @عليعبده-ش9ر 15 วันที่ผ่านมา

    ብጣዕሚ ፅቡቅ መደብ እዩ ቃለ ህይወት የስመዐልና አሕዋተይ ❤🙏

  • @birhankidanu5493
    @birhankidanu5493 15 วันที่ผ่านมา

    አሰይይይይ ቃለ ህይወት ቃለ ሰናይ የስመዐልና ጸጉኡን በረከቱን የብዘሐልኩም ብሩካተይ እግዚአብሔር አምላኽ ❤🙏

  • @demekeshteare3829
    @demekeshteare3829 15 วันที่ผ่านมา

    Kal hiwet yesmealina Amen ❤Amen ❤Amen

  • @rahelsolomon5865
    @rahelsolomon5865 15 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤ ናይ ብሓቂ ደስ ዝብል መንፈሳዊ ሕቶታት እግዚኣቢሔር ጸጋኡ ይብዝሓልኩም❤❤

  • @MazaAbraham-v3j
    @MazaAbraham-v3j 15 วันที่ผ่านมา

    ጸጉኡ ዝሓልካ ሳሚ ሓወይ ኣጆኻ ቀጽል❤❤❤❤❤❤❤

  • @WegahtaMahari
    @WegahtaMahari 14 วันที่ผ่านมา

    Qele hiwet yesmaelna🙏 xegu yebzhalkum😇✝️🙏
    keep going it♥️

  • @SelamKiflom-p2n
    @SelamKiflom-p2n 16 วันที่ผ่านมา

    Amen Amen Amen qal hiwet yesmalna Egzabiher xegu yebzhalkom yehwatey

  • @Abuki-wk1xh
    @Abuki-wk1xh 16 วันที่ผ่านมา

    Kexelwooo yehwatey

  • @saral600
    @saral600 16 วันที่ผ่านมา

    ንፍዓት ቃል ህይወት የስመዐልና ክብራተይ🎉❤

  • @MerhawiQeshi
    @MerhawiQeshi 16 วันที่ผ่านมา

    ኣሜን ኣሜን ኣሜንንን ቃል ሂወት የስመዐልና❤❤❤

  • @AlmazTesfalem-t4r
    @AlmazTesfalem-t4r 16 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏qale hiwet yesmalna ahwat🙏btami xbuk medeb qexlwo harife ey zxbeya za medeb❤❤❤❤

  • @ibrahimalsharif9013
    @ibrahimalsharif9013 16 วันที่ผ่านมา

    Kalehiwet yesmeana ❤❤❤❤❤

  • @Marrybrauhan
    @Marrybrauhan 16 วันที่ผ่านมา

    kal hiwet yesmaelina Amen🙏🙏🙏

  • @HiwiGaltigray
    @HiwiGaltigray 16 วันที่ผ่านมา

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት ቃለ በረከት የስመዐልና ፀግኡን በረከቱን የብዘሐልኩም ኣቤቱ የንብርኩም ኣሕዋተይ ❤❤❤❤❤

  • @RozinaTesfahiwet-g6h
    @RozinaTesfahiwet-g6h 15 วันที่ผ่านมา

    ብጣዕሚ ጽቡቅ መደብ አዩ ቀጽልዎ አግዚኣቢሄር ኣምልኽ ጸገኡ የብዝሓልኩም ካባኩም ብዙሕ ንመሃር ኣለና❤❤❤

  • @rahwa8035
    @rahwa8035 16 วันที่ผ่านมา

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና ጸጉኡን በረከቱን የብዘሕ ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @ሂዋንጓልተዋህዶእዩ
    @ሂዋንጓልተዋህዶእዩ 16 วันที่ผ่านมา

    ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዕልና ኣሕዋተይ❤

  • @TtanTtan-k9j
    @TtanTtan-k9j 16 วันที่ผ่านมา

    . ቃለ ህወት የስመዕልና

  • @AAAa-fm8xi
    @AAAa-fm8xi 16 วันที่ผ่านมา

    ኣንካዓ ብዳሓና መፃኩም ክብራተይ ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዐላ ፀጉኡ የብዘሐልኩም ኣምላክ🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤

  • @BeletsomAbraham
    @BeletsomAbraham 15 วันที่ผ่านมา

    ጽቡቅ መደብ ቀጽሉዎ እግዝኣብሔር ጸጉኡ የብዝሓልኩም ❤❤❤ 🎉🎉🎉

  • @سلامحبشه-خ8ص
    @سلامحبشه-خ8ص 16 วันที่ผ่านมา

    ቃል ህይወት የሰመዐልና❤

  • @emnetberhe
    @emnetberhe 16 วันที่ผ่านมา

    ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዐልና ፀጉኡን በረከቱን የብዘሐልኩም እግዚአብሔር ኣምላኽ 🤲❤️🥰

  • @ናታንም
    @ናታንም 9 วันที่ผ่านมา

    ርእሰይ ዝፍትሸሉ ቻናል❤❤የህይወት ቃል ያሰማልን
    ከሰከት ተመልሸ ለደጁ ያበቃኝ ዘንድ አስቡኝ በጸሎታቹ❤

  • @MeriMeri-o6f
    @MeriMeri-o6f 16 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ጸገኡ የብዝሃልኩም ቀጽልዎ ካባኩም ብዙሕ ኢና ንምሃር ❤❤❤❤❤❤❤

  • @teklaytesfay5064
    @teklaytesfay5064 16 วันที่ผ่านมา

    Amen Amen Amen qale Hiwet yesmealna

  • @TsegaTewelde-u4f
    @TsegaTewelde-u4f 16 วันที่ผ่านมา

    Amen amen amen kal hiwet yesmealna 🙏🙏 🙏🙏❤❤❤❤❤❤❤

  • @ፍቅሪማርያመይሲአለዎሓለፋ
    @ፍቅሪማርያመይሲአለዎሓለፋ 16 วันที่ผ่านมา

    ቃል ህይወት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኹም ኣሕዋተይ ቀፅልሉ❤❤

  • @fnanmebrahatu
    @fnanmebrahatu 16 วันที่ผ่านมา +1

    🙏🙏🙏 btami des zbel hawna mezmran sami Egziabher amlak xegeu yebzhalka 🙏 ykreta gberlna neaka ztemeka ente koynus bxhuf kelay ente tgebrelna gen neaka ztemeka ente koynu sami hawna btami eu des zbel ab hiwetna aythmek

  • @selamawitbrhane3334
    @selamawitbrhane3334 16 วันที่ผ่านมา

    ቃል ህይወት የስምዓልና ክቡራት የሕዋትና ፀግኡ የብዝሓልኩም እግዚኣብሔር ኣምላኽ 🙏❤

  • @WegihWegih-mo4nd
    @WegihWegih-mo4nd 16 วันที่ผ่านมา

    Amen kale hiwet yesmalena🎉❤🎉

  • @sdcvsc36
    @sdcvsc36 16 วันที่ผ่านมา

    Eyesus Nazrawi Ngus Ayhud

  • @SlamhaSlam
    @SlamhaSlam 15 วันที่ผ่านมา

    ጸግኡ የብዘሐልኩም ፍትዋተይ❤

  • @ዮዳሄንበል
    @ዮዳሄንበል 16 วันที่ผ่านมา

    ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና ፀግኡ የብዘሐልኩም ክቡራት አሕዋትና ⛪️✝️👏

  • @asmeromandemichael391
    @asmeromandemichael391 16 วันที่ผ่านมา

    Amen 🙏 Amen 🙏 Amen 🙏
    Kale hiwet yesemalna

  • @MkMh-c7qጋልፃባት
    @MkMh-c7qጋልፃባት 15 วันที่ผ่านมา

    🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @Footballyoutube12
    @Footballyoutube12 15 วันที่ผ่านมา

    ብጣዕሚ ደስ ዝብል መደብ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ❤❤❤❤

  • @mmn5167
    @mmn5167 16 วันที่ผ่านมา

    ፀጉእ የቭዘሐልኩም❤❤❤❤

  • @BiriktiMulugeyta
    @BiriktiMulugeyta 16 วันที่ผ่านมา

    ኣሰየይ ቃፅሉዎ እግዚእሔር ኣምላክ ፀግእን በረከቱን የብዘሐልኩም ኣሕተይ ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🙏🙏🙏🙏🙏

  • @GantaNegse
    @GantaNegse 16 วันที่ผ่านมา

    ቃለ ህይወት ይስመዐልና ፀጋ የብዚሕ ንኹልኹም።❤

  • @T8Gz-rq9st
    @T8Gz-rq9st 16 วันที่ผ่านมา

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት የስመዐልይ ፀጉኡ የብዘሐልኩም ብሩኳተይ🙏💜

  • @SSs-yv2dn
    @SSs-yv2dn 16 วันที่ผ่านมา

    ቃል ህይወት የስመዐልና ፀጋኡ የብዘሐልኩ ✝️✝️✝️

  • @Abuki-wk1xh
    @Abuki-wk1xh 16 วันที่ผ่านมา

    Kexelwo zom yehwatey

  • @GelilaMengs
    @GelilaMengs 15 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤amelak xegu yebzhalkum

  • @mebrihat5349
    @mebrihat5349 16 วันที่ผ่านมา

    ብጣዕሚ ደስ ዝብ ሕቶታት እዩ አንሕና አሕዋትኩም ውን ብዙሕ ላተማሃርና ኢና

  • @furtunamehari7127
    @furtunamehari7127 16 วันที่ผ่านมา

    Amen Amen Amen kale hiwet yesmalna

  • @Haymik-y3o
    @Haymik-y3o 16 วันที่ผ่านมา

    ኣሰይ ክንደይ ደስ መደብ እዩ ቃለ ሂወት የስመዕልና ፍቁራተይ 🕊️❤️

  • @amantedros-t3l
    @amantedros-t3l 15 วันที่ผ่านมา

    🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @vddfgrff5639
    @vddfgrff5639 16 วันที่ผ่านมา

    ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ተፈሊጠ ናመልኩ ለይፈለጥኩውን ካባኹም ናተማሃርኩ እየ ብወገነይ ይቀጽለልና ጸግኡ የብዝሕ❤❤

  • @AbiGere-e8g
    @AbiGere-e8g 16 วันที่ผ่านมา

    🙏 🙏 🙏 🙏 🙏 🙏 🙏 🙏 ❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉qale hiwet yesmalna wexlwo

  • @Footballyoutube12
    @Footballyoutube12 15 วันที่ผ่านมา

    ኢየሱስ ናዝራዊ ንጉስ ኣይሁድ

  • @selu-un8fs
    @selu-un8fs 16 วันที่ผ่านมา

    ሳሚየ ቃለ ህይወት የስመዐልና ቀፅለሉ ዝሓወይ 💞🥰🥰

  • @rutamehari7991
    @rutamehari7991 16 วันที่ผ่านมา

    qale hiwet yesmalna fetari 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏👏👏👏👏🤲🤲🤲🤲🤲🤲❤️❤️❤️❤️❤️❤️