ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
እዚ ገዳም መገዱ ከቢድ'ዩ ብኽንደይ ሓርጎጽጎጽ ኢና ደይብናዮ፡ ስለዝኾነ ብዙሕ ሰብ ኣይከዶን'ዩ። በጃኹም ሓግዝዎም። ህጹጽ ሓገዝ ይደልዩ ኣለዉ። እንተውሓደ ሸር በጃኹም!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!! ቴለፎናት ኣብ ውሽጢ ቪድዮ ዘሎ ጥራይ ትጠቐሙ!
Go fundme zbl zeykefetka dea dyaqon hawunaa
በስመአብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሀዱ አምላኽ እግዚአብሔር ብዝአዘዞ መሰረት ሹዱሽተ ቃላተ ወንጌል ክንፍፅም እዩ ስለዚ ድማ ብዙሐት ሰባት ንሕግዝ ኢና እንተኾነ ሐዉሲ ከተማ ዘለዉ ሐገዝ የድልዮም እኳ እንተኾነ ነዞም ገጠራት ግና ዝዝክሮም የለን እዚ ሐዉና ድማ ንፃማ ይግበረሉ ከምዚ ጌሩ ዘርእየና ዘሎ እሞ ኢደይ ኢድካ ንበል አብ ሰማይ መንበሪ መእተዊ ንግበር ❤
🙏🙏🙏 ጸሎትን በረኸትን ናይ ኣቦና ኣቡነ ዮናስ ምስ ኩልና ይኩን፡ ዲያቆን ሓወይ ናይ ኣጎልጉለት ዘመንካ ይባረኽ!
እቲ መዝሙር ቁሩብ ነቲ ዘረባ ዓብሊልዋ ኣሎ ነቲ መዝሙር ቁሩብ ኣትሕት ኣብሎ ኣብ ዝመጽእ ቀንዲ ነቲ ዘረባ ክንሰምዖ መኣንታን ቃል ሂወት የስመዓልና
ክቡራት አቦታትና በረኸትኩም ይብፀሓና አነ ትግራዋይ እየሞ እዚ ከምዚ ዓይነት ናብራ ገዳማውያን ክርኢ ከለኹ አብትግራይ ድማ ከመዚ ዝበለ ብጣዕሚ ብዙሕ እዩ እሞ እቲ ናይ ዓለም ከንቱ ፖለቲካ ዝበሃል ስራሕ መንግስታት በዘየጓንፅ እንተዝመርሑና እቶም ገዳማትና ግን ናይበዕሎም ርክባት እንተዝህልዎም ከመይ ፅቡቅ ነይሩ እተን መብዛሕተአን ገዳማት ኤርትራ ስለዝፈልጥንሲ ነዚ ሚድያ ኩሉ ግዜ ይከታተል እንድየ ብጣዕሚ ይናፍቅ ብምንታይ እሞ ክኸይድ አሞራ ተዝኾነ ዶ በለ በረኸት መንግስተአብ አብዘለኽዎ ይነብዕ አለኹ አምላኽ ሰላም ሃበና እቲ ሓደ ዝገብረና ድማ እዚ እዩ
Egziabher selamun fqrun yehabena ane wen kimka y gedamat tegray kriom abi harerta aleni egziabher hasab libna yesmerlns
Amennn Amenn Amennn በረከትን ረድኤትን ናይ ኣቦና ኣቡነ ድምያኖስ ምስ ኩላትና ይኹን ሰናይ ደስ ዘብል ገዳም ክብሪ ይሃብኩም ጋዜጠኛን ዲያቆን ዳት ነዚ ገዳማትና ክተላልየና ላዕልን ታሕትን ትብሎ ኣስበ ትሁታን እሴተ ጻድቃን ይሃብካ ዘመን ኣገልግሎትካ ይባርከልካ ዝተረፉ ገዳማትናን ኣድባራታትናን ማየ ጸሎትታትናን ክተምጽኣልና ንላቦ ሓደራ ሓደራ
በረኸትን ጾሎቶምን ናይ ኣቡነ ዬኖስ ኣየፈለየናን ምስ ከሀላትና ይኺን ኣመን 🙏🙏🙏
በረኸትኩም ኣይፈለየና ኣቦታትና እታ ቀዳመይቲ ግዳሞም ደብረ ስሃሊ ኣምጸኣልና ❤❤❤🎉🎉🎉
ናይ ብሓቂ ንፉዕ ኣምልክ ጸግኡ የብዛሓልኻ ንሕና ካኣ ካብ ስደት ተመሊስና ኩሎም ገዳማት ሃገርና ንርእየሉ እግዚኣቢሄር የብቓዓና
Amen amen amen qale hiwet yesmalna deyakon hawey egzabher Amlaki edemen tenan yhabka
እፍፍፍፍ ንሕና ሐጣታኛታት ብናይ ቅድሳን ጸሎት ንነብር አለና ዐለም ብአካትኩም እያ ትነብር ዘላ እንበር ንሕና ሐጣተኛታት ነፍርስ እንበር አይንጽግንን ጎይታየይ ብሽም ቁድሳንካ ይቅረ በለልና ሐውና የቀንየልና ነዚ ዘርአካና ❤❤❤
ኣሜን ቃለ ህይወት የስመዓልና። ኣምላከ ቅዱሳን ጸጋኡ የብዚሓልካ❤❤❤
ቃል ሂወት የስማዕልና ኣቦና ናይ ብሓቂ ኣምላኽ ጸግኡ የብዛሓልኩም ጸሎትን በረከትን ድንግል ማርያምን ኣቡነ ኣውንዮናስ ኣይፈልይና ተስፈ ይገብር ኣብታ ዝዓበኩላ ገዳም ጽዮን እንዳ ኣውንዮና ዓዲ ውስክን ኣብ ሃገርና ዘሎ ገዳማት ክንርኢ ሰናይ ፍቃዱ ይኹን ኣምላኽ ❤️❤️❤️ጸግኡ የብዛሓልኩም ኩልኹም ኣሕዋተይን ኣቦታተይን ❤️
እግዚኣብሄር ኣምላክ ተሳተፍቲ ናይዚ በረከት ይበለና ንዓካ ክኣ ጸግኡ የብዝሓልካ ዲያቆን ሓዉና ❤❤❤
አምላኽ ቅድሳን ሃገረናን ህዝቢንን ቤተክረስትያንን አባሪኺ
Egziabiher amlak beti tgebro zeleka agolgulet xegeu yebzhalka kudusan gedamatna knrede Egziabiher amlak hayli yhabena
በረኸትኩም ኣይፈለየና ክቡራት ብጽኣን ኣቦታትና እግዚኣብሔር ሃገርናን ህዝብናን መንግስትናን ይባርኸልናን ይሓልወልናን🙏✝️❤️
@@datlove ዲያቆን ሐወይ ቴሌፍንካባ በጃኻ ጠፊእኒ ኮይኑ
ኣዚዩ መሳጢ ኣቀራርባ!፣ ኦ ጎይታይ ናይ ኣቦታተይ በረኸት ኣካፍለኒ።❤❤❤ዳት፡ ንበረልና ክበረልና፡ ቀጽሎ ኣጂኻ፣ ብዙሕ ሓይሊ ክህበካ፡ ናብ ጐይታ'ዩ ጸሎተይ።
ዲያቆን ሕወይ አምላኽ ጽጒኡ የብዝሕልኻ ብሕቂ አብዚ ግዳማትና ዝፍረስሉ ዘሎ ኡዋን ክምዚ ምግባሪኻ አምላኽ አባሪኻ
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ጸሎትታን በረከታን ቅድስቲ ድንግል ማርያምን ኣቡነ ዮናስ ኣይፈለየና
በረኸቶም ረዲኤቶም ናይገዳማት ቁዱስን ኣቦታትና አይፈለየና ሰላም ኣውርደልና ንሃገርናን ንዓለምና ብሙሉኡ
Zkeberka hewna wzi medebka nkatatolo Ina qexali mdebatka kkewn gedamatna ykun adbaratna ketelalyom tamratun few fewstatun kulu mdedatka senayu, kemewn telieponatom kemzi gerka xhefelna,Amlak zfeqedel bereket ykafel, Naka ka Amlak Asuka yhebka, Amlak emnetna ybark Amien(3)❤❤❤❤❤❤❤
Amen Amen Amen Egzabher tsegu yebzehelkum berktomen redetomen msekulen yekeuen ❤❤❤
ኣስይ ክደይ ተዓዲሎም እግዝአበሄር ይሓግዞም በረኸቶም ይሕደረና ኣሜንኣብ ቀጻሊ ገዳም ደብረ ድማ ኣቡነ መርቆሪወስ አባ ብጽሑልና
Amen amen amen tselotomn bereketomn nay kudusan abotatnan kudus gedamatnsn ayfeleyena amen
ደብረ ጻድቃን ባርክንሃ ሰንዓፌ ኣቅርብልና
ኣምላክ ኣቦይ ኣምላክ ኣቦተተይ ቅዱስና በሰላም ካብ ስደት መሊስካ ኣብቲ ቅዱስ ቦታ ገዳማትና ተሳታፍቲ ግበረና በርክት ረዲኤት ቅድስት ድንግል ማርያም በረክት ኣቡነ ዮናስን ጸሎቶምን ኣይፈለየና
ቃለሕይወት የሰማዓልና ኣቦታትና አግዚአብሔር ኣምላኸ ዕደሙን ጥዕናን ይሃብከም ንሕና ድማ በረኽት ገደማትና ተከፈለቱ የበለን ኣምላኸ
Amen amen ❤🙏adwsk kebabi adey xeletkum Ayfeleyena kubrat 🙏 Abotatey
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓልና ዲያቆነይ ብጣዓም እዚ ትገብሮ ዘለኻ ዲያቆነይ እግዚኣብሄር ጸጉእ የብዚሓልካ ይሕዋተይ እቶም ዓቕም ዘለና ደቅዛ ቅኒዕት እምነት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ዝኾና ዓዓቕምና ክንበርክቲ ገዳማትና ኣብ ጹቡቑ ደርጃ በጽሐን ክንሪኤን ኣምላክ ይሓግዘና ከመቲ መጽሓፍ ቁዱስና ዝብለና መዝገብኩም ኣብ ሰማይ ግበሩ ዝብለና ንሕና ውን ኮምእ ክንገብር ንጽዓር ይሕዋተይ ❤❤❤
ቃል ሕይወት የስምዓልና በረኸት ቅዱሳኑ ይኽፈለና ፥ዲ.ዳት ሓውና ምስ ብጾትካ ድማ እግዚኣብሔር ኣምላኽ ጸጋኡ የብዝሓልኩም 🙌🏾
Bereket abuye yonas mariqosn 🙏🙏🙏❤️❤️❤️🙏🙏
❤❤❤❤❤❤❤❤❤ጸሎቱን ጸጋ በረኸቱን ኣይፈለየና ህዝበ እግዚኣብሔር❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ኣሜን ቃል ሂወት የስመዓልና በረኸትን ረዲእትን ናይ ጻድቅ ኣብንዮናስ ኣይፈለየና ሓውና ከኣ ጸግኡ የብዝሓልካ ብጣዕሚ ንፍዕ ኢኻ ቀጽሎ ❤❤❤❤
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
Amlacke qdusan xegau yebzhalka dyaqon hawey sleti kulu gedamatnan qrsitatun kinfelt zgeberkana❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
በረኸትን ረድኤትን ናይ ኣቡነ ዮናስ ጻድቅ ኣይፈለየና❤❤❤❤
ቃለ ህይወት ያሰማልን ወንድሜ አሜን 🙏🙏🙏
@@datloveእሺ ወንድሜ $10.000 ለመላክ ፈልጌ ነበር ለበረከት በባንክ ስለሆነ ለማን ልደዉል, Let me know Please thanks
@@የማርያምልጅኘኝ ኣባ ገብረማርያም ኢልኪ ብመን ክሰደልኩም በልዮም +2917845435 ኣምላኽ ዝጠፍአ ይተክኣልኩም
@@የማርያምልጅኘኝ ኣባ ገብረማርያም ኢልኪ በዚኣ ደውልሎም +2917845435 እግዚኣብሄር ዝጠፍአ ይተክኣልኩም
በረከት ኣቦታትና ኣይፈለየና
ኣሜን ኣሜን ኣሜን❤❤❤❤❤❤
Medhanie alem Krstos edmen tenan yhabka Btaemi abi srah eu Deacon Hawna.
@datlove Eshi Kbur Hawina kem Fkad Egzieabher zkealena kngbir eina.
@@datloveዲያቆን ሐወይ አነ ዳሀብ እየ አቦና አብ አስመራ ስለዘለዉ ደቂ ተዋህዶ ናይ በረከት ተኻፈልቲ ክንከዉን ስለዝገበርካ ነመስግኘካ አነ ደዊለ ረኺበዮም እየ ❤
@@okubamichaelsemere3078 ሐወይ ወይ ሐፍተይ አቦና አብ አስመራ አለዉ ❤
@@user-hq4dn9zr7l Eshi kbret yhabeley
Amen tselot abona aygadefena.Ab tselotkum zekurna kubrat abotateyn kuburat dqaqonatn🙏🏽🙏🏽🙏🏽
Go Fundme ente zkeft kemey ymeslekum ahwat
ደቂ ተዋህዶ የሕዋተይ አጋጣሚ እቶም አቦ አስመራ መፂኦም ስለዘለዉ ናይ በረኸት ስራሕ ክትገብሪ ተቀዳደሙ አነ ደዊለ አስመራ አለኹ ስለዝበሉ በረኸት ተኻፊለ አለኹ ❤❤❤❤❤❤❤❤
Amiennn qale hiwet yesmeAlna kuburat sdrana EgziabHier xegue yebzHalkum
Amen 🙏🏽 Qal hiwet ysmalna kubur Deacon bereketin xolotomin msaktkum yukun ❤❤❤❤kdisti hagerna 🇪🇷bxlotkum tbarek 🙏🏽🙏🏽🙏🏽🌷🕊️🌹🌷🕊️🌹🌷🕊️🌹💒🕯️
Edmen tanan yhabka medhanialem aboy jemari zeykonkas qetsali kkewn ylabo hawaryawi tlakoka mftsam ayteqartselna hawey natey
🙏🙏🙏❤️⛪️❤️ thank you for sharing Deacon amazing
Btami xbuk srah u bereketom yekaflena naka ka edmen tnan yhabka dyakoney kexlo ❤
Qal hiwet yesmalna abotatna berktkumn xolotkumn ayflyna ❤❤❤❤❤❤
Agziabiher xegu yebzhalkum xbuq srah.
ክብረት የሃብካ ዲያቆን ሓውና ጽብቅ ሌላ ብእትገብሮ ዘለኻ እግዚኣብሄር ጸጋ በዲበ ጸጋ የሃብካ ከምኡ ውን ዝተረፋ ገዳማት ናይ በዓል ኣቦና ኣቡነ ፍሊጶስ ኣሎ ኣብ ከባቢ ጎናይ ሳግላ ዝበሃል ቦታ ትሩንጓ እንዳ ተባህለ ዝፍለጥ ማይ ጸሎት ንስፍራ መነኮሳት ዝኾውን ገዳም እዩ ከይድካ ክተላልዮ እግዚኣብሄር ይደግፍ
Kale hiwet yesemalna. Egzabiher Tsegaue yebzahlca kubur hawena ❤❤❤
Amen amen amen mulue mhret ygberelkum
@@datlove እሺ የቐንየልና
ኣታ ጾሎት ግበሩልና ኣብ ምዕራብ ጥፋኣት ንርከብ ደቅኹም ገዳማትና ክንሳለም 😢
Amen amen amen 🙏❤️🙏⛪⛪⛪
Kalehiwet..yesmalna Amen.amen Amen ❤️❤️
.bereketomn.mhretomn.ayfeleyena❤❤❤
Amen Amen Amen
Deacon hwy krsros asbi yahbka..slteti tgebro zeleka..liela gedamatna
My Village my Blood my Orgin, it is a please of heaven, a please of peace, a please of reach natural and cultural. All in all the people of neighborhood villages call it Nazrat
ብሩኽ ሓውና ጽቡቕ ስራሕ እንዳሰራሕካ ግና ነቐፈታ ዘይትቕበል ኬንካ። ብዙሕ ግዜ ጽሒፍናልካ እዚ ገዳማት ተምጸኦ ጽቡቕ እዩ ግና 1፡ኣበይ ቦታ ከም ዝርከብ 2፡ ካብ ኣስመራ ክንደይ ምርሓቑ 3፡ ምሉእ ስም ናይቲ ገዳምስለምንታይ ኢኻ ዘይትጽሕፍ?
ሰላም ኣምላኽ ንዓኹም ዝሓወይ ሓፍተይ ይቕሬታ ደኣ ግበሩለይ እምበር ከምዚ ርእይቶ ኣይረኣኹን ኔረ። ክሳብ መወድእታ ጥራይ ተኸታተዎ እምበር ኩሉ ግዜ ቦታ ንጠቅስ ኢና፡ እንተኾነ ግን ኣብ መጀመርታ ጥራይ ኣይኮነ፡ ሓንሳብ ኣብ ማእከል ካልእ ግዜ ድማ ኣብ ቅድሚት እናገብርና ግድን ኢና ካብ ኣስመራ ዘለዎ ርሕቐትን ምሉእ ስም ናይቲ ገዳምን ንጠቅስ። ናይ ዝሓለፈ ርእይቶ ብዘይምርኣይና ኣይትሓዙልና እግዚኣብሄር ይቕረ ይግበረልና። ስለ ርእቶኹም ብልቢ ነመስግን።
አሜን አሜን አሜን ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Egzabher edmini tenani yahbkom abotatina kmzi gerkomi gedmitni zefltkominegzabher edmini tenani yhabki
ጸጋኡ የብዝሓልኩምን ንትገብርዎ ኩሉን ዓስብኹም ካብ ኣምላኽ ክትረኽብዎ ኢኩም ንዓና ከኣ ኣዒንተ የእምሮና ይኽፈተልና ፡ንምትግባሩ ከኣ ከም ፍቃዱ ይኩን ፡
Bereketkum yhderena abotatna
Edmen tinana yhabkum abotatna❤
Amen bselotom
Qale hywet yesmalna dyaqon dat hawna❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤❤
በረከት ናይ ኣቦና ዮናስን ከምኡ ውን ናይ ኩሎም ቅዱሳን ኣይፈለየና። ድያቆን ሓውና ምስ መሳርሕትኻ ከኣ ነቲ ከይተሓለልኩም ታሪኽ ጥንታዊ ገዳማትና ኣብ ምልላይን ከምኡ እዋናዊ ሓበሬት ኣብ ምንታይ ደረጃ ከምዘለ ብመልክዕ ቪድዮ ብምስናድካን ዓስብኹም ካብ ኣምላኽ ርኸብዎ።❤
ቃለ ሂወት የስመዓልና
Ab tselotkum zekruna kburat abotatna❤❤❤
❤❤❤
🙏🙏🙏
MenKem KidaneMihret
❤❤❤❤🙏🙏🙏
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
Bhaqi msgana zigbeakum xamakum kab amlak rkebwo egzietne maryam xelota tenbrelkum adey mearey ab qdsti gedamna nsegdelu nsalemelu gze yhabana
❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤️💒❤️🙏🙏🙏
*ልሳነ ክርስቶስ ቅዱስ ጳውሎስ* ኣነስ እባ ተወሊደሉ ኢየ ድዩ ዝበለ *እዚ ቅዱስ ቦታ ዝዓበክሉ ከባቢ እካ እንተኮነ ከይፈለጥክዎ ኢየ ወጺአ *ትንሳኤ ንገዳማትና* ገብር ጊዘ ለእግዚኣብሄር ከምዝተባህለ *ጊዝኡ ኣኪሉ ይመስል ኣሎ* ብጸሎት ንልመኖ ንክርስቶስ ኣምላክና *ኣብ ስደት እንነብር በገንዘብና ከም ይሁዳ ምጥፋእ ዘይኮነስ ከም ቄሬሌኔዎስ ንጽደቅ* ግብ 10
Bhaqi temen ndeqi abune yonas aygodanan eyu
♥️♥️🙏🏻🙏🏻🙏🏻♥️♥️♥️♥️♥️🇪🇷
Amen Amen Amen❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ዲያቆን ሐወይ ቴሌፎንካ ጠፊእኒ በጃኻ ዋላ Miss call ግበረለይ ሐገዝ ክገብር ደሌ አለኹ
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
በረኸቶም ረዲኤቶም ኣይፈለየና ናይ ኣቦታትና
ዲያቆን ሓዉና ከኣ ኣምላክ ናይ ኣገልግሎት ዘበንካ ይባርኽ ነዚ ኩሉ ቁዱስ ቦታ ተርእየና ዘለኻ
ናብቶም ኣቦታት ኢኻ ትድውል ክትሕግዝ እንተደሊኻ ዝሓወይ ኣምላኽ ጸግኡ የብዝሓልኩም በጃኹም ሓግዝዎም እዚ ርሑቕ ቦታታት ዝኸዶ ሰብ የልቦን!
Amen. Amen. Amen qale hiwet yesmealna🙏🙏🙏
❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
❤❤❤❤❤
❤❤
❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
እዚ ገዳም መገዱ ከቢድ'ዩ ብኽንደይ ሓርጎጽጎጽ ኢና ደይብናዮ፡ ስለዝኾነ ብዙሕ ሰብ ኣይከዶን'ዩ። በጃኹም ሓግዝዎም።
ህጹጽ ሓገዝ ይደልዩ ኣለዉ። እንተውሓደ ሸር በጃኹም!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!! ቴለፎናት ኣብ ውሽጢ ቪድዮ ዘሎ ጥራይ ትጠቐሙ!
Go fundme zbl zeykefetka dea dyaqon hawunaa
በስመአብ ወወልድ ወመንፈስ ቅዱስ አሀዱ አምላኽ እግዚአብሔር ብዝአዘዞ መሰረት ሹዱሽተ ቃላተ ወንጌል ክንፍፅም እዩ ስለዚ ድማ ብዙሐት ሰባት ንሕግዝ ኢና እንተኾነ ሐዉሲ ከተማ ዘለዉ ሐገዝ የድልዮም እኳ እንተኾነ ነዞም ገጠራት ግና ዝዝክሮም የለን እዚ ሐዉና ድማ ንፃማ ይግበረሉ ከምዚ ጌሩ ዘርእየና ዘሎ እሞ ኢደይ ኢድካ ንበል አብ ሰማይ መንበሪ መእተዊ ንግበር ❤
እዚ ገዳም መገዱ ከቢድ'ዩ ብኽንደይ ሓርጎጽጎጽ ኢና ደይብናዮ፡ ስለዝኾነ ብዙሕ ሰብ ኣይከዶን'ዩ። በጃኹም ሓግዝዎም።
ህጹጽ ሓገዝ ይደልዩ ኣለዉ። እንተውሓደ ሸር በጃኹም!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!! ቴለፎናት ኣብ ውሽጢ ቪድዮ ዘሎ ጥራይ ትጠቐሙ!
🙏🙏🙏 ጸሎትን በረኸትን ናይ ኣቦና ኣቡነ ዮናስ ምስ ኩልና ይኩን፡ ዲያቆን ሓወይ ናይ ኣጎልጉለት ዘመንካ ይባረኽ!
እቲ መዝሙር ቁሩብ ነቲ ዘረባ ዓብሊልዋ ኣሎ ነቲ መዝሙር ቁሩብ ኣትሕት ኣብሎ ኣብ ዝመጽእ ቀንዲ ነቲ ዘረባ ክንሰምዖ መኣንታን ቃል ሂወት የስመዓልና
ክቡራት አቦታትና በረኸትኩም ይብፀሓና አነ ትግራዋይ እየሞ እዚ ከምዚ ዓይነት ናብራ ገዳማውያን ክርኢ ከለኹ አብትግራይ ድማ ከመዚ ዝበለ ብጣዕሚ ብዙሕ እዩ እሞ እቲ ናይ ዓለም ከንቱ ፖለቲካ ዝበሃል ስራሕ መንግስታት በዘየጓንፅ እንተዝመርሑና እቶም ገዳማትና ግን ናይበዕሎም ርክባት እንተዝህልዎም ከመይ ፅቡቅ ነይሩ እተን መብዛሕተአን ገዳማት ኤርትራ ስለዝፈልጥንሲ ነዚ ሚድያ ኩሉ ግዜ ይከታተል እንድየ ብጣዕሚ ይናፍቅ ብምንታይ እሞ ክኸይድ አሞራ ተዝኾነ ዶ በለ በረኸት መንግስተአብ አብዘለኽዎ ይነብዕ አለኹ አምላኽ ሰላም ሃበና እቲ ሓደ ዝገብረና ድማ እዚ እዩ
እዚ ገዳም መገዱ ከቢድ'ዩ ብኽንደይ ሓርጎጽጎጽ ኢና ደይብናዮ፡ ስለዝኾነ ብዙሕ ሰብ ኣይከዶን'ዩ። በጃኹም ሓግዝዎም።
ህጹጽ ሓገዝ ይደልዩ ኣለዉ። እንተውሓደ ሸር በጃኹም!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!! ቴለፎናት ኣብ ውሽጢ ቪድዮ ዘሎ ጥራይ ትጠቐሙ!
Egziabher selamun fqrun yehabena ane wen kimka y gedamat tegray kriom abi harerta aleni egziabher hasab libna yesmerlns
Amennn Amenn Amennn በረከትን ረድኤትን ናይ ኣቦና ኣቡነ ድምያኖስ ምስ ኩላትና ይኹን ሰናይ ደስ ዘብል ገዳም ክብሪ ይሃብኩም ጋዜጠኛን ዲያቆን ዳት ነዚ ገዳማትና ክተላልየና ላዕልን ታሕትን ትብሎ ኣስበ ትሁታን እሴተ ጻድቃን ይሃብካ ዘመን ኣገልግሎትካ ይባርከልካ ዝተረፉ ገዳማትናን ኣድባራታትናን ማየ ጸሎትታትናን ክተምጽኣልና ንላቦ ሓደራ ሓደራ
በረኸትን ጾሎቶምን ናይ ኣቡነ ዬኖስ ኣየፈለየናን ምስ ከሀላትና ይኺን ኣመን 🙏🙏🙏
በረኸትኩም ኣይፈለየና ኣቦታትና
እታ ቀዳመይቲ ግዳሞም ደብረ ስሃሊ ኣምጸኣልና ❤❤❤🎉🎉🎉
ናይ ብሓቂ ንፉዕ ኣምልክ ጸግኡ የብዛሓልኻ ንሕና ካኣ ካብ ስደት ተመሊስና ኩሎም ገዳማት ሃገርና ንርእየሉ እግዚኣቢሄር የብቓዓና
Amen amen amen qale hiwet yesmalna deyakon hawey egzabher Amlaki edemen tenan yhabka
እፍፍፍፍ ንሕና ሐጣታኛታት ብናይ ቅድሳን ጸሎት ንነብር አለና ዐለም ብአካትኩም እያ ትነብር ዘላ እንበር ንሕና ሐጣተኛታት ነፍርስ እንበር አይንጽግንን ጎይታየይ ብሽም ቁድሳንካ ይቅረ በለልና ሐውና የቀንየልና ነዚ ዘርአካና ❤❤❤
ኣሜን ቃለ ህይወት የስመዓልና። ኣምላከ ቅዱሳን ጸጋኡ የብዚሓልካ❤❤❤
ቃል ሂወት የስማዕልና ኣቦና ናይ ብሓቂ ኣምላኽ ጸግኡ የብዛሓልኩም ጸሎትን በረከትን ድንግል ማርያምን ኣቡነ ኣውንዮናስ ኣይፈልይና ተስፈ ይገብር ኣብታ ዝዓበኩላ ገዳም ጽዮን እንዳ ኣውንዮና ዓዲ ውስክን ኣብ ሃገርና ዘሎ ገዳማት ክንርኢ ሰናይ ፍቃዱ ይኹን ኣምላኽ ❤️❤️❤️ጸግኡ የብዛሓልኩም ኩልኹም ኣሕዋተይን ኣቦታተይን ❤️
እግዚኣብሄር ኣምላክ ተሳተፍቲ ናይዚ በረከት ይበለና ንዓካ ክኣ ጸግኡ የብዝሓልካ ዲያቆን ሓዉና ❤❤❤
አምላኽ ቅድሳን ሃገረናን ህዝቢንን ቤተክረስትያንን አባሪኺ
Egziabiher amlak beti tgebro zeleka agolgulet xegeu yebzhalka kudusan gedamatna knrede Egziabiher amlak hayli yhabena
እዚ ገዳም መገዱ ከቢድ'ዩ ብኽንደይ ሓርጎጽጎጽ ኢና ደይብናዮ፡ ስለዝኾነ ብዙሕ ሰብ ኣይከዶን'ዩ። በጃኹም ሓግዝዎም።
ህጹጽ ሓገዝ ይደልዩ ኣለዉ። እንተውሓደ ሸር በጃኹም!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!! ቴለፎናት ኣብ ውሽጢ ቪድዮ ዘሎ ጥራይ ትጠቐሙ!
በረኸትኩም ኣይፈለየና ክቡራት ብጽኣን ኣቦታትና እግዚኣብሔር ሃገርናን ህዝብናን መንግስትናን ይባርኸልናን ይሓልወልናን🙏✝️❤️
እዚ ገዳም መገዱ ከቢድ'ዩ ብኽንደይ ሓርጎጽጎጽ ኢና ደይብናዮ፡ ስለዝኾነ ብዙሕ ሰብ ኣይከዶን'ዩ። በጃኹም ሓግዝዎም።
ህጹጽ ሓገዝ ይደልዩ ኣለዉ። እንተውሓደ ሸር በጃኹም!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!! ቴለፎናት ኣብ ውሽጢ ቪድዮ ዘሎ ጥራይ ትጠቐሙ!
@@datlove ዲያቆን ሐወይ ቴሌፍንካባ በጃኻ ጠፊእኒ ኮይኑ
ኣዚዩ መሳጢ ኣቀራርባ!፣ ኦ ጎይታይ ናይ ኣቦታተይ በረኸት ኣካፍለኒ።❤❤❤
ዳት፡ ንበረልና ክበረልና፡ ቀጽሎ ኣጂኻ፣ ብዙሕ ሓይሊ ክህበካ፡ ናብ ጐይታ'ዩ ጸሎተይ።
ዲያቆን ሕወይ አምላኽ ጽጒኡ የብዝሕልኻ ብሕቂ አብዚ ግዳማትና ዝፍረስሉ ዘሎ ኡዋን ክምዚ ምግባሪኻ አምላኽ አባሪኻ
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ጸሎትታን በረከታን ቅድስቲ ድንግል ማርያምን ኣቡነ ዮናስ ኣይፈለየና
በረኸቶም ረዲኤቶም ናይገዳማት ቁዱስን ኣቦታትና አይፈለየና ሰላም ኣውርደልና ንሃገርናን ንዓለምና ብሙሉኡ
Zkeberka hewna wzi medebka nkatatolo Ina qexali mdebatka kkewn gedamatna ykun adbaratna ketelalyom tamratun few fewstatun kulu mdedatka senayu, kemewn telieponatom kemzi gerka xhefelna,Amlak zfeqedel bereket ykafel, Naka ka Amlak Asuka yhebka, Amlak emnetna ybark Amien(3)❤❤❤❤❤❤❤
Amen Amen Amen
Egzabher tsegu yebzehelkum
berktomen redetomen msekulen yekeuen
❤❤❤
ኣስይ ክደይ ተዓዲሎም እግዝአበሄር ይሓግዞም በረኸቶም ይሕደረና ኣሜን
ኣብ ቀጻሊ ገዳም ደብረ ድማ ኣቡነ መርቆሪወስ አባ ብጽሑልና
Amen amen amen tselotomn bereketomn nay kudusan abotatnan kudus gedamatnsn ayfeleyena amen
ደብረ ጻድቃን ባርክንሃ ሰንዓፌ ኣቅርብልና
ኣምላክ ኣቦይ ኣምላክ ኣቦተተይ ቅዱስና በሰላም ካብ ስደት መሊስካ ኣብቲ ቅዱስ ቦታ ገዳማትና ተሳታፍቲ ግበረና በርክት ረዲኤት ቅድስት ድንግል ማርያም በረክት ኣቡነ ዮናስን ጸሎቶምን ኣይፈለየና
እዚ ገዳም መገዱ ከቢድ'ዩ ብኽንደይ ሓርጎጽጎጽ ኢና ደይብናዮ፡ ስለዝኾነ ብዙሕ ሰብ ኣይከዶን'ዩ። በጃኹም ሓግዝዎም።
ህጹጽ ሓገዝ ይደልዩ ኣለዉ። እንተውሓደ ሸር በጃኹም!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!! ቴለፎናት ኣብ ውሽጢ ቪድዮ ዘሎ ጥራይ ትጠቐሙ!
ቃለሕይወት የሰማዓልና ኣቦታትና አግዚአብሔር ኣምላኸ ዕደሙን ጥዕናን ይሃብከም ንሕና ድማ በረኽት ገደማትና ተከፈለቱ የበለን ኣምላኸ
Amen amen ❤🙏adwsk kebabi adey xeletkum Ayfeleyena kubrat 🙏 Abotatey
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓልና ዲያቆነይ ብጣዓም እዚ ትገብሮ ዘለኻ ዲያቆነይ እግዚኣብሄር ጸጉእ የብዚሓልካ ይሕዋተይ እቶም ዓቕም ዘለና ደቅዛ ቅኒዕት እምነት ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ዝኾና ዓዓቕምና ክንበርክቲ ገዳማትና ኣብ ጹቡቑ ደርጃ በጽሐን ክንሪኤን ኣምላክ ይሓግዘና ከመቲ መጽሓፍ ቁዱስና ዝብለና መዝገብኩም ኣብ ሰማይ ግበሩ ዝብለና ንሕና ውን ኮምእ ክንገብር ንጽዓር ይሕዋተይ ❤❤❤
ቃል ሕይወት የስምዓልና በረኸት ቅዱሳኑ ይኽፈለና ፥ዲ.ዳት ሓውና ምስ ብጾትካ ድማ እግዚኣብሔር ኣምላኽ ጸጋኡ የብዝሓልኩም 🙌🏾
Bereket abuye yonas mariqosn 🙏🙏🙏❤️❤️❤️🙏🙏
❤❤❤❤❤❤❤❤❤ጸሎቱን ጸጋ በረኸቱን ኣይፈለየና ህዝበ እግዚኣብሔር❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ኣሜን ቃል ሂወት የስመዓልና በረኸትን ረዲእትን ናይ ጻድቅ ኣብንዮናስ ኣይፈለየና ሓውና ከኣ ጸግኡ የብዝሓልካ ብጣዕሚ ንፍዕ ኢኻ ቀጽሎ ❤❤❤❤
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
Amlacke qdusan xegau yebzhalka dyaqon hawey sleti kulu gedamatnan qrsitatun kinfelt zgeberkana❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
እዚ ገዳም መገዱ ከቢድ'ዩ ብኽንደይ ሓርጎጽጎጽ ኢና ደይብናዮ፡ ስለዝኾነ ብዙሕ ሰብ ኣይከዶን'ዩ። በጃኹም ሓግዝዎም።
ህጹጽ ሓገዝ ይደልዩ ኣለዉ። እንተውሓደ ሸር በጃኹም!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!! ቴለፎናት ኣብ ውሽጢ ቪድዮ ዘሎ ጥራይ ትጠቐሙ!
በረኸትን ረድኤትን ናይ ኣቡነ ዮናስ ጻድቅ ኣይፈለየና❤❤❤❤
ቃለ ህይወት ያሰማልን ወንድሜ አሜን
🙏🙏🙏
እዚ ገዳም መገዱ ከቢድ'ዩ ብኽንደይ ሓርጎጽጎጽ ኢና ደይብናዮ፡ ስለዝኾነ ብዙሕ ሰብ ኣይከዶን'ዩ። በጃኹም ሓግዝዎም።
ህጹጽ ሓገዝ ይደልዩ ኣለዉ። እንተውሓደ ሸር በጃኹም!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!! ቴለፎናት ኣብ ውሽጢ ቪድዮ ዘሎ ጥራይ ትጠቐሙ!
@@datloveእሺ ወንድሜ $10.000 ለመላክ ፈልጌ ነበር ለበረከት በባንክ ስለሆነ ለማን ልደዉል, Let me know Please thanks
@@የማርያምልጅኘኝ ኣባ ገብረማርያም ኢልኪ ብመን ክሰደልኩም በልዮም +2917845435 ኣምላኽ ዝጠፍአ ይተክኣልኩም
@@የማርያምልጅኘኝ ኣባ ገብረማርያም ኢልኪ በዚኣ ደውልሎም +2917845435 እግዚኣብሄር ዝጠፍአ ይተክኣልኩም
በረከት ኣቦታትና ኣይፈለየና
ኣሜን ኣሜን ኣሜን❤❤❤❤❤❤
እዚ ገዳም መገዱ ከቢድ'ዩ ብኽንደይ ሓርጎጽጎጽ ኢና ደይብናዮ፡ ስለዝኾነ ብዙሕ ሰብ ኣይከዶን'ዩ። በጃኹም ሓግዝዎም።
ህጹጽ ሓገዝ ይደልዩ ኣለዉ። እንተውሓደ ሸር በጃኹም!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!! ቴለፎናት ኣብ ውሽጢ ቪድዮ ዘሎ ጥራይ ትጠቐሙ!
Medhanie alem Krstos edmen tenan yhabka Btaemi abi srah eu Deacon Hawna.
እዚ ገዳም መገዱ ከቢድ'ዩ ብኽንደይ ሓርጎጽጎጽ ኢና ደይብናዮ፡ ስለዝኾነ ብዙሕ ሰብ ኣይከዶን'ዩ። በጃኹም ሓግዝዎም።
ህጹጽ ሓገዝ ይደልዩ ኣለዉ። እንተውሓደ ሸር በጃኹም!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!! ቴለፎናት ኣብ ውሽጢ ቪድዮ ዘሎ ጥራይ ትጠቐሙ!
@datlove
Eshi Kbur Hawina kem Fkad Egzieabher zkealena kngbir eina.
@@datloveዲያቆን ሐወይ አነ ዳሀብ እየ አቦና አብ አስመራ ስለዘለዉ ደቂ ተዋህዶ ናይ በረከት ተኻፈልቲ ክንከዉን ስለዝገበርካ ነመስግኘካ አነ ደዊለ ረኺበዮም እየ ❤
@@okubamichaelsemere3078 ሐወይ ወይ ሐፍተይ አቦና አብ አስመራ አለዉ ❤
@@user-hq4dn9zr7l Eshi kbret yhabeley
Amen tselot abona aygadefena.
Ab tselotkum zekurna kubrat abotateyn kuburat dqaqonatn🙏🏽🙏🏽🙏🏽
Go Fundme ente zkeft kemey ymeslekum ahwat
ደቂ ተዋህዶ የሕዋተይ አጋጣሚ እቶም አቦ አስመራ መፂኦም ስለዘለዉ ናይ በረኸት ስራሕ ክትገብሪ ተቀዳደሙ አነ ደዊለ አስመራ አለኹ ስለዝበሉ በረኸት ተኻፊለ አለኹ ❤❤❤❤❤❤❤❤
Amiennn qale hiwet yesmeAlna kuburat sdrana EgziabHier xegue yebzHalkum
እዚ ገዳም መገዱ ከቢድ'ዩ ብኽንደይ ሓርጎጽጎጽ ኢና ደይብናዮ፡ ስለዝኾነ ብዙሕ ሰብ ኣይከዶን'ዩ። በጃኹም ሓግዝዎም።
ህጹጽ ሓገዝ ይደልዩ ኣለዉ። እንተውሓደ ሸር በጃኹም!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!! ቴለፎናት ኣብ ውሽጢ ቪድዮ ዘሎ ጥራይ ትጠቐሙ!
Amen 🙏🏽 Qal hiwet ysmalna kubur Deacon bereketin xolotomin msaktkum yukun ❤❤❤❤kdisti hagerna 🇪🇷bxlotkum tbarek 🙏🏽🙏🏽🙏🏽🌷🕊️🌹🌷🕊️🌹🌷🕊️🌹💒🕯️
እዚ ገዳም መገዱ ከቢድ'ዩ ብኽንደይ ሓርጎጽጎጽ ኢና ደይብናዮ፡ ስለዝኾነ ብዙሕ ሰብ ኣይከዶን'ዩ። በጃኹም ሓግዝዎም።
ህጹጽ ሓገዝ ይደልዩ ኣለዉ። እንተውሓደ ሸር በጃኹም!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!! ቴለፎናት ኣብ ውሽጢ ቪድዮ ዘሎ ጥራይ ትጠቐሙ!
Edmen tanan yhabka medhanialem aboy jemari zeykonkas qetsali kkewn ylabo hawaryawi tlakoka mftsam ayteqartselna hawey natey
🙏🙏🙏❤️⛪️❤️ thank you for sharing Deacon amazing
Btami xbuk srah u bereketom yekaflena naka ka edmen tnan yhabka dyakoney kexlo ❤
Qal hiwet yesmalna abotatna berktkumn xolotkumn ayflyna ❤❤❤❤❤❤
Agziabiher xegu yebzhalkum xbuq srah.
ክብረት የሃብካ ዲያቆን ሓውና ጽብቅ ሌላ ብእትገብሮ ዘለኻ እግዚኣብሄር ጸጋ በዲበ ጸጋ የሃብካ
ከምኡ ውን ዝተረፋ ገዳማት ናይ በዓል ኣቦና ኣቡነ ፍሊጶስ ኣሎ ኣብ ከባቢ ጎናይ ሳግላ ዝበሃል ቦታ ትሩንጓ እንዳ ተባህለ ዝፍለጥ ማይ ጸሎት ንስፍራ መነኮሳት ዝኾውን ገዳም እዩ ከይድካ ክተላልዮ እግዚኣብሄር ይደግፍ
እዚ ገዳም መገዱ ከቢድ'ዩ ብኽንደይ ሓርጎጽጎጽ ኢና ደይብናዮ፡ ስለዝኾነ ብዙሕ ሰብ ኣይከዶን'ዩ። በጃኹም ሓግዝዎም።
ህጹጽ ሓገዝ ይደልዩ ኣለዉ። እንተውሓደ ሸር በጃኹም!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!! ቴለፎናት ኣብ ውሽጢ ቪድዮ ዘሎ ጥራይ ትጠቐሙ!
Kale hiwet yesemalna. Egzabiher Tsegaue yebzahlca kubur hawena ❤❤❤
Amen amen amen mulue mhret ygberelkum
እዚ ገዳም መገዱ ከቢድ'ዩ ብኽንደይ ሓርጎጽጎጽ ኢና ደይብናዮ፡ ስለዝኾነ ብዙሕ ሰብ ኣይከዶን'ዩ። በጃኹም ሓግዝዎም።
ህጹጽ ሓገዝ ይደልዩ ኣለዉ። እንተውሓደ ሸር በጃኹም!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!! ቴለፎናት ኣብ ውሽጢ ቪድዮ ዘሎ ጥራይ ትጠቐሙ!
@@datlove እሺ የቐንየልና
ኣታ ጾሎት ግበሩልና ኣብ ምዕራብ ጥፋኣት ንርከብ ደቅኹም ገዳማትና ክንሳለም 😢
Amen amen amen
🙏❤️🙏⛪⛪⛪
Kalehiwet..yesmalna Amen.amen Amen ❤️❤️
.bereketomn.mhretomn.ayfeleyena❤❤❤
Amen Amen Amen
እዚ ገዳም መገዱ ከቢድ'ዩ ብኽንደይ ሓርጎጽጎጽ ኢና ደይብናዮ፡ ስለዝኾነ ብዙሕ ሰብ ኣይከዶን'ዩ። በጃኹም ሓግዝዎም።
ህጹጽ ሓገዝ ይደልዩ ኣለዉ። እንተውሓደ ሸር በጃኹም!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!! ቴለፎናት ኣብ ውሽጢ ቪድዮ ዘሎ ጥራይ ትጠቐሙ!
Deacon hwy krsros asbi yahbka..slteti tgebro zeleka..liela gedamatna
እዚ ገዳም መገዱ ከቢድ'ዩ ብኽንደይ ሓርጎጽጎጽ ኢና ደይብናዮ፡ ስለዝኾነ ብዙሕ ሰብ ኣይከዶን'ዩ። በጃኹም ሓግዝዎም።
ህጹጽ ሓገዝ ይደልዩ ኣለዉ። እንተውሓደ ሸር በጃኹም!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!! ቴለፎናት ኣብ ውሽጢ ቪድዮ ዘሎ ጥራይ ትጠቐሙ!
My Village my Blood my Orgin, it is a please of heaven, a please of peace, a please of reach natural and cultural. All in all the people of neighborhood villages call it Nazrat
እዚ ገዳም መገዱ ከቢድ'ዩ ብኽንደይ ሓርጎጽጎጽ ኢና ደይብናዮ፡ ስለዝኾነ ብዙሕ ሰብ ኣይከዶን'ዩ። በጃኹም ሓግዝዎም።
ህጹጽ ሓገዝ ይደልዩ ኣለዉ። እንተውሓደ ሸር በጃኹም!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!!! ቴለፎናት ኣብ ውሽጢ ቪድዮ ዘሎ ጥራይ ትጠቐሙ!
ብሩኽ ሓውና ጽቡቕ ስራሕ እንዳሰራሕካ ግና ነቐፈታ ዘይትቕበል ኬንካ። ብዙሕ ግዜ ጽሒፍናልካ እዚ ገዳማት ተምጸኦ ጽቡቕ እዩ ግና 1፡ኣበይ ቦታ ከም ዝርከብ 2፡ ካብ ኣስመራ ክንደይ ምርሓቑ 3፡ ምሉእ ስም ናይቲ ገዳም
ስለምንታይ ኢኻ ዘይትጽሕፍ?