Jesus Christ Film in Tigrigna Language ናይ የሱስ ፊልም ብትዓርኛ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 10 พ.ย. 2024

ความคิดเห็น • 969

  • @geremedihnhailemariyam5523
    @geremedihnhailemariyam5523 2 ปีที่แล้ว +26

    ብትግርኛ ናይ እየሱስ ታሪክ ክጥዕም ነዚአ ዝተርጓመ ተባረክ አምላክ በረከት ምሳና ይኩን

  • @gfftggt6311
    @gfftggt6311 4 ปีที่แล้ว +173

    አበ ሰማያት ትነብር አቦና
    ስምከ ይቀደስ መንግስካ ትምፃእ
    ፍቃድካ ከምቱ አብ ሰማይ ከምኡ ድማ አብ ምድሪ ይኩን
    ናይ ዕለት እንጀራ ሎሚ ሃበና
    ንሕና ንዝበደሉና በደሎም ከም ዝሓደግናሎም በደልና ሕደገልና
    ካብ ክፉእ አድሕነና እምበር አብ ፈተና አይተእትወና
    መንግስቲ ሓይልን ክብርን ንዘለአለም ናትካ እዩሞ አሜን አሜን አሜን

  • @nwnwjwjjwjwjw5912
    @nwnwjwjjwjwjw5912 ปีที่แล้ว +5

    ኦ አምላክይ መዳሓኒየይ እየሱሰ ክርሰቶሰ አነ ሓጥያተኛ ባርያካ አብ መንግሰትካ ተዘከረነኒ👏👏👏

  • @ናፈቀኪእምበርኣቲማማይ
    @ናፈቀኪእምበርኣቲማማይ 4 ปีที่แล้ว +25

    ኣምላከይ ኣነ ሓጥያተኛ ድኽምቲ ፈጥረትኻ እየ ከም ሓጥያተይ ዘይኮነሰ ከም ምሕረትኻ ረአየኒ ኣሜንንንንንንንንንን

  • @asmaromgabrihwot2830
    @asmaromgabrihwot2830 4 ปีที่แล้ว +11

    Amen amen amen ኦ ኣምላከይ በኣይነምህረትካ ጠምተኒ ነኣይ ንሓይጥተኛ

  • @user-et1xj4kd5c
    @user-et1xj4kd5c หลายเดือนก่อน +4

    ኣብ ሰማያት ትነብር ኣቦና ስምካ ይቀደስ መንግስካ ይምፃእ ፈቃዱካ ኣብ ሰማይ ከምኡ ድማ አብ ምድሪ ይኩን ኣሜን//3//👏

  • @jddjdhh5938
    @jddjdhh5938 3 ปีที่แล้ว +43

    ኣሜን (፫) ጎይታናን መድሓንናን ኣምላክናን እዮስስ ክርስቶስ ክብርን ምስገናን ንዘልኣለም ዓለም ይኩን።

  • @abilove3164
    @abilove3164 3 ปีที่แล้ว +27

    ኦ ጎይታይ ሓጥያተኛ እየ ሞ ኣብታ ትመፅእ መንግስትኻ ዘክረኒ ጎይታይ ማዓረይ ልገብሮ የፈልጥይ ሞ ኩሉ ሓዲካ ይቅር በለለይ ድኽምቲ እየ ሞ😭😭

    • @rahelberaki8097
      @rahelberaki8097 7 หลายเดือนก่อน

      Amlakey nhateytey b mhertka rayni

  • @bertukangezae2981
    @bertukangezae2981 3 ปีที่แล้ว +8

    ኦ ጎይታ አነ ሓጥያተኛ ጋልካ ከምቲ ንማርያም መግደላዊት ይቅረ ዝበልካላ ይቅረ በለለይ አብ ቤትካ ኣነምብረኒ አሜን

    • @helengaltigray
      @helengaltigray 7 หลายเดือนก่อน +1

      አሜን ሳብክራይበ ግበረልይ ማዓረይ

  • @Meraybrah-z1u
    @Meraybrah-z1u ปีที่แล้ว +1

    Amen Amen Amen 🙏🙏🙏🙏🙏🙏መድሓኒና ን ግጎይታና እየሱስ ንእኡ ክብሪ ይኹን

  • @atharimesfer6754
    @atharimesfer6754 4 ปีที่แล้ว +21

    አቤት ጌታ ሆይ ማርን ማርን ማርን ይቅረ በለኝ😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭

  • @hiwothiwot2113
    @hiwothiwot2113 6 หลายเดือนก่อน +2

    አሜን አሜን ስማያዊ አቦና ስለ ፍፅሙ ፍቅርካ ንመስገንካ አለና ልሞትና ውስድስ ሂወት ዝሃብካና😭😭😭

  • @gipgip1636
    @gipgip1636 3 ปีที่แล้ว +26

    ጉይታይ ምእንቲ ኣነ ሓጥያተኛ ክትብል ኣብ መስቀል ተሽኪርካ ዝወዓልካ በጃይ ዝሞትካለይ ክብርን ምስጋናን ንዓካይ ይኩን ኣሜን ኣሜን ኣሜን እግዚኣብሔር ኣምላክ ፀጉኡ የብዘሐልኩም ኣሕዋተይ

  • @SenayFshaye-l4y
    @SenayFshaye-l4y 11 หลายเดือนก่อน +2

    ንጎይታናን መድሓኒናን እየሱስ ክርስቶስ ክብርን ምስጋናን ንዘልኣለም ዓለም ይኹን ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏✝️🙏✝️🙏✝️🙏✝️🙏✝️🙏✝️🙏✝️🙏

  • @ኪዳነምህረተይወላዲተይ
    @ኪዳነምህረተይወላዲተይ 4 ปีที่แล้ว +172

    ስለ ፍጹም ፍቅሩ ኣሜን በሉ

  • @fretamay7608
    @fretamay7608 4 ปีที่แล้ว +10

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና ጎይታናን መድሐኒትና እየሱስ ክርስቶስ ምሕረቱ የውርደልና

  • @slamahslamah1660
    @slamahslamah1660 4 ปีที่แล้ว +4

    ኦ ጎይታ ብቅዱስ ወንጊል እንአምን አድሕነና አሜን፫

  • @MulatMulat-b8y
    @MulatMulat-b8y 27 วันที่ผ่านมา

    Amen amen amen ብዓይነ ምህረትካ ጠምተኒ ኣምላከይ ንዓይ ንሃጢኣተኛ ባርያካ🤲🤲🤲🙏🙏🙏

  • @alameer4867
    @alameer4867 4 ปีที่แล้ว +12

    ኦ ጎይታይ እየሱስ ክርስቶስ ኣብ መንግስትካ ዘክረኒ ጎይታይ ኣምላከይይ ብዘይ ባአካ ሂወት የለን እሞ ይቅር በለልና

  • @Samirah-u2o
    @Samirah-u2o 26 วันที่ผ่านมา

    ኦ አምላክይ መዳሓነይ እየሰሰ ክርሰቶሰ አነ ሓጥያተኛ ባርያካ አብ መንግሰትካ ተዘከረነን አሜን አሜን አሜን

  • @selamtgraweyti7209
    @selamtgraweyti7209 2 ปีที่แล้ว +25

    በጃኩም ንዑ ኣሜን ኢልኩም ዉፁ😭🙏

  • @sesenasefa
    @sesenasefa 8 หลายเดือนก่อน +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ስለ ትኩሉ ዉዕለትካ ጎታይ🙏🙏😭

  • @ናባካምርሐኒኣምላከይ
    @ናባካምርሐኒኣምላከይ 4 ปีที่แล้ว +5

    ኣሜንንንን ኦኣምላከይ ይቅር በለልና ብመገድካ ምርሐና ናይሐዚ እኒአና ፉጡሩስ ኣንፃሩ ንሰርሕ😭 ንኣና ክብል ከመዘይ ተሰቀለ እግዚያቢሄር ይቅር በለልና 🙏🙏🙏

  • @SmaamA-t1h
    @SmaamA-t1h หลายเดือนก่อน

    ኦ ኣምላክይ መዳሓንየይ እየሱስ ክርሰቶስ ኣነ ሓጥያተኛ እየ ብመንገሰትካ ተዘከረኒ እንበል አብ ፈተና ኣተእትወኒ ጌታይ

  • @trhasamine9896
    @trhasamine9896 7 ปีที่แล้ว +8

    !!!!!!!!!! Oh kem seb zeyedalu 👑👑👑👑eyosus krstos nay zelalem alem natka eya emo felitna key feletna entes bdfret zgebrnayo kulu gidefelna amen amen amen

  • @YemaneTekle-g7s
    @YemaneTekle-g7s 12 วันที่ผ่านมา

    ኦ ኣምላከይ ኣነ ሓጥያተኛ ፍጥረትካ እየ
    ከም ሓጥያተይ ዘይኮነስ ከም ብዝሒ ምሕረትካ ጠምተኒ❤

  • @apaoo705
    @apaoo705 4 ปีที่แล้ว +15

    አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት የስመዓልና

  • @Furhrj
    @Furhrj หลายเดือนก่อน

    አምላከይአ አና ሓጥያተኛ ድኽምተ ፍጥረትኻ አየከም ሓጥያትይ ዘየኮናሰ ከም ምሕርትኻ ረአየነ አሜን አሜን አሜን❤❤❤❤❤❤❤

  • @MB-iw2cz
    @MB-iw2cz 4 ปีที่แล้ว +5

    Amen amen amen ት ኢ 53:5 ንሱ ግና ብሰሪ ገበንና ቆሰለ ኣበሳና ድማ ተኸትከተ ንሕና ሰላም ምእንቲ ኽንረኽብ መቅጻዓቲ ናብኡ ወረደ ንሕናውን ብስምብራቱ ሓዌና

  • @ትግራይኣምላክየሓልኪ
    @ትግራይኣምላክየሓልኪ 7 หลายเดือนก่อน +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኦ ሰማያዊ ኣቦና ሰለ ፍፅሙ ፍቅርካ ንመስገንካ ኣለና ልሞትና ሞት ውስድካ ሂወት ዝሃብካና😭😭😭🤲🤲🤲

  • @sallamkann3472
    @sallamkann3472 3 ปีที่แล้ว +3

    አሜን አሜን አሜን ንጎይታናን መድሃኒናን እዮሱስ
    ክርስቶስ ይኩን 🙏🙏🙏

  • @سميره-ف1ق
    @سميره-ف1ق วันที่ผ่านมา

    ኦ ኣምላከይ መዳሓነይ እየስስ ክርስቶስ ኣነ ሓጥያትተኛ ባርያካ ኣብ መንግስትካ ተዘረነን ኣሜን ኣሜን ኣሜን🙏🙏🙏👏👏👏

  • @tewldegheresgher5194
    @tewldegheresgher5194 4 ปีที่แล้ว +4

    አሜን አሜን አሜን አይኒ ልቦና የብረሐልና እግዚአብሔር አምላክ ዝተመሰገነ ይኩን ከም ፍቃድ አምላክ አሜን አሜን አሜን

  • @GyiBeji
    @GyiBeji 7 วันที่ผ่านมา

    ኦ ኣምላከይን መድሃንየይን እየሱስ ኩርስቶስ ኣነ ሓጥያተኛ ጋልካ እየ እሞ በደለይ ይቅረ በለለይ ብመንገድካ ምርሐኒ😢😢😢😢😢🙏🙏🙏

  • @geni3064
    @geni3064 3 ปีที่แล้ว +4

    ስለ ኩሉ ነገር እግዚአብሔር ይመስገን
    አሜን አሜን አሜን አሜን

  • @praisetothelord4036
    @praisetothelord4036 หลายเดือนก่อน +1

    🌟💎 📖🌟📖🌟📖 💎 🌟
    This is the best Film ever. Never ever get tired of watching & reading it dramatized.
    Glory be to God. 🌟🙏💖.

  • @cr7_erm249
    @cr7_erm249 4 ปีที่แล้ว +3

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣብ መንጊትካ ትዘከርኒ ኣሜን

  • @FvDf-e4g
    @FvDf-e4g หลายเดือนก่อน

    አሜን አሜን አሜን ኦ ጌታየ ከሜ ምሕረትካ ማሓረኒ ብቁዱስ መፈስካ ደግፈኒ😢😢😢😢😢

  • @tsigehalafi1755
    @tsigehalafi1755 4 ปีที่แล้ว +4

    ኦ ጎይታ አብ ትመፅእ መንግስትኻ ዘክረና።በእንተ ወላዲትኻ ድንግል ማርያም ኦ ጎይታ ሓጥአትና ይቅረ በለልና። እግዚአብሔር ይመስገን አሜን

  • @YohanaMengs
    @YohanaMengs หลายเดือนก่อน

    ጎይታይን መዳሓኒየይን እዮሱስ ኪሪስቶስ የመስግነካ ኣለኩ ሲምካ ንዘላለም ኣለም ዚተመስገነ እዩሞ ኣሜን ❤❤❤🎉🎉

  • @ተመስገንኣምላክተመስገንኣ
    @ተመስገንኣምላክተመስገንኣ 4 ปีที่แล้ว +6

    ኣ.ጎይታ ከም ምሕረትካ ይቅረ በለልና
    መስቀል ሓይሊ እዩ
    መስቀል ፅንዕና መሰቀል ቤዛና መስቀል መድሓኒና እዩ ብመሰቀልካ ንአምን ሓልወና አድሕና አሜን አሜን አሜን

    • @helengaltigray
      @helengaltigray 7 หลายเดือนก่อน

      አሜን ክብረተይ ሳብክራይብ ግበረለይ

  • @ኣክሱምዩቱብ
    @ኣክሱምዩቱብ 3 ปีที่แล้ว +2

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት ያሰማልን እግዚአብሔር በጤና እና በዕድሜ ይጠብቅልን የእግዛኣብሔር ፀጋ ከሁላችን ህዝበ ክርስትያን ጋር ይሁን ኣቤቱ ቁዱስ ኣምላካችን ጌታችን ኢየሱስ ክርስቶስ ሆይ ማስተዋልን ስጠን የህይወት እንጀራ ስጠን እኛ የምናረገው ኣናውቅም እና እኛ ፍራሽ በስባሽ ነን እና እንደ ቸርነትህ እና ገናንነትህ ብዛት ይቅር በለን እንጂ ስላምህን ስጠን እጅግ ተቸግረናል እና ቅድስት ሆይ ለምንልን ኣሜን ኣቤቱ የስራዊት ጌታ ሆይ ስምህ ለዘላለም ከፍ ከፍ ይበል ክብር ምስጋና ላንተ ይሁን ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏🙏🙏

  • @ኣቢጋልትግራይ-ዐ8ኰ
    @ኣቢጋልትግራይ-ዐ8ኰ 3 ปีที่แล้ว +9

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ጎይታይን መድሓኒየይን እየሱስ ክርስቶስ ስምካ ይቀድስ ንዘላኣለም 🙏🙏🙏

  • @hyab-t4y
    @hyab-t4y 6 หลายเดือนก่อน +1

    ኦ ጎይይ አደ ክቲከነኣ ንድንግል ህብካና ካብ ጸላም አድሒንናን ንኩል ግዜ ካብ ክፊእ ከድሒነናን❤❤❤❤❤

  • @በቃበቃያኣክልሰብምካነይ
    @በቃበቃያኣክልሰብምካነይ 7 ปีที่แล้ว +4

    Amen Amen Amen qal heway yesmalna bemnfasu yabrkina

  • @tomasaraya4797
    @tomasaraya4797 4 ปีที่แล้ว +32

    nezi nay goytanan medhanie alem movies ksab hiji do nrieya delena 2020

  • @shedenTsegay-g7f
    @shedenTsegay-g7f 2 หลายเดือนก่อน

    Amelak aboy mdihanna kulu kme faqadika ykoni amen amen amen ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @merigalemekellem5553
    @merigalemekellem5553 4 ปีที่แล้ว +9

    ኦ አምላከይ ከሉ ብፍቃድካ ይኩን አንክልምነካ አትርህርሀለይ ካብ ጰላም አውጵኢካና ተመሰገን አምላከይ

  • @medhanieghirmay858
    @medhanieghirmay858 6 หลายเดือนก่อน +2

    ስለ ኩሉ ግብርታትካን ውዕሎታትካን ምሕረታትካን ተበጃውነትካን ስለ ወድ ሰብ ዝከፈልካዮ ተመስገን ጎይታይ።
    ብሰላም ናብ ብርሃነ ትንሳኡ ይብጻሓና ኣሜን ህያው ፈጣሪና ።

  • @helmialenikrstossemra4799
    @helmialenikrstossemra4799 4 ปีที่แล้ว +15

    ኣሜን /3/ ከሓስብ ከለኩ ይገርመኒ ከስተስትኖ ኣይክእልን እየ

  • @سلامالحبشي-ن8ر
    @سلامالحبشي-ن8ر ปีที่แล้ว

    ኣሜን ኣሜን ኣሜንንን ጌታየ ንስካ ኩሉ ከም እትክእልን ጌታ ኢካ እም ልቦናካ ልኣከለይ ጌታይ 🤲🤲🤲🤲❤

  • @ፍርቱናዕባይጨርቆስ-ዸ8ቸ
    @ፍርቱናዕባይጨርቆስ-ዸ8ቸ 4 ปีที่แล้ว +3

    ኣሜን እግዚአብሔር ብመንገዱ ይምርሓና

  • @MillionTekleab-h7q
    @MillionTekleab-h7q ปีที่แล้ว

    ኦ ጎይታ ንዓና ንሓጢኣተኛታት ደቅኻ በቲ ዘይውዳእ ምሕረትካ ስለ ድንግል ማርያምን ኣዴኻ ስለ ኩሎም ቅዱሳንካን ኢልካ ምሓረና ይቅረ በለልናን

  • @hgjh3058
    @hgjh3058 3 ปีที่แล้ว +6

    አሜን አሜን አሜን ምሕረትካ ላአከና ገይታይ

  • @shundarb4880
    @shundarb4880 2 ปีที่แล้ว +1

    አሜን ምሕረትካ ላአኸልና ጎይታና ኢየሱስ

  • @እማየየኔናፍቆትየኔመልካም
    @እማየየኔናፍቆትየኔመልካም 4 ปีที่แล้ว +6

    ኣሜን ቃለ ህይወት የስመዐልና ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @اريامعبدالله-س3و
    @اريامعبدالله-س3و 26 วันที่ผ่านมา

    ኦ አምላከይ መዳሓኒየይ እየሱስ ክርስቶስ ኣኒ ሓጥያተኛ ባርያካ ኣብ መንግስትካ ዘክረረኒ 👏👏👏

  • @filimontesfamichael6456
    @filimontesfamichael6456 4 ปีที่แล้ว +7

    መን ሪኢዋ ኣብ ዕርገት 2020 Amen Amen Amen

  • @bereketabraham7450
    @bereketabraham7450 ปีที่แล้ว

    አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት የስማዕልና መዳሒናን እዮሱስ ኩርስቶስ ጾሎትን በረኸት ጸጋ ኣይፈለየና

  • @udfh7364
    @udfh7364 4 ปีที่แล้ว +4

    ኣሜን ኣሜን ቃል ህይወት ያስምዐና ነዚ ዝሰርሕ ግን ዓብዪ ዓስቢ ክረክቡ እዮም

  • @AbuAli-pq1tr
    @AbuAli-pq1tr 2 หลายเดือนก่อน

    ክብርን ምሰግናንናዕካ ይኩንእግዛብሄ አምላከ❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏

  • @kdjddifkjf2055
    @kdjddifkjf2055 4 ปีที่แล้ว +3

    ኦ አምላኬ ሆይ እኔ ሓጥያተኛ ንኝ ከም ሓጥያት ዘይኮነስ ከም ምሕረትኻ ዘክረኒ አሜን አሜን አሜንን

  • @umsariqueen
    @umsariqueen 6 หลายเดือนก่อน +2

    ስለ ፍፁም ፍቅሩ ኣሜን(3)👏😢

  • @zemedaabrha7748
    @zemedaabrha7748 4 ปีที่แล้ว +4

    ተመሰገን ፈጣሪ በጃ ሓጥያተይ ዝመትካልይ ኣመሰግነካ

  • @اللالل-ش2ش
    @اللالل-ش2ش วันที่ผ่านมา

    ኦ ኣምላከይ ኣነ ሓጣተኛ እየ ከም ሓጥያተይ ዘይኮንካስ ከም ቡዙሑ ምሕረትካ ጠምተና

  • @-eliyahu4916
    @-eliyahu4916 4 ปีที่แล้ว +31

    ኦ ኣቦ ኣብታ ትመጽእ መንግስትካ ዘከረና ንስለ ወላዲትካ ድንግል ክትብል ማሕእረና፡ ምሕረትካ ስደደልና ኣሜን ክብርን ምስጋናን ንዘለኣለም ንዓኻ ይኹን ።

  • @AllBaad-p4m
    @AllBaad-p4m 11 วันที่ผ่านมา

    ኣብስማያት ትነብር ስምካ ትቀደስ ከምቲ ኣብ ኣብሰማይ እትነብር ኣቦና ናይ ዕለት እንጀራና ፀፅባሕ ሃበና ኣንሕና ከም ዝበደሉና የቅረ ከምዝንብል ሓጥያትና ኣድሕነና ኣብ ፈተና ኣይት ኣእትወና መድሓኒት ናይ ዓለም ኣቦይ ሸምካ ዝከበረን ዝተመስገነን ይኩን ኣሜን ኣሜን ኣሜን❤❤❤❤❤

  • @tesekarik1352
    @tesekarik1352 4 ปีที่แล้ว +10

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ክብርን ምስጋናን ንጎይታን መዳሓኒና አየሱስ ክርስቶስ ይኩን

  • @GezaiAbrha
    @GezaiAbrha หลายเดือนก่อน

    ኦ ኣምላከይ ኣንሕና ሓጥየኛታት እኮ አንተ ኮና ከም ሓጥያትና ዘይኮነ ከም ሕማቅ ተግባርና ኩሉ ሓዲካ ምሕረት ካ ላኣከልና ጎይታይ እዮስስ ክርስቶስ🙏🙏🙏🙏👏👏

  • @yonasamanuel4622
    @yonasamanuel4622 7 ปีที่แล้ว +10

    ቃል ህይወት የስማዓልና

  • @Heri-fw7of
    @Heri-fw7of หลายเดือนก่อน

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን አሜኑኤለ አምላከዩ ተመሰገን ሰለ ከለ ነገረ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @temesgenamlakyel6879
    @temesgenamlakyel6879 4 ปีที่แล้ว +3

    አሜን አሜን አሜን ጎይታይ ብምሕረትካ ሓልወኒ ንዐይ ክትብል ተሰቂልካ

  • @rgrgi7464
    @rgrgi7464 ปีที่แล้ว

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ስለቲ ኩሉ ፍቅርካ ቱመስገን

  • @semhartesfay3422
    @semhartesfay3422 4 ปีที่แล้ว +3

    ኦ ጎይታ ኣብታ ትመጽእ መንግስትካ ዘክረኒ ኣሜን ኣሜን ኣሜን፡🙏🙏🙏

  • @yonaskahsay6347
    @yonaskahsay6347 2 ปีที่แล้ว

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ናይ ኣቦናን መድሓኒናን እየሱስ ክርስቶስ እና ናይ ኣደና ቅድስቲ ድንግል ማርያም በረከታን ረዲኤታን የካፍለና 🤲🤲🤲✝️✝️✝️🕯🕯🕯

  • @jgyi978
    @jgyi978 4 ปีที่แล้ว +4

    🙏🙏🙏ኦ ግይታይ ኣብ ትመጽእ መለንግስትኻ ተዘከረኒ አምየን አምየን አምየን 🙏🙏🙏

  • @SereSher-c5p
    @SereSher-c5p 2 วันที่ผ่านมา

    አሜን አሜን አሜን ገይታይ ማዓረይ ብምሕረትካ ጠምተና🙏🙏🙏🙏

  • @semharmokie7023
    @semharmokie7023 3 ปีที่แล้ว +4

    ቃለ ህይወት የስመዐልና ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @sikosilo4629
    @sikosilo4629 ปีที่แล้ว

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ጎይታናን መዳሓንናን እዮሱስ ክርስቶስ ክብርን መንስገናን ንዓካ ይኹን

  • @misganmedhanie9329
    @misganmedhanie9329 4 ปีที่แล้ว +5

    O Aboy Abta temaxi Mengstkia zekrani Amen

  • @rgrgi7464
    @rgrgi7464 2 ปีที่แล้ว

    ዉዕለቱ ዘክር ነብሰይ ፀጋካ ዓድለኒ ኣምላክይ

  • @የትግሬልጅየትግሬልጅ
    @የትግሬልጅየትግሬልጅ 7 ปีที่แล้ว +7

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @mbbmbbb7519
    @mbbmbbb7519 2 หลายเดือนก่อน

    ኦ ጎታይ መድህንየ እየሱሰ ክርሰቶሰ ኣነ ጋልካ ሓጥያተና እየሞ ኣብታ እትመፃ መንግሰት ሰማይ ዘክረኒ😢😢😢

  • @dioeamaregraziedio8085
    @dioeamaregraziedio8085 7 ปีที่แล้ว +3

    kalehiwet yesmiana.mennnn Amennnn Amennnnn.

  • @robelmosazghilebasichosenabrah
    @robelmosazghilebasichosenabrah ปีที่แล้ว

    Kal hiwet yesmealna Egziabher Amlak Amen Amen Amen.

  • @سمرااا-خ1ل
    @سمرااا-خ1ل 2 ปีที่แล้ว

    አሜን አሜን አሜን ቃል ሂወት የስማዓልና በርክት ፀጋ የብዝሕልን አየሱ ክሩሱቶስ ምእንታን ክብል አብ መስቅል ዘሞተልና

  • @ኣርሱጋልትግራይ
    @ኣርሱጋልትግራይ ปีที่แล้ว

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዐልና እግዚኣብሔር ኣምላክ✝️✝️🙏🙏🙏✝️✝️

  • @HeriTv-ep8ic
    @HeriTv-ep8ic 6 หลายเดือนก่อน +1

    ኣሜን ስለ ፍጹም ፍቁሩ 🙏

  • @hermontesheme8059
    @hermontesheme8059 ปีที่แล้ว

    ቃል ሂወት የስመዐልና ክብርን ውዳሴን ኣምልኩን ንጎይታ

  • @ብመንገድኻምርሐኒጎይታይብ
    @ብመንገድኻምርሐኒጎይታይብ 4 ปีที่แล้ว +5

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @ogubitafewerki6850
    @ogubitafewerki6850 6 หลายเดือนก่อน

    ኦ ጎይታይ ብምህረትካ ጠምተና ሓጥያትና ገዲፍካ ተዓረቀና ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @ሜሪጓልሱሑለይ
    @ሜሪጓልሱሑለይ 3 ปีที่แล้ว +3

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ሰለ እቲ ኩሉ ፍቅሩን😘😘😘😘

  • @AwetGebretnsae-gd2ei
    @AwetGebretnsae-gd2ei 4 วันที่ผ่านมา

    ክብርን ምስጋናን ንጎይታናን መድሓኒናን እየሱስ ክርስቶስ ይኹን ኣሜን(3)

  • @zendozeray4267
    @zendozeray4267 ปีที่แล้ว +1

    ኦ እግዚአብሔር ኣምላኸይ ስለ እቲ ኩሉ ፍቅርኻ ነመስግነጋ ✝️❤❤✝️👑🤲

  • @abebagebrehawerya2147
    @abebagebrehawerya2147 3 ปีที่แล้ว

    Abete amlake hatyatey ykre beleley amenn🙏🙏🙏

  • @RgbeyTirnh
    @RgbeyTirnh ปีที่แล้ว

    ሰለቲ ፍፅም ፍቅሪካ ክብር ምስጋና ንመድሓኒና እዩሱስ ክርስቶስ ዩኩን ንዘላኣለም ኣለም ዩኩን ኣሜን

  • @dabramichaele8696
    @dabramichaele8696 4 ปีที่แล้ว +5

    ኦ ጎይታይ ኣብ ትመጽእ መንግስትካ ዘክረኒ ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @salopkadedf7967
    @salopkadedf7967 2 ปีที่แล้ว

    ኣሜን ኣሜን ኣሜንንንን ጎይታና መድሓኒየይ እዮሱስ ኩርስቶስ ምሳካ ይደቅስ ንዘልኣለም

  • @zufanhluf2923
    @zufanhluf2923 4 ปีที่แล้ว +3

    አሜን አሜን አሜን

  • @adeytigray6384
    @adeytigray6384 2 ปีที่แล้ว +1

    ኣ ጎይታይ ብዓይነ ምሕረትካ ጠምተና ናይ ሐዚ ለለና ወሎዶስ ግምጣሉ ኢና እንስርሕለና ዋ ምእንተና ከምዘይተስቀለስ ክንደይ ይክሕድ ኣሎ ክንደይ ይቅይር ኣሎ ሞ ንኩሉ ግዲፉካ ብዓይነ ምሕረትካ ጠምተና ምእንተይ ተሳቂካ ጎይታይ ተመስገን ኣምላከይ ፁሩይ ልቢ ፍጠረለይ ጎይታይ