ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ወዲ ጀበሊ ናይ ብሓቂ ኣይተመሃርኩን ይብል ኣነ ይኣምኖ አየ ምኽኒያቱ ተማሂርና ዝብሉ ከምዚ ናይ ወዲ ጀበሊ ዝህበና ዘሎ ትንታኔ ንበሎ ምዕቡል ዕላል ዳርጋ የለን ንብለሉ ጊዜ ኢና ዘሎና። ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ስታዝ ወዲ ጀበሊ።ዮናስ ድማ የቐንየልና።
ወዲ ጀብሊ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካመምህር ናይ ሕብረተሰብና ኢኻ 100 ዓመት የጽንሕካ ♥️♥️♥️
ወዲ ጀበሊ መም ናይ ሂወት ዮኒ እዚ መደብ እንተድኣ ኣቋሪጽኩሞ ስድትና ኣዝዩ ክመርር'ዩ ስለዚ ሓደስቲ ሓሳባት እናምጽኣኹም ድኣ ብመንፈስ ናብ ዓድና ምለሱና:: ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም::
መምህረይ እንቋዖ ድሓን መጻኻ ወዲ ጀበሊ ሽኾር ኣዝማሪኖ ።
ጽቡቅ መደብ እንዳ ተዛናጋዕና ንምሃር ኣለና ንህዝብናን ሃገርናን ሰላምን ራህዋን ይሃበና ኣሜን፡
ወዲ ጀበሊ ሉኡክ ፈጣሪ ኮይንካ ትስማዕኒ ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ
ዮኒ ሓወይ ዉን ክትምስገን ይግበኣካ ኣብ ትሕቲ ፈጣሪ ን ወዲ ጀበሊ ን ወዲ ከረን ናይ ስራሕ ዕድል ብምፋጣርካ።
ዮናስ ክኣ ንፍዕ ምቁሉል ቀጽሎ ጽቡቅ መደብ ኢኻ ትኽርበልና ዘለኻ 💐💐
መዐር ዝኾነ ምኽሪ፣አነ እንድዒ ይገርመኒ እዚ ጡዑም ትምህረት እዚ ንኽምህሩ ፈላስፋታት ተባሂሎም ዝኽፈሉ አሎው፣ሐውና ወዱ ጀበሊ በነጻ ትመህረና አሎኻ፣የቀንየልና፣ንዐና ክጥዕመና ዕድመን ጥዕና ዮሀብካ ፣ከምኡ ድማ ዮናስ
ዘረባ ወዲ ጀበሊ ጥራይ ኪትሰምዕ ኣለካ የጸናንዓካ አዩ ነዞም ጸበብቲ ሓንጎልና
Eritrean Media Network ናይ ብሓቂ ናይ ወዲ ጀበሊ ኣስተምህሮ ኣብ መዓልታዊ ህይወትና ዝርአ ትኽ ኢሉ ስለዝገልጾ ናይ ብሓቂ ጽብቕቲ መደብ። Thank you.🙏🏿
ዋው ወዲ ጀበሊ እቲ ዘይውዳእ መጽሓፍ ኢኹም ናይ ብሓቂ
ኣታ 'ዚ ወዲ ጀበሊ ዘለዎ ንቕሓት ዘገርም ኢዩ። ብጣዕሚ ዝምስገን ልቦና ኢዩ ዘለዎ ። ክጽሓፍ ይግባእ።
Welcome deqi Erey..Proud to be Eritrean 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪🏾💪🏾👍🏿👍🏿🙌🙌🐪🐪🐫👏💕✊🏿✊🏿✊🏿🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🏿🙏🏿🙏🏿✌️✌️
Good Job" ይበል ኣቦና ፆድመን ጥናን ይሃበልና ፈጣሪ💯💯🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷✅✅✅
Wellcome eritrea 🇪🇷 my best country I love you so much and peace ✌️
ኣቤት መደብ ብሓቂ ይበል እንታይ ክወጾ ክብረት ይሃብኩም ክልተ ጀጋኑ
ብጣሚ ጽብቅ መደብ 'ዩ ካብ መጅመርያ ይካታተለኩም አለኩ "ደስ ዝብል' መስ (ወዲ ጀበሊ) ዘገብርክሞ ዕላል " ብቅጻል ሓቶ ነይራትኒ ተገዲስካ ክምልሱለይ ተስፋ ይገብር "እዞም አብ ምንጎ ሰብ ሓዳር እትዮም ሓለይቲ መሲሎም ዘብእሱ ስባት አለው 'ሞ "እንታይ ምበልከና ነዚኦም የቀኒየለይ!
ጽቡቅ እዩ ሓሳብካ ግን ደዊልካ ን ዮናስ ወይ ጀበሊ እንተትረክቦ ጽቡቅ እዩ ፡ኩሉ ሰብ ከኣ ኪመሃረሉ ምከኣለ።ተለፎን ኣሎካ ናቶም ኣብቲ መደቦም ስክሪን።
ብጣዕሚ ጽቡቅ መደብ ቀጽልዎ
ወይ ዘረባ ወዲ ጀበሊ ምስ ዬናስ ብጣዕሚ ኢየ ዘድንቀኩም።ዕድመ ይሃብኩም ❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷😘😘😘
መርሓባ ጀበሊኖ ዘይምኖ ውዱእ ኣዝማሪኖ እንቋዕ ብሰላም መጻካ ክያሮ ኩሉ ከላምካ ማራ እዩ ዘረይሐኒ ብዘይ ቀልዓለም ኣዝዪ መሃርን ኣዘናጋዕን አዩ እሞ ብዘይ ምቁራጽ እንዳ መጻካ ክትምህረናን ከተዛንየናን ተስፋ ይገብር ወዲ ሹቀይ
I have been following since part 1 I appreciate your expression of life what kind of person you are
እንኳዕ ብሰላም መጻአኩም ጽብቅት ስድራ
ወዲ ጀበሊ መምህር ሂወት፡ከምኡ'ውን ዪኒ፡ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም።
Educational and good. we discuss wiz u while we r watching z program. I love it. 😍👏👏👏👏
Today is very very good idea because Everyone like that thanks 🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍
A great question and a great answer!
ወዲ ጀበሊ ዋዛ መስ ቁመነገር አድመን ተናን ይሃበካ 🥰
Yonas Thanks wede Geble Amlke mklkume edme yhbkum 🌹🌹🌹🌹🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾🌹
Thank you burkat selam amlak yhbkum
ኡቃዓ ዳሓን መጺኹሙ ደፕልቂ ሃገርዪ❤❤🇪🇷💯
ሰላም ዮናስ ሓወይ ከምእ'ውን ኣያና ወዲ ጀበሊ ብትገብርዎ ዘሎኩም ዕቢ አበርኽቶ ከየምስገንኹም ክሓልፍ ኣደልን ብምቅጻል ምስዛ ዘልዕልኩማ አርእስቲ ናይ ሎሚ አታአሳሲረ ኽገልጾ ዝደለኩ ታሪኽ ዘጋጠምኒ አብ 2000 ናብ ኤርትራ ዝመጻኩሉ ግዜ ኢዩ እቲ ፍጻሜ አብ ከባቢ ቃሓውታ አዩ ሚኒባስ ተሳፊረ ካብ ከተማ ተበጊሰ ንገዛ ኣናተመለስኩ መወዳታ ፈርማታ አብ ቃሓውታ ትውድእ አብ ከባቢ ማከል አዩ ኔረ ሓንቲ ካብተን ታሓዝቲ ገንዘብ ሕኣፍትና ዕጽፍ አኢላ አብታ ሰብ ዝወርደላ አስካላ ልባ ሰልሃው ኢልዋ መልሓሳ ተቆሊፉ ምዝራብ ክሳብ ትስእን ልበይ ክቃጻጸሮ አይካአልኩን ኩሉ ሰብ ሓደ ዝሓትት ዘሎ ረረጊጾማ ይሓልፉ ኮፍ ኢለ ምስ ራአኩዋ አይተዛረብኩዋን አብታስግር ዝነበረት ኣንዳ ዱካን ከይደ ክልተ ጽባ አምጼኤ ምስ አስተኩዋ ቃሕ ኢላ ሬትኒ አፋ አይዛረብ ኣንበር ልባ ከምዝመረቀትኒ ናይ ሂወተ መቀይሮ ብዕይንተይ ሬኤዮ ብድሕሬኡ ኮንትሮሎ መጼኡ ቡዙሕ ሞገሰ ኔሩ ዮናስ ሓወይ ኢዜ ንወዲ ጀበሊ ህበለይ ድሕሪ 20 ዐመት አየ ዘዘንትዋ ዘሎኩ ከምኡ ተማሳሳሊ ብናይ ገንዘብ ዝምልከት ኣብ ኤርፖርት ዘጋጥምኒ ኣብ ካልእ ትሕዝቶ ክገልጾ'የካብ ሐውኩም በረኸት ቶሮንቶ ካናዳ
ወዲ ጀበሊ ምስ ዮናስ አንካአ ዳሓን መጻኹም ደቂ ኤረይ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Thank you , wedijebeli & yonas Well done keep going
ማሃሪ'ዩ ቀጽልው and thanks a lot
ሰላም ሰላም የናስ ሓውና በዚ ትከብርዎ ብጣዕሚ ጽቡቅ ካልኣት ከምኦም1000ይብዙሑ ቀጽልዎ
Thank you so much 💓 💗 💛 💖 ☺
ንህይወት ባህ እተብል እንታይ እዩ?ክንደይ ዚኣክል ገንዘብ እዩ ኻብ መጠን ንላዕሊ?ስኡናት ወትሩ ዜመስግነሎም ስለምንታይ እዩ ?ንነዊሕ እዋን ዚነብር መን እዩ ? ገንዘብ ድዩ ወይስ ሰባት ?
Selam selam deki 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 .Great talk. Well done and thanks
ኩሉ ዝዛረቦ ኣብ ሓቂ ዝተመርኮሰን ኣብ ግብሪ ዘሎን ብልክዕ ኣብ ግዕዞ ሂወት ዘጋጥምን ብኑጹር ዝርድኣካንዩ ዕድመን ሽግርን ክኣ መምህርዩ ናይ ብሓቂ ኣይተቃርጽዎ
Thank you guys for sharing.Good job👍🏽👍🏽
ብሓቂ ክብረት ውግኡ ሞት ወርቂ ዝኾነ መግለጺ ነዊሕ ዕድመ ይሃብካ
Thanks very nice
well come you two. You always come with all educational and good ideas.
Thanks 😊
THSNKS WRFI JEBELI SND YONAS KEEP AMAIZING
Bebzelenayo admen tinan yhabena Egziabhir ,,,yeqenyelna kea ,
Selam emn ab srahkum asalto gele kinekif gele sebat kisab deki 90 zkonu yserhu elkum mejemerta srah kibret u tewesaki kea nidekomin deki dekomin ab tsubuk bayta migdaf u medebatkum nideki sebat atebabae entekone tsubuk thanks
ወዲ ጀበሊ ብሓቂ መምህር ሂወት ቀጽሎ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
Man of the year !!!
ወዲ ጀበሊ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
Welcome deki erey fawsi Lebi ❤️❤️❤️👈🏿🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
welcome deki Erey xaeda edmen teinan yhabekum
Very good programme continue EMN AND YOUR GUEST.
መምህረይ ወዲ ጀበሊ አንካእ ብደሓን መጻካ ንበር እስኪ 1000 ኣመት ይምነየልካ
👏👏👍😍😀🇪🇷 we love you
naybhaki kemakum ebzhalna abza godolo alem!
Betame mehare hasab dase zabel
Welcome memhrey
Zkeberkum adalewti miedyan nietwork ብተቅርብዎ መደባት ኣዚና ነመስግን ብቅጻል ኣነ ሓንቲ የብለይን ካብ ኢደይ ናብ ኣፈይ እየ ግን ከም ወዶም ሓሲቦም ክምሩቁኒ ኸኣ ሓሓደ ሚእቲ ክልእከሎም ክትዕዱምለይ ንወዲ ጀበሊ, ኣበባ ሃይለ, ሄለን ርያለ ጋል (ርያለ)ን ብትሕትና ይላቦ ምናልባት ክንዕቁዎ ይኽእሎ እዮም ግን ዓቅመይ ስለ ዝኾነዩ ካብ ግንዘብ ንላዕሊ ብ ኣካል ምተላኣኽኩዎም ንሶም ከኣ ዝወደይ ብርክኻ የጽናዓዮ ምበሉኒ ግን ኣብ ዓዲ ጋናየ ዘለኹ መልሲ ኣብዛ ኮሜንቲ እንተጺሒፍኩሙለይ ኣብዝራኣኹዋ ክድውለልኩም እየ ምሳኣ ናምበር ወይ እመይል ,የቀንየለይይ
ናምበር ኣትሪፈያ ኣለኹ ጥራይ ዝኾነ መልሲ ግደፉለይይ
Zbuk ilal des zbl 👍👍👍🙏🙏
ጽቡቅ መደብ ቀጽልዎ
🙏 welcome 🤗
Well Come
ሙት ክትንአድ :ውራይ ግበር ክትሕመ: እረግ ክትጅሃር:: ኢሎሞ ስለዚ ባህሪ ሓበሻ ስለ ዝኮነ አይቅየርን እዩ ይቀንየልና ወዲ ጀበሊኖ ብሃንቀውታ ንጽበየካ::
Welcome back guys
Selame tenane yehabkme 💯💯💯💯💯
Marhaba Marhaba nice to see مرحبا مليون بيكم حبيايبي نورتونا ❤💛💙💚👏👏👏👏👏
Wawwwwww btami xbuk medeb kexlwo
መርሓባ 🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹
ብጣዕሚ ስሐቢ'ዩ ቀጽልዎ
Welcome 🥰🥰🥰
Good job guys
Wawww wede jebele Edemen Tenane yhabeka fetarirrrr
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏
❤️❤️❤️
Wdi jobil admen tiana yehabka egzabihere amlak
ሰላም፡መንእሰያትፍልስፍና እንታይ ማለት እዩ፧What is philosophy?ዝብል ኣብዚ ክትከታተሉ ትክእሉ ኣብ ምስላታት ትግርኛ ።ብትግርኛ&English
ከም ወዲ ጀበልስ ይሁሉ ዶ መስተውዓልንንን ለዋህ ፍጥረትንንንን አዋይይይ ይገርመኒ ዩ ናይ ወዲ ጀበሊ 1000 ይሃብካ ይሃብካ ክህበካ ዩ ከኣ!!!!!!!!!
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍💯💯💯❤️❤️❤️
ከሉ ሰብ ከምዞም ኣቦ ዝሓሰብ ተዝኮን ምድሪ ገነት ምኾነት
እዚ መደብ ብጣዕሚ መሀርን አራምን ስለ ዝኾነ እብ ደገ ዘለና ብጉቡእ ንከታተሎ አለና አነ ግን ክብላ ደሌ ዘለኹ እቲ አብ ውሽጢ ሀገር ዘሎ ህዝቢ መታን ክመሀረሉ ከም ገለ ጌርኩም አብ ቲቪ ኤሬ ሐንሳብ አብ ሰሙን እንተ ትገብሩሎም ይብል ምስ ቡዙሕ ይቅሬታ
ናይ ብሓቂ 😍
well come jebilino
ሰላም ሰላም ዮናይ ሓወይ ኣቦይን ውን ክትከውን እትክእል ኢኻ መደባትካ ብጣዕሚ ኣዝዩ መሃርን ኣዘናገዕን እዩ ወትሩ ዕብየት ከኣ ይመነየልካ እምበኣር ከስ ከምዚ ተቀርብዎ ወትሩ ከኣ ይከታተሎ እየ ማለት ዕላል ወዲ ጀበሊን ወዲ ከረንን ኣዘዩ ከኣ ደስ በሃልን መሃርን እዩ።ግን ሲ ወዲ ጀበሊ ኣዝዩ በሊሕን ምህሩን እሞ ከኣ ናይ ሰነ ምንባር ፈላጥ እዩ ።ነዚ ኩሉ እንዳ ፈለጠን እንዳ ኣስተምሃረን ሲ ናብራ ዘይ ምግባሩ ካሳብ እዚ ዕድመ ሲ ኣስፈሕ ኣቢሉ እንተድገልጸልና ሲ ክንደይ ደስ ምበለና ነይሩ።ብዝተርፈ ሰላምን ጥዕናን ንምነየልኩም ኣብ ቀጻሊ ዕላልኩን በርቱዑ።
ጽቡቅ ሕቶ ኢዩ ሕቶካ ግን ኣይትከትታልካዮን ዲካ ካብ 1 ክፋል ክሳብ ሒጂ ገሊጽዎ ንአሩ ኢዩ
ኣብ መደብ ናትራን ወለንታዊ ስርሐት ዕለት 7 march 2022 ዝተሰቕለት እያ
መርሐባ ዮናስ ዐቢ ሰብ ጹቡቅ መደብ ቀጽሎ👍መጀመሪያ አብ መደብኩም አሳልጦ አብ መነባብሮኹ ም ፍቅርን ሰላምን ንክህልወኩም አብ አምላክ ንልምን ። አነ ንወዲ ጀበሊ መጀመርያ ክሰምዮ ከለኩን ወይ ንሰብ ውን ክሕብር ከለኩ ወዲ ጀበሊ ይባሀል ይብል ኔረ ደሐር ጸኒሔ መምህር ወዲ ጀበሊ ይብል ኔረ ሕጂ ግን ዶክተር ወዲ ጀንሊ ናይብሐቂ ዐቢ ሰብ። ናይ ቀደም ኤርትራዊ ( ቱሑት ሙሁር መስተውዐሊ ጀንትል ድኽነቱ ዝአምን ዘይየሕፍሮ ፍልጠቱ ዘይሐብእ ኤርትራዊ ዘኩርዐካ ) ቀጽሎ ሐደራ
👍👍👍👍👍❤❤❤🙏🙏🙏🙏
Enkoe dhan mexakum
ወዲ ጀበሊ ማዕቢሉ ፣ ንወዲ ከረን ትግርኛ ገዲፈልካ ኢልዎ ፣ እንግሊዝ ጀሚሩ።
👍✅👍✅
ደቂ ኤረይ መዓረይ ኣብ ዘለኹሞ ሰላምን ፍቅርን እንዳተመነኹ፥ኣብ ስደት ዘለኹም ከኣ ምስቶም ትናፍቀዎም ወለድኹም ገጽ ንገጽ ክትራኸቡ ሰናይ ምንዮተይ'ዩ:ኣብ ቻነለይ ኣቲኹም መደባተይ ብምርኣይ ከተተባብዑኒ ብትሕትና ይሓተኩም!
❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ብመጀመርያ መድብኩም ብጣዕሚ ደስ ዝብለኒ ቀጽልዎ፡ ቀጺለ ከትብርህዎ ዝደሊ ነገር እዚ ሰብ ምስ ሞተ ዝግበር ሰብ ክርኤልካ ብክያት ኮነ ወጻኢታት ከም ባህሊ ተታሒዙ ይቅጽል ኣሎ በዚ ጸቂጥካ ኣብርሃልና ምክንያቱ ካብዚ ናትኩም ብዝሕ ትምህርቲ ቐሲመ ብወገነይ ነብሰይ በየናይ መንገዲ ከምትከይድ ክፈልጣ ኪኢለ ማኣዝና ንከይንስሕት ከምዚኦም መምሃራን የድሉይ ናከም ፕሮፌሰር ወዲ ጀበሊ ፕሮፌሰር ወዲ ከርን ።
🇪🇷♥️🙏👏
Enkae bdehan mexakum kuburat.
አምባአ። ኣየ ሊቅ ብዓቅመይ ዳበልካ ነብሲኻ ዳባኸስካ መን አዩ በል አስከ ከማካ በዓል ዓቅሚ? ? ሊቀ ልቃውንቲ ኣምላኽ ጸጉኡ የብዘሓልካ ።
❤❤🌷🌷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏👍👍👍
👌👌🥰😍👍🇪🇷🇪🇷
Welcome jebelino qemem hiwet
Nay bahaki qemem hwet
ክክክክ ናይ ብሐክ ❤❤❤
ወዲ ጀበሊ ናይ ብሓቂ ኣይተመሃርኩን ይብል ኣነ ይኣምኖ አየ ምኽኒያቱ ተማሂርና ዝብሉ ከምዚ ናይ ወዲ ጀበሊ ዝህበና ዘሎ ትንታኔ ንበሎ ምዕቡል ዕላል ዳርጋ የለን ንብለሉ ጊዜ ኢና ዘሎና። ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ስታዝ ወዲ ጀበሊ።ዮናስ ድማ የቐንየልና።
ወዲ ጀብሊ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
መምህር ናይ ሕብረተሰብና ኢኻ 100 ዓመት የጽንሕካ ♥️♥️♥️
ወዲ ጀበሊ መም ናይ ሂወት ዮኒ እዚ መደብ እንተድኣ ኣቋሪጽኩሞ ስድትና ኣዝዩ ክመርር'ዩ ስለዚ ሓደስቲ ሓሳባት እናምጽኣኹም ድኣ ብመንፈስ ናብ ዓድና ምለሱና:: ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም::
መምህረይ እንቋዖ ድሓን መጻኻ ወዲ ጀበሊ ሽኾር ኣዝማሪኖ ።
ጽቡቅ መደብ እንዳ ተዛናጋዕና ንምሃር ኣለና ንህዝብናን ሃገርናን ሰላምን ራህዋን ይሃበና ኣሜን፡
ወዲ ጀበሊ ሉኡክ ፈጣሪ ኮይንካ ትስማዕኒ ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ
ዮኒ ሓወይ ዉን ክትምስገን ይግበኣካ ኣብ ትሕቲ ፈጣሪ ን ወዲ ጀበሊ ን ወዲ ከረን ናይ ስራሕ ዕድል ብምፋጣርካ።
ዮናስ ክኣ ንፍዕ ምቁሉል ቀጽሎ ጽቡቅ መደብ ኢኻ ትኽርበልና ዘለኻ 💐💐
መዐር ዝኾነ ምኽሪ፣አነ እንድዒ ይገርመኒ እዚ ጡዑም ትምህረት እዚ ንኽምህሩ ፈላስፋታት ተባሂሎም ዝኽፈሉ አሎው፣ሐውና ወዱ ጀበሊ በነጻ ትመህረና አሎኻ፣የቀንየልና፣ንዐና ክጥዕመና ዕድመን ጥዕና ዮሀብካ ፣ከምኡ ድማ ዮናስ
ዘረባ ወዲ ጀበሊ ጥራይ ኪትሰምዕ ኣለካ የጸናንዓካ አዩ ነዞም ጸበብቲ ሓንጎልና
Eritrean Media Network
ናይ ብሓቂ ናይ ወዲ ጀበሊ ኣስተምህሮ ኣብ መዓልታዊ ህይወትና ዝርአ ትኽ ኢሉ ስለዝገልጾ ናይ ብሓቂ ጽብቕቲ መደብ።
Thank you.🙏🏿
ዋው ወዲ ጀበሊ እቲ ዘይውዳእ መጽሓፍ ኢኹም ናይ ብሓቂ
ኣታ 'ዚ ወዲ ጀበሊ ዘለዎ ንቕሓት ዘገርም ኢዩ። ብጣዕሚ ዝምስገን ልቦና ኢዩ ዘለዎ ። ክጽሓፍ ይግባእ።
Welcome deqi Erey..Proud to be Eritrean 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪🏾💪🏾👍🏿👍🏿🙌🙌🐪🐪🐫👏💕✊🏿✊🏿✊🏿🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🏿🙏🏿🙏🏿✌️✌️
Good Job" ይበል ኣቦና ፆድመን ጥናን ይሃበልና ፈጣሪ💯💯🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷✅✅✅
Wellcome eritrea 🇪🇷 my best country
I love you so much and peace ✌️
ኣቤት መደብ ብሓቂ ይበል እንታይ ክወጾ ክብረት ይሃብኩም ክልተ ጀጋኑ
ብጣሚ ጽብቅ መደብ 'ዩ ካብ መጅመርያ ይካታተለኩም አለኩ "ደስ ዝብል' መስ (ወዲ ጀበሊ) ዘገብርክሞ ዕላል " ብቅጻል ሓቶ ነይራትኒ ተገዲስካ ክምልሱለይ ተስፋ ይገብር "እዞም አብ ምንጎ ሰብ ሓዳር እትዮም ሓለይቲ መሲሎም ዘብእሱ ስባት አለው 'ሞ "እንታይ ምበልከና ነዚኦም የቀኒየለይ!
ጽቡቅ እዩ ሓሳብካ ግን ደዊልካ ን ዮናስ ወይ ጀበሊ እንተትረክቦ ጽቡቅ እዩ ፡ኩሉ ሰብ ከኣ ኪመሃረሉ ምከኣለ።ተለፎን ኣሎካ ናቶም ኣብቲ መደቦም ስክሪን።
ብጣዕሚ ጽቡቅ መደብ ቀጽልዎ
ወይ ዘረባ ወዲ ጀበሊ ምስ ዬናስ ብጣዕሚ ኢየ ዘድንቀኩም።ዕድመ ይሃብኩም ❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷😘😘😘
መርሓባ ጀበሊኖ ዘይምኖ ውዱእ ኣዝማሪኖ እንቋዕ ብሰላም መጻካ ክያሮ ኩሉ ከላምካ ማራ እዩ ዘረይሐኒ ብዘይ ቀልዓለም ኣዝዪ መሃርን ኣዘናጋዕን አዩ እሞ ብዘይ ምቁራጽ እንዳ መጻካ ክትምህረናን ከተዛንየናን ተስፋ ይገብር ወዲ ሹቀይ
I have been following since part 1 I appreciate your expression of life what kind of person you are
እንኳዕ ብሰላም መጻአኩም ጽብቅት ስድራ
ወዲ ጀበሊ መምህር ሂወት፡ከምኡ'ውን ዪኒ፡ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም።
Educational and good. we discuss wiz u while we r watching z program. I love it. 😍👏👏👏👏
Today is very very good idea because
Everyone like that thanks 🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍
A great question and a great answer!
ወዲ ጀበሊ ዋዛ መስ ቁመነገር አድመን ተናን ይሃበካ 🥰
Yonas Thanks wede Geble Amlke mklkume edme yhbkum 🌹🌹🌹🌹🙏🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾🌹
Thank you burkat selam amlak yhbkum
ኡቃዓ ዳሓን መጺኹሙ ደፕልቂ ሃገርዪ❤❤🇪🇷💯
ሰላም ዮናስ ሓወይ ከምእ'ውን ኣያና ወዲ ጀበሊ ብትገብርዎ ዘሎኩም ዕቢ አበርኽቶ ከየምስገንኹም ክሓልፍ ኣደልን ብምቅጻል ምስዛ ዘልዕልኩማ አርእስቲ ናይ ሎሚ አታአሳሲረ ኽገልጾ ዝደለኩ ታሪኽ ዘጋጠምኒ አብ 2000 ናብ ኤርትራ ዝመጻኩሉ ግዜ ኢዩ እቲ ፍጻሜ አብ ከባቢ ቃሓውታ አዩ ሚኒባስ ተሳፊረ ካብ ከተማ ተበጊሰ ንገዛ ኣናተመለስኩ መወዳታ ፈርማታ አብ ቃሓውታ ትውድእ አብ ከባቢ ማከል አዩ ኔረ ሓንቲ ካብተን ታሓዝቲ ገንዘብ ሕኣፍትና ዕጽፍ አኢላ አብታ ሰብ ዝወርደላ አስካላ ልባ ሰልሃው ኢልዋ መልሓሳ ተቆሊፉ ምዝራብ ክሳብ ትስእን ልበይ ክቃጻጸሮ አይካአልኩን ኩሉ ሰብ ሓደ ዝሓትት ዘሎ ረረጊጾማ ይሓልፉ ኮፍ ኢለ ምስ ራአኩዋ አይተዛረብኩዋን አብታስግር ዝነበረት ኣንዳ ዱካን ከይደ ክልተ ጽባ አምጼኤ ምስ አስተኩዋ ቃሕ ኢላ ሬትኒ አፋ አይዛረብ ኣንበር ልባ ከምዝመረቀትኒ ናይ ሂወተ መቀይሮ ብዕይንተይ ሬኤዮ ብድሕሬኡ ኮንትሮሎ መጼኡ ቡዙሕ ሞገሰ ኔሩ ዮናስ ሓወይ ኢዜ ንወዲ ጀበሊ ህበለይ ድሕሪ 20 ዐመት አየ ዘዘንትዋ ዘሎኩ
ከምኡ ተማሳሳሊ ብናይ ገንዘብ ዝምልከት ኣብ ኤርፖርት ዘጋጥምኒ ኣብ ካልእ ትሕዝቶ ክገልጾ'የ
ካብ ሐውኩም በረኸት ቶሮንቶ ካናዳ
ወዲ ጀበሊ ምስ ዮናስ አንካአ ዳሓን መጻኹም ደቂ ኤረይ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Thank you , wedijebeli & yonas
Well done keep going
ማሃሪ'ዩ ቀጽልው and thanks a lot
ሰላም ሰላም የናስ ሓውና በዚ ትከብርዎ ብጣዕሚ ጽቡቅ ካልኣት ከምኦም1000ይብዙሑ ቀጽልዎ
Thank you so much 💓 💗 💛 💖 ☺
ንህይወት ባህ እተብል እንታይ እዩ?
ክንደይ ዚኣክል ገንዘብ እዩ ኻብ መጠን ንላዕሊ?
ስኡናት ወትሩ ዜመስግነሎም ስለምንታይ እዩ ?
ንነዊሕ እዋን ዚነብር መን እዩ ? ገንዘብ ድዩ ወይስ ሰባት ?
Selam selam deki 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 .Great talk. Well done and thanks
ኩሉ ዝዛረቦ ኣብ ሓቂ ዝተመርኮሰን ኣብ ግብሪ ዘሎን ብልክዕ ኣብ ግዕዞ ሂወት ዘጋጥምን ብኑጹር ዝርድኣካንዩ ዕድመን ሽግርን ክኣ መምህርዩ ናይ ብሓቂ ኣይተቃርጽዎ
Thank you guys for sharing.Good job👍🏽👍🏽
ብሓቂ ክብረት ውግኡ ሞት ወርቂ ዝኾነ መግለጺ ነዊሕ ዕድመ ይሃብካ
Thanks very nice
well come you two. You always come with all educational and good ideas.
Thanks 😊
THSNKS WRFI JEBELI SND YONAS KEEP AMAIZING
Bebzelenayo admen tinan yhabena Egziabhir ,,,yeqenyelna kea ,
Selam emn ab srahkum asalto gele kinekif gele sebat kisab deki 90 zkonu yserhu elkum mejemerta srah kibret u tewesaki kea nidekomin deki dekomin ab tsubuk bayta migdaf u medebatkum nideki sebat atebabae entekone tsubuk thanks
ወዲ ጀበሊ ብሓቂ መምህር ሂወት ቀጽሎ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
Man of the year !!!
ወዲ ጀበሊ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
Welcome deki erey fawsi Lebi ❤️❤️❤️👈🏿🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
welcome deki Erey xaeda edmen teinan yhabekum
Very good programme continue EMN AND YOUR GUEST.
መምህረይ ወዲ ጀበሊ አንካእ ብደሓን መጻካ ንበር እስኪ 1000 ኣመት ይምነየልካ
👏👏👍😍😀🇪🇷 we love you
naybhaki kemakum ebzhalna abza godolo alem!
Betame mehare hasab dase zabel
Welcome memhrey
Zkeberkum adalewti miedyan nietwork ብተቅርብዎ መደባት ኣዚና ነመስግን ብቅጻል ኣነ ሓንቲ የብለይን ካብ ኢደይ ናብ ኣፈይ እየ ግን ከም ወዶም ሓሲቦም ክምሩቁኒ ኸኣ ሓሓደ ሚእቲ ክልእከሎም ክትዕዱምለይ ንወዲ ጀበሊ, ኣበባ ሃይለ, ሄለን ርያለ ጋል (ርያለ)ን ብትሕትና ይላቦ ምናልባት ክንዕቁዎ ይኽእሎ እዮም ግን ዓቅመይ ስለ ዝኾነዩ ካብ ግንዘብ ንላዕሊ ብ ኣካል ምተላኣኽኩዎም ንሶም ከኣ ዝወደይ ብርክኻ የጽናዓዮ ምበሉኒ ግን ኣብ ዓዲ ጋናየ ዘለኹ መልሲ ኣብዛ ኮሜንቲ እንተጺሒፍኩሙለይ ኣብዝራኣኹዋ ክድውለልኩም እየ ምሳኣ ናምበር ወይ እመይል ,የቀንየለይይ
ናምበር ኣትሪፈያ ኣለኹ ጥራይ ዝኾነ መልሲ ግደፉለይይ
Zbuk ilal des zbl 👍👍👍🙏🙏
ጽቡቅ መደብ ቀጽልዎ
🙏 welcome 🤗
Well Come
ሙት ክትንአድ :ውራይ ግበር ክትሕመ: እረግ ክትጅሃር:: ኢሎሞ ስለዚ ባህሪ ሓበሻ ስለ ዝኮነ አይቅየርን እዩ ይቀንየልና ወዲ ጀበሊኖ ብሃንቀውታ ንጽበየካ::
Welcome back guys
Selame tenane yehabkme 💯💯💯💯💯
Marhaba Marhaba nice to see مرحبا مليون بيكم حبيايبي نورتونا ❤💛💙💚👏👏👏👏👏
Wawwwwww btami xbuk medeb kexlwo
መርሓባ 🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹
ብጣዕሚ ስሐቢ'ዩ ቀጽልዎ
Welcome 🥰🥰🥰
Good job guys
Wawww wede jebele Edemen Tenane yhabeka fetarirrrr
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏
❤️❤️❤️
Wdi jobil admen tiana yehabka egzabihere amlak
ሰላም፡መንእሰያት
ፍልስፍና እንታይ ማለት እዩ፧What is philosophy?ዝብል ኣብዚ ክትከታተሉ ትክእሉ ኣብ ምስላታት ትግርኛ ።ብትግርኛ&English
ከም ወዲ ጀበልስ ይሁሉ ዶ መስተውዓልንንን ለዋህ ፍጥረትንንንን አዋይይይ ይገርመኒ ዩ ናይ ወዲ ጀበሊ 1000 ይሃብካ ይሃብካ ክህበካ ዩ ከኣ!!!!!!!!!
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍💯💯💯❤️❤️❤️
ከሉ ሰብ ከምዞም ኣቦ ዝሓሰብ ተዝኮን ምድሪ ገነት ምኾነት
እዚ መደብ ብጣዕሚ መሀርን አራምን ስለ ዝኾነ እብ ደገ ዘለና ብጉቡእ ንከታተሎ አለና አነ ግን ክብላ ደሌ ዘለኹ እቲ አብ ውሽጢ ሀገር ዘሎ ህዝቢ መታን ክመሀረሉ ከም ገለ ጌርኩም አብ ቲቪ ኤሬ ሐንሳብ አብ ሰሙን እንተ ትገብሩሎም ይብል ምስ ቡዙሕ ይቅሬታ
ናይ ብሓቂ 😍
well come jebilino
ሰላም ሰላም ዮናይ ሓወይ ኣቦይን ውን ክትከውን እትክእል ኢኻ መደባትካ ብጣዕሚ ኣዝዩ መሃርን ኣዘናገዕን እዩ ወትሩ ዕብየት ከኣ ይመነየልካ እምበኣር ከስ ከምዚ ተቀርብዎ ወትሩ ከኣ ይከታተሎ እየ ማለት ዕላል ወዲ ጀበሊን ወዲ ከረንን ኣዘዩ ከኣ ደስ በሃልን መሃርን እዩ።ግን ሲ ወዲ ጀበሊ ኣዝዩ በሊሕን ምህሩን እሞ ከኣ ናይ ሰነ ምንባር ፈላጥ እዩ ።ነዚ ኩሉ እንዳ ፈለጠን እንዳ ኣስተምሃረን ሲ ናብራ ዘይ ምግባሩ ካሳብ እዚ ዕድመ ሲ ኣስፈሕ ኣቢሉ እንተድገልጸልና ሲ ክንደይ ደስ ምበለና ነይሩ።ብዝተርፈ ሰላምን ጥዕናን ንምነየልኩም ኣብ ቀጻሊ ዕላልኩን በርቱዑ።
ጽቡቅ ሕቶ ኢዩ ሕቶካ ግን ኣይትከትታልካዮን ዲካ ካብ 1 ክፋል ክሳብ ሒጂ ገሊጽዎ ንአሩ ኢዩ
ኣብ መደብ ናትራን ወለንታዊ ስርሐት ዕለት 7 march 2022 ዝተሰቕለት እያ
መርሐባ ዮናስ ዐቢ ሰብ ጹቡቅ መደብ ቀጽሎ👍
መጀመሪያ አብ መደብኩም አሳልጦ አብ መነባብሮኹ ም ፍቅርን ሰላምን ንክህልወኩም አብ አምላክ ንልምን ።
አነ ንወዲ ጀበሊ መጀመርያ ክሰምዮ ከለኩን ወይ ንሰብ ውን ክሕብር ከለኩ ወዲ ጀበሊ ይባሀል ይብል ኔረ
ደሐር ጸኒሔ መምህር ወዲ ጀበሊ ይብል ኔረ
ሕጂ ግን ዶክተር ወዲ ጀንሊ ናይብሐቂ ዐቢ ሰብ። ናይ ቀደም ኤርትራዊ ( ቱሑት ሙሁር መስተውዐሊ ጀንትል ድኽነቱ ዝአምን ዘይየሕፍሮ ፍልጠቱ ዘይሐብእ ኤርትራዊ ዘኩርዐካ )
ቀጽሎ ሐደራ