The 7 habits of highly effective people 1. Be proactive 2 being with the end in mind 3. Put first things first 4. Think win-win 5. Seek to understand others in order to be understood 6. Senergize 7. Sharpen the saw
ده دودوي ده بر بر بر ده ده جرش جرش عيالي يحبو المسيقة المدخل بتاعكم ونحن ننتظركم بفارغ الصبر كل أسبوع يا مرحبآ يامرحبا بك يوناس وودي جبلي الله يديكم العافية وطولت العمر حبايبنا شرفتونا صراحه وجميع الفريق العامل لي نجاح هذا العمل. ❤💛💙💚 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷
ኣብ ዓለም ብዙሕ "" ንቁሕ የለን"" ቃል ምሁር ስነ-ልቦና ወዲ ጀበሊ። ኣማን በኣማን
ወዲ ጀበሊ ዓርከይ ከብዲ ኣውጺኣ አስከ ነዊሕ ዕድመ ንበረልና ሃፍታም የአምሮ ❤
Kkkkkkk Ata hasad kkkkk
@@mensurkeren6096 kkkkkk
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ በዓል ሰፊሕ ልቦና ወናኒ በሊሕ ኣእምሮ
💚💚💚💛💛💛💛🙏🙏✌✌✌✌
ወዲ ጀበሊ መምህር ፍቕሪ፡ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።
ወይ ርእሲ ደቀይ ይገርመኒ ኣሎ ናዓይ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
መርሓባ EMN እንኳእ ብድሃን መጽኣኩም
መጽሓፍ ዝኾነ ሰብኣይ , ዕድመን ጥዕናን ነዓካትኩም
Mashallah.....great explanation....
ማሻላህ ካምቻ ክትቅደድ ደልያ እንቃዕ ነዚ ኣርእየና we love u 😍
eway ane keman komu khasb tsenihe kkkkkk
ደስ ዝብል መደብ ኣጀኩም ቀጽልዎ
መርሓባወዲዓበይቲ ወዲጀበሊያሆ
እንቋዖ ድሓን መጻኹም ዩኒ ምስ ወዲ ጀበሊ ብሉጻት ሰባት ።
ወዲ ጀበልን ዮናስን አዝየ ከመስግነኩም ይፈቱ ስለ ሕልና ብምዝራብኩም: ሕልና እተዘይ ሃሉ ሰብ ናብ እንስሳ እዩ ዝምለስ : ሓልዮት ፍቅሪ ምትሕጋዝ ምስትውዓል ውን ከተረፈት ወላውን እቅረ ምብህሃል ሕልና እንተ ጠፊአ ኩሉ ተተሓዙ ይጠፍእ : ፍርሃት እግዚሄር ዘለዎ ሕልና አለዎ እሞ ደቂ ኤረ ሓደራ ሕልና አይነጥፍእ: ወለድና ሰብ ሕልና እዮም ❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️
ወዱ ጀበሊ ዓቢ መምህር ምስ ዮናስ ለባም ኢዲመን ጥናን ይያቢኩም🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Wade jabale you are my favourite 🇪🇷🇪🇷♥️🤣🤣😂😁💯💯💐👍
Merhaba deki Er keep it up wedi jebeli & youni 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹
Merhaba wede Geble Merhaba yonas Thanks edme yhbkum Eritrea 🇪🇷
Wawww ኢንቃዕ አምጻእካልና
The way w. Jebeli explain thing is very right and logic. ❤️
Extremely logical indeed.
What a brillant man, GBU wed Jebeli and Yonas
Wedi Jebeli big respect keep it up guys.
Des zeble elal nay
Behaki deki asmera 👏👏👏
👍🏼👍🏼👍🏼👍🏼💙❤️❤️
መርሓባ ዮናስ ወዲ ጀበሊ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍🏼
Eritreawunet kubur menet selam deki erey mearey ekae bselam mxaka wedi jebeli yonas
እታ ዝመሰጣትኒ ሓሳብ ወይ ከኣ መግለጺ
ወዲ ሰብ ብልቦና እንበር ብትምህርቲ ኣይኮነን ዝሓስብ
Fair price on both sides
Kem yemane barya Lewah eritrewi
መምህር ወደ ጀበሊ ሸከር
Selam selam deki 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷
Great guys
Wwww ኡቃዓ ዳሓን መጺኹም ደቂ ሃገርዪ💯❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ዘይመኖ ዕላል ወዲ ጀበሊ
GREAT
The 7 habits of highly effective people
1. Be proactive
2 being with the end in mind
3. Put first things first
4. Think win-win
5. Seek to understand others in order to be understood
6. Senergize
7. Sharpen the saw
Thank you for advise
Slezi Nezom Tewasati akas mekas Sehr nbelelom gele teteredom
Xbuq medeb meharn tqamn yqenyena deqi🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍qexlwo.
Well come deki eri 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍💯💯❤️❤️🙏❤️❤️
Merhaba wedjebeli edmen tenan rebi yehabka
A great subject 👌 👏 👍 today well done 👏
You are a good advisory
Well come ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Thank you EMN and your guest for your free educational programme.
ወዲ ጀበሊ እንቓዕ ብሰላም መጻካና
መርሃባ ወዲ ጀበሊ ኣስመራ ብኣቢኣ
Thank you 👍👍👍🇪🇷
Well come deki erey halalat
Abet bilihi eshok bibelha tifiter bitami lebam thanks
Ewawwwww nemagmreya
Gezi eye zektatlo zelku medb
Ky denkukum kehalf ayedlin
Egzabehir edeman teanan yehabekum deki eri shekorinatatttt
🙏🙏🙏👏👏👏💯🇪🇷🇮🇱🇺🇸
Welcome 🤗
Thanks 🙏
❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪❤️❤️❤️🙌🙌🙏🙏
Wellcome 🥰👍🏾❤❤❤❤❤❤👍🏻👍🏾
ده دودوي ده بر بر بر ده ده جرش جرش عيالي يحبو المسيقة المدخل بتاعكم ونحن ننتظركم بفارغ الصبر كل أسبوع يا مرحبآ يامرحبا بك يوناس وودي جبلي الله يديكم العافية وطولت العمر حبايبنا شرفتونا صراحه وجميع الفريق العامل لي نجاح هذا العمل. ❤💛💙💚 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷
اخي محمد انت استاذ كبير
والاخ يوناس اعلامي كبير
الاخ محمد ممكن تكتب كتاب
نستفيد من علمك
Tixibyyyyy kemyekum welfi hizuni .
Niccc
እንቋዕ ብድሓን መጻእኩም መነቓቓሕቲ ህብረተሰብ ኤርትራ::
ናብ ብሓቂ ከቢድ ዘረባ ቅድሚ ምሁር ንቑሕ ክረኽበካ ኣለዎ:: ንዓለምና ናብ ወጥሪ ዘእትዉዋ ዘለዉ ምሁራት እምበር ንቑሑት ስለ ዘይኮኑ::
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌺🌺🌺❤️❤️❤️
Merhaba
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷✅🙏
Merhaba🌿🇪🇷💐🙏🇪🇷
Marhba
❤️❤️❤️
Kem bial yemane barya
ዘይምኖ ዕላል ወዲ ጀበሊ ቀጽልዎ
ደቂ ኤረይ መዓረይ ኣብ ዘለኹሞ ሰላምን ፍቅርን እንዳተመነኹ፥ኣብ ስደት ዘለኹም ከኣ ምስቶም ትናፍቀዎም ወለድኩም ገጽ ንገጽ ክትራኸቡ ሰናይ ቻነለይ ኣቲኹም መደባተይ ብምርኣይ ብትሕትና ይሓተኩም!
Welcome deqi Erey 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️Eritrawi kubur meninet 🇪🇷🇪🇷🖤🖤👍🏿👍🏿👍🏿🐫🐫🐪💪🏾💪🏾🙌🙌👏👏🙏🏿🙏🏿🇪🇷🇪🇷✌️
Ahaaaaaaaaaa. He is really funny.
😘😘😘🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪
👏👏👏👏🙏🙏🙏🙏♥️♥️♥️♥️♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷
🥰🥰🥰🥰🥰🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ጡዑምን ጹፉፉን ዕላል ኣጆኩም ቀጽልዎ ይሕዋተይ ሰላም ሰላም ኩሉኩም ብሓበራ ነዛ ናተይ ጽሕፍቲ ተንቡቡ ዘለኩም ኩሉኩም ብሓበራ ኣብዛ ናተይ ኣቲኩም ሳብስክራብ ክትገብሩለይ ብትሕትና ይዕድመኩም መንፈሳዊ ዝኮነ መደብ ቀሪብና ኣለና ሞ ሳብስክራብ ክትሕጉዙና ብትሕትና ንዕድመኩም የቀኔለይ 🙏🙏🙏,
Nay behaki des yeblka
Gai geltsem zay blu
Tsefuf 👏👏💯🇪🇷🇮🇱🇺🇸👍
ኤረትራዊ ክቡር መንነት 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ኣግማል ቀይሕ ባሕሪ 🐪🐪🐪🐪🐪
ዮኒ ሓወይ ሓንቲ ከማሓላልፋ እንተ ንኽምዕዶም እንተ ክእርሞም ነዞም ሰብ ካሜራ ማን ዝግበር ዘሎ ኣብዚ መርዓታት ካብ ሓቂ ዝራሓቐ ኣጥባተን ገቲረን ክስትሞ ጥራይ ገረን ኣብዚ መርዓታት ዝሳኣሎኦን ዝስእልወን እሞ ብሙሉእ ስእልታት ምስኦም ብምትራፉ እዝስ በጃኹም ተዛረብሉ መርዓ ቁዱስ እዩ ናይ ሎሚ መርዓ ግን ሓጣያት ተሰክምካ ኢኻ ትመጽእ እሞ ነዞም ሰብ ካሜራን ነዘን ደቀሄዋን ዉን ገለ ክትብልወም በዚ ኣጋጣሚ ክሕብረኩም ይደሊ ብፍላይ ኣብ ኣፍርቃ ሱዳን ኢትዮጵያ እጋንዳ ዝግበር ዘሎ ካብ ሃይማኖትናን ባህልናን ወግዕናን እዳወጻና ንኸይድ ስለዘለና በሃኹም በጃኹም ኣብ ዝቕጽል መደብኩም ኣብ ግምት የእትዋ ይቐንየለይ ን ወጀበሊ ቡዙሕ ንምሃር ቀጽሉልና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም
☝🙏👈
እዚ ወዲ ጀበሊ ዝህቦ ርእይቶሲ
ንርእሱ ናብራ ዘይብሉ ውላድ ዘይብሉ ( ጌጋ ድኣ ይኽለኣለይ እምበር ) ውሑድ ተመኩሮ ኣብ ሓዳርን ውላድን ዘለዎስ ብዝዓባ ሓዳር ቃልኪዳን ውሉዳትን ዝህቦ ምሉእዩ ክትብሎ ኣይከኣልን
ክቡር ፕሮፌሰር ሰባኺ መምህር መምሃራን ናይ ስነ ልቦና የቀንየልና ወዲ ጀበሊ ብዙሕ ኢና ንምሃር ዘለና ቀጽልዎ ግን ከም ርእይቶ ኣብ ቤት ትምህርቲ ንሓደ ቤረድ ገለ ወይ ኣኪብካ ኣብ ዕረፍቲ ዲዩ ኣብ ዝተፈላለየስ ትምህርት ተትህበሉ ዓቢ ንቅሓት ኢዩ እዚ ኢዩ ቀንዲ ትምህርቲ ልዕሊ ኩሉ መታን ክውረስ ኣብ ኩሉ ከመይ ትሪኣ ክቡር ጋዜጠኛ ዮኒ ተገዲስካ ሕተተልና
ሓንቲ ከኣ ከም ርእይቶ ሓሳብ ካብ ደቂ ኣንስትዮ ስነ ጥበባዊት ማማ ርግኣት ኮላይ ተተምጽኣልና ከምዚ ናይ በዓል ወዲ ጀበሊ ክትገልጽ ክትምህር ዓቅሚ ኣለዋ ክፋላት ዘለዎ ዝውረስ ኢዩ ናታ ውን ኣብ ኣዲስ ካብ ዝሰማዕክዋ በጃኻ ተገዲስካ ኣንቢብካ ኣምጽኣልና ብልምዲ ኣብ ደቂ ተብዓትዮ ጥራይ እንዳ ኮነ ብትሕትና ክትኣቢ ትኽእል ኢያ ለሚንካ ኣምጽኣልና Please Please 🙏
Thank you all keep up going everyday we miss you and we learnt lots of.
ስነ ጥበብ ሎሚ ስነ ቐንጠብጠብ ተቐይሩ ኢዩ ጽባቑቑ ምስ ኢሰይያስ ጸጋይ ተቐቢሩ ኢዩ ምስኪናይ ነቲ ክቡር ደበሳይ ወልዱ ዳኣ ከንልክሞ እንበር ናይ ሎሚ ስነ ጥበብ ክብረት ዘይብሉ ባህልን ክብርን ዘይዕቅብ ዘይናትና ናዓና ንኤርትራውያን ዘይመስል ንሃይማኖት ዝዝልፍ ንኣካዳድናና ዘይመስል ሰብ ሰለፍ ጓል ከምዚናፈቐ ሰለፍ ደቂ አንስትዮ ቆሊዑ ኣጥባተን ክብሪ ከምዘይብሉ ዘልዘል እንዳ ኣበለ ንሰይጣን መስዋእቲ ዝቐርብ ኢዩ ናይ ሎሚ ስነ ጥበብ ዘሎ ስለዚ ናዓይ ንውልቀይ ስነ ጥበብ ሎሚ ስነ ቐንጠብጠብ ኢዩ ኢለ ይገልጾ።
bhaqi kubur haw
መርሓባ ኩቡራት የሕዋት
Well come!!!
Aytmnon eka sebayka kexlo
Zdengokumna koynu tesemiuni
Do’s Ane eye tehawike
Enquae bdahan mexaekum
Kubur abo
ብከመይ ክረክቦ ይክእል ንወዲ ጀበሊ ሕቶ ነይርኒ ወይ መራሒ መደብ።
Telfone natu alka
ብዛዕባ ገንዘብ ዝተዋህበት ርእይቶ ምስትውዓል ዝጐደላ ኰይና ተሰሚዓትኒ። ገንዘብ ወረቐት እዩ ኢልካ ከተነኣእሶ ኣይከኣልን። ገንዘብ ብወረቐት ዝተሰርሐ ምዃኑ ማንም ኣይዝንግዖን። ግን ገንዘብ ወኪል ወይ ሰነድ ርድኢት ናይ ትሕዝቶ ወይ ሃብቲ እዩ። ብቂ፡ ትዕቢት፡ ልግሲ ወዘተ ባህሪ እዩ። ምስ ገንዘብ ይኹን ወይ ዝና ከኣ ዝምድና የብሉን። እቲ ጸገም ግን ንሰብ ገንዘብ ወይ ዝና ምስ ረኸበ ኣቓልቦ ክትህቦ ስለ ትጅምር ባህሪኡ ተስተብህለሉ፡ ስለ ዝዀነ እዩ።
Ezi eu Abo snetbeb zebhal had kab helna alelka mizrerab kexlwo misakum alna🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ሰላም መንእሰያት።
ምስላታት ትግርኛ ፡ጥቅስታት፡ጽሑፋት
ዝተፋላለየ ኣገደስቲ ምንጭታት ምሕላፍ ምትሕልላፍ ንዕኡን ንከምኡ ዝበሉ መንእሰያት ንኩሉ ዘመሓላልፍ Channel እዩ።ሓበሬታ መፍትሕ እዩ።
ተወሳኪ ብEnglish ።ኣብዚ መጺኩም ንዓኩም ዝከውን ከምዘይትስእኑ ድማ ብርእሰ ተኣማምነት ክንገልጸልኩም ንፈቱ።መንእሰይ ንዕቤት እንተ ዘይተበጊሱ፡ዕቤት/ምዕባለ ሽዑ 'ዩ ፈሪሱ።ምስላታት ትግርኛ
🥰🥰🥰🍒🥰🍍🍒🍒🍊🍊🍊🍊🍊
Wedi jebeli nay kulu kurnat temkuro and filtet alowo
Kem wedi jebeli azyom wuhudat eyom
Azyu amiuk(deep) atehasasba alowo
እግዚአብሔር ናይ ልቢ ኢዩ ዝርኢ፡ናይ ደገ ኸ?
ሎሚ እግዚኣብሔር ናይ ልቢ ኢዩ ዝርኢ ዝብል ሰብ እንዳበዘሐ ይመጽእ ኣሎ፣ብሰንኪዚ ድማ ናብ ቤተክርስትያን ዘይምኻድ፣ኣብ ማስሜድያ ምውዓል፣ጸሎትን ስግዳንን ዘይምዝውታር በንጻሩ ከኣ ከበድቲ ዝበሃሉ ዓለማዊ ኩዑሶ እግሪ፣ዝተፈላለየ ሙቪ ንምርኣይ ግን ዘይምስልቻው፣ኣብ ክንዲ ንቅድስና ምልምማድ ብዝተፈላለየ ወልፍታት ወዲ ሰብ ይእሰር ኣሎ፣ብዛዕባዚ እግዚኣብሔር እንታይ ኢሉ ይግስጸና፣-
th-cam.com/video/D3iUrLFjGaw/w-d-xo.html
Qblti hto,, ane wun abza xhifkaya zeleka yisemamae eye. So habirna melsi knxbe ena??,
Yonas gzena dea ab zeykewn eqa Nehlfo abzi tekrbwo medeb kenehlfo kelena dea bzuh tmhrti endina nkesm zelena bzkone admen tsanann yhabkum
I guess you Owen hidden Art and Science.
Ewe sne-tibebenatat nay lomi eko fetsimka kalay gizie aytezebomn eka
Kemzi aynet keydi betek and hansab dima ab kindom tehafir eka
ወዲ ጀበሊ ንፑቱን ከመይ ትገልጾ ተገድስኩም መልስለይ ?
ዶግተር ስነ ኣእምሮ ወዲ ጀበሊ ኣጻብዕቱ እንታይ ኮይኑ ተቆሪጻ
Selm indabelku hanti huto alatini bkemey trkeb?
Nikhat