ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ኣደዋይ ኣብ ሃይማኖትኪ ዘለኪ ፅንዓት ናይ ድንግል ማርያም ውህብቶ ሃባ እትብሉ ብላይክ
የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️
ኣሰይ ማማዋይ ኣብ ሃይማኖት ዘለወን መንፈስ ኩሉ ግዜ ዋዉዉ🙏❤ኤማ ል ማማ ፕራክ ግደፍ ደሞ ህያብ ይወሃባ ትብሉ ላይክ ግጨዩኒ👍🤛
እሹኒ ክብረተይ 🙏🙏❤️
ሓላልይ ሳብሰክራይብ ግብረለይ❤❤
ናይ ማማ ፕራንክ ቀፅል ክትናደድ ከላ ግን ህድእ እናበልካ ግን ሓደራ ናይ ማርያም ውህብቶ ሃባ መምሃሪ እዩ ኣደዋይ ዕድመ ይሃብኪ
ህያብ ሃባ ትብሉ like ❤❤
#ሳስክራይብ ግበርለይ ፅጋበይ🤲
🙏🙏❤️
ትክክል ዝግበኣ ለባም ወላዲት እያ አነ ኩሉ ሰነ ሰርዓተን ብጣዕሚ እየ ፎትየዮ 😍😍😍ሸሕ ዓመት ይንበራልና 🙏😍
ቅርሺ ስደድሉ ክገዝአለን ህያብ
@@ሙሉእሰላምይግበረልናሳሕ😂
ኤማ ግደፍ ልማማ ከምዚ ኣትግበረን ሐዚ ገራሚ ዝኾነ ዉህቡቶ ግዘእላ ይግዘእላ እትብሉ ላይክ❤❤❤❤❤❤❤
እሺኒ
❤❤❤❤❤❤🎉@@amantube28
ኣደዋካ ደሰ ክብላ ታዓድልካ ኣማነይ ❤ግን ንኩላትና እየን ኣደና😊ደሞ ተጋሩዋይ ላይክ ናገበርና ነዕብዮ ናጀራ ሰብ እዩ ኣማን 🥺
ማማየ ማርያም ነዉሕ ዕደመን ጥዕናን ይሃብክን❤🙏 ወለድናኾ ኣብ ሃይማኖቶምኮ ብጣዕምይ እዩም ፁናዓት 🥰 ዑጉጉ ኣብሎሉ ይብለዋስ ሳሓቀይ ክቃፃፀሮ የካኣልኩይ😂😂
ማማየይ ኣብ ሃይማኖትክን ዘለክን ርዲኢትን ፅንዓትን ወትሩ እየ ዘድንቐክን ቀፅላሉ ካላይ ኣመስግነለይ ❤ኤማ መሕረር ለ ግደፍ ተኽኽ ኣይተብለን 😂
ማማዋይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ኤማ ንማማ ኣይትኮረያ ቡና ናሰተየት ሕማቅ እዩ❤❤❤
ሳብስክራይብ ግበሩለየ አሕዋተየ😊
ኣሜን ክብረተይ 🙏🙏❤️
ናይ ኣሚን ኣድነቅቲ ላዪክ ግጩ ❤❤❤
ክብረተይ 🙏🙏❤️
ማማይ ማዓረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኺ❤ ከምቲ ኸማይ አብ ስደት ኾይኑ ንአዴኡ ምስ ናፍቆቱ ዝቀረየ መን አሎ🥺😢😢😢
😢ኣነ. ኣለካ😢😢
🙏🙏🙏❤️
ኣማን ግን ኣብ ቡና ከምዚ ኣይግበርን ፅርቲ ዝኮነ ሰበይቲ እዚአንስ ሓማትካ ትትኮና😂😂😂😂😂😂😂❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉
አጆክኒ ዛምበይተይ አኽኽኽኽ ሰደት ዓይንካ ይጥፋእ እህህህ 😢😢😢
መልክዕካስ መለስ ዚናው ትመስል 😊ኣነስ ማዘረይ ናፍቀያ ብና ክተፍልሕ ከለ በና ትዘረብ እሞ ሱቁ ኢለ ስምዕ የብላ እሞ ታይ ትብለኪ ኢለ ስሕቅ😂የብላ ነይረ ለካ ኣነ የተረደአኒ ነሩ እንበይ ሰለ ደቃ እናሐሰበት እያ ትጭነቅ ነይራ 😢ማማየይ ማዓዝ እየ ልክሕሰኪ ኣምላኬ ሓግዘኒ 👏ንኩለን ኣዴታት ዕድመይ ጥዕናይ ይሃበን ❤❤❤
ኣሜን እምቤተዋ😢❤❤❤🥰🥰
ኤማ መሕርር ኣነዶ ክሓፅበካን 😉🤣ስጦታ ሃባ ዛ ፅሪቲ ወላዲት ♥️😘😘
ዋውውውው ኣደዊተይ በዓልቲ ሃይማኖት❤❤❤❤❤ ኣማን ግን ማርያምን ብሰሓቅ ጀሚረስ ብሰሓቅ ወዲአያ😂❤
አይ ኣማን ምሕረረ አብ ቡና ስዓት አይትርበሸና 😢ማማዋይ ፅሪያት በስመአብ ባለ ያ ሓቂን አየን 🙏♥️
ባንቡላ ክንገብረልካ😅😅😅ኣዶታትናና ኣብ ቡና ዘናድድንንን ኣይፈትዋን ኤሜ ሓወይይ ኣይትረብሸንን
አሰይይ ማማይ አብ ሃይማነተን ዘለወን እምነት ደስ ክብላካ አብ ሰደት ዘለና ደቅክን አብ ፀለትክን ሕዋሳና ማምየ 👏👏👏አማን መሕረረ ገደፍ አይትረብሸን አን ተልኳን ብዛ ጀበና ከዕምሰካ ነይረ😁😁ደስ ከትብሉ ዕደመና ጥዕና ይሃብኩም ፈጣር❤👏👏👏👏
ኣሜን 🙏🙏🙏❤️
ኣደዋኒ ማዓረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪን ኤማ ግደፍ ዝኾነ ዉህቡቶ ግዘእላ❤❤❤😂😂😂😂
🫣አረ አስካ ትፍለ ኢካ 🤣🤣🤣ማሚየ ለ ዕድመይ ጥዕናን ይሃበልና
መልኣክ እንበር ሰይጣን የለን ብተክክል ማመየይ ንእግዛቢሄር እንድሕር ኣሚንካ ማንም ኣይነክአካን ተመስገን ጌታየ 👏❤❤❤❤❤❤ኤማ ግን ብና ነሰተያ ዕግርግር ኣይፈትዋን ኣዴታትና ሕማቅ እዩ
ኣቱም ናሓለፍኩም ዉህብቶ ሃበን ሃባ ሃቦ ትብሉሲ ሰዲድክምሉ ድኩም ኮይንኩም ሼር እናገበርክም ኣህፍትምዎ እሞ ሹዑ ዉህብቶ ብዉህብቶ ክገብረን ዩ✌️ኤማየ ኣደዋይ ንፈትወኩም ኢና❤💛
አቤት ማማዋይ ምክርክን ምጥዓሙ ፀሎት ግበር👌ብዝኮነ አደታትና አብ ቡና ምርባሽ አይፎትያንዋ አይትረብሽ
ኣይ ኣታ ሕደግ የተናድደን ስልከን እማ ስደደለይ ባዕለይ ከማክረን እየ ፕራንክ ካባድ ክገብራካ ምእንታይ😅😅😅😅😅😂😂😂😂😂😂❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ብዙኮነ ዕድመን ጥዕናን
😂😂😂😂😂😂
😂😂🙏🙏🙏❤️
ማሚተይ ፅብቅቲ ኣሰተይ ኣብ እምነተን ዘለውን ጥንካረ ከይደንቅክዎን ኣይሓልፍን ብሓቂ ብሰመኣብ እልካ ሸይጥን ይርሕቅ መልኣክ ይቅረበካ ሓቀን ኣዶ ክለና እየን ሰደተይ የሕፅረለይ መፅየ ክረክበን እየ ኡሙዋይ መሕረር😊 ክሓሰንባ ሰጦታ ኣምፅእካ ዋላ ሰእሊ ቅድሰን ብሰመይ
ኣዶስ 1000 ዓመት ትንበር ❤❤❤❤❤
ኤማ ሽኮር❤ ኣደዋኻ ዘረባአን ደስ ክብል❤❤❤ ሰብኣይ ዶ ኣይኮንካን ታይኮይንኻ ትፈርሕ😂😂ፈሪሐ እየኮ ኣይትፍራሕ እኮኢና ዝበልና😂መንየን ሹመን ግን ደስ ክብላ❤ንግስቲ ፣ብስራት ፣ለምለም፣ኣልማዝ፣ኣዝመራ😊ገሚተ ክኾን ተስፋ ይገብር❤❤❤😅
ብሓቂ ትገርም ብርኽቲ ኣደ ኣላትካ
ዋውው ብጣዕሚ አየን ኣብ ሃይማኖነተን ፅንዕቲ ማማዋይ ፅብቅተይ ደም ሰጦታ ሃበን ኣማነይ ተጋሩዋይ ሳብሰክራይብ ግበራለይ ጀማሪት አየ 👏👏👏❤
ኣደዋይ ዕደሜ ጥዕና ይሃብኪ ❤ህያብ ሃባ ትብሉ ሰባት ግን ካብይ ኣምጽኡ ላይክ ሳብስክራይብ ግበርዎ ቀልጥፉ ክዓቢ ካብኡ ክህባ ዩ 😔
ማማዋይ ደስ ክብላ ኣብ እምነተን ዘለወን ፅንዓት ኣብ ቡና ጭቅጭቅ ኣየድልን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም❤
ኣይ ማማ ደስስ ክብላካ 😂 ዕድመን ጥዕናን ይሃበን ❤❤ ሰኑ ግን ጠፍኣ ኣምፀአያ ባ
እሹኒ የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️
ኢማ ሓወይ ንዛ አዴና ከብ ቡና አይትረብሻ አታ ሪባሺ ❤❤❤ብጣዕሚ ዝፈተዎኩም
ኣደዋይ ቡና እባ ገዚእካለን ሳብስክራይብ ጌረልካስ ክምልሳ እየ ❤ ዓዲ ምስ ኣተኩ ክረክበን እየ ክፍተዋካ ❤❤❤
ማማየ ሽኮር ነውሕ ዕድመ ምስ ሙሉእ።ጥዕና ያሃብኺን ❤❤❤❤
ኣሜን የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️
ማሪያምን አደዋይ 1000ዓመት ትንብር👏👏❤❤❤❤❤
ወዲ እንድኻ ንምንታይ ትፈርሕ ያ😂 ኣደዋይ ማዓረይ ❤ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ፈጣሪይ 🙏🥰🥰❤️❤️🥰🥰🥰🥰🥀
አረ ኣማነይ የተኽኣልካይ ቆሲለ 😂😂😂ኣየ ኣደዋኒ ፅሪቲ ዝሮ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም❤💞❤️❤️❤️💕
ኣደዋይ ማዓረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ❤
ዊ አደዋይ ፅሪቲ ዕድመን ጥዒናን ይሃብክን ፈጣሪ ❤🙏ክፈትየን አነስ አይተናድደን አማነይ አብ ቀረባ ጊዘ አሐጉሰለይ❤🧡
መልሚለ መላሚለ ኣዕብየ❤ ብሓቂ መልኣክ እዩ ዘለናና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ኣደዋ❤🙏
ውይ ኣደዋይ ምቅርቲ❤❤❤❤🎉🎉🎉
አዶዋይ ማዓረይ ዕድመ ጥዕና ይሃብኺ ኤማ መሕረር ፈራሕ ኡይ ክብል እየ ኣዳምፅንያ😂😂😂😂❤❤❤❤❤❤
ወይ ኣደወይ ማዓረይ እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ያሃበለይ ፈጣሪ😢❤❤❤❤
ብስም ማሚ#ሳስክራይብ ግበርለይ ኣሕዋተይ ማዓረይ🤲
ገይረልኪ አለኹ❤
ብሓቂ አደዋኒ አብ አምነት ዘለዎን አራአእያ ብሓቂ ፀጉኡ የበዘሐልክን ❤❤❤
ባንቡላያ እስይ ገበራ መከረአን እኮ ኣርኢካየን ኤማ ሕደግዶ ተማሓር 😂😊😊
ኣሰይይይይ ማማዊተይ መዓረይ ኣብ ቡና ኣይትረብሸን ኤማየይ So ዕድመን ጥዕናን ጥሃብኩም❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ኣማን መቅሰን ግደፍ😂😂😂
ዋይ ኤማ ዘይተምጸኦ ነገር የለን ናይ Prank King ማዘረይ ስነስርዓተን ብፍላይ ኣብ እምነተን ዘለወን ኣረኣእያ ገራሚ እዩ ❤❤
አማ መሕረርር😂😂😂😂ጠንክር ኣጀካ❤
ዋይይ እታዮ እደታትና እማ ብና ከፍላሓ ከለዋ ዕግርግር እይፈትዋን ረብሽካያ ዕድመን ጥዕናን ነደታትና ንስካ ግና ረባሽ እካ😂 ዝኳነ ነገር ገዝእካ ደስ እብላ❤
ደስ ክትብለካ አድዋይ ውህቡቶ ሃቦ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
በስመ ስላሴ እንታይ ገበራካ ኣታዩ ሓወይ አብ ግዘ ብን ከመዚ አይትግበር ንማማ አተሕርቀን በዛካ ይቅረታ አቅርበ እየ ዝሓወይ😢❤❤ ማማዋይ አብ ሃይማኖትክን ዘለክን ፅኑዕ እምነት እቱ ሰናይ ምክርክን ብጣዕሚ ደስ ኢሉና መንፈሳዊ ቅንኢ ቃኒአ😢❤❤❤🥰🥰🥰
Wawwwwwww❤❤❤❤❤❤❤ kameza adaea yelan heyabi hqba
ማማየይ አብ እምነት ዘለዎን ኣረኣእያ ደስክብለካ ኣዶስ ልዘልኣለም ትንበር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ኣደዋይ❤❤❤
ኣይይይይ ኤማ መሕረር 😂😂😂😂😂😂😂😂
🙏🙏😂
ኤማ ረባሺ😀በዛ ጀበና ከይፍንክታካ ይፈርሕ ኔረ ወለድና ኣብ ቡና ዝርብሸን ኣይፈትዋን
mami😢 ab buna aytrebshen gdef eima👌❤
ኣደውተይ ናይባሓቂ ማዕረግ ዘለዋ ወለደት እያ ደለየ በጃኻ ኣብ ቡኒ ኣይተረብሻ❤❤❤❤
ኣብ ገዛ ሻውር ክወስድየ ያ በል ድፍርት እዩ😂😂😂😂😊
@@eyutubeእዩይቱብ ገይረልኪ ዝያዳይ♥
ሓጎስ ይሙት ወለላይ ኣነ በቡኡ ዝምሕል ሰብ ክፍተወኒ ማማየይ ምቅርቲ ጠንካራ ኣደ ኣላትካ ማዘረይ ከምኡ እያ ትብል ማይ ቆሪ እዩ ከውዕዮ እንተኢልናያ ኣቤት ቢልዓ በስምኣም ኢልኩም እማ ብዝሑሉ ተሓፀቡ ኣይትፅገቡዋ ትብለና ክክክክክክ so ንማማ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን በለልና
ስብኣይ ዶ ይፈርሕ እዩ ያ😂ይመችኽን ኣደዋይ❤
ማማየ ምቅርቲ ነዊሕ ዕድመ ይሃብክን ምቅርቲ ኣብ ኣብ ሃይማኖት ዘለወን እምነተን ደስ ክብል❤❤❤❤❤
ማምየ ምዓረይ ስውኣይ ይፈርሕ ዲዩያ😂😂😂😂😂😂
እንድሕር ትፈርሕ ኾይንኻሰ ባንቡላ ኽንገብረልካ ያ
ዋይ ዋይ ጉድ መፂኡ ሕፀብኒ የበለይ🤭ኣማን መሕረር😂ስነስርዓት ግበር ኣይተሕርቀን🥺እንታይ ገበራኻ እታቡነአን ረጊዐን ዘይሰትያ❤ሑሕሕ እናበለኒያ ጳቂመን ክሕፀብ ኡይ እንተይለ ስምዕኒ ሞትኩ 😂😂😂😂😂😂ብዝኮነ መሕረር እንዲካ ግን ቀፅለሉ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ዋይ ምጭካንካ አረ ፕራክ ኣትግበረን😢
ኪዱ ይሙት ቆሲለ 😂😂😂😂 ብስሩ ምስ ማዘርካ ጥራይ ስራሕ ፕራንክ ስራሕ ኤማ ብሮ 💞😘 miss u mamiye 💞
ጉድ ፈላ ሕፀበኒያ 😂😂
@@eyutubeእዩይቱብኣነ ገረልኪ ኣለኹ❤
እሰይይ ገበራኻ ኣደዋይ ዕድመን ጥዕናን ይሃበክን ፈጣሪ🙏♥️ሰባኣይ ዶ ይፈርሕ እዩ ።
ሎምስ ምርርር ይብለኒ ኣሎ ስደተይ ይኣክለኒ ከይፀርፈካ ኣማን ሓወይ ከይፀርፈካ ዋይ ሙሴ ሓወይ በጃኻ ባ ኣስቅይ ኣብለለይ ደጊምካ ንኣዶ ብርሃን ገዛ ❤ ክንዱዙይ ስቃይ ኣደዋኒ ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ ባቡላያ ክክክ ከሙዙይ እናገበርካስ ላይክ ሳብስክራይብ ደሊኻ ኣነ ብወገነይ እንተደጊምካያ ንኣደዋ ፃዕዳ ሳብስክራይበይ የልዕላ ኣለኩ 😂😂
ኣደዋኻ ዓለምኻ ፅርቲ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
ata wedi tay weriduka ab shower buna kste .... naaka teazibnaka ... mother tkkl eya
ሰብ እዩ ኢልና ባንቡላ ነቅምጠልካ😂😂😂😂ፁዩቅ ልኮንካ ቆልዓ ኡይ ተይለ ርድእኒ ያተሓሚክኒ ኩላ ኣብዚኣ ተቃሪፃ እያ
way Adewey marye👑👑👑🙏🙏🙏🎉🎉🎉🎉🎉
ሖሖሖ ላበለኒ ያ የሃ ኤሜየ መሕርር ዋውው ኣደዋይ ኣብ እምነት ዘለዉን ክብር ዕድመ ይሃበክን❤ግን በና እናሰራሕ ከመዘይ ኣይትገበር ነውሪ እዩ ወለላይ🥺
ኣደዋይ ድስ ክብላ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን በስምኣም ብልካ እተ ብሓቅ መላእክት ❤❤
ማማየ ፅሪቲ ዕድመን ጢዒናን የሃብክን ፈጣሪ🙏❤ ኤማ ኣብ ቡና ከመዚ ዕግርግር ፅቡቅ የኮነን ዛሓወይ
ዋይ ኤማ መሕረር ሶ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም♥️👏
ዋይ ማርያምን ገይርካ ተናድደኒ ዘለካ ታይ ገበራካ ኣብዛ ቡና ተዐገርግረን ካብ ርእሲ ማማ ውረድ ግን ብዝግሄርካ 😔😟😟
ዋይ ዙወዲ ግን ታይ እዩ ማዕተብ ዘይብሉ አስላማይ ድዩ ካብኡለ አብ ወቅቲ ቡና ልማማ አይቲ ረብሸን ካብ ቡና ወፃኢ እዩ እቲ ዘሐሸ🙏🙏🙏🙏🙏🙏
ማማዋይ ኣብ ሃይማኖትክን ዘለክን ርዲኢትን ፅንዓት ሶ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ኣደዋይ ❤❤❤❤ ኤማየይ መሕረር 😂😂😂
እማየየ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ኤማየ ግን ንማማዋይ እማ እንዳተናደደት እያ ከምዚ ዓይነት ፕራን ኣይትግበራ ብዝኮነ ፍትዉዉዉ የብለኩምም
ማማዋይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ፈጣሪ ንማማ ብራንክ ከይትግብርን
ኡፍፍፍ ኤማ መሕርር አደወይ ዓለመይ ዘለዋ እምነት አብ ቡነ ይትረብሽ ስጡታ ሃባ ማሚተይ🎉🎉🎉❤ ልካሊእ እምበ ንማሚተይኘራንክ አይትግበር ሓደራካ ድማ በርትዕ አጀካ
እሹኒ 🙏🙏❤️
አረ ቡኒ እናሰተየት ኣይተረብሻ ናበሓቂ ኣሕዝናተን ❤❤❤❤
ኤማ ምስሊ ኣዲኡ ንኣዶካ ቡዙሕ ኣተሕርቃ ለለ ኣብ ቡና ሕማቅ ዩ ዝባሃልሞ ከትሓመካ ተካናከና ❤❤❤
ኣሰይ ማሚተይ ኢግዛቢሀር ዝኣመነ ክሉ ዘይሳኣኖ❤❤❤❤❤❤❤❤
ኣሰይ ኣደይ ማዓረይ❤ ኤሚ መሕረር ጊፍቲ ግዝአለን😂❤
ሰተይቲ ቡና ዝኮና ኣንሽቲባ ንምንታይ እየን ብቡነአን ዝመፀን ዘይፎታ😁😁😁ይመቸየን ማማዋይ😘👌
ማሚተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ፈጣሪ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
ብሓቂ ዓቃል እየን ማማካ ኤማ ሓወይ❤ ግን ክሳብ ዝናደዳ ኣይትፃናሕ ከይኣርጋካ ። ናተይ ማማ ተትኮን ግን ብፍንጃል ርእስይ ነቲዓ ማሃለኩ😂 ።ዕድመይ ጥዕናይ ንኣዶታት ትግራይ ❤❤ #ሳብስክራይብ ኣስከ ግበሩለይ ተጋሩ ኣሕዋተይ ።
ንዓኻ እዮም ዝዕዘቡኻ በይ ንዓይማ ኣይዕዘዉንይ ኣይ ማማዋይ ወለላ ♥️💋 ኣማነይ ናዓኻ እና ትዓዝብናካ ኣይትረብሽ ኣይትረባብሸን😂😂
ኣረ ኤማ ማዘር ቡና ትሰቲተላ ሃምኡ ኣይትግበር❤❤❤❤❤❤
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ኣደዋይ🤱🥰🥰🙏🏼🙏🏼🙏🏼
ቋቂመን ሞ ክሕፀብያ😂😂😂ይመቸክን ማማ ቁርፂ እየን ማዘር ቀባፅ ኣይትሕፀባን ኢለናካ ግን ኣብ ቡና ፕራንክ ኣይትገበረን❤
ኣማን ግደፍ ንማማ ኣይተሕርቀልና ቡና ናሰተያ የትረብሽ 😁♥️🥰 ኣብ ኣቦል ቡና ዘዕገርግር እኳ ኣይብርሃኒ ኣነስ ኽሃርመካ ኔረ ኣብኡ ተዝነብር😂🤭😊😂😂😂😂😂😂
ኣደይ ተትኮን እታ ጀበና ኣብ ርእስካ መዕለበትልካ ነይራ ዝርብሻ ኣይትፎቲ ነይራ ግን ፈሊጠ ቅርሺ ኣብ ዝደለኩሉ ሰዓት ዘረባ ይጅምር ነይረ😂ብቻ ናፊቀያ ሐዚ ስደት ናኢዱ ኣይስኣን😢ኣይትርብሻ ኣብ ቡን ኣማነይ ግደፍ ፅቡቅ ኣይኮነይ😊❤
ንደዋይ ኣይተሕርቀለይ 😢😢😢 ኣደየብለይሞ መፅየለ ክረክበን የ ሓፍትካ ካብስዕዲ ዓረብ😢😢❤
ሕድግ ሕደግ አታ ቆላዓ ተማሓር ንማማዋይ አይተናድደንዕድሙን ጥዕናን ያሃበለይ አደዋይ ማዓረይ❤❤❤ኤማዋይ በጅባጅ ስይጣን ከፍረሐካ ዋይ አነ😂😂ማማዋይተይ መላእክት እበር ሰይጣን የብልናይ እወሓቀን❤❤
ኣደዋይ ማዓረይ ኣሕሪርክንዶ ኤማ ግደፍ ቡነአን ኣስትየን ❤❤❤❤
ማማዋይ ስሙ ኣይተልዕሎ ከይሰምዐና❤❤❤
መልኣክ እምበር ሰይጣን የብልናን ኣደዋይ ኣቤት እምነት ኣዴታትና ንንስተውዕል ዓብይይ መልእክቲ ኣለወ ኣደዋይ ኣማነይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም❤❤❤❤
ኣደዋይ ኣብ ሃይማኖትኪ ዘለኪ ፅንዓት ናይ ድንግል ማርያም ውህብቶ ሃባ እትብሉ ብላይክ
የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️
ኣሰይ ማማዋይ ኣብ ሃይማኖት ዘለወን መንፈስ ኩሉ ግዜ ዋዉዉ🙏❤ኤማ ል ማማ ፕራክ ግደፍ ደሞ ህያብ ይወሃባ ትብሉ ላይክ ግጨዩኒ👍🤛
እሹኒ ክብረተይ 🙏🙏❤️
ሓላልይ ሳብሰክራይብ ግብረለይ❤❤
ናይ ማማ ፕራንክ ቀፅል ክትናደድ ከላ ግን ህድእ እናበልካ ግን ሓደራ ናይ ማርያም ውህብቶ ሃባ መምሃሪ እዩ ኣደዋይ ዕድመ ይሃብኪ
ህያብ ሃባ ትብሉ like ❤❤
#ሳስክራይብ ግበርለይ ፅጋበይ🤲
🙏🙏❤️
ትክክል ዝግበኣ ለባም ወላዲት እያ አነ ኩሉ ሰነ ሰርዓተን ብጣዕሚ እየ ፎትየዮ 😍😍😍ሸሕ ዓመት ይንበራልና 🙏😍
ቅርሺ ስደድሉ ክገዝአለን ህያብ
@@ሙሉእሰላምይግበረልናሳሕ😂
ኤማ ግደፍ ልማማ ከምዚ ኣትግበረን ሐዚ ገራሚ ዝኾነ ዉህቡቶ ግዘእላ ይግዘእላ እትብሉ ላይክ❤❤❤❤❤❤❤
#ሳስክራይብ ግበርለይ ፅጋበይ🤲
እሺኒ
እሹኒ ክብረተይ 🙏🙏❤️
❤❤❤❤❤❤🎉@@amantube28
ኣደዋካ ደሰ ክብላ ታዓድልካ ኣማነይ ❤
ግን ንኩላትና እየን ኣደና😊
ደሞ ተጋሩዋይ ላይክ ናገበርና ነዕብዮ ናጀራ ሰብ እዩ ኣማን 🥺
የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️
ማማየ ማርያም ነዉሕ ዕደመን ጥዕናን ይሃብክን❤🙏 ወለድናኾ ኣብ ሃይማኖቶምኮ ብጣዕምይ እዩም ፁናዓት 🥰 ዑጉጉ ኣብሎሉ ይብለዋስ ሳሓቀይ ክቃፃፀሮ የካኣልኩይ😂😂
ማማየይ ኣብ ሃይማኖትክን ዘለክን ርዲኢትን ፅንዓትን ወትሩ እየ ዘድንቐክን ቀፅላሉ ካላይ ኣመስግነለይ ❤ኤማ መሕረር ለ ግደፍ ተኽኽ ኣይተብለን 😂
#ሳስክራይብ ግበርለይ ፅጋበይ🤲
🙏🙏❤️
ሓላልይ ሳብሰክራይብ ግብረለይ❤❤
ማማዋይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ኤማ ንማማ ኣይትኮረያ ቡና ናሰተየት ሕማቅ እዩ❤❤❤
ሳብስክራይብ ግበሩለየ አሕዋተየ😊
#ሳስክራይብ ግበርለይ ፅጋበይ🤲
ኣሜን ክብረተይ 🙏🙏❤️
ሓላልይ ሳብሰክራይብ ግብረለይ❤❤
ናይ ኣሚን ኣድነቅቲ ላዪክ ግጩ ❤❤❤
ክብረተይ 🙏🙏❤️
ማማይ ማዓረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኺ❤ ከምቲ ኸማይ አብ ስደት ኾይኑ ንአዴኡ ምስ ናፍቆቱ ዝቀረየ መን አሎ🥺😢😢😢
#ሳስክራይብ ግበርለይ ፅጋበይ🤲
😢ኣነ. ኣለካ😢😢
🙏🙏🙏❤️
ኣማን ግን ኣብ ቡና ከምዚ ኣይግበርን ፅርቲ ዝኮነ ሰበይቲ እዚአንስ ሓማትካ ትትኮና😂😂😂😂😂😂😂❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉
አጆክኒ ዛምበይተይ አኽኽኽኽ ሰደት ዓይንካ ይጥፋእ እህህህ 😢😢😢
መልክዕካስ መለስ ዚናው ትመስል 😊ኣነስ ማዘረይ ናፍቀያ ብና ክተፍልሕ ከለ በና ትዘረብ እሞ ሱቁ ኢለ ስምዕ የብላ እሞ ታይ ትብለኪ ኢለ ስሕቅ😂የብላ ነይረ ለካ ኣነ የተረደአኒ ነሩ እንበይ ሰለ ደቃ እናሐሰበት እያ ትጭነቅ ነይራ 😢ማማየይ ማዓዝ እየ ልክሕሰኪ ኣምላኬ ሓግዘኒ 👏ንኩለን ኣዴታት ዕድመይ ጥዕናይ ይሃበን ❤❤❤
ኣሜን እምቤተዋ😢❤❤❤🥰🥰
ኣሜን ክብረተይ 🙏🙏❤️
ኤማ መሕርር ኣነዶ ክሓፅበካን 😉🤣
ስጦታ ሃባ ዛ ፅሪቲ ወላዲት ♥️😘😘
የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️
ዋውውውው ኣደዊተይ በዓልቲ ሃይማኖት❤❤❤❤❤ ኣማን ግን ማርያምን ብሰሓቅ ጀሚረስ ብሰሓቅ ወዲአያ😂❤
የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️
ሓላልይ ሳብሰክራይብ ግብረለይ❤❤
አይ ኣማን ምሕረረ አብ ቡና ስዓት አይትርበሸና 😢ማማዋይ ፅሪያት በስመአብ ባለ ያ ሓቂን አየን 🙏♥️
#ሳስክራይብ ግበርለይ ፅጋበይ🤲
🙏🙏❤️
ሓላልይ ሳብሰክራይብ ግብረለይ❤❤
ባንቡላ ክንገብረልካ😅😅😅ኣዶታትናና ኣብ ቡና ዘናድድንንን ኣይፈትዋን ኤሜ ሓወይይ ኣይትረብሸንን
🙏🙏❤️
አሰይይ ማማይ አብ ሃይማነተን ዘለወን እምነት ደስ ክብላካ አብ ሰደት ዘለና ደቅክን አብ ፀለትክን ሕዋሳና ማምየ 👏👏👏አማን መሕረረ ገደፍ አይትረብሸን አን ተልኳን ብዛ ጀበና ከዕምሰካ ነይረ😁😁ደስ ከትብሉ ዕደመና ጥዕና ይሃብኩም ፈጣር❤👏👏👏👏
ኣሜን 🙏🙏🙏❤️
ኣደዋኒ ማዓረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪን ኤማ ግደፍ ዝኾነ ዉህቡቶ ግዘእላ❤❤❤😂😂😂😂
ኣሜን ክብረተይ 🙏🙏❤️
🫣አረ አስካ ትፍለ ኢካ 🤣🤣🤣ማሚየ ለ ዕድመይ ጥዕናን ይሃበልና
#ሳስክራይብ ግበርለይ ፅጋበይ🤲
ኣሜን ክብረተይ 🙏🙏❤️
መልኣክ እንበር ሰይጣን የለን ብተክክል ማመየይ ንእግዛቢሄር እንድሕር ኣሚንካ ማንም ኣይነክአካን ተመስገን ጌታየ 👏❤❤❤❤❤❤
ኤማ ግን ብና ነሰተያ ዕግርግር ኣይፈትዋን ኣዴታትና ሕማቅ እዩ
እሹኒ ክብረተይ 🙏🙏❤️
ኣቱም ናሓለፍኩም ዉህብቶ ሃበን ሃባ ሃቦ ትብሉሲ ሰዲድክምሉ ድኩም ኮይንኩም ሼር እናገበርክም ኣህፍትምዎ እሞ ሹዑ ዉህብቶ ብዉህብቶ ክገብረን ዩ✌️
ኤማየ ኣደዋይ ንፈትወኩም ኢና❤💛
የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️
አቤት ማማዋይ ምክርክን ምጥዓሙ ፀሎት ግበር👌ብዝኮነ አደታትና አብ ቡና ምርባሽ አይፎትያንዋ አይትረብሽ
🙏🙏❤️
ኣይ ኣታ ሕደግ የተናድደን ስልከን እማ ስደደለይ ባዕለይ ከማክረን እየ ፕራንክ ካባድ ክገብራካ ምእንታይ😅😅😅😅😅😂😂😂😂😂😂❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ብዙኮነ ዕድመን ጥዕናን
😂😂😂😂😂😂
😂😂🙏🙏🙏❤️
ማሚተይ ፅብቅቲ ኣሰተይ ኣብ እምነተን ዘለውን ጥንካረ ከይደንቅክዎን ኣይሓልፍን ብሓቂ ብሰመኣብ እልካ ሸይጥን ይርሕቅ መልኣክ ይቅረበካ ሓቀን ኣዶ ክለና እየን ሰደተይ የሕፅረለይ መፅየ ክረክበን እየ ኡሙዋይ መሕረር😊 ክሓሰንባ ሰጦታ ኣምፅእካ ዋላ ሰእሊ ቅድሰን ብሰመይ
የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️
ኣዶስ 1000 ዓመት ትንበር ❤❤❤❤❤
#ሳስክራይብ ግበርለይ ፅጋበይ🤲
🙏🙏❤️
ኤማ ሽኮር❤ ኣደዋኻ ዘረባአን ደስ ክብል❤❤❤ ሰብኣይ ዶ ኣይኮንካን ታይኮይንኻ ትፈርሕ😂😂
ፈሪሐ እየኮ ኣይትፍራሕ እኮኢና ዝበልና😂
መንየን ሹመን ግን ደስ ክብላ❤ንግስቲ ፣ብስራት ፣ለምለም፣ኣልማዝ፣ኣዝመራ😊ገሚተ ክኾን ተስፋ ይገብር❤❤❤😅
የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️
ብሓቂ ትገርም ብርኽቲ ኣደ ኣላትካ
🙏🙏❤️
ዋውው ብጣዕሚ አየን ኣብ ሃይማኖነተን ፅንዕቲ ማማዋይ ፅብቅተይ ደም ሰጦታ ሃበን ኣማነይ ተጋሩዋይ ሳብሰክራይብ ግበራለይ ጀማሪት አየ 👏👏👏❤
🙏🙏❤️
ኣደዋይ ዕደሜ ጥዕና ይሃብኪ ❤ህያብ ሃባ ትብሉ ሰባት ግን ካብይ ኣምጽኡ ላይክ ሳብስክራይብ ግበርዎ ቀልጥፉ ክዓቢ ካብኡ ክህባ ዩ 😔
የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️
ማማዋይ ደስ ክብላ ኣብ እምነተን ዘለወን ፅንዓት ኣብ ቡና ጭቅጭቅ ኣየድልን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም❤
ኣሜን ክብረተይ 🙏🙏❤️
ኣይ ማማ ደስስ ክብላካ 😂 ዕድመን ጥዕናን ይሃበን ❤❤ ሰኑ ግን ጠፍኣ ኣምፀአያ ባ
እሹኒ የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️
ኢማ ሓወይ ንዛ አዴና ከብ ቡና አይትረብሻ አታ ሪባሺ ❤❤❤ብጣዕሚ ዝፈተዎኩም
የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️
ኣደዋይ ቡና እባ ገዚእካለን ሳብስክራይብ ጌረልካስ ክምልሳ እየ ❤ ዓዲ ምስ ኣተኩ ክረክበን እየ ክፍተዋካ ❤❤❤
#ሳስክራይብ ግበርለይ ፅጋበይ🤲
እሹኒ ክብረተይ 🙏🙏❤️
ማማየ ሽኮር
ነውሕ ዕድመ ምስ ሙሉእ።ጥዕና
ያሃብኺን ❤❤❤❤
ኣሜን የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️
ማሪያምን አደዋይ 1000ዓመት ትንብር👏👏❤❤❤❤❤
ኣሜን የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️
ወዲ እንድኻ ንምንታይ ትፈርሕ ያ😂 ኣደዋይ ማዓረይ ❤ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ፈጣሪይ 🙏🥰🥰❤️❤️🥰🥰🥰🥰🥀
ኣሜን ክብረተይ 🙏🙏❤️
ሓላልይ ሳብሰክራይብ ግብረለይ❤❤
አረ ኣማነይ የተኽኣልካይ ቆሲለ 😂😂😂ኣየ ኣደዋኒ ፅሪቲ ዝሮ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም❤💞❤️❤️❤️💕
የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️
ኣደዋይ ማዓረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ❤
ኣሜን ክብረተይ 🙏🙏❤️
ዊ አደዋይ ፅሪቲ ዕድመን ጥዒናን ይሃብክን ፈጣሪ ❤🙏ክፈትየን አነስ አይተናድደን አማነይ አብ ቀረባ ጊዘ አሐጉሰለይ❤🧡
🙏🙏❤️
መልሚለ መላሚለ ኣዕብየ❤ ብሓቂ መልኣክ እዩ ዘለናና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ኣደዋ❤🙏
ኣሜን ክብረተይ 🙏🙏❤️
ውይ ኣደዋይ ምቅርቲ❤❤❤❤🎉🎉🎉
አዶዋይ ማዓረይ ዕድመ ጥዕና ይሃብኺ ኤማ መሕረር ፈራሕ ኡይ ክብል እየ ኣዳምፅንያ😂😂😂😂❤❤❤❤❤❤
🙏🙏❤️
ሓላልይ ሳብሰክራይብ ግብረለይ❤❤
ወይ ኣደወይ ማዓረይ እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ያሃበለይ ፈጣሪ😢❤❤❤❤
የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️
ብስም ማሚ#ሳስክራይብ ግበርለይ ኣሕዋተይ ማዓረይ🤲
ገይረልኪ አለኹ❤
ብሓቂ አደዋኒ አብ አምነት ዘለዎን አራአእያ ብሓቂ ፀጉኡ የበዘሐልክን ❤❤❤
የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️
ባንቡላያ እስይ ገበራ መከረአን እኮ ኣርኢካየን ኤማ ሕደግዶ ተማሓር 😂😊😊
#ሳስክራይብ ግበርለይ ፅጋበይ🤲
ክብረተይ 🙏🙏❤️
ሓላልይ ሳብሰክራይብ ግብረለይ❤❤
ኣሰይይይይ ማማዊተይ መዓረይ ኣብ ቡና ኣይትረብሸን ኤማየይ So ዕድመን ጥዕናን ጥሃብኩም❤❤❤❤❤❤❤❤❤
የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️
ኣማን መቅሰን ግደፍ😂😂😂
🙏🙏❤️
ዋይ ኤማ ዘይተምጸኦ ነገር የለን ናይ Prank King ማዘረይ ስነስርዓተን ብፍላይ ኣብ እምነተን ዘለወን ኣረኣእያ ገራሚ እዩ ❤❤
የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️
አማ መሕረርር😂😂😂😂
ጠንክር ኣጀካ❤
እሹኒ ክብረተይ 🙏🙏❤️
ዋይይ እታዮ እደታትና እማ ብና ከፍላሓ ከለዋ ዕግርግር እይፈትዋን ረብሽካያ ዕድመን ጥዕናን ነደታትና ንስካ ግና ረባሽ እካ😂 ዝኳነ ነገር ገዝእካ ደስ እብላ❤
የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️
ደስ ክትብለካ አድዋይ ውህቡቶ ሃቦ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️
በስመ ስላሴ እንታይ ገበራካ ኣታዩ ሓወይ አብ ግዘ ብን ከመዚ አይትግበር ንማማ አተሕርቀን በዛካ ይቅረታ አቅርበ እየ ዝሓወይ😢❤❤
ማማዋይ አብ ሃይማኖትክን ዘለክን ፅኑዕ እምነት እቱ ሰናይ ምክርክን ብጣዕሚ ደስ ኢሉና መንፈሳዊ ቅንኢ ቃኒአ😢❤❤❤🥰🥰🥰
የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️
Wawwwwwww❤❤❤❤❤❤❤ kameza adaea yelan heyabi hqba
🙏🙏❤️
ማማየይ አብ እምነት ዘለዎን ኣረኣእያ ደስክብለካ ኣዶስ ልዘልኣለም ትንበር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ኣደዋይ❤❤❤
የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️
ኣይይይይ ኤማ መሕረር 😂😂😂😂😂😂😂😂
🙏🙏😂
ኤማ ረባሺ😀በዛ ጀበና ከይፍንክታካ ይፈርሕ ኔረ ወለድና ኣብ ቡና ዝርብሸን ኣይፈትዋን
የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️
mami😢 ab buna aytrebshen gdef eima👌❤
🙏🙏❤️
ኣደውተይ ናይባሓቂ ማዕረግ ዘለዋ ወለደት እያ ደለየ በጃኻ ኣብ ቡኒ ኣይተረብሻ❤❤❤❤
የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️
ኣብ ገዛ ሻውር ክወስድየ ያ በል ድፍርት እዩ😂😂😂😂😊
#ሳስክራይብ ግበርለይ ፅጋበይ🤲
🙏🙏❤️
@@eyutubeእዩይቱብ ገይረልኪ ዝያዳይ♥
ሓጎስ ይሙት ወለላይ ኣነ በቡኡ ዝምሕል ሰብ ክፍተወኒ ማማየይ ምቅርቲ ጠንካራ ኣደ ኣላትካ ማዘረይ ከምኡ እያ ትብል ማይ ቆሪ እዩ ከውዕዮ እንተኢልናያ ኣቤት ቢልዓ በስምኣም ኢልኩም እማ ብዝሑሉ ተሓፀቡ ኣይትፅገቡዋ ትብለና ክክክክክክ so ንማማ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን በለልና
የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️
ስብኣይ ዶ ይፈርሕ እዩ ያ😂ይመችኽን ኣደዋይ❤
🙏🙏❤️
ማማየ ምቅርቲ ነዊሕ ዕድመ ይሃብክን ምቅርቲ ኣብ ኣብ ሃይማኖት ዘለወን እምነተን ደስ ክብል❤❤❤❤❤
🙏🙏❤️
ማምየ ምዓረይ ስውኣይ ይፈርሕ ዲዩያ😂😂😂😂😂😂
🙏🙏❤️
ሓላልይ ሳብሰክራይብ ግብረለይ❤❤
እንድሕር ትፈርሕ ኾይንኻሰ ባንቡላ ኽንገብረልካ ያ
ዋይ ዋይ ጉድ መፂኡ ሕፀብኒ የበለይ🤭ኣማን መሕረር😂ስነስርዓት ግበር ኣይተሕርቀን🥺እንታይ ገበራኻ እታቡነአን ረጊዐን ዘይሰትያ❤ሑሕሕ እናበለኒያ ጳቂመን ክሕፀብ ኡይ እንተይለ ስምዕኒ ሞትኩ 😂😂😂😂😂😂ብዝኮነ መሕረር እንዲካ ግን ቀፅለሉ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️
ዋይ ምጭካንካ አረ ፕራክ ኣትግበረን😢
🙏🙏❤️
ኪዱ ይሙት ቆሲለ 😂😂😂😂 ብስሩ ምስ ማዘርካ ጥራይ ስራሕ ፕራንክ ስራሕ ኤማ ብሮ 💞😘 miss u mamiye 💞
ኣሜን የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️
ጉድ ፈላ ሕፀበኒያ 😂😂
#ሳስክራይብ ግበርለይ ፅጋበይ🤲
@@eyutubeእዩይቱብኣነ ገረልኪ ኣለኹ❤
🙏🙏❤️
እሰይይ ገበራኻ ኣደዋይ ዕድመን ጥዕናን ይሃበክን ፈጣሪ🙏♥️
ሰባኣይ ዶ ይፈርሕ እዩ ።
ኣሜን ክብረተይ 🙏🙏❤️
ሎምስ ምርርር ይብለኒ ኣሎ ስደተይ ይኣክለኒ ከይፀርፈካ ኣማን ሓወይ ከይፀርፈካ ዋይ ሙሴ ሓወይ በጃኻ ባ ኣስቅይ ኣብለለይ ደጊምካ ንኣዶ ብርሃን ገዛ ❤ ክንዱዙይ ስቃይ ኣደዋኒ ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ ባቡላያ ክክክ
ከሙዙይ እናገበርካስ ላይክ ሳብስክራይብ ደሊኻ ኣነ ብወገነይ እንተደጊምካያ ንኣደዋ ፃዕዳ ሳብስክራይበይ የልዕላ ኣለኩ 😂😂
እሹኒ ክብረተይ 🙏🙏❤️
ኣደዋኻ ዓለምኻ ፅርቲ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
ata wedi tay weriduka ab shower buna kste .... naaka teazibnaka ... mother tkkl eya
🙏🙏❤️
ሰብ እዩ ኢልና ባንቡላ ነቅምጠልካ😂😂😂😂
ፁዩቅ ልኮንካ ቆልዓ ኡይ ተይለ ርድእኒ ያ
ተሓሚክኒ ኩላ ኣብዚኣ ተቃሪፃ እያ
🙏🙏🙏❤️
way Adewey marye👑👑👑🙏🙏🙏🎉🎉🎉🎉🎉
🙏🙏❤️
ሓላልይ ሳብሰክራይብ ግብረለይ❤❤
ሖሖሖ ላበለኒ ያ የሃ ኤሜየ መሕርር ዋውው ኣደዋይ ኣብ እምነት ዘለዉን ክብር ዕድመ ይሃበክን❤ግን በና እናሰራሕ ከመዘይ ኣይትገበር ነውሪ እዩ ወለላይ🥺
ኣሜን የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️
ኣደዋይ ድስ ክብላ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን በስምኣም ብልካ እተ ብሓቅ መላእክት ❤❤
ኣሜን ክብረተይ 🙏🙏❤️
ማማየ ፅሪቲ ዕድመን ጢዒናን የሃብክን ፈጣሪ🙏❤ ኤማ ኣብ ቡና ከመዚ ዕግርግር ፅቡቅ የኮነን ዛሓወይ
የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️
ዋይ ኤማ መሕረር ሶ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም♥️👏
ኣሜን የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️
ዋይ ማርያምን ገይርካ ተናድደኒ ዘለካ ታይ ገበራካ ኣብዛ ቡና ተዐገርግረን ካብ ርእሲ ማማ ውረድ ግን ብዝግሄርካ 😔😟😟
የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️
ዋይ ዙወዲ ግን ታይ እዩ ማዕተብ ዘይብሉ አስላማይ ድዩ ካብኡለ አብ ወቅቲ ቡና ልማማ አይቲ ረብሸን ካብ ቡና ወፃኢ እዩ እቲ ዘሐሸ🙏🙏🙏🙏🙏🙏
የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️
ማማዋይ ኣብ ሃይማኖትክን ዘለክን ርዲኢትን ፅንዓት ሶ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ኣደዋይ ❤❤❤❤ ኤማየይ መሕረር 😂😂😂
የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️
እማየየ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ኤማየ ግን ንማማዋይ እማ እንዳተናደደት እያ ከምዚ ዓይነት ፕራን ኣይትግበራ ብዝኮነ ፍትዉዉዉ የብለኩምም
🙏🙏❤️
ማማዋይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ፈጣሪ ንማማ ብራንክ ከይትግብርን
🙏🙏❤️
ኡፍፍፍ ኤማ መሕርር አደወይ ዓለመይ ዘለዋ እምነት አብ ቡነ ይትረብሽ ስጡታ ሃባ ማሚተይ🎉🎉🎉❤ ልካሊእ እምበ ንማሚተይኘራንክ አይትግበር ሓደራካ ድማ በርትዕ አጀካ
እሹኒ 🙏🙏❤️
አረ ቡኒ እናሰተየት ኣይተረብሻ ናበሓቂ ኣሕዝናተን ❤❤❤❤
እሹኒ የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️
ኤማ ምስሊ ኣዲኡ ንኣዶካ ቡዙሕ ኣተሕርቃ ለለ ኣብ ቡና ሕማቅ ዩ ዝባሃልሞ ከትሓመካ ተካናከና ❤❤❤
የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️
ኣሰይ ማሚተይ ኢግዛቢሀር ዝኣመነ ክሉ ዘይሳኣኖ❤❤❤❤❤❤❤❤
የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️
ኣሰይ ኣደይ ማዓረይ❤ ኤሚ መሕረር ጊፍቲ ግዝአለን😂❤
እሹኒ ክብረተይ 🙏🙏❤️
ሰተይቲ ቡና ዝኮና ኣንሽቲባ ንምንታይ እየን ብቡነአን ዝመፀን ዘይፎታ😁😁😁ይመቸየን ማማዋይ😘👌
የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️
ማሚተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ፈጣሪ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️
ብሓቂ ዓቃል እየን ማማካ ኤማ ሓወይ❤ ግን ክሳብ ዝናደዳ ኣይትፃናሕ ከይኣርጋካ ።
ናተይ ማማ ተትኮን ግን ብፍንጃል ርእስይ ነቲዓ ማሃለኩ😂 ።
ዕድመይ ጥዕናይ ንኣዶታት ትግራይ ❤❤
#ሳብስክራይብ ኣስከ ግበሩለይ ተጋሩ ኣሕዋተይ ።
የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️
ንዓኻ እዮም ዝዕዘቡኻ በይ ንዓይማ ኣይዕዘዉንይ ኣይ ማማዋይ ወለላ ♥️💋 ኣማነይ ናዓኻ እና ትዓዝብናካ ኣይትረብሽ ኣይትረባብሸን😂😂
🙏🙏❤️
ኣረ ኤማ ማዘር ቡና ትሰቲተላ ሃምኡ ኣይትግበር❤❤❤❤❤❤
እሹኒ የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ኣደዋይ🤱🥰🥰🙏🏼🙏🏼🙏🏼
🙏🙏❤️
ቋቂመን ሞ ክሕፀብያ😂😂😂ይመቸክን ማማ ቁርፂ እየን ማዘር ቀባፅ ኣይትሕፀባን ኢለናካ ግን ኣብ ቡና ፕራንክ ኣይትገበረን❤
እሹኒ የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️
ኣማን ግደፍ ንማማ ኣይተሕርቀልና ቡና ናሰተያ የትረብሽ 😁♥️🥰 ኣብ ኣቦል ቡና ዘዕገርግር እኳ ኣይብርሃኒ ኣነስ ኽሃርመካ ኔረ ኣብኡ ተዝነብር😂🤭😊😂😂😂😂😂😂
የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️
ኣደይ ተትኮን እታ ጀበና ኣብ ርእስካ መዕለበትልካ ነይራ ዝርብሻ ኣይትፎቲ ነይራ ግን ፈሊጠ ቅርሺ ኣብ ዝደለኩሉ ሰዓት ዘረባ ይጅምር ነይረ😂ብቻ ናፊቀያ ሐዚ ስደት ናኢዱ ኣይስኣን😢ኣይትርብሻ ኣብ ቡን ኣማነይ ግደፍ ፅቡቅ ኣይኮነይ😊❤
እሹኒ የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️
ንደዋይ ኣይተሕርቀለይ 😢😢😢 ኣደየብለይሞ መፅየለ ክረክበን የ ሓፍትካ ካብስዕዲ ዓረብ😢😢❤
የመስግን ክብረተይ 🙏🙏❤️
ሕድግ ሕደግ አታ ቆላዓ ተማሓር ንማማዋይ አይተናድደን
ዕድሙን ጥዕናን ያሃበለይ አደዋይ ማዓረይ❤❤❤
ኤማዋይ በጅባጅ ስይጣን ከፍረሐካ ዋይ አነ😂😂
ማማዋይተይ መላእክት እበር ሰይጣን የብልናይ እወሓቀን❤❤
ኣሜን ክብረተይ 🙏🙏❤️
ኣደዋይ ማዓረይ ኣሕሪርክንዶ ኤማ ግደፍ ቡነአን ኣስትየን ❤❤❤❤
🙏🙏❤️
ማማዋይ ስሙ ኣይተልዕሎ ከይሰምዐና❤❤❤
ክብረተይ 🙏🙏❤️
መልኣክ እምበር ሰይጣን የብልናን ኣደዋይ ኣቤት እምነት ኣዴታትና ንንስተውዕል ዓብይይ መልእክቲ ኣለወ ኣደዋይ ኣማነይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም❤❤❤❤
ክብረተይ 🙏🙏❤️