ደም ከንብዓኩምየ እያ ትብለና josias denden

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 25 พ.ย. 2024

ความคิดเห็น • 385

  • @ጓልወየንቲ-የ5ለ
    @ጓልወየንቲ-የ5ለ หลายเดือนก่อน +2

    ኣጀኩም ደቅነይ ልዕድመ ይግበረልኩም👏 እንተ ላአ ግን ኣምላክ ይፈረደላ😢😢

  • @arsemabiniam8900
    @arsemabiniam8900 หลายเดือนก่อน +3

    ብጣዕሚ ዘይንቡር ነገር ትገብር ኣላ እዛ ጽብቕቲ ጓል። ኣብ ጥቕኣ ዘለኹም ሓግዝዋ። ዋ ናይ ነገር ደሓን ኣይመስልን

  • @Amorawedigash
    @Amorawedigash หลายเดือนก่อน +36

    እዋይ ሓፍተይ ንሕና ውን ኣብ ቲክቶክ ክትሓዝኒ ምስ ረኣናኪ ብጣዓሚ ኢና ሓዚና ኣጆኪ ከኣ ሕማቕ ዝገብር ናይ ኢዱ ብኣምላኽ ኢዩ ዝፍደዮ 😢🙏

    • @mehariyonas7843
      @mehariyonas7843 หลายเดือนก่อน +2

      @@Amorawedigash ዝረበሸቶ ይብላን ዘይፈልጥኩም ወጠምጠም ኣይትበሉ ግዜ ሃቡና ንሕናዉን ጪብቲ ኣለና ንሳ ከምዘይኮነት፡

    • @michaelghereyesus6195
      @michaelghereyesus6195 หลายเดือนก่อน +2

      Yonas ab Holland zelka akoa deka neska ente kenka ezi guday nab kale tewsdwo alkum bezayada neay rekbni ekul tebti kehbka

    • @Amorawedigash
      @Amorawedigash หลายเดือนก่อน

      @@mehariyonas7843 እሞ ተራዳድኡ ንሕና ድኣ ሕማቕ ስለ ዝረኣና ግድን ኢና ነታ ተበዲለ ትብል ዘላ ኣብ ጎንኣ ክንከውን

  • @ምድረቡርዓደይ
    @ምድረቡርዓደይ หลายเดือนก่อน +34

    ጥዕና ዘይብላ ከይትኸውን ሓገዝ ይገበረላ ሂወታ ከይተይፍእ ናብኡ ገጻ ኢያ ትኸይድ ዘላ

  • @ጎስዓልብየቃለሰናይ
    @ጎስዓልብየቃለሰናይ หลายเดือนก่อน +19

    እግዚያብሄር አምላኽ ካብ ክፉአት ሰባት ይሰውረና እዋይ ፀገም😢😢😢😢😢

  • @BlesssedDay
    @BlesssedDay หลายเดือนก่อน +35

    እዋይ እዚ ገለ ሰብሲ ከመይ ኢሉዩ እዚ ግዜ ዝኣክለሎም ክንድዚ ክፋእ ክሓስቡ😢

    • @TjomiTekaie
      @TjomiTekaie หลายเดือนก่อน

      😂😂😂😂😂😂😂😂❤

    • @AdayHiwet
      @AdayHiwet หลายเดือนก่อน +2

      አቱም ሰባት ፡እቶም ቤተሰባ እንተአልዮም ፡ዋላ ካላኦት አብቲ ዘላቶ እንተልዮም ሓግዝዋ፡ እዚ ናይ ጥዕና አእምሮ ጉድለት እዩ እሞ ሓግዝዋ፡ናብ ሓኪም ወሰድዋ።
      ምሕረት የውርደላ ።

  • @SaraBerhane-vr3so
    @SaraBerhane-vr3so หลายเดือนก่อน +28

    ናይ ጥዕና ጸትገም ስለ ዘለዋ ኢዩ እንበር ጥዕና ዘለዎ ሰብ ከምዚ ኣይገበረን ኢዩ ክትሕገዝ ኣለዋ

    • @Lunatedros
      @Lunatedros หลายเดือนก่อน

      Aytefred

    • @rasmusern9974
      @rasmusern9974 หลายเดือนก่อน +2

      @@Lunatedros ya 3 amet texawitu sediwa da geden aya kitrbsh anberi

    • @akicaridkiyesusss7010
      @akicaridkiyesusss7010 หลายเดือนก่อน +2

      Kemzi oynet seb naj tona xgembaelwa hgzwa bro ktorey tikel eya entay xgma hgzwa melisa kytgdidd

  • @Selemawit278
    @Selemawit278 หลายเดือนก่อน +31

    በስመኣብ😢😢😢😢😢 ኡፍፍፍፍፍ ብጣዕሚ ኢና ተሻቂልና ኔርና ክንደይ ዲና ብውሽጢ ጽሒፍናልኪ ኣጆኺ ኢልና ተመስገን ግን እንቃዕ ደሓን ኮንኪ ጥራይ❤❤❤

  • @AfrikaEritrea
    @AfrikaEritrea หลายเดือนก่อน +11

    ኖኖእ እዛ ቆልዐ ሐሚማ አላ እንበር ናይ ጥዕና አይመስለን ግን ሰብ ተሕምም ስለ ዘላ ከአ ገለ መዕገሲ ክግበረላ አሎዎ ምሕረት የውርድ 🙏

  • @awetgezai7175
    @awetgezai7175 หลายเดือนก่อน +12

    Enka kemzi ranaki edu metabt ember senbdna nerna ❤❤❤❤

  • @ብራቅጻሓይዎርሒለይቲ
    @ብራቅጻሓይዎርሒለይቲ หลายเดือนก่อน +6

    አዝጊኦ ኣንታ ኣምላኽ ንዓባ በዚ ኩፉአ ዝኣልም ዓስቢ ክፍኣቱ ሃቦ❤🙏🐪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @FthiGuesh
    @FthiGuesh หลายเดือนก่อน +25

    ሕማቅ ጌራ ናብራ ሰደት እታይ ዝገበረት ወላዲት እያ እበር ደከ ስድራ ኣለዋ ብሂወት ከሎስ ንሞት ትምነ ሕማቅ ሰብ

  • @NomorehgdefEzgharya
    @NomorehgdefEzgharya หลายเดือนก่อน +5

    እንታይ ዓይነት ጽላለ እዩ እዚ ሕማም እዩ ብሕጊ ጥራይ እያ እዚ ክፉእ ተግባራ ትገድፎ
    ጆሲ ወዲ ህዝቢ በል እስኪ ቀጽሎ ኣጆኻ❤❤❤❤❤❤

  • @Ostirch
    @Ostirch หลายเดือนก่อน +21

    እዋይ በስምኣብ ክንደይ ትሓስም እያ 😢

  • @semharkahsay1946
    @semharkahsay1946 หลายเดือนก่อน +24

    ጆሲ ተወሳኺ ስእሊ ናይታ ሰብ ዘርግሓልና ስዲ ዝኾነት ሰብ😢

    • @michaelghereyesus6195
      @michaelghereyesus6195 หลายเดือนก่อน +1

      Ane sela teray zeykone ane eye geryo edablet Voice Message aleni

  • @ST-qz8jf
    @ST-qz8jf หลายเดือนก่อน +13

    ፖው፡ እንቃዕ ሓቂ ኣይኮነ እዛ ጓል ኣደንጊጻትኒ ነይራ፡ ግን ሓዋ ስለ ዝበደላ እንታይ ግበሩ ትብሎም ኣላ😢😢😢😢፡ እቶም ነታ ጓል ትፈልጥዋ ዓገብ በልዋ፡ be strong sis!

  • @2004GLy
    @2004GLy หลายเดือนก่อน +10

    Thanks ጆሲ ወዲ ህዝቢ🙏

  • @natanmussie699
    @natanmussie699 หลายเดือนก่อน +21

    ካብ ከምዚ የድሕነና🙏🙏🙏

  • @ወዲቐሺ-ጸ2ተ
    @ወዲቐሺ-ጸ2ተ หลายเดือนก่อน +6

    ዘይደረዳኒ ነገር እንተሎ እዚ ወዲ ምብዳል በድልዋ ይመስል ምኽንያቱ ብኸመይ ንሙልኣት ስድራቤት ክትረኽቦም ክኢላ ኣሕዋቱ :የዕርኹቱ ኩሎም መቕርቡ እያ ትፈልጦም ስለዚ ይብዛሕ ይዉሓድ ገለ ምዓልትታት ኣላልዋ ነሩ እዩ ዝመስል.ብዝኾነ ብጥዓሚ እዩ ዘሐዝን.

  • @ምድረቡርዓደይ
    @ምድረቡርዓደይ หลายเดือนก่อน +36

    ማይ ጸሎት እንዶ ውሰድዋ እቶም ትፈልጥዋ ኩሉ ሰብ ጽቡቅ የለን

    • @selammebrahtu4747
      @selammebrahtu4747 หลายเดือนก่อน +1

      Ewe ezi physical problem gera ala. Nay tena aykonen.

    • @yohanaandat8616
      @yohanaandat8616 หลายเดือนก่อน +1

      Bhaqi kulu seb ayteayen

    • @AdayHiwet
      @AdayHiwet หลายเดือนก่อน +1

      ሃለው ለው ፡ ድንቁርና ናይዚ ህዝቢ ዚ፡ አብ ዐዲ ሓኪም ዘለዎ ሃገርስ ማይ ጨሎት?

    • @ምድረቡርዓደይ
      @ምድረቡርዓደይ หลายเดือนก่อน +5

      @@AdayHiwet ኣፍልጦ ዘይምህላው ኢዩ፡ ሓኪም ብመጠኑ ስጋ እምበር ነፍስ ምሕካም ኣይከኣሎን ኢዩ ፡ ስጋን ነፍስን ዝሕክም ህያው ኣምላክ ብቻ ነው ። ኣነ ንባዕለይ ኣብ ጀርመን ክንደይ ተሳቅየ ኣይሓወኹን ብማይ ጸሎት ግን ካብ ከቢድ ሕማም ሓውየ ሰላም ኣለኹ። እዚ ክውንነት ኢዩ።

    • @liyahagosasmelash2788
      @liyahagosasmelash2788 หลายเดือนก่อน

      @@ምድረቡርዓደይ🙏🙏🙏🙏

  • @MerryFshatsion-r1i
    @MerryFshatsion-r1i หลายเดือนก่อน +3

    ❤❤❤ adu habtey abay seb

  • @MahariteMebrahtom
    @MahariteMebrahtom หลายเดือนก่อน +2

    Kbrti haftey eigiziabher amlak msaki ykun bhiwet eqae haleki ❤

  • @awalomteklemariam4088
    @awalomteklemariam4088 หลายเดือนก่อน +10

    እንቃዓ ደሓን ኮንኪ ኣነ ኣብ ቲክቶክ ርእየዮ ስእሊ ነይረ ሸር ተባሂሉ ።

  • @hailetekle6023
    @hailetekle6023 หลายเดือนก่อน +12

    ኣብ ጸገም ፡ወዲቃ ከይትህሉ።ሓግዝዋዋ።

  • @LuaulaTemelso
    @LuaulaTemelso หลายเดือนก่อน +8

    ምስ ሓዉኺ ሂወት ጀሚራ ከም ዝነበረት ፉሉጥ ዩ ናትኪ ኮነ ናይ ሓዉኺ ኣድራሻ ብኸመይ ረኺባቶ በዲልዋ ኣሎ ግን ኣብ ስድራ ምብጻሕ ጌጋ ጌራ ንሓዉኺ ክትብቀሎ ኔርዋ ናይ ዓቅሊ ጽበት ጌራቶ እምበር እዚኣ ዕንበባ ትመስል ቆልዓ ቁሙነገር ዝገብረላ ኣይትስእንን ያ ኣምላኽ ኩሉ ዉሽጣ ይፈልጥ ዩ ኢዱ የንብረላ የበርዳ ሓፍተይ🙏😢

    • @Ruta0922
      @Ruta0922 หลายเดือนก่อน +2

      ወላ ይበድላ ስራሕ ስኢነስ ወዲ በዲሉኒ ኢለ ኣብ ከምዚ ክወድቅ ስራሕ ስኢነ

  • @haregusharegu7474
    @haregusharegu7474 หลายเดือนก่อน +5

    ወይይ ጸገም ኣነስ ኮመንት ጽሒፈልኪ ነይረ እድየ ኣብቲግቶግ ብጣዕሚ ኢያ ተገርም ክድዝይ ክፍኣት 😮😮😮😮

  • @Al-be8tk
    @Al-be8tk หลายเดือนก่อน +1

    Eqay gud etay zbele gud u sedi eya gn ezea tiona zybla eya eway gudam abi meliekti u nkalea seb nefioti azerarbaki sene serat zelki egzieabeher kisanet yhabkum sedy meiobya zbedela eya ezea love u josi 🎉🎉🎉❤❤❤❤

  • @ZaidKesete
    @ZaidKesete หลายเดือนก่อน +12

    Hi joseyas denden kemey aleka gal hawey ab tigray 2018 tefiatni ala eba tehababereni

  • @RegatMehari
    @RegatMehari หลายเดือนก่อน +11

    እውይ ኤድ ሐፍተይ ሕማቅ ረኪብኪ በሊ አጆኪ

  • @Kevindurant35734
    @Kevindurant35734 หลายเดือนก่อน +5

    እዛ ሰብ በሓቂ ጥዕና ይብላን ሕክምና ይድሊያ ኣሎ

  • @abielbiniam5745
    @abielbiniam5745 หลายเดือนก่อน +6

    Eway edu haftey unkae hasot kone
    Btami eya gn sdi sela sheer nbelo

  • @ent6089
    @ent6089 หลายเดือนก่อน +11

    ናብ ናይ ስነ ኣእምሮ ሕክምና ውሰዱዋ

  • @alemxewar7937
    @alemxewar7937 หลายเดือนก่อน +7

    እዋይ ገለ ክንሰምዕ ኢና ቅንይ ኢልና ሲ

    • @TjomiTekaie
      @TjomiTekaie หลายเดือนก่อน

      😂😂😂😂😂😂😂😂❤

  • @kerenmariamdearit7733
    @kerenmariamdearit7733 หลายเดือนก่อน

    Mara lebam SEB , amlak yhalukum sidra 🙏🙏🙏🙏💕💕💕💕

  • @astermartinazzo4309
    @astermartinazzo4309 หลายเดือนก่อน +4

    Josy, as i have experience with such kind people in my work,please she need help that girl because if she have family when she is need peace of mind that girl.much respect 💯💯💯💯💯💯 for this women the way how she holds all stressed by that girl .i believe absolute she isn't accepting her brother he left her god and gave her to get back in her senses she is having mental health issues that girl need help really

  • @MeryemNoorhusein
    @MeryemNoorhusein หลายเดือนก่อน +3

    ትፈትዎ እያ ግን ፍቶት ናይ ጥዕና ዘይብሉ ሰብ እዩ ዓዲ ሕጊ እያ ደላ ገበናን ሕምምቲ ድያ ክፍለጥ እዩ

  • @astermartinazzo4309
    @astermartinazzo4309 หลายเดือนก่อน +1

    I really appreciate ❤❤❤the way she tried to explain Edan you are really trying i just can't imagine how you can feel about special themost to your parents sorry for that such kind girls they need to fellow her isn't not at all normal, can be jealous or revenge very bad .

  • @Ayatatt
    @Ayatatt หลายเดือนก่อน +2

    Aweyyyy nebsika busy migbara kiatiam 🤔❤️🤔

  • @teameabrha205
    @teameabrha205 หลายเดือนก่อน +10

    ምሕረት የዉርደላ

  • @galmehamed2362
    @galmehamed2362 หลายเดือนก่อน +3

    Ane gn zeyteredani zelo ms hawki zkone xbuq mqrrab entezeynebra bkemey msaki ktfalet keila?

  • @yordanosyemane1289
    @yordanosyemane1289 หลายเดือนก่อน +2

    EZGYO MEHARENA KRUSTOS KAB KEMZI EDHNENA 🙏🙏🙏🙏

  • @Mama-y5y
    @Mama-y5y 22 วันที่ผ่านมา

    Kabzuy maharna ftar aboy😢😢😢

  • @WeiniAregai
    @WeiniAregai หลายเดือนก่อน +4

    ጽብቅ ኣለኪ ንኩሉ ሰብ እያ ከምኡ ትገብር ዘላ እዛ ጋል ኣዝያ ሓደገና ሰብ እያ ምሳና እያ ትቅመጥ

    • @michaelghereyesus6195
      @michaelghereyesus6195 หลายเดือนก่อน +1

      Ab Arnheim deki zelki wey zelka ane gerobabta kerkeb yedeli aleku meknyatu kemey eyu hiweta keflet delye

  • @Marrybrauhan
    @Marrybrauhan หลายเดือนก่อน +4

    Well come Deki EREYyyyyy

  • @jiromsolomon
    @jiromsolomon หลายเดือนก่อน +1

    NSA baela ya bejakum qnvr aykonen ezi

  • @YordanosGebrihiwet
    @YordanosGebrihiwet หลายเดือนก่อน +3

    Trebh seb aykonetn aybhaln 😢 nay hade semina aynfred aytwegni please

  • @betifish3396
    @betifish3396 หลายเดือนก่อน +3

    Ewy senef eye ezia 😢😢😢😢😢gn bhgi hazwa

  • @danielWeday
    @danielWeday หลายเดือนก่อน +3

    Wawwww entay Aynet ftret eya

  • @yordanoskidane5394
    @yordanoskidane5394 หลายเดือนก่อน +2

    OMG😢 Entay zgeberu Weledi eyom

  • @ሴም
    @ሴም หลายเดือนก่อน +1

    እዋይ ጊዜ ሰብ ክንሱ ሰብ ክበልዕ ይወል ኣሎ🙏🏽

  • @Rigbe-l9q
    @Rigbe-l9q หลายเดือนก่อน +1

    Eway hmak Gzye xnh elna gele kinsemia ena 😢😢😢😢😢😢😢

  • @nisri1567
    @nisri1567 หลายเดือนก่อน +3

    በብወገንኩም እንዳ ፓሊስ ስርዓት ከትሕዝዋ'ዮም። ጸገም እንተለዋው'ን ብፖሊስ ተታሒዛ መርፍእ መዝሓሊ ክወሃባ'ዩ ኣይትሕረቑ። ኣብ ሕጊ ኩሉ በብዝኾነ ኣብ ዘዘለኹሞ ሃገር ሓብሩ፡ ኩሉ ተሰኒዱ ክጸንሕ ኣለዎ። ነብሰ ቕትለት ምስ እትፍጽም'ውን ምስ መን ርክብ ወይ ህልኽ ነይሩዋ ክቕላዕ ስለ ዝኾነ። ኩሉኹም ተኣደቡ።

  • @tsehayweldeab1846
    @tsehayweldeab1846 หลายเดือนก่อน +2

    Nay tenana xegm gera keytkweni

  • @fitsummilli5181
    @fitsummilli5181 หลายเดือนก่อน +3

    ሰላም ጆሲ ናይ መብሪሂት ሓጋዝደሃብክዋ ክምለሰኩም ይብሉና ኣለው ብኢመይል ናይ gofundme ድነበረ

  • @HaniJimi-jj5yu
    @HaniJimi-jj5yu หลายเดือนก่อน +8

    እንታይ ኮን ጌርዋ ይኸውን ኣይንፈርድን ኢና ናይ 2 ከይሰማዕና

    • @fevenabraham1300
      @fevenabraham1300 หลายเดือนก่อน +3

      ዝገበረ ይግበራ እንታይ ገበሩ ስድራ ንዑኡ ምስኡ ኣላ ድላያ ዘይትገብሮ ስድራ ምሉእ ክርበሽ

    • @HaniJimi-jj5yu
      @HaniJimi-jj5yu หลายเดือนก่อน

      @@fevenabraham1300 ጽቡቅ ጌራ ኣይበልናን እንታይ ጌርዋ እዩ ማዕረ ክንድዚ ሕማቅ ትሓስብ ዘላ ኢና ንብል ዘለና እዚ ኮ ናይ ጥዕና ኣይኮነን በዲልዋ ተኾይኑ ሓሪቃ ትገብሮ ዘላ ክኸውን ይኽእል እዩ ሓሪቖም ዶ ኣይኮኑን ቅድሚ ሕጂ ነንስቶም ዝቐትልወን ዝነበሩ

    • @kerenmariamdearit7733
      @kerenmariamdearit7733 หลายเดือนก่อน +3

      Intay emo ??? Sidra intay gerom 🤬🤬🤬🤬🤬

    • @rahelgoitom6686
      @rahelgoitom6686 หลายเดือนก่อน +1

      emo gudaya ms men diya ktwd'o zelewa

  • @RahwaKidane-q6v
    @RahwaKidane-q6v หลายเดือนก่อน

    😭Iway huket, ezia miesara

  • @ሓኔታ-ጸረህግደፍ
    @ሓኔታ-ጸረህግደፍ หลายเดือนก่อน +5

    ብዙሓት ሰባት ናይ የእምሮ ነውጺ ገይሮም ኣለዉ፡ እቲ ዝለመድዎ ማሕበራዊ መነባብሮ ፡ ናብ ናይ እንስሳ ዘገዳም ብዝመስል መልክዕ፡ በይንኻ ናብራ ኣብ ጽምዋ ኮይንዎም፡ የእምርኦም ይናወጽ ኣሎ ።
    ብዝተኻእለ መንገዲ ሕብረተሰባዊ ምትእኽኻብ፡ ማሕበራት ሓገዝ፡ ዝረኽብሉ ዕድል የድሊ ኣሎ ።

  • @Mestrymovie
    @Mestrymovie หลายเดือนก่อน +4

    መስኪነይቲ ጋል ቀላይ በዓቴት ሕጂ ኩሉ ሓበሻ ፈሊጥዋ ዝምርዓዋ ክትስእን ኢያ ምኽንያቱ ናይ ሕሳዳ ዓይነት ዘለዋ ትመስል

    • @RegatKibrealem-y1w
      @RegatKibrealem-y1w หลายเดือนก่อน +1

      Hadish adia kelaybetat aykonetin

  • @askkilkasa3770
    @askkilkasa3770 หลายเดือนก่อน +1

    ዘይ ስማዕ የለን ሎምሲ

  • @GhibletYbetit
    @GhibletYbetit หลายเดือนก่อน +5

    ዋይ ጉድ

  • @Abuki-wk1xh
    @Abuki-wk1xh หลายเดือนก่อน +2

    Eway xegem mayxolot wuesedwa zeyadey ajoki

  • @sawatube
    @sawatube หลายเดือนก่อน +9

    እዋይ ክፍአት ፐፐፐፐፐ

  • @AngosomYakob
    @AngosomYakob หลายเดือนก่อน +3

    ሐሸውየ ዩ ኣየ ኤርትረኣውያን ኣብ ልኣለኩም መን ይገብሮ ኣሎ ደይትፈልጡ

  • @letinaabay6991
    @letinaabay6991 หลายเดือนก่อน +1

    ጸግውም ከይህልዋ

  • @Solomonmulugeta9268
    @Solomonmulugeta9268 หลายเดือนก่อน +5

    Wey gud gzye tehibuka kali knsemi ena 😢

  • @mehariyonas7843
    @mehariyonas7843 หลายเดือนก่อน +1

    ጸጋዊት ሸር ኣይበለታይ ኣይትሓስው ኣብዘይፈለጥኩሞ ኣይትዛረቡ

    • @s.b5073
      @s.b5073 หลายเดือนก่อน +4

      Emo tifelto aleka entekoynu endo anexirka xehaf. Sidra mulue rebisha enabeletka

    • @mehariyonas7843
      @mehariyonas7843 หลายเดือนก่อน

      @@s.b5073 እሞ ንሳ ትብል ዘላ ክኣ ልዕሊ 6የሕዋት ኮይኖም እዳደወልን እዳጽሓፉን እዳጸረፉን ረቢሾምኒ ኣነ ኤ ተረቢሸ ብኣጻሩ ኣነ ኤ ተበዳሊት ኮምኡ ስለዝኮነ ከኣ ከሲሰዮም ዘለኩ ትብል ኣላ፡እዚ ትብሎ ዘላ ኣዛ ጋል ክኣ ብዘይዝኮነ ጪብቲ ተጸልመኒ ኣላ ኢያ ትብል ዘላ ኩቡር ሓው

    • @YordaYordanos
      @YordaYordanos หลายเดือนก่อน

      አኮአ እዩ እዚ ዮናስ

  • @MengistabHabtegabir
    @MengistabHabtegabir หลายเดือนก่อน +1

    Kab kemzi yedihnena 😢

  • @teklitbo6583
    @teklitbo6583 หลายเดือนก่อน +10

    ኣነ ሓንቲ ሪኢቶ ኣሎኒ ኣብ ቲክቶክ ኽሳብ ሕጂ ዘሪጊሓቶ ኣላ ክተዕጽውዎዎ ኣሎካም ክሳብ ሕጂ ተዘጊሑ ኣሎ

    • @edengere3797
      @edengere3797 หลายเดือนก่อน +2

      emo bkemey knexwo nay ko blok ilatni ya

    • @amanuelande4987
      @amanuelande4987 หลายเดือนก่อน

      ​@@edengere3797በታ ዘላ ሽም ነቶም ዳ ቲክቶክ ርከቦም ባዕሎም ክዕጽውዎ ኢዮም?

  • @meracolorado1915
    @meracolorado1915 หลายเดือนก่อน +3

    Hawki miadyo Gele aynet hurm ygefia alo 😅😅😅

  • @FitihawitFi
    @FitihawitFi หลายเดือนก่อน

    ዎይይይ ፈጣሪ ታይ ኢና ንገብሮ 😪 ሰብ ግን????

  • @zeinakahsainaibhakitumderf7925
    @zeinakahsainaibhakitumderf7925 หลายเดือนก่อน

    Izia rgmti zeria zeghermiu wedi ghedifuni ilkas izi kulu mhzo media igberela amien

  • @asedetekle6677
    @asedetekle6677 หลายเดือนก่อน +2

    ከይበደላ ክሳብ ክንድዚ ኣይትከድን ኢያ

  • @habenkibreab2393
    @habenkibreab2393 หลายเดือนก่อน

    Hawki ke nemntay bedlwo😢😢

  • @HiwetGebrhet
    @HiwetGebrhet หลายเดือนก่อน

    Josi hawey kemey
    Bagedasi guday delyeka aleku bkemey krekibeka

    • @JosiasDenden
      @JosiasDenden  หลายเดือนก่อน

      @@HiwetGebrhet bezia rikebeni……
      Josiasdenden@protonmail.com Elka

  • @brhaneberakie5670
    @brhaneberakie5670 หลายเดือนก่อน +3

    ኣብ ሆላንዲ መን ትብሃል

  • @ሃኒሃኒ-ጠ1ኘ
    @ሃኒሃኒ-ጠ1ኘ หลายเดือนก่อน

    ጆሲ ንፉዕ ኣጆኺ ንበላ👍👍

  • @embatekera9244
    @embatekera9244 หลายเดือนก่อน +4

    Anta ezom fara enternet saeri kancha koynulom.

  • @bereketgebre4685
    @bereketgebre4685 หลายเดือนก่อน +7

    20:31 ኣብ ለይቲ ኢዩ ሓይል እዛ ሸይጣን 😂 እንታይ ዝገበሩ ስድራ ኢዮም ምስቲ ባዓል ጉዳይ ዘይትተሃላለኽ እዚ ድንቁርና ኢዩ 😢

  • @DanielGidey-kr9cw
    @DanielGidey-kr9cw หลายเดือนก่อน +1

    አብቲ ሕብረተሰብና ጸገም አሎ:ሰባት ብዘይ ቃል ኪዳን ክዘሩ ይጸንሑ እሞ:ንስድራ ነጊሮም መርዓን ሓዳርን ክገብሩ ይደልዩ:ድሕሪ እዚ እቶም ስድራቤት ምሰአ ወይ ምሳኡ ኣይኸውንን ኢሎም የፍርስዎ: ድሕሪ እዚ ኣብቶም ፍቑራት ዝኾኑ ሰባት ጸገም ይፍጠር:ሰለዚ እቶም ወለዲ ወይ ቤተሰብ ኢድኩም ሕዙ:እቲ ዝሓሸ መንገዲ ቃል ኪዳን ገይሮም ብሓንሳብ ክነብሩ ዩ:እንተ ዘይኮይኑ ከምዚ ይፍጠር::
    Jesus Christ is Lord,

  • @fitsumabedefisseha4889
    @fitsumabedefisseha4889 หลายเดือนก่อน +20

    እንድሕሪ ምስ ሓውኺ ርክብ ዘይነይርዋ ግን ቤተ-ሰቡ ከመይ ገይራ ፈሊጣትኩም ?

    • @teklitbo6583
      @teklitbo6583 หลายเดือนก่อน +4

      ስሚዓያ ብከመይ ወሲዳቶ

    • @edengere3797
      @edengere3797 หลายเดือนก่อน +9

      ብሽሙን ብስእሉን ጌራ ፌሰብክ ከፊታ ንኩሉ ሰብ ኣታሊላቶ ደሓር ካኣ ኣነ ንሓወይ ኣይተጣበቀቕኩን ንሱ እንተ በዲልዋ ምሰኡ ዘይ ትውድእ ጉዳያ እንታይ ዝገበሩ ስድራ ይርበሹ

    • @fitsumabedefisseha4889
      @fitsumabedefisseha4889 หลายเดือนก่อน

      @@edengere3797
      ኖ ኖ ነቲ ኩሉ ዝገበረቶ ኣትሪረ ይቃወሞ ኢየ ክብርቲ ሓብተይ። ኣነ ዝበልኩ "ነቶም ቀረባ ቤተ-ሰቡ ፈልያ ከመይ ገይራ ፈሊጣትኩም ብፍላይ እቶም ኣሕዋቱ ዘይኮኑ" ?
      ሕቶ ኢየ ሓቲተ ፥ ቀደም ምስ ሓውኺ ርክብ ነይርዋ ዳሓር ተባኢሶም ከይኮኑ ፥ ብኹሉ ወገን ክንጥምቶ ኣለና ፥ ክልቲኦም መንእሰይት ስለዝኾኑ ክጋገዩ ይኽእሉ ኢዮም። እቶም ካልኦት ቤተ-ሰቡ ግን ተለኪምኩም መሳኪን።

    • @fitsumabedefisseha4889
      @fitsumabedefisseha4889 หลายเดือนก่อน

      @@teklitbo6583
      ቴለፎን ከመይ ገይራ ካብ ዓርኩ ከም ዝወሰደቶ ሰሚዐዮ ኢየ ሓወይ ፥ ኣነ ዝበልኩ ንዓርኩ ኸ ከመይ ገይራ ዓርኩ ምዃኑ ፈሊጣ ?

  • @asliruessom5607
    @asliruessom5607 หลายเดือนก่อน

    ስላም፡ናኹም፡ጆሲ፡ኢዝአ፡ካብ፡ፍርሀት፡ኢጊዝአቢሄ፡፡ዚወጸት፡ኒአምላኽ፡አይቲፈሊጦምን፡ኢያ፡ኢዚአ፡ናይ፡አገኒቲ፡፡ሲራሕ፡ኢዩ፡፡፡ኢየሱስ፡ኩሩቶስ፡ሐያል፡ሱም፡ይጊናሐዮ፡አቢአ፡ዞሎ፡ሰይጣናዊ፡፡፡❤

  • @sabamengsteab1240
    @sabamengsteab1240 หลายเดือนก่อน

    Eway haftay haki msluni naru
    Dahan enkae selam halki ta hemak tgbre ka lbona yhaba

  • @sammiku5970
    @sammiku5970 หลายเดือนก่อน +17

    Wey gud intayu kindzi stilale.

  • @segen8531
    @segen8531 หลายเดือนก่อน +17

    ዮሲ ሓውና ብጣዕሚ ጽቡቕ ፡ ነዛ እዚ ኹሉ ክፋእ ትገብር ዘላ ኣድራሻኣ ሽማን ስደዱልና ....ክትክሰስ ኣሎዋ ፡ ኣብ ሕጊ ክትቀርብ ኣሎዋ

    • @letinaabay6991
      @letinaabay6991 หลายเดือนก่อน

      ብጥዕናኣ ዶ ትከውን

    • @Lunatedros
      @Lunatedros หลายเดือนก่อน

      Be hade seb zebelekas keyragageska ketkeses????

    • @Lunatedros
      @Lunatedros หลายเดือนก่อน

      ​@@letinaabay6991I want to warn you about the situation with the woman you intend to sue. I understand your frustrations, but it's important to realize that she can also sue you for what you've said.
      The law in the Netherlands is strict, and without concrete evidence, it will be difficult to pursue charges against her. Her sister has indicated that she has been emotionally abused, but no official report has been filed yet. Additionally, her brother has physically assaulted her and damaged her phone.

    • @aziebngse8197
      @aziebngse8197 หลายเดือนก่อน +2

      Seb guday aelewu endo entay elki Ktkesya nmntay kemau tgebr aela hatitkya dika

    • @BlesssedDay
      @BlesssedDay หลายเดือนก่อน

      ​@@aziebngse8197ግደፎ ይኽሰሳ ስራሕ ዚሒላቶ ኣላ😂

  • @muluebrhanhabte4539
    @muluebrhanhabte4539 หลายเดือนก่อน +3

    Ata kindey yhamku tom ahwata nezia melihasa zey korxuwa

  • @AzemeraBerhe
    @AzemeraBerhe หลายเดือนก่อน +2

    ❤❤❤

  • @fetwigebrebrhan9192
    @fetwigebrebrhan9192 หลายเดือนก่อน +1

    Entay zbelwo gze eyu wedey ajoki haftey

    • @kesetehabte1955
      @kesetehabte1955 หลายเดือนก่อน

      ብሓንቲ ዘይትጠቅም ሂዎቶም ክባላሾ

  • @SabaGebrhiwet-qt5gu
    @SabaGebrhiwet-qt5gu หลายเดือนก่อน +2

    Besmame entay geza bexhnia

  • @Letunguse
    @Letunguse หลายเดือนก่อน +1

    እዚ ናትኪ ቪድዮታት ካበይ ረኺባቶ ?

  • @NaherMerih
    @NaherMerih หลายเดือนก่อน +1

    Zereba 2te keysemaka aytfred

  • @FetariSdetnaYhxrelna16
    @FetariSdetnaYhxrelna16 หลายเดือนก่อน

    Ezen nay priferi Awald Chekanat Eiyen Reshat Niew belwen Reshat amenzratat

  • @yf9921
    @yf9921 หลายเดือนก่อน +17

    Hawki gn bedilwa keykewn ksab kndzi aymbexhetn?

    • @youditsium-adam8910
      @youditsium-adam8910 หลายเดือนก่อน

      Yeah possible😒

    • @Feventesfalem-oc5rk
      @Feventesfalem-oc5rk หลายเดือนก่อน

      Ane ewn kemu eye zbl mzi nay zadi sheket

    • @kerenmariamdearit7733
      @kerenmariamdearit7733 หลายเดือนก่อน +1

      Ehiii emo inte bedela???? Intay zgeberuuj sidra💔💔💔💔💔🤬🤬🤬🤬

    • @asedetekle6677
      @asedetekle6677 หลายเดือนก่อน

      ከይበደላ ከምዚ ኣይትገብርን እያ

  • @Senicho
    @Senicho หลายเดือนก่อน

    Eway shigir entay ena nkewn zelena gn 😢

  • @ለለለ
    @ለለለ หลายเดือนก่อน

    ወይ ጉድ ታይ ዝገበሩ ወለዲ አዩም

  • @Feventesfalem-oc5rk
    @Feventesfalem-oc5rk หลายเดือนก่อน +2

    Eza gal tebedila eya fult lba demya gn neuktehrk ela nsdra kemu mgbara xbuk aykonen

  • @stumble_king1
    @stumble_king1 หลายเดือนก่อน +4

    Ane rekibeyo delku ikum rekibkum delkum😢😢😢kemzia shigir rekibe alku ane

    • @TuwenYemane-b8o
      @TuwenYemane-b8o หลายเดือนก่อน +4

      Tetenkekla hawey ab hadega kaytetweka sedetat eyen gelien

    • @stumble_king1
      @stumble_king1 หลายเดือนก่อน

      Anes wedi iyu komu digebreni delo ane gal iye kabza tibla dela wela hanti godelo deybila ane terbishe mehzuteyn fetwten terbishom ​@@TuwenYemane-b8o

    • @stumble_king1
      @stumble_king1 หลายเดือนก่อน

      Bismey sili sher ybil bismey kindey gize amlkite gin higi firudom denguyni alo kemay koynu mis awedat yeilil telfoney yhibom biseb midwal terbishe

    • @TuwenYemane-b8o
      @TuwenYemane-b8o หลายเดือนก่อน +1

      Okey sori haftey natey ab polic amelketi nebski tetenkeki meknyatu wedi eu kethezyo aytekeli ketklakelyo aytekeli dokmenti malet chbti hizki amelketi ajoki xelot nab amlaki endagebrki meknyatu amlak eu halawina gele sebat kab hiwetka nekwexu wen ashgerti eyom

    • @stumble_king1
      @stumble_king1 หลายเดือนก่อน

      @@TuwenYemane-b8o bitami ygerim iyu neza nay eden mis semiwa bizuhat fetwtey nabay sedidoma amelkite alku chibti hize tesfa ygebir ka meilebi kirekbelu izi guday

  • @SeluBehabelom
    @SeluBehabelom หลายเดือนก่อน +2

    እዋይ ሰብ ዝረኽቦ

  • @mihreteabsyum1780
    @mihreteabsyum1780 หลายเดือนก่อน +9

    ክትሽኩር ከኣ እምበር😂😂

    • @michaelteame2634
      @michaelteame2634 หลายเดือนก่อน +1

      Shkor gal sebiay siena😂😂😂😂

    • @mihreteabsyum1780
      @mihreteabsyum1780 หลายเดือนก่อน +4

      @@michaelteame2634 ይገርመካ ዩ🤣 🤣በዓል ንሕና ከኣ ይትረፍ ዝልምናና ዝጥምታና ሲኢና

    • @yohanaandat8616
      @yohanaandat8616 หลายเดือนก่อน

      Kkkkkk😂😂😂😂

    • @yonitomm1520
      @yonitomm1520 หลายเดือนก่อน

      ​@😂😂😂😂mihreteabsyum1780

    • @yohanawelday4248
      @yohanawelday4248 หลายเดือนก่อน

      😂😂😂😂😂😂ኣርኪብኩም ዲኹም😮

  • @TesfaXbah1
    @TesfaXbah1 หลายเดือนก่อน +6

    ብሩክ ሰንበት 🙏 ሓሳብ ልብኩም የስምረልኩም ገጽ ትፈትውዎም ስድራበትኩም የሪኢኩም ኣብዛ ፕሮፊልይ ኣቲኩም ሳብስክራይብ ሓጉዝኒ ትሓባብሩኒ ከይትሰግሩኒ የሕዋተይ 🙏❤

  • @briktimehari9666
    @briktimehari9666 หลายเดือนก่อน +4

    Abti tkmetelu Arnhem zbehal ketema znebru habesha wey kereba beteseba ab nay yemro hkmna ktrey yhagzwa please ezi nay zkone aemro hmamm disorder eu doctor aykonkun diagnose kgebra gn definitely nay aemro hmamm b mhir obsessed mukan kmexe ykel eu sdrabieta hagzwa