ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
*❤ጥዕምቲ ደርፊ ትግረ ክብረት ይሃበልና ሃገራውያን ቻነል!*
great job well done thanks for sharing your thoughts and current affairs of political analysis.
ኩብረት የሕወት
ጽቡቅ ትንታነ ማቲዎስ የግዳስ ትንታነካ ኣላ ክትቅጽል ዳተጸበናያ ኣብ ሞንጎ ከምዛ ልቸ ዝከደትካ ክትምስል ትቃረጽ ኮይና 😊 ኣብ መብዛሕትኡ ትንታነካ ፡ ብዝተረፈ ግና ኣጆካ በርትዕ ❤❤🇪🇷🇪🇷🙏🙏
Thank you DJ Drone 🥰🇪🇷
Merhab wedi ereyyyyyyyyy 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Eritreawinet kbur meninet ❤️🇪🇷👍🇪🇷🙏🇪🇷🌹🇪🇷👏🇪🇷💪🇪🇷🙏❤️🌹
Welcome Dron 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ኢትዮጵያ ኣብ ሳልሳይ ባላ ምዕራባውያን ከይተመርኮሰብ ብክልተ እግራ ደው ክትብል ዘይትክእል ርእሰ ተኣማንነት ኣልቦ ልምስቲ ሃገር እያ 444.
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ERi🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️💪💪💪🙏
Thank you guys God bless Eritrea 🇪🇷🙏🇪🇷
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ጽቡቅ ጥልቀት ዘለዎ ትንታኔ ማቲዮስ ዘልኣለምን ጥዑም ቅዲ ኣናብባን ኣቀራርባን ስዒድ መ/ድ !!
Welcome wedi Eri 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Merhabae wedi ereyy jogina 👍🌟👍🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷
♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷🙏💕
🦁🇪🇷ERITREA Adey adi jeganu ne Africa 🌍 ❤️🕌🇪🇷⛪️❤️🌻👍
❤❤❤
ስ ላ ም 🎉🎉🎉
🇪🇷🇪🇷❤️❤️🦁🦁🦁🌹🌹👍
Selam...deki erey 🇪🇷🇪🇷🐪🇪🇷🐪🐪🇪🇷🇪🇷🇪🇷
🎉🎉
🇪🇷🐪🇪🇷🐪🇪🇷🐪
ጹፉፈ ስራሕ🎉🎉🎉
Good job ድሮን from Boston
Welcome AAN 🎉🎉🎉
You said it well 👏
❤❤❤❤❤❤❤❤
Nice one AAN as usual .
❤
❤🎉🎉
❤❤❤❤🎉🎉🎉
ጀጋኑ ድሮናትና ሃየ ድኣ ከምቲ ዘልመድኩሙና ውርጹጽን ጽሩይን ትናታኔኹምን ዜናታትኩምን ጆባእ ካብ ምባል ኣይትደንጉይና ስዒዶም በቲ ጥዑም ድጽምኻን ቃላትካን ማቴዎስ ወዲ ዓሊ ወዲ ሹቕ ኮታ ድሮናት ወኪልካ ብእትገብርዎ ስራሓት ኮታ እዛ ሃገር ኣለዉዋ ኣለውና ካብ ንብለኩም ኢኹምሞ ኩርዓትን ሓበንን ይሰማዕኹም ዘልኣለማዊ ክብርን ዝኽርን ንሰማእታትና ክብርን ሞገስን ንምክልኻል ሰራዊትና ዓወት ንህዝብና።
Eritrea ❤
Nice song
Harir derfi tigree! keep it up!
DC EPLF🇪🇷🇪🇷❤️❤️👏🏿👏🏿👍
ወዲ ዓሊ ሓቢቢ ሰላም ሰላም
💪🏿🇪🇷❤️💪🏿
ድሮነይ መለይ ፎርሳ ንቕድሚት በስ 💪💪💪💪💪
👍👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹♥️💪🙏
Good job bro 🎉🎉🎉🎉🎉
Welle came dron 👍
🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷
ንማትዎስ ትገብሮ ዘለኻ ኣስተዋጽኦ ጽሕተትካን ኣፍልጦኻን ተካፍለና ዘለኻ በርትዕ በለለይ ኢኻ።💪💪💪💪💪❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Merhaba Eri dron❤
ሓጻርን ጽፍፍትን ትንታኔ ❤❤❤❤❤❤❤
Well come drone. ❤❤❤
enteta ased welad aajea❤❤❤
Yekenyelena teum dehay Mati 🙏🏾
ስጋብመአስ እዮም ብርእሶም ዝተአማመኑ ሰብ ከመይ ዘለአለም ባርነት ይመርፅ በስመአብ ፎ !ፎ ✨✨I like the music ማትዮስ ሃወይ 💞💞✨🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷✨✨✨✨🌸🌺🌷🌹🌾🐪🐪🌿ወትሩ አወት ንሐፋሽ 💪🌸🌺🌾ክብርን ሞገስን ንሰማእታትና🙏🏾🌷🌷🌷🌷🍀
Merhaba ❤❤❤❤❤
ኤሩ ዐደይ ጽብቅቲ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
ሰላም ንህዝቢ ኤርትራ ውድቀት ንስርዓት ህግደፍ
ፅቡቅ ኣለካ ወደይ እዘም ሓሰውቲ
Nay tgre derfi abzhalna wedi abeyti
እዛ ደርፍ ዳኣ ክሰምዐ ድስ ትብል❤❤❤
This song was a song by Osman Abderehim in the early 70th. Thank the artist who singing it in the best way
ሰብይ ፁቡቅ ኣለካ
TPLF is so delay to take action ,
first come❤🎉
Merhaba wede erey❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
💙🇪🇷♥️♥️♥️🌹💜💙💚🇪🇷♥️♥️🌹💜💙💜🌹🇪🇷
Sorry mate, what is your second one channel? I couldn’t find it. I try to follow if you don’t mind. Can you send to me link? Thank you.
ገብሬ እከይ ግብሩ 😂
ደቂ ኢረየ ትጎደናኹም ፅቡቕ ግንሰብ ኣይረኣየንንዘሎ
ኣሰይ ኣሰይ እዞም ሩጉማት ወያኔ ካብ ግዜ ጀብሃ ጀሚሮም ክሳብ ሎሚ ደም ዘንብዑና ኢዶም ኣይስኣኑ
ኣቢይ ፡ በቲ ልዑል ናይ ዘረባ ትዕድልቱ ኣብ'ቲ ፈለማ እዋን ፡ ብፍቕርን ሰላምን ይቕሬታን እናሰበኸ ንዘየዐሽዎ ስለ ዘይነበረ ፡ እቲ ኣመና እናሰለጦ ልቢ ህዝብታት ሰሊቡ ፡ እተጎናጸፎ ተኣምራዊ እምነትን አድናቖትን ተፈታውነትን ኣመና ኣስኪርዎስ ፡ ንሓዋሩ እናኣዐሸወ ዝነብር እናመሰሎ ትዕቢትን ንዕቀትን ወሪስዎ ። እቲ ዘገርም ድማ ፡ ብኣንጻሩ ክሳዕ ክንደይ ሓሳዊ ፣ ጨካን ፣ ከዳዕ ...ወዘተ ኩሉ ገግናዩ ዝውንን ኣዝዩ ሓደገኛ ፍጥረት ምዃኑ ምግላጹ ኢዩ ።
ጽቡቕ ትንተና ኣኔበሳ
You have to report it in Amharic so The Ethiopian elite can hear it but not sure if they can stop from their slogan Zeraf Zeraf
ናይ ቅድም ዳሓን ይሕለፈሎም።አኸለ።ሕጂ ዳአ ባዓል ማይክ ሃመር ባዓል አባሳደር አመሪካ ክም ስዋአ ዝጣዓመላ ስበይቲ ኮኖም ሓንሳብ መቀለ ሓንሳብ አዲስ አበባ ዘውደድኹ ዘለው አመሪካ ቢኢድ አዙር ትገዝኦም እንድየ ዘላ እዝም ዳቁር ርእስ መዲድ ።አኽለ።
Azekhakhrom ske ata hbun
የታባቱ ኣቢይ😂
እነዚህ ትግራዪች ለአሜሪካውያን መስገድ መቼ ነው የሚያቆሙት የጥቁር ህዝብ አስዳቢዎች ለማኝ መባል ለዘልአለም ነው
Hi where where you I like this music and other Tigre music could you add me to your members and how can I be.Asmerom
Ethiopia tbehal hasad hager kem hager ktanu trah u zelewa
😂😂😂😂😂😂
እዚ ጠ/ም ኣብይ ኣሕመድ'ሲ፡ ካብ ምስ ጎረባብቱ ብዘይግባእ፡ ካብ'ቲ ሓደ ዘይግባእ ወደብ ክጥቀም ኢሉ ካብ ሕጊ ወጻኢ ስምምዕ ምግባርን፡ ካብ'ቲ ሓደ ካኣ እንተ ብሓይሊ እንተ ብሕጊ ወደብ ዓሰብ ይግባኣና እዩ ካብ ምባልን፡ ኣብ ዘየዋጸኦ ፍጹም ናብ ዘይግባእ ኲናት ክኣቱ ኢሉ ካብ ዝክፍክርን'ሲ፡ ነቲ ብገይግባእ ኣብ ኢትዮጵያ ወሊዕዎ ዘሎ ህውከትን ኲናትን ግዳ ብሰላማዊ መንገዲ ክፈትሖ ዘይፍትን። ግን ካኣ በየናይ ዓቕሙ እሞ'ኸ ክኣልዮ፧ ነዚ ሰብ ናብ'ዚ ኩሉ ጸገም ዘእትዎ ዘሎ ግን፡ እንተተዓዚብካዮስ ገለ ናይ ኣእሙሮ ጸገም ፈጢሩሉ ኣሎ እዩ ዘብል። ምኽንያቱ ካብ'ታ ኣብ ስልጣን ዝመጸላ እዋን ንግለ ግዜ ከመይ ነይሩን፧ ሕጂ'ኽ ከመይ ኣሎን፧ እስከ ኩሉ ንዘክሮን ተመሊስና ንስማዓዮን። ሕጂ'ኸ ከመይ ኣሎን፧ ኣይገርምን'ዶ፧ ስለ'ዚ ካኣ እዩ ባዓል ጥዑይ ኣእምሮስ ከምዚ ኣይገብርን እዩ ዝብለኒ ዘሎን።
Silly
እዋይ ጀቤ፡ ውራይ ረኪብኩም
ገብሩ ኣስራት ኦሮሞ እዩ። ኣብዘይ ዓዱ ዝቦቖሎ መርዚ።
😂😂😂😂😂😂😂😂
ሂወት ከም ጸወታ ዳማ 😂
Kkkkkkkkk
እዚ ሕጂ ኣብይ ኣሕመድን፡ ጻድቃን፡ ጌታቸውን ገብሩ ኣስራትን ወዘተ ዝብልዎ ዘለው፡ ብዛዕባ ቀይሕ ባሕርን፡ ብዛዕባ ብዝሒ ህዝቢ ኤርትራን ክዋጋእ ዝኽእል ዓቕሚ ሓይልታቱን ወዘተ እዮም ሃለውለው ዘለዉን። ወያነ ከም ባዓል ሃለቃ ጸጋይን ስዩም መስፉንን ወዘተ እኮ ነዚ ከን'ዚ ሃለውለው ደጋጊሞሞ ነይሮም እዮም። እዚኦም'ከ ሕጂ ኣበይ ኣለዉን፧ ካብ'ቲ ወያነ ካብ 1998 ዓ.ም ምስ ኤርትራ ዝጀመረቶ ኲናትን፡ እዚ ዳሓር ንኤርትራ ክሳብ 9 ተወንጨፍቲ ተኲሳን ፈቲናን ንኤርይራ ናብ'ቲ ኲናት ክትኣቱ ካብ ዘገፈደ እዩ ነይሩን። ወያነ ካኣ ንኣዲስ ኣበባ ክትኣቱ 16 ኪሎሜትር ምስተረፋን፡ ሳላ ብዝላዓለ ሓይሊ ናይ ኤርይራ ኮይኑ፡ ፋኖ'ውን ንኣብይ ገጂፍ ሓገዝ ዝገበር እዩን። ደ/ር ኣብይ ግን ሕጂ ነዞም ዘድሓንዎ ሓይልታት ጠሊሙ እዩ ምስ'ዞም ትማሊ ከጥፍእዎ ወሲኖምን ቀሪቦምን ዝነበሩ ኮይኑ ንፋኖ ብረትኩም ኣውርዱ ክብልን ንህዝቢ ኣምሓራን ኦሮሞን ካኣ ብሰብ ኣልቦ ነፈርትን ብታንክታት ክጭፍጭፎም ዝውዕል ዘሎን። ንኤርትራ ካኣ ሕጅስ ሕሉፍ-ሓሊፉስ ንባዓል ኣሉላ እንዳጠቐሰ ዛዩ ዶባትና ክሳብ ቀይሕ ባሕሪ እዩ ክብል ጀሚሩ ዘሎን። እዚ ካኣ ከምቶም ኩሎም መራሕቲ ኢትዮጵያ ታሪኽ እንዳገማጠሉ ዝብልዎ ዝነበሩ እዩ ንኤርትራ ኣካል ኢትዮጵያ ክገብራ ዝፍትን ዘሎን። ንወያነ ኣዝዩ ክሳብ ኣፍደገ ሞት ኣብጺሑ ንዘድሓኖን፡ ንወያነ ካብ 16 ኪ/ሜተር መሊሱን ጭፍልቕ ኣቢሉ ንዘድሓኖ ንሓይልታት ኤርይራን፡ ሳላ ኤርትራ ኢትዮጵያ ካብ ምምቕቓል ድሒና ኢሎምን ኢሉን ከም ዘየመስገነ፡ ሎሚ ተገልቢጡ ከምዚ ክብል ክትሰምዖ ከለኻስ ኣዝዩ እዩ ዝገርም። ታሪኽ እንዳ ገማጠልካ ዝርከብ ዓወት ካኣ የለን። ከምኡ እንትዝኸውን ነይሩስ ዓለም ካልእ እያ ምኾነትቭነይራን።ዓወት ብብዝሒ ህዝቢ ዝመጽእ ነይሩ እንትዝኸውን ካኣ፡ ህዝቢ ኤርትራ ዳኣ ኣብ'ቲ እዋን ብረታዊ ቃልሲ ክትጅምር ከላስ 3.5 ሚልዮን ኣቢሉ እንድዩ ነይሩ። ህዝቢ ኢትዮጵያ ካኣ ልዕሊ 80 ሚልዮን እዩ ነይሩ። ኣብ መወዳእትኡ'ኸ መን ሳዓረ፧ ኣብ'ቲ ወያነ ብ-1998 ዓ.ም ምስ ኤርትራ ኲናት ዝገበረትሉ ካኣ ህዝቢ ኤርትራ 5.5 ሚልዮን እዩ ነይሩ። ህዝቢ ኢትዮጵያ ካኣ ካብ 100 ሚልዮን ንላዕሊ እዩ ነይሩ። ሽዑ'ኸ መን እዩ ዝሳዓረ፧ ሕጂ ካኣ ህዝቢ ኤርትራ 7.6 ሚልዮን እዩ። ህዝቢ ኢትዮጵያ ካኣ ልዕሊ 120 ሚልዮን እዩ። ኣብ ኲናት ክትዕወት ዘኽእለካ'ኮ ብዝሒ ህዝቢ ጥራሕ ኣይኮነን። ከዐውተካ ዝኽእልን ክትወቕዖ ትደሊ ዘለኻ ዓላማን ሓቅነቱን፡ ህዝቢ ካኣ ምስ ዝፈልጦን ኣሚኑ ክቃለስ ከሎን እዩ እምበር፡ ብብዝሒ ህዝቢ እንተዝኸውን'ሲ ኤርትራ ናጻ ሃገር ኣይምኾነትን ነይራ። እቲ ወያነ ብ-1998 ዓ.ም ዝፈተነቶ ኲናት'ውን ኣይምተዓወተትሉን ነይራን። ምኽንያቱ ወያነ ብገይጋ ናብ ኲናት ስለ ዝተበገሰትን፡ ሓቅነት ካኣ ስለ ዘይነበራን ክኸውን ከሎ፡ ንህዝቢ ኤርትራን ሰራዊቱን ግን፡ ንሓቅነቱ ስለዝተበገሰን፡ ነዚ ሓቂ ኣሚኑ ካኣ ስለዝዋጋእን እዩ ኩሉ ግዜ ዝዕወት ዝነበረን ዘሎን። ስለዚ ብብዝሒ ህዝቢ ዘይኮነ ዘዐውተካስ ስለሓቀኛ መንገድኻን እቲ ህዝቢ ካኣ ነቲ ሓቂ ስለዝፈልጦን እምበር።ኤርትራ፡ ምስ'ቲ ትሕስውዎ ዘለኹም ምስ ኣኹሱም ትንበር፡ ዋላ ትግራይ'ውን ምስ ኣዲሊስን ኤርትራን ትንበር፡ ዶባት ናይ ምሉእ ኣፍሪቃ'ኮ ብመግዛእቲ ርእሰማላውያን ናይ ኤውሪጳ እዩ ተሓንጺጹን ሕጋዊ ኮይኑ ዝሰርሕ ዘሎን። ኤርትራን፡ ሊብያን፡ ፍርቃ ሶማልን ካኣ ናይ ጣልያን መግዛእቲ እየን ነይረን። ሱዳን ናይ እንግሊዝ፡ ጅቡቲ ካኣ ናይ ፈረንሳ ካኣ ነይረን። እዚ ኣኹሱም ኣኹሱምን፡ ኣሉላን ኣሉላን ዘብል ዘሎ ግን ናይ ቅድሚ 14 ክሳብ 15 ዓመተ ዓለም ዝነበረ ናይ ፍልመ ደስነትን ናይ መሳፍትን መዋእል እዩ። እቲ ሕጋዊ ኮይኑ ቆይሙ ዘሎ ዶባት ናይ ኣፍሪቃ ግን ኣብ'ቲ መግዛእቲ ናይ ኤውሮጳውያን ዝተሓንጸጸን ዝቖመ እዩ። ሕጂ ባዓል ጻድቃን፡ ባዓል ጌታቸው፡ ባዓል'ዚ ጠላም ኣብይ ኣሕመድን ገብሩ ኣስራትን ወዘተ ዝብልዎ ዘለዉ ግን ፍጹም ታሪኽ ገማጢልካ ንህዝብታት ኤርትራን ኢትዮጵያን {ትግራይን} ንምንቛት ዝግበር ዘሎ ፍጹም ገይጋ እዩ። ሕጂ ግን መብዛሕትኡ ህዝቢ ኢትዮጵያን ትግራይን'ሲ ፈሊጥኩምን ተረዲእኩምን እዩ። ስለዚ ካኣ እዩ ኣብ ኣምሓራ ብፋኖ ዝፍለጥ፡ ኣብ ኦሪሞን ኩሉ ግዜ ኲናት ዝካየድ ዘሎን። ኣብ ትግራይ ካኣ ወያነ ብደብረጼን ዝንራሓን፡ ብጌታቸው ናይ ትግራይ ግዝያዊ ምምሕዳር ዝምራሕን ንስልጣኖም ክብሉ ናብ ምፍጣጥ ኣትዮም ዝኣትዉ ዘለዉን። እዚ ኣብይ ኣሕመድ ሕጂ ዝገብሮ ዘሎ ንተቓወምቲ ኤርትራ ኢና ዝብሉ እኽብካብ ናይ ከዳዓትን መብዛሕቶኦም ካኣ ተጋሩን ምሕጋዝ ካኣ፡ እዚ ዳኣ ወያነ ኣብ ስልጣን ከላን፡ ንናይ ጀብሃ መራሕትን ሳዓብታን ኣኻኺባ እንድያ ንኤርይራ ብኢድ ኣዚሩ ክገዝኣ ኢላ፡ ክሳብ ነቲ ሳልሳይ ሃገራዊ ጉባኤ ክንገብር ኣለና ኢሉ፡ ንራሳይ ጸዊዑ ንኹሎም ናብ'ቲ ጉባኤ ዝመጹ ዝኣሰሮምን፡ ክሳብ ንመልኣከ ተኸል ዝቐተለን፡ ንየማናውያን ንባዓል ዓብደላ እድሪስ ከይተረፉ ኣኻኺቡን፡ ኣልያንስ ብዝብል ሽም ኣጠሚቑን፡ ክሳብ ናይ ኣዋሳ ጉባኤ ዘካየደ ፈተነን'ኮ ተኻይዱ እዩ። እዚ ግን ሳላ ጅግና ሰራዊትን ህዝቢ ኤርትራን'ኮ እዩ ክሳብ ንወያነ'ውን ናብ'ዚ ዘላቶ ፍጹም ድኽመት ዘብጸሓን፣ ዓወት ኣብ ርእሲ ዓወት ዝተጓናጸፈን ዝጎናጸፍ ዘሎን። ሕጂ ካኣ ንብባዓል ብርጌድ ንሓመዱን፡ መብዛሕትኦም ተጋሩ ብዝኾኑ ልኡኻት ባዓል ጌታቸውን ባዓል ጻድቃንን፡ ብባዓል ኣብይ ኣሕመድን ተሓጊዞም ኣብ ኢትዮጵያ ነዚኦም ኣኻኺብካ ንኤርትራ ናብ ዳግማይ መግዛእቲ ንምእታው እዮም ዘካይዱን ዝፈታትኑ ዘለዉን። እዚ ግን ንሰራዊት ኤርትራን ህዝባን ፍጹም ዘሰክፍ ኣይኮነን። ምኽንያቱ፡ ንኹሉ ስለ ዝፈልጦን፡ ኤርትራን ህጽባን ካኣ ንሓቂ ጥራሕ ስለዝብገስን። ኢትዮጵያ ካኣ ብሰንኪ ከምዚኦም መራሕታን ገይጋታቶምን፡ ህዝባን ሰራዊታን ተቓወምታን ብውሽጣዊ ህውከት ትሕመስ ዘላን። ነዚ ካኣ ኩሉ ኤርትራዊ ስለዝፈልጦን፡ ምእንቲ ሓቅነቱን ክገጥሞ ቅሩብ እዩ። ቅሩብ ስለዝኾነን። እዚ ንህዝቢ ንምርባሽን ንምሽቓልን ዝግበር ዘሎ ግን ባዓል ኣብይን ባዓል ጌታቸውን ጻድቃንን ገብሩ ኣስራትን'ሲ በየናይ ሓይሎም እዮም ሕሕጂ ምስ ኤርይራ ኲናት ክገብሩ፧ ሃለውለው ዝብሉ ዘለዉ፧እዚ ዝፍክርዎ ዘለዉ እንተተፈቲኑ ካኣ ኢትዮጵያ ክትመቓቐልን ክትበታተን ምዃና ፍሉጥ እዩ። ኣብዚ ግን እቲ ወሳኒ ህዝቢ ኢትዮጵያ ምዃናስ ፍሉጥ እዩ'ሞ፡ ህዝቢ ኢትዮጵያ ካኣ ነዚ ተርዲእካ ጉዳይካ ባዕልኻን ተጠርኒፍካ ፍታሕ ዎዳሓንካ።
ከመይ ፋኖ ማትዮስ ኣምሓራይ ኤርትራ መዐንደሪት ድቓሉ ኮይና። ዝረሳዕኩዋ ብዛዕባ ከማኻማ ድቓላ ገብሩኣስራት ትኽክል ኣለኻ.
Ata kndey thamku ezi kulu tum derfi medeb gerku zeytesmuuna!!!!!!!
ሐሳዊ ሀቂ እይትስገር
ኢትዮጵያ!,,,,,,,, ኢትዮጵያ!,,,,,,,, ኢትዮጵያ!,,,,,,,, ሌላ ዜና የላችሁም ?????? .
እናንተ ባህር ባህር ባህር ከሚል የቅዠት ዜና ለየት ያለ ስታመጡ ያኔ እኛም ስለዚች ዝርክርክ ኢትዮጵያችው ማውራት እናቆማለን ደግሞ አታፍሩም ታወራላችው
@@samuelmehari5188 ዝርክርክ አገር ???. 600,000 ስደተኛ ልካችሁ,,,,, ለትምህርት, ለመኖር, ለመታከም,, ለእረፍት,, እየመጣችሁ,,, ዝርክርክ?? ድሮም ከሃዲዎች!! አዲስ አበባ እናቶቻችሁ የቤት ሰራተኛ እህቶቻችሁ የ ገስት ሃውስ ሸርሙጣ እንደሆኑ አታቁም?? ደንባሮች ደሞ ሰው ሆናችሁ 😅
@@samuelmehari5188ዝርክርክ ስለሆነች ነው 600.000 ስደተኛ የላካችሁብን?? ... እናቶቻቹ በየ ሰው ቤት ልብስ እያጠቡ በሰራተኛነት ነው ሚኖሩት :: እህቶቻችሁ በየ ማሳጁ :: ደሞ እናንተም ሰው ሆናችሁ??? ፉንፉናት!!😊
ገታቸው ኒምባሲ ኣመሪካ ኢልዎ ኒርትራ ካብ ባድመ ኣውጻልና ኢልዎ ኣመሪካ ኢልዎ ኢደይ ኣብ ኢርትራ ኣይእቱን ኢየ ኢልዎም😂😂😂😂😂ብውሽጥ ግን ኣዮኩም ናይና ኢዩ ዝብሎም 😂😂😂
Kkkkkk Kkkkkk
😂😂😂😂😂
ምኽንያቱ ድማ ንቐደም ተረጋጊዕኩም ብቱዕ መንግስቲ መስርቱ. ዳሓር ብሽም ባድመ ሓቢርኩም ኢሳያስ ክትኣልዩልናን ንተቓወምንቲ ከተረክቡልና ኢና ንደልየኩም ህድእ በሉ ማዕልታ እስካዕ ትኣክል ተዓገሱልናያ። ኣይፈለጠካያን ዓሻ ኤርትራዊ ብድቓሉ ደቂ ቃኘው ፋኖ ማትዮስ ዝደንዘዝኩም እንታይ ክትሓስቡ ብዜና መከራን ውድቀትን ትግራይ የደንዚዝኩም ማትዮስ ወዲ
@@kidanehaddish ኪድ ውጻእ ቆማል ለማኒ ሰብ ድዩ ትግራዋይ ይብሉ ወልቃይት ኣምሐራ መን ሰብ ቆጽርኩም ኢዩ ሃመማ
ሌሚ ጥዕምቲ ደርፊ ናይ ትግረ ቢስ
Hji grim ezom denakur tegaru teterediwom nay Egypt ab Somalia mitaw hade edil hizlom kmetsie ykeil e u . Gn tegaru tenkolin srkin ember blhie yblomin . Ezom funfunat Generalatn poletica bhalti hji hiwhat wedika mis semu kitsarefu jemurom alew.
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤
❤❤❤❤❤
*❤ጥዕምቲ ደርፊ ትግረ ክብረት ይሃበልና ሃገራውያን ቻነል!*
great job well done thanks for sharing your thoughts and current affairs of political analysis.
ኩብረት የሕወት
ጽቡቅ ትንታነ ማቲዎስ የግዳስ ትንታነካ ኣላ ክትቅጽል ዳተጸበናያ ኣብ ሞንጎ ከምዛ ልቸ ዝከደትካ ክትምስል ትቃረጽ ኮይና 😊 ኣብ መብዛሕትኡ ትንታነካ ፡ ብዝተረፈ ግና ኣጆካ በርትዕ ❤❤🇪🇷🇪🇷🙏🙏
Thank you DJ Drone 🥰🇪🇷
Merhab wedi ereyyyyyyyyy 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Eritreawinet kbur meninet ❤️🇪🇷👍🇪🇷🙏🇪🇷🌹🇪🇷👏🇪🇷💪🇪🇷🙏❤️🌹
Welcome Dron 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ኢትዮጵያ ኣብ ሳልሳይ ባላ ምዕራባውያን ከይተመርኮሰብ ብክልተ እግራ ደው ክትብል ዘይትክእል ርእሰ ተኣማንነት ኣልቦ ልምስቲ ሃገር እያ 444.
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ERi🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️💪💪💪🙏
Thank you guys God bless Eritrea 🇪🇷🙏🇪🇷
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ጽቡቅ ጥልቀት ዘለዎ ትንታኔ ማቲዮስ ዘልኣለምን ጥዑም ቅዲ ኣናብባን ኣቀራርባን ስዒድ መ/ድ !!
Welcome wedi Eri 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Merhabae wedi ereyy jogina 👍🌟👍🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷
♥️🇪🇷♥️🇪🇷♥️🇪🇷🙏💕
🦁🇪🇷ERITREA Adey adi jeganu ne Africa 🌍 ❤️🕌🇪🇷⛪️❤️🌻👍
❤❤❤
ስ ላ ም 🎉🎉🎉
🇪🇷🇪🇷❤️❤️🦁🦁🦁🌹🌹👍
Selam...deki erey 🇪🇷🇪🇷🐪🇪🇷🐪🐪🇪🇷🇪🇷🇪🇷
🎉🎉
🇪🇷🐪🇪🇷🐪🇪🇷🐪
ጹፉፈ ስራሕ🎉🎉🎉
Good job ድሮን from Boston
Welcome AAN 🎉🎉🎉
You said it well 👏
❤❤❤❤❤❤❤❤
Nice one AAN as usual .
❤
❤🎉🎉
❤❤❤❤🎉🎉🎉
ጀጋኑ ድሮናትና ሃየ ድኣ ከምቲ ዘልመድኩሙና ውርጹጽን ጽሩይን ትናታኔኹምን ዜናታትኩምን ጆባእ ካብ ምባል ኣይትደንጉይና ስዒዶም በቲ ጥዑም ድጽምኻን ቃላትካን ማቴዎስ ወዲ ዓሊ ወዲ ሹቕ ኮታ ድሮናት ወኪልካ ብእትገብርዎ ስራሓት ኮታ እዛ ሃገር ኣለዉዋ ኣለውና ካብ ንብለኩም ኢኹምሞ ኩርዓትን ሓበንን ይሰማዕኹም ዘልኣለማዊ ክብርን ዝኽርን ንሰማእታትና ክብርን ሞገስን ንምክልኻል ሰራዊትና ዓወት ንህዝብና።
Eritrea ❤
Nice song
Harir derfi tigree! keep it up!
DC EPLF🇪🇷🇪🇷❤️❤️👏🏿👏🏿👍
ወዲ ዓሊ ሓቢቢ ሰላም ሰላም
💪🏿🇪🇷❤️💪🏿
ድሮነይ መለይ ፎርሳ ንቕድሚት በስ 💪💪💪💪💪
👍👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹♥️💪🙏
Good job bro 🎉🎉🎉🎉🎉
Welle came dron 👍
🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷
ንማትዎስ ትገብሮ ዘለኻ ኣስተዋጽኦ ጽሕተትካን ኣፍልጦኻን ተካፍለና ዘለኻ በርትዕ በለለይ ኢኻ።💪💪💪💪💪❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Merhaba Eri dron❤
ሓጻርን ጽፍፍትን ትንታኔ ❤❤❤❤❤❤❤
Well come drone. ❤❤❤
enteta ased welad aajea❤❤❤
Yekenyelena teum dehay Mati 🙏🏾
ስጋብመአስ እዮም ብርእሶም ዝተአማመኑ ሰብ ከመይ ዘለአለም ባርነት ይመርፅ በስመአብ ፎ !ፎ ✨✨I like the music ማትዮስ ሃወይ 💞💞✨🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷✨✨✨✨🌸🌺🌷🌹🌾🐪🐪🌿ወትሩ አወት ንሐፋሽ 💪🌸🌺🌾ክብርን ሞገስን ንሰማእታትና🙏🏾🌷🌷🌷🌷🍀
Merhaba ❤❤❤❤❤
ኤሩ ዐደይ ጽብቅቲ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
ሰላም ንህዝቢ ኤርትራ ውድቀት ንስርዓት ህግደፍ
ፅቡቅ ኣለካ ወደይ እዘም ሓሰውቲ
Nay tgre derfi abzhalna wedi abeyti
እዛ ደርፍ ዳኣ ክሰምዐ ድስ ትብል❤❤❤
This song was a song by Osman Abderehim in the early 70th. Thank the artist who singing it in the best way
ሰብይ ፁቡቅ ኣለካ
TPLF is so delay to take action ,
first come❤🎉
Merhaba wede erey❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
💙🇪🇷♥️♥️♥️🌹💜💙💚🇪🇷♥️♥️🌹💜💙💜🌹🇪🇷
Sorry mate, what is your second one channel? I couldn’t find it. I try to follow if you don’t mind. Can you send to me link? Thank you.
ገብሬ እከይ ግብሩ 😂
ደቂ ኢረየ ትጎደናኹም ፅቡቕ ግንሰብ ኣይረኣየንንዘሎ
ኣሰይ ኣሰይ እዞም ሩጉማት ወያኔ ካብ ግዜ ጀብሃ ጀሚሮም ክሳብ ሎሚ ደም ዘንብዑና ኢዶም ኣይስኣኑ
ኣቢይ ፡ በቲ ልዑል ናይ ዘረባ ትዕድልቱ ኣብ'ቲ ፈለማ እዋን ፡ ብፍቕርን ሰላምን ይቕሬታን እናሰበኸ ንዘየዐሽዎ ስለ ዘይነበረ ፡ እቲ ኣመና እናሰለጦ ልቢ ህዝብታት ሰሊቡ ፡ እተጎናጸፎ ተኣምራዊ እምነትን አድናቖትን ተፈታውነትን ኣመና ኣስኪርዎስ ፡ ንሓዋሩ እናኣዐሸወ ዝነብር እናመሰሎ ትዕቢትን ንዕቀትን ወሪስዎ ። እቲ ዘገርም ድማ ፡ ብኣንጻሩ ክሳዕ ክንደይ ሓሳዊ ፣ ጨካን ፣ ከዳዕ ...ወዘተ ኩሉ ገግናዩ ዝውንን ኣዝዩ ሓደገኛ ፍጥረት ምዃኑ ምግላጹ ኢዩ ።
ጽቡቕ ትንተና ኣኔበሳ
You have to report it in Amharic so The Ethiopian elite can hear it but not sure if they can stop from their slogan Zeraf Zeraf
ናይ ቅድም ዳሓን ይሕለፈሎም።
አኸለ።
ሕጂ ዳአ ባዓል ማይክ ሃመር ባዓል አባሳደር አመሪካ ክም ስዋአ ዝጣዓመላ ስበይቲ ኮኖም ሓንሳብ መቀለ ሓንሳብ አዲስ አበባ ዘውደድኹ ዘለው አመሪካ ቢኢድ አዙር ትገዝኦም እንድየ ዘላ እዝም ዳቁር ርእስ መዲድ ።
አኽለ።
Azekhakhrom ske ata hbun
የታባቱ ኣቢይ😂
እነዚህ ትግራዪች ለአሜሪካውያን መስገድ መቼ ነው የሚያቆሙት የጥቁር ህዝብ አስዳቢዎች ለማኝ መባል ለዘልአለም ነው
Hi where where you I like this music and other
Tigre music could you add me to your members and how can I be.Asmerom
Ethiopia tbehal hasad hager kem hager ktanu trah u zelewa
😂😂😂😂😂😂
እዚ ጠ/ም ኣብይ ኣሕመድ'ሲ፡ ካብ ምስ ጎረባብቱ ብዘይግባእ፡ ካብ'ቲ ሓደ ዘይግባእ ወደብ ክጥቀም ኢሉ ካብ ሕጊ ወጻኢ ስምምዕ ምግባርን፡ ካብ'ቲ ሓደ ካኣ እንተ ብሓይሊ እንተ ብሕጊ ወደብ ዓሰብ ይግባኣና እዩ ካብ ምባልን፡ ኣብ ዘየዋጸኦ ፍጹም ናብ ዘይግባእ ኲናት ክኣቱ ኢሉ ካብ ዝክፍክርን'ሲ፡ ነቲ ብገይግባእ ኣብ ኢትዮጵያ ወሊዕዎ ዘሎ ህውከትን ኲናትን ግዳ ብሰላማዊ መንገዲ ክፈትሖ ዘይፍትን። ግን ካኣ በየናይ ዓቕሙ እሞ'ኸ ክኣልዮ፧ ነዚ ሰብ ናብ'ዚ ኩሉ ጸገም ዘእትዎ ዘሎ ግን፡ እንተተዓዚብካዮስ ገለ ናይ ኣእሙሮ ጸገም ፈጢሩሉ ኣሎ እዩ ዘብል። ምኽንያቱ ካብ'ታ ኣብ ስልጣን ዝመጸላ እዋን ንግለ ግዜ ከመይ ነይሩን፧ ሕጂ'ኽ ከመይ ኣሎን፧ እስከ ኩሉ ንዘክሮን ተመሊስና ንስማዓዮን። ሕጂ'ኸ ከመይ ኣሎን፧ ኣይገርምን'ዶ፧ ስለ'ዚ ካኣ እዩ ባዓል ጥዑይ ኣእምሮስ ከምዚ ኣይገብርን እዩ ዝብለኒ ዘሎን።
Silly
እዋይ ጀቤ፡ ውራይ ረኪብኩም
ገብሩ ኣስራት ኦሮሞ እዩ። ኣብዘይ ዓዱ ዝቦቖሎ መርዚ።
😂😂😂😂😂😂😂😂
ሂወት ከም ጸወታ ዳማ 😂
Kkkkkkkkk
እዚ ሕጂ ኣብይ ኣሕመድን፡ ጻድቃን፡ ጌታቸውን ገብሩ ኣስራትን ወዘተ ዝብልዎ ዘለው፡ ብዛዕባ ቀይሕ ባሕርን፡ ብዛዕባ ብዝሒ ህዝቢ ኤርትራን ክዋጋእ ዝኽእል ዓቕሚ ሓይልታቱን ወዘተ እዮም ሃለውለው ዘለዉን። ወያነ ከም ባዓል ሃለቃ ጸጋይን ስዩም መስፉንን ወዘተ እኮ ነዚ ከን'ዚ ሃለውለው ደጋጊሞሞ ነይሮም እዮም። እዚኦም'ከ ሕጂ ኣበይ ኣለዉን፧ ካብ'ቲ ወያነ ካብ 1998 ዓ.ም ምስ ኤርትራ ዝጀመረቶ ኲናትን፡ እዚ ዳሓር ንኤርትራ ክሳብ 9 ተወንጨፍቲ ተኲሳን ፈቲናን ንኤርይራ ናብ'ቲ ኲናት ክትኣቱ ካብ ዘገፈደ እዩ ነይሩን። ወያነ ካኣ ንኣዲስ ኣበባ ክትኣቱ 16 ኪሎሜትር ምስተረፋን፡ ሳላ ብዝላዓለ ሓይሊ ናይ ኤርይራ ኮይኑ፡ ፋኖ'ውን ንኣብይ ገጂፍ ሓገዝ ዝገበር እዩን። ደ/ር ኣብይ ግን ሕጂ ነዞም ዘድሓንዎ ሓይልታት ጠሊሙ እዩ ምስ'ዞም ትማሊ ከጥፍእዎ ወሲኖምን ቀሪቦምን ዝነበሩ ኮይኑ ንፋኖ ብረትኩም ኣውርዱ ክብልን ንህዝቢ ኣምሓራን ኦሮሞን ካኣ ብሰብ ኣልቦ ነፈርትን ብታንክታት ክጭፍጭፎም ዝውዕል ዘሎን።
ንኤርትራ ካኣ ሕጅስ ሕሉፍ-ሓሊፉስ ንባዓል ኣሉላ እንዳጠቐሰ ዛዩ ዶባትና ክሳብ ቀይሕ ባሕሪ እዩ ክብል ጀሚሩ ዘሎን። እዚ ካኣ ከምቶም ኩሎም መራሕቲ ኢትዮጵያ ታሪኽ እንዳገማጠሉ ዝብልዎ ዝነበሩ እዩ ንኤርትራ ኣካል ኢትዮጵያ ክገብራ ዝፍትን ዘሎን።
ንወያነ ኣዝዩ ክሳብ ኣፍደገ ሞት ኣብጺሑ ንዘድሓኖን፡ ንወያነ ካብ 16 ኪ/ሜተር መሊሱን ጭፍልቕ ኣቢሉ ንዘድሓኖ ንሓይልታት ኤርይራን፡ ሳላ ኤርትራ ኢትዮጵያ ካብ ምምቕቓል ድሒና ኢሎምን ኢሉን ከም ዘየመስገነ፡ ሎሚ ተገልቢጡ ከምዚ ክብል ክትሰምዖ ከለኻስ ኣዝዩ እዩ ዝገርም። ታሪኽ እንዳ ገማጠልካ ዝርከብ ዓወት ካኣ የለን። ከምኡ እንትዝኸውን ነይሩስ ዓለም ካልእ እያ ምኾነትቭነይራን።
ዓወት ብብዝሒ ህዝቢ ዝመጽእ ነይሩ እንትዝኸውን ካኣ፡ ህዝቢ ኤርትራ ዳኣ ኣብ'ቲ እዋን ብረታዊ ቃልሲ ክትጅምር ከላስ 3.5 ሚልዮን ኣቢሉ እንድዩ ነይሩ። ህዝቢ ኢትዮጵያ ካኣ ልዕሊ 80 ሚልዮን እዩ ነይሩ። ኣብ መወዳእትኡ'ኸ መን ሳዓረ፧
ኣብ'ቲ ወያነ ብ-1998 ዓ.ም ምስ ኤርትራ ኲናት ዝገበረትሉ ካኣ ህዝቢ ኤርትራ 5.5 ሚልዮን እዩ ነይሩ። ህዝቢ ኢትዮጵያ ካኣ ካብ 100 ሚልዮን ንላዕሊ እዩ ነይሩ። ሽዑ'ኸ መን እዩ ዝሳዓረ፧
ሕጂ ካኣ ህዝቢ ኤርትራ 7.6 ሚልዮን እዩ። ህዝቢ ኢትዮጵያ ካኣ ልዕሊ 120 ሚልዮን እዩ። ኣብ ኲናት ክትዕወት ዘኽእለካ'ኮ ብዝሒ ህዝቢ ጥራሕ ኣይኮነን። ከዐውተካ ዝኽእልን ክትወቕዖ ትደሊ ዘለኻ ዓላማን ሓቅነቱን፡ ህዝቢ ካኣ ምስ ዝፈልጦን ኣሚኑ ክቃለስ ከሎን እዩ እምበር፡ ብብዝሒ ህዝቢ እንተዝኸውን'ሲ ኤርትራ ናጻ ሃገር ኣይምኾነትን ነይራ። እቲ ወያነ ብ-1998 ዓ.ም ዝፈተነቶ ኲናት'ውን ኣይምተዓወተትሉን ነይራን። ምኽንያቱ ወያነ ብገይጋ ናብ ኲናት ስለ ዝተበገሰትን፡ ሓቅነት ካኣ ስለ ዘይነበራን ክኸውን ከሎ፡ ንህዝቢ ኤርትራን ሰራዊቱን ግን፡ ንሓቅነቱ ስለዝተበገሰን፡ ነዚ ሓቂ ኣሚኑ ካኣ ስለዝዋጋእን እዩ ኩሉ ግዜ ዝዕወት ዝነበረን ዘሎን። ስለዚ ብብዝሒ ህዝቢ ዘይኮነ ዘዐውተካስ ስለሓቀኛ መንገድኻን እቲ ህዝቢ ካኣ ነቲ ሓቂ ስለዝፈልጦን እምበር።
ኤርትራ፡ ምስ'ቲ ትሕስውዎ ዘለኹም ምስ ኣኹሱም ትንበር፡ ዋላ ትግራይ'ውን ምስ ኣዲሊስን ኤርትራን ትንበር፡ ዶባት ናይ ምሉእ ኣፍሪቃ'ኮ ብመግዛእቲ ርእሰማላውያን ናይ ኤውሪጳ እዩ ተሓንጺጹን ሕጋዊ ኮይኑ ዝሰርሕ ዘሎን። ኤርትራን፡ ሊብያን፡ ፍርቃ ሶማልን ካኣ ናይ ጣልያን መግዛእቲ እየን ነይረን። ሱዳን ናይ እንግሊዝ፡ ጅቡቲ ካኣ ናይ ፈረንሳ ካኣ ነይረን። እዚ ኣኹሱም ኣኹሱምን፡ ኣሉላን ኣሉላን ዘብል ዘሎ ግን ናይ ቅድሚ 14 ክሳብ 15 ዓመተ ዓለም ዝነበረ ናይ ፍልመ ደስነትን ናይ መሳፍትን መዋእል እዩ። እቲ ሕጋዊ ኮይኑ ቆይሙ ዘሎ ዶባት ናይ ኣፍሪቃ ግን ኣብ'ቲ መግዛእቲ ናይ ኤውሮጳውያን ዝተሓንጸጸን ዝቖመ እዩ። ሕጂ ባዓል ጻድቃን፡ ባዓል ጌታቸው፡ ባዓል'ዚ ጠላም ኣብይ ኣሕመድን ገብሩ ኣስራትን ወዘተ ዝብልዎ ዘለዉ ግን ፍጹም ታሪኽ ገማጢልካ ንህዝብታት ኤርትራን ኢትዮጵያን {ትግራይን} ንምንቛት ዝግበር ዘሎ ፍጹም ገይጋ እዩ። ሕጂ ግን መብዛሕትኡ ህዝቢ ኢትዮጵያን ትግራይን'ሲ ፈሊጥኩምን ተረዲእኩምን እዩ። ስለዚ ካኣ እዩ ኣብ ኣምሓራ ብፋኖ ዝፍለጥ፡ ኣብ ኦሪሞን ኩሉ ግዜ ኲናት ዝካየድ ዘሎን። ኣብ ትግራይ ካኣ ወያነ ብደብረጼን ዝንራሓን፡ ብጌታቸው ናይ ትግራይ ግዝያዊ ምምሕዳር ዝምራሕን ንስልጣኖም ክብሉ ናብ ምፍጣጥ ኣትዮም ዝኣትዉ ዘለዉን።
እዚ ኣብይ ኣሕመድ ሕጂ ዝገብሮ ዘሎ ንተቓወምቲ ኤርትራ ኢና ዝብሉ እኽብካብ ናይ ከዳዓትን መብዛሕቶኦም ካኣ ተጋሩን ምሕጋዝ ካኣ፡ እዚ ዳኣ ወያነ ኣብ ስልጣን ከላን፡ ንናይ ጀብሃ መራሕትን ሳዓብታን ኣኻኺባ እንድያ ንኤርይራ ብኢድ ኣዚሩ ክገዝኣ ኢላ፡ ክሳብ ነቲ ሳልሳይ ሃገራዊ ጉባኤ ክንገብር ኣለና ኢሉ፡ ንራሳይ ጸዊዑ ንኹሎም ናብ'ቲ ጉባኤ ዝመጹ ዝኣሰሮምን፡ ክሳብ ንመልኣከ ተኸል ዝቐተለን፡ ንየማናውያን ንባዓል ዓብደላ እድሪስ ከይተረፉ ኣኻኺቡን፡ ኣልያንስ ብዝብል ሽም ኣጠሚቑን፡ ክሳብ ናይ ኣዋሳ ጉባኤ ዘካየደ ፈተነን'ኮ ተኻይዱ እዩ። እዚ ግን ሳላ ጅግና ሰራዊትን ህዝቢ ኤርትራን'ኮ እዩ ክሳብ ንወያነ'ውን ናብ'ዚ ዘላቶ ፍጹም ድኽመት ዘብጸሓን፣ ዓወት ኣብ ርእሲ ዓወት ዝተጓናጸፈን ዝጎናጸፍ ዘሎን። ሕጂ ካኣ ንብባዓል ብርጌድ ንሓመዱን፡ መብዛሕትኦም ተጋሩ ብዝኾኑ ልኡኻት ባዓል ጌታቸውን ባዓል ጻድቃንን፡ ብባዓል ኣብይ ኣሕመድን ተሓጊዞም ኣብ ኢትዮጵያ ነዚኦም ኣኻኺብካ ንኤርትራ ናብ ዳግማይ መግዛእቲ ንምእታው እዮም ዘካይዱን ዝፈታትኑ ዘለዉን። እዚ ግን ንሰራዊት ኤርትራን ህዝባን ፍጹም ዘሰክፍ ኣይኮነን። ምኽንያቱ፡ ንኹሉ ስለ ዝፈልጦን፡ ኤርትራን ህጽባን ካኣ ንሓቂ ጥራሕ ስለዝብገስን።
ኢትዮጵያ ካኣ ብሰንኪ ከምዚኦም መራሕታን ገይጋታቶምን፡ ህዝባን ሰራዊታን ተቓወምታን ብውሽጣዊ ህውከት ትሕመስ ዘላን። ነዚ ካኣ ኩሉ ኤርትራዊ ስለዝፈልጦን፡ ምእንቲ ሓቅነቱን ክገጥሞ ቅሩብ እዩ።
ቅሩብ ስለዝኾነን። እዚ ንህዝቢ
ንምርባሽን ንምሽቓልን ዝግበር ዘሎ ግን ባዓል ኣብይን ባዓል ጌታቸውን ጻድቃንን ገብሩ ኣስራትን'ሲ በየናይ ሓይሎም
እዮም ሕሕጂ ምስ ኤርይራ ኲናት ክገብሩ፧ ሃለውለው ዝብሉ ዘለዉ፧
እዚ ዝፍክርዎ ዘለዉ እንተተፈቲኑ ካኣ ኢትዮጵያ ክትመቓቐልን ክትበታተን ምዃና ፍሉጥ እዩ። ኣብዚ ግን እቲ ወሳኒ ህዝቢ ኢትዮጵያ ምዃናስ ፍሉጥ እዩ'ሞ፡ ህዝቢ ኢትዮጵያ ካኣ ነዚ ተርዲእካ ጉዳይካ ባዕልኻን ተጠርኒፍካ ፍታሕ ዎዳሓንካ።
ከመይ ፋኖ ማትዮስ ኣምሓራይ ኤርትራ መዐንደሪት ድቓሉ ኮይና። ዝረሳዕኩዋ ብዛዕባ ከማኻማ ድቓላ ገብሩኣስራት ትኽክል ኣለኻ.
Ata kndey thamku ezi kulu tum derfi medeb gerku zeytesmuuna!!!!!!!
ሐሳዊ ሀቂ እይትስገር
ኢትዮጵያ!,,,,,,,, ኢትዮጵያ!,,,,,,,, ኢትዮጵያ!,,,,,,,, ሌላ ዜና የላችሁም ?????? .
እናንተ ባህር ባህር ባህር ከሚል የቅዠት ዜና ለየት ያለ ስታመጡ ያኔ እኛም ስለዚች ዝርክርክ ኢትዮጵያችው ማውራት እናቆማለን ደግሞ አታፍሩም ታወራላችው
@@samuelmehari5188 ዝርክርክ አገር ???. 600,000 ስደተኛ ልካችሁ,,,,, ለትምህርት, ለመኖር, ለመታከም,, ለእረፍት,, እየመጣችሁ,,, ዝርክርክ?? ድሮም ከሃዲዎች!! አዲስ አበባ እናቶቻችሁ የቤት ሰራተኛ እህቶቻችሁ የ ገስት ሃውስ ሸርሙጣ እንደሆኑ አታቁም?? ደንባሮች ደሞ ሰው ሆናችሁ 😅
@@samuelmehari5188ዝርክርክ ስለሆነች ነው 600.000 ስደተኛ የላካችሁብን?? ... እናቶቻቹ በየ ሰው ቤት ልብስ እያጠቡ በሰራተኛነት ነው ሚኖሩት :: እህቶቻችሁ በየ ማሳጁ :: ደሞ እናንተም ሰው ሆናችሁ??? ፉንፉናት!!😊
ገታቸው ኒምባሲ ኣመሪካ ኢልዎ ኒርትራ ካብ ባድመ ኣውጻልና ኢልዎ ኣመሪካ ኢልዎ ኢደይ ኣብ ኢርትራ ኣይእቱን ኢየ ኢልዎም😂😂😂😂😂ብውሽጥ ግን ኣዮኩም ናይና ኢዩ ዝብሎም 😂😂😂
Kkkkkk Kkkkkk
😂😂😂😂😂
😂😂😂😂😂
ምኽንያቱ ድማ ንቐደም ተረጋጊዕኩም ብቱዕ መንግስቲ መስርቱ. ዳሓር ብሽም ባድመ ሓቢርኩም ኢሳያስ ክትኣልዩልናን ንተቓወምንቲ ከተረክቡልና ኢና ንደልየኩም ህድእ በሉ ማዕልታ እስካዕ ትኣክል ተዓገሱልናያ። ኣይፈለጠካያን ዓሻ ኤርትራዊ ብድቓሉ ደቂ ቃኘው ፋኖ ማትዮስ ዝደንዘዝኩም እንታይ ክትሓስቡ ብዜና መከራን ውድቀትን ትግራይ የደንዚዝኩም ማትዮስ ወዲ
@@kidanehaddish ኪድ ውጻእ ቆማል ለማኒ ሰብ ድዩ ትግራዋይ ይብሉ ወልቃይት ኣምሐራ መን ሰብ ቆጽርኩም ኢዩ ሃመማ
ሌሚ ጥዕምቲ ደርፊ ናይ ትግረ ቢስ
Hji grim ezom denakur tegaru teterediwom nay Egypt ab Somalia mitaw hade edil hizlom kmetsie ykeil e u . Gn tegaru tenkolin srkin ember blhie yblomin .
Ezom funfunat Generalatn poletica bhalti hji hiwhat wedika mis semu kitsarefu jemurom alew.
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
❤❤❤
😂😂😂😂😂
❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤
❤❤❤
❤❤❤
❤❤❤❤❤