ብሰንኪ ኣውራጃ ዝፈረሰ ሓዳር ።

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 6 ก.ย. 2024
  • New eritrean movie 2024
    DEHAY TV ‪@ZENATIGRIGNA‬ ‪@zarafltet‬ ‪@HidmonaTelevision‬ ‪@HDMONANEBARIT‬ ‪@gereemunentertainment‬ ‪@solomedia9376‬ ‪@AlenaWaltaHager‬ ‪@tefetawitalkshow‬ ‪@fnanappinfotech‬ ‪@EriOneTouchEntertainment‬ ‪@ERISAT‬ ‪@MahderPro‬ ‪@MahdernaEntertainment‬ ‪@wakatm‬ ‪@BAHGNATV‬ ‪@neshnesh_show‬ ‪@maggyshow‬ ‪@yikealotv‬ ‪@beridani‬ ‪@zomaychannel‬

ความคิดเห็น • 259

  • @wediKdusGebrial
    @wediKdusGebrial 3 หลายเดือนก่อน +20

    ሰብ ሓዳር እግርኩምን ኢድኹምን ኣክቡ ኣብ ሚድያ መፂኹን ኝኝ ኣይትበሉ ዋእ

    • @abelteklit4321
      @abelteklit4321 3 หลายเดือนก่อน

      Abey emo yrdom😢

  • @michaelmarikos8813
    @michaelmarikos8813 3 หลายเดือนก่อน +34

    እዚ ወዲ ብመሰረት'ዚ ክዛረቦ ዝጸንሐ ኣብ ልዕሊ እዛ መስኪን ጓል ሄዋን ጽልኢ ናይ ኣውራጃ ከምዘለዎ ክትግንዘብ ይካኣል እዩ። ኣምላኽ ኣቦይ ካብ ጸበብትን ዓሌታውያንን ድሑራትን ብነብሰ ምትሓት ዝሳቀዩ ሓልወኒ። ካብ ከባቢኤይ ኣርሕቀለይ ኣሜን።

    • @Inevergiveup1992
      @Inevergiveup1992 3 หลายเดือนก่อน +8

      ኣሜን ወደይ ዋ አብ ገዛና ማዘረይ ሰራየ አቦይ አከለ ኣንስቲ ኣሕዋተይ ሓማሴን ሰራየ ኢየን ወሪዱና ዘይንፈልጦኮ ኣምጺኦምልና ዞም ቆማላት ዓጋመ ንፋስ ኣእትዮምልና ዓኽ😢

    • @winna-ti2dy
      @winna-ti2dy 3 หลายเดือนก่อน +3

      ኣሜን ዝሓወይ ንኹልና ይሰውረና ካብዚ ተካል ቫይረስ

    • @user-zt6up2cg1v
      @user-zt6up2cg1v 3 หลายเดือนก่อน +2

      ​@@Inevergiveup1992እንግሊዝ እምበር ትግራዎት ኣየምጹልናን ስቅ ኢልኩም ጽልኢ ኣይትዝርኡልና ድኹማት ሕልና

    • @Lewhatey
      @Lewhatey 3 หลายเดือนก่อน

      ኣሕ ዓጋመ ዝረከብናዮ ሕጅስ ሕልፍ ኣሊፍኩምስ ኣብ ናይ ሓዳርኩም ፍትሕ እውን ኣእቲኩምና🤣🤣🤣​@@Inevergiveup1992

    • @semharkahsay1946
      @semharkahsay1946 3 หลายเดือนก่อน +1

      ​@@Inevergiveup1992ኣንታ ሓወይ ተጋሩ ጉድ ረኺቦም እስከ ብድዐ ግደፍ ሰላም ክወርደና።ናይ ኣቦሓጎታትና ሽግር ንተጋሩ ተላግበሎም።ሕመቅ ሕብረተሰብካ ተቀበል ፍታሕ ክመጽእ ተደሊኻ ተዘየለ ዘለካ ሽግር ናብ ካልእ ተላግቦ ተኾይንካ ከምዚ ኢልካ ክትነብር ኢኻ ሰለዚ ሽግርካ ተሓንገጦ ፍታሕ ክመጸካ ተደሊኻ። ወይለከ ሓይሊ ጉራዕ ትብል ዓባየይ😮

  • @Eritrean4life
    @Eritrean4life 3 หลายเดือนก่อน +12

    እፍፍ... ክንደይ የጽልኡኻ አዮም! እቲ ቆልዓ ግን ከምዚኦም ዓይነት ወለዲ ስለ ዘዉዎ የሕዝን.

  • @user-mm7gv9rl8p
    @user-mm7gv9rl8p 3 หลายเดือนก่อน +1

    ኣቲ ክብርቲ ሓፍትና በሊዖም ሰትዮም ሚሒሎም ጥሕሎም ሓዳር የብለይን ይፈትወክ የፍቅረክ ኢሎ ንክንደይ ኣሕዋትና ኣብ ልዕሊ ሓዳሮም እንዳ ደርበዩ ክንደይ ኣሕዋትና ኣታሊሎመን እዮም ስለዚ ነዚኦም ዝኣምን ሰብ ብጣዕሚ ጸገም ናይነብሱ ኣለዎ ምክንያቱ ኣብዚ ዘለናላ ወራዳ ግዜ ኣብ ውትህድርና ኣብ ትምህርቲ ብዝተፋላለየ ይጻወትለን ኣለው በጃክን ለብማ
    ካብ ነዚኦም ዋላ መኻን ኮንካ ምንባር ይሓሽ ስለዚ ኣብዚ መጺክን ሚንን ኣይትበላ ውርደተኛታት ውድቃት ኣክላባት ብሰንክክን እዚ ክብር ሕብረተሰብ ኣዋሪድክንኦ ሕሱራት 😭

  • @samidebesay4399
    @samidebesay4399 3 หลายเดือนก่อน +8

    amlak hmret yewurdelna 😢😢😢😢😢😢😢

  • @hazekamejer1
    @hazekamejer1 3 หลายเดือนก่อน +3

    Dawita congra🎉 100k bexihka yfetweka eye ajoka koxlo ❤

  • @fasilneguse3395
    @fasilneguse3395 3 หลายเดือนก่อน +12

    አዚኣ ሞኒካ ትባሃል ጓል ከመይ ስድነት አዩ ዘለኪ ንስኹም ብዓዲ ምዝራብ ግደፍዎ ንሱውን ቤተስብ ኣለዎ

    • @semharkahsay1946
      @semharkahsay1946 3 หลายเดือนก่อน +1

      ንሱ ኸ እንታይ ድዩ ዝብል ዘሎ ብዕራይ ዓዲ ገዳ ዝኾነ ሰብ ዓሌት ሙሉእ ዝጻረፍ ዘሎ ከብቲ።

    • @amantes733
      @amantes733 หลายเดือนก่อน

      ዘሕዝን እዩ ፡ መርሃዊትብዘይ ልቢ እያ ተፈጢራ ፣ ዓሻ እያ ፡ ገምጃዕ እያ ፡ መሃንዘል እያ። ብህልይና ንምዕንጅሉ ዓወት ካራ ፡ ንቺሮስ ቢሑቕ ሰንበትን ንካምቻኹም ቅደዱ ሳሙሄል ሃይለ ትዓብዮም እያ 😂😂😂😂

  • @joniboy7965
    @joniboy7965 3 หลายเดือนก่อน +17

    ከምዚ ወዲ ከምዚ ፈሪሕና ኢና ካብ መኣከል ዓዲ ጋል ንደሊ ዘለና ሁኮት።

    • @arsiemaberhane3274
      @arsiemaberhane3274 3 หลายเดือนก่อน +1

      😂😂😂

    • @senaittesfazgi9707
      @senaittesfazgi9707 3 หลายเดือนก่อน +1

      👍👍👍❤️❤️😂

    • @user-zy5ts8su4u
      @user-zy5ts8su4u 3 หลายเดือนก่อน +1

      😂😂😂 ይሓይሽ ካብዝስ

    • @testes5261
      @testes5261 3 หลายเดือนก่อน +2

      Hayal kun bnebsika teamamen aytifrah ferah

    • @user-zy5ts8su4u
      @user-zy5ts8su4u 3 หลายเดือนก่อน +1

      Kkkkk mfrah dyu ezi ? gal eye kea

  • @yohanesbrhan-wk7ks
    @yohanesbrhan-wk7ks 3 หลายเดือนก่อน +6

    ቤርነንተ ብሓቂ በርነንተ

  • @Eritrealifey
    @Eritrealifey 3 หลายเดือนก่อน +12

    ከምዚ ብሰንኪ ኣውራጃ ዝፈርስ ሓዳር ኣብ ዓዲ እንግሊዝ ብሓዕሚ እዩ ብዙሕ እቲ ዝገርም ከ ብሰንኪ ጸቅጢ የሕዋቶም ወይ ከኣ በተሰቦም እዩ ዝኸውን ስለዝስ በጃኹም ኣብ ከምዚ ዘተኮረ ጎስጋስ ተትገብሩ ጽቡቅ ይመስለኒ እንዳ ተፋተኻ ከምዚ ክትከውን ይስመዓካ ከም ሰብ መጠን

  • @milubihre446
    @milubihre446 3 หลายเดือนก่อน +8

    ዳዊት ጋል 15 ዓመት ከለኩ አዩ ዝፈልጠኒ ካብ በለት ኢቲ ቖልዓ ጋል ከንደይ ከላ አያ ወሊዳቶ?

    • @asefawasmeromtekli8017
      @asefawasmeromtekli8017 3 หลายเดือนก่อน

      ኣብ 2001-2002 ኣቢሎም ይፋለጡ፡ ደሓር በርነንተ ተሰዲዱ ንሳ ከኣ ሓዳራ ጌራ። ካብኡ ተፋቲሓ ካብኡ ናብ ሱዳን ኣትያ ካብኡ ናብ ኢትዮጵያ ኣምጺእዋ፡ ኣነ ከኣ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ሃያ ኣራት ዝበሃል ከባቢ፡ 2017 ኣብ ኣዱስ ኣበባ ንሱ ብዕረፍቲ ካብ ኣሜሪካ መጺእዋ ገዝኦም ከይደ ርእየዮም ኔረ። ኣብቲ እዋን ኣነ ብስራሕ ናብ ኣዲስ ኣበባ መጺአ ኔረ እምበር ብምኽንያት ቃልሲ ኣብ ትግራይ ኢየ ዝነብር ኔረ። ብዙሕ ናይ ቃልሲ ምትብባዕ ጌሩለይ ተፈናኒና ሽዓ ምስ ረኣኹዎ፡ ኣብዝሓለፈ ወርሒ ብውርደት ኣብ መንደፈራ ዘህተፍተፎ ቅዳሕ ርኤ ዓይነ ምእማን ክሳብ ዝስእን ጠሚተዮ ኔረ።

    • @user-sf8ij5ky7p
      @user-sf8ij5ky7p 3 หลายเดือนก่อน +1

      @@asefawasmeromtekli8017 ክክክ እዚ በካይ ሕጂ ፍሉይ ኤርትራዊ ኮይኑ ካብ ስደት ናብ ኤርትራ ካብ ኤርትራ ናብ ስደት ይብል ኣሎ ምቁሉል ባርያ ኮይኑ ወዲ ማይ ጠላሚት እንድዩ።

  • @michaelsuper6087
    @michaelsuper6087 3 หลายเดือนก่อน +3

    ሞኖካ አብዘይ ምልከተኪ አይትእተዊ ወሊድላ ኢዩ ውላዶም ውን ኸራኽቦም ኢዩ
    ብዝኾነ ግን ካብ ሐበሻ ናብ ጻዕዳ ተሰጋጊረ አለኹ

  • @user-bo1hl9hr6m
    @user-bo1hl9hr6m 3 หลายเดือนก่อน +3

    ናይ ብሓቂ የሕዝን

  • @fishktaameley7842
    @fishktaameley7842 3 หลายเดือนก่อน +1

    nhaftey hade wedi Seraye welidila kidmi miwladu kbeki yu zwil neyru afkireki inabele lomi gin b alet kxerfa ywil btami ika thazin btami yom senefat

  • @user-zy5ts8su4u
    @user-zy5ts8su4u 3 หลายเดือนก่อน +3

    ዋይ ታይ ኢና ንገብሮ ሓዳር ኮ ኣፍሪሕና እዞም ሲንግል ነዚ እንዳ ሰማዕና

    • @leulaweldeab4962
      @leulaweldeab4962 3 หลายเดือนก่อน

      ኣዬኻ አይትፍራሕ ቡሱሩ😂😂😂😂😂😂😂😂

  • @aumhayat7218
    @aumhayat7218 3 หลายเดือนก่อน +9

    Qumar maletu Habtom ataliloma maletu eyu

    • @NahomNamchi
      @NahomNamchi 3 หลายเดือนก่อน +1

      Chaf zereba hizom qumar qumar yblu kulum

    • @yasenebrahim6054
      @yasenebrahim6054 3 หลายเดือนก่อน

      Enjera ezgi blae wedey qumar texawita zeybele sq elom yhwtutu alewu

  • @elsaberhe3671
    @elsaberhe3671 3 หลายเดือนก่อน +2

    ምስክነይቲ ከተደንግጸካ 😌ሕሰም ኣለዋ ደይምሱል መሲላ ዋይ ምዓት ዳዊት ሓወይ ክትሕሱ ኣይትኽእልን ያ

  • @betheltedros3892
    @betheltedros3892 3 หลายเดือนก่อน +6

    Qumar tetsawita aybelen tsin belu eti genzeb qumar eloma eyu elu

    • @eyasuasfaha7665
      @eyasuasfaha7665 3 หลายเดือนก่อน +2

      ወገናውያን ኢዮም ሎቁማጻት

  • @YonusTeklemikal
    @YonusTeklemikal 3 หลายเดือนก่อน +2

    Eaz kumar tedelia tbl ayteredatan zela yehdigoma,ataliloma malet yu tezey tegagiye dawa

  • @saratsegay2309
    @saratsegay2309 3 หลายเดือนก่อน +9

    ሞንካ ደንቆሮ መጀመርያ ጽን ኢልኪ ዘይትሰምዕዬ ፣ ካብ ተቀዳዲምኪ ትጻረፊ ፣

    • @fasilneguse3395
      @fasilneguse3395 3 หลายเดือนก่อน +3

      ገስረጥ አያ ጓል ዘለቀች

    • @simretabraha2641
      @simretabraha2641 3 หลายเดือนก่อน

      Monca ferris gejaf siga zey gejaf libi bieray awigaro gemjae hasema bambula

  • @user-tr8kk6io9v
    @user-tr8kk6io9v 3 หลายเดือนก่อน +6

    ክንደይ ከጽልኡኻ እዮም ኩላቶም

  • @asmeretzemariam6997
    @asmeretzemariam6997 3 หลายเดือนก่อน +14

    She said that he knew her when she was 15 years old How did she have a child before?

    • @milubihre446
      @milubihre446 3 หลายเดือนก่อน +4

      Ane wen nsay eya gerimatini

    • @user-xt6lt2zf3k
      @user-xt6lt2zf3k 3 หลายเดือนก่อน +1

      Good observation👍🏼

    • @Afowerkisenay431
      @Afowerkisenay431 3 หลายเดือนก่อน +3

      He knew her when she was 15 years old but she she got baby at her 17 or 18 or 19 that she means or later not before 15 years old guys

    • @user-zm9hb9ij2r
      @user-zm9hb9ij2r 3 หลายเดือนก่อน +1

      She said he knows me from when I was 15 not merry her.

    • @Tedawi08
      @Tedawi08 3 หลายเดือนก่อน

      Wetehader kolo eyom zfaletu abti adom sle,znebere ezu kulu video semiekayo,s keyteredeaka nezia hizka tetew elka abti laeli

  • @yonasaraya3159
    @yonasaraya3159 3 หลายเดือนก่อน +3

    Gahaf bernente bernente kem shmu. Drbay haftna kaa baalna alenaya. Hji dahaya khatela eye bwegeney... Resah wahid....

  • @tsegalove8178
    @tsegalove8178 3 หลายเดือนก่อน +2

    ርሑቕ ዓድስ መሐሰዊ ዝበሃል እኮ ከምዚ ምስ ተረኽበ እዩ። ኣብዛ ጉዳይ መውስቦ ቡዙሓት ኣሕዋትና እየን ግዳይ ኮይነን መሳኪን። ኣብ ዓድና'ዩ ቆልዓ ከለኹ ዝዝክሮ ታሪኽ ኣሎ። ሓደ ወተሃደር ንሓንቲ ሓፍትና ብግቡእ ካብ ስድራኣ ሓቲቱ ቡዙሕ ሓስይዎም ወዲ ኣኽርያ እየ ኣቦይን ኣደይን ሙውታት እዮም ገዛ ገዲፎሙለይ ኣለው ትኽ ኣቢለ ኣብኡ ከእትዋ እየ ገለ ዝብሉ ሓሶታት እዮም።
    ወዲ ግን ናብ ኣብ ገዛኽራይ ትነብር እንዳሓፍቱ ኣእትይዋ ወርሒ ተሓጺና ተመሊሳ። ሽዑ ምስ ተመለሱ ኣይደንጎዩን ስግረ'ዶብ ሰጊሮም ኣብ ኢትዮፕያ ገለ ዓመታት ተቐሚጦም ኣቦኣ ነታ ጓል ኣብ እስራኤል ኮይኑ የኣልዮም ኔሩ። ክሳብ ኤሮፓ እውን ብገንዘቡ ኣብጺሕዎም ሽዑ እቲ ወዲ ምስ ደቃ ጠንጢንዋ ከይዱ። ስለዚ ካብ መጀመርታ ዝሓሰወካ ሰብ ሽዓ ኢልካ ርሕቀትካ ክትሕሉ ይግባእ።

  • @eritreaalandofpromise971
    @eritreaalandofpromise971 3 หลายเดือนก่อน +2

    ኣቱም በዓለገታት ኣውራጃ ዶ ገለዶ ፍትሕ ዶ እንዳበልኩም ኣብ ሚድያ ተምጽዎ በዓለገታት ፡ ክንደይ ካብ ዝተፈላለየ ኣውራጃ ሓዳር ዘለና ኣለና ብፍቕርን ብሓልዮትን ንነብር፡ እዞም ሰባት ሰብኣይን ሰበይትን በዓለገታት ኮይኖም ተተፋትሑ ናቶም ጉዳይ እዩ ንሳ እውን ቅንዕቲ ኣይትመስልን ንሱ እውን ኣብሾ እዩ ዝመስል እዚኦም ነንሕድሕዶም ክቃደዉ ዘይከኣሉ እምበር ብኣውራጃ ተፈላልዮም ኢልኩም ተጓሃህሩ በዓለጋታት ኢኹም። ሞኒካ ዳዊት ሱሱዓት በዓለገታት ኢኹም።

    • @senaittesfazgi9707
      @senaittesfazgi9707 3 หลายเดือนก่อน

      TH-cam money 💰

    • @user-cz1zz2gk2g
      @user-cz1zz2gk2g 3 หลายเดือนก่อน

      እግዛብሔር ልቦና ይሃቦም እምበር እዚ ዝገብርዎ ንህዝቢ ኤርትራ ሃዊ ንምእጎድ ኢዬ

  • @hiritytesfagaber3209
    @hiritytesfagaber3209 3 หลายเดือนก่อน +2

    Wey mixati alemi ezy koyna terfna
    O goytay mhiretka awurdelna 🙏

  • @kubromyacob2948
    @kubromyacob2948 3 หลายเดือนก่อน +3

    ጋል15 ዓመት ከላ እንተዝፈልጣ ኮይኑ ናይ መዓስ ውላድ ከም ዘለዋ ነጊራቶ ? ድሕሪ 7 ዓመት ነጊራትኒ ስለ ዝበለ

    • @azekriydngl8526
      @azekriydngl8526 3 หลายเดือนก่อน +1

      Wala nay gerimatni

  • @user-mm4cm1ht1f
    @user-mm4cm1ht1f 3 หลายเดือนก่อน +7

    ኣንቱም ሰባት ብፀርፊ ዝፍታሕ ነገር ኣሎ ድዩ ኮይኑ ስለምንታይ እዩ ብላዛ ዘይረዳድኡ ብፍላይ ሞኒካን ጎጆን ፀርፊ ጥራሕ ኮይኖም እንታይ እዩ ወሪድዎም እሞ ከኣ ኣብ ሓዳር እንዳማትካ ውይይይ😏😏 ፅባሕ ንጉሆ ገዲፎምካ ንዝዕረቁስ ኣፍካ ዘይምርሳሕ❤

  • @user-ib4zx6lf4x
    @user-ib4zx6lf4x 3 หลายเดือนก่อน

    bravo dawit lebam seb.kexilo jigna wedi hzbi

  • @yorsaliembeyene270
    @yorsaliembeyene270 3 หลายเดือนก่อน +2

    Bal setene nbal woedi hagoes aregay dey wludu kezelumu rina tetkeku icabi setene

  • @yohanesbrhan-wk7ks
    @yohanesbrhan-wk7ks 3 หลายเดือนก่อน +3

    ሙኒካ ናይ ብሓቂ ንፍዕቲ

  • @user-mo4vu6ic3k
    @user-mo4vu6ic3k 3 หลายเดือนก่อน +2

    Akk😢 akele Adi jeganu metsawet eziom koynki💔😭

    • @habenkibreab2393
      @habenkibreab2393 3 หลายเดือนก่อน

      Yegrmka eyo zarkey ab deki anstyo akologzay 😢😢ahwtna hemka werdo 😢😢

    • @habenkibreab2393
      @habenkibreab2393 3 หลายเดือนก่อน

      Akk Akele adey 😢😢😢😢 bexli ahwtna yebdela alow 😢😢

  • @senaitteame9183
    @senaitteame9183 3 หลายเดือนก่อน +1

    Ajoki meary gn please eizi nay awraja baesi gidefowo

  • @eritreaadey3074
    @eritreaadey3074 3 หลายเดือนก่อน +1

    Ane gal mendefera seraye eye afqareye ka wede keren eyo ab feqri ka 10 amet gerna alena emo ka muslimen keresteyenen ena hante ma alti be haymanot yekon be awraja tezarebena ay nefeleten tekebaberna ena ne keyed betame ena ka nefato

    • @ybrahyh9853
      @ybrahyh9853 3 หลายเดือนก่อน +1

      ኣስላማይ ዝተጻወተልኪ ሕስርቲ ነጅስ መጉሃይት ስድራኣ

    • @halib-mentelhalibay1359
      @halib-mentelhalibay1359 3 หลายเดือนก่อน

      Meshmeshti

    • @selotesfagabir8988
      @selotesfagabir8988 3 หลายเดือนก่อน

      Ms meskelki tat ablki malet dyu

  • @user-wl7cj9hf7d
    @user-wl7cj9hf7d 3 หลายเดือนก่อน +2

    ኣታ ዳዊት በዚአን ደኪምና ኢና ኣይትአመነን

  • @betelmesfin1888
    @betelmesfin1888 3 หลายเดือนก่อน +1

    Very sad to hear that sister, but why now why didn’t tell before?

  • @user-wx2iy1pi9w
    @user-wx2iy1pi9w 3 หลายเดือนก่อน +2

    ጓል 15 ዓመት ከላ ተዝፈልጣ ኮይኑ ከመይ ከመይ ይኸውን ኣሎ ጉዳይ

  • @ola1707
    @ola1707 3 หลายเดือนก่อน +2

    Atum ahwatey nsa wulad neyriwa eyu b hasot qeriba dahray welidula mis felete kea hariku kihigiza aydeleyen. Etiy shigir eske nabakum giberiwa beal hadarkum wilad kixenha kitihabo kea….. wilad eyu mishikinay eziom koynom sidiriu

    • @liyazerai4181
      @liyazerai4181 3 หลายเดือนก่อน

      Y y Mht. W ; dcyyxda Registrierter w

  • @wintayemane8173
    @wintayemane8173 3 หลายเดือนก่อน +1

    Nic dawityy waza mes qumneger❤❤❤❤❤

  • @user-hd5in9ql3e
    @user-hd5in9ql3e 3 หลายเดือนก่อน

    እፍ ምስነይቲ ሓፍተይ😢 ኣረ ዴብ ሓወይ ሓገዝ ከም ዝገበራ ዛሓፍትና ተሓባበሩዋ ጎይተተዋይ ኣብ ኑኡስ ዕድመኪስ ዙኩላይ ችግርይ መከራይ ኣጀኪ ዛሓፍተይ ዘይሓልፍ ፀገም የለን ኣብ ሂወት ተስፋ ዘይሙቁራፅ ናጋ ክሓልፈልኪ እዩ እሞ ነበረያ ነበረ ከይኑ ትናገሩዮ እኪ ዛጋልእነይ ካብደካ ትበልዐ በስማኣም😢😢😢

    • @user-cz1zz2gk2g
      @user-cz1zz2gk2g 3 หลายเดือนก่อน

      ናይ ኢትዬጵያኪ ግበሪ አብዘይ ዝምልከተኩም ጠብሎቅ አይትበሉ

    • @user-oi8ic6wk1r
      @user-oi8ic6wk1r 3 หลายเดือนก่อน

      እንታይ ኮይኑ ዘይምልከታ ሓፍታ እንድያ​@@user-cz1zz2gk2g

  • @m.g5367
    @m.g5367 3 หลายเดือนก่อน +1

    HAFERNA WU TESKFNA🥱

  • @HJs-yj1pv
    @HJs-yj1pv 3 หลายเดือนก่อน

    ኣቱም ሰባት ሓንጐልና ነስራሓዮ ኣውራጃ ማለት ናይ ቦታ ምምሕዳር እዩ ካልእ ትርጉም የብሉን ብመሰረቱ ፍቅሪ እምበር ኣውራጃ ደኣ ምምሕዳር ኢዩ። ኤርትራዊ ካብ ኩለን ኣውራጃታት ዘይውለድ የለን እሞ ከምዚ ግደፍዎ ጸርፊ ዝጻረፍ ናይ ምዕቡላት ኣይኮነን ወሊድኩም ኢኹም ክብራ ተኸባቢራ ይበሃል እሞ ጸርፊ ዋጋ የብሉን።

  • @alemdesta454
    @alemdesta454 3 หลายเดือนก่อน

    እመብርኃነይ አደይ ርድእናባ እህህህ😭 ናይ ሓደ አካል ሓዳር ዶ አብ አደባባይ ነብስካ ይዋረድ 😑መፃኢ ወለዶና ከፍርሕ በኡውነት😥ካብ ነቶም ዝዓረፉ ዝብከዮም ንዓና ነቶም ብሂወት ዘለና ዝበክየልና ስኢንና😥😥😥

  • @dawitgebrat1878
    @dawitgebrat1878 3 หลายเดือนก่อน

    ፍቅሪ!
    ህዝብና ከናቁቱ ሎቃምጽን መወልቶምን፡ ዝተደመሮ ተዋስኦ ኢዩ ዝመስል ይሕዋት፡ ሱሳላታ😀
    🤝❤🕊

  • @fguu8879
    @fguu8879 3 หลายเดือนก่อน +2

    ሞኒካ ትክክል ውሳኔ ወሲንክሉ ነዚ ኮንቶ

  • @samaraweldu9600
    @samaraweldu9600 3 หลายเดือนก่อน

    waday mesi tawlda yebil alo zersah kahdam rasah

  • @ibrahimmohammed6403
    @ibrahimmohammed6403 3 หลายเดือนก่อน

    Hebush edde Nejewis Guwalkum wedkum nezi meskin Hizbe Eritrea qesanet slmm Siinit Fiqre nesekumo Beal Guwal Zeleqesh Chenawit akalata z merahtkum Bedanat wedaetkum temxae Rekusat aleet.......

  • @Habesha-1942
    @Habesha-1942 3 หลายเดือนก่อน +1

    እዚ ድርባይ በርኔንተስ ንሙኻኑ ኣደ ኣላቶ ዶ 😢😢😢😢

  • @user-un8zx7ux2q
    @user-un8zx7ux2q 3 หลายเดือนก่อน

    Haftey natey Ajoki zyaday amlak msaki yukun 😢❤

  • @michealokbay7452
    @michealokbay7452 3 หลายเดือนก่อน

    That’s way our struggles get worse and worse until we solve our problems it will be continue so please let’s try to get solutions for hour benefit.

  • @loveelroi4453
    @loveelroi4453 3 หลายเดือนก่อน

    Ewayyyy lomis men daa Amakiruka 😀.. N kusto Abuxuhuley zeybelika 😂😂😂😂

  • @planbee789
    @planbee789 3 หลายเดือนก่อน +1

    ጓል 14 ከለኹ ኢዩ ተላልዩኒ ትብል ኣላ እታ ቅድሚኡ ዝወለደታ ቈልዓ ደኣ ጓል 12 ከላ ወሊዳታ ማለት ዲዩ።

  • @Habrom
    @Habrom 3 หลายเดือนก่อน +1

    እዛጋል ንጽህቲ ክትከውን ትክእል ኢያ
    ግን ስለምንታይ ንኣከለ ጉዛይ ንመውስቦ ሰብ ይፈርሓኮም ኣሎ ኣካይዳኩም ኣመሓይሹ
    ኣብ ኤረፓ ማለተይ ኢየ
    1) ፖለቲካ ናይ በይንኩም ክትገብርዎ ስለ ትፍትኑ
    2)ከባቢያዊ ኣተሓሳስባ
    3)ናይ ልዕሊ ኤርትራ ን ትግራይ ዝንባለ
    4) እቶም ኣወዳት ናይ በይኖም ክገብርወን ብምሕሳብ ጸቅጢ ይገብሩ
    5) ኣብካልኦት ተርትራውያን ብዙሕ ፍልልይ የለን
    ግን ንኩሎም ማለተይ ዘይኮንኩ 70% መጽሓፍየይ ምክንያት ንክእረሙ ፍልልይ ንምጽባብ ኢዩ

  • @ErdiTemesgen
    @ErdiTemesgen 3 หลายเดือนก่อน

    ዴቨይ ከምቲ ሉሙን ጽቡቅ መደብ እታ ኣደ ከኣ ከምትሕገዝ ግበር ጎስጉሰላ በርኔንተ ሕማቅ ሰብ ዩ ባርያ ዝኮነ ሰብ ድርባይ ጎሓፊ ውዱ ፌእ ንበሎ ነዚ መራት ሰብኣይ

  • @faet9285
    @faet9285 3 หลายเดือนก่อน +3

    መልእኽቲ ናብ ኩሉ ኣባል ብርጌድ ንሓመዱ:
    እዛ ናይ ኣጋንንቲ ጉጅለ ህግደፍ እዚ ኹሉ መንእሰይ ናብ ሜዳ እንተወሪዱ ሓንቲ ለይቲ'ውን ክትሓድር ከምዘይትኽእል ፈሊጣ : ከይወርድ ምእንቲ በዞም ኣራዊት ልኡኻታ ኣቢላ መጻወዲያ ኣዳልያ ኣላ::
    እቲ ኣዳልያቶ ዘላ መጻወድያ ድማ ንሕና ነዞም እትልእኮም ኣራዊት ክንታሃላለኽ ገንዘብና: ሓይልናን ግዜናን ሂወትናን ክባኽን'ሞ ዝእሰር ክእሰር ዝመውት ክመውት : ብኡቢሉ እቲ መንእሰይ ናብ ሜዳ ከይወርድ ክዳኸም ኢላ ዝማሃዘቶ እኩይ

  • @user-pn7sj1hp6w
    @user-pn7sj1hp6w 3 หลายเดือนก่อน

    ጌና ኣሑጉስኒ ንዓይ ድኣ ንዓኽን ኣትን ሸራሙጥ ክሳድክን እንተ ዝቅንጥበክን ከማን ጽቡቅ ኔሩ

  • @Seysey770
    @Seysey770 3 หลายเดือนก่อน

    እቲ ጌጋ ናትኪዩ ንበርኔንተ ሰለፍኪ ምሃብኪ። በርኔንተ ዳ ከምሰብ ሰላም ናይ እዝጊሄር ከማን ክትብሎ ዘይገብረልካ ነብስካ። ትርፋ እንዱ።

  • @dawittekie7477
    @dawittekie7477 3 หลายเดือนก่อน

    😂ቤርነተ ኮንቶ ንመን ያ ክትጸርፎ እንታይ ዩ ጩው ዝበልኩ ሰረወታይ ማሌት 😁ወዲ ማይ ጠላምት ሓሳዊ

  • @binigmichael2117
    @binigmichael2117 3 หลายเดือนก่อน

    Bernente eko ab sebeytun wuladun trah aykonen likbtina jemiru ab Tigray kelo number one lehasi hzbi Tigray eyu neru aysemun salisti kea zibelialu xahli seyru number one xelae tekeyiru so fetari nay edu yihabo

  • @testtester7867
    @testtester7867 3 หลายเดือนก่อน

    Emo ate haftena ktsamiyo enta zaytdali konko pls aytqrbyo weladki belki yemni

  • @zemenashber9676
    @zemenashber9676 3 หลายเดือนก่อน

    Selemntay ena nezen ehwatena ehlifena nehben deleka maska alowo nebeat gal gudefu pls

  • @adeymaryam6964
    @adeymaryam6964 3 หลายเดือนก่อน

    ሰላም ኣንቱም ሰባት ተኺእልኩም ዕረቅዎ

  • @Asme125
    @Asme125 3 หลายเดือนก่อน +1

    40,000 ብር ኣየናይ ኮይኑ ዋላ ጋል ኣኮሎግዛይ ኮይና ውዲ ስራየ ኩን ጥልመት ጥልመት እዩ pls ዉላድካ dna ጌርካ ከተዕቢ ግቡእኻ እዩ

  • @HiwetGebremichael
    @HiwetGebremichael 2 หลายเดือนก่อน

    Ere Bejakn tesatatirna hadarna.nftah are besmam

  • @solmon1301
    @solmon1301 3 หลายเดือนก่อน

    Monika jigna goyta haki

  • @user-wx2iy1pi9w
    @user-wx2iy1pi9w 3 หลายเดือนก่อน

    በዓል ሞኒካ ሃላያት ዑዕ

  • @sweetsweet831
    @sweetsweet831 3 หลายเดือนก่อน

    በዓል ሞኒካ ሽማግለ ናይ ዩትዩብ ክክክክክክ ኣታ አንታይ ተካል ግዜ ኢና በጺሕና

  • @azmeratuccu9108
    @azmeratuccu9108 3 หลายเดือนก่อน

    በርነተ ባንተቦ ብአርንተ ኢዩ ግን ኣብይ ጸንሀኪ ኪሳብ ህጅይ ኣብ አሪትረኣ በጽይሁ ሚስ መጸ አዝይ ድይፈት ኣለዎ አንበር አዝይኩሉ አዋን ዛይተዛረብኪ

  • @TekieYohannes-rv7xn
    @TekieYohannes-rv7xn 3 หลายเดือนก่อน +3

    ቁማር ተጻዊታ ኣይበለን ሞኒካ ኣስተውዒልኪ ዘይትምልሲ ንሱ ዝበለ አቲ ዘትሓዘቶ ገንዘብ ወሲዶምላ ንምባል ኢዩ ቁማር ኢሎማ ወይ በሊዖማ ኢሉ አዚ ከኣ ብልምዲ ንዝተጠልመ ገንዘብ ዝበሃል ብሂል ኢዩ።

    • @yohanneseyob5432
      @yohanneseyob5432 3 หลายเดือนก่อน

      ሞኒካ ናይ ምስማዕ ጸገም ዘለዋ ኢያ ትመስል

  • @user-fs4rg6jw6p
    @user-fs4rg6jw6p 3 หลายเดือนก่อน

    ግደፉ ግደፉ ስድራኩም የሐዝኑ አለው በተለይ ነዞም ስንኩላት ሕሰብሎም ብሂወት ስለዘለው ዝተሰውኡ ከልተ ግዜ እንድዬም ቀቲልኩም ጥይት አይኮነን ናባል ደሪብክምሎም ትመሰቅልዎ አለኩም እዚ ህዝቢ

  • @abelteklit4321
    @abelteklit4321 3 หลายเดือนก่อน

    Nebia trah😢💔🙏

  • @rttr3992
    @rttr3992 3 หลายเดือนก่อน

    Nabey. Getesnayna. Nikeyd. Delena. 😭😭😭😭😭😭😭😭💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔❓❓❓❓❓❓❓❓

  • @rezenayemane7293
    @rezenayemane7293 3 หลายเดือนก่อน

    Ane zegermani elfi xelulat kezwruna .kektiluna nenhdhedna kenkatel. Mefekadnan eyu.😢😢😢😢

  • @edenfekaredenfekar4994
    @edenfekaredenfekar4994 3 หลายเดือนก่อน

    Kebidu nay bhaki welidka halafnet wladka zey tskem tekenika minalbat ezi nay dhurat denakur athsasba wuladey mikanu ay terfeny zbil athsasba keyetalilekum ahwat halafnet wladka zey twesd tekenka kab enssisa zefli yeblikan

  • @asmeromembaye419
    @asmeromembaye419 3 หลายเดือนก่อน +1

    መወዳዕታ ናይ ብርጌድ ናይ ሓመዱ።

    • @user-sf8ij5ky7p
      @user-sf8ij5ky7p 3 หลายเดือนก่อน +2

      ባርያ ህግደፍ እዩ እዚ ካሓዲ ወዱን ኩልኩም ህግደፍ ከምኡ እኩ ካሓድቲ።

    • @user-cz1zz2gk2g
      @user-cz1zz2gk2g 3 หลายเดือนก่อน

      ​@@user-sf8ij5ky7pናይ ባርያ ባርያ ኢኩም 👉ወያኔ ባርያ ናይ ኦሮሞ ንስኩም ከአ ባርያ ናይ ተጋሩ 😂😂😂😂።።።።።።

    • @user-sf8ij5ky7p
      @user-sf8ij5ky7p 3 หลายเดือนก่อน

      @@user-cz1zz2gk2g ወያነ ምስ ኣምሓሩ ኮይንኩም ሲኢንኩማ ተመሊስኩም ህጻውንቲ መናእሰይ ኤርትራ ምስ ኣምሓሩ ኣደሚርኩም ኣጥፍእኩሞም ሓታቲ ዘይብሎም።

  • @yoha7441
    @yoha7441 3 หลายเดือนก่อน

    ቁማር ተጻዊታትለይ ማለት ኣሽካዓትኒ ማለቱ ኢዩ
    ሓንቲ በርኔተ ዝተጋገየ ወዱ ክቅልብ ኣሎዎ
    ነዛ ሓፍትና ድማ ኩላትና ንሓግዛ

  • @halewat1168
    @halewat1168 3 หลายเดือนก่อน +2

    Aeb beael monica Anjal keribkum bzaeba hadarkum tzarebus maere kndey hsurat mukoankum pooooo

  • @mebrahtomgebremeskel5307
    @mebrahtomgebremeskel5307 3 หลายเดือนก่อน

    በርነንተ ሽሙ ዉን ኣይጣዓየን😢😢😢

  • @MelakeWeldemaraim
    @MelakeWeldemaraim 3 หลายเดือนก่อน

    Ata hzbi nhlna tegzay kunu ?????

  • @esayastsegay6055
    @esayastsegay6055 3 หลายเดือนก่อน

    Brabo dawita hawey brabo

  • @heven5524
    @heven5524 3 หลายเดือนก่อน

    Hi!
    Away aede wedkas aytbedel .Aegeb aegeb aegeb🤔

  • @fithawitmehari4850
    @fithawitmehari4850 3 หลายเดือนก่อน

    Loms mftarnako axlieuna amlak mhret yewrdelna

  • @senaittesfazgi9707
    @senaittesfazgi9707 3 หลายเดือนก่อน

    Our old families if they feel awraja it was okay but you guys you are young and 21 century , very sad

  • @samsomtewelde5766
    @samsomtewelde5766 3 หลายเดือนก่อน

    Kidi hasawit gual 15 Amet eyu zfelteni tbli Aleki kfelteki kelo welidki nerki

  • @hagerey9448
    @hagerey9448 3 หลายเดือนก่อน

    እዛ ኣብ ስደት ዘላ ህዝቢ ብዘላቶ ክትጠፍእ ጥራይ ኢዩ ዘለዋ ወዲ ኣፌ ሓንቲ ክልምነካ ወላ ነቶም ህግደፍ ኸማን ናብቲ ዓዲ ጠቅላላ ከልክሎም ኮስታሪቶም ትምጻእ ህዝብና ዘይፈልጦ ሕማም ከምጽሉ

  • @tesfamariamberhe5826
    @tesfamariamberhe5826 3 หลายเดือนก่อน

    ኣቲ ገሽላዕ ሞኒካ እንታደኺ ተጣባቂት ኮንኪ ክትቀርቢ ኢኺ ብዛዕባ አርትራውያን ኣየእትወክን ኢኺ ።

  • @aumwjdan4142
    @aumwjdan4142 3 หลายเดือนก่อน +1

    Selam wedi erey shuker allah yhfezk dawit asel brogramek, wowwwwww nice keslo ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @ergitergso335
    @ergitergso335 3 หลายเดือนก่อน

    Merhawit ab nay seb enda atewt cancer nay ezi hzbi koyna ala ageb

  • @esayastsegay6055
    @esayastsegay6055 3 หลายเดือนก่อน

    Kkkkkkkk eritrawyan btami nabey tkedu alokum astewalu

  • @yohanneskbrom8299
    @yohanneskbrom8299 3 หลายเดือนก่อน

    Mes tesegoga awraja gele aytbelana kemta zatekya wxya

  • @elsahaile5293
    @elsahaile5293 3 หลายเดือนก่อน

    Sorry dea ember gal 15 amet endeher terakibom si wey gal 15 amet zfelta ente koynu si meas zweledeto u dea eti nata kolea abreh ablewa

  • @user-oi8ic6wk1r
    @user-oi8ic6wk1r 3 หลายเดือนก่อน

    እዚን ወዲ ከምዝን ፈሊጥና ሲ ናብ ጋል ዓድና እኮ ተጸጊዕና 👍

    • @user-sf8ij5ky7p
      @user-sf8ij5ky7p 3 หลายเดือนก่อน +1

      ጓል ዓድና ክንደሊ ካኣ ዓንዲ ኤውረጳ ኮይና ኣለና ዘይጓል ዓድካ ተረከብካ ካኣ ዓለታዉያን ኮይነንን ይጸንሓካ ናትና ነገር መን እዩ ዝዕርየና ጸሪቡ ጠፍእኒ ኣሎ።

    • @user-oi8ic6wk1r
      @user-oi8ic6wk1r 3 หลายเดือนก่อน

      @@user-sf8ij5ky7p ይገርመካ እዩ ኣብ ዓለም ሙሉእ ከምዚ ሕብረተ ሰብ ትግርኛ ደንቆሮ ዓሌታዊ የለን ።

  • @user-sf5dh6pg4j
    @user-sf5dh6pg4j 3 หลายเดือนก่อน

    Kem zteazebkwo nata yu eti gega b gulbab galensteyti tserho zela aykewaxan yu

  • @user-tw8qj1ph9t
    @user-tw8qj1ph9t 3 หลายเดือนก่อน

    ዳዊት ክብሮም እየ እንተጢዑሙካ ባ ደውለለይ

  • @qweryqwe7826
    @qweryqwe7826 3 หลายเดือนก่อน

    ደም ተሓለብ😂😂😂

  • @tesfamariamtewoldeberhan4731
    @tesfamariamtewoldeberhan4731 3 หลายเดือนก่อน

    አዚ ቆልኣ ሽሙ ጽሂፉ ዝኽአል ኣይማስልንዩ ሰበታይ ቅድሚ ምዝራብካ ጎሮረኻ ኣጽሪ ሕጊ ዝፈልጥ ኣይመስለንን ተመርዖ ኣትመር ዖ ውላድ ከትዕብዮ ትግደድ ኢኻ ኣብ አውሮፓ ይነብር ኣለኹ ኣይትበል ኣብጃንግል ኢኻ ትነብር ትሃብ ዕበ😮😮😮😮😮

  • @ergitergso335
    @ergitergso335 3 หลายเดือนก่อน

    Dawit entay sile zedleye eyu eza hasernfay tibahal merhawit

  • @senaitteame9183
    @senaitteame9183 3 หลายเดือนก่อน

    Kemizas aysieisie eye

  • @esayastsegay6055
    @esayastsegay6055 3 หลายเดือนก่อน

    Brabo

  • @adaminoefrem4774
    @adaminoefrem4774 3 หลายเดือนก่อน

    Tantu SK Bel metaqosti