Entay MO teridka beza derfi ayeney way gizeka tetqmlu sheu xebah ne gize keytmarr u eti tergum nayza derfi Mes poletica keymslka weys ne isyas afewerki oky
#أغنية_ጽባሕ_غدا_tomorrow كلمات الشاعر / أول خير عبدالحفيظ لحن وغناء الموسيقار المخضرم أبرار عثمان ኣየጽባሕ ኣየይጽባሕ ስክፍታ ቀቲልካኒ ብስላሕ መላሕ ጽባሕ ይግባይ ዘይትብለሉ ፍርዲ ጽባሕ ስክፍታ ቀቲልካኒ ብስላሕ መላሕ ጽባሕ ጽባሕ ወይ ጽባሕ እንታዩ ብልሓትካ ጭካነ ዲዩስ ሓልዪት ሓጀት ዘይ ትሪዳ መብጻዓ ምንዬት ዘይ የዳሉ ጋሻ ጾርካ ዘይ ግመት ከመይ'ለ ክኸይድ ምሳኻ ብእምነት ልብኻ ዘይ ርከብ ኩሉ ግዜ ምስጢር ናይ ስልጣነ ጠበብ ንዘይ ፈልጥካ ኣመር ተስኒ ከም ዓርኪ ተእቱ ተዋፊር እንታይ ከም ተሓሲብ ኣንፈት ዘይ ተማኽር እንታዋይ ኮይንካ ጽባሕ ኣነስ ፈርሀካ በዚ ተሃድነኒ በዚ ክመጻካ ተዛረብ ተዛረብ ጽባሕ ሓደኡ እፍልጥኒ እቲ ዝዕድሎ ጽባሕ ዝጸንሓኒ ብዙሓት ፈቲኖም ምስጢርካ ክፍልጡ ብዛዕጎል ብፊንጃል ባይታ እና ሓንጠጡ ኣማን ከቡሉኻ ክንደይ ዘይየፍጠጡ ተፋኒዩም ኩሉም ገለ ከይ የስለጡ ዘይቀበጸ እምበር ዘሰነፊካ የለን እፍልጥ 'ዚ ኻኣ ደንጽየዎ ን ዘመን ኣነ ከ መን ኮይነ ክሕንሕን ክፊክር ካብ ዘይሁሉ ኣብ ዓለም ካባኻ ዝቡኩር ንመን ተቐቢልካ ጽባሕ ንመን ተፋኖዎ መንዮ ኮን ተሰሕቆ መንዮ ኮን ተብክዬ ንመን ከ ኣራኽብካ ንመን ከም ተፈልዮ ጽባሕ ንገረነ ጥራይ ከለልዮ آه يا غدي المجهول وقد حكمت علي بالموت حسرة وبإستهتار غدا حيث المحاكمة التي لا إستئناف فيها وقد حكمت علي بالموت حسرة وبإستهتار فماهي نواياك .. قساوة أم مراعاة غريب أمرك وعود وأماني وما انت إلا عابر لا يُعرَفُ حجم زاده فكيف لي أن أسير معك مطمئنا لا يمكن سبر أغوارك مكتومة أسرارك وهي من فنون الحكم لمن لا يعرفونك تُرافق كالصديق تَستَقبِل وتودِع فلما لا تفسح عن أفكارك وتشاور النخب فمن انت ايها الغد فقد خفتك تخطط لإصطيادي وأنا أراوغك تكلم ايها الغد كن معي واضحا فنصيبي هو ما تخبئه لي قد حاول الكثيرين معرفة أسرارك وتكهنوا فرموا خرزات الودع والفنجان وضربو الكف وخططو في الرمال إلا أنهم تفرقوا دون أن ينجزوا شيئا ولم يهدأ لهم بال وتتجدد المحاولات لمعرفة ماهيتك مع صعوبة إجتياز أسرارك وتيقنت إن ذاك لمن عجائب الزمن فمن يجب أن أكون لأصول وأجول وأحقق ما عجز عنه الأولون وأحقق شبه المستحيل فمن تستقبل أيها الغد ومن الذي تودعه ومن الذي تضحكه ومن ذا تبكيه ومن تسمح لهم بالتلاقي ومن الذين تفرقهم أخبرني أيها الغد فقط لأعرفهم ✋✋✋✋✋✋✋✋
ብሓንቲ ቃል ክገልጸኩም ሰላም ባንድ። "መጸለላት" ሓንቲ መዓልቲ ምስ የማነ ኪዳነ base or lead ሒዙ ክትጻወቱ እንተዝርእየኩም ከኣ ኣዝየ ምተሓጎስኩ. We love you and respect you so much. Peace and Love ኣዝማሪኖስ ✌️
The video description mentions him as the late great Abrar Osman but there hasn't been any news of his passing yet. Please address that. Thank you for the great Music as always
ንኽለተ ማዓልቲ ብዜካ እዝአ ካልእ ደርፊ ዝይሰማዕኹ ❤️🥰❤️🥰 One of the best song i ever listened!
Ane wela
Z Zm@@nebyathabte9996
@ne😮😮😮😮😮😮 6:54 byathabte9996
ኣነ ዳኣ ንክልተ ወርሒ ከማን ❤❤❤@@nebyathabte9996
Entay MO teridka beza derfi ayeney way gizeka tetqmlu sheu xebah ne gize keytmarr u eti tergum nayza derfi
Mes poletica keymslka weys ne isyas afewerki oky
ናይ አብራር musik ንማትምቓር አፍልጦ ይሓትት።ዓቕምኻ ምምዛን ይሓትት The greatest mussician ever
You right bro ❤❤
@@kokebgebremariam3140 100%
ኣነ ይገርመኒ ኢዪ ኣብራር ኣቦ ጥበብ ኢካ ኣነ ኣብ 2005-2006 ኢየ ድምጺ ናይ ደርፍካ ክሰምዖ ጀሚረ ግን ባዕለይ ኣይኮንኩን ዓመና ኢሰያስ ግዲ ስዓት 04፥30h ድምጺ ወጋሕታ፡ኢሉ ዝፍኖ ኣሎ፡ኣቡኡ ኢየ ዝሰዖ ኔረ ንእሽቶይ ኢየ ኔረ ሕጂ እንድሞ ኩሉ ናትካ ደርፊ ተረዲእኒ እንታይ ይብሉካ ኔሮም መስለካ መንእሰያት ናይ ሽዑ ግዜ ኣብራር እዚ ሰባኣይ እዚ ጅግና ኢዩ ክብርዕ ማዓት ኢዩ ክብሉካ ይዝከረኒ ዳሓር እንዶሞ ኣነ ዝናኣስኩ ኣለ ዝነበርኩ እዚ ንዛረቦ ዝጸንሕና፡ንሰብ ኣይትንገር ኢካ ክብሉኒ ጀሚሮም ሽዑ ምስጢር ከምዘሎ ተረዳኩ ኣይብለካን ግን ክሰምዖ ደርፍታትካ ታሃንተኩ ከይደቀስኩ ይሓድር ክሳብ 05፥h ናይ ወጋሕታ ኣብራር እንታይ ክብለካ TefiAni
አ ብ ራ ር ኦ ስ ማ ን Golden voice 👍👍 thanks...
የዚህን ሙዚቃ ሃሳብ በአማርኛ ሙዚቃ ላይ እኔ ባለኝ የሙዚቃ መረዳት እስካሁን አላየሁም በዚህ መልኩ
Abrar osman kulu gezye natka derfi eye zseme asyyyyy enke eritawi konkav btemi eye zhgoe🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤
ዘበት ኢልካኒ ዘይኮነን ተከቲልካኒ ብሰላሕ መላሕ ኢዩ ዝብል ዝሎ ጽቡቅ ገርካ ስምዓዮ
My TH-cam FYP is coool ..... it just took me back to the old good times..
My Yotube FYP is cool.....it just took me back to the Old times..
i love this music waw from raya kobo ethiopia
ዬሩስ ሽኮር ኣቤት ድምጺ ካናሪ ❤❤❤❤❤❤❤።ኣብዚ ግን እቲ ህርመት ናይ ቲ መሳርሒ ሙዚቃ ቀልጢፍኪ ።ምኽንያቱ ንስኺ ቃላት ስሕብ ኣቢልኪ ኢኺ ተውጽእዬም ።
ወዲ እዩ😂 ዮሩስ ከ መን እያ?
I remember the passed Time, thank you.
I love the song we love you Abrar 💙💙💙💙💙💙
❤kimay do yehilu 20 gizi simou dey xegiba ehhhhh❤❤❤❤❤❤❤❤
ናይ ኩሉ ጊዜ ብሉፅ ደራፋይ ጊዜን ሰብን ብጥዕሙ ዝተዜመ
Spik please spike ❤️🙏 Abrar Osman legend 🙏🙏❤️🙏 My Allah protect you too 🙏🙏🙏❤️❤️🌹🌹🌹❤️🙏🙏🙏
Kulom hasewti yom adkha atilha banderakha ambelble abrar. 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🇪🇷
Aberar king 👑🤞
real no one now only God.
know 😊 no one know tomorrow only God (now minns ሕጂ)
May God bless you dear brother and keep you in peace
GodBless you Abrar With a Lovely Voice Bless😊
#أغنية_ጽባሕ_غدا_tomorrow
كلمات الشاعر / أول خير عبدالحفيظ
لحن وغناء الموسيقار المخضرم أبرار عثمان
ኣየጽባሕ ኣየይጽባሕ
ስክፍታ ቀቲልካኒ ብስላሕ መላሕ
ጽባሕ ይግባይ ዘይትብለሉ ፍርዲ ጽባሕ
ስክፍታ ቀቲልካኒ ብስላሕ መላሕ
ጽባሕ ጽባሕ ወይ ጽባሕ
እንታዩ ብልሓትካ ጭካነ ዲዩስ ሓልዪት
ሓጀት ዘይ ትሪዳ መብጻዓ ምንዬት
ዘይ የዳሉ ጋሻ ጾርካ ዘይ ግመት
ከመይ'ለ ክኸይድ ምሳኻ ብእምነት
ልብኻ ዘይ ርከብ ኩሉ ግዜ ምስጢር
ናይ ስልጣነ ጠበብ ንዘይ ፈልጥካ ኣመር
ተስኒ ከም ዓርኪ ተእቱ ተዋፊር
እንታይ ከም ተሓሲብ ኣንፈት ዘይ ተማኽር
እንታዋይ ኮይንካ ጽባሕ ኣነስ ፈርሀካ
በዚ ተሃድነኒ በዚ ክመጻካ
ተዛረብ
ተዛረብ ጽባሕ ሓደኡ እፍልጥኒ
እቲ ዝዕድሎ ጽባሕ ዝጸንሓኒ
ብዙሓት ፈቲኖም ምስጢርካ ክፍልጡ
ብዛዕጎል ብፊንጃል ባይታ እና ሓንጠጡ
ኣማን ከቡሉኻ ክንደይ ዘይየፍጠጡ
ተፋኒዩም ኩሉም ገለ ከይ የስለጡ
ዘይቀበጸ እምበር ዘሰነፊካ የለን
እፍልጥ 'ዚ ኻኣ ደንጽየዎ ን ዘመን
ኣነ ከ መን ኮይነ ክሕንሕን ክፊክር
ካብ ዘይሁሉ ኣብ ዓለም ካባኻ ዝቡኩር
ንመን ተቐቢልካ ጽባሕ ንመን ተፋኖዎ
መንዮ ኮን ተሰሕቆ መንዮ ኮን ተብክዬ
ንመን ከ ኣራኽብካ ንመን ከም ተፈልዮ
ጽባሕ ንገረነ ጥራይ ከለልዮ
آه يا غدي المجهول وقد حكمت علي بالموت حسرة وبإستهتار
غدا حيث المحاكمة التي لا إستئناف فيها
وقد حكمت علي بالموت حسرة وبإستهتار
فماهي نواياك .. قساوة أم مراعاة
غريب أمرك وعود وأماني
وما انت إلا عابر لا يُعرَفُ حجم زاده
فكيف لي أن أسير معك مطمئنا
لا يمكن سبر أغوارك مكتومة أسرارك
وهي من فنون الحكم لمن لا يعرفونك
تُرافق كالصديق تَستَقبِل وتودِع
فلما لا تفسح عن أفكارك وتشاور النخب
فمن انت ايها الغد فقد خفتك
تخطط لإصطيادي وأنا أراوغك
تكلم ايها الغد كن معي واضحا
فنصيبي هو ما تخبئه لي
قد حاول الكثيرين معرفة أسرارك
وتكهنوا فرموا خرزات الودع والفنجان
وضربو الكف وخططو في الرمال
إلا أنهم تفرقوا دون أن ينجزوا شيئا ولم يهدأ لهم بال
وتتجدد المحاولات لمعرفة ماهيتك
مع صعوبة إجتياز أسرارك
وتيقنت إن ذاك لمن عجائب الزمن
فمن يجب أن أكون لأصول وأجول
وأحقق ما عجز عنه الأولون
وأحقق شبه المستحيل
فمن تستقبل أيها الغد ومن الذي تودعه
ومن الذي تضحكه ومن ذا تبكيه
ومن تسمح لهم بالتلاقي ومن الذين تفرقهم
أخبرني أيها الغد فقط لأعرفهم
✋✋✋✋✋✋✋✋
Some of the words doesn’t much the translations in Arabic or vice versa , it’s beautiful song 🎶
@ceremelag386 It is not a translation, but I tried to bring the meaning closer to Arabic speakers
What a masterpiece song ❤❤❤❤❤❤❤
Abrar tsbah ygbay zeytblelu frdi thznks
Thsbah ygbay zeytblelu frdi always in mind thanks
Abrar the great still love him🌹
The fact is Abraar our people is still suffering under the brutal regime.
Buluz melikiti ab wushika binizur ziredaaka thank you Abral jegina
0:25 😮😮😮😮😮😮😮😮
Abrara abo tbeb❤
Ab Kaley keydegmo❤bedey kefelt
ጽባሕ !
Great
ብሓንቲ ቃል ክገልጸኩም ሰላም ባንድ።
"መጸለላት"
ሓንቲ መዓልቲ ምስ የማነ ኪዳነ base or lead ሒዙ ክትጻወቱ እንተዝርእየኩም ከኣ ኣዝየ ምተሓጎስኩ.
We love you and respect you so much. Peace and Love ኣዝማሪኖስ ✌️
abrar abo tbeb...lewah abo
Eritrea 🇪🇷
አብራር ዑስማን ጎይታ ዓሌት ትዝክሮ ትኸውን።
Legend Abrar
ኣጅክ ምስርት ሕውይ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Abrar asli
ካብ ኩሎም ደረፍቲ እቲ ዝበለፀ ደራፊ
dess tbel derfi
Nice
The video description mentions him as the late great Abrar Osman but there hasn't been any news of his passing yet. Please address that. Thank you for the great Music as always
Thanks for the feedback, It is corrected.
Where is the one and only?
❤❤❤❤❤🎉King 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷
መን ኣሎ እዛ ደርፊ ብርግጽ ዝተረደኣቶ ኣነ ክሳብ ሎሚ ወላ ሓንቲ ክገልጻ ኣይከኣልኩን ካብ ትመጽእ ክሳብ እዛ ሎሚ ዕለት ምርዳእ ኣብያትኒ ኮመንት ሎሚ ይጽሕፍ ኣለኩ ምክንያቱ ንበይነይ ክሰምዓ ብዙሕ ግዝየ በሊዐ ግን ሕጂ ውን ሕቶይ ኣብ ህዝቢ የውርድ ኣለኩ ብርግጽ ዝተረደኣቶ ከረደኣኒ ይምሕጸን ኣለኩ ?
can I get address of Abrar Osman? I am very old friend of him
ምኣረምታ
ዘይቀበጸ እምበር ዘሰንፈካ የለን
ክፈልጥ ዝኸኣለ ድምጽኻ ናይ ተመን
❤❤
😮😢❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️
እዚ ድማ ኣብ ስደት ዓሪብዎ ጽባሕ ሎሚ ክብል ።
You’re very rude! What about you?
...."ሰገን ምስትውዓል ዘይተዓደለት እንስሳ እያ።"..ይብል መጽሓፍ ቅዱስ....
እዚ መልሲ ይኣክለካ'ዩ
@@simonghebregiabher3987 መጽሓፍ ቁዱስ ! እሞኺድ ፈልስ ።
😂😂😂😂😂😂😂😂 ጥራሕ ኢልካ
@@simonghebregiabher3987fera
Jebab nefath
❤
🎉
❤❤❤❤❤❤❤❤
It's.time.to.call.him.to.attention.
Abrar. Niwhat
👍✅️💙💯✅️💙
🤴❤
❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤🎉🎉
🙏🏿🇪🇷❤️
3054 Orin Plains
Dhri xibah ke
????
Johnson Richard Clark Patricia Martinez Deborah
Zfetwo drefay nsun thtnuen
ምቁር ሙዚቃ፣ ህዝቁ ካብ ኣክሱም
እዛ ደርፊ ኢሰያስ ኣፈወርዊ ብጣዕሚ እዩ ዝፈትዋ ኔሩ ኣውቲስታ ናቱ ዝነበረ ነጊሩኒ
ናይ ጽባሕ ኣሻቒልዎ ይኸውን😂
Feger kehadi
ጊስ ፈገር
Hirthe Creek
🥰🏌️🏌️🏌️🏌️🏌️🏌️
Jasmin Manor
Rahul Rapids
Legend Abrar
real no one now only God.
❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤
❤
❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤
❤❤❤❤❤
❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤
❤❤
❤❤❤❤