ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ወዲ መምህር ጥራይ ዘይኮንካስ ባዕልካ መምህር ኢካ ኣጆካ ቀፅሎ 😘
ኣብ ሂወተይ ካብ ዝራእክዎም እንኮ በሊሕ መንእሰይ ሃገርና ❤️🇪🇷❤️
Nay bhqei 👑👑👑👑👑
Bhaki meselchew !!!
ወዲ መምህር እንጀራ እዝጊ ብላዕ!!ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ።እቶም ስነ ጥበባውያን ድማ ንግዝያዊ ረብሓኩም ክትብሉ ነዚ ኩቡር ባህሊ ዘይመልክዑ ኣይተትሕዝዎ።ኣብ ዓውዲ ስነ ጥበብ ከም ደስ ዝበለካን ከም ዝመሰለካን ክትከይድ ኣይከኣልን ኢዩ።ኣብ ውሽጢ ባህልን ስነ ምግባርን ሕብረተሰብ ኮንኳ ኢካ ብጥንቃቀን ምስትውዓልን ዝስራሕ።
ኤርትራዉያን የሕዋተይ እዚ ዳኒኤል መግለጺና ኣይኮነን።ብፍላይ ደቂ ኣንስትዮ ኣሓተይ ታ ሽፍንቲ ሕፍርቲ ከመደይ ያ ክብርቲ ተደላይት፡፡ዕርቃና ትኸፍት ዝዓበደት ክብራ ዘጉደለት ያ መዕበይኣ ዝበደላ ያ ትብሃል፡፡
ብጣዓሚ በሊሕን መስትወዓሊ ጅግና እካ ህዝብ ትግርኛ ደማ ባህሉን ክብርቱን ሓልዪ ዝከይድ ስብ እዪ
በስመኣብ ክትበልሕ ወዲ መምህር💚😊ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ🙏🙏🙏
ኣቤት ድፍረት ናይ ባሓቂ ወዲ መምህረይ ጅግና ከማኻ ይብዛሑ ❤::
Teshlwo endy kk
@@kevindavis9419 nkgermeka mara eye texebyeyo
ናይ ምንታይ ድፍረት.?
ወዲ መምህር ኢድመን ጢናን የሃብካ ሙዕቡል መንእሰይ
ብልክዕ ኢካ ዘለኻ ዳኒ ወዲ መምህር
ጽቡቅ ተግስጾ ወዲ መምህር፡ለካ ነዚ ደርፊ ዓድና ጸሊእናዮ ዘለና ባዓልዚ ዘበላሸይዎ ኢዩ keep up
ናይዚ ዳኒኤል ዘረባ ምስ ሰማዕኩዋ ክጽበየካ ኢየ ጸኒሐ ብጣዕሚ ጽቡቅ ዳኒ ሓወይ ኣውሒድካሉ ከማን ብጣዕሚ የመስግነካ ዳኒ ሃወይ
_ብሓቂ መም ኢካ ዳኒ ኣምላክ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብዃ♥️_
እንጀራ እዝጊ ብላዕ 🙏🏻 ከማኻ 1000 ይወለዱ ዳኒ ኣንበሳ 🙌👏❤️
ወዲ መምህር ጅግና መንእሰይ ትግራይን ኤርትራን ቡዙሕ ኢና ንመሃር የቐንየልና ኩቡር ሓውቀፅለሉ 🙏🏻
Yeblkumun deyom zemheru ab tigray. Anyway don’t worry 😉 temahirkum seltinkum terah idena aytsebruna 😂
@@gma6633 ኣብ ስነ-ጥበብ ንሕና ንሓይሽ ኔርና ኢና፥ ትግራወት ከኣ ኣብ poletika ይሕሹ
@@gma6633 ወዲ መምህር እኮ ትግራዋይ እዩ። ንሕና ዋላ ኣብ ኤርትራ ንወለድ፣ መጀመርያ ተጋሩ ኢና። እዚ ግን ብቐሊሉ ዝዋሓጥ ሓቂ ኣይኮነን።
ብሓቂ ኣገዳሲ ኣርእስት አዩ ክብረት ይሃብካ ዳኒ ሓውና!!!
ብራቮ ዳኒ ! ናይ ብሓቂ ኩሉ እቲ ዘሕርቐና ዝነበረ ቪድዮ ክሊፓት በዓል'ዚ ዝሰርሑዎ ክኸውን ኣለዎ ! እዚ ሰብ'ዚ ካብ ስነጥበብ ሃገርና ክስጎግ ዘለዎ ሰብ'ዩ ! እቲ ርእሱ እንታይ መሊኡ ከምዘሎ ክርድኣኒ ኣይከኣለን ! ክብርታት ሕብረተሰብ እናፍረሰ ነቲ ሕብረተሰብ ዘንጸባርቕ ስራሕ ከምዝሰርሐ ከኣ'ዩ ዝሓስብ ! ነቲ ክብሎ ዝደሊ ሓሳባት ከማን ብግቡእ ከመሓላልፍ ዘይክእል ዓባስ ሰብ'ዩ ! ብዝኾነ ካብዚ ዝተረዳእኩዎ ነገር እንተሃልዩ ስነጥበብ ሃገርና ዘራይ ሰኢኑ መዐንደሪ ናይ ከምዚኦም ደኣ መሰሉ ዘይሓላፍነታውያንን ዘይሞያውያንን ሰባት ኮይኑ ከምዘሎ እዩ ! እዚ ከኣ ኣዝዩ ዘጉሂ እዩ !
ብጣዕሚ ተባዕ በዓል መትከል ከማኻ ይብዝሑ!!! በሎም ሕመሎም ነዞም ሰነፋት ጸየቕቲ ባህልና ።
ናይ ባሓቂ በልሕ መስተውዓሊ ኣብዚ ዕድመ ዚ ከምዚ ዓይነት ልቦና ናይ ባሓቂ እዝግኣብሄር ኣምላኽ ዕድመይሃብካ ዝሓወይ
ዳኒ ወዲ መምህር፥ role-model to Eritrean & Tigrean people! You are leading by example at such young age! God bless!
ሓቂ ብሓቂ 100% ዳኒ።ንዕኡ ጥራይ ዘይኮነስ ነዓና ውን ሚሂርካና።Tnx😊
ኡፍፍፍ ክትገልጾ ቃል ዘይትረኽበሉ ጸግዒ ጥበብን ክብርን ዝኾነ ወዲ መምህር ኣገናዕ ኢለካ ኣለኹ። ቀጽሎ ብዝሓየለ መልክዑ። ከም ስነ ጥበባዊ ሰብ ኣኪብካ ከምዚ ዓይነት ጽዩፍ ንምስምዑ ዘጽልእ ባዕለገ ዘረባ ክብሪ ሕብረተሰብ ዘይብሉ ሰነፍ ኣተሓሳስባ ከመይ ገይሩ ዳይረክተር ኮይኑ እህህ። ተዘሕፍረካ ብመንእሰይ ምቅላድካ የሕፍር። መንእሰይ ማለት ግዙእ መስተን ጾታዊ ስምዒቱን ማለት ኢዩ ምባል ዓቅሚ ኣተሓሳስባኻ ኢዩ። መንእሰይ ናይ ለውጢ ሓይሊ ኢዩ ብዓል በሊሕ ኣእምሮን ብሩህ መጻእን።
Great job Dani you are the best teacher. I hope eritrean young generation learn from your videos and keep up. Happy new year and beal lidet⛪🙏🇪🇷🇪🇷
አቤት አገላልጻ ዳኒ ሐወይ እግዚኣቢሔር ይባርኽካ ተስፋ ኣለኒ ኣብ ዝለዓለ ደረጃ ክትበጽሕ ቀጽሎ ዳኒ ሓወይ
ጅግና ኢለካ ኣነ: ብዛዕባ ትግርኛ ቃንቃ ኣመታ ግበር ማይናስ ዝበሃል ወዲ ኣብዛ ዝሓለፈት ፊልም ቶታል ክርድአኒ ኣይከኣለን ኣነ በጃካ ገለ በለና ወዲ መምህር👍🏾👍🏾👍🏾
Dani hawey thanks ጽብቕ ገሊጽካዮ።ናይ ማይናስ እባ ኣምጽኣልና በጃኻ ክጽበየካ የ።እቲ ቀንዲ ባህሊ ዘባላሹ ዘሎ ሰብ እዩ።
Nay bhaike nay ezi maynas dyom zeblewo amxalna bejaka
ብጣዓሚ ንፉዕ መንእሰይ ኣምላኽ ዕድሜን ጥዕናን ይሃብካ
you are a brave and smart boy, thanks again for everything 👍.I wish you all a Merry Christmas and a Happy New Year 🎆 guys.
እድመ ጥዕናን ይሃብካ ዳኒ ወዲ መምህር ተባረክ
ዓሽ ወዲ መምህር ረኽብካኒ ፡ቅድምሕጂ ስምዓያ ነይረ ፡ብጣዕሚ ድማ ሓዝነ ፡ ንዓና ዝድልያና ከማኻ በሊሕ ቡስ የድልይና ኣሎ ኣጆካ ቀጽሎ!!!
እዋይ ሓወይ ካብ Directing ሲ ቅድሲ ማርያም ምኻድ መድለዮ ምሕረት የውርደሉ ስለቲ ዘይ ውርዙይ ኣዘራርብኡን ኣተሓሳስብኡ የደንግጸካ .... Thank you Dani hawey I am proud of you!!!!!!
ዳኒ ናይሕማመይ እንካዕ ብሰላም መፃካ ❤️💞
ዘዝሓለፈ ደንቆሮ እዩ ዝጻወተሉ ዘሎ ህዝብና። ጽቡቕ ገይርካ መሊስካሉ ዳኒ። እዞም ስነጥበብ ንሰርሕ ኣለና ዝብሉ ደቂ ዘመን ሓደ እዋን ክንዋራረድ ኢና።
ygermeka eyu ezis kea enber fruy donkoron hasawn eyu
ዓጋመ
@@adilabdulkadir9047 እሂ'ታ ዓኩዋር መዓኮሩ ሓጺቡ ኢዱ ዘርስሕ።
@@TwYakob ዓጋመ😂😂😂😂😂😂😂
@@TwYakob ዓጋመ ሳሕሳሕ ለኽባጥ ክስታናይ ቆንዳፍ
በሎም #ወዲ መምህር ነዞም ጸረ ባህሊ ትግርኛ ዝኾኑ ዳይረክተራት ኢና በሃልቲ ገና ሞኒተር ከማን ዘይኣኸሉ በሃማት። ብዝኾነ ርሑስ ሓድሽ ዓመት ዓመትካ ይግበራ ወዲ መምህረይ ጅግና፧፨
ጅግና ብሓቂ ተባዕ ዝኮንካ መንእሰይ ኣጆካ
ሰላም ተኸታተልትን ኣፍቀርትን ማህደር ፕሮዳክሽን፣ ንዕቤትን ስፍሓትን መደባት ማህደር ፕሮዳክሽን ክተበርክቱ ምስ እትደልዩ ኣብዚ መላግቦ ብምጽቃጥ ክትሓብሩና ትኽእሉ ኢኹም። ንእትገብሩዎ ኩለንትናዊ ድጋፍ ኣቐዲምና ነመስግን🤗!www.patreon.com/Mahderproduction?fan_landing=true
ዳኒ ንምንታይ ግን ንማይናስ ሪኢካ ከምዘይራኣካ ስቅ ኢልካ ማይናስ ወዲ ሽቅ እንዳበለ ባህሊ ብልል ኣቢልዋ እዩ ኣርሞ በጃኻ ።
@@rabababamrabababam5500 bravo ysamame eye ms hasabka ab qexali knxbeyo ena
ነቲ ነውሪ ክብሩ ማይናስ ካኣ ኣርሞ እስኪ ሰብ ተኾነ
ቅሰን ወዲ መምህር !
ም
Waw Abet Belhi Neberelna 🎉💯❤️🇪🇷
ዳኒተይ ሓደ -ክንዲ "ሽሕ። ጫፍ ብልሒ 💎🔥 ንኩላትና አቀንዚዩናን አገሪሙናን ከምኡውን እንታይ ይብል አሎ ብዝብ አደንጺዩና ዝነበረ ዘረባዩ ሞ ሕልፊ ትርፊ መሊስካሉ ....ናሓደርካ ዓምብብ 🌍
ወዲ መምህር ጅግና ከማኻ ይብዝሑ 🙏🏻🙏🏻🙏🏻
ጎበዝ ጽቡቕ መግለጺ ኢኻ ሂብካ::
Kemzi kemey seb yhlu do ykewun kab tzrgah leli 10 gize semieya . Kemu wun hmaq ksmani enkelo nay wedi memhr videotat eye zseme .Mknyatu tbatu :blhu kemu wun artiklet bzrdaka azerarba sile ztqem bahta eyu zsmani bzkone edme yhabka neana nknrebh .bravo ❤❤❤❤
ኣንቱም ሰባት ከማይ ዶ ትኮኑ ብ ጋሂ ጣዕ ኢለባህልና እንዳ ረኣናያ ትፈርስ ኣላ ብሰንኪ እዚ ርእሲ ኩባያ 😭😥
ኣጆካ ኣይትፈርስን ኢያ ።
ዋላ ኣነ ብጣዕሚ የ ዝሓዝን ኣንታ ነዚ ጉሓፍ ማይናስ ዓገብ ዘይንብሎ ንዳኒ ዘይከውን ሽልማት ሂቦሞ ብቀዳማይ እዞም ናይ ኣፍሪቃ ኣዋርስ ወዲ ሹቅ ትብል ባህላዊ ወራር ጀሚሩ ባህሊ ኣሰቢብዋ
izi wedi bhigi hibreteseb kithaz kihtet alw ?
ክብረት የሃብካ ዳኒ 🎉
እዚ ስነ ጥበብ ዘይኮነሲ ስነ ግህሰት ስነ ሓጥያት ስነ ጥፍኣት ስነ ውርደት ስነ ሞት ጥበብ ማለት ፋሪሃ እግዚኣብሄር እዩ ።
ትኽክል ጥበብ ማለት ፍርሃት እዚግኣቢሄር ኢዩ እዚ ግን ጥራሕካ ምውጻእ ከም ምዕባለ ወይ ድማ ከም ጽቡቅ ነገር ጌሩ ኢዩ ወሲድዎ ዘሎ ጽባሕ ብምብራስ ባህሊ ክንከሶ ምካና ኣይፈለጠን ዘሎ ኣብ መወዳእታ ግን ንሓፍቱ ጥራሕ ነብሳ ክሊፕ የስርሓያሞ እቲ ግብረ መልሲ ናይ ህዝቢ ኣብ ሓፍቱ ክሪኦ ምእንቲ ።
ዳኒ በሊሕ መንእሰይ ኣምላክ ወወሲኹ ፍልጠትን ጥበብን ይወስኸልካ ዝሓወይ
እግዚኣብሄር ክብሪ ይብሃካ ወዲመምህር
እግዚአብሔር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃቢካ ወዲ መምህር ኣንበሳ ዳኑ ሽኮር
እግዚኣብሄር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ብሊሕ ቡሉጽ ወዲ ኤረይይይ
I am so glad to see such a brilliant yang man! Wedi Memhir you are an amazing person keep the good job you doing,
ኣንታ ኣነ ገሪምኒ ዘሎ ናቱ ዘይኮነ ናይ ሰዓብቱ እዩ!!! ክንድዚ ዘኣክል ጓሓፍ ሓሳብ ሒዙ'ስ ዳርክተር እየ ከኣ ይብል። ምግራመይ ወዲኤ! ብዝኾነ ዳኒተይ ሽኮር ኣድሪርካኒ እንጌራ እዝጊ ብላዕ።
Thank you so much for this educational video. Be safe Danny!
Love this dani! 2000 like 0 dislikes what an amazing young teacher!! Everyone is down with the idea.
How do you know 0 dislike? Because it doesn't show the dislike figure
@@mahdereyemane2330 hahhahahhahah
@@mahdereyemane2330 he doesn't know anything about the comment it doesn't appear
@@brhaneabrham2543 አቤት ሰብ ከተቋናጽብ
@@semharkahsay1946 I don't get it
ኣሰይይይይ ዘክብርካ ሓወይ እግዚአብሔር ዕደመ ጥዕና ይሃብለይ ፅብቅ ገይረካ ወዲ ምመህረ ጠረይ ዘይኮነ ብዓለካ ምመህራ ኣካ ብሓቂ ለባምይ ነሓቂ ሓዛ
ናይ ብሓቂ ጅግና ወዲ መምህር ከምዚ ዓይነት ርኹስ ሓሳብ ሒዞም ከኣ ስነ ጥበበኛታት ኢና ይብሉ ከይሓፈሩ።
ናይ ባሓቂ ወዲ መምህረ ከማኻ ይበዘሐለና 😍 እዚኦም ባሀለና ከተፎኦ አዪም ቅጹሎ 😊😊
Wishing you a lovely Christmas season ,The gift of love. The gift of peace. The gift of happiness. May all these be yours at Christmas and a very Happy New Year!
Fili
@@danilove9182 danino
@@filmonghide26 wo bist du
ኣቱም ሳባት ክትመሃሩ ኢልኩም እንዳ ከድኩም ከመይ ጌርኩም ኢኩም ትጋገዩ ማለት እዚ ፊልሞን ዝበሃል ኣብዚ ☝️☝️☝️ላዕሊ ደሎ ሰብ ዝብሎ ድሎ ከይገረመኒ ኣይተረፈን ክሪስማስ ኣበይ ኢካ ትፈልጦ ብዛዕባ ክሪስማስ ከ ክንደይ ዝከውን ኣፍልጦ እዩ ደለካ🤔 ብዝኮነ ንስካ ውን ካብዚ ዳኒ ዝዛረበሉ ደሎ ወዲ መፍለይ የብልካን!
@@ባህራንተስፍይ ቅድሚ ኹሉ ሰላም ክብለካ ደስ ይብለኒ.ክንመሃር ዲና ካልእ ንነፍስወከፍ ዝርኢ"ተዓዛቢ" ይምልከት. ደሓር ድማ ኣብ christmas መዓልቲ ስለ ዘውረዳ ሰላም ኢለ. ዝተረፈ ካልእ እንታይ ኣፍልጦ ኣለካ ንምኻን ብዛዕባ Xmas ክትብል ግ ናትካ ኣባሃላውን ከይገረመኒ ኣይተረፈን ክቡር ሓው. ካልእ Xmas እንተ ኣሎ ድማ ካብዚ ወጻኢ ትፈልጦ ሓብረና እዚስ ኣሚነዮ ክነብሮ ዝጽዕር ዘለኹ እየ. ዝተረፈ ንስኻውን ኣካል ዳኒ ዝብሎ ከይትኸውን ንቃሕ.
ወዲ መምህር ኣምላክ ይባርካ ፡በእምነትናን ባህልናንን ነውራማት ዝኮኑ ከም ጽቡቅ ወሲዶም መንእሰያት ዘባላሽዉ ዘለዉ ዳይረክተራት ኢና በሃልቲ ኣጆካ ኣጋልጾም።
እዚ ሰብ'ዚ ብሕጊ ክታሓዝ ኣለዎ፡ ባህሊ ሕብረተሰብና ጠቕሊሉ ክጠፍእ ዝሰርሕ ዘሎ ምህሙን መንእሰይ ዩ፡ ብሕጊ ክሕተት ኣለዎ
yes you are right kemziom asha dnkurna hizom hizbi ybklu
Nayzisi fluy ka fetat
ኣሰይ ዳኒ ወደይ ኩርዓተይ ከመይ ድየ ዝፈትወካ ናይ ባሓቂ ተባዕ መንእሰይ ኢካ። ታዓወት
💪🏾❤️ኩሉ ኣዘራርባኻስ በቃ ጽቡቕ ኢኻ ትሰማማዓኒ.
ዳኒ ብጣዕሚ ኢና ነመስግነካ። 👌 ብዙሕ ነገራት ተስተኻክል ከምዘለካ መሰኻክር ኢና።
ናይ ብሓቂ ደስ ዘብል ድፍረትካ ደስ ኢልኒ ቀጽሎ ዳኒ ሓወይ
ድፍረቱ ጥራይ ዘይኮነ ብቅዓቱን ብስለቱን ከማን
ወዲ መምህር ነዞም ዝንቡዓት ሰባት ሓንሳብን ንሓዋሩን ከም ዳይኖሶር ተጥፍኦም ከም ዘለካ ክትፈልጥ ይግባአ። ጻማካን ጻማ ሕብረተሰብናን ትረክብ ኣለካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ክብሪ ይግባኣካ ሓወይ።
ዳኒዳኒ ዳኒ ኣነ ብዝሓዝኽዎ ቴልፎን ጌረ ሳብስክራይብ ክገብረልካ ምኻነይ በዚ ኣጋጣሚ ክሕብረካ ይፈቱ ክሳብ ንባህልናን ንዕቤትናን ንጌጋ ጌጋ እዳበልካ ትቃለስ ክሳብ ዘለኻ thank you dani
ኡይ ኢዚኣም ድዪም ስነ ጥበብኘታትና 😭😭😭😭ወዲ ሙምህር ግን የቀንየልና ሩሑስ ሓዱሽ ዓመት ከኣ ዝሓወይ
ንማይናስ እዚ ጸያቂ ባህሊ ውን ከምዚኣ ተድልዮ ኣላ ዳኒ ቀጽሎ ኣይትታሓለል ኢካ።
ቀዲ ባህሊ ዘባላሹ ዘሎ ደኣ ማይናስ እዱ
@@egeg4900 ናይ ብሓቂ 👍
@@egeg4900 ya biravo 💯
ዳኒ ሽኮር ጫፍ ብልሒ እግዚአብሔር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ
@@adilabdulkadir9047 why you interesting you are no body it's not about your culture
@@ኣብርሃምጽዮን funny but i am from eritrea asmara who are you to ask dump
@@ኣብርሃምጽዮን you must be ዓጋመ
@@adilabdulkadir9047 but you're ዓካር ኣስላማይ
ነመስግን 💞👌
ዋው ወዲ መምህር ፡ እዚ ዳንኤል ኣብርሃ ኣዝዩ ዝሃውተተን እቲ ኣዝዩ ጽዩቕ ኣባሃህልኡ ክሕለፍ ዘይብሉ ዘይእሩምን ባዶ ርእሱ ዘርኣየ መደብ ኣቅሪብካልና፡።ቐንየልና
ይበል ኣእሞሮ ወዲ መምህር እግዚአብሔር አምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃበካ ❤❤💝 ታሞ ትዓዘብቲ ገርምውም😁🤭🤭🤭ኩሎም ኣፍም 🙅♂️ሒዙም
Wedi senafe eyu eko 🤪🤪🤪smartboy mshi do 😁😁😁
ርሑስ በዓል ልደትን ዓመተ ዕብየትን ይግበረልና ኩቡር ሓው ዳኒ።
ጅግና ዳኒየይ ፅብቅ ጊርካ ሓደ ክንዲ ሺሕ ኢካ❤😍
ብጣዕሚ ጽቡቅ ኣርእስቲ ዳኒ ሓወይ ድፍረትካን ትብዓትካን ገሪሙኒ
ንቁሕ በሊሕ መንእሰይ ከም ኣቦታቱ ኣጆኻ በርትዕ
ከጉህየካ😞😞 ሓሳቡዳኒ ወዲ መምህር Great job❤
ምግራመይ ዘወዳኣኒ ሰብ እዩ🤔🙄Thanks danitey🙏
እግዚኣብሄር ነዚ ህዝቢ ባህሉን ወግዑን ተሸርሺሩ ንኸይጠፍእ ብኹሉንትንኡ ብሱልን ተባዕን ወዲ መምህር ብምፍጣሩ እግዚኣብሄር ዝተመስገነ ይኹን።ንዳኒ ወዲ መምህር ንፍትሕን ሓቅን ንድሕነትን ንባህልናን ወግዕናን ብዓቢኡ ድማ መንእሰያትና ንኸጥፍኡ ብፍላጥን ብረብሓን ደው ንዝበሉ ተቢዑ ንዝዋጋእ ዘሎ ብሉጽ መንእሰይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ። ብሉጽን ክቡሩን ሓው።
ዳኒ ሓወይ መድሕን! ዳኒኤል ኣብርሃ ብሓቂ ክንድዚኦም መንእሰያትና ኣኪቡ ዝሙት ክምህሮም ሕርር ኩምትር ዘብል ኣጋጣሚ ዩ።
Tekekel heysa coment Dani best smart bro Good work keep it up,,,...
እዚ ወዲ ናይ ባሓቂ ኢዩ ብዕሉግ ነውሪ ክብሩወዲ መምህር ግን ኣምላክ ወለድና የክብርካ ክቡር ሰብ ኢኻ
መንእሰይ ዳኒ ዕበየለይ ንፉዕ መንእሰይ ።
ኣነስ ሓፊረ ብኡነት ሒፊረ ኣክንድኡ🙏🙏🙏🙏🙏🙏 ዳኒ ሓወይ thanks ሙውቅ ምስጋና ካብ ኣዲስ ❤🙏
ዋው ብጣዕሚ ንፉዕ ድዲ መምህር ቀጽሎ ኣጆካ
ለባም ዝሓወይ ኣጆኻ ቀጽለሉ ብዙሕ ይተርፈካ
ጅግና ዳኒ ሕውይ
ኣነ ብጣዕሚ እየ ጉህየ ዘለኹ በጃኹም ነዚ ሰብ ስእሉ ጌርና ካብ ስራሕ ደው ከብል ከምዘለዎ ተቃውሞ ንግበር ክቅጽሎ እየ ከኣ ይብል ስለ ዘሎ ገለ ንግበር ዓሕ ብደቂ ኣንስትዮ ክላገጽ 😢
👏 👏 👏
ዳኒ ሓወይ ናይ ብሓቂ መግለጺ ቃላት ስኢነልካ 👌.ከምዚኦም ጻህያይ ስነ ጥበብ ዝኾኑ ዓይነት ሰባት ንክስልጥኑ ዕድል ኢኻ ክትቦም ዘይብልካ. ከይዓበዩ ካብ ስሮም ከትምሕዎም ጥራይ ዩ ዘለካ :: ብዝኾነ ኣጆኻ በርትዕ ቀጽሎ. ከማኻ ዓይነት መንእሰያት እዮም ዘድልዩና ዘለዉ ::
ፅቡቅ ገርካ ኢካ ገሊፅካዮ ዳኒ ሓወይ ቀፅልለሉ
ዋው ወዲ መምህር በርትዕ
እንቋዕ ብደሓን መጻኻ።ዳኒ ሓወይ ክብረት ይሃብካ። ንባህልና ብግቡእ ዘጽናዕካን ዝተላበስካን ሰብ ኢኻ። ባህሊ ኣብ ሕብረተ-ሰብ ብምዕባይ ኢኻ ትመሃሮ። ንሕና ግን ዕድል ዲና ዘይገበርና ወይስ ልዕሊ መጠን ሰኒፍና፡ ባህልና ብግቡእ ከነንጸባርቖን ክንፈልጦን ኣይከኣልናን። ስለዚ ኣፍልጦ ብዛዕባ ባህልና ብከመይ ከምነዕቢ እንተትሕብረና ጽቡቅ ኔሩ።
Nay bhaike xebkite hasab eya bro ye
ናይ በሓቂ ክትምስገን ዝግበኣካ ነዚ ኩሉ ትገብሮ ዘለካ ምንቅቃሕን ንስካ ሓደ ባህልን ልምድን ከይ ጠፍእ ትቃለስ ዘለካ
ምናልባት ሰትዩ ነሩ ከይኸውን"!!!!እምበር ከ ንሕብረተ-ሰብና ይፈልጦ ድዩ፡ ኣብ ክንድኡ ንሕና ሓፊርና ብሓቂ"!!!!!
Wedi Memhir jigna! Kalat eyu ziehdeni. Egziabher yibarikka!
ኣንታ ዳኒ ሓወይ ከንደይከ ከፈንፍነካ እዩ ኣዘራርቡኡ ከኣ ይቀርጸካ ናይ ብሓቂ ጽቡቅ ስራሕ
ብጣዕሚ ጽቡቕ መልሲ
ወዲ መምህር ጅግና በሎም ነዞም ነቀዝ ባህልና።
ወዲ መምህር ሓየት፡ መቸም እዞም ውርዙያትን ማሃዝትን ዝሓደጉልና ዘኹርዕ ክብርታትን ባዓቢኡ ቃንቃና፡ ኽዓኑ ኣምላኽ ስቕ ኢሉ ኣይሓደጎን ከምዚከማኻ የብዝሓልና👑🙏🏽
ሰላም ዳኒ ወዲ መ ምህር,እገርም የጉሂን እዩ ካብዚ ባዶሽ ዝኾነ አተሓሳስባሰ መአዲ ኮን ንገለ ገለ ንኸዉን? በል ዳኒ ወዲ መ ምህር አጆከኻ ብደንቁርናና አይሰልክኻ ድሕሪ ነዊሕ ድኻምን ቃልሰን ፍረ ጻዕርኻ ክትርእዮ ኢኻ.ሰለዚ አምላኽ ዕድመን ጥዕናን ደአ ይሃበልና.ርሑስ በዓል. ልደት እግበረልና.
ከማካ ዝበለ ይብዛሕ ዳኒ ሓወይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ። ባዓልዚ'ዮም መናእሰያትና ዝጽይቁዮም ዘለዉ😔😥።
ናይ ብሓቂ ወዲ መምህር ኢኻ የሐጉስካና plz ገለኹም ኢንተርቪው ኣግብርዎ ካበይ ዩ መጽዩ እዚ ኩሉ ልቦና!
ወዲ መምህረ 💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕
ወዲመምህር ጅግና በሊሕ ትኽክለኛ ህዝቢ ትግርኛ ዝውክል ሰብ ኢኻ ኩሉ ትፈልጥ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
ጽቡቅ ስራሕ ወዲ መምህር ጅግና።
ወዲ መምህር ጥራይ ዘይኮንካስ ባዕልካ መምህር ኢካ ኣጆካ ቀፅሎ 😘
ኣብ ሂወተይ ካብ ዝራእክዎም እንኮ በሊሕ መንእሰይ ሃገርና ❤️🇪🇷❤️
Nay bhqei 👑👑👑👑👑
Bhaki meselchew !!!
ወዲ መምህር እንጀራ እዝጊ ብላዕ!!ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ።እቶም ስነ ጥበባውያን ድማ ንግዝያዊ ረብሓኩም ክትብሉ ነዚ ኩቡር ባህሊ ዘይመልክዑ ኣይተትሕዝዎ።ኣብ ዓውዲ ስነ ጥበብ ከም ደስ ዝበለካን ከም ዝመሰለካን ክትከይድ ኣይከኣልን ኢዩ።ኣብ ውሽጢ ባህልን ስነ ምግባርን ሕብረተሰብ ኮንኳ ኢካ ብጥንቃቀን ምስትውዓልን ዝስራሕ።
ኤርትራዉያን የሕዋተይ እዚ ዳኒኤል መግለጺና ኣይኮነን።ብፍላይ ደቂ ኣንስትዮ ኣሓተይ ታ ሽፍንቲ ሕፍርቲ ከመደይ ያ ክብርቲ ተደላይት፡፡ዕርቃና ትኸፍት ዝዓበደት ክብራ ዘጉደለት ያ መዕበይኣ ዝበደላ ያ ትብሃል፡፡
ብጣዓሚ በሊሕን መስትወዓሊ ጅግና እካ ህዝብ ትግርኛ ደማ ባህሉን ክብርቱን ሓልዪ ዝከይድ ስብ እዪ
በስመኣብ ክትበልሕ ወዲ መምህር💚😊
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ🙏🙏🙏
ኣቤት ድፍረት ናይ ባሓቂ ወዲ መምህረይ ጅግና ከማኻ ይብዛሑ ❤::
Teshlwo endy kk
@@kevindavis9419 nkgermeka mara eye texebyeyo
ናይ ምንታይ ድፍረት.?
ወዲ መምህር ኢድመን ጢናን የሃብካ ሙዕቡል መንእሰይ
ብልክዕ ኢካ ዘለኻ ዳኒ ወዲ መምህር
ጽቡቅ ተግስጾ ወዲ መምህር፡ለካ ነዚ ደርፊ ዓድና ጸሊእናዮ ዘለና ባዓልዚ ዘበላሸይዎ ኢዩ keep up
ናይዚ ዳኒኤል ዘረባ ምስ ሰማዕኩዋ ክጽበየካ ኢየ ጸኒሐ ብጣዕሚ ጽቡቅ ዳኒ ሓወይ ኣውሒድካሉ ከማን ብጣዕሚ የመስግነካ ዳኒ ሃወይ
_ብሓቂ መም ኢካ ዳኒ ኣምላክ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብዃ♥️_
እንጀራ እዝጊ ብላዕ 🙏🏻 ከማኻ 1000 ይወለዱ ዳኒ ኣንበሳ 🙌👏❤️
ወዲ መምህር ጅግና መንእሰይ ትግራይን ኤርትራን ቡዙሕ ኢና ንመሃር የቐንየልና ኩቡር ሓው
ቀፅለሉ 🙏🏻
Yeblkumun deyom zemheru ab tigray. Anyway don’t worry 😉 temahirkum seltinkum terah idena aytsebruna 😂
@@gma6633 ኣብ ስነ-ጥበብ ንሕና ንሓይሽ ኔርና ኢና፥ ትግራወት ከኣ ኣብ poletika ይሕሹ
@@gma6633 ወዲ መምህር እኮ ትግራዋይ እዩ። ንሕና ዋላ ኣብ ኤርትራ ንወለድ፣ መጀመርያ ተጋሩ ኢና። እዚ ግን ብቐሊሉ ዝዋሓጥ ሓቂ ኣይኮነን።
ብሓቂ ኣገዳሲ ኣርእስት አዩ ክብረት ይሃብካ ዳኒ ሓውና!!!
ብራቮ ዳኒ !
ናይ ብሓቂ ኩሉ እቲ ዘሕርቐና ዝነበረ ቪድዮ ክሊፓት በዓል'ዚ ዝሰርሑዎ ክኸውን ኣለዎ ! እዚ ሰብ'ዚ ካብ ስነጥበብ ሃገርና ክስጎግ ዘለዎ ሰብ'ዩ ! እቲ ርእሱ እንታይ መሊኡ ከምዘሎ ክርድኣኒ ኣይከኣለን ! ክብርታት ሕብረተሰብ እናፍረሰ ነቲ ሕብረተሰብ ዘንጸባርቕ ስራሕ ከምዝሰርሐ ከኣ'ዩ ዝሓስብ ! ነቲ ክብሎ ዝደሊ ሓሳባት ከማን ብግቡእ ከመሓላልፍ ዘይክእል ዓባስ ሰብ'ዩ ! ብዝኾነ ካብዚ ዝተረዳእኩዎ ነገር እንተሃልዩ ስነጥበብ ሃገርና ዘራይ ሰኢኑ መዐንደሪ ናይ ከምዚኦም ደኣ መሰሉ ዘይሓላፍነታውያንን ዘይሞያውያንን ሰባት ኮይኑ ከምዘሎ እዩ ! እዚ ከኣ ኣዝዩ ዘጉሂ እዩ !
ብጣዕሚ ተባዕ በዓል መትከል ከማኻ ይብዝሑ!!! በሎም ሕመሎም ነዞም ሰነፋት ጸየቕቲ ባህልና ።
ናይ ባሓቂ በልሕ መስተውዓሊ ኣብዚ ዕድመ ዚ ከምዚ ዓይነት ልቦና ናይ ባሓቂ እዝግኣብሄር ኣምላኽ ዕድመይሃብካ ዝሓወይ
ዳኒ ወዲ መምህር፥ role-model to Eritrean & Tigrean people! You are leading by example at such young age! God bless!
ሓቂ ብሓቂ 100% ዳኒ።
ንዕኡ ጥራይ ዘይኮነስ ነዓና ውን ሚሂርካና።
Tnx😊
ኡፍፍፍ ክትገልጾ ቃል ዘይትረኽበሉ ጸግዒ ጥበብን ክብርን ዝኾነ ወዲ መምህር ኣገናዕ ኢለካ ኣለኹ። ቀጽሎ ብዝሓየለ መልክዑ። ከም ስነ ጥበባዊ ሰብ ኣኪብካ ከምዚ ዓይነት ጽዩፍ ንምስምዑ ዘጽልእ ባዕለገ ዘረባ ክብሪ ሕብረተሰብ ዘይብሉ ሰነፍ ኣተሓሳስባ ከመይ ገይሩ ዳይረክተር ኮይኑ እህህ። ተዘሕፍረካ ብመንእሰይ ምቅላድካ የሕፍር። መንእሰይ ማለት ግዙእ መስተን ጾታዊ ስምዒቱን ማለት ኢዩ ምባል ዓቅሚ ኣተሓሳስባኻ ኢዩ። መንእሰይ ናይ ለውጢ ሓይሊ ኢዩ ብዓል በሊሕ ኣእምሮን ብሩህ መጻእን።
Great job Dani you are the best teacher. I hope eritrean young generation learn from your videos and keep up.
Happy new year and beal lidet⛪🙏🇪🇷🇪🇷
አቤት አገላልጻ ዳኒ ሐወይ እግዚኣቢሔር ይባርኽካ ተስፋ ኣለኒ ኣብ ዝለዓለ ደረጃ ክትበጽሕ ቀጽሎ ዳኒ ሓወይ
ጅግና ኢለካ ኣነ: ብዛዕባ ትግርኛ ቃንቃ ኣመታ ግበር ማይናስ ዝበሃል ወዲ ኣብዛ ዝሓለፈት ፊልም ቶታል ክርድአኒ ኣይከኣለን ኣነ በጃካ ገለ በለና ወዲ መምህር👍🏾👍🏾👍🏾
Dani hawey thanks ጽብቕ ገሊጽካዮ።
ናይ ማይናስ እባ ኣምጽኣልና በጃኻ ክጽበየካ የ።
እቲ ቀንዲ ባህሊ ዘባላሹ ዘሎ ሰብ እዩ።
Nay bhaike nay ezi maynas dyom zeblewo amxalna bejaka
ብጣዓሚ ንፉዕ መንእሰይ ኣምላኽ ዕድሜን ጥዕናን ይሃብካ
you are a brave and smart boy, thanks again for everything 👍.
I wish you all a Merry Christmas and a Happy New Year 🎆 guys.
እድመ ጥዕናን ይሃብካ ዳኒ ወዲ መምህር ተባረክ
ዓሽ ወዲ መምህር ረኽብካኒ ፡ቅድምሕጂ ስምዓያ ነይረ ፡ብጣዕሚ ድማ ሓዝነ ፡ ንዓና ዝድልያና ከማኻ በሊሕ ቡስ የድልይና ኣሎ ኣጆካ ቀጽሎ!!!
እዋይ ሓወይ ካብ Directing ሲ ቅድሲ ማርያም ምኻድ መድለዮ ምሕረት የውርደሉ ስለቲ ዘይ ውርዙይ ኣዘራርብኡን ኣተሓሳስብኡ የደንግጸካ .... Thank you Dani hawey I am proud of you!!!!!!
ዳኒ ናይሕማመይ እንካዕ ብሰላም መፃካ ❤️💞
ዘዝሓለፈ ደንቆሮ እዩ ዝጻወተሉ ዘሎ ህዝብና። ጽቡቕ ገይርካ መሊስካሉ ዳኒ። እዞም ስነጥበብ ንሰርሕ ኣለና ዝብሉ ደቂ ዘመን ሓደ እዋን ክንዋራረድ ኢና።
ygermeka eyu ezis kea enber fruy donkoron hasawn eyu
ዓጋመ
@@adilabdulkadir9047 እሂ'ታ ዓኩዋር መዓኮሩ ሓጺቡ ኢዱ ዘርስሕ።
@@TwYakob ዓጋመ😂😂😂😂😂😂😂
@@TwYakob ዓጋመ ሳሕሳሕ ለኽባጥ ክስታናይ ቆንዳፍ
በሎም #ወዲ መምህር ነዞም ጸረ ባህሊ ትግርኛ ዝኾኑ ዳይረክተራት ኢና በሃልቲ ገና ሞኒተር ከማን ዘይኣኸሉ በሃማት። ብዝኾነ ርሑስ ሓድሽ ዓመት ዓመትካ ይግበራ ወዲ መምህረይ ጅግና፧፨
ጅግና ብሓቂ ተባዕ ዝኮንካ መንእሰይ ኣጆካ
ሰላም ተኸታተልትን ኣፍቀርትን ማህደር ፕሮዳክሽን፣ ንዕቤትን ስፍሓትን መደባት ማህደር ፕሮዳክሽን ክተበርክቱ ምስ እትደልዩ ኣብዚ መላግቦ ብምጽቃጥ ክትሓብሩና ትኽእሉ ኢኹም።
ንእትገብሩዎ ኩለንትናዊ ድጋፍ ኣቐዲምና ነመስግን🤗!
www.patreon.com/Mahderproduction?fan_landing=true
ዳኒ ንምንታይ ግን ንማይናስ ሪኢካ ከምዘይራኣካ ስቅ ኢልካ ማይናስ ወዲ ሽቅ እንዳበለ ባህሊ ብልል ኣቢልዋ እዩ ኣርሞ በጃኻ ።
@@rabababamrabababam5500 bravo ysamame eye ms hasabka ab qexali knxbeyo ena
ነቲ ነውሪ ክብሩ ማይናስ ካኣ ኣርሞ እስኪ ሰብ ተኾነ
ቅሰን ወዲ መምህር !
ም
Waw Abet Belhi Neberelna 🎉💯❤️🇪🇷
ዳኒተይ ሓደ -ክንዲ "ሽሕ። ጫፍ ብልሒ 💎🔥 ንኩላትና አቀንዚዩናን አገሪሙናን ከምኡውን እንታይ ይብል አሎ ብዝብ አደንጺዩና ዝነበረ ዘረባዩ ሞ ሕልፊ ትርፊ መሊስካሉ ....ናሓደርካ ዓምብብ 🌍
ወዲ መምህር ጅግና ከማኻ ይብዝሑ 🙏🏻🙏🏻🙏🏻
ጎበዝ ጽቡቕ መግለጺ ኢኻ ሂብካ::
Kemzi kemey seb yhlu do ykewun kab tzrgah leli 10 gize semieya . Kemu wun hmaq ksmani enkelo nay wedi memhr videotat eye zseme .
Mknyatu tbatu :blhu kemu wun artiklet bzrdaka azerarba sile ztqem bahta eyu zsmani bzkone edme yhabka neana nknrebh .bravo ❤❤❤❤
ኣንቱም ሰባት ከማይ ዶ ትኮኑ
ብ ጋሂ ጣዕ ኢለ
ባህልና እንዳ ረኣናያ ትፈርስ ኣላ
ብሰንኪ እዚ ርእሲ ኩባያ 😭😥
ኣጆካ ኣይትፈርስን ኢያ ።
ዋላ ኣነ ብጣዕሚ የ ዝሓዝን ኣንታ ነዚ ጉሓፍ ማይናስ ዓገብ ዘይንብሎ ንዳኒ ዘይከውን ሽልማት ሂቦሞ ብቀዳማይ እዞም ናይ ኣፍሪቃ ኣዋርስ ወዲ ሹቅ ትብል ባህላዊ ወራር ጀሚሩ ባህሊ ኣሰቢብዋ
izi wedi bhigi hibreteseb kithaz kihtet alw ?
ክብረት የሃብካ ዳኒ 🎉
እዚ ስነ ጥበብ ዘይኮነሲ ስነ ግህሰት ስነ ሓጥያት ስነ ጥፍኣት ስነ ውርደት ስነ ሞት ጥበብ ማለት ፋሪሃ እግዚኣብሄር እዩ ።
ትኽክል ጥበብ ማለት ፍርሃት እዚግኣቢሄር ኢዩ እዚ ግን ጥራሕካ ምውጻእ ከም ምዕባለ ወይ ድማ ከም ጽቡቅ ነገር ጌሩ ኢዩ ወሲድዎ ዘሎ ጽባሕ ብምብራስ ባህሊ ክንከሶ ምካና ኣይፈለጠን ዘሎ ኣብ መወዳእታ ግን ንሓፍቱ ጥራሕ ነብሳ ክሊፕ የስርሓያሞ እቲ ግብረ መልሲ ናይ ህዝቢ ኣብ ሓፍቱ ክሪኦ ምእንቲ ።
ዳኒ በሊሕ መንእሰይ ኣምላክ ወወሲኹ ፍልጠትን ጥበብን ይወስኸልካ ዝሓወይ
እግዚኣብሄር ክብሪ ይብሃካ ወዲመምህር
እግዚአብሔር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃቢካ ወዲ መምህር ኣንበሳ ዳኑ ሽኮር
እግዚኣብሄር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ብሊሕ ቡሉጽ ወዲ ኤረይይይ
I am so glad to see such a brilliant yang man! Wedi Memhir you are an amazing person keep the good job you doing,
ኣንታ ኣነ ገሪምኒ ዘሎ ናቱ ዘይኮነ ናይ ሰዓብቱ እዩ!!!
ክንድዚ ዘኣክል ጓሓፍ ሓሳብ ሒዙ'ስ ዳርክተር እየ ከኣ ይብል። ምግራመይ ወዲኤ! ብዝኾነ ዳኒተይ ሽኮር ኣድሪርካኒ እንጌራ እዝጊ ብላዕ።
Thank you so much for this educational video. Be safe Danny!
Love this dani! 2000 like 0 dislikes what an amazing young teacher!! Everyone is down with the idea.
How do you know 0 dislike? Because it doesn't show the dislike figure
@@mahdereyemane2330 hahhahahhahah
@@mahdereyemane2330 he doesn't know anything about the comment it doesn't appear
@@brhaneabrham2543 አቤት ሰብ ከተቋናጽብ
@@semharkahsay1946 I don't get it
ኣሰይይይይ ዘክብርካ ሓወይ እግዚአብሔር ዕደመ ጥዕና ይሃብለይ ፅብቅ ገይረካ ወዲ ምመህረ ጠረይ ዘይኮነ ብዓለካ ምመህራ ኣካ ብሓቂ ለባምይ ነሓቂ ሓዛ
ናይ ብሓቂ ጅግና ወዲ መምህር ከምዚ ዓይነት ርኹስ ሓሳብ ሒዞም ከኣ ስነ ጥበበኛታት ኢና ይብሉ ከይሓፈሩ።
ናይ ባሓቂ ወዲ መምህረ ከማኻ ይበዘሐለና 😍 እዚኦም ባሀለና ከተፎኦ አዪም ቅጹሎ 😊😊
Wishing you a lovely Christmas season ,The gift of love. The gift of peace. The gift of happiness. May all these be yours at Christmas and a very Happy New Year!
Fili
@@danilove9182 danino
@@filmonghide26 wo bist du
ኣቱም ሳባት ክትመሃሩ ኢልኩም እንዳ ከድኩም ከመይ ጌርኩም ኢኩም ትጋገዩ ማለት እዚ ፊልሞን ዝበሃል ኣብዚ ☝️☝️☝️ላዕሊ ደሎ ሰብ ዝብሎ ድሎ ከይገረመኒ ኣይተረፈን ክሪስማስ ኣበይ ኢካ ትፈልጦ ብዛዕባ ክሪስማስ ከ ክንደይ ዝከውን ኣፍልጦ እዩ ደለካ🤔 ብዝኮነ ንስካ ውን ካብዚ ዳኒ ዝዛረበሉ ደሎ ወዲ መፍለይ የብልካን!
@@ባህራንተስፍይ ቅድሚ ኹሉ ሰላም ክብለካ ደስ ይብለኒ.ክንመሃር ዲና ካልእ ንነፍስወከፍ ዝርኢ"ተዓዛቢ" ይምልከት. ደሓር ድማ ኣብ christmas መዓልቲ ስለ ዘውረዳ ሰላም ኢለ. ዝተረፈ ካልእ እንታይ ኣፍልጦ ኣለካ ንምኻን ብዛዕባ Xmas ክትብል ግ ናትካ ኣባሃላውን ከይገረመኒ ኣይተረፈን ክቡር ሓው. ካልእ Xmas እንተ ኣሎ ድማ ካብዚ ወጻኢ ትፈልጦ ሓብረና እዚስ ኣሚነዮ ክነብሮ ዝጽዕር ዘለኹ እየ. ዝተረፈ ንስኻውን ኣካል ዳኒ ዝብሎ ከይትኸውን ንቃሕ.
ወዲ መምህር ኣምላክ ይባርካ ፡
በእምነትናን ባህልናንን ነውራማት ዝኮኑ ከም ጽቡቅ ወሲዶም መንእሰያት ዘባላሽዉ ዘለዉ ዳይረክተራት ኢና በሃልቲ ኣጆካ ኣጋልጾም።
እዚ ሰብ'ዚ ብሕጊ ክታሓዝ ኣለዎ፡ ባህሊ ሕብረተሰብና ጠቕሊሉ ክጠፍእ ዝሰርሕ ዘሎ ምህሙን መንእሰይ ዩ፡ ብሕጊ ክሕተት ኣለዎ
yes you are right kemziom asha dnkurna hizom hizbi ybklu
Nayzisi fluy ka fetat
ኣሰይ ዳኒ ወደይ ኩርዓተይ ከመይ ድየ ዝፈትወካ ናይ ባሓቂ ተባዕ መንእሰይ ኢካ። ታዓወት
💪🏾❤️ኩሉ ኣዘራርባኻስ በቃ ጽቡቕ ኢኻ ትሰማማዓኒ.
ዳኒ ብጣዕሚ ኢና ነመስግነካ። 👌 ብዙሕ ነገራት ተስተኻክል ከምዘለካ መሰኻክር ኢና።
ናይ ብሓቂ ደስ ዘብል ድፍረትካ ደስ ኢልኒ ቀጽሎ ዳኒ ሓወይ
ድፍረቱ ጥራይ ዘይኮነ ብቅዓቱን ብስለቱን ከማን
ወዲ መምህር ነዞም ዝንቡዓት ሰባት ሓንሳብን ንሓዋሩን ከም ዳይኖሶር ተጥፍኦም ከም ዘለካ ክትፈልጥ ይግባአ። ጻማካን ጻማ ሕብረተሰብናን ትረክብ ኣለካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ክብሪ ይግባኣካ ሓወይ።
ዳኒ
ዳኒ
ዳኒ ኣነ ብዝሓዝኽዎ ቴልፎን ጌረ ሳብስክራይብ ክገብረልካ ምኻነይ በዚ ኣጋጣሚ ክሕብረካ ይፈቱ ክሳብ ንባህልናን ንዕቤትናን ንጌጋ ጌጋ እዳበልካ ትቃለስ ክሳብ ዘለኻ thank you dani
ኡይ ኢዚኣም ድዪም ስነ ጥበብኘታትና 😭😭😭😭
ወዲ ሙምህር ግን የቀንየልና ሩሑስ ሓዱሽ ዓመት ከኣ ዝሓወይ
ንማይናስ እዚ ጸያቂ ባህሊ ውን ከምዚኣ ተድልዮ ኣላ ዳኒ ቀጽሎ ኣይትታሓለል ኢካ።
ቀዲ ባህሊ ዘባላሹ ዘሎ ደኣ ማይናስ እዱ
@@egeg4900 ናይ ብሓቂ 👍
@@egeg4900 ya biravo 💯
ዳኒ ሽኮር ጫፍ ብልሒ እግዚአብሔር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ
ዓጋመ
@@adilabdulkadir9047 why you interesting you are no body it's not about your culture
@@ኣብርሃምጽዮን funny but i am from eritrea asmara who are you to ask dump
@@ኣብርሃምጽዮን you must be ዓጋመ
@@adilabdulkadir9047 but you're ዓካር ኣስላማይ
ነመስግን 💞👌
ዋው ወዲ መምህር ፡ እዚ ዳንኤል ኣብርሃ ኣዝዩ ዝሃውተተን እቲ ኣዝዩ ጽዩቕ ኣባሃህልኡ ክሕለፍ ዘይብሉ ዘይእሩምን ባዶ ርእሱ ዘርኣየ መደብ ኣቅሪብካልና፡።
ቐንየልና
ይበል ኣእሞሮ ወዲ መምህር እግዚአብሔር አምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃበካ ❤❤💝 ታሞ ትዓዘብቲ ገርምውም😁🤭🤭🤭ኩሎም ኣፍም 🙅♂️ሒዙም
Wedi senafe eyu eko 🤪🤪🤪smartboy mshi do 😁😁😁
ርሑስ በዓል ልደትን ዓመተ ዕብየትን ይግበረልና ኩቡር ሓው ዳኒ።
ጅግና ዳኒየይ ፅብቅ ጊርካ ሓደ ክንዲ ሺሕ ኢካ❤😍
ብጣዕሚ ጽቡቅ ኣርእስቲ ዳኒ ሓወይ ድፍረትካን ትብዓትካን ገሪሙኒ
ንቁሕ በሊሕ መንእሰይ ከም ኣቦታቱ ኣጆኻ በርትዕ
ከጉህየካ😞😞 ሓሳቡ
ዳኒ ወዲ መምህር Great job❤
ምግራመይ ዘወዳኣኒ ሰብ እዩ🤔🙄Thanks danitey🙏
እግዚኣብሄር ነዚ ህዝቢ ባህሉን ወግዑን ተሸርሺሩ ንኸይጠፍእ ብኹሉንትንኡ ብሱልን ተባዕን ወዲ መምህር ብምፍጣሩ እግዚኣብሄር ዝተመስገነ ይኹን።ንዳኒ ወዲ መምህር ንፍትሕን ሓቅን ንድሕነትን ንባህልናን ወግዕናን ብዓቢኡ ድማ መንእሰያትና ንኸጥፍኡ ብፍላጥን ብረብሓን ደው ንዝበሉ ተቢዑ ንዝዋጋእ ዘሎ ብሉጽ መንእሰይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ። ብሉጽን ክቡሩን ሓው።
ዳኒ ሓወይ መድሕን! ዳኒኤል ኣብርሃ ብሓቂ ክንድዚኦም መንእሰያትና ኣኪቡ ዝሙት ክምህሮም ሕርር ኩምትር ዘብል ኣጋጣሚ ዩ።
Tekekel heysa coment Dani best smart bro Good work keep it up,,,...
እዚ ወዲ ናይ ባሓቂ ኢዩ ብዕሉግ ነውሪ ክብሩ
ወዲ መምህር ግን ኣምላክ ወለድና የክብርካ ክቡር ሰብ ኢኻ
መንእሰይ ዳኒ ዕበየለይ ንፉዕ መንእሰይ ።
ኣነስ ሓፊረ ብኡነት ሒፊረ ኣክንድኡ🙏🙏🙏🙏🙏🙏 ዳኒ ሓወይ thanks ሙውቅ ምስጋና ካብ ኣዲስ ❤🙏
ዋው ብጣዕሚ ንፉዕ ድዲ መምህር ቀጽሎ ኣጆካ
ለባም ዝሓወይ ኣጆኻ ቀጽለሉ ብዙሕ ይተርፈካ
ጅግና ዳኒ ሕውይ
ኣነ ብጣዕሚ እየ ጉህየ ዘለኹ በጃኹም ነዚ ሰብ ስእሉ ጌርና ካብ ስራሕ ደው ከብል ከምዘለዎ ተቃውሞ ንግበር ክቅጽሎ እየ ከኣ ይብል ስለ ዘሎ ገለ ንግበር ዓሕ ብደቂ ኣንስትዮ ክላገጽ 😢
👏 👏 👏
ዳኒ ሓወይ ናይ ብሓቂ መግለጺ ቃላት ስኢነልካ 👌.
ከምዚኦም ጻህያይ ስነ ጥበብ ዝኾኑ ዓይነት ሰባት ንክስልጥኑ ዕድል ኢኻ ክትቦም ዘይብልካ. ከይዓበዩ ካብ ስሮም ከትምሕዎም ጥራይ ዩ ዘለካ :: ብዝኾነ ኣጆኻ በርትዕ ቀጽሎ. ከማኻ ዓይነት መንእሰያት እዮም ዘድልዩና ዘለዉ ::
ፅቡቅ ገርካ ኢካ ገሊፅካዮ ዳኒ ሓወይ ቀፅልለሉ
ዋው ወዲ መምህር በርትዕ
እንቋዕ ብደሓን መጻኻ።
ዳኒ ሓወይ ክብረት ይሃብካ። ንባህልና ብግቡእ ዘጽናዕካን ዝተላበስካን ሰብ ኢኻ። ባህሊ ኣብ ሕብረተ-ሰብ ብምዕባይ ኢኻ ትመሃሮ። ንሕና ግን ዕድል ዲና ዘይገበርና ወይስ ልዕሊ መጠን ሰኒፍና፡ ባህልና ብግቡእ ከነንጸባርቖን ክንፈልጦን ኣይከኣልናን። ስለዚ ኣፍልጦ ብዛዕባ ባህልና ብከመይ ከምነዕቢ እንተትሕብረና ጽቡቅ ኔሩ።
Nay bhaike xebkite hasab eya bro ye
ናይ በሓቂ ክትምስገን ዝግበኣካ ነዚ ኩሉ ትገብሮ ዘለካ ምንቅቃሕን ንስካ ሓደ ባህልን ልምድን ከይ ጠፍእ ትቃለስ ዘለካ
ምናልባት ሰትዩ ነሩ ከይኸውን"!!!!
እምበር ከ ንሕብረተ-ሰብና ይፈልጦ ድዩ፡ ኣብ ክንድኡ ንሕና ሓፊርና ብሓቂ"!!!!!