Atleast he is talking about what real nationalism is,what is important is that we both progress.He is also helping the Tigrians to be free of backwardedness.
What a remarkable mind you possess - one that is astute, discerning, and grounded in reason. Your ability to articulate intricate concepts with clarity and intelligence is truly commendable. I am grateful for your willingness to elucidate these profound ideas with such precision. While I won't delve into the specifics, I simply want to express my heartfelt gratitude, dear brother. Thank you for your enlightening explanations and for sharing your profound insights.
Excellent analysis, Professor! Our people need your knowledge, skills and talent to help bridge the communication gaps we often seem to experience. Thank you!🙏🏽
Weldone Dani! What a program. I was totally mesmerized by your abilty to challenge the analyses made by the two Berekets & Henok. Keep up the great work.
We were not Eritreans before Italian colonialism created Eritrea and we did not identify as Eritreans under Italian rule. We are Habasa. Eritrea is PFDJ and PFDJ is Eritrea. You cannot separate the two no matter how hard you try.
@@heruy8274 I dont know about you but me and many of my likes we happen to know PFDJs existence after some years of independence. During the colonization era we( me, my likes and our parents ) identified our self as Eritreans, though the colonizers impose with different identities. So who are you now to tell me who I was or what identified myself, think what ever you want for yourself but dont try to impose your analogy to us.
እዚ ቆልዓ ክቱር ጽልኢ ህዝቢ ኤርትራን ታሪኹን ኣለዎ ፡ ዓዱ ውን ኣብቲ ጫፍ ስለ ዝኾነ'ዩ ስጋ ተወደቐት ሓመድ ሒዛ ትትስእ ዝብሃል ኣሎ
ዓዱ ጫፍ ስለ ዝኮነ ኤርትራውነት ብመኽንያት ኢና ጽለለ እዩ ንብሎ" እቲ ሰብኣይ ጸላኢ ነብሱ`ዩ ውን ዝበሎ ልኽዕ እዩ ንስካን ዝከማኻን ኣብነት ኣለኩም"
@@ኣዱሊሳዊ ኣልግስ ማሃይም ተማሃር ትግራዋይ እንተኮይኑ ዳኣ እንታይ ክብለካ ትጽበ ኔርካ
@@GEO.16ወዲ ጽልልቲ ዶብ ዓዱ ዶ ትብል የለኻን ጓሓፍ" ኤርትራውነት ከምዚ ከማኻ ጓሓፍ ስለ ዝኮነ ኢና ንጽየኖ።
"Pin of shame".....well done dani😂😂😂
ደንቆሮ ንዓኻን ከምዚ ከማኻን ከረድእ ኢዩ ዝደክም ዘሎ ኣታ ባሃም። ቆልዓ ትብሎ ኣለካ ከኣ ዓቢ ኢካ መስለኒ ኣታ ዓቢ ቆልዓ 😅😅 ንስካ እኮ ሕጂ ኣብዚ ምዕቡል ዓለም ትነብር ትኸውን 😢😢 ምስኪናይ ነብሲሄር ብደውካ ሞይትካ ።
💙💙Welcome ወዲ-መምህር ብሱል መንእሰይ ከማካ 1000 ሰባት'ዮም ዘድሉዩና። ዛጀኳ በርትዕዕዕ!!!💙💙
ወድ መምህር ንባዕልኻ ዉን መምህር ኢኻ ❤❤❤❤ጀግና ዝፈትዎ ወደይ ዉሉድ ብርከይ ከማኻ ንፉዕ ክኾነለይ ይምነ ❤
ካባይ ተወልድክዮ ድኣ ክከውን ኢዩ😆😆
Danke!
የቀንየልና ዳኒ!
እንታያ እዛ ምልክት ገንዘብ ፕሊስ
@@peacefortheworld2101ya genzeb donation
ሰሚዐ ከይወዳእኩ ምስ ሓሳቡ ክሰማማዕ ዝክእል ሰብ እንተሃልዩ ዳኒ ጥራይ ኢዩ ።ንዓይ እውን ዝሃነጸንን ሃገራውነት ብንጹር ክርደኣኒ ዝገበረን ሰብ ኢዩ እሞ ምስጋናይ ወሰን የብሉን ወዲ መምህር መምህረይ
የቐንየለይ😂😅
Me too i agre with you bro
🇪🇷🇪🇷🇪🇷 eritra neritrawiyan ::
@@yonas5644
Kkkk oke ወዲ ዜጋና ኣድጊ ክክ
With all due respect ምልክት ድኹምን ስምኢታዊን ሕልና ኢዩ:: try to read and do your own research in any case
ናይ በሓቂ ንቑሕ መንእሰይ... ተስፋ ኤርትራ ከም በዓል ወዲ መምህር ጅግና ኤርትራዊ... I agree with you.
Atleast he is talking about what real nationalism is,what is important is that we both progress.He is also helping the Tigrians to be free of backwardedness.
እምበረ ወዲ መምህረ👑💙
ወዲ መምህር ናይ ብሓቂ መስተውዓሊ ከማኻ ዛኣመሰሉ የብዛሓልና ቃላት ሲዒነልካ መግለጺ
እግዚአብሔር አምላክ ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ ፡
ሰላም ንሃገርናን ንጎረባብትናን ንዓለምናን።
ወዲ መምህር ነዚ ማሕበራዊ ሜዲያ ከማኻ ዓይነት ሰባት ክብሕትዎ እዩ ዝግባእ 👌💙
ZLIFLIFU?
AYTHAZELEY NSU EYU ETI HAKI!
ብሓቂ ንእሽተይን ብሱልን በልሒን መንእሰይ ኢካ ዳኒ ሓወይ ኣነ ብዙሕ ተማሂረ ካባካ ተባረክ ❤
ንወዲ መምሕር ዝንእድ ሰብ ናይ ኣእምሮ ስንክልና ዘጋጥሞ ትግራዋይ ክኸውን ኣለዎ።
ንወዲ ምምሕር ጅኒ ዘጣቅዑ ሰባት እንተልዩም ኣዝምዱም ተቀላጢፍኩም ናብ ሕክማና ስነ ኣእምሮ ውሰድዎም። ኤርትራ ድኣ ዓለም ብዓለማ ትክሰግዳላ ከም ጀመራ ኣላ። እንተ ደመኛታታ ብኹቱር ጽልኢ ኣእምሮኩም ዓዊሩ ክትሪኡ ኣይክ ኣልኩምን። ኣብ ክሕደት ኢኹም ትነብሩ ዘለኹም።
ደጊም ጽሓይ ህዝቢ ኤርትራ ደጊማ ቀደድ ኢላ ወጺኣ እያ። ጸላእታ ክኣ ሕርርርር ኩምትርርር ዝብልሉ ግዜ ኣምጺኡልና ። ጸላእቲ መንነት ሃገራውነት ህዝቢ ኤርትራ እታ ሓንቲ ክትገብርዋ እትኽእሉ ገመድ ጌሮም ትሓኒቆም ከረፍ ምባል እዩ ። ኣጋንንቲ ሲኦል ይቀበልኩም።
ብዝተረፈ ደቂ ኤረይ ምዓረይ ርሑስ ምስተንክራዊ ዝኾነ ጀጋኑ ኤረና ዝወደቅሉ ስርሒት ፈንቅል ።
ክላ ኣታ ግደፉኒ ምስ ደቂ ኤርትራ ጻዕዳ ከብዕሎ ክኸይድ ግደፉኒ። ዘልዓለማዊ ዝኽሪ ንሰማእታት ኤርትራ።
@@askalutesfagaber2281
ክትሓዊ ኢካ ስቅ ኢልካ ጥራይ ስምዓዮ ኣብ መወዳእታ ክምቅረካ ኢዩ😢
@@askalutesfagaber2281 ኣየ ሃገራውነት ክሳብ ክንድዚ አዩ ብስጭት ኣአምሮ ድፈጥር😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂
ወዲ መምህር ወትሩ ቡሉጽ ይበል ኣስተምህሮ 💙💙💙💙💙👍🏽👍🏽👍🏽👍🏽👍🏽👍🏽👍🏽💯💯💯💯
ኩሉ ኤርትራዊ ክሰምዖ ዘለዎ እዩ!
ዳኒ ብሉጽ ቐጽለሉ ሓቐኛ መንእሰይ🖤
❤❤❤
ኩሉ ኤርትራዊ ኣይትበል ኤርትራውነት ዘይስምዖም'ስ ብከመይ ኤርትራውያን ይብሃሉ ብዓል ወዲ መምህር ?
ብፍላይ ምስ በረከት ሃብተማርያም ትሰማምዑ ኣብ ናይ ወዲ መምህር like ከይትርስዑ።like like
Bereket Yowhannes hgdef enda belos እንትይ ክገብር ናብ ኣሉላ ገለ ዘክይድ ኪኢሉ ብጣዕሚ የ ተገሪመ ቀንየ።
@@akiyor3615pppppppppppppppppp😊ppp
ብጣዕሚ ጽቡቕ መልሲ ወዲ መምህር
መርሓባ ወዲ መምህር እንቃዕ ብሰላም መጻእካ
ወዲ መምህር ናይበሓቂ ወዲ መምህር እቶም ወለድኻስ ክንደይ ይኾርዑ ይኾኑ ብኣኻ፣ ዕድሜኻ ንእሽቶይ ክነስኻ ኣተሓሳስባኻ ግን ካብቶም ብዕድመ በሲልና ትምህርቲ ጸጊብና ዝብሉ ሽሕ ጊዜ ይበልጽ ፡ የቐንየልና ንኡስ ሓውና you are exceptional 💯🩵🌿
በረኸት ሃብተማርያምን ዳኒን ብሉጻት 👌💙
ይቕንጽልን ክቡር ሓዉ ነዚ ትንታኔ ዘቕረብካልና።
እዝን ከምዚን እዩ ጠፊኡ ነይሩ ኣብ ህዝብና፡ ምዕላል፣ ምዝራብ፣ ምክታዕ ብዘይ ጽልኢ፣ ምርድዳእ።
መጻኢና ብሩህ እዩ ኣጆና።
Well said you are doing a great job.
ንዓኻ ግዳ ዘየቕርበልና ዳኒ ጽቡቅ መብርሂ❤❤
እዛ ቀለ መሕተተ እዛ እታ ዘጎሃየትኒ እያ ናይ ባሓቂ ዋላ ሄኖኽ ናታ ኤርትራዊነት ዘይተነገፈ ምካኑ ኢዩ ስቃይካ የብዝሕዎ bereket ኣዝዩ ቡሉጽ ነጥቢ ዝዛረብ ሰበ ኢዩ ፡ጽቭቁ ምብርሂ ዳኒ❤❤❤❤
ትኽክል ።ተስፋ ይገብር ወዲ መምህር ብኣካል ተራኺብና ብጉዳይ ህዝብናን ሃገርናን ከነዕልል!
WO DIHAR?
REGIME CHANGE TERIFU?
COMMENTKHUM AYENBBON EYU.
ወዲ መምህር ጅግና አንቃዕ ድሓን መጸኻ ብሉጽ ትምህርቲ ካብ ብሉጽ ሰብ💙💙💙💙
መምህረይ❤ ሓቂ ይሓይሽ መን ከማኻ።
ብጣሚ ገላጺ መብርሂ ተባረኽ ኑኡሰይ
ኦ ዓይነ-ልቦና በረከት ሃብተማርያምን ዳኒ ወዲ መምህርን ዝከፈትካ ኣምላክ ነቲ ዝተረፈ ህዝቢ'ውን ኣይትረስዓዮም🙏🏽
ዳኒ ኣብ ልዕሌኻ ልዑል ክብሪ ኣለኒ❤❤
Simply brilliant. You said loud and clear.
What a remarkable mind you possess - one that is astute, discerning, and grounded in reason. Your ability to articulate intricate concepts with clarity and intelligence is truly commendable. I am grateful for your willingness to elucidate these profound ideas with such precision. While I won't delve into the specifics, I simply want to express my heartfelt gratitude, dear brother. Thank you for your enlightening explanations and for sharing your profound insights.
You also deserve a compliment the command you have in the English language. You should aspire to be a writer of articles & or potentially a book
Ok I'm gonna need a big dictionary for this😁
I can confidently say/approve that this is a Comment of the Year🤜🏽💪🏽!!!
@@Mr.Wonder631 not really ! Just a GED certificate 👈😎
ጽቡቅ መግለጺ ሂብካና ነመስግን ዕድመን ጥዕናን እሃብካ ዳኒ.
ናይ ብሓቂ ገሊጽካዮ ዳኒ ኣይትጥፍኣና ጥራሕ
ወዲ መምህር ፀረ ባራዩ ቀፅል ከም ወትሩ ብሉፅ ሓሳብ👌👌👌👌👌
ናይይብሓቂ ብሉጽ ኣጋላልጻ ወዲ መምህር ብዙሕ ንማሃር ኣለና
Thank you Dani, as always . our pple needs a teacher like you!! 👍 God bless you, you are the hope of Eritrea!
❤❤❤❤
Not really
Dani በሊሕ መንእሰይ I have big respect for you ቀፅለሉ😍
ወዲ መምህር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ብትኽክል ብኑኡሱ ታሪኽ ዘንበበ ጅግና ቆልዓ እዩ ብትኽክል በሳል በሳል ቆልዓ እዩ መፅሐፍ ተጋሩ ኢኻ እሞ ደጊመ ንበረልና ሐውና።
ዳኒ ብጣዓሚ ጽቡቅ ኣገላልጻ
ዳኒ ብሓቂ መደባትኻ ይከታተሎ እየ ብሓቂ ብሉፅ ኢኻ ኣብ reality ዝትኣምን ብሓሳብ ትሙግት ብቻ መግለፂ የብለይን ቀፅለሉ
Excellent analysis, Professor! Our people need your knowledge, skills and talent to help bridge the communication gaps we often seem to experience. Thank you!🙏🏽
ልዑል ምስጋና ንወዲ መምህር።
ገለ 1/2 እንሳታት ዝኾኑ ንወዲ መምህር ንምንእኣስ መበቆሉ ኣብቲ
ዶብ ስለዝኾነ ኢዩ ወዘተ ትብሉ እቶም
ናይመንነት ቅልውላው ዘለኩ ስለዝኾንኩም ዝገርም ኣይኮነን
እቲ ሓቂግን ውሓጥዎ።
I’m so proud of you Dani bro💪🏽✌🏽
Rasta man was just skipping the main points and he needs to study more.
ፅቡቅ ርእሢ መሪፅካ ወዲ መምህር።
DANI, YOU ARE AMAZING 👏 💙
Hello dear I like and admire your analysis and analogy and I absolutely agree with you 🎉bless your heart ❤thank so so much
ንስኻ ወዲ መምህር ጥራይ ኣይኮንካን መምህር ዳኒ ኢኻ ❤❤
ዳኒ❤ብሉፅ
ካብ ፓለቲካ ውፅእ ኢልካ 'ውን ት/ቲ ልህይወትና ሒዝካልና ምፃእ።
Thank you Dani brother this is the truth
ስለዝወልድካ ዘይኮነስ ከመይ ኣዕቢኻ እዩ ትሕቶ ስለዚ ወለደ፣ ኣዕብዬ ይበል መምህር ብሓቂ።
ዳኒ ብሉፅ መንእሰይ wow ❤❤👌
Great analysis indeed. እታ action ዝተውስደካ ተባሂላ ዝተገለፀት ናብ ስጉምቲ እትመርሐካ ኣብ ልብኻ ዘላ ርድኢት ግና ፍልስፍና (philosophy) ዘይኮነትስ orientation እያ ክትብሃል ዘለዋ።
Respect 🫡
ሙጉድካ ትሕትና ዘለዎ ምቅራብካ ደስ ዘብል ቀጽሎ✅🌿💎🌿💎🌿
እንጀራ 'ዝጊ ብላዕ ወዲ መምህር፣ ሊቅ ኢለካ'ለኹ!! ኣብ ጉዳይ መንነትን ሃገራውነትን ዝያዳ ብምንጣፍ፣ ኣራእስ ናይዚ ኣብ ድንግርግር ዝነብር ዘሎ ወሎዶና ክትሓጽብ ተስፋ ይገብር።
ኤርትራውነት መርዚ ኢዩ ኣንቱም ሰባት
ብጣዕሚ ብሱል ምድላው እዩ ክቡር ሓው ወዲ መምህር!
ዋው ወዲ መምህር ብሉፅ ይበል ኣገላልፃ👌👍❤
ወዲ መምህር ጅግና መኣዝን ፍልጠት
ዕድ መምህር ብርክት ተስፉማርያም ቅቡል አገላልጻ ቀጽልዎ 💙💙💙💙
U are great & thank you!!
❤❤❤ nice one brother very good explanation
Eway anes kalat yebleyin, enqeu eko kemziom menesyat halwuna ele higus yibil, ab merhinet kerieka ka n amlak edme habeni yiblo ❤🙏
ጽቡቅ ኣገላልጻ ዳኒ
Excellent Dani!!!!!
Weldone Dani! What a
program. I was totally mesmerized by your abilty to challenge the analyses
made by the two Berekets & Henok. Keep up the great work.
I apprciate you young man. You have good wisdom.
ወዲ መምህር ኣብ ስዓታ ምልስ ምልስ ግን በለና ኢካ።
ብራቮ ዳኑ ብጃካ ብዛዕባ እዛ ሃገራውነት ደጋጊምካ እንተትገልጽ ጽቡቅ ነይሩ ከም በዓል ተስፋይ ሰመረ Thank you ❤❤
ኣነ 100% ምስቲ ትግራዋይ ዝበላ ይሰማማዕ እየ ንትግራይ ጥራሕ ከማን ዘይኮነ ን ኤረትራዊ ውን ቀንዲ ጸላኢኡ ኢሰያስ ዘይኮነ እቲ ሃገራውነት ዝበሃል ኣተሓሳስባ እዩ፡ ንሱ ካብታ ናቱ ሓሳብ ምስ ትወጽእ ናብ ትግራይ እዩ ዘስግረካ ወይ ውን ከም ጸላኢ ህዝቢ ኤረትራን ኤረትራን እዩ ዘቀምጠካ፡ እዚ እዩ ጸላኢ ናይ ተጋሩን ኤረትራን
Thanks for your time bro
"ሃገራውነት፣ ሕቶን ምጉትን ዘይቅበል ፍልስፍና'ዩ።" ነጥቢ።
ዳኒ ቡሉጽ ከምቲ ኩሉ ግዜ፤ ኣቱም ሰባት ኩሉ ገዲፍና ከምዚ ዝበለ ሓሳባት ንቅድሚት ነምጽኣዮ። ክሓልፈልና ዘላቂ ፍታሕ ክንረክብ። እዚ በረከት ሃብተ ዘይፈለጥክዎ ክነፍዕ😍
ብጠዓሚ ንፉዕ እዚ በረኸት
ብሉፅ👏
Great one Dani
ዳኒ ጅግና ወዲ ጅግና ሓቀኛ ኢካ ሞ ንበረልና ኣቱም ሰባት በዓል ዚ ወዲ እዚ ኮ ሃገር ከማሕድር ርእሲ ዩ ዘለዎ ነተባብዓዮ ኩልና
Aytgerem bro zmharo zelo eyu ztintn zelo . Ab University zmharo zelo nsu eyu bzuh aytgerem.
u r reasonable man............really respect u am just looking forward to meet u one day.........from mekelle
Dani ,you are hero ✌
ብጣዕሚ ብሱል ሰብ ኢኻ ወዲ መምህር።
ከማኻ ዝበለ ሰብ የብዝሐልና።
Hi Daniel good to see you again, I am always speechless about your amazing video, great job and well-done
ከማኻ ተምሂሮም ዝምህሩ ተዝበዝሑ ከንደይ ምጣዓመ ሰላምካ ይብዛሕ ሓውና♥💛
We have been Eritreans in our hearts before PFDJ, we dont any one to tell us about that
We were not Eritreans before Italian colonialism created Eritrea and we did not identify as Eritreans under Italian rule. We are Habasa. Eritrea is PFDJ and PFDJ is Eritrea. You cannot separate the two no matter how hard you try.
@@heruy8274 I dont know about you but me and many of my likes we happen to know PFDJs existence after some years of independence. During the colonization era we( me, my likes and our parents ) identified our self as Eritreans, though the colonizers impose with different identities. So who are you now to tell me who I was or what identified myself, think what ever you want for yourself but dont try to impose your analogy to us.
@@menaf77I'm telling you Eritrea is a Italian invention and that Habasa is our only true identity.
Tbarke z wedey kemzi mterram ente bezihu eyu nay atahasasba mebale zrkeb
Thanks 🙏 🙏🙏❤️❤️❤️❤️❤️
ኣበሳየ እንቃዕ ድሓን መጻካ
ወትሩ ብሃንቀውታ ኢና ንጽብየካ🙏💙
ዝኸበርካ ወዲ መምህር ናይ ብሓቂ ቡሉጽ መምህር መንእሰያት ኢኻ'ሞ ኣጆኻ ኣይትትሓለል ብጽሉል ሃገራውነት ተበኪሉ ዝዓበየ ርእሲ ነዚ ረቂቕ ናይ ፍልስፍናዊ ኣምር ንኸተረድእ ዝወስድ ጊዜ መቸም ይጠፋእካ ኣይብልን ኢየ።
ከምዚ ኣብ ኮመንት ትሪኦ ዘለኻ እታ ሃገራውነት ዝብሉዋ ከኣ ኣብ ዶብ ኢዩ ዓዱ እባ ኣብ ኣማእከል እንዳበሉ ይዕደሉዋ ኣለዉ።ክክክክክክ ንሳ ምኻና ከመኡ ተሕስቦም ዘላ ውን ኣይርዳኦም ኢዩ።
ነዚ ኣብ ዞባ ማእከል ዘሎ ኮምሽታቶ ህንጻታት ጥልያን ኤርትራውነት መንነትን ታሪኽን ህዝቢ ከበሳ ኣይኮነንን ኤርትራውነት ዝብሃል ካብ ካቴድራለ ኣስመራ እዩ ዝጅምር
በዓል ኣቁርደት ከረን ደቀምሓረኸ ናይ መን ህንጻታት ኣለወን ኤርትራ ዝዘርካያ ኣይትመስልን 😂😂😂
Entay maleteka eu abw eu gezawatey ata dekala abw mexika tezareb komw ilaka fahfah kebeleka ina ata dekala resah
ሰላም ዳኒ ንበረልና ክጥዕመና እዚ ኣርእስቲ እቶም ፍልጠት ኣለዎም ዝበሃሉ ሰባት እውን ክርድእዎን ከረዱኡን ኣይኽእሉን። ስለዚ ፈተውትን ተኸታተልትን ምድያ ናይ ዳኒ ብኸመይ ይዓቢ ንስራሕ።❤
Dani is much younger than me but he always teaches me something new 😮
Bravo ወዲ መምህር
ኤርትራውነት ብጽሓይ ዝሃረሞ እምኒ እንዳተማሶገ ጥልያን ምምሳል እዩ
Proud of you brother.
Brilliant ሰብ ኢኻ:: በረኸት ሃብተማርያም እውን ኮሙኡ
Big Respect Dani Wedi Memhr❤❤❤
Thank you Dani
Crystal clear
What a genius. Keep going ❤
ዳነይ ብሉጽ ❤
Thanks. ወዲ መምህር እዚ ኤርትራዊ ዝበሃል ዝንቡዕ ስነ ሓሳብ ንተጋሩ ጥራይ ዘይኮነ ንዓና ንኤርትራውያን ከማን ጸላኢና እዩ። በረኸት ዮውሃንስ ካብ ዘድንቐካ እየ ነረ ግን ሎሚ ከመይ ኢልካ ከምዚ ዓይነት ተዛሪብካ ኣይተረዳኣንን።
Indeed Dani you get the keys 🗝️ point ☝️
ግርም ኣስተምህሮ 💜💜💜💜💜💜👍👍👍
ወዲ መምህር መቸም አብ ዝመጸእ ራብዓዮም ክትዕም ደሰ ምበለኒ
BRAVO Wedi Memhr.
እዝኑ ደጊፉካ አስማአዮ ወዲ መምሕር ሃዉና ። 👍
Eza zereba nay awel eya Nathan amxe
It’s history the TPLF led government that get rid of Eritreans to Eritrea from Ethiopia over 80,000 what was that? Because they love us ?
@@tesfaytemesgen585ናይ ኣወል ዝብሀል ኣሎ ድዩ? ኣወል ከ ካብ መን ኣምጺዎ?
@@tesfaytemesgen585ትግርኛ ናይ ደቂ ትግርኛ ዩ እቲ ቋንቋ ድማ ወለድና እዮም ፈጢሮሞ ኣወል ዝፈጠሮ ቃላት የለን
ትግርኛ ቃላት ካብ ማዓስ እዩ ናይ ኣዎል ኮይኑ
Thanks Dani!!
Thank you brother l admire you from tigray & l Respect you ❤️❤️❤️❤️❤️❤️🙌