ግዲ ናይ ዘይምሃብ' ረቂቕ ጥበብ | The subtle art of not giving a f*ck

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 28 พ.ย. 2024

ความคิดเห็น • 394

  • @MahderPro
    @MahderPro  ปีที่แล้ว +76

    ነዛ መጽሓፍ ኣብዚ ምዕዳግ ይከኣል
    ጀርመን፡
    004917620344938
    www.banabooks.com
    www.atranos.online
    ሽወደን፡
    0046737175756
    0046760981670
    www.yonatan.se
    ሆላንድ
    0031687863230
    0031687108171
    0031685767215
    0031686241761
    www.yorusna.com
    እስራኤል፦
    00972542977629
    ኣመሪካን ከባቢኡን
    www.semayat.com

  • @ብርጌድንሓመዱ-ቨ2ኸ
    @ብርጌድንሓመዱ-ቨ2ኸ ปีที่แล้ว +46

    ናይ ዳኒ ወዲ መምህር መደብ ናብ ሃገርና ብቴለቭጅን ይሕለፍ ትብሉ:: ላይክ ርገጽ

  • @wediteages9391
    @wediteages9391 ปีที่แล้ว +52

    ጽቡቅ ትምህርቲ ወዲ መምህር ጅግና
    ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ን ዳኒ ትፈቱ ላይክ ❤ርገጽ ኣታ ወዲ ያላ!!!

  • @Kiros.meksebalem
    @Kiros.meksebalem ปีที่แล้ว +165

    ኸምዚ ከማይ ናይ ወዲ መምህር ድምጺ መልእክትን ሓርብትዎ ዝቀነየ ላይ ገርካ ኣታባባዓዮ

  • @wolodoyproduction9023
    @wolodoyproduction9023 ปีที่แล้ว +14

    ክብረት ይሃበልና ዳኒ ብሉጽ።

  • @isuboy1
    @isuboy1 ปีที่แล้ว +14

    ብጣዕሚ ጹቡቅ መግለጺ ዳኒ ሐወይ ነመስግነካ ኸአ 🙏🙏🙏

  • @Habesha28
    @Habesha28 ปีที่แล้ว +2

    Thanks it was very insightful! ኣብ ዓለም ብሰላም ክትነብር ተደሊኻ ንነብስኻ ምሰል!

  • @sadlife4616
    @sadlife4616 ปีที่แล้ว +7

    ወርቃዊ ትምህርቲ`ዩ ዳኒ ሓወይ Thank you ኣብ ቀጻሊ ውን ከምዚ ናይ ኣተሓሳስባን ኣረዳድኣን ትምህርትታት ሒዝካልና ክትመጽእ ብዓል ምሉእ ተስፋ ኢየ።

  • @tesfitabraham3092
    @tesfitabraham3092 ปีที่แล้ว +6

    ብጣዕሚ ጽብቅቲ መጽሓፍ የቀኒየልና ወዲ መምህር፡ ስለ እቲ ጻዕርካ!

  • @WodiTesseney
    @WodiTesseney ปีที่แล้ว +17

    Thank you for making it accessible to our communities. Well done. ❤

  • @kubromghebrhanes2091
    @kubromghebrhanes2091 ปีที่แล้ว +13

    ኣገኛዕ ጸባ ጽገብ☝ መጽሓፍ መተርኣሱ👏👏👏👏

  • @Seteshow
    @Seteshow ปีที่แล้ว

    ዳኒ ሓውና ብሉጽ መንእሰይ ክብረት ይሃበልና ስለቲ ኩሉ ግዝየ እትህበና ጠቃሚ ምኽርታትን ትምህርትን ፍልጠትካ የብዝሓዮ

  • @sahleanbesajer6152
    @sahleanbesajer6152 ปีที่แล้ว +6

    ብዚሒ ኸምዚ ድህሰሳ መጻሓ ኣቅርበልና ወዲ መምህር ጅግና

  • @tigraylegacy
    @tigraylegacy ปีที่แล้ว +2

    ተባረክ ዝሓወይ መሃሪ መደብ እዩ። ኣብዝኮነ ይኩን ነብስና ኮይና ክንሰርሕ ክንፍትን ትሕግዘና እያ።

  • @mussiegebreyouhans1160
    @mussiegebreyouhans1160 ปีที่แล้ว +1

    One of the most eye-opening speech and lecture. You are smart, and your analysis is very informative. Thank for the golden information you provide.

  • @semeregebru8410
    @semeregebru8410 ปีที่แล้ว +3

    መምህረይ ኣብ ሂወትካ ጥዕና ኣብ ስራሕካ ኣሳልጦ ይሃብካ keep it up bro

  • @luckyboy7236
    @luckyboy7236 ปีที่แล้ว +1

    Thanks Dani Hawey Abie Temherti Eka Hebkana 💯💯💯💯💯🙌🙌🙌 God bless you

  • @tomiomega2614
    @tomiomega2614 ปีที่แล้ว +33

    ሎሚ ኣይንእደካን እየ ምኽኒያቱ ናፍቆትካ በርቲዑና ግድን ዲና ክንቃጸል ብዝተኻእለ መጠን ቀልጢፍካ ዘይትመጸና እንኮ ን ዩቱብ ትበቅዕ ንስኻ ኔርካስ ንስኻ ኽኣ ክትጠፍእ እባእ በጃኻ ሕሰበላ ምሳይ ዝሰማማዕ ብላይክ ድምጹኹም ሃቡ

  • @SIMON-BH
    @SIMON-BH ปีที่แล้ว +1

    ንግሆ ምድሪ ጥዑም ቁርሲ ኣቁሪስካኒ Thanks Dani

  • @bjji4153
    @bjji4153 ปีที่แล้ว +21

    Wellcome ዳኒ ወዲ መምህር💛

  • @mimzidk
    @mimzidk 21 วันที่ผ่านมา

    Rewatching this is a great recall point of the book💓 Very well put, and informative and nice to hear in my first language! 4 & 8 are great chapters!

  • @tsegabutsamlak9976
    @tsegabutsamlak9976 ปีที่แล้ว

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ

  • @akiyor3615
    @akiyor3615 ปีที่แล้ว +1

    ዳኒ ትዝሕለና ኣሎካ ኣታ ወዲ ኣብ ገለ ውድብ እሞ ተጠርነፍ ንሕናውን ውን ኣሰርካ ክንስዕብ ኢና ኣጆካ።

  • @AaAa-cu1fg
    @AaAa-cu1fg ปีที่แล้ว +7

    ናይ ሎማዓንቲስ ከቢዱኒ ትምህርትካ። ቀፃሊ ካብ መፅሓፍ ቁዱስ ናይ ንጉስ ሰሎሞን ጥበብ ፀሚቅካ ኣቅርበልና። የቀንየለይ

    • @merhawi2328
      @merhawi2328 ปีที่แล้ว +4

      እንታይ ክጠቕመና እዩ ንዓና ሃይማኖታት መጽሓፍቲ፧! ዘይ ንሱ ዶ እንታይ ኣጥፊእና ኣሎ'ዩ!

    • @AaAa-cu1fg
      @AaAa-cu1fg ปีที่แล้ว +1

      @@merhawi2328 ዋይ ሓወይ ኣንብቦ እሞ ሽዑ እንታይ ምካኑ ክትፈልጥ። እንጠፍእ ዘለና ዘይ ምፍላጥና እምበር ምፍላጥና ኣይኮነን።

    • @merhawi2328
      @merhawi2328 ปีที่แล้ว +1

      @@AaAa-cu1fg ጽቡቕ ጌረ ኣንቢበዮስ ከምዘዕንወናን ውን ተረዲእኒ'ዩ፡
      እዚ መጽሓፍቲ ናይ ሃይማኖት ናይ ቄሳራውያንን ኣይሁዳውያንን እዩ፡ ናይ ባዕዲ እዩ፡ ምስቲ ናይ ቀዲማዊ ስርዓትናን ፍልስፍናናን ኣይራኸብን እዩ።
      ንዕና ባህላዊ ምህንድስና እዩ ተጌርልና ዘሎ!

    • @ክወግሕእዩኤረይ
      @ክወግሕእዩኤረይ ปีที่แล้ว

      @@merhawi2328 ኩቡር ሓው ኣይትጋገ

    • @jo1103
      @jo1103 ปีที่แล้ว +2

      @@merhawi2328 hakika aleka izi hzbi aykhalfelun iyu kabti haymanot zbhal hwteta wey seb zxhafo zanta keytegelagele

  • @LuwamKidane-k9j
    @LuwamKidane-k9j 2 หลายเดือนก่อน

    Thank you Dani 🙏🏿

  • @yordakerenjesuslord3387
    @yordakerenjesuslord3387 ปีที่แล้ว +1

    ዳኒ ሽኮር። ተባረኽ ቡሩኸይ😇😊🙏💙

  • @ngestigebremeskel2322
    @ngestigebremeskel2322 ปีที่แล้ว

    ጅግና

  • @kudsanberaki1002
    @kudsanberaki1002 ปีที่แล้ว +3

    ከማካ ይብዝሑ ዝወደይ!!!

  • @hisa3439
    @hisa3439 ปีที่แล้ว

    Thank you wedi Memhir for this!

  • @cinemaroma9985
    @cinemaroma9985 ปีที่แล้ว +4

    ያ ንስኻ ንዓይ ኢልካ ዝተፈጠርካ ፍጡር ኢኻ ብጣዕሚ ኢኻ ትምስጠንን ተቕንኣንን። ኩሉ ከምቲ ልሙድ ሃናጺ። የቐንየልና በቓ

  • @astertesfamariam89
    @astertesfamariam89 ปีที่แล้ว

    Amlak semay yeemeroka yibarek, edmen teenan kea yihabeka kebur haw Dani!

  • @haftomfseha5788
    @haftomfseha5788 ปีที่แล้ว

    የቀንየልና ዳኒ ወዲ መምህር 👍

  • @girmaytezare6957
    @girmaytezare6957 ปีที่แล้ว

    Kemaka kbezhu alewom nska aray ika sleki ayttfana amlak edmen tenan yhabka

  • @medhanieneraio5141
    @medhanieneraio5141 2 หลายเดือนก่อน

    የቐንየልና ስለ ቲ ወትሩ ማሃርን ኣተባባዕን ትንታኔኻ::

  • @keseteyemane3008
    @keseteyemane3008 ปีที่แล้ว +2

    💕💕💕 ክብረት ይሃበልና ዳኒ ወድ መምህር
    ግን እንዳጠፋእካ

  • @mossi27
    @mossi27 ปีที่แล้ว

    Thank you Dani 👌🏾🙏🏾🙏🏾🙏🏾

  • @tsegaatewebrhan9028
    @tsegaatewebrhan9028 ปีที่แล้ว

    የቀንየልና ወዲ መምህር

  • @TomasAregaw
    @TomasAregaw หลายเดือนก่อน

    ዳኒ ሓውይ ትጠፍኣና ኣለኻ ግን፡ብጣዕሚ ኢና ንጽበየካ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Ayla-Gundet
    @Ayla-Gundet ปีที่แล้ว +1

    ክብረት የሃበልና ወዲ መምህር

  • @emahazionhaile4526
    @emahazionhaile4526 ปีที่แล้ว +1

    ብራቮ ወዲ መምህር ጽቡቕ ኣስተምህሮ በርትዕ ብጻዕሪ ቀጽል ንመሳቱኻን ትሕተኻን ዘሎ ወለዶ ኣስተምህሮ 🙏🙏👍👍🌹🌹

  • @Knrakebena
    @Knrakebena ปีที่แล้ว +1

    Thank you Dani!!

  • @nazretweldeyesus8535
    @nazretweldeyesus8535 ปีที่แล้ว

    God bless your mind.

  • @HenokHenok-k8i
    @HenokHenok-k8i ปีที่แล้ว +1

    I love your explainetion!?🎉 l am really really admire you please focus on that 🙏💞🙏💞

  • @okbayaraya3237
    @okbayaraya3237 ปีที่แล้ว

    ብጣዕሚ ጽቡቕ ዳኒ ሃውና

  • @merhawisolomon361
    @merhawisolomon361 ปีที่แล้ว

    Good Job Danu wedi memhir, you are one of our intellectuals! Keep it up!

  • @ibrahimahmedin1451
    @ibrahimahmedin1451 ปีที่แล้ว +8

    well done danite ❤🙏

  • @tedlatesfay9095
    @tedlatesfay9095 11 หลายเดือนก่อน

    Yekenyelna kubur haw ❤

  • @tesfaykehsay7098
    @tesfaykehsay7098 ปีที่แล้ว +1

    Merhab 💖👈🏿

  • @samuelamanuel9050
    @samuelamanuel9050 ปีที่แล้ว

    Thanks Arku

  • @starstar9017
    @starstar9017 ปีที่แล้ว +1

    እንቋዕ ብሰላም መጸካ ዳኒ ሓወይ ።

  • @yonanlml6755
    @yonanlml6755 ปีที่แล้ว

    ዳኒ መቅሰን ጽቡቅ ትምህርቲ ዛዓከይ ቆጽሎ ።

  • @solomonliza
    @solomonliza ปีที่แล้ว +2

    ከም ወትሩ በርትዕ 🙏🙏👍👍👍

  • @segensegen962
    @segensegen962 ปีที่แล้ว

    Dani thank u

  • @ADIቀይሕ12
    @ADIቀይሕ12 ปีที่แล้ว +1

    Jeganey anbsaw 😮❤

  • @abrehethans7389
    @abrehethans7389 ปีที่แล้ว

    ደጋጊመ ሰሚዐ ዘይመንዋ ቪድዮ☺💚

  • @goitomwoldeselassie6542
    @goitomwoldeselassie6542 ปีที่แล้ว

    Thank you dani for the book.
    it's awesome and you are doing amazing work.
    Keep it up

  • @SirakISAAK
    @SirakISAAK 5 หลายเดือนก่อน

    Neti zdelekayo wuhud abti zbxaha ente abxihkayo wela ente metkas dahan eyu that's right bro thanks for sharing

  • @robyelkibrom1063
    @robyelkibrom1063 ปีที่แล้ว

    እኳዕ ዳሓን መጻኻ ዳኒ።❤❤❤

  • @brhaneteame913
    @brhaneteame913 ปีที่แล้ว +1

    ናይ በሓቂ ኣነ እውን ከምኡ ኢለ እፈልጥ'የ። ኣይ እንታይ'የ ዝገብር ነይረ።😂😂😂

  • @Tesfaeusinkey
    @Tesfaeusinkey ปีที่แล้ว

    Thanks dani mahrit zikonet metshaf tsbuk akerariba kabzi zibelits hizka kitmetse niketsali ka kintsbe ena 👍👍👍

  • @efremkidane6597
    @efremkidane6597 ปีที่แล้ว +17

    ዳኒ ብልቢ እየ ዘድንቀካ ፡ኣብ ዕላማካ ጽኑዕ ብፍልጠት ህዝቢ ክተንቕሕ ስለ ትቓለስ ዘለካ።
    ካብ ናይ ሎሚ ትምህርትካ፡ ምስ ሓንቲ ሓሳብ ናትካ ኣይሳማመዕን እየ። ንሳ ድማ" ፍሉይ ኢኻ ትብል ኢያ"
    ነብሲ ወከፍ ሰብ ብርግጽ ፉሉይ እዩ፡ ምክኒያቱ ፍሉይ መልክዕ፡ ፍሉይ ክእለት፡ ፍሉይ ብቕዓት ፡ ፍሉይ ርድኢት ዝውነን ሰብ ስለዝኮነ። ንስካ ፍሉይ እኻ! ብፍሉይነትካ ድማ ተገዳስነት ሰብ ኣባካ ዝላዓለ ክብሪ ይህልዎ።
    ዓላማ ማለት እንታይ ማለት እዩ፧8
    ሓጻር ዛንታ ዕላል ሃይለን ተክለን።
    ሃይለን ተክለን ብልቢ ዝፋተዉ እዕሩክ ጥራይ ዘይኾንስ ብሓንሳብ ዝሰርሑ ንዕብየት ሰላምን ዝቃለሱ መቃልስትን መታዓቢይቲን እዮም።
    ብዙሕ ግዜ ብሓሳባት ክካተዑን ከዕልሉን ኢዩ ሰብ ዝዕዘቦም። እቲ ብዙሕ ግዜ ምርካብ የማኑ ዝባሃል ቢሂል ኣብ ሃይለን ተክለን ኣይሰርሕን ኢዩ፡ ምክኒያቱ ሓሳባት ኣለዎም። ሓሳብ ዘለዎ ሰብ ድማ ፈጺሙ ኣይማኖን ኢዩ። ሓደ ማዓልቲ ሃይለ ንተክለ ከምዚ ክብል ሓተቶ
    1) "ዕላማ ማለት እንታይ ማለት እዩ"፧
    ተክለ ድማ ከምዚ ዝስዕብ ኢሉ መለሰ
    ለ/" ዕላማ ማለት ብኑጹር ሰብ ክበጽሖ ዝደሊ ሓቀኛ መስመር እዩ"።
    ሀ/ ዕላማ ማለት ሓደ ሰብ ክበጽሖ ዝደልዩ ናይ መወድእታ ቦታ ወይ ናይ መወድእታ ነጥቢ እዩ።
    ሐ/ ዕላማ ማለት መትከልካ ኣነጽርካ ንቂድሚት ትጛዓዘሉ ኣብ መወዳእታ እቶትካ ትሓፍሰሉ ቦታ እዩ።
    ብምባል መለሰሉ።
    ሃይለ እንደገና ከምዚ እሉ ሕቶ ደገመሉ"
    "ኣብ ሂወት ዕላማ ምህላው ኣገዳሲ ዲዩ"፧
    ተክለ ደማ ከምዚ እሉ መለሰ፡ ሃይለ ዓርከይ ሕቶካ ብጣዕሚ ጽቡቕ እዩ የቀኒየለይ፥ ናብ መልሰይ ክቅጽል
    ኣብ ሂወት ዕላማ ምህላው ብጣዕሚ ኣገዳሲ እዩ፡ ኣብ ዕላማካ ጸንዕካ ምስራሕ ካኣ ዝበለጸ እዩ። ከምቲ ፈረስ ሉጋም እንተዘይብላ ሰብ ክቓጻጸራ ዘይክእል፡ ሰብ ዕላማ እንተዘይብሉ ካኣ ናብ ዝከዶ ኣይፈልጥን፡ ናብ ዝከዶ ዘይፈልጥ እንተኾይኑ ካኣ ሓንቲ ማዓልቲ ከም ዝጸድፍ ዘየጣራጥር ሓቂ እዩ። ስለዚ ሃይለ ዓርከይ ሰብ ዝባሃል ዕላማ ዘውጽእ፡ ኣብ ዕላማ ዝጸንዕ፡ ብተስፋ ንርሑቅ ዝጥምት፡ ብፍቕሪ ዝምርሕ፡ ንሰብ ከም ነብሱ ዘፍቕር ፍጡር እዩ።
    ሃይለ" ተክለ ዓርከይ መልስካ ዘዕግብ እዩ" ግን ሕቶይ ኣወድእኩን ፡ ክሓተካ ፥ ክንደይ ዓይነት ዕላማ ኣሎ"፧
    ተክለ" ኣነ ዝፈልጦም ሰለስተ ዓይነት ዕላማ ኣለዉ።
    1) ናይ ቀረባ ዕላማ " ሓጺር ሱጉምቲ ንቕድሚት ሶዚምካ ኣብ ዝሓጸረ ግዜ ኣብ ዕላማካ ዓወት ክተመዝግብ ከለካ ማለት እዩ። ንኣብነት" ሓንቲ መጽሓፍ ኣብ ውሽጢ ሓደ ሰሙን ኣቢብካ ክትውድእ ምክኣል ። (Nahziele) kleine schritte; die man in kurzzeit da durch Erfolgserlebinsse erreichbar sind.
    2) ናይ ሩሑቕ ዕላማ ማለት ፥ ብብዝሕ ሽግረን መከራን ተፈቲንካ፥ተስፋ ከይቆረጽካ፡ ነዊሕ ተጋዕዝካ፡ እትበጽሖ ናይ መወድእታ ነጥቢ ዓወትካ እትሓፍሰሉ ናይ ርሑቕ ዕላማ እዩ። እዚ ዕላማ እዚ ድሕሪ ምዕዋትካ ዶሞዝካ መብዝሕቲኡ ግዜ ዕጽፊ ይውስክ። ንእብነት ዕላማ ብሩህ መጻኤ ነዚ ይመስል፡ እዚ ድማ ናይ ሩሑቕ ዕላማ እዩ።
    "1. ምንቅስቓስ ንብሩህ መጻኢ ኤርትራ፣ ፖለቲካዊ ሰልፊ ሰለዘይኮነ፣ ኣባላቱ ዝተፈላለየ ርእይቶ
    ኣብ ዝተፈላለዩ ጉዳያት ክህልዎም ይኽእል እዩ። ይኹን እምበር ነብሲ-ወከፍ ኣባል ብውልቁ
    ነዘን ዝስዕባ መሰረታውያን ዕላማታት ክኣምነለን ኣለዎ።
    2. ንህ.ግ.ሓ.ኤ ካብ ሱሩ ምምሓው።
    3. መሰጋገሪ መንግስቲ ምትካል።
    4. ስልጣን ናብ ዋናኡ ዝኾነ ህዝቢ ምርካብ።
    5. መሰልን ክብረትን ዝኾነ ሰብ ክሕሎ"።
    እዚ ዕላማ እዚ ኩዉን ንምግባር ሽግረን መከራን፡ ብዝሕ ግዜ፡ ጻዕረን ክወስድ ይክእል እዩ። እዚ ዕላማ እዚ ኣብ ተግባር ምስ ዋዓለ ግን ህዝብና ህዝቢ ኤርትራ ሰላምን ዲሞክራስን ፍትሐን ርትዕን፡ ምስ ጎሮቤት ብሰላም ምንባርን ከስተማቕር እዩ።
    Fernziele sind die großen Schritte, die in Längerer Zeitlcher Entfernung erreicht werden können, wie eine Ausbildung nach drei Jahren abgeschlossen werden.
    3 ዘለካ ክእለትን ብቅዓትን ምዕቃብ ርእሱ ዝካኣለ ዕላማ እዩ። Erhaltungsziele: orientieren sich am Aktuellen Zustand des Betroffenen, der so lange wie möglich aufrechterhalten bleiben soll.
    ንኣብነት፡ መንግስቲ ኤሬትራ ( ሽፍታ ኤሬትራ) ዕላምኡ ክሳብ ብሂወት ሰሎ ኣብ ስልጣን መንባር እዩ። ክሳብ መወድእታ ብሂወት ክነብር እንተኮኑ ሰብ ከሳደድን ከደንቑርን፡ ክኣሰርን ፡ ምስ ጎሮቤት ኹናት ክፈጥረን ንህዝቢ ብዝዕባ ከብዱ ከምዝሓስብ ክገብሮ ኣለዎ።
    እቲ ናቱ ክእለትን ብቕዓትን ከይጎደል ሰብ ምስዳድን ምእሳርን ከይጎደል Smart ገይሩ እዩ ዝቓለስ። እዚ ማለት ብኑጹር ኣነ ኣብ ስልጣነይ ክነብር ንህዝቢ ከመይ ገይረ እጥፍእ ኢሉ እዩ ዝሓስብ።
    ሃይለ
    ንሕና ከም ህዝቢ ከ እንታይ ዓይነት ዕላማ ክህልወና ኣለዎ፧
    ጽቡቕ ሕቶ
    1) ቐዳማይ ዕላማና ነብሲ ወከፍና ክንማሃርን ክንዓብን ክፈልጥን ህዝብና ክነፍልጥን ክንጽዕር ኣለና።
    2) ካልኣይ ዕላማና ኣብ መትከልና ጹኑዓት ክንከውን ኣለና፡ ምክኒያቱ ሰብ ኣብ ዕላማኡ ዝበጽሕ ኣብ መትከሉ ምስ ጸንዐ እዩ።
    3) ኣብ ዕላማና ብቑልጡፍ ክንበጽሕ እንድሕር ደሊኹም፥ ነብሲ ወገፍ ሰብ ብሓባር ክሰርሕ ፍቓደኛ ክከውን ኣለዎ። ከምቲ ዝሓበራ ፈትሊ ኣንበሳ ዘግርራ፡ ዝሓበረ ሓፋሽ ድማ ዓወት እዩ ዝጥብጥ።
    ዝኮነ ዓይነት ዕላማ ክህልወካ ይክእል እዩ ፡ ሓደራ ሓወይ ናተይ ኣብ ዕላማካ ጽኑዕ ኩን።
    ኤፍረም ኪዳነ 10/01/2023።

    • @rob-zb3ic
      @rob-zb3ic ปีที่แล้ว +1

      ናይ ብሓቂ ጽቡቅ መብርሂ ኣጆኻ ቀጽሎ ።

  • @tekaghi3637
    @tekaghi3637 ปีที่แล้ว

    Vielen Dank 🍀🌻

  • @መንደፈራ
    @መንደፈራ ปีที่แล้ว +2

    Well done dani my teacher 👏 ✅️♥️

  • @Weldatfese
    @Weldatfese ปีที่แล้ว +4

    Ow inspiring, that a deep insights. I really grateful your hardwork and sharing with us such abstract and noble ideas of life that helps us better off together. I feed a ready food on the table.

  • @berhanemedhanie9583
    @berhanemedhanie9583 ปีที่แล้ว

    ተባረኽ ኑፉዕ ኢኻ !!

  • @fitwidrar5524
    @fitwidrar5524 ปีที่แล้ว

    ዳኒ ዓቢ ሰብ ትጠፍኣና ኣለኻ ሞ ኣጆኻ ንቡዙሕ ሰብ ዝጠቅምን ዝምህርን ስለ ዝኾነ

  • @adhanommsgina7357
    @adhanommsgina7357 ปีที่แล้ว

    Kem kulu gzie blux hasab thank bro

  • @SirakISAAK
    @SirakISAAK 2 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤wedi memhr belih seb ❤❤❤

  • @ክወግሕዩ
    @ክወግሕዩ ปีที่แล้ว +1

    ወዲ መምህር ክብረት ይሃበልና❤

  • @misgnaalay4954
    @misgnaalay4954 ปีที่แล้ว

    Good ጽቢቕ ትምህርቲ

  • @fitsumzekarias7719
    @fitsumzekarias7719 ปีที่แล้ว

    wawaa, welcome dani asli geleaynet agelaltsa. Continue, so, Super book really that I need this books. Thank you very much.

  • @kidaneyohannes2221
    @kidaneyohannes2221 ปีที่แล้ว

    Perfect dani thanks so much for the advice.💯

  • @ኣድናቂኪሮስኣስፋሃኢየብእ

    ወዲ መምህር ጎይታ ይቱፕ እንቃዕ ብሰላም መጻኻ ወገነይ

  • @Amora855
    @Amora855 ปีที่แล้ว

    ወዲ መምህር ጂግና ናይ ብሓቂ ጽቡቅ ስራሕ ቀጽሎ ወገነይ

  • @salemtemsgen3485
    @salemtemsgen3485 ปีที่แล้ว

    Love your contents! Thank you for sharing and bringing diffrents topics.

  • @eyoyeh8775
    @eyoyeh8775 ปีที่แล้ว

    As always wediMenhir very good topic!

  • @tigrayadijeganu7208
    @tigrayadijeganu7208 ปีที่แล้ว

    Tanks Wedi Memhir

  • @fikadumokonen7030
    @fikadumokonen7030 ปีที่แล้ว

    Great and good minds

  • @RobinHaile-wm4st
    @RobinHaile-wm4st ปีที่แล้ว

    am in love wiz u n wiz zat book......

  • @sgrbietna374
    @sgrbietna374 ปีที่แล้ว

    Interesting as usual wedi memhr hero

  • @selanyemane6838
    @selanyemane6838 ปีที่แล้ว

    Thanks dani hawey kexlo ajoka ❤❤❤

  • @surafel.
    @surafel. ปีที่แล้ว

    Thanks!

  • @genetabay2484
    @genetabay2484 ปีที่แล้ว

    ኣንደኛ በጣም ጎበዝ ቀጥልበት በደንብ

  • @senaytdaniel8265
    @senaytdaniel8265 ปีที่แล้ว

    Eza video si bzelekum feche belu eya tesmie
    Bravo dani kem kulu gzie

  • @ablelhagos6127
    @ablelhagos6127 ปีที่แล้ว +2

    What a topic thanks Dani ❤❤❤

  • @amanuellaine7531
    @amanuellaine7531 ปีที่แล้ว

    Welcome Dani smart boy

  • @tedrosangosom2307
    @tedrosangosom2307 ปีที่แล้ว +1

    Correkt👍💪

  • @flimonyemane4152
    @flimonyemane4152 ปีที่แล้ว

    የቀንየልና ዳኒ ኣይትጥፍኣና ከኣ

  • @binishkor483
    @binishkor483 ปีที่แล้ว

    Thank you hero

  • @wedimereb1166
    @wedimereb1166 ปีที่แล้ว

    እንኻዕ ብሰላም መጻኻ ዳኒ

  • @MegaBirhan
    @MegaBirhan ปีที่แล้ว +1

    Thank u Dani 😉

  • @filmonhagostekie3452
    @filmonhagostekie3452 ปีที่แล้ว +1

    ደስ ዝብል መደብ ዳኒ ውዲ ❤🎉🎉

  • @tewahbe
    @tewahbe ปีที่แล้ว

    Well said

  • @sabagebreselassie6671
    @sabagebreselassie6671 ปีที่แล้ว

    Great message keep it up

  • @mohammedadem6438
    @mohammedadem6438 ปีที่แล้ว

    Welkom Dani hawey thanks brother

  • @beyenechandarge5058
    @beyenechandarge5058 ปีที่แล้ว

    Dani I Love your chanel .You are an amazing young man,So smart

  • @alisott5811
    @alisott5811 ปีที่แล้ว

    Thank you

  • @sweet-yt9ry
    @sweet-yt9ry ปีที่แล้ว

    GOD BLESS YOU

  • @AfricanChannel21
    @AfricanChannel21 ปีที่แล้ว

    Tanks

  • @SirakISAAK
    @SirakISAAK 3 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤dani jgna qeyari hbrete sebu