ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ዶ/ር ደጀን መራሕ መጻእ ሃገረ ትግራይ❤❤❤
ህጂ ግርም ጌርኩም 👌
Thanks axumswian ❤️❤️❤️
Arna.msnesta.tigray. 2:31 2:32 2:33 2:34 2 3:01 3:02 3:03 3:03 3:03
Bkemey.tatarkwo
The old politics and mentality in Tigray must change asap, unity is strength and you must be stronger than ever. Good luck to all political parties.✌🌷🌷
ሕዪ ግርም ዝኾነ ስምረት ጀሚርኩም ኣለኹም!!! ፅቡቕን ትኽክለኛን ጅማሮ እዩ’ሞ ፡ በርትዑ!!! እቶም ፀላእቲ ሓድነት ትግራይ ዝኾኑ ሓይልታት ፡ ንኽኸፋፍሉኹም ከምዝፅዕሩ ፍሉጥ’ዩ ። “ ብፖሊሲ ኣፈላላይ ዘለወን ውዳበታት ፡ ኣብድሕነትን ናፅነትን ልዑላዊነትን ብሄረትገእራይ ፡ ሓቢረን ክሰርሓ ኣይኽእላን “ : ዝብሉ ተቓወምቲ ፣ ኣንፃር ብሄራዊ ረብሓታት ትግራይ ዝተሰለፉ ፡ እዮም ክኾኑ ዝኽእሉ’ምበር ፡ ሓለይቲ ንረብሓ ብሄረትግራይ ፡ ክኾኑ ኣይኽእሉን!!!፡ እቶም ንሽም ብሄረትግራይ ፡ ከም ስልቲ/ከም መሳርሕ ፡ ንመላዓዓሊ ህዝቢ ተጠቒሞም ፡ ንሕቡእ ፡ ፖለቲካዊ ርዮተዓለም ፡ ናይ’ቲ ዓለምለኻዊ ስርዓትዴስነት ዘውዕሉ ወገናት’ውን ፡ እቲ ብሄር ሰሚሩ ንብሄራዊ ረብሓታቱን ክብረታቱን ክቃለስ ፡ ኣይደልዩን’ዮም ። ስለ’ዚ ዕንቅፋታት ከጋጥሙ ኸምዝኽእሉ ተረዲእኻ ፡ ፀኒዕኻ ምቕፃል ከድሊ እዩ ። ንረብሓታት ብሄረትግራይ ኣቐዲምኩም ፡ ክትሰምሩ ምጅማርኩም ፡ ዘሕጉስን ተስፋ ዝህብን ጅማሮ እዩ’ሞ ፡ ቐፅሉሉ!!!
Good Job
ፁቡቕ ጅማሮ ግዜን ኩነታትን ዝጠልቦ ኪዳን ውዳባታት ወይ ጥምረት እዩ ኹሉ ህዝቢ ትግራይ ክዓስሎ ይግባእ ዋላ ትደንጎየ ዝሓሸ እዩ ኣኽሱማውያን ሚዲያ ኔትወርክ እትግብርዎ ዘለኹም ብጣዕሚ ዘይተሓለለ ፃዕሪ ስለ ዝኾነ ቐፅልሉ ብዝካኣለና ዓቕሚ ዘለዎ ንትግራይ ዝሓስብ ንሚድያኹም ክድግፍ ምትብባዕን ምዝርራብን እናገበርና እና ኣጀኹም በርትዑ ።
ብሔራዊ ጥምረት ኣብ ሓድነት ትግራይ ዓብይ ግደ ዝህልዎ ወድዓዊ መፍትሒ እዩ። ሓቛፋይ ቤት ምኽሪ ዘለዎ መንግስቲ ምህላው ግድነትዩሞ፣ በርትዑ!🙏❤️🎩🙏❤️🎩🙏❤️🎩
ደ/ረ ደጀን እዚ ሰብ እዚ ሰልጣን እንተ ሒዙ ዋና ዲክታተረ ፀረ ዲምኩራሲ ነገንፃሊ ብፀቢብነት ዝተዓፈነ ድፉን ልቡ ትዕቢተኛ ሰልጣ ሀረረ ኢለካ የቀሪ እበረ ነሕና ተገሩ ኢ/ያን ኢና ብተገነፀልቲ /ፀበብቲ ዐነምራሕ !!
ትዕግስቲ ኣለሙ እንኻዕ ናብ ትፎትዮ ስራሕኺ ተመለስኪ❗️ጠንኺርኪ ተቃለሲ ኣብ ጎንኺ ኣለና!!!!
አንቲ ሓፍተይ ካብ ጋሻታትና ካብ ማለት አጋዩሸይ ተትብሊ ዶ አይመሓሸን? 😂
ትካት ዝኾነ ፅልኢ እመበይ ሓንቲ ጥር ትብል አስተዋፀኦ ዘይብልኩም ጥራሕ ፀለመ!At least ነዚ ሐዚ ሓያል ናይ ለውጢ ናዕቢ ክምፅእ ዝገበረ ናይ ግዝያዊ መንግስቲ ተራ ዓብዪ እዩ! ወይ ሱቅ ኢልኹም ትኽክለኛ መዋፀኦ እዙይ እዙይ እዩ በሉ! ሕቱኽቱኽ ድስራሕኹምን ፀርፍን ፀለምመን ዘኣመልኩምን ኣብ ማድያ እመፃእኹም ኣንይትንብሑ! ትግራይ ቁምነገር ዝሰርሐላ እመበይ ዘፀልመን ዘፃረፍን ኣይሸገራን! ኣብ ዝኸድኽሞ መድረኽ ካብ ሱቅ ኢልኻ ፅርፊን ኣብ ሰማዒ ከይዱ ሓቆም እዩ ዝብሉ ዘረባታት ኢኹም ተዛረቡ ዝግባእ ካብ ፀርፊ ውፅኡ ሰብ ክሰምዐኩም!በተለይ ዶክተር ደጀን ካብ ፅርፊ ውፃእ
ዶ/ር ደጀን መራሕ መጻእ ሃገረ ትግራይ❤❤❤
ህጂ ግርም ጌርኩም 👌
Thanks axumswian ❤️❤️❤️
Arna.msnesta.tigray. 2:31 2:32 2:33 2:34 2 3:01 3:02 3:03 3:03 3:03
Bkemey
.tatarkwo
The old politics and mentality in Tigray must change asap, unity is strength and you must be stronger than ever. Good luck to all political parties.✌🌷🌷
ሕዪ ግርም ዝኾነ ስምረት ጀሚርኩም ኣለኹም!!! ፅቡቕን ትኽክለኛን ጅማሮ እዩ’ሞ ፡ በርትዑ!!!
እቶም ፀላእቲ ሓድነት ትግራይ ዝኾኑ ሓይልታት ፡ ንኽኸፋፍሉኹም ከምዝፅዕሩ ፍሉጥ’ዩ ። “ ብፖሊሲ ኣፈላላይ ዘለወን ውዳበታት ፡ ኣብድሕነትን ናፅነትን ልዑላዊነትን ብሄረትገእራይ ፡ ሓቢረን ክሰርሓ ኣይኽእላን “ : ዝብሉ ተቓወምቲ ፣ ኣንፃር ብሄራዊ ረብሓታት ትግራይ ዝተሰለፉ ፡ እዮም ክኾኑ ዝኽእሉ’ምበር ፡ ሓለይቲ ንረብሓ ብሄረትግራይ ፡ ክኾኑ ኣይኽእሉን!!!፡ እቶም ንሽም ብሄረትግራይ ፡ ከም ስልቲ/ከም መሳርሕ ፡ ንመላዓዓሊ ህዝቢ ተጠቒሞም ፡ ንሕቡእ ፡ ፖለቲካዊ ርዮተዓለም ፡ ናይ’ቲ ዓለምለኻዊ ስርዓትዴስነት ዘውዕሉ ወገናት’ውን ፡ እቲ ብሄር ሰሚሩ ንብሄራዊ ረብሓታቱን ክብረታቱን ክቃለስ ፡ ኣይደልዩን’ዮም ። ስለ’ዚ ዕንቅፋታት ከጋጥሙ ኸምዝኽእሉ ተረዲእኻ ፡ ፀኒዕኻ ምቕፃል ከድሊ እዩ ። ንረብሓታት ብሄረትግራይ ኣቐዲምኩም ፡ ክትሰምሩ ምጅማርኩም ፡ ዘሕጉስን ተስፋ ዝህብን ጅማሮ እዩ’ሞ ፡ ቐፅሉሉ!!!
Good Job
ፁቡቕ ጅማሮ ግዜን ኩነታትን ዝጠልቦ ኪዳን ውዳባታት ወይ ጥምረት እዩ ኹሉ ህዝቢ ትግራይ ክዓስሎ ይግባእ ዋላ ትደንጎየ ዝሓሸ እዩ ኣኽሱማውያን ሚዲያ ኔትወርክ እትግብርዎ ዘለኹም ብጣዕሚ ዘይተሓለለ ፃዕሪ ስለ ዝኾነ ቐፅልሉ ብዝካኣለና ዓቕሚ ዘለዎ ንትግራይ ዝሓስብ ንሚድያኹም ክድግፍ ምትብባዕን ምዝርራብን እናገበርና እና ኣጀኹም በርትዑ ።
ብሔራዊ ጥምረት ኣብ ሓድነት ትግራይ ዓብይ ግደ ዝህልዎ ወድዓዊ መፍትሒ እዩ። ሓቛፋይ ቤት ምኽሪ ዘለዎ መንግስቲ ምህላው ግድነትዩሞ፣ በርትዑ!
🙏❤️🎩🙏❤️🎩🙏❤️🎩
ደ/ረ ደጀን እዚ ሰብ እዚ ሰልጣን እንተ ሒዙ ዋና ዲክታተረ ፀረ ዲምኩራሲ ነገንፃሊ ብፀቢብነት ዝተዓፈነ ድፉን ልቡ ትዕቢተኛ ሰልጣ ሀረረ ኢለካ የቀሪ እበረ ነሕና ተገሩ ኢ/ያን ኢና ብተገነፀልቲ /ፀበብቲ ዐነምራሕ !!
ትዕግስቲ ኣለሙ እንኻዕ ናብ ትፎትዮ ስራሕኺ ተመለስኪ❗️ጠንኺርኪ ተቃለሲ ኣብ ጎንኺ ኣለና!!!!
አንቲ ሓፍተይ ካብ ጋሻታትና ካብ ማለት አጋዩሸይ ተትብሊ ዶ አይመሓሸን? 😂
ትካት ዝኾነ ፅልኢ እመበይ ሓንቲ ጥር ትብል አስተዋፀኦ ዘይብልኩም ጥራሕ ፀለመ!
At least ነዚ ሐዚ ሓያል ናይ ለውጢ ናዕቢ ክምፅእ ዝገበረ ናይ ግዝያዊ መንግስቲ ተራ ዓብዪ እዩ!
ወይ ሱቅ ኢልኹም ትኽክለኛ መዋፀኦ እዙይ እዙይ እዩ በሉ! ሕቱኽቱኽ ድስራሕኹምን ፀርፍን ፀለምመን ዘኣመልኩምን ኣብ ማድያ እመፃእኹም ኣንይትንብሑ! ትግራይ ቁምነገር ዝሰርሐላ እመበይ ዘፀልመን ዘፃረፍን ኣይሸገራን! ኣብ ዝኸድኽሞ መድረኽ ካብ ሱቅ ኢልኻ ፅርፊን ኣብ ሰማዒ ከይዱ ሓቆም እዩ ዝብሉ ዘረባታት ኢኹም ተዛረቡ ዝግባእ
ካብ ፀርፊ ውፅኡ ሰብ ክሰምዐኩም!
በተለይ ዶክተር ደጀን ካብ ፅርፊ ውፃእ