ቃለ መሕትት ኣብ ጉዳይ ምሕደራ ቤተክርስትያንን መንፈሳዊ ውህበትን ምስ መጋቢ ዑቕባስላሴ ሃይለ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 31 ต.ค. 2023

ความคิดเห็น • 80

  • @SEMAYTV
    @SEMAYTV  8 หลายเดือนก่อน +3

    Follow SEMAY TV on our new facebook page:
    facebook.com/profile.php?id=61552657185988

    • @weldezghimana8589
      @weldezghimana8589 8 หลายเดือนก่อน

      ተዲ ቡሩክ ሰላም ኣምላኽ ይብዝሃልካ።ኣነ ባኣጎልጉለትካ ብዙሕ ዝተባረኩን ዝባረክ ዘለኹን አየ።ኣምላኽ ሰማይ ካኣ ብክርስቶስ የሱስ ሂወትካን ኣጎልጉለትካን ይባረኽ።ኣብ አዚኣ ቓለ ምሕትት አዚኣ ግን ዕቑቢት አካ ፈዝምስሽን አዩ። ብዛዕባ ኣብ ውህበታት ዘለዎ ብጣሚ ትሑት አዩ። ኣብ ካርቱም ከሎ ብቕንቓ ምጺላይ ናይ ሰብ አዩ አሉ ጽሂፉ ነይሩ።አትን ሕብረት ወንገላዉያን ኩሉን ኮይነን ኣጊደንኦ ነይርን። ኣነ ብመዛሙሩ ብዝሕ ተባሪኽ አየ። ኣብ ስብከታቱ ግን ብጣሚ ፍዝምሽናዊ አዩ። Thanks

  • @mebrahtusemere7003
    @mebrahtusemere7003 8 หลายเดือนก่อน +7

    1 Corinthians 12 ትግ - 1ይ ቆረንቶስ
    28: ኣምላኽ ድማ ኣብ ማሕበር ቅድም ሃዋርያ፡ ካልኣይ ነብያት፡ ሳልሳይ መምህራን፡ ደሓር ገበርቲ ሓይልታት፡ ደሓር ውህበት ምፍዋስ፡ ምርዳእ ድኹማት፡ ምምራሕ፡ በበይኑ ቛንቋታት ሰርዔ።

  • @nahomsahle1023
    @nahomsahle1023 8 หลายเดือนก่อน +6

    ሓውና ቴድሮስ ብምግላጽ መንፈስ ቅዱስ ዘይኣምን ከምኡ ውን ብቃንቃታት ምጽላይ ዘይኣምንን ዘይጽልን መርገጺኡ ክነግር ዘይደፈረ ቃላት ኣጸቢቁ ኣቀባጢሩ ስለዝተዛረበ ከምኡ ውን ብኣይ ዝገበረ ተኣምራት ኢሉ ካብ ትምክሕቲ ዘይወጸ ኣገልጋሊ ዘይግብኦ መልሲ ማለት ሃዋርያት የለውን ግብል ዝደፈረ በየናይ ስልጣንን ምሪሕትን ኢዩ : መንፈስ ቁዱስ ዘይኣምን ????

  • @rodofagapeapostolictvraatv3832
    @rodofagapeapostolictvraatv3832 8 หลายเดือนก่อน +9

    Pastor እንታይ ኮይንካ ኢካ ነዚ ትውልዲ ቅኑዕ ትምህርቲ ዘይተመሓላልፈሉ።ሃዋርያት ነብያት እንበለስ ፡እንታይ ትጠውዮ ፡ቤተ ክርስትያን ሃዋርያዊት ኢያ፡ኩሉ ዓይነት ውህበታት ካኣ ንጥቅሚ ተዋሂብዋ ኢዩ።ብልክዕ ንክግለጽ ግን ኣፍልጦ ምብሃግ ምጽላይ ምስ መንፈስ ቅዱስ ሕብረት የድልያ

  • @danieltesfaye6662
    @danieltesfaye6662 8 หลายเดือนก่อน +8

    ጳዉሎስዉን ሃዋርያ ከምዝነበረ ንጎይታ ከምዝረኣዮን ምስ ጎይታ ከምዝተራኸበን ዋላሓንቲ ጭብጥን መረጋገጽን የብልካን። ከመይ ገይርካ ንጳዉሎስ ኣሚንካዮ ነዞም ሕጂ ዘለዉ ዘይኣመንካዮም ብጣዕሚ ዝገርምዩ።

    • @danieltesfaye6662
      @danieltesfaye6662 8 หลายเดือนก่อน

       ተጻሒፋ ስለዝጸንሐትካ ኣብታ መጽሓፍ ቅዱስምበር ካብ መንፈስ ቅዱስ ከምዘይሰማዕካ ርግጸነኛየ።

    • @GAGHI-7
      @GAGHI-7 8 หลายเดือนก่อน +1

      ኮፍ ኢልካ ኣብ ትሕቲ ኣቦታትካ ተምሃር ሕራይ ፣ ሕጂ ዘለኩም ድኣ ከማካ ደፋራት ፍረኹም already ልሉይ እንድዩ።

    • @danieltesfaye6662
      @danieltesfaye6662 8 หลายเดือนก่อน +1

       ንስኻ ትም
      ንዓኻ ትምህርቲ ንዝወሓደካ ዩ ዝግባእ ምምሃር።

    • @danieltesfaye6662
      @danieltesfaye6662 8 หลายเดือนก่อน

       ኣብዚ ዘመንዚ ሃዋርያት የለውን ኢልካ ትኣምን እንተሊኻ ንስኻዉን ከምቶም የለውን ዝብሉ ዘለው ኣቦታትካ ዲሞን ዘለካ ክትከዉን ኣለካ

  • @biriktiyitbarek4161
    @biriktiyitbarek4161 8 หลายเดือนก่อน

    Egziabher yibarka Paster

  • @yesno640
    @yesno640 8 หลายเดือนก่อน +2

    እዝግዮ መሓረና ክርስቶስ እስኹም እንዲኹም ፣ሽግርን መከራን ናይዛ ሃገር ።ምስ ምኽሪ ኣምላኽ ተማሓላሊፍኩም ፡ትገርሙ፡ተገልቢጥካ ፣ህምም

    • @eritrea3560
      @eritrea3560 7 หลายเดือนก่อน

      ብዙሓት ሓሰውቲ ምምህራን ነብያት ክመጹ እዮም ተጠንቀቑ ይብለና እዚኣቶም መንግስቲ ዝቃወሙ ኣንጻር ቃሉ ዝዛረቡ እዮም እዚኣቶም ንጠንቀቕ የሕዋት ንክርስቶስ እምበር ንሰባት ክንመስል ኣይተጸዋዕናን

  • @JEnough
    @JEnough 8 หลายเดือนก่อน +7

    ይቕሬታ ይገበረለይ: "ኣብዚ ዘመን ናይ ሃዋርያ ጸጋ እምበር ሃዋርያ የለን" ኢልካ ዘረባ ኣብ ምንታይ ኢና ከነእትዎ? እቲ ጸጋ እንተ ሃልዩ ብመን ኣቢሉ ድዩ ኣብ መዓላ ክውዕል? ወይ ኣቡኡ ዘፍለጠ :" ሃዋርያዊ ጸጋ የለ ሃዋርያ የለ" በለና :: In the first place, you're talking about a very sensitive and controversial topic. It might be your understanding, but you can't teach about it as if it's an absolute truth.

  • @rodofagapeapostolictvraatv3832
    @rodofagapeapostolictvraatv3832 8 หลายเดือนก่อน +3

    ዓይነት ሃዋርያ
    1፡የሱስ ክርስቶስ ሃዋርያ ኢዩ እብ 3፥1-2
    2፡ሃዋርያ እቲ ገንሸል 12 ሃዋርያት
    3፡ሃነጽቲ ሃዋርያት ኤፈ 4፥11-15

  • @jossytm6814
    @jossytm6814 8 หลายเดือนก่อน +1

    Great teaching brother, God Bless you guys 🙏🏽

  • @genetrussom
    @genetrussom 8 หลายเดือนก่อน +1

    Wawww anes kfetweka Ekubit hawey bhaki fluy zetdgem seb eka zemenka ybarek

  • @henokyemane3610
    @henokyemane3610 8 หลายเดือนก่อน +3

    ኤፌሶን 4
    11-13፤ ኵላትና ናብ ሕብረት እምነት፡ ናብ ፍልጠት ወዲ ኣምላኽ፡ ናብ እኹል ሰብኣይ፡ ናብ ልክዕ ምልኣት ብጽሕና ክርስቶስ ክሳዕ እንበጽሕ፡ እቶም ቅዱሳን ነቲ ግብሪ ኣገልግሎት ንምህናጽ ስጋ ክርስቶስ ምሉኣት ምእንቲ ኪዀኑ ኢሉ፡ ንሱ ገሊኦም ሃዋርያት ገሊኦም ድማ ነብያት፡ ገሊኦም ከኣ ወንጌላውያን፡ ገሊኦምውን ጓሶትን መምህራንን ኪዀኑ ሃበ።

  • @samrawitteame8650
    @samrawitteame8650 8 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤Goyta zemenka ybark zemari ogubaslasie ❤❤❤❤❤

  • @nitsyih9164
    @nitsyih9164 8 หลายเดือนก่อน +2

    ግሃ 15፥23. ኣብ መማሕበሩ ሽማግሌታት ምስ ሐረዩሎም ድማ፡ ብጾምን ብጸሎትን ናብቲ ብእኡ ዝአመኑ ጐይታ ኣማዕቈብዎም።

  • @zebibmichael7289
    @zebibmichael7289 8 หลายเดือนก่อน +4

    ኣነስ ኪፈትዎ ን ባባ ኡቅባስልሴ ፡ ከምዜኦም ኣይነት መራሕቲ ሲ ኣብ ውሑዳት ኣመታት ናይ አምነት ሃገር ምቀየርዋ ኤርትራ። አዲል ኣይገበርናን። ተስፋ ይገብር ኣብ ዝሓጸረ አዋን ህዝቢና ኪንበጽሖ ካብ ሓዘኑ ብ ቃል ኣምላክ ተስፈኡ ከነሐድሶ

  • @Faithabi222
    @Faithabi222 8 หลายเดือนก่อน

    God Bless you.Great teacher

  • @danielgidey4258
    @danielgidey4258 8 หลายเดือนก่อน +3

    ቤት ክርስትያን ብሓደ መንፈስን:ብብዙሓት መንፈሳውያን ክትምራሕ ዩ ዘለዋ:ግን ካብቲ ሓደ መንፈስ ቅዱስ ዝወጹ ሰባት እንተ ኾይኖም ግን:በቲ ብመንፈስ ቅዱስ ዝምራሕ pastor ክትማሓደር ኣለዋ:ምኽንያቱ ቤት ክርስትያን ብመንፈስ ቅዱስ ጥራይ ኢያ ትማሓደር:ካብዚ ወጻኢ ናይ የሱስ ክርስቶስ ወተሃደር ኢና ዝበል መዕቀኒ የለን:ሰብ ፉሉይ ዝገብሮ እንታይ ዩ:ወዲ ኣምላኽ እንተ ኾይኑ ጥራይ ዩ:ካሊእ ግን ኩሉ ኣብዚ ምድሪ ዝተርፍ ዩ:ትርጉም ድማ የብሉን::
    Shalom!

  • @emmahigh4644
    @emmahigh4644 8 หลายเดือนก่อน +2

    Ekabaslasie mezmurka tray tetgebr mehasheka.

  • @selinateklesion9398
    @selinateklesion9398 8 หลายเดือนก่อน +2

    Pastor Tedros hawey pls amtsayo bzuh knmehar nkel ena kabu kem fkad Goyta Tebarek

  • @tirhashabrham2943
    @tirhashabrham2943 7 หลายเดือนก่อน +1

    ኦኦኦኦ ሃወርያ የለን ነቢ የለን ካብ በልካ ንባዕልኻ ነቢ እንተዘይኮንካ ከመይ ጌርካ ፈለጥካ በጣም ግራ ያጋባል! there are many true apostles and prophets of God. bro ask the holy spirit if you have grace?????

  • @negistimehari6245
    @negistimehari6245 8 หลายเดือนก่อน

    Shalom Absolutely excellent Gbu Avery places you go👏🙏🏾

  • @medhanieeyob
    @medhanieeyob 8 หลายเดือนก่อน +1

    Baba oqbiet, love u and bless u 💖 ❤🎉

  • @nayomsolomon7661
    @nayomsolomon7661 8 หลายเดือนก่อน +1

    ዕቕባይ ሓወይ ጎይታ ይባርኽካ ብዛዕባ ሃዋረያት ኣብ ውሽጠይ ዘሎ ስለ ዝገለጽካዮ።

  • @rahwakalab4390
    @rahwakalab4390 8 หลายเดือนก่อน +1

    2 Corinthians 10 ትግ - 2ይ ቆረንቶስ
    5: ብእኡ ኸኣ ሓሳባትን ምስ ፍልጠት ኣምላኽ ንዚጻላእ ልዕል ዝበለ ነገር ኵሉን እናፍረስና፡ ኵሉ ኣእምሮውን ንምእዛዝ ክርስቶስ ንማርኸሉ ኢና።
    6: ምእዛዝኩም ምስ ተፈጸመውን፡ ነቲ ዘይምእዛዝ ዘበለ ኵሉ ኽንቀጽዖ ተዳሊና ኣሎና።

  • @filmonabraham5508
    @filmonabraham5508 8 หลายเดือนก่อน

    Perfect

  • @rahbotkone7498
    @rahbotkone7498 8 หลายเดือนก่อน +1

    Btaeme eyou zegerem megeramey wede haku endeyou dea betekrestean eritrea kebadem medre beda kekowen. Bal ezi si neashtu aykonun bal buseamlak 😢 menfes kudus tezey harefkayo kemzi nattkum eka tekowen mehret yegberelkum 😢.

  • @HelenTekle-li1xj
    @HelenTekle-li1xj 8 หลายเดือนก่อน

    Zemenka ybarek okbit nbereket kun buruk

  • @selamabrha9371
    @selamabrha9371 8 หลายเดือนก่อน

    God bless you 2

  • @godislove2743
    @godislove2743 8 หลายเดือนก่อน

    Amlak yibarkum breketna eikum 🎉🎉🎉🎉🎉

  • @samawitmehari6222
    @samawitmehari6222 8 หลายเดือนก่อน +3

    Amanit aykonkun gin des eu zbleni zerebeu amlak ybarko❤

    • @jesus-sk3go
      @jesus-sk3go 8 หลายเดือนก่อน

      Amanit eiki brkti aykonkun aytbeli kulu b amlal zeamin amani eu zbehal

    • @jesus-sk3go
      @jesus-sk3go 8 หลายเดือนก่อน +1

      Mnal bat bente aykonkun beli

    • @samawitmehari6222
      @samawitmehari6222 8 หลายเดือนก่อน

      @@jesus-sk3go sorry hakika

  • @rodofagapeapostolictvraatv3832
    @rodofagapeapostolictvraatv3832 8 หลายเดือนก่อน +2

    ናይ ኣውጠከ እተሓሳስባ ኢዩ ዘሎካ ብዛዕባ ክርስቶስ።እዚ ካኣ ጌጋ ኢዩ፡፡የሱስ ክርስቶስ ፍጹም ሰብ ፍጹም ኣምላክ ኢዩ፡፡እምበር ትስብእቲ በቲ ኣምላክነት ኣይትዋሕጠን

  • @fiory25
    @fiory25 8 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤

  • @eladonai2100
    @eladonai2100 8 หลายเดือนก่อน +2

    According to both sources, Saul/Paul was not a follower of Jesus and did not know him before his crucifixion. The narrative of the Book of Acts suggests Paul's conversion occurred 4-7 years after the crucifixion of Jesus.

  • @erkcyforchrist.G.H.M.
    @erkcyforchrist.G.H.M. 8 หลายเดือนก่อน

    🙏❤️❤️❤️

  • @brhaneweldeselasie8913
    @brhaneweldeselasie8913 8 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤ goita ybarka ❤❤❤

  • @selinateklesion9398
    @selinateklesion9398 8 หลายเดือนก่อน

    I Love Megabi okubaslasei haile Goyta eyu zrey ab Getsu Snesratu thtnu Goyta ybarko P Tedros hawey tebarekeley nzelalem

  • @danieltesfaye6662
    @danieltesfaye6662 8 หลายเดือนก่อน +1

    ሽማግለታት ኣማኸርቲ ድኣመበር መራሕቲ ኣይኮኑን። ቤተክርስትያን ብክርስቶስያ ትምራሕ ክርስቶስ ከኣ ዝወኮሎ ሰብ ኣሎ። ተኣኪብካ ቤተክርስትያን ኣይምራሕን።

    • @filimonsolomon527
      @filimonsolomon527 8 หลายเดือนก่อน

      Kabey rekibkayo kemyu zible zihwaey

  • @merrygt1956
    @merrygt1956 8 หลายเดือนก่อน

    ❤ኽማኻትኹም ይብዙሑልና ኣቦታትና ጀጋኑ❤

  • @eritreaasmara9890
    @eritreaasmara9890 8 หลายเดือนก่อน

    I used to be Prespetaryan Still I Love it 🙏

  • @TheElitehumans
    @TheElitehumans 8 หลายเดือนก่อน

    Gotta. Ybarika. Amen. Haqka

  • @GodisGoodAllatime12
    @GodisGoodAllatime12 8 หลายเดือนก่อน

    Ewanwi melhkti Amelak yibarkum megosu yihabkum

  • @mhretsahle9041
    @mhretsahle9041 8 หลายเดือนก่อน

    ሰላም ጎይታይና የሱስ ክርስቶስ ምስ ኩላትና ይኹን። እዚ ናይ መጋቢ ጸጋ ዘለዎ ኣቦናን ወይ ኣያናን በቲ ዝደልዮን ዝኣምነሉን ኣጸዎውዓ እየ ጸዊዐዮ እምበር ቅኑዕ ስለ ዝበለ ኣይኮንኩን። ብዛዕባ ውህበታት ጸጋ ኣምላኽ ዝምልከት ምርድኡ ግን ናይ faith mission እምነት ሰዓብቲ እምበር ንወንጌላውያን እምነት ስዓብቲ ኣይውክልን እዩ። ሕቶ ንዘለዎ መልሲ ይክኣል እዩ። እግዚኣብሔር ይባርኽኩም።

  • @biniamtsehaye3747
    @biniamtsehaye3747 8 หลายเดือนก่อน

    ጎይታ ይባርኹም ፅቡቕ ሓሳብ እቲ ክመሃር ዝደሊ ናይ ተመሃራይ ልቢ ዘለዎን ተጠቒሙ ክኸውን ይኽእል እዩ:: ካብኡ ዝተረፈ ግና ወቀሳ ዘለፋ ፍርዲ ገዲፍና ናብ ምስፋሕ ልቢ ነድህብ :: ❤ እዚ ዘመን እዚ ክልተ ሰባት አብ ሓደ ሓሳብ ክቆሙ ዘሸግር ስለ ዝኾነ ካብ ምስፋሕ ልቢ ሓሊፍካ ካልእ ትብህጎ ነገር የለን :: ነቲ ክትገብሮ ትደሊ ቅኑዕ ኢልካ ዝኣመንካሉ Do it at your own risk ብዘይ ህልኽ ብዘይ ውድድር እንተኾይኑ ኣምላኽ ክድግፈካ እዩ :: ተባረኹ ::

  • @jesusislordrishan6595
    @jesusislordrishan6595 8 หลายเดือนก่อน

    😮😮😮

  • @wegahtateweldel2362
    @wegahtateweldel2362 8 หลายเดือนก่อน

    God bless you Ahwat! Tedros hawena gen ab Hasabu aytesemamaakan xeniheka 🤷🏽🤷🏽handebet wediaka. Next time kebereh zelewo kebereh alewo. Tebareku!

  • @mezmur1366
    @mezmur1366 8 หลายเดือนก่อน

    ❤ ሓው ኣገልጋል ዕቅባይ ❤
    ጽቡቅ መሃር ሓሳብ ዕሙቆት ዘለዎ
    ዶክትርናዊ ቤት አምነት ሓዘል ኣገላልጻ ተወሳኪ ዘለዎ አዪ ኣብቲ ኣዛራርባ ሓሳብ ዝተውሃበ ።
    ❤ ሰለዚ ኣብቶም ሰማዓት ምስትውዓል
    ዘድል አዪ ዘበለን በዚ ሓሳብ አዪ።
    ❤ የውሃን ወይ ጵጥሮስ ዝብሃሉ ሰባት ነይሮም ሕጀ የለዉን ማለት አቲ ኣብቲ ማንነቶም ወይ ኣብ ስሞም ዝተገለጽ,
    ሃወርያዊ ጸጋ የለን ማለት ኣይኮን።
    🎉 ሕጀ ዘየለዉ ጵጥሮስ ዝብሃል ወይ የውሃንስ ዝብሃል ሰብ ነይሮም ሕጀ የለዉን🎉 አዚ ሓቂ ።, አቲ ጸጋ ምስ ጵጥሮስ የውሃን ወዘተ ምስቶም ዝመውት ዝጥፍአ
    ግና ኣይኮነን ።
    ❤ መጽሓፍ ቅዱስ ሃብ አንት ኣሎ ኣብቶም ከም ጵጥሮስ የውሃን ዝብሃሉ ዝነበሩ ሰባት , , ኣብ ,,,,፡ ,,,,, ,,,,፡ ዝብሃል ሰብ ኣሎ
    ማሕበሩ ንምህናጽ ምስ ማንነቱን ስሙን
    አቲ ጸጋ ኣብቶም ኣምላክ ዝዓደሎም የስረሕ ኣሎ። አዚ መጽሓፍ ቅዱሳዊ ቃል ኣምላክ ብዝኮነርአይቶን፥ሓሳባትን ዘይቅየር ሓቂ አዪ።
    ,❤ ግና ከምቲ ሓው ኣገልጋል ዕቅባይ
    ዝበሎ ገለ ማሕበራት ወይ ኣገልገልቲ
    ሰርዓት ዝጥፍኦም ብርአሶም ዝሽየሙ
    ምድረ ሰማይ Facbook Youtub መልኣ አዪ
    ከምቲ ዘመነ ዘመነ መሳፍንት
    ሓው ኣገልጋል ዕቅባይ ዝገለጾ
    ዘፍርሒ ግዜ ምካኑ ምስትውዓል የድል ።
    ❤ ብኣንጻር ድማ አቶም ንኣምላክ ዝፈርሑ
    ሃውርያት ይኹኑ ማሕበር ኣምላክ ኣለው።
    ❤ ተወሳኪ ኣብቲ ምሕደራ ቤተክርስትያን
    ዝሃቦ ትምህርቲ ኣብ ልብና የሕድረልና ።
    ❤ ብዝተረፈ ሓው ኣገልጋል ዕቅባይ ❤
    አቲ ተገልግሎ ዘለካ ህያዊ ኣምላክ
    ኣምላክ ኣቦ ጎይታና የሱስ ክርስቶስን፥
    ጸጋ ኣምላክ ምሳካ አዪ። መመልስካ በርትዕ
    ብዙሕ ተማህረ Thanks
    ,, ነዚ ዘቅረብካ ሓው ውን ተባረኪ

  • @eladonai2100
    @eladonai2100 8 หลายเดือนก่อน +6

    ኣያ ዕቅቢት ደኣ ሎምስ ታይ ዘረባ ኢኻ ትዛረብ ዘሎኻ፧
    ናይ መዝሙር ውህበት ሰለ ዘሎካ ዘማራይ
    ናይ ምምጋብ/ምምሃር ጸጋ ሰለ ዘሎካ መጋቢ/ባስተር
    ናይ ምምኻር ሞያ ስርለዝሎካ ናይ ሓድር ትምህርቲ ትምህር ኣማኻሪ ተብሂልካ ትጸዋዕ ኣሎኻ እንዶ ንበዓልትኻ።
    ናይ ነብይነት ጽጋ ተሎካ ነብይ ትብሃል
    ናይ ሃዋርያዊ ጸጋ እንተሎካ ሃዋርያ ትብሃል እምበር ኣብ ነብይነትን ሃዋርያነትን በጺሕኻ ጸጋ ዘሎ ኣገልጋሊ ዚኣ ደኣ ከመይ ቢላ እያ ኣያ ዑቅቢት ከምኣ ክትብሃል ትደልያ ዘሎኻ ዶስ መውሓጢ የብላን፧

  • @saraabrha8617
    @saraabrha8617 8 หลายเดือนก่อน

    Goyta yebareka agelgali okbit hawena mezamuratka terah eka ekul eyu be mezamuratka nab goyta mesiena tebarikna tesenaniena zemen zeshager mezmur behaki bereketna eka. You are blessed.

  • @rodofagapeapostolictvraatv3832
    @rodofagapeapostolictvraatv3832 8 หลายเดือนก่อน

    ሃዋርያ ምኻን እኮ ብልጸት መዓርግ ኣይኮነን ከምቲ ካሊእ ውህበት ማዕረ ኢዩ፡ ዝያዳ ሓላፍነትን ጾርን ዘሸክም office ኢዩ

  • @meazakifle7652
    @meazakifle7652 8 หลายเดือนก่อน

    Yes right ✅️ 😊😂

  • @tiblezteclehaimanot3600
    @tiblezteclehaimanot3600 8 หลายเดือนก่อน

    ኤፋሶን 4-11-14

  • @priscillayohannes6756
    @priscillayohannes6756 8 หลายเดือนก่อน

    Bruk zri

  • @mulualemtesfamariam6264
    @mulualemtesfamariam6264 7 หลายเดือนก่อน +1

    ዝኸበርካ ዑ/ስላሴ ነውና ። ሃዋርያ ጻጋ እምበር ሃወርያ የሎን ዝብል ሓሳብ መልእኽትኻ ንስኻ መጋቢ ጸጋ ድዩ ዘለካ ? ወይስ መጋቢ ኢኻ ?
    ጸጋ መጋቢነት ስለ ዝተወሃበካ ብሓቂ ካብ እግዚአብሔር ኣምላክ ካብ ሰማይ በመንፈስ ቅዱስ ተተቐቢእኻ ወይ ተተዋሂብካ ብድሕሪዚ መጋቢ ዑ/ስላሰ ትብሃል ዘለኻ ።
    ስለዚ'ውን ሃዋርያ ካብ እግዚአብሔር ኣምላክ ካብ ሰማይ ብመንፈስ ቅዱስ እንተተዋሂቦም ወይ እንተተቐቢኦም ሃዋርያ እዮም ክብሪ ንእግዚአብሔር ኣምላኽ ብስም እየሱስ ይኹን ። ተባረኹ ።

  • @Ama-lh6yq
    @Ama-lh6yq 8 หลายเดือนก่อน

    ተጋግኻ መምህር ሽማግለ ዝብል ዓበይቲ ማለት ዓበይቲ ማለት እዩ መምህር አገልጋሊ አይኮነን ከም ስሙ ሽምግልና ወይ ምትዕራቅን እዩ ጸጋ አይተደርብዩና ወዮ ተረኽበ ድዩ ብመሰረት መጽሐፍ ቅድስ ኩላትና ሀወርያት እና ኤፍሶን2/19

  • @user-bi6dh8ie6m
    @user-bi6dh8ie6m 8 หลายเดือนก่อน

    Tedy bruk

  • @godlovesme9095
    @godlovesme9095 8 หลายเดือนก่อน

    ናይ ውሽጢ ሕማም ጥራይ ኢና ንሰምዕ ዕውር ክርኢ አይረአናን

  • @LoveYourNeighborAsYourself
    @LoveYourNeighborAsYourself 8 หลายเดือนก่อน +1

    We have seen many undeniable miracles, prophecies and deliverance from the evil spirits in SCOAN by Prophet TB. Joshua. What are we going to call Prophet TB. Joshua than a Prophet? Of course there are many so called Prophets or Apostles, but definitely there are true Prophets and Apostles from God. So, the kingdom of God is by power not by talk. 1 Corinthians 4 ትግ - 1ይ ቆረንቶስ
    19-20: መንግስቲ ኣምላኽ ብሓይሊ እምበር፡ ብዘረባ ኣይኰነትን ዘላ እሞ፡ ጐይታ እንተ ፈቐዶስ፡ ቀልጢፈ ናባኻትኩም ክመጽእ እየ፡ ሽዑ ሓይሊ እቶም ንፉሓት ክፈልጥ እየ እምበር፡ ቃሎም ኣይኰነን።
    Ephesians 4 ትግ - ኤፌሶን
    11-13: ኵላትና ናብ ሕብረት እምነት፡ ናብ ፍልጠት ወዲ ኣምላኽ፡ ናብ እኹል ሰብኣይ፡ ናብ ልክዕ ምልኣት ብጽሕና ክርስቶስ ክሳዕ እንበጽሕ፡ እቶም ቅዱሳን ነቲ ግብሪ ኣገልግሎት ንምህናጽ ስጋ ክርስቶስ ምሉኣት ምእንቲ ኪዀኑ ኢሉ፡ ንሱ ገሊኦም ሃዋርያት ገሊኦም ድማ ነብያት፡ ገሊኦም ከኣ ወንጌላውያን፡ ገሊኦምውን ጓሶትን መምህራንን ኪዀኑ ሃበ።

  • @Phos-Light
    @Phos-Light 6 หลายเดือนก่อน

    መጋቢ ዑቕባስላሴ ኣዚና እነኽብረካ ኣገልጋሊ ኢኻ፡ነገር ግና ሃዋርያዊ ጸጋ ብዘይ ሃዋርያ፡ነብያዊ ጸጋ ብዘይ ነብይ፡መጋብነት ብዘይ መጋቢ፡ምምሃር ጸጋ ብዘይ መምህር፡ናይ ወንጌል ጸጋ ብዘይ ወንጌላዊ ዝብሃል የለን፡ልክዕ ከምዚ ንስኻ መጋቢ ንምባል ብትብዓት ዝተሸመካ ፡ኣብዚ ዘመንን ክሳዕ የሱስ ዝምለስን ድማ መንፈስ ቅዱስ ካብ ምሃብ ክሳብ ዘየቃረጸ ክህልዉ እዮም ኣለዉ ድማ፡ግና ዘይስሓት ካብ ዘመን ቀዳመይቲ ማሕበር ጀሚሩ ግና ሓሰውቲ(fake) ብሽም ኩለን ኦፊሳት ኣለዉ፡ስለዚ ደምዲምካ ከምዚ እትብሎ ዘለካ ባዕላዊ ትንታነ ብምሃብ ትውልዲ ካብ እተቕንን፡ናይ ምልላይ ዓቕሚ ኣማኒን ማሕበርን ዘደንፍዕ ምህሮ እንተተሕልፍ ጽቡቕ እዩ ምስ በልኩ፡ሰማይ ቲቪ ድማ ምስትውዓል ጽቡቕ እዩ ።ኣዒንቲ ኩሉ ባርያ ኣምላኽ ተኸፊቱ እግዚኣብሄር ኣብዚ መወዳእታ ዘመን ኣብ ማሕበሩ ዝሰርሖ ዘሎን ዝመርሓ ዘሎን ናብ ዛዛሚ ሃዋርያዊ ምንቅስቓስ የእቲዋ ከም ዘሎን ከነለሊ ይርድኣና።love you and respect both of you!!❤❤

  • @justlove1219
    @justlove1219 7 หลายเดือนก่อน

    Hawaryawi tsega alo abzi zemen ezi gn hawarya yelen mbal difret eya hawey .wey gud. Entay zereba eyu ezi gele kinsemie ena .Hawarya alo wey yelen eyu iti melsi kikewn zelewo.Hawaryawi tsega alo gn abzi zemen ezi hawarya yelen rigisena koynka mizrab kebid eyu.Dfret eyu .Ageb Ageb Ageb .

  • @fretachannel
    @fretachannel 8 หลายเดือนก่อน

    ናይ ነብያትን ሃዋርያትን ጸጋ ይኹን ብቋንቋኣታት ምጽላይ ይቃወም እዩ። ብዶክትሪን ፊዝምሽን ዝዓበየ እዩ።😂

  • @eritrea3560
    @eritrea3560 7 หลายเดือนก่อน +1

    ኣንታ እዚ ሰብ ይስሕት ኣሎ ቀደሙ ንመንግስቶም ክረግሙ ዝውዕሉ ኣገልገልቲ እንታይ ክጥዕዩ ኣንጻር መጽሓፍ ቅዱስ እንዳተዛረቡ ንጠንቀቀሎም ሓደ የማነ ዝባሃልካኣ ኣሎ ሓሰውቲ መምህራንን ነብያትን ክመጹ እዮም

  • @yesno640
    @yesno640 8 หลายเดือนก่อน

    እሞ ንስኻ ከንሻ ኢኻ ።ጉይታ ተቀበል

    • @andeberhe9880
      @andeberhe9880 8 หลายเดือนก่อน

      ወይ ጽመት፡ መን'ዩ ከንሻ ኣይድሓኑን ኢሉ ዝመሃረካ!

  • @yesno640
    @yesno640 8 หลายเดือนก่อน

    ን ኢሰያስ ከኣ ተላግብሉ ህምም

  • @lemlemnegusse2934
    @lemlemnegusse2934 8 หลายเดือนก่อน

    ሻሎም