Jayo - ቁም-ነገር ምስ ወዲ ጀበሊ #4 | Wedi Jebeli - New Eritrean Comedy Joke 2018

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 30 ก.ย. 2024
  • Subscribe (FREE) ›› goo.gl/GibN2T ‹‹
    ''New Eritrean Joke 2019'' ''Eritrean Comedy 2019''
    Sehaq ms Azmarino Wedi Jebeli - New Eritrean Comedy Joke 2019.
    Copyright © Jayo Truth 2018
    An unauthorized use, distribution, re-upload or transmitted in any form or use without the prior written permission of the publisher is strictly prohibited.
    © All rights reserved.
    Best Jayo Updates: bit.ly/2CzwKsN
    Popular Videos: bit.ly/2CncXA0
    - - - - - Connect with us - - - - -
    Facebook Page: goo.gl/xP39Jk
    Twitter: goo.gl/k4ohFM
    Facebook (Personal): goo.gl/7oE6p9 [ Yacob Dawit ]
    Facebook (Personal): goo.gl/DS4RY1 [ Jayo ]
    Website: www.jayotruth.co
    Website: www.jayotruth.c...
    |- - - - - Connect with us - - - - - |
    #Jayotruth #Eritreancomedy
  • บันเทิง

ความคิดเห็น • 192

  • @מאהרימאהרי-פ2ע
    @מאהרימאהרי-פ2ע 5 ปีที่แล้ว +20

    ናይ ወዲ ጀበሊ ሕክያ ዘይኮነስ ፕሮፈሴር ሳይኮሎጂስት ክብሎ ምደፈርኩ ።ብጣሚ ለባምን በሊሕ ሰብ ዕድመ ይሃብካ ንዝሃብካ ትምህርቲ ።

    • @ghirmaihaile502
      @ghirmaihaile502 4 ปีที่แล้ว +1

      Haki ab mexhaf tehatemu nebsu zekale had akal temhirti keynu ab ab Eritrea betemertitat kizerghah alewo atehasasebamam areaeyanan zemehayish ne hadish tewelde eyu

  • @sultantesfahiwet3592
    @sultantesfahiwet3592 5 ปีที่แล้ว +29

    ወዲ ጀበሊ ክሕገዝ ኣለዉ፡ ብንዋታውን ብፋይናንሳውን ደገፍ ክግበረሉ ኣለዎ፡ ተነቢቡ ዘይውዳእ መጽሓፍ'ዩ ብሓቒ።
    ብዙሕ ትምህርቲ እንተዝህልዎ ደኣ ከመይ ምኾነ ማሌት'ዩ፡ ካብ ሂወት ብዙሕ'ዩ ተመኲሩ።

  • @erilove4346
    @erilove4346 5 ปีที่แล้ว +35

    እዚ ሰብኣይ -ብጣዕሚ ኢዩ ንፍዕን ብሱሉን ንምንእሰይ ብኽመይ ይርድኦን ብሱል ዘርባ ይዛርብን ይፈልጥ ኩሉ ድዛርቦ ዘርባ ስማርቲ ኢዩ ።ዕድመን -ጥዕናን ይሃብካ ኣቦና ጀበሊ

  • @eritreanyoung4468
    @eritreanyoung4468 5 ปีที่แล้ว +61

    ኩቡር ኣቦና ወዲ ጀበሊ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ ከምዚ ትምህርቲ ኢዩ ዘድልየና ሞ ነዚ ኩቡር ኣቦና ወዲ ጀበሊ መድባቱ ናባና ክትሰዱልና ንምሕጸን ኣብ ሓቂ ዝተሞርኮሰ ኢዩ ኩሉ ዝብሎ ዘሎ ቁቡል ኢዩ ትብሉ ከምዚ ከማይ :: like ሃቡኒ ን ወዲ ጀበሊ ዉን ላይክ ሸር በሉሉ ይቅንየለይ ቡሩክ ሰንበት

  • @fitsumareaya6710
    @fitsumareaya6710 5 ปีที่แล้ว +15

    This shouldn’t be named Comedy joke, it’s a great lesson for everybody of us.

  • @jwow8821
    @jwow8821 4 ปีที่แล้ว +4

    ሃብቲ እንታይ ይዓብስ ወዲ ጀበሊ :: ኩሉ ሰብ ከምዚ ናትካ ልቦና እንተዝህልዎ ሃገርና ኤርትራ ጥራሕ ዘይኮነስ ዓለምና ውን ምድራዊት ገነት ምኾነት ነይራ ::
    ኣነ መምህር ናይ ስነ ልቦና ኢለካ ኣለኹ ::

  • @Sam_uel28
    @Sam_uel28 5 ปีที่แล้ว +82

    *ነዛ**ጽሑፍ**ከይተንቢባ*
    ርሑስ ሓዲሽ ኣመት፣ ዓመተ ሰላም፡ራህዋ፡ቅሳነት፡ፍቅሪ፡ምትአኽኻብ፣
    ዝሓመመ ዝሓውየሉ፡
    ዝጠመየ ዝጸግበሉ፡
    ዝተሸገረ ዝርህወሉ፡
    ዝተባኣሱ ዛዕረቕሉ፡
    ዝተኣሰሩ ዝፍትሕሉ፡
    ዘይተመርዓው ዝምርዓውሉ፡
    ዝተፋላለዩ ዝራከብሉ፡
    Single ዝኾኑ ካለአይቲ ዝረክብሉ፡
    ዘይወለዱ ዝወልድሉ፡ ይግበረልና ኣሜን።

  • @pana-tv
    @pana-tv 5 ปีที่แล้ว +7

    ልክዕ ኣተዓባብያይ ዋላ ውን ሒዘዮ ዝዓበኹ ባህርያት ኩሉ ገሊጽካዮ😭😭 ግን ኣብቲ ሕጂ ኣነ ዝምስርቶ ህይወት ወይ ናብራ ከመይ ዓይነት ኣቦ ክኸውን ኣለኒ! ዓቢ ትምህርቲ ምሂርካኒ ክቡር ኣቦ🙏❤️። ንዓኻ ክኣ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ።

  • @amanuelisayas6406
    @amanuelisayas6406 5 ปีที่แล้ว +56

    ናይ ወዲ ጀበሊ ምኽሪ ጽን ኢልካ እንተ ሰሚዕካዮ እንታይ ዝገብር ሳይኮሎጂስት እንታይ ዝገብር ፕሮፈሰር። ወዲ ጀበሊ ሰሚዐ ክጸግቦ ኣይከኣልኩን።

    • @brightsunlight9449
      @brightsunlight9449 5 ปีที่แล้ว +1

      amanuel , you are right. VIVA WEDI JEBELI, FINO ASMARINO ;-)

    • @tesfaygirmay7184
      @tesfaygirmay7184 4 ปีที่แล้ว +1

      Yas

    • @robrobyadolisrobrobyadolis3563
      @robrobyadolisrobrobyadolis3563 4 ปีที่แล้ว +2

      Amanuel; how about launching “gofundme”’ . He needs our support.

    • @lifeisbeautiful1250
      @lifeisbeautiful1250 4 ปีที่แล้ว +1

      Robrobyadolis Robrobyadolis I totally agree please let me know

    • @ropizaa
      @ropizaa 3 ปีที่แล้ว

      ብታሚ ኣቢ ትምህርቲ ከሲመ አየ ዝብል ኔረ ግን ኣይከምናትካን ህጂ ሃደ አለ ክጅምር ኩሉ ኣይነት ኣብ ክድሚካ ዋጋ የብሉን ኣቦ መምህር ኩሉ ።

  • @zewdihabtemariam6030
    @zewdihabtemariam6030 4 ปีที่แล้ว +5

    what amazing advice from Eritrean brother bless U.

  • @fkririmnahani6242
    @fkririmnahani6242 5 ปีที่แล้ว +12

    50 ዓመት ሽሮ በሊዕና አንዲና ድኣ አቶም ማሕስአ ዝበልዑ ኩሎም ሓሚሞም ኢዮም ክክክክክ ኬፍ ዘለዎ ሰብኣይ ንበረልና፡

  • @robi-gu3gu
    @robi-gu3gu 5 ปีที่แล้ว +13

    ዋይ እዚ ሰቡኣይ ቡኡነት ኣነ ብስነ- ስርዓት እየ ናይዚ ቭዶ ዳዉንሌድ ጌሬ ዝካታተሎ ኣብ ሞባይለይ ኣዉርደ ኮፍ እየ ዝቡሎ ናይ ባሓቂ እቲ ሙሁር ካድር ዝባሃል ክንዲ ፍርቂ ናይዚ የቡሎምን ዘረቡኡ ክበስል ሲ ናይ ባሓቂ ዝናኣድ ሰብ እዩ ሞ በጃኩም ቆላሕታ ግበሩሉ ምሽቃጥ ጥራይ ዘይኮነሲ እቲ ዝግባእ ሃቡዎ በሊሕ እየ ኪሕገዝ ዝግቦኦ ሰብ እዪ ቡጣዕሚ ኣብ ማሕበራዊ ህወቱ ጹጉም ምካኑ ተደጋጋሚ ዝገልጾ እዪ ሞ ሕጅስ በጃኩም ሓግዚዎ ዉላድ ዉን የቡሉን ሞ ከም ገለ ጌርኩም ናይ ገለ ኣንስቲ ኣጽግዕኩም ዉላድ ከም ዝረኪብ ግበሩ በጃኩም ።

  • @abizzhabzzreactionyt7817
    @abizzhabzzreactionyt7817 5 ปีที่แล้ว +87

    *ናይ ወዲ ጀበሊ ሕክያ ሰሚዕካ ኣይተጸግቦን ኢካ ዉሉድና ከመይ ጌርና ከምንዕቢ ሚሂርካና ኣድነቅቱ እስከ ክኣ ኣብዚ እንዳ ፈረምኩም ኪዱ*

  • @j4l472
    @j4l472 5 ปีที่แล้ว +15

    እቶም ማሓስእ ዝበልዑ ኩሎም ሓሚሞም ክክክክክክ ኣላ ወዲ ጀበሊ ሺኮር

  • @eritreanyoung4468
    @eritreanyoung4468 5 ปีที่แล้ว +14

    ኣዴካ ምስ ስብ ኣንጸርጺራ መጽያ ትቅጥቅጠካ ተኮይና ኣደይ ትእርመኒ'ላ ዘይኮንካ ትብል ቆሎ ኣለዋ ኢካ ትብል ወዲ ጀበሊ ኣስሊ

  • @temyewedisenafe1809
    @temyewedisenafe1809 5 ปีที่แล้ว +13

    *ጽቡቅ ምክሪ ኢዩ ኩቡር ኣቦና አሞ የሕዋተይ ነቶም ጨፈፍ ኢሎም ዘዕበዩና ስድራና ኣይንረስዕ የሕዋተይ ብፍላይ ኣብ ስደት ንነብር የሕዋት ካብ ናብ ዘይጨቅም ነገር ካብ ምውፋር ንቖጠብ*

  • @mechaelberhane3711
    @mechaelberhane3711 4 ปีที่แล้ว +2

    በርሐባ ወዲ ጀበሊ ሻሂ ከይሰተና ተመሊሰ ዓደመን ጥዓናን❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍

  • @malhabib357
    @malhabib357 5 ปีที่แล้ว +5

    ናይ ብሓቂ ንእዝኒ ዝሎዎ ዳኣ ኣቢ ትምህርቲ እዩ ንእና ሰምዓ ዝጸምመ ግን ነረማል እዩ ኮይኑ ዝሰምዖ

  • @romedanhumed2744
    @romedanhumed2744 5 ปีที่แล้ว +1

    Bonet ela ezeom ab Facebook TH-cam
    Zewealu seb kekafue 100 ms zereboeo

  • @stellariesom8306
    @stellariesom8306 3 ปีที่แล้ว +1

    Izi izghi zhabeca sega kulu ab mesthaf ktesfro nzmesie weledo ydlyo haera hadera kulu zbelkaio fact 100 kab 100 true God bless you

  • @degeselam4873
    @degeselam4873 5 ปีที่แล้ว +9

    ብጣዕሚ ብሱል ስነ-ሓሳብ! የቀንየልና ክቡር ወዲ ጀበሊ

  • @hermonsereke492
    @hermonsereke492 3 ปีที่แล้ว +1

    Btaami des zebl agalalxa nhiwet bkulu gelixkya wetru edmen tenan yhabka fetari bzyada kkxl kea tesfa ygebr kubur abona wedi jebeli

  • @dahlakdahlak9695
    @dahlakdahlak9695 3 ปีที่แล้ว +1

    Waw...ጽቡቕ፡ ምኽሪ፡ Dear wedi ..you said a lot of things more than one individual can say ,would experience in life journey which is also very facts many should listen and lear n . These should be on books.
    Well said and well done you.

  • @goitomhenok6866
    @goitomhenok6866 5 ปีที่แล้ว +5

    ክዳንካ ዘይቀየርካሲ ቱግቱግ ኪገዝኣልካ'የ ክትብሎ ንወድኻ hahahaha ንበር ክበር ወዲ ጀበሊ ሹቕ

  • @awetsolomon3481
    @awetsolomon3481 5 ปีที่แล้ว +10

    Kulu zezarebo kalat Hiwet alewo . God bless you.

  • @malhabib357
    @malhabib357 5 ปีที่แล้ว +7

    ባባ ጀበሊ ኣዝማሪኖ ናይ ኣዝማርኖታት ኣብ ግዕዞ ሂወትካ ሰላም ይምንይልካ እቲ ሰማይን መድርን ዝፍጠር ሎዐል ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ Happy new year all people
    🌟。♥。😉。🍀
    。🎁 。🎉。🌟
    ✨。\|/。🌺
    Happy New Year!
    💜。/|\。💎

  • @ወዲሰንዓፈጽረህግደፍ
    @ወዲሰንዓፈጽረህግደፍ 4 ปีที่แล้ว +1

    ባዓል እዚ ትዝመርሕናስ ክንደይ ኮይን ምባዕበልና ካብዚ ቦሎ ቅተሎ እሰሮ ኣብራኩ ስበሮ ርእሱ ፍግኣዮ ካብ ዝብሉ ስድራ ስለ ዝተወለድና ወይ ዝተማሃርና ኢና ብካራ ገርና ሰባት ንቀትል፡ዘለና ዕድመ ያሃብካ ወዲ ጀበሊ ብሩክ ካብ ምህሮ ኣእምሮ ዝተባህሊ ከምዚ እዩ።

  • @zewdihabtemariam6030
    @zewdihabtemariam6030 4 ปีที่แล้ว +1

    This is not a COMEDY. This message a very constructive .

  • @whbet
    @whbet 3 ปีที่แล้ว +1

    I cried listening to this 😥💔 wedi jebeli 1000 amet nber

  • @teweldegideon8445
    @teweldegideon8445 5 ปีที่แล้ว +6

    ጽንሑ ኣቱም ኣብዚ you tube ተሰጢሕኩም ትውዕሉ ሒና ክንማሰል ኢና
    Comment ካኣ ሓደ ሰብ ከይጽሕፈለይ

    • @dejensemere5851
      @dejensemere5851 5 ปีที่แล้ว

      Kkkk

    • @seareteklay2720
      @seareteklay2720 5 ปีที่แล้ว

      Like ሂበካ ኣለኹ አንታይ ትገብሮ ኣለካ.

  • @sawa98
    @sawa98 5 ปีที่แล้ว +2

    ወዲ ጀበሊ ኣምላኽ ኣጸቢቁ ይባርካ🙏እትዛረቦ ንኹላትና ዝምህር እዩ::

  • @GoitomMekonnen63
    @GoitomMekonnen63 5 ปีที่แล้ว +2

    ብሓቂ ወዲጀበሊ፡ እዚ informal education ይበሃል፡ባህልና ዝበዝሐ ጽቡቅ ጎኒ ተሃለዎ ከምዚ ዝበሎ ቲፍቅሪ ኣቦትኡ ከሎ ብዘይ ፍላጥ ወለድና
    ዝጋገይዎ ነገራት ነይሩዩ፡ካብዚ ተማሂርና ንደቅና ብኣገባብ ነዕብዮም፡፡

  • @Makulij
    @Makulij 5 ปีที่แล้ว +1

    Ezi b eri tv wey wn radio nhzbi eritrea kmehalalef alewo btami abi tmrti u nhzbna

  • @samieri1995
    @samieri1995 5 ปีที่แล้ว +2

    እላል ናይ ወዲ ጀበል ደስ ዩ ዝብል ኣብ ግዜ ህክያ ዝገብረሉ ክረክቦ ደስ ይብለኒ ቁጽሪ ስልኪ ግደፍልና ህዝቢ ከኣ ናቱ ሓሳብ ይካፍል

  • @yonastoshome241
    @yonastoshome241 3 ปีที่แล้ว +1

    kef zelewo sebay nfue bxaemi jgna

  • @godwacthmegodiswithme.6627
    @godwacthmegodiswithme.6627 5 ปีที่แล้ว +3

    Very Gentle person ዕድመን ጥዕ ናን ይሃብኻ ::

  • @binyamfsaha627
    @binyamfsaha627 4 ปีที่แล้ว +1

    Smart psychosociologist man i ever heard. It is amazing man.we ate 50 years shiro so we are healthful but these who ate goat(******) was/are infected/$$$$$

  • @lydiatesfay9875
    @lydiatesfay9875 5 ปีที่แล้ว +1

    Eaye keteme ezi afusi .wedi jebeli bere enabelka tehagos Kamaka yebezhu

  • @sereke50
    @sereke50 5 ปีที่แล้ว +2

    እንዳዘናገዐ ዝምህር ናይ ብሓቂ መምህር ስነ ልቦና ወዲ ጀበሊ ቀጽሎ ካብ ትምህርታዊ ሓዘል ዕላላትካ ብዙሕ ኢና ንጥቀም እሞ ብልቢ የቀንየልና ክብለካ እየ ዝደፍር !!

  • @RobiHaile
    @RobiHaile 4 ปีที่แล้ว +1

    Kab mhro aimiro kem wedi jebeli Asli

  • @ፍትሒይደሊኣለኩ
    @ፍትሒይደሊኣለኩ 5 ปีที่แล้ว +2

    ከምዚኦም ድበሉ ሰባት መማህራን ዮም እሞ ኣይተጥፉኡልና ዓቢ መምህር

  • @SND415
    @SND415 5 ปีที่แล้ว +2

    ወዲ ጀበሊ ዓቢ ሰብ ኣምላክ ዕድመን ትዕናን ይሃብካ መታን ናዓና ክትዕመና ብዙሕ ነገር ተማሂረ ልቦናካ መረት ኣይዓልብን እዩ ቀጽሎ መታን ክንማሃር ናይ ብሓቂ ከማካ ልባማትን ይብዝሑልና ኣሜን።

  • @nahomnahom576
    @nahomnahom576 5 ปีที่แล้ว +2

    መግለጺ ሲኢነልካ 100%

  • @hidatteklom4306
    @hidatteklom4306 3 ปีที่แล้ว +1

    Wedi Jebeli should write a book 📖

  • @jwow8821
    @jwow8821 4 ปีที่แล้ว +1

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሓውና ::

  • @mahdereandom2059
    @mahdereandom2059 5 ปีที่แล้ว +1

    እዚ ሰብኣይ ብጣዕሚ መሃሪ ዝኮነ ዕላል ኣለዎ

  • @yohannesgezu9373
    @yohannesgezu9373 5 ปีที่แล้ว +1

    ወይ ወዲ ጀበሊ ሐውና ናይ ብሐቂ ፈላስፋ መሐረና ። እድመ ይሀብካ።

  • @Insight-n1j
    @Insight-n1j 5 ปีที่แล้ว +5

    ወዲ ጀበሊ ወዲ ሹቕ

  • @Okbit
    @Okbit 5 ปีที่แล้ว +2

    ኽብረት ይሃበልና፡ ጽቡቅ ምኽሪን ማዕዳን።

  • @wedihabte9488
    @wedihabte9488 5 ปีที่แล้ว +1

    ኣነ ከም ዝመስለኒ ዋላ ደኣ ወለዲ ጊደ ይሃልውም ኣብ ኣተዓባብያ ፡ ብዝያዳ ግን ካብ ግዜ ቅልዕነትካ መታዕቢቲ ክህልዎካ ኣለዎ ብዕድመ ዝመስልካ ምኽንያቱ እቲ Communication ካብ ብንእሽተይካ ሰለ ትመሃሮ ይብል ኣነ & THANKS ሰለ ብሉጽ ትምህርትካ ዘካፈልካና

  • @robrobyadolisrobrobyadolis3563
    @robrobyadolisrobrobyadolis3563 4 ปีที่แล้ว

    ወዲ ጀበሊ (ዓሳውርታ). You’re very smart. You’re an Hollywood product.

  • @SamuelTMedia
    @SamuelTMedia 5 ปีที่แล้ว +2

    Thank u for your advice

  • @selamneritranaselamneritra3954
    @selamneritranaselamneritra3954 5 ปีที่แล้ว

    ወዲ ጀቤ ዕድመን ጥዕና ጹቡቕ ምኽሪ ንወለዲ ግን ብመልክዕ ተለፍጀን እተ ዝቐርብ ጹቡቕ ነሩ ምኽንያቱ ከምዚ ንሕናስ ኣብዝደለናዮ ቦታን ግዜ ክንርኦ ክንሰምዖን ንኽእል ኢና ኣብ ውሽጢ ዓዲ ዘሎ ግን በየን ይስማዓዮ ይቕረብ ኣብ eri tv

  • @emylmy847
    @emylmy847 ปีที่แล้ว

    Nay mhur muhur eka nska Wedi jebeli abo Eritrea eka halwelna kulu gize melets ywhdeni lbonaka

  • @እስከጸሐይይብረቅማይይዛሪ
    @እስከጸሐይይብረቅማይይዛሪ 5 ปีที่แล้ว +2

    በሐኪ ጸቡቅ ዕላል ወዱ ጀበሊ አስማሪኖ 👌

  • @lemlembrehie4840
    @lemlembrehie4840 4 ปีที่แล้ว

    እዋእዒላልካስዘይፂገብከማካስየብዘሐዮኩቡሪአቦናይባሐቅመምህኢካ

  • @meronmehari9305
    @meronmehari9305 3 ปีที่แล้ว

    ይቀንየልና ወዲ ጀበሊ ከመይ ዓይነት ኣቦ ክምዝከውን ዓቢ ትምህርቲ ሚሂርካኒ

  • @zbkb6072
    @zbkb6072 5 ปีที่แล้ว +1

    From my understanding is.he has so much logical information that he can share for paren. Because off this kind of information our parents didn’t had good education how to raise kids. he should give lessons to parent in school.

  • @amiratv5508
    @amiratv5508 5 ปีที่แล้ว +1

    ወዲ ጀበሊ ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ ፍጣሪ ኩሉ ዝበልካዮ ሓቂ ኢዩ ኣይትጥፋኣና በል እምበር ኣብ ስደት ሲ ከብዲ ኢዩ እዚ ምክሪ ናይ ወዲ ጀበሊ ምስ ስማዕኩ ልበይ ምልስ ይብል 💝⭐️

  • @ghirmaihaile502
    @ghirmaihaile502 4 ปีที่แล้ว

    Agelalixa hasaden kenaen NY behaki kulu haki100% bezaeb ateababiya zebedelo exile chikane ab lieli hibrete sebum eyu zewxuo kulu khaki 100% ewe kisab hajji abkemu ena neneber zelena mallet ab hisidena in a zelena etom zebedelu zelewos ab edme hiywetom zetebedelu eyom emo NY wedi jebeli astemhro entesemiomo abi lebona kemzehibom nab nesehe kemzmerhom 100%rigixena eye ..yekenyeley wedi jebeli kab kalka bezuh temahire Hulu edmen tihinan yehabka

  • @yossiefmer733
    @yossiefmer733 3 ปีที่แล้ว

    Flasfa ,lbona ,bslet ,kulu eika zeywdae mexhaf edmen tienan yehabka Baba Jebeli

  • @tekbrhane4814
    @tekbrhane4814 5 ปีที่แล้ว +2

    Everything you saying all true

  • @luanaluana8178
    @luanaluana8178 5 ปีที่แล้ว +2

    Thank you wedy jbly

  • @bmabma6230
    @bmabma6230 5 ปีที่แล้ว +2

    Wow , you are Amazing so Continue. ........

  • @ghebretnasekahsay3668
    @ghebretnasekahsay3668 4 ปีที่แล้ว

    ወዲ ጀበሊ ኣብ ሂወትካ ሰላምን ጥዕናን ዪምነየልካ።ትምህርቲ ማለት ብስሩዕ ይኹን ብዘይስሩዕ ዘዋህለልካዮ ተሞክሮ ኢዩ፡፡ ስልዚ ወዲ ጀበሊ ሙሁር ኢኻ።

  • @tesfaldetbocure4254
    @tesfaldetbocure4254 5 ปีที่แล้ว +1

    Well said wedi’Jebelli!! I hope you will find a listener to heed your advise. What impressed me most about you is, when you jock you are extremely good as well as when you are advising.

  • @kiflomghedam8035
    @kiflomghedam8035 4 ปีที่แล้ว

    ኣቦና ወዲጀበሊ ዓቢ ነቢ ድዮም ዝብሉ ኣቦታት ክምስሉ ካብ ወይኒ ዘለላ ዝጥዕም ዕላል ምስናይ ምኽሩ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ

  • @merikemsebey8639
    @merikemsebey8639 5 ปีที่แล้ว +2

    Jayo. Eintay dea delayiy nebsu telimkumna nieuba bejakum sidedulna

  • @yohanestesfalem5774
    @yohanestesfalem5774 5 ปีที่แล้ว +2

    Abea enkuleka ateababyay kof abelkya kab mehro aemeros kemzi nateka eyu::

  • @demhai4560
    @demhai4560 4 ปีที่แล้ว +1

    I can not believe this guy; he is a genius.

  • @dawitwedihagos2480
    @dawitwedihagos2480 5 ปีที่แล้ว +2

    Mhro keykoxere haftam Aemro zteadele fuluy Ertrawi Wedi Jebeli edmen tienan yhabka luel fetari

  • @tomorrowisgift7723
    @tomorrowisgift7723 5 ปีที่แล้ว +2

    This man is very smart man.

  • @Kryptosami
    @Kryptosami 4 ปีที่แล้ว

    men,mkanka knegreka msmen kemtkeyd ngereni zb msla hji berihley. jem,a abi seb,n abi gerebn ay rkebn,u mo nestew,el

  • @asliegtasleep998
    @asliegtasleep998 5 ปีที่แล้ว +1

    Wedi jebeli malet Rilly Diktionery Edmen Tienan yimneyelka ya Asli✌️👏🧠👍👍👍

  • @nahomtesfi4303
    @nahomtesfi4303 5 ปีที่แล้ว +1

    ወዲ ጀበሊ ናይ ስለልቦና መምሕር ኢካ እድመን ትእናን ንአካ ይኩን

  • @samuelkidane1171
    @samuelkidane1171 5 ปีที่แล้ว +1

    Dimu ywelid kelbi ywelid kelbi nay klebi ygebir seb nay seb ygebir mulue seb dima halafinet yshikem sooooo trueee wedi gebeli nice advices

  • @Onlinegeld1
    @Onlinegeld1 5 ปีที่แล้ว +2

    ATA delay nebsu Abey atifiekuma

  • @lulyaperle6368
    @lulyaperle6368 4 ปีที่แล้ว

    Tiblo zelka wedi jebli ,kulu haki eka tzrib zelka

  • @hlnatv6724
    @hlnatv6724 5 ปีที่แล้ว

    Nay bhaqi lebam bota zsane seb ika eirtreawian n ngebro san aqedimka mhsab ntefi alena

  • @hassendekin1386
    @hassendekin1386 3 ปีที่แล้ว

    Really teaching words

  • @eritreaboy8004
    @eritreaboy8004 5 ปีที่แล้ว +2

    u are jok guy keep going father

  • @tzehayeberihun9981
    @tzehayeberihun9981 4 ปีที่แล้ว

    ወዲ ጀበሊ፡ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ፡ ኣጆኻ ዓቢ ሰብ !!!

  • @eliastewolde1306
    @eliastewolde1306 5 ปีที่แล้ว +2

    Good jobbe Wedi jebele

  • @kubromghebrhanes2091
    @kubromghebrhanes2091 4 ปีที่แล้ว

    ናይ ብሓቂ ወርቂ ሸጥካ ክረከብ ዘይክእ ምኽሪ
    ክብረት ይሃብኩም

  • @awatemahmud6544
    @awatemahmud6544 5 ปีที่แล้ว +2

    Wedi jebeli azmarino

  • @yosiefghebre6831
    @yosiefghebre6831 5 ปีที่แล้ว +1

    he is born intellectual with great oratorical kills

  • @jimkong2406
    @jimkong2406 5 ปีที่แล้ว +1

    W. J. Yahoo rabna yahfzka

  • @haileabkebreab98
    @haileabkebreab98 5 ปีที่แล้ว +1

    make patronize wedi jebeli,

  • @etheriahmed7950
    @etheriahmed7950 5 ปีที่แล้ว

    ሰብ ኣስመራ ቀደም ነበር ኣይሰራም በሉው ኣምሐራ ወዲ ጀበሊ ዕድመን ጥዕናንን

  • @Eritrean-vlog-Asmara
    @Eritrean-vlog-Asmara 5 ปีที่แล้ว

    እዋይ ምኽሪ ደስ በሃሊ thanks guys

  • @badhomaxtihadunyale4684
    @badhomaxtihadunyale4684 5 ปีที่แล้ว +1

    nay behaki

  • @ኣብርሃምኣፍወርቃመምህረይ
    @ኣብርሃምኣፍወርቃመምህረይ 5 ปีที่แล้ว +1

    ወዲ ጀበሊ Azimerino

  • @teklitsamuel3027
    @teklitsamuel3027 5 ปีที่แล้ว +1

    wedi jebili very good advice so God bless you

  • @fthawifsiha2380
    @fthawifsiha2380 5 ปีที่แล้ว +2

    Admen teanen yhabeka wedi jabeli yahoo

  • @henokzerai7815
    @henokzerai7815 5 ปีที่แล้ว

    Weyley alem eba nay bhasot eyu kkkkk edmen tnan yhabka w.jebeli

  • @yohanestesfalem5774
    @yohanestesfalem5774 5 ปีที่แล้ว +1

    100% xebuk aleka pls qexelo 👏👏👏👏👏

  • @sagi_fnan0125
    @sagi_fnan0125 5 ปีที่แล้ว +2

    Wellcome

  • @redaeredae6324
    @redaeredae6324 5 ปีที่แล้ว +1

    ደላይ ነብሱ ትጽቢት ነዊሑ

  • @yosieftekle9153
    @yosieftekle9153 4 ปีที่แล้ว

    Viva agazian

  • @teweldegile4267
    @teweldegile4267 5 ปีที่แล้ว +1

    Great job kubur seb GBU.