Medhanie G/Medhin (ንኡሰይ) Lamiebora New Eritrean Tigrigna Music 2024

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 10 ก.ย. 2024
  • Medhanie G/Medhin (ንኡሰይ) Lamiebora 2024
    Lyricist - Brhane Zemichael (ወዲ ናዙ)
    Melody - Brhane Zemichael (ወዲ ናዙ)
    Music arrangement - Alex Fidel

ความคิดเห็น • 787

  • @user-vq8pz7gl7e
    @user-vq8pz7gl7e 25 วันที่ผ่านมา +304

    ን መዳ ን ኡሰይ ዝፈቱ ጥራይ ደቂ ዓደይይ🇪🇷🇪🇷🇪🇷💧💧💧

    • @MbrakFkadu
      @MbrakFkadu 25 วันที่ผ่านมา +2

      ❤❤❤❤

    • @NaelAbay
      @NaelAbay 25 วันที่ผ่านมา +2

      ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🍻💙💙👈👈🎵

    • @MiliTesgazghi-ex5ki
      @MiliTesgazghi-ex5ki 25 วันที่ผ่านมา +2

      ❤❤❤❤❤❤❤

    • @TidrosGoytom
      @TidrosGoytom 24 วันที่ผ่านมา

      ❤❤❤

  • @user-hs2ol4sd2u
    @user-hs2ol4sd2u 25 วันที่ผ่านมา +194

    ሎማዓልቲ ድሕሪ 13ዓመት ምስ ኣደይ ተራኺበ ኣሎኹ ነዊሒ ይኹን ሓጺር ምስ ስድራኹም ደይተራኸብኩም ከማይ የማስልኩም ተሓጉሰ ኣሎኹ ሓጎሰይ ከማቅሎኩም ድግል ማሪያም ጽላላ ትንብረልኩም መዳ ካኣ ጹቡቅ ስራሕ ብሕጂ ዉን ካልእ ንጽበ ዕድመን ጥዕናን

    • @hagostesfa1142
      @hagostesfa1142 25 วันที่ผ่านมา +3

      እንቋዕ ሓጎሰካ ከማኻ የማስለና ሓወይ

    • @gidenatsegay1463
      @gidenatsegay1463 24 วันที่ผ่านมา +2

      Enqae hagoseka zhawey kemaka yemaslena 🥰🥰🥰

    • @awettekle5542
      @awettekle5542 23 วันที่ผ่านมา +2

      Amen amen amen

    • @HenokHenok123
      @HenokHenok123 22 วันที่ผ่านมา +2

      Wwww congura ንዓካ የማስለና ክቡር ሓወይ ኣሜን 🙏

    • @MsganaDaniel
      @MsganaDaniel 17 วันที่ผ่านมา +1

      Amen Amen bor❤

  • @user-ll3vm6ke6y
    @user-ll3vm6ke6y 25 วันที่ผ่านมา +148

    መዳ ከምቲ ልሙድ ጹቡቅ ስራሕ ትብል like
    ርገጽ 🥰🥰🥰

  • @user-en9rb2kq3t
    @user-en9rb2kq3t 25 วันที่ผ่านมา +72

    መዳ❤
    ጥንስቲ እየ ብሰላም ተጋላገሊ በሉኒ🙏

    • @Halamadr146
      @Halamadr146 25 วันที่ผ่านมา +4

      ንምታይ ትጠንሲ ኣብ ኣምላክ ዘይተኣምኒ ተኮንኪ

    • @AsmeromTesfaldet
      @AsmeromTesfaldet 25 วันที่ผ่านมา

      Men tnesi elki lekbat 😂

    • @user-en9rb2kq3t
      @user-en9rb2kq3t 25 วันที่ผ่านมา

      @@Halamadr146 😂

    • @user-en9rb2kq3t
      @user-en9rb2kq3t 25 วันที่ผ่านมา

      @@AsmeromTesfaldet ለባም😆

    • @user-vm6wc1et2y
      @user-vm6wc1et2y 25 วันที่ผ่านมา

      Kab sebeayki dyu wela kab wushmaki

  • @user-jz7wl4wy8h
    @user-jz7wl4wy8h 25 วันที่ผ่านมา +49

    ኣነ ካብዞም 2006 ንዳሓር ዘሎ ግዜ ደረፍቲ ቡዙሕ ኣይሰምዕን የ ናይዚ ወዲ እዚ ግን ከይፈተኹ የ ዝሰምዕ ምኽንያቱ ደርፍታቱ እቲ ዘለዎ መልእኽቲ ብጣዕሚ ዩ ደስ ዝብለኒ

    • @YoelYohannes-b6r
      @YoelYohannes-b6r 25 วันที่ผ่านมา +1

      Especially abti intro zela smaya arkey....from 1min upto 1:17 zela...

    • @user-wi2ph3sx9j
      @user-wi2ph3sx9j 25 วันที่ผ่านมา +2

      ደርፊ ኣይተስተማቅርን ኢኻ

    • @YoelYohannes-b6r
      @YoelYohannes-b6r 24 วันที่ผ่านมา

      B kmy dea hawey natey

    • @Dani-y5f
      @Dani-y5f 23 วันที่ผ่านมา +1

      አንታይ ደርፊ ትፈሊትጥ ሞ አምበር መሊኦም ኣሎዉ ካብ ዚበልጹ

    • @YoelYohannes-b6r
      @YoelYohannes-b6r 23 วันที่ผ่านมา

      Okey bro nska lealey tfelt sry for disturbance

  • @bizubuzy
    @bizubuzy 25 วันที่ผ่านมา +40

    ላሚ ቦራ - *ቦራይ ላመይ*
    ዛንታ ላሚ ቦራ መበገሲኡ ከም ልቢ ዝትንክፍ ናይ ኢትዮጵያ ናይ ህጻናት ዛንታ ኮይኑ፡ ዓሚቝ ቴማታት ፍቕሪ፡ ሓልዮት፡ ምክልኻል ዘንጸባርቕ እዩ። ኣብቲ ዛንታ፡ ሓንቲ ኣብ ሞት እትርከብ ኣደ፡ ንጽቡቕ ሂወት ክልተ ደቃ ንሓንቲ ላሚ ቦራ እትበሃል ላም ኣሕሊፋ ትህቦ። ኣብ ዓራት ሞታ ደቂሳ ከላ፡ ነታ ላም ምስ ከደት ደቃ ክትኣልያ እናሓተተት ትደርፈላ። እቶም ቆልዑ በታ ሕሱም ሓዳስ ኣዲኦም ኣብ ዝጠመዩሉ ወይ ኣብ ዝበደሉሉ እዋን ናብ ላሚ ቦራ ከይዶም ነታ ኣዲኦም ዝመሃረቶም ደርፊ ይደርፉ። ከም መልሲ ናይዚ ድማ እታ ላም ጸባ ትህቦም፣ ፈጺማ ኣይትነቅጽን እያ፣ ህላወኦም ድማ የረጋግጽ።
    እዚ መግለጺ ናይዛ ደርፊ
    *ፍቕሪ ተሓሊባ ዘይትነጽፍ፣ ዘየቛርጽ ፍቕሪ ትምጡ ሄዋን፣ ኣብ ስደት ኣደ ኣብ ዘይብሉ፣ ሓደራ ኣደ ዝተቐበለት
    ይበል ኣገላልጻ 🥰🥰

    • @alexanderkahsaywedimsgad7967
      @alexanderkahsaywedimsgad7967 21 วันที่ผ่านมา +1

      Thank you 🙏

    • @samriel7719
      @samriel7719 20 วันที่ผ่านมา +1

      ዋው ደስ ዝብል ኣገላልፃ።

    • @user-qy8fx6lp5h
      @user-qy8fx6lp5h 19 วันที่ผ่านมา +1

      ውውውውውውው ደሰ ዝብል እዩ

    • @Mulye21-el6xm
      @Mulye21-el6xm 18 วันที่ผ่านมา +1

      😢🎉

    • @Ab_Alem_kelekan_kelekan
      @Ab_Alem_kelekan_kelekan 16 วันที่ผ่านมา +1

      Thanks. Sleti agelalxa sala zgelexkayo nexirley alo

  • @YaredAbrha-wb3px
    @YaredAbrha-wb3px 25 วันที่ผ่านมา +39

    እኔ ኢትዮጵያዊ ነኝ በጣም ነው ምወደው እሄ ልጅ ። በርታ ❤❤❤

  • @DawitGebrmedhen
    @DawitGebrmedhen 25 วันที่ผ่านมา +23

    መዳተይ ንኡሰይ እንቃዕ ብሰላም መጻካና ናይስራሕ ከም ወትሩ💙💙💙💙💙💙💙

  • @wediteages9391
    @wediteages9391 25 วันที่ผ่านมา +62

    1st…Comment
    እንቋዕ ብደሓን መጻኻ መዳ ሓወይ 💙 ብንኡሱ ዝዓበየ!ኩላትካ ንመዳ ትፈቱ ረጊጽካኒ ሕለፍ🥇

  • @major_Lazer_291
    @major_Lazer_291 25 วันที่ผ่านมา +13

    እቶም ነዛ ድምጺ ትፈትዉ ላይክ🎉🎉❤❤❤ 4:50.

  • @FshaMokonen
    @FshaMokonen 25 วันที่ผ่านมา +7

    ኣቤት ድምጺ ይበል ኣነስ ኣበይነይ ድዩ ዝኾነ ደርፉ ናይ መዳ ልዕሊ ዓሰርተ ግዜ ይሰምዖ❤❤❤❤

  • @EritreaEritrea-cy1yn
    @EritreaEritrea-cy1yn 25 วันที่ผ่านมา +19

    ዋውውው መዳ እንቛዕ ብሰላም መጻካ ብድንግላ ረኺበያ ላይክ

    • @SamilKiflmariyam
      @SamilKiflmariyam 25 วันที่ผ่านมา +1

      ድሕሪ ሰብ ክኣ ተሪፍካ like 😂

    • @AmanuelTeklehaimanot-yx9me
      @AmanuelTeklehaimanot-yx9me 25 วันที่ผ่านมา

      B guala rekibkaya malet dyu bzuh dem afsisa do ke welas.. atum hzbi dya tbl monica😅😅 atum hzbi like zebl hmam coment dyi lekifkum beqa kula like tray tbl

  • @AmanAbreham-n4m
    @AmanAbreham-n4m 22 วันที่ผ่านมา +2

    ንኡሰይ 💙💙💙💙💙💙💝🥰✌️💯

  • @johnhaile1125
    @johnhaile1125 25 วันที่ผ่านมา +10

    ኣታ ኣነሲ ንመዳ ክርኢ ከለኩ ይሕጎስ ❤ Beshem Meda Like 👍 abzia gayes Nic Job Medino

  • @user-qr4ro3pc5f
    @user-qr4ro3pc5f 25 วันที่ผ่านมา +5

    Meda shikor xbuq serh wedi erey 🇪🇷🇪🇷🇪🇷shikor

  • @user-ym5ft5je9z
    @user-ym5ft5je9z 25 วันที่ผ่านมา +7

    መዳ መዳ መግለጺ ቃላት ሰኢነልካ። 🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤🎸🎸🎸🎸🎼🎼🎼🥇🥇🥇🥇🥇🤴🤴🤴🤴🤴 ብ ጣዕሚ ጽቡቅ ስራሕ

  • @avrahamgere8787
    @avrahamgere8787 25 วันที่ผ่านมา +7

    ይበል ጽቡቕ ስራሕ ከም ወትሩ መዳ ሓወይ💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙

  • @user-tv6xq2jh4b
    @user-tv6xq2jh4b 25 วันที่ผ่านมา +6

    ዝተባረከ ቀዳምን ሰንበትን ኣሕዋተይ ማዳ ንጉስ ❤❤❤

  • @بغياةفييام
    @بغياةفييام 12 วันที่ผ่านมา +1

    Meda jigna nay zemena amlak edmen tunan yhabka❤❤❤

  • @FREZGHITESFAGIORGIS
    @FREZGHITESFAGIORGIS 25 วันที่ผ่านมา +17

    መዳ ሓወይ ኣነ ብጣዕሚ እየ ዘድንቀካ ከማይ ዝድንቀካ ዘሎ ኮይኑ ኣይስምዓንን እዩ ሓንቲ ግን ሓደራካ ኢንተርቪው ካይትገብር በጃካ ካልኣይ ላላ ዎዎኦኦ ዝብሉ ቃላት ኣብ ደርፍታትካ ይድጋገሙ ኣለዉ ኣብኩሎም ደርፍታትካ ምሳይ ዝሳማማዕ ይርገጸለይ መዳ ንጉስ ናዚ ዘመን ድሉው ዲካ

  • @yosiefokbamichael9209
    @yosiefokbamichael9209 25 วันที่ผ่านมา +3

    ውዱእ ስነ ጥበባዊ ንኡሰይ ❤💙

  • @NaelAbay
    @NaelAbay 25 วันที่ผ่านมา +4

    መዳ ናይ ብሓቂ ጽብቅቲ ስራሕ ተካኢ ኣብርሃም ኣፎርቂ ኢኻ ንስኻ 🎵💪💪💪💪👈❤❤ መዳ

  • @tdsrdf2918
    @tdsrdf2918 25 วันที่ผ่านมา +2

    ብትፅቢት ሓሪረ ወላዲተይ እንቃዕ ብሰላም መፃካልና ዝጎይታ ጠባይ🎉🎉

  • @asddss7038
    @asddss7038 25 วันที่ผ่านมา +5

    Meday ብሉፅ ዝፈትየካ ጎይታዋይ❤✍️

  • @senaitashber270
    @senaitashber270 19 วันที่ผ่านมา +1

    Ab kulu jegna eka edemen tenan yehabka feteri Meda hawey::❤❤💙💙🌿🌿✅️

  • @user-er8wb2rx7i
    @user-er8wb2rx7i 25 วันที่ผ่านมา +2

    መዳ ብሉፅ ሓውካ ካብ ትግራይ አድናቕኻ እየ❤❤

  • @dctv8334
    @dctv8334 25 วันที่ผ่านมา +6

    Qurub godilatni baelka t serho srah yshkur meda arkey ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤keep it up.

  • @KiyaroSedi
    @KiyaroSedi 23 วันที่ผ่านมา +2

    Waw Meda wedi meley 💙💙💙 xibuk serha 👍

  • @MerhawiKidane-zx3dc
    @MerhawiKidane-zx3dc 25 วันที่ผ่านมา +4

    ዎውውውውውው ንበር መዳ ሓወይ በጃ ህዝቡ ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ 🎉

  • @MahiAberahaley-qh9oc
    @MahiAberahaley-qh9oc 25 วันที่ผ่านมา +4

    ማድተይ ♥️
    ኣነሲ ኽፈትወኻ ወትሩ ቡሉፅ እኻ💙💘🦋

  • @ላሚቦራ
    @ላሚቦራ 25 วันที่ผ่านมา +2

    ቡሉጽ ስራሕ መዳ ኑኡሰይ
    እቲ ብኑኡሱ ዘይናሰ መሰታይ
    🫵🏾💙⭐️🎼

  • @user-vp3gd8nl9m
    @user-vp3gd8nl9m 25 วันที่ผ่านมา +1

    Meda nudus tebeb wedi meley ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @adeyeadijeganu4721
    @adeyeadijeganu4721 25 วันที่ผ่านมา +4

    ንኡሰየ ኣንታ ንኡሰየ
    ከየርፈደ
    ዝወፍረ😢❤

  • @abielgerezghiher4536
    @abielgerezghiher4536 25 วันที่ผ่านมา +1

    ብሉጸይ ጽቡቅ ስራሕ

  • @user-vw4zo1sm2b
    @user-vw4zo1sm2b 25 วันที่ผ่านมา +2

    ከማይ ጌሩ ዝፈትዎስ ይህሉ'ዶ መዳ ንኡሰይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ሓውካ ካብ ማእከይ ሊብያ ንመዳ ዝፈቱ like ይርገጽ❤❤❤!!!///

  • @TemesgenTemie
    @TemesgenTemie 25 วันที่ผ่านมา +2

    Wow Meda hawey enqae bselam mexaka btaemi des zebl sraheyu

  • @tarikotewelde
    @tarikotewelde 23 วันที่ผ่านมา +1

    ናይ ባሓቂ ድምጺ

  • @tigrignapost
    @tigrignapost 25 วันที่ผ่านมา +4

    ንኡሰይ ዝንኣድ ስራሕ ብኹላ💙💙

  • @user-ke2vu5wo1h
    @user-ke2vu5wo1h 22 วันที่ผ่านมา +2

    Za kola memahrtey nera ab mebaeta kab kedema ya mexexes behalit so meda btaemi ye zhbyeka nkid like shre

  • @user-rd9vq7mf1r
    @user-rd9vq7mf1r 25 วันที่ผ่านมา +4

    Meditey nugus nay nugusat wedi meley muqur 🤴🤴👌👌👌💙💚💚💙

  • @desawitsegay2286
    @desawitsegay2286 20 วันที่ผ่านมา +1

    ንኡሰይ❤❤❤❤

  • @teweldeemha8247
    @teweldeemha8247 21 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤❤❤ ኑኡሰይ አንበሳ

  • @ወዲነጋሲ
    @ወዲነጋሲ 25 วันที่ผ่านมา +3

    ንኡሰይ ቡሉፅ መንእሰይ❤❤

  • @simontekie5675
    @simontekie5675 24 วันที่ผ่านมา +2

    Wedi nazu mastermind 🤝🤝🤝....wedi nazu endhr alo flut eyu tuum kemzekewn ...Good job meda anbesa 😊😊😊..

  • @user-nq1gm6rf3u
    @user-nq1gm6rf3u 24 วันที่ผ่านมา +1

    ንኡሰይ ❤❤🎉🎉🎉🎉🎉ጎይታ ጥበብ

  • @user-zn1hw5cb7i
    @user-zn1hw5cb7i 23 วันที่ผ่านมา +1

    My king መዳ ሓወይ ♥️♥️♥️♥️🥺

  • @gsgs2241
    @gsgs2241 23 วันที่ผ่านมา +1

    ንኡሰይ ኣነስ ክፈትወካ❤❤❤❤

  • @Robel-s4i
    @Robel-s4i 25 วันที่ผ่านมา +5

    Meda wedi meley xbuk srah❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @samigebre7828
    @samigebre7828 24 วันที่ผ่านมา +1

    መዳ ኣስሊ ማይዓይኒ ይዝክር ህፃን ከለኻ ባዓል ተስፋ❤❤❤❤

  • @NaebBrhane
    @NaebBrhane 25 วันที่ผ่านมา +5

    bulux srah meda jgna❤❤❤❤

  • @mesfunheran2736
    @mesfunheran2736 20 วันที่ผ่านมา +1

    Meda kulu gzie xbuq serah hizkalna ktmxie eina nxbe txbitna kea aebrkayo aytfeltn ❤ kexilo zhawey ambesa

  • @robielabraham1162
    @robielabraham1162 25 วันที่ผ่านมา +3

    ኬፍ ዘለካ መንእሰይ❤❤❤

  • @Sinksar605
    @Sinksar605 25 วันที่ผ่านมา +2

    መረርዋሕ ዝኮነ ድምጺ ኑኡሰይ ጅግና❤🔊

  • @ሳብስክራይብ_ግበሩ_ጋይስ
    @ሳብስክራይብ_ግበሩ_ጋይስ 25 วันที่ผ่านมา +5

    እንኳዕ ብደሓን መጻኻ መዳ𝄞🎼💙ከምዚ ከማይ ክጽበያ ዝጸነሐ👍ላይክ

    • @rozar227
      @rozar227 25 วันที่ผ่านมา

      Kp ganf medahanye ako hawey ayo 😉 😋 👏

  • @user-gn3tn8tp7l
    @user-gn3tn8tp7l 25 วันที่ผ่านมา +1

    👌👌👌ቭራቮ መዲ ቀፅለሉ

  • @abrhamashebr9191
    @abrhamashebr9191 10 วันที่ผ่านมา

    Nay bhaqi qale hiwet yesmealna egziabhier bsenay mengedu ymrhana❤❤❤

  • @HuruyTekle
    @HuruyTekle 22 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤ መዳ king ንኡሰይ❤❤🎉🎉🎉

  • @merhawiangosom555
    @merhawiangosom555 25 วันที่ผ่านมา +2

    ዋውውው እንቃዕ ብሰላም መጻእካ መዳ💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙

  • @SamiDejen-hq2bs
    @SamiDejen-hq2bs 24 วันที่ผ่านมา +1

    Meda kulu gze ብሉፅ ካብ ትግራይ ሐዉካ 😍😍😍🥰👌

  • @ረጋለምን4528
    @ረጋለምን4528 25 วันที่ผ่านมา +1

    ኣታ ኣነስ ፍቴካስ ክመዉ ኤርትራዉነተይ ዝኮርኣሉ ነኣካ ምስ ረኣኩ ጥራይ እየ ❤❤❤❤

  • @user-rg3qj6ul9l
    @user-rg3qj6ul9l 25 วันที่ผ่านมา +1

    ትጽቢት ነዊሑና ቀንዩ መዳ ብሉጽ ከም ኩሉ ግዝየ💙✊✅

  • @user-ht8xq6xr5u
    @user-ht8xq6xr5u 24 วันที่ผ่านมา +1

    ኣነ ደጋፊ ህግደፍ እየ ብሒም ዝበለ ዓዲ ኣበይቶ ከይዱ ይተሓነቅ፡ መዳ ግን ማራ እየ ዘድንቀካ ቀጽሉ ❤❤

  • @hadageeuamlakey
    @hadageeuamlakey 25 วันที่ผ่านมา +2

    ወትሩ ቡሉጽ ስራሕ መዳን መሳርሕቱን❤❤❤🎉🎉🎉

  • @genetyosief
    @genetyosief 24 วันที่ผ่านมา +2

    መዳ ኒኡሰይ ጹቡቅ ስራሕ ቀጽሎ ግን ከምቲ ዝጠፋእካናስ ካልእ ተጸቢና ጸኒሕና ❤❤❤❤❤

  • @etebarekweldu9439
    @etebarekweldu9439 20 วันที่ผ่านมา +1

    Meda arkey from köln ma best love u Always

  • @MilkiasSemere-r7t
    @MilkiasSemere-r7t 18 วันที่ผ่านมา +1

    Welcome back meda khsknie lomi nice music 🎶 🎉😮

  • @FtsumTeweldebrhan-un2kz
    @FtsumTeweldebrhan-un2kz 25 วันที่ผ่านมา +1

    ዋውውው ብሉጽ ስርሕ መዳ ሓወይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @user-ms4qe8lf2h
    @user-ms4qe8lf2h 25 วันที่ผ่านมา +3

    medhanie nuausey xubuki sriha💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙

  • @simontemesgen1429
    @simontemesgen1429 25 วันที่ผ่านมา +2

    Beqa I love you ❤so much meda hawey kulu eka nska ....dmxi hzbu mahder fqri😍🤩🥰🥰🥰🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @brhanehaile4275
    @brhanehaile4275 25 วันที่ผ่านมา +2

    አንቃዓ ብደሓን መጻኣኩም ኩቡራተይይይ

  • @trahaswelu5874
    @trahaswelu5874 18 วันที่ผ่านมา +1

    ገበዝ 😊😊🥰🥰🥰

  • @YoelYohannes-b6r
    @YoelYohannes-b6r 25 วันที่ผ่านมา +1

    Wedi nazuuuuu malet ybel poem
    Medaa perfect work

  • @user-cu6tp7wm5t
    @user-cu6tp7wm5t 25 วันที่ผ่านมา +2

    medhani jegina ajoka hawey natey nay bhaki adeniqeka ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @berihutes4668
    @berihutes4668 25 วันที่ผ่านมา +1

    Wawww meda ybel srah❤❤❤❤

  • @SENEDMEDIA
    @SENEDMEDIA 23 วันที่ผ่านมา +1

    ከም ወትሩ ጽቡቅ ስራሕ መዳ ሓዉና

  • @emulave1287
    @emulave1287 24 วันที่ผ่านมา +1

    Meda shikori enka bselam mexaka wegeney

  • @dawitsamiel8073
    @dawitsamiel8073 18 วันที่ผ่านมา +1

    Eza gal des ktbleka bzuh gelemele zeybla wela akadadina azuyu kbretu zhalewe kemuwn gexa ❤

  • @HabtomGebrexadkan
    @HabtomGebrexadkan 25 วันที่ผ่านมา +2

    ጽብቅ ስራሕ መዳ ነብሲ 💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙

  • @andomgebrekristos3821
    @andomgebrekristos3821 25 วันที่ผ่านมา +1

    Meda shkor enqae bselam mexaeka . Endazekorkuka mexika❤❤❤❤❤❤

  • @KbromTigrai
    @KbromTigrai 21 วันที่ผ่านมา +1

    መዳየ ይመችካ ብሮ

  • @Sinksar605
    @Sinksar605 25 วันที่ผ่านมา +3

    ዋውው ድሕሪ ክንደይ ሃንቀውታ ❤ጊታሪስት 🔛🔝

  • @Debas97
    @Debas97 25 วันที่ผ่านมา +2

    ጽቡቅ ስራሕ❤🎉

  • @DanielHabte-dl3wx
    @DanielHabte-dl3wx 25 วันที่ผ่านมา +1

    መዳ ጅግና ኩሉ ዝኩእሎ

  • @tekahadgu5941
    @tekahadgu5941 20 วันที่ผ่านมา +1

    Great voice meda asli go a head❤

  • @natsinethadgu7514
    @natsinethadgu7514 25 วันที่ผ่านมา +1

    Des zbl srah meda hawey edmen tenan yhabka fetari

  • @wediteklay-so3ms
    @wediteklay-so3ms 25 วันที่ผ่านมา +1

    Well come meda habibi❤❤❤

  • @صابرمحمد-خ9غ
    @صابرمحمد-خ9غ 22 วันที่ผ่านมา +1

    Medhanie G/Medhinnnnn ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍✌️✌️✌️✌️✌️✌️✌️✌️✌️✌️✌️✌️✌️

  • @EsromTeklzg
    @EsromTeklzg 25 วันที่ผ่านมา +1

    meda nusey xbuk srah❤❤❤❤❤❤❤

  • @LukasGebrehiwot-do6wq
    @LukasGebrehiwot-do6wq 19 วันที่ผ่านมา +1

    💙💙💙 always good job meda hawey

  • @habeshaentertainment2740
    @habeshaentertainment2740 25 วันที่ผ่านมา +1

    Meda nusseyy blux nayzi zemena🎉🎉🎉🎉

  • @BanaMichael-tu5xg
    @BanaMichael-tu5xg 24 วันที่ผ่านมา +1

    መዳ ንኡሰይ ብጣዕሚ ጽቡቕ ስራሕ💙💙💙💙💙

  • @WeyniDirar
    @WeyniDirar 25 วันที่ผ่านมา +1

    Welcome little brother❤❤❤💙💙💙💙

  • @gidenatsegay1463
    @gidenatsegay1463 24 วันที่ผ่านมา +2

    Wawwwwww temti derfi meda anes derfka kfetyo kalay yemane barya ele eye zgelxo ❤❤❤❤

  • @semharhaileselase6045
    @semharhaileselase6045 25 วันที่ผ่านมา +2

    “Vocally you have a booming voice and bags of character in your tone ❤️❤️❤️

  • @mebrenegnyesewmagna7623
    @mebrenegnyesewmagna7623 25 วันที่ผ่านมา +2

    ዋው መዳ ❤❤❤ ንኡሰይ ሰናይ ስራሕ❤❤❤❤❤❤❤🎉

  • @wedieri2301
    @wedieri2301 25 วันที่ผ่านมา +3

    Nfuo qola 🙌🔥💙💚 wedi nazu nfuo seb rekibkala zimaka

  • @user-np2hq4uk3g
    @user-np2hq4uk3g 25 วันที่ผ่านมา +4

    Meda asli kemti lmud🎉💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙

  • @AbielBereket
    @AbielBereket 25 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤❤ Meda hawey keep It upp i love you

  • @merhawitesfagerges6920
    @merhawitesfagerges6920 25 วันที่ผ่านมา +1

    መዳተይ ንኡሰይ እንቃዕ ብሰላም መጻካና ናይስ ስራሕ ከም ወትሩ💙🖤💙💎

  • @HenokArayaSebhatu
    @HenokArayaSebhatu 25 วันที่ผ่านมา +2

    King of song እስከ ነተባብዓዮ ደቂ ኤሪ ሓላላት ቡሉጽ ስራሕ ብሉጸይ ❤🎉