Really you are brilliant! Your knowledge and understanding on politics,history and religion is amusing.Being a health professional,I wonder when and how you read all the books. You are a gifted person and a big asset of Tigray. You are our hero!!
ጀግና ኣንበሳ ተጋዳሊ ብርሂን if he is still residing in Mekelle then we the diaspora people should contribute to his safety protection. He is so brilliant so brave so fearless & so ሓልይ ዉፉይ ህዝቡ & should have security guards and protection 24/7. 🙏🤞🙏
The king of TIGGER TIGREYANS TPLF❤ Absolutely regardless tough Genius faster fighter in the world our GENERALS CORNELIS long live state TIGGER TIGREYANS TIGRAY❤❤❤ ብቅልፅምና ብስሬና
እንኳዓ ብሰላም መፃኹም❤❤❤❤❤ባዓል ብሬን ብስራትን ናይና ሰብ❤❤❤❤
ኣንበሳታት ደቂ ህዝቢ ስም ታት ንጆነሳይደራት ዕድመን ጥዒናን ፈጣሪ ይሃብኩም በርትዑ❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉
ብርሂን በሊሕ ትግራዋይ long live bro❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤💙💙💙💙💙💙💙🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@@snaytfukad9523ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ወልዋሎ ሒዙ ንመንግስቲ ሻዕውያ ገልቢጡ ልኢሳያስ ልቐተለ ጀግና 😂😅😅😅😂
ተጋዳላይ ብርሃነ ብጣዕሚ ወያናይ ሰብ እዩ ትከከለኛ ሓቀኛ ዘየዳሉ ሰብ እዩ ሓቀኛ ሓቀኛ ሰብ እዩ።
ትክክል
ብርሃነ ልዕሊ ዕድሚኡ ዝዓበየ መግለፂ ብቕዓትን ኢዩሞ የምሽየልካ ኩሩዕ ኢኻ።
እንኳዕ ተረፉልና ኣቦና
መነአሰይ ትግራይ ብፍላይ ካዓ መነአሰይ እንደርታ ትሽወድ አለኻ እኒ ጌታቸው ዝሰርሕዎ ዘለው ስራሕ ዳሕራይ ከይጣዓሰኩም
Entay eyom serihom hawey
ብርሃነ አብትግራይ ዘለው ፀላእቲ ቡዙሓት እዮምሞ ዝጨነቆ ሕማቅ እዩዝሓስብ ጥንቃቀ ክትገብር አለካ ብሬ ሓውና ንበረልና
Brhane you are very very talented person!!
3 ስዓት ሙሉእ ተኸታትለ ኣይፈልጥን ግን ምስ ተጋዳላይ ብርሃን ዘይስልቹ ትምህርትን ጽጹይ ሓበሬይታ ዘለዎ ቁምነግር ቃልሲ ንህዝቢ ትግራይ ክትቅጽለሉ ይግባእ ክብረት የሃበልና
ክብረት ይሃበልና ብፃይ ብርሃነ/ሞኽሺ /ትንታነኻ ኩሉ ክፈልጦን ክኽተሎን ብስፍሓት ይሰርሐሉ፣ ብኣውርኡ ሪኢቶታተይ ኣብ ዝቕፅል ንምቕራብ ክፍትን እየ
አቱም ወገን ዉፅዕጀጋኑ አነ አድና ቂትኩም እየ የቀንየልና ንዓኹም ሒዝና ንዓድና ምዕራብ ክንምለስ ተስፋ ንገብር ኢና ።ተባዓት ተቃለስቲ ኢኹም ፈጣሪ ያሓግዝኩም ።ከምደደቢትን ዛራን ናብኩሉ ክበፅሕ ተስፋ ንገብር ዕድመን ጥዕናን ያሃብኩም ። ሐላላት ደቅና።🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤
ብሬ ጀግና💪💪💪💪
ደስ በሃሊ ሓበሬታ ሃለዋት ህዝብናን ብዕልግና ሽርሒ ፃድቃን ግዕዙይን ሰካራም ጌታቸው ረዳ ከዳን ስለ እተቃልዑ ዘለኹም 🤞Thanks,for your real&fact information.
አነ ካብ ዉቅሮ እየ ኩሉ ግዘ ይከታተል እየ
🎉🎉እንኳእ ትግራዋይ ኾንካ ብኻ ኾሪእየ🎉🎉
❤❤❤❤ጅግና ብሬ
Really you are brilliant! Your knowledge and understanding on politics,history and religion is amusing.Being a health professional,I wonder when and how you read all the books.
You are a gifted person and a big asset of Tigray.
You are our hero!!
Our brother god bless you ❤❤❤❤❤❤❤❤❤heart ❤🎉
Thank both of you ❤❤
❤❤❤❤❤❤ ዝገርም ትንተና እዩ
Welcome T.Dr Brhane and Bsrat
ናበተሌቨዥን ይቀየር ትኽክል አዮ
Jegna wedi Tigrai hawey Kibri ni Brhane ❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤ ኣንቱም ጀጋኑ ፖረግራምኩም ብደንቢ ኢና ንከታተሎ ዘለና ሳሓባይን ማሃራይን እዩ❤
በርትኡ ደቂ ህዝብና 🎉🎉🎉
በርትኡX . . . . በርትዑ
Beravo, Berya,Keep it up!
በርትእ ሙሉአ ትግራዋይ ይይይ ጅግና ሰብ
አጆና ንህዝቢ ትግራይ ሰላም ይምነ ክሐልፍ እዩ 💪❤️💛 ንሓርን✊🏼
ሰላም ብስራትናብርሃነ ፕሮግራምኹም እናተኸታተልናኩም ኢና ካብ ትግራይ ቀፅልሉ።
Thank bire❤❤❤❤
Please Birie hawina, inform Tegaru to stand with TPLF till our people are free
ጀግና ኣንበሳ ተጋዳሊ ብርሂን if he is still residing in Mekelle then we the diaspora people should contribute to his safety protection. He is so brilliant so brave so fearless & so ሓልይ ዉፉይ ህዝቡ & should have security guards and protection 24/7. 🙏🤞🙏
Correction-:- please read as ሓላይ.......
ብርሀነ ወደይ please be careful There is very evil people trying to harm you God be with you until this difficult time passes 🙏🏽💕💕
አብ ምእታው ምውፃአክአ እግዚአብሔር የሃልሃ ተጋዳላይ ብርሃነ ፃማ ልብህ የርዊሃ እግዚአብሔር!!!
ዋይ እዚ ዝቆንቆነ ብህዝቢ ገንዘብ ዝሰኸሩስ ኸዚ ከአ ብመናእሰይ ክንግዱ ዝኸድሉለው መንገዲ ዳጥን ምጥን ይኹኖ ተግባሩ ሕማቅ ክትሪኦ ሕማቅ ዘረብኡ ሕማቅ ካብዚኦም ንፅቦዮ ቁምነገር የለን ዝጠሓሉ እዮም።
አታ ህውሃትማ አይትጠፍእን ህዝባን አዳን ሒዛ መሰስ ክትትል እያ ተሞኩሮአ ንሱ እዩ
እሞ እቶም ሰራዊትከ ሱቅ ኢሎም ድዮም ክሪእዎ ነዞም አመፅ ክነካይድ ዝብሉ?
ጆሃር ባጣም ተላዋዋጭ የአላማ ፅናት የለውም በአቓሙ ፁኑ አይደለም በጣም ጥንቃቄ ያስፈልጋል።
Selam. ❤❤❤
በርትኡX . . . .በርትዑ
tgadalay Bethany you are very brave you are our dictionary in our history ❤
🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉 God bless you dear brother.
ሬድዮ ከአ ይበልፅ ምክንያቱ አብ ገጠር ዘሎ ገባር ምስ ረድዮ እዩ ዝዉዕል።
ይስማዕ ኣሎ ቀፅሉ
ፅቡቅ ሓሳብ እዩ ብሬ ህዝቢ ትግራይ ምድያ የድልዮ እዩ እና ምድያ ዓውይ ፓወር ምኻኑ ሪእናዮ ትግራይውን ሪኢዎ አሎ
Yes we can hear you
Stand to Geithner for ever we are one
ብርሃነ ብወገነይ ዘቅርበን ይከታተል እየ, ፅቡቅ ዓቅሚ ከምዘለዎ, ወገንተኛ ህዝቢ ትግራይ ሙዃኑ ተረዲአ አለኩ ቀፅለሉ በርትዕ ይብል።
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
👍👍👍👍👍👍❤️❤️❤️❤️❤️❤️
❤❤❤❤
ደስ ዝብል አዪ! ካብ ምክልኻል ናብ ፓለቲካዊ ፀረ ባንዳ መጥቃዕቲ ምስግጋርኩም ፅቡቅ እዪ። ዕሉል ባንዳ በየነ ፎጋሪ ረአይዎ!!!
❤ጸስቡቅዩ ዘሎ
❤❤❤❤welcome
Keep it up Beserst!!!
አዞካ ሕቶ ህዝቢይ ንክትምልስ የሓግዝካ
Perfect
The king of TIGGER TIGREYANS TPLF❤ Absolutely regardless tough Genius faster fighter in the world our GENERALS CORNELIS long live state TIGGER TIGREYANS TIGRAY❤❤❤ ብቅልፅምና ብስሬና
ፈጣሪ ይሓልወልና ንጅግና ተጋዳይ ብርሃነ ከምዚ እዩ ትግራዋይ መንፈስ ❤❤❤
Clear
ጅግና ተጋዳላይ መንእሰይ ብርሃነ ተስፋ መፃኢት ትግራይ ኢኻ ቀፅል💪💪💪
ትክክል
It's good sound
❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
🖐🖐🖐🖐🖐
Never. Tigray people are proud and they have shown it again and again.
ብሬ ብጣዕሚ ይጭነቅ ይሓርቅ ሞ ናትካ ትንተና ክሰምዕ ከለኩ ድማ ይሑጎስ
ኣብታ ናይ ዕዳጋ ሓሙስ ብትክክል ኩሎም ሪከርዲ ዘለዎም እዮም ዝበዝሑ
ይስማዕ አሎ
Count me in brother !
❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
ብስራት እትገብር ዘለኻ ቃልሲ ቀፅለሉ ናብ ሳትላይት እንድይብ ትኽክል'ዩ ።
It is interested I am in too thanks
❤❤❤❤
1:44:38 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤
❤
❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
ብሬ ን ብስራትን ናይ ትግራይ ሚድያ ኮ ገዲፍናዮ ኢና ኣነ ተጋዳላይ እየ ሀጂ ውን ኣብቃልሲ ኣለኹ መረሒ እየ ህዝብና ከም ቶም ከደዓት ኣይንጠልሞን ሰራዊት ትግራይ ኣብ ቦቱኡ ኣሎ ብሬ ትፈልጦ ኢኻ በርትዑ ተስፋና ንስኹም ኢኹም
ከመይ ንሰድድ አድማስ ግበረልና።
👌👍💝💝💝🌺💐🙏🙏💪💪💪
ኩቡር አያና እንኳዕ ተረፍካልና
እዛ ሜድያ የዕብይዋ ተጋሩ
ግምትን ኣብይን ንህወሓት ጥራሕ የጥፍኡልና!
ሽርሒ. . .እንትጋለፅ?
እንትጋለፅX. . . እንትቃላዕ/እንትቅላዕ
Birhane I wish you will be invited by Zara media. Zara media using satellite. The people of Tigray may share your talented ideas.
ናይ ግድን 'ዩ
akkam Birrish …… Hojji waan Tigraayif Hojjacha Jirtu bayye gari dha…jabadhuu itti fuufi… aktiivistii ol nama siyyasaa ta'u dandetta … anii sii cinaa dha yeroo hunduu!
Galatoomii
Memher tkkl eyou
Will Came. TIGERAY Press. EZEA BMEAETWE. MUSICAKUME. BETAEME. EYA. TEMESETENE. AHEWATE.NE. JEGENA. HAWENA. WEDENA. JEGENA. TEGADALAYE. BEREHANE. DEMA. I AM PROUDE TO HM❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
JEGANUNA.❤❤
ኣንደበተ ርቱዕ
Des behali interview
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉😊😊💊💊💊💊💊✊✊✊
በሥራት ወዲ ህዝቢ።
ብስራት ፕሮግራምካ ንኡድ ኢዩ። ቀፅለሉ።
እቶም ዘኹርዕ መስዋእቲ ኸፊሎም ብድሕሪ መስዋእቶም ከምዝኦም ዘአምሰሉ ኩሉ ሐጥያት ንተጋሩ አሸክሞም ተጋሩ ኸይኖም ጠበቃ ሽዋውያን ዝዕንድሩላ አፎም መሊኦም ቂስሎም ዘየሕወዩ ተጋደልቲ አካል ጀነሳይድ ዝበፅሖም ወገናት አብዘይተኻሐስሉ ከምዝበለ ክሕደት መም ካሕሳይ ከምዚ ዝበለ ድፍረት ስክፍታ ዘይብሉ እዚ እንኳዕ አየረአየኩም አየስመዓኩም ዋይ ትግራይ ኢላታት ትግራይ ከም ገደል ማምቶ ናይ ሽዋ ፖለቲካ ዝቀበሉና አጀንዳ ተፀምድና ውሽጥና ከይንሪኢ አብዕንክሊል ግዜና ነሕልፎ አለና አታ ሰብዶ የለን ።
T.P:-
እንትጋለፅX . . .እንትቃላዕ
ተጋሊፁ/ፃX . . . ተቃሊዑ/ዓ
ይስማዕ አሎሕ
1 💛❤💛❤💛❤💛❤🎉🎉🎉🎉🎉💛❤💪💪👍👍👊👊👊👊👊👈👍👍❤💛
ኩሎም ገዛእቲ ኢትዮጵያ ንተዛራባይ ትግርኛ ሓደጋ እዮም። እሞ ዘሎና ካብ ሕሉፍ ተማሂርና ሕብረትና ከነተግብር፡ ምትእስሳራትና ከነጽንዕ ብአድላይነቱ ንቃለሰሉ። ብንአሽቱ ኤጎ ከይተታለልና።
Eza. Musica. Hekunekune. Eya. Tebelene. Gene. Ps ps. Ayetekoretsewa. Kurube. For. 2. Minete.Thanku.❤
Ewayyyy anta kenday bamda eum zelwo
አታ ይንቨርስታትና ከምዝይ ብዝበሉ ደናቁርና ከዳዓት ድዩ ዝማሃሩ ዘሎው?
ብጣዕሚ እዩ ዘሕዝን።
ብርሃነ ምሥ ህዝቢ ዝወገነ። ወዲ ህዝቢ።
እሞ ትምህርት ቤት ተመሊሱ ይምሃር መምህር ካሕሳይ እቲ ድመዝ እንድየን ትርጉም የብለንን
❤❤🎉🎉❤❤
❤❤😘😘👏👏😍😍😍😍😍😍💪💪💪💪👂👂👂💪💪
Tdf neb Yemen yesdede bandatat kea nab tigray 😭😭😭😭😭