ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
❤❤❤
Congratulations ደቂ ሳይም። ኩሉኹም ዕንበባ ደቅና ። ሕጉስ ኢለ። ዳግም ተወሊደ። ዳዊት ወደይ ዝወለዳ ፕሬስ። ክብሮምን ተመስገንን ኣዕቢዮማ ። ኣማዕሪጎማ። ክንደይ ደስ ትብሉ ? እዛ ሚድያ ክትዕንብብ ንዳዊት ወደይ ክብሮምን ተመስገንን ዕድመ ጥዕንናን ክኾኖሎም እጽልት።
ኣሜን ኣሜን …መምህረይ thank you so much!ከምቲ ልሙድ እቲ ሃናጺ ምኽርኹም ኣይፈለየና …
Amen ኩብር ወላዲ
ስነ ጥበብ ባህልን ameleksktan ናይ hmbreteseb ዘቐጽል... ቓንቓ ህጉን ስርዓቱ ለቢሱ ንኽጽል ወዘተ ዝሕግዝ ዩ... ጽቡቕ መደብ ቀጽልዎ...
Btami des zebil medeb eyu kuburat ahwat qetslwo hagosey kgeltso qalat yihatsreni btaemi gna thaguise dhri newish getskum bmrayey ab zelekumo selamn tienan ymneyelkum ❤
ክብረት ይሃበልና thank you so much!
ሓንቲ መዓልቲ ምስ ዝፈትዎ ወደይ ዳዊት ኣብ ፋና ዘተ ስነጥበብ ተዓዲመ ክዛተ ዝውዕለላ መዓልቲ እናፍቕ። ዳዊት መውጽኢ ኣፉ ጌርዋ ከይትብሉኒ። ኣብ ልዕሊ ዳዊትን ወሸላን ዘለኒ ፍቕሪን ትዝታን መቓብር ኣትየ ሓመድ ምስተደበኹየ ዝርስዖ። ክዝክሮም ከለኹ ንብዓት ይስዕረኒ። ናይ ምንባር ድልየተይ ኣዳኺሙ ናይ በረኸት መንግስትኣብ እንታይ ዝዓብስ .... ዜማ የዘኻኽረኒ። ናይ በዓል ዳዊትን ወሸላን( ጽገ ጓለይ ሰንዓፈ ከለና ግርማይ መሸላ ኢላ ተሓቢኣ ምስጸዋዓቶ ደዊሩ ምስረኸባ ኣጥፊኡለይ ነይሩ) ቁምነገር ዝንገረሉ መዓልቲ ኣለዎ ! መዓስ ? ሙድ ምስተዓረየ።
ኣብቀረባ መምህረይ . .. ንሕና እውን ንጽበ ኢና ዘለና።
ሰላም ብርሃነ ወልዱ። ትማሊ ናብ ቢጫ ቀሪብካ ነቲ ሓሳዊ " ወኪል ወንጌላውያን ኣብ ወጻኢ" ኢሉ ብስም ኣመንቲ ዝሸቀጠ ኣባል ህግደፍ ብዙሕ ተሓጉሰ። ኣብዛ ሓዳስ ቻናል ፋና ወጊ ፈላሚ ኮንካ ብምቕራብካ ኣማዕሪግካያ ኢኻ። ብትብዓት ቀጽሎ።
ናይ ባሓቂ መምህረይ ፡ ብርሂን ሓወይ ትጉህን በሊሕን መስተውዓልን’ዩ።Thank you so much!
ኣዛርያ ወድ ዓድዃላ፣ ሃብቶም ገብረሂወትን ማጆርን ናይዛ ፈላሚት ሚድያ ፈለምቲ ብምዃንኩም ዕድለኛታት ኢኹም።ንሕና ተኸታታተልትውን ሕጉሳት ኢና።ሃብቶመይ ዘቕረብካዮ ግጥሚ ተመሲጠ እየ። ገና ንእሽቶ ዕሸል ብምዃንካ ንመጻኢ ዓቢኻ ፍሉጥ ደራስን ገጣምን ክትከውን እምነየልካ።ማጆር ወደይውን ጨለ ግጥሚ በዘይ ፍቓድ ደራሲ ኣቕሪብካለኻ የቐንየልና።
ናይ ባሓቂ መምህረይ ፡ እዚኦም ኣሕዋት ፡ ( ኣዛርያ ፣ ሃብቶም ፣ ማጆር ) እታ ተዓቑብና ትንፋስ ዝዘራእናላ ፡ ሽመልባ ዓድና ዘበርከተትልና ክቡራት ዑንቅና እዮም።
በቲ ስነጥበብ ኢዩ ኢልኩም ንዓሻ ትዕሽዉ ኣብ ምእተዊ ግን ፓሎቲካውን ስነ ጥበብን ትብሉ ሽዑ ንዓሻ ክትሽቁጡ ከለኹም ስነ ጥበብ ዶብ የብሉን ኢልኩም ትዛረቡ 😂😂😂 ስነ ጥበብ እንተኾይኑ ፖሎቲካ ዘየብሉ ኩሉ ምስ ተሳተፎ ኔሩ እዚ ግን እንተላይ ፖሎቲካ ኢዩ።
❤❤❤
Congratulations ደቂ ሳይም።
ኩሉኹም ዕንበባ ደቅና ። ሕጉስ ኢለ። ዳግም ተወሊደ። ዳዊት ወደይ ዝወለዳ ፕሬስ። ክብሮምን ተመስገንን ኣዕቢዮማ ። ኣማዕሪጎማ። ክንደይ ደስ ትብሉ ? እዛ ሚድያ ክትዕንብብ ንዳዊት ወደይ ክብሮምን ተመስገንን ዕድመ ጥዕንናን ክኾኖሎም እጽልት።
ኣሜን ኣሜን …መምህረይ
thank you so much!
ከምቲ ልሙድ እቲ ሃናጺ ምኽርኹም ኣይፈለየና …
Amen ኩብር ወላዲ
ስነ ጥበብ ባህልን ameleksktan ናይ hmbreteseb ዘቐጽል... ቓንቓ ህጉን ስርዓቱ ለቢሱ ንኽጽል ወዘተ ዝሕግዝ ዩ... ጽቡቕ መደብ ቀጽልዎ...
Btami des zebil medeb eyu kuburat ahwat qetslwo hagosey kgeltso qalat yihatsreni btaemi gna thaguise dhri newish getskum bmrayey ab zelekumo selamn tienan ymneyelkum ❤
ክብረት ይሃበልና thank you so much!
ሓንቲ መዓልቲ ምስ ዝፈትዎ ወደይ ዳዊት ኣብ ፋና ዘተ ስነጥበብ ተዓዲመ ክዛተ ዝውዕለላ መዓልቲ እናፍቕ። ዳዊት መውጽኢ ኣፉ ጌርዋ ከይትብሉኒ። ኣብ ልዕሊ ዳዊትን ወሸላን ዘለኒ ፍቕሪን ትዝታን መቓብር ኣትየ ሓመድ ምስተደበኹየ ዝርስዖ። ክዝክሮም ከለኹ ንብዓት ይስዕረኒ። ናይ ምንባር ድልየተይ ኣዳኺሙ ናይ በረኸት መንግስትኣብ እንታይ ዝዓብስ .... ዜማ የዘኻኽረኒ።
ናይ በዓል ዳዊትን ወሸላን( ጽገ ጓለይ ሰንዓፈ ከለና ግርማይ መሸላ ኢላ ተሓቢኣ ምስጸዋዓቶ ደዊሩ ምስረኸባ ኣጥፊኡለይ ነይሩ) ቁምነገር ዝንገረሉ መዓልቲ ኣለዎ ! መዓስ ? ሙድ ምስተዓረየ።
ኣብቀረባ መምህረይ . .. ንሕና እውን ንጽበ ኢና ዘለና።
ሰላም ብርሃነ ወልዱ።
ትማሊ ናብ ቢጫ ቀሪብካ ነቲ ሓሳዊ
" ወኪል ወንጌላውያን ኣብ ወጻኢ" ኢሉ ብስም ኣመንቲ ዝሸቀጠ ኣባል ህግደፍ ብዙሕ ተሓጉሰ። ኣብዛ ሓዳስ ቻናል ፋና ወጊ ፈላሚ ኮንካ ብምቕራብካ ኣማዕሪግካያ ኢኻ። ብትብዓት ቀጽሎ።
ናይ ባሓቂ መምህረይ ፡ ብርሂን ሓወይ ትጉህን በሊሕን መስተውዓልን’ዩ።
Thank you so much!
ኣዛርያ ወድ ዓድዃላ፣ ሃብቶም ገብረሂወትን ማጆርን ናይዛ ፈላሚት ሚድያ ፈለምቲ ብምዃንኩም ዕድለኛታት ኢኹም።ንሕና ተኸታታተልትውን ሕጉሳት ኢና።
ሃብቶመይ ዘቕረብካዮ ግጥሚ ተመሲጠ እየ። ገና ንእሽቶ ዕሸል ብምዃንካ ንመጻኢ ዓቢኻ ፍሉጥ ደራስን ገጣምን ክትከውን እምነየልካ።
ማጆር ወደይውን ጨለ ግጥሚ በዘይ ፍቓድ ደራሲ ኣቕሪብካለኻ የቐንየልና።
ናይ ባሓቂ መምህረይ ፡ እዚኦም ኣሕዋት ፡ ( ኣዛርያ ፣ ሃብቶም ፣ ማጆር )
እታ ተዓቑብና ትንፋስ ዝዘራእናላ ፡ ሽመልባ ዓድና ዘበርከተትልና ክቡራት ዑንቅና እዮም።
በቲ ስነጥበብ ኢዩ ኢልኩም ንዓሻ ትዕሽዉ ኣብ ምእተዊ ግን ፓሎቲካውን ስነ ጥበብን ትብሉ ሽዑ ንዓሻ ክትሽቁጡ ከለኹም ስነ ጥበብ ዶብ የብሉን ኢልኩም ትዛረቡ 😂😂😂 ስነ ጥበብ እንተኾይኑ ፖሎቲካ ዘየብሉ ኩሉ ምስ ተሳተፎ ኔሩ እዚ ግን እንተላይ ፖሎቲካ ኢዩ።