ቃል ሂወት የስመዓልና ዓወሊኖ 🙏🏽. Your response was a masterclass in clarity and integrity 💯. Thank you for dismissing the false narrative so effortlessly. Truth always shines brighter!!! ዓወት ንሓፋሽ!!! 💪🏽🇪🇷
Thank you so much Awelino for your immediate response proud of you us usual, thanks for the great work. Good continuation for the new year and Marry Christmas dear brother 🇪🇷♥️
❤brother Awel, first and foremost, happy new year to you and your loved ones, and I want to tell you to keep on keeping on what you're doing, and, never be deterred by any looser. Thank you for your great contribution. ❤
Saba, this was the transilation what humanity wrote in English. There is a lot of money that has a lot of space for this.... Funy. Awel is smart on both religions.
ጽፍፍቲ መልሲ ኣብ ግዚኣን ሰዓታ Thanks Awelino ❤❤❤❤
😂😂😂😂
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍🇪🇷🇪🇷👍👍
🎉
እዚኣ ብቕንዕና ትጸሓፍ ዘላ ሓሳብ ኢያ፡ ፍትሃ ነገስት ክትንክፍ ኣይደለኹን ይቕሬታ ምባል ግቡእ ኢዩ፡ ምኽንያቱ ን ልዕሊ 2 ሚልዮን ኦርቶዶክስ ኢዩ ዝትንክፍ ደግፎ ን ኣወል ኣይትደግፎ ብዘየገድስ፡ እዚ ግን ነቶም በላዕቲ ውዳቕ ዝብሎም ይበሎም፡ ን ሕብረተሰብ ኦርቶዶክስ ግን ትሕትና ዝተመልኦ ኣይነበረን። ኤርትራዊ ኩን ትሕትና ዘለዎ መልሲ ሃበና፡ንዓኻ ውን ጽቡቕ ኢዩ። እዚኣ ኣብጽሕዋ ሓደራ ኤርትሪን
መጽናዕቲ ወሲድካ ምቕራብ ጽቡቅ፣ ንሰማዒ ዓቢ ትምህርቲ፣ ንጸየቕቲ ዓቢ መጽፋዕቲ፣ ንኹሉ ሚዛን ኣለዎ ዘፉክስን ዘኽብርን፣ ወርቃዊ መልሲ እብ ግዚኡ፣ ቀጽሎ ኣወል፣
ንከምዚ ከማካ ደንቆሮ ዶ አወ ። እቲ ሓንጎልካ ዓይንካ እዝንካ ባዕልካ ኣይትትከመሉን ኢካ ምሽ ዝበሉካ ኢካ ትሰምዕ ክትምርምር ፈትን መሃይም
@@Queen_Queen34 ምሽ ዶ፣ ሓሳብ ዘይብሉ ብጸርፊ ዝምልስ ድዩ ንቑሕ ክትብለኒ ደሊኻ፣ እስከ በል ስራሕ ደንቆሮስ፣ ባዕሉ ድንቁርና ኣፍ ክፊቱ ይጽሕፍ ኣሎ፣ ካብ ናተይን ናትካን ጹሑፍ ኣምብብ እሞ ወይ ክጭልግመካ እዩ፣ ወይ ካኣ ከንቃሓካ እዩ፣ ምርጫ ናባኻ ይገድፎ፣ ዝተቐልዕት ኩዕሶ ኣብ ቦታኣ ከምዘይትምለስ ፍለጥ
ቃል ሂወት የስመዓልና ዓወሊኖ 🙏🏽. Your response was a masterclass in clarity and integrity 💯. Thank you for dismissing the false narrative so effortlessly. Truth always shines brighter!!! ዓወት ንሓፋሽ!!! 💪🏽🇪🇷
Kkkkkkkk my days eway eritrawyan motna
Sdi aynka hawlal riesika hawlal.
@@selamselam6517 thaneq
Kem kemey ena nkewn zelona men eyu kal hiwet kesmalna .ythawasena alo amlak mstwalu yhabena
@@samuelghirmay2207 ኣብ ሃይማነታዊ ጉዳያት ኣፍልጦ ዝውሕደና ዘዝመስለና ንዛራብን ንጽሕፍ ዘለናን ጽባሕ ንግሆ መዘዙ ቀሊል ኣይክኸውንን ዩ። ቅድሚ ርእይቶና ወይ ምዝራብና ብዛዕባ ሃይማኖት ዝለዓል ኣርእስቲ ተነቃፊ ምኻኑ ፈልጥና ንበገስ። መምስዝመጸ ውሕጅ ኣይንኺድ።
ክንዳኻ ዘይአኽላስ ብአኻ ይውዕላ !!!!!አወል ሐውና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኩሉሳዕ ሰዓሪ ጀግና ክንፍ 1000 ❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷💯💯💯🎉🎉🎉
🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮
Awelino jegna edmen tienan yhabka wedi halal meret ❤🇪🇷
ሓደ ክንሱ ክንዲ 1000 + ... አወሊኖ ወዲ ኤረይ ናተይ 🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪
Awel jigna edmen tinan yhabka amlak❤🙏🌿🌹🌿🌹🌿🌹🙏🌿🇪🇷🐆🇪🇷🐆🇪🇷🐆🌿🌿🌹🌹🌹
❤❤❤🎉🎉🎉👍👍👍🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🌿🌿🌿🌹🌹🇪🇷🐆🇪🇷🐆🇪🇷🐆
🎉🎉❤❤❤🌻🌻🌹🌹🌹
ወላ 4,000 000 ተበልክውን ሓቂ
🇪🇷 I 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷
ጥዑም እኮ ኢኻ፡ በቃ ጥዑም ሰብ፡ ጥዑም መወዳእታ ዘይብሉ፡ ጥዑም ሰብ፡❤ዕድመን ጥዕናን መምህር ውሽጠይ❤
ኣወል ጅግና ንህዝብካ ዘባልዕ ከም ዘይ ትገበር ንፈልጥ ኢና ስራሓካ ጽቡቅ ግርና ሰለ ንፈልጦ። ትግረ ከመስሉ ከምዚ የብሉ " ባዐል አመል አመሉ የሐደግ ዎ ደበር ኣካኑ" ሓደራ እዛ መሰል ተጥቅሙላ ኣብ ከምዚታት ትርጉማ ከኣ ባዓል ኣመል ኣመሉ ኣይገድፍ ጎቦ ከኣ ቦታኡ ኢያ ትብል። እዞም ሰብ ኣመል ሕጂ ውን ኣብዛ ናይ 12 ድቂቅ ቪድዮካ ጌጋ ክድልዩ ኢዮም።
Sq beli haswit
Mengsti do gerkiyo 😂
@@Tekleweynihafte ኣብ ዘውጽኦ ፕሮስ ኣጀንዳ እናሃበ ልዕሊ ስድራኩም ሽሙ ከም ትጽውዑ ጌርኩም ኣሎ በይኑ ንኹላትኩም ቅልውልው መንነትን ጸረ ህዝብን የዛርበኩም ኣሎ ስለዚ ኣወል ንካልእ ተራ ሃገራዊ ኣክቲቪስት ክኸውን ይኽእል እዩ ንዓኹም ግን መንግስትኹም እዩ ብርግጽ።
ኣነስ ኣይተጠራጠርኩን ባንዴራ ተኸዲኖም ዘታሉሉ ግን ሪኢና ኣወል ጅግና 🇪🇷👍🇪🇷👍
Tegaru eyom kilom
Kindey amselun hasewtin endya dela
I Agree!! I never doubt on Awel Words. He knows what he’s doing. He’s a son of. The heroes Eritrean heroes EPLF🇪🇷🐪☪️🩷✝️💪🏽✊🏽
We are Eritrean ❤️ 💪 🇪🇷❤️🇪🇷💪🇪🇷❤️🇪🇷
@@masstrust ክንጀን ድያ ደላ አምሰሉታት ውሸሰጣ ሕርርቲ ባንዴራ ለቢሳ ውሽጣ ድማ ወያኔ ትግራይ ኸምደላ ክንዝንግዕ የብልናን ደቂ ሐላል መሬት
ዎዳሓንካወ ወዲ ሓዎቦይ👌🌹ጸባ ኣስቲኻና ኣወሊኖ ኣዝማሪኖ ጅግና ሓደ ክንዲ ሽሕ ንበረልና ክበረልና 💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷
ኣዉሊኖ ኻኻኻኻኻዕዕዕ ልክዕ ኣብ ሰዓታ ሰኬት ኣምሉቅ ነዞም ሎቅማጻት❤❤❤🎉
ፎርሳ መንደላይ ብልብና ኢና ንሰምዓካ ብእዝንና ኣይኮንካን ❤❤❤❤❤
👌❤️🇪🇷
ደም ትሓለብ ካሓዲ ሃይሞነቱ ረሳሕ
አንበሳ ኣወል ሓውና 👏👏👏
መቅሰን እነዲካ ብሓንቲ እምኒ ክልተ ኣእዋፍ ቀፅሎ ብዙሕ እና ንመሓር ዘለና
❤️🌹🇪🇷🙏🏽
ኣወለይ ኣብታ ኣወሎም መዕገርገሪት ደርሆ ስለ ዝሰደድካሎም ፈንጅሎም ሰቢራ ዳካ ቡኖም ኣብ መሬት ዝደፈትሎም መዕገርገሪት ደርሆ ስለ ዝሰደድካሎም ኢዮም ነዚ ቅኑዕን ሓቀናን መልእክትካ ኣብ ዘይ መኣዝኑ ክጠዊዎ ዝፍትኑ ዘሎዉ ሞ ቆሓሙዋ ጥራሕ ኢና ንብሎም እቶም ኤርትራውያን ከኣ ኩላትና ነስተውዕለሎም ኣሎና ማለት ጸላእትና ን ጽብቅቲ ጸብሒ ዒባ በጽቢጾም ዘእትዉ ምኮኖም ንዘክር። ኣወለይ ከኣ ኣጆካ ኣፍ ህዝብካ ስለ ዝኮንካ ወትሩ ኣብ ጎንካ ኣንሕና ውን ❤❤❤❤❤❤።
@Medhanie Tesfazgi
ብልክዕ 💯💯💯
ኩቡር ኣወሊኖ ብኣኻ ሕቡናት ኢና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ 🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
Thanks ኣወይ ሓወይ ሕጂ ኸ እንታይ ኢኹም ክትብሉ ብሉጓም ኣፍቁም ኣሲርኩም ማኣዝንኩም ፍለጡ ❤❤❤
ከም ኤርትራዊ ተቃዋማይ ይኩን ሃገሩ ዝድግፍ ብሓቅነት ብዘይ ኣምሳሉነት ዝጎዓዝ ኤርትራዊ ማንም ኤርትራዊ ቅርኒብ ዓይኑ ዝትንክፍ የለን ኣወል ከኣ👍💪🇪🇷
ስቅ እንተ ትበል ነይርካ ንዓና ዓቢ ፅፍዒት ነይሩ ህጂ ግን ልቢ ፈታዊኻን ፈታዊ ኤርትራን መሊስካዮ አለኻ። የቀንየልና።
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤💯💯💯💯 ጅግና ወድቶም ጀጋኑ ወዲቶም ኩቡራት ሕቡናት ኤርትራዊ,,, ወዲ ህዝቢ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
😂 ድላየ መልእኽቱ የሕሊፉ እዩ ። እንተ ከማኹም ርእሲ ባሊቓ ግን
@@ሓኔታ-ጸረህግደፍባሊቃ ኢዩ ንባሊቃ ዝፈልጥ:: ኣላ ውዒጊን 🫣
❤
❤ጀግና ኢኻ ንአና ምክንያቱ No one knowledgeable like you ክእለት ዘብሉ የለን you are unique በቃ አከለ አከለ አከለ we love you so much 👍🏽🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ኣወሊኖ ብመጀመርያ ንዘለኒ ኣድናቆትን ክብርን ኣባኻ ክገልጽ ይፈቱ ። ብምቅጻል ነዞም ከም መለሊኽ ሓይሎም ኣብ ኣፎም ብዙሕ ግዲ ከይሃብካ ኣኽላባት ይንቡሑ ኣርሓ ጅግና ግን ግዑዘኻ ቀጽል ሃባ ጥራይ ወድሓወወቦይ
❤
Hateftef
Perfect! ኣወል ጅግና፡ ትም ሕትም ይበሉ እዞም ግዙኣት ከብዶም! ንስኻ ግን ጉዕዞኻ ኣይተዓንቀፍ፡ 100% ቅኑዕ ኣለኻ!! Eritrea prevail! 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷✝️☪️🌟❤️❤️👍👍👏🏻👏🏻
ተዓወት ምንጭ ምዙንን ዝእረምን ፍልጠት ዘዕግብ መልሲ ጸባ ኣስቲካና ጸባ ስተ፥እቲ ኩሉ ዝኽእል ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣሜን
❤❤❤❤💝☝️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🎙🎙🎙🎙🏆🏆🏆🌻🌻🌻🌻🎬
Hagerka mexaweti nezegeberas tnedo denqoro
ነዞም በላዕቲ ዉዳቕ ዝግብኦም መልሲ ኣብ ግዜኡን ሰዓቱን ብምሃብካ ተዓወት አብለካ ኣውሎም ጅግና🇪🇷
Aye denakur hbretesb beka ezia koina terifa degefkum tehfru
@@demarque2819ክክክክክ ዕዳጋ ዝሕላትካዶ ዓርክኒ
😂😂😂😂😂 sekit fara wahid siq elka temahar@@demarque2819
Wxae entadieka ktgebr mexika rukus
@@demarque2819 ነዚ ኣንብብ ካብ ምኒን ትብል
The difference b/n Ftha negest and Kbra negest:
Ftha negest:
The Ftha negest " The Law of the Kings" orginally entitled " Collection of Canons" is a collection of Laws which has been in use in Christian Ethiopian for many centuries. It was originally written in Arabic by the Coptic Egyptian writer Abu-l Fada'il Ibn al-'Assal (commonly known as Ibn Al-'Assal) at the time when Cyril 3rd was Patriarch of Alexandria (1235-1243) The man who translated the Fetha Negast from Arabic to Ge'ez gives his name at the end of the book as "Petros, the son of Abda Sayd" ( Source = ABBA PAULOS TZADUA
LL.D., Dr. Pol. Sc.
Edited by PETER L. STRAUSS, Faculty of LawHaile Sellassi I, UniversityCopyright © 2009 by the Faculty of Law, Addis Ababa University)
Kbre Negast
Early 14th century in the Kebra nagast (“Glory of the Kings”), a collection of legends that related the birth of Menilek I, associated Ethiopia with the Judeo-Christian tradition, and provided a basis for Ethiopian national unity through the Solomonic dynasty, Semitic culture, and the Amharic language.
(Source = The influence of oral traditions on modern writers)
Generally, Fetha Negest, Kbre negest, and Serate Mengist were traditional Ethiopian legal documents that served constitutional purposes prior to the adoption of Ethiopian modern Constitution in 1931.
Therefore, Ftha negest and Gbre negest are two different books written by different writers at different period of time. Ftha negest consists laws related to the church Canons where as Gbre negest includes the glory of the Ethiopian kings and personal oriented Laws such as " ሰው ኣትግደል ጋላም (ኦሮሞ) ቢሆን"
አብ እንዳመስተ ኮይኖምሲ አልዕል አቢሎም ብዛዕባ ሃይማኖት ክዛረቡ ቀጽል ወዲ ኤረይ ብርሃንዩ ቅድሜና🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ولايهمك يابطل 👍👍👍👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷✅✅✅💗 ጉዶም ኣውጻእዮም ጥራይ ንእንዳ ብሻሽን ክመይ ዲኻ ኣወሊኖ ሎሚ ጭርቆም ኣደርቢኻዮም❤❤❤❤❤❤❤
ኣደ ወሊዳ ትምከን እንተ 'ለ ከማኻ ኣሕዋት ኣለዉኻ, ስለዚ ን ኣወል ዝምጥን ምስላ ተሓባበሩኒ ደቂ አረና
We're proud of you Awelay
ታዓወት ታዓወት ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣወልኖ ወዲ ጀጋኑ ጅግና ወዲ ኤረ🇪🇷❤🙏❤🇪🇷🌿🌹
Amlak edmen tenan yhabka nfuea awel hawna❤
Thank you so much Awelino for your immediate response proud of you us usual, thanks for the great work. Good continuation for the new year and Marry Christmas dear brother 🇪🇷♥️
አንበሳ ጅግና እንዲኻ አዉል ሀወይ ናይ ብሀቂ ተሀጉሲ ከማኻሰ 10000 ይወለዱ ፅባ አሰቲኻኒ ። I am proud to be Eritrea. I Love Eritrea 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️ እድምን ጥዓናን ይሀብኻ ፈጣሪ ።
መጸ,,,, ከደ,,, ኣስማዓለይ ነዞም ጁንታ
@ጌምኦቮር🇪🇷💪🏾❤️ ጅግና ወዲ ፱ቢሄር
ቭራቮ ኣወሊኖ ያሆ ኣፍታ ግዜኣ መልሲ ተዓወት ጅግና 🇪🇷🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤🇪🇷🎉❤🇪🇷🎉❤🇪🇷🎉❤🇪🇷🎉❤🇪🇷🎉❤🇪🇷
ኣወለይ ጅግና እዝኖም ደጊፍካ ኣስመዐለይ ነዞም ጎሓላሉ 🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🙏
Ezi fekeran gin mewedaeta alowo
@@hgiengesደይ እስኻን ከማኻን ኢኹም ትፍክሩ ዊዒጊን ናይ ክልልካ ግበር
ናይ ብሐቂ በላዕቲ ዉዳቅ ሻሐኒ ተረፍ ወያነ መልመጽቲ።አወል ጅግና ከምታ ዝበልካያ ሶኬቶም ስለዞምለቅካሎም ዝሕዝዎን ዝጭብጥዎን ጠፊኡዎም።ናይ ብሐቂ ርእሶም ተጋሲስካዮም ኢኻ አወል ጅግና።በርትዕ ስራሕካ ቀጽል ንሕና ድማ አብ ጎንኻ አለና አወል ጅግና።
በጃኻ ኣይትሓዘልና ኣብ ቲክቶ ቆሪጾን ኣምጼሞ ይቕሬታ ትብሉ ብላይክ ደግፉኒ ኤርትራ ን ኣኤርትራዋን ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉❤🎉❤🎉❤
ኣጆኻ ኣወሊኖ ጅግና ኣንበስ ሓውና፡ በዞም ኣስማት ሃይማኖት እንበር ኣፍልጦን ሓቀኛ እምነትን ዘይብሎም፡ ኣበይ ኣላ ሕጂ ብሃይማኖት ኣምሲልካ ክትምዝመዝን፡ ነቲ ቀንዲ ሕመረት መልእኽትኻ መንእሰያት ከይግንዘብዎን ከይወስድዎን ጠምዚዝና ኣብ ሓሸውየ ኣእቲና ፡ ነቲ ዓቢ መልእኽቱ ንድምስሶን ፡ ን ኤርትራውነት ኣብ ምትሕውዋስ ኣእቲና ነህስሶን ዝዕላምኡ ብጸረ ኤርትራውነትን ከደዓትን መንነት ይኹን እምነት ኣልቦ ዝተማህዘ ዕፈና ስለ ዝኾነ፡ ኣይትደሃለሎም መርሽን በርቲዕካ ሶኬቶም ንምምላቅ ጥራይ ሓይል❤🇪🇷👍
ጽቡቅ መልሲ ብሃይማኖት አምሲልካ ፈቓቕ ምድላይ።በላዕቲ ኽልተ ስጋ ዘይእሙናት ኘውበሎም።🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
መርሓባ ኣወሊኖ አምላከ ቅዱሳን ኣቦታትና ብኺዳን ቅዱሳን ይኸልልካ መወዳእታኻ ጽቡቕ ይግበረልካ።
Thank you አወል ሲዒድ ሓዉና 🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐆🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷እዝኒ አይትሀቦም ናይ ዚኦም ዓጀውጀው ከምዚ ጥርሑ ባኮታት ከም ባላንቺና ታት ቀደም ነፊሶም እዮም ሲቂልካ ጥራይ መርሽ ❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
መጀመርያ ከመስግነካ ይፈቱ ቀልጢፍካ መልሲ ብመህባካ ኣወል ሓወይ፡ብምቅጻል ከኣ ጽብቅቲ መረዳእታ ህብካና ናይበሓቂ ምስጋናይ ወሰን የብሉን ዕድመን ጥዕናን የሃብካ ፈጣሪ።❤❤❤❤
ኣወሊኖ ስልቲ ዝሃብክስዮ ግብረ መልሲ የመስግነ። ነዚኦም ብ ሃይማኖት ኣምክኒዮም ክፍላልዩና ዝሓስቡ ሶኬት ኣሙሊቕካሎም። ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ። We love you our dear brother ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ሓደ ክንሱ ክንዲ 1000 + አወሊኖ ወዲ ኤሪይ ናተይ ጀግና ወዲ ጅጋኑ ቀጺሉ ጥራይ ዕድምን ጥዕናን ያሃብካ 🇪🇷🇪🇷🕌⛪️👌⛪️🕌👌🕌⛪️🇪🇷👌🕌⛪️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Ayse abesa 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🏾
ኣወል ኣብ ሃገሩ ኣድጊ ኣብ ሓመዱ ኣጆኻ ኣወል ጅግና ኤርትራዊ ደም ዘለዎ ኩሉ ኣብ ኣብ ጎንኻ ኣብ ጎኒ ሃገሩን ሰራዊቱን ኢዩ ዘሎ ብ በላዕቲ ውዳቕ ዝደናገር ኤርትራዊ ከምዜለ ምፍላጥ የድሊ እንተ ኣወል ጅግና ግን ካብ ዕላማኻ ሰንከል ኣይትበል ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንሰማእታት ኤርትራ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏🙏💪💪💪💪💪
Suq bel aregit sdetena
@@Eriboy22ክክክክክ ዕዳጋ ዝሕላ ድያ
@@Eriboy22እስኻ ንባዕልኻ ስደተኛ ደይኮንካን
@@ibrahimahmedin9961😅
Thanks kubur hewna AWEL SEIDE JIGNA ERITRAWI
ጽፉፍ መልሲ ኣወሊኖ
Melci zeegib beka tehagisina
😂😂
Anta aynert eya xafafti
ክላእ ዋእ አወል ስዒድ አደ ወሊዳ ትምከን💪💪💪ነዛ ኹላ ዘዓፈረት በላዕቲ ዉዳቕ ብናይ 10 ደቒቕ መልእኽቲ ጠሓሒንወን።
ኣወል መቕሰን ክበር ንበር ንሕና ብኣኻ ሑቡናት ኢናሞ ቀጽሎ🇪🇷🇪🇷💪💪
Wae kem awel welidas ktmekn hade hwtatya welida ktmekn gdefefuna ske
@ gud Rekhiba na’akha ziweledet bekha may koinka kedkala
@@Hagos1971እስኻምበር ብኻ ደም ኮንካ ኬድካላ ሩኹስ ወዲ ሩኹሳት
@@fevenbeyin2903ሃውታትያ ኢልኪ ዶንቆሮ ዊዒጊን
@@Hagos1971ንኺድ ጥራሕ Awelino ዓወት ንሓፋሽ ወዲ ሃገረይ ❤
ኣውል ኣነ ሓደ ክትግንዘቦ ዘለካ ጉዳይ ክሕብረካ ደስ ምበለኒ ፡ብዞም ኣብ ምስሉይነት ውሻጠ ታሓቢኦም ታሓለቅቲ ሃይማኖት መሲሎም ታህኖም ንምውጻእ ዝስህሩ ጭውነት ዝገደሎም መምሰልቲ ከይተሰናኽልካ ጉዕዘኻ ክትቅጽል እላበወካ መልእኽትኻ ሰሚዕናዮ ኢና ኣጁኻ ቀጽል እብለካ
❤❤❤❤❤ኣወል አስሊ ቀደሙ ወደ ኣስመራ ሃይማኖት ከምዘይ ትንክፍ ስለ ንፈልጥ ኣተሻቅልናን ቀንና
መርሓባ ሰሚዕካ ዘይጽገብ አወሊኖ ዋላ ማዓልታዊ ምጻእ 🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️
I don’t care about other people said I love you my lion brother keep going. You’re doing a very excellent job.🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪💪💪💪
ኣወሊና ብትክክል ዕላምኡ ዝሃርም መልሲ
ሊቃውንቲ ትግራይ ኣፎም መሊኦም ነዚ ወዲ ጎጃም ክዝልፍዎ ከለው ዘይተዛረባ ልሳናት ንደብረ ቢዘን ክዋጻእ የብሉን ኢለን ዝተጨበጣ የእዳው ህጂ ተሓለቅቲ ሃይማኖት ክመስላ በየናይ ሞራል ኩሉ ጊዘ ግን ዑሱብ ዑሱብ እዩ።ዕዮ ገዛ ጥራሕ አይተውህደሎሞ ነዞም ምድረ ዶንቆሮ።❤❤❤
ኣጀካ ኣወለይ ብዝከነዩኩን ኣይትገደስ ትፈዎ ኣይከነን ምሓንኻር ኣመሎም አዩ ክራዓ ዛርከይ ወድመን ድኻ ወድ ክለተ ሃይማኖት አንድካ ጅግና ወድ ጀጋኒ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏
ተማሂረ ኣወሊኖ:: የቀንየልናስከ ወዲ ኤረይ❤❤❤❤
ካብ ልበይ ጸሊኤካ ኔረ ሕጂ ግን ኣብ ግዚኡ መጺኻ ኣብሪህካልና like ሃቡለይ ❤❤❤
Selati natna basi ddelyu kemdelewu aynres enka teredaka ms hzbi kebaseo elom dserhwo eyu neru.
Seek zblo ዘሎ ጌጋ ሓበሬታ እዩ ንጉስ ተክለሃይማኖት ናይ ጎጃም ኣብ 1800ትታ እንበር ኣብ 1600 ኣይነበረን ። ካሊእ ንጉስ እንበር ኣቡነ ኣይብሃልን እዩ ። ሃይማኖት ኣሽሓት ተንክፍካ ህዝቢ ደሙ ምስ ፈልሖ ንመሰሉ ደው ምስ በለ ዘየለ ታሪክ ምጽሓፍ ጌጋ እዩ። ዓማጺ ነቲ ናይ ሞራልን ስርዓትን ሕጊን እዩ ዘጥፍእ ቅድሚ ኩሉ። slezi bezi zeymtlal tarik nflet nba atenyod zqetelu hgdef eyom bmelhas zre terik yelen.
Sik elka aytixilae
Entay sle zbele xelikyo nerki? Senkof eu aredadeaki malet eu!!!
@@Temesgenamlakeesrael ጽሕፍልኪ እኳ ኣሎ ናይ ጎጃም ተክለሃይማኖት ኣብ 1881 ዝነበረ እዩ ኣወል ዝጸረፎ ኣብ 1600ታት ዝነበረ እዩ ስለዚ እዚ መልሲ ኣወል መልሱ ካሊእ ጌጋ እዩ ። ወላ ኣብ ስእሊ ኣምጽእዎ ኣሎ ብዕሉ ኣወል ኣብ 1881 ከም ዝነበረ ስለዚስ ስለምንታይ ጸልካዮ ነይርካ? እንታይ ስለ ዝመለሰ ወይ ዝዕረየ ከ ፈትካዮ? እዚኦም ንእምነትና ዘናሽዉ ዘለዊ ኣረሜንያታት እዮም።
Keep moving just believe what you do.is good you give explanation for those older they didn't understand the moder talking.
ንዓኻ ዝወለደት ማህጸን ትባረኽ አወለይ ጅግና መኹርዒ ሰቡ ❤❤❤❤🎉🎉🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ኤህ😂😂
😅
ኣወል ናይ በሓቂ ገላጺት ጌርካ መሊስካሎም ነዞም በላዕቲ ውዳቅ Yes Bravo 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🎉🎉🎉❤❤❤
Waww ጽፍፍቲ መልሲ ኣወሊኖ ኤረትራ ንኤረትራውያን ጥራይ 🇪🇷👑💪🦁
ይበል መልሲ ኣወል ሓውና ጸባ ኣስቲኻና ጸባ ስተ🙏 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏
You are perfect 👍👍👍ኣባን ኣቡነን ክፈላልዩ ዘይክእሉ ሰባት ረብሾሙና ቀኒዮም😊
ኣባን ኣቡነን ከ ይፈላለ ድዩ ፧
Of course you are right 👍
ፍሉሉዩ እስከ ንገረና ንስካ😢
ጽፉፍ መልሲ ኣወሊኖ 🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🙏❤️
ብናይ ቤተ ክርስቲያን ቃንቃ ቃለ ሂወት የስማዓልና ኣወሊኖ ነዊሕ ዕድመ ይሃካ
Ya
Amen amen 🙏
Wae.emo sgodlu belu😂😂😂
@@solomunmussie-rn4nsትምበል መለሊኽ 😂😂 መለሊኽ ኣብ ኣፉ እዩ ሓይሉ 😂😂😂
ኣብ ዘይ በቱኡ ኣይነእትዎ ዋእ😢
አወል ጅግና ብአኻ ምንም ጥርጣሬ የብልናን ኩሩዓትን ሑቡናቴን ኢና ዕድመን ጥዕናን ይሀብካ ፈጣሪ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ኣስላም ኣወልኩም ሓዙልና፣ ካብ ቅድሚኡ ዳሕራዩ ገዲዱ።
መርሓባ ኣወል ።ጽቡቅቅ ገበርካ እንቃዕ ብእዋኑ መለስካሎም ንዚኦም ክዛረቡ እንበር ታሪክ ዘይውከሱ መጽሓፍ ገንጺሎም ዘይፈልጡ ደናቁር ህውካት ንዘረባ 🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤❤❤❤
ኣንታ ከም ሽሙ ኣወል ብሓቂ። ከማኻስ ሽሕ ይወለዱባ ወዲ ኤረይ ❤❤❤❤❤
ኣወሊኖ ኣብ ሰፆታ ሶኬት ኣምሊቂካሎም ጅግና
መርሐባባባባባ አወል ጂግና ዋልታ ናይ ኤርትራና ፈውሲ ሊቢ ኤርትራና ኩሉ ጊዜ ባሃረርታ ኢና ንጺበየካ 🦁🇪🇷🙏🏽🌷💕🌷💕☀️🙏🏽
ኣወል እኮ ዝዛረቦ ዝፈልጥ ሚሩጽ እሪትራዊ እዩ አስተወሉ ❤❤❤❤
ኣወሊኖ ብመጀመርታ ሰላምታ ይብጻሕካ ወዲ- ኤረይ መኹርዒ ህዝቡን ሃገሩን። ኣብዛ ናይ ሎሚዓልቲ ግን ተመሊስካ ዘምጽእ ኣይነበረካን ምኽንያቱ ወላ-ሓንቲ ጌጋ ስለ ዘይነበረካ። እሞ ነዞም በላዕቲ ውዳቕስ በሎም ደኣ ኣብ ጎድንኻ ኣለና ካብ ሓብትኻ ዓወት ኪዳነ።
ገለ ዓይነት መልሲ ካብ 100 ንላዕሊ፡፡
ብ ሃይማኖታዊን ፖለቲካዊን ኮታ ብ ኩሉ ፍልጠት ከም ዘይብሎም ገሊጽካዮም፡፡
ብፍላይ አታ ናይ ሃዋርያ ፓውሎስ ጽሕፍቲ ዋናታት ረኺብካላ፡፡ ❤❤❤
ኣታ ንስኻስ እንቋዕ እባ ናትና 🇪🇷💝 ኮንካ👏👏👏👏
ኣወልኖ ሞተር ህዝብና ኣጆካ ኣብ ጎነኻ እና ኣረይቲ ውዳቅ ዓቅሎም ዩ ጸብብዎም ዘሎ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ኣወሊኖ ናይ ድንቁርናና መመርመሪ ብሓንቲ ቃል ፈሊጥካና። ዝበዘሐ ስብ ካብ ፍልጠት ወጻኢ ምኻኑ ፈሊጠ።
ክብሪ ይሃብካ። ክንድሽሕ❤❤❤🎉🎉🎉
ጂግና ሐወይ አወል ስዕድ ቀጽሎ ዝኾነ ይኩን ብርሃን እዪ አብ ቅድሜና ዓወት ንሐፉሽ ❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👌❤️👍🙏🙏🙏🙏☪️
ኣወል ሓወይ እንቃዕ ብሰላም ተመልስካና
ኣውውሊኖ እዚኤን ዳኣ ደይ ዓቅምና እየን ኔርን ኣንፈትና እንድየን ክጠውያና ደሌን ንሕና ግና የእምሮእን ኢና ክንቓንየን ኣብሽርካ ኣዎልኖ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ💟🙏🇪🇷🙏🇪🇷🙏🇪🇷
ኣንበሳ ወዲ ኤረ አዝማሪኖ ❤🇪🇷❤
ኣጀንደኦም ፈሊጥናዮ'ለና እዞም በላዕቲ ውዳቕ ንኺድ ጥራሕ ኣወሊኖ 🇪🇷👈🫡
awelino ka tbil akar dika😂😂😂😂😂😂😂😂😂
ኣወሊኖ እንቅርዖብ ድኣ ኣብ ማይ ዘይትመውት 😂😂😂😂😂
But anyway thank you for your explanation much appreciated and respected ❤❤❤❤
ኣወልኖ ሓቢብ ከይትግረም መልስኻ ልዕሊ ፕሮረሰይ ክጽበያ ቀንየ ብዝኾነ ሰናይ ዕድል ንኺድ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐅🐅🐅🐅🐅🐅
❤ኩላትና ኢና ብሃንቀውታ ክንጽበዮ ቀኒና። እዘን ውሕዳት ማዓልታት ብዙሕ ዝተጸበና ኮይኑ ተሰሚዕና ብሚሒር ህንቀውታ።
ጽቡቅ መልሲ ኣወሊኖ❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉ንበር ንበር ንበሎ ጅግናና
ሕጂ ከ እንታይ ክብሉ እዮም ለሓስቲ መዓኮር ወያነ ኣወል ጅግና ❤❤❤❤❤👍👍
😅😅😅😅😅😅
ይሕፍርካ ወደይ
ሕጂ እውን ሙስሊም ስለ ዝኾነ ኣብ ሃይማኖትና ኣይምልከቶን ዩ ዳሓር ካኣ ፍትሃ ነገስት ኣይበልኩን እንተኢለ ካኣ ብ ክብረ ነገስት ዝብል ይትኣረመለይ ይብል ኣሎ እዚ ኣምሰሉ ንፈተነ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ኢሉ ከምዝተዛረቦ ርዱእ ዩ ህዝቢ ኦርቶዶክስ ሆ ምስ በሎ ድማ ጉዳይ ጠምዚዙዋ😂
@@WediDani-np9shክብረ ነገስት ኢሉ እዩ ጀሚሩ። ክደግማ እንኮሎ እዩ ተዓንቂፉ ፍትሓ ነገስት ኢሉ። ካብ እግሪ መልሓልስ ይዕንቀፍ እካ ዝብሃል። መልሓልስካ ታዓንቂፋ ኣይትፈልጥን ድያ?
@@Ezgihareyaበዚ ኣይንዕሻውን ኢና ኣፍታ ቪዶ ስክሪን ኣለካ ፍትሓ ነገስት ዝብል።
ዘዐግብ መልሲ ኣወል ጅግና ።
ነዞም ፉንፉናት ግን ምምልላስካ ክብሪ ክስመዖም ኢዩ ስሞም ጸዊዕካ ውላ ተጸሪፍካዩም ኣውል ስምና ጠቂስዎ ኢሎም ብታሕጋስ ኢዩም ዝቀይሑ ።
No ነዞም በላዕቲ ውዳቅ ክምልሰሎም ኣገዳሲ እዩ ፡ ገርህታት ከየጋግዩ ።
Ezi eko guday hager aykonenn wey khdet hager aykonenn ezi guday haymanot iyu dedhri zxedefe aytxdefo awel enjera iyu zeto zelo ..nhaymanotka zeyteqawemka da nmen ktqawem..nskumo gn qdmk haymanot hager ikumo teqedmo...blashi
ኣወል መጅላግ: ሕጂ ዉን ኣባ ንመን ይበሃል ኣይፈለጥካዮን.
ኣወሊኖ ወዲ ህዝቢ በኣኻ ኩርዓት ኢና ንኺድ ጥራይ ንቕድሚት🇪🇷❣️
ኣወለይ ወዲ ህዝቢ 🇪🇷ዕድመኻ ዕድመ ማቱሳላ ንምነየልካ🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
መርሓባ ኣወል ልክዕ መልሲ ኣላህ የዲክ ጥዉለት ዑሙር ዎ ዓፍያ።
ኣወል መንገድካ ጥራይ ቀጽል እቶም ክቁዙሙ ዝቀነዩ እቶም ጸላእቲ ህዝብን ሃገርን ኤርትራ ኢዮም በዚኦም ዝድርበሽ የለን ኣወል፡ዙ 23❤❤❤❤
ጽቡቅ መልሲ ኣወል ደንጊካዮም ከማን🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ኣገናዕ ኣወል ጅግና ዲሕሪ ኣገናዕ ንብሎ የለን ንጅግና ኣገናዕ ኢዪ ግርሙኡ እሞ ንስካ ምስ መጻካ ማእገር መንእሰያት ሓፍ ዘበልካ ኢካ ሞ ኣብ ጎንካ ኣለና ወዲ ኤረይ ጅግና 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ኣወሊኖ ጅግና ወትሩ ኤረይ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷ጥራይ በል, ትንፋስ ክልኣዮም ትንፋሶም ትሕጸር ደቂ ወልደገባ. 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️❤️🙏🙏🙏🙏🙏
ኣወለይ ጅግና ንኺድ ጥራይ ብርሃን አዩ ቅድሜና 💪🏻💪🏻🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️
ኣውልያይ ኣበልካዮም ኣያይ ኣያይ ኣታ ሓጺር እሞ በሪኽ ጅግና ጀጋኑ ❤❤❤
ኤርትራውነት ኩቡር መንነት አወሊኖ ጅግና ወድ ህዝቢ ጅግና ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
እቶም ባሀማት እዮም ብጌጋ ዝተረዶኦም ጅግና ሐውና አወል ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
❤brother Awel, first and foremost, happy new year to you and your loved ones, and I want to tell you to keep on keeping on what you're doing, and, never be deterred by any looser.
Thank you for your great contribution. ❤
Brainless
መርሐባ መርሐባ ቅርስሲ ህዚቢ ኤርትራና አንበሳ እምላክ ይባርካ 🇪🇷🦁💎🙏🏽🕌❤️💒💎🦁🇪🇷👍🏽💯👑👌
አጆካ ቀጺል እስካ ኢካ ንኩሉ አብ ወጻኢ ዘሎ ኤርትራዊ ጠርኒፍኬና ,አታሐቋቂፍካና ,ዓድከምንአቱ ገርካና , ኤርትራና ን ኤርትራና ከምንፈቱ ገርካና ,ናይ ኤርትራ ኩሉ ሐበረታታት ትህብረና አወል አንበሳ ኢካ እሞ ሑብናት ኢና ባአካ ዶሃይካ አይታሐባአና አንበሳ ወዲ ኤርትራና 🇪🇷❤️💒💞🕌🇪🇷🙏🏽🦁💎🦁🌷💐❤️💕💞
ኤርትራ ን ኤርትራዊ'ያን💪🇪🇷✨️💯☝️🌟
Anakun hzbi
Go back back and live there then. Dictator loving hypocrites.
Ay sdetena wahid
Welde geba 😂😂😂😂😂
🐪🇪🇷🫶
ኣበይ ደኣ ኣለዋ እተን ኣናጹ ሕጂ ደኣ ገለ ዘይ ብላ ኣወሊኖ 1000 ዓመት ንበር ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ዋዉ አወል ሓውና ኣብሽርካ ነዞም በላእቲ ውዳቅ ኣብ ሰዓታ ኣዲካዮም ኣለካ ሀቢብና ሰላምካ ይበዛሕ
As an orthodox I didn't even know that much about It but I learned a lot from you Awel . We are so proud of you Awel 🇪🇷❤️
Ktftewi ilki haymanotki entay mukano zeymflatki thzni...xbaha ngho ab qdmi amlka koyno zwhaseki awel ymesleki ykewn tedengxi😢
Saba, this was the transilation what humanity wrote in English.
There is a lot of money that has a lot of space for this.... Funy. Awel is smart on both religions.
❤❤ewe 😊@@Humanity-n3i