Saym Press ሳይም ፕረስ                     ናይ ለውጢ ሚድያ
Saym Press ሳይም ፕረስ                     ናይ ለውጢ ሚድያ
  • 8
  • 3 221

วีดีโอ

" ማኣዲ ዘተ ንለውጢ" መም/ ተመስገን ሰመረ ምስ ክብሮም ኣርኣያ:
มุมมอง 2074 ชั่วโมงที่ผ่านมา
ሳይም ፕረስ ኣብ ለውጢ ኣቶኪሩ ዝተግህ ህዝባዊ ሚድያ ኮይኑ፡ ከም መጀመሪ ንግዚኡ ኣብዘን ዓምድታት ማለት፡- #* እዋናዊ ኩነታት ሃገርናን ከባቢናን ማእከል ዝገበረ ”ማኣዲ ዘተ “ ምድላውን ምትእንጋድን # ሰሙናዊ መደብ “ መንእሰያት ንለውጢ” # * መድረኽ ማኣዲ ስነጥበብ # * ዕላል መዛኑ( ተመክሮ ህይወት ትማልን ሎምን), … ዕላል ምስ ኣብነታውያን ሰባትን ካልእን ዘተኮረ ቃለ መሕታትን ..... ክንነጥፍ ስለዝኾና ኩሉግዜ ኣብጎንና ኮንኩም ክተተባብዑና ጥራይ ዘይኮነ እዚ ክውን ዝኸውን ብናትኩም ተሳታፍነት ኢዩ’ሞ ፡ሃየ ካብዛ ሳዓት ጀሚርኩም ብኹሉ መልክዕ ንምህናጽ ብዝጠቅም ሃቐና ምሳና ደው ክትብሉ ብኽብሪ ጻዉዒትና ነቕ...
ግዜ ደርጊ ዶ፡ ግዜ ሻዕብያ ?
มุมมอง 33119 ชั่วโมงที่ผ่านมา
ግዜ ደርጊ ዶ ግዜ ሻዕብያ ወይ እዋን መግዛእቲ ደርጊ ዶ ፡ ግዜ ናጽነት ይበልጽ ኢልኩም ንትሓቱ ፡ ብዙሕ እኳ በዚ ኣርእስቲ ተዘሪቡ እንተኾነ፡ ባዕልኹም ሰሚዕኩም ክትመዝኑ ፡ እዘን ክልተ ብሉጻት ደርፍታት ፡ # ማለት ቀያሕ ጓል ኣኽርያ ብ ሻምበል ተስፋይ ግርማይ ሻምበል ተስፋየ ኢትዮጵያዊ ናይ ደርጊ ሻምበል ፡ ኣብ ኣስመራ ኤርትራ ኮይኑ ፡ ነቲ እዋን ዝገልጽ ብዛዕባ ፍቕሪ ዝደረፎ ነቲ እዋብ ዘናፍቕን ዝገልጽን ክኸውን እንከሎ # እታ ካልአይቲ ካኣ ብሓውና ዛኪ ወድሃገር ኣብ ሃገሩ ምእንቲ ሃገሩ ዋጋ ዝኸፍል ዝነበረ ፡ እተደርፈት “ ኣብ ገዛእ ሃገሩ ሰብ ጠፊኡና ኣሎ “ እትብል ፡ ድሕሪ እዚኹሉ ዋጋ ምኽፋል ነጻ ወጺኣ ተባ...
Saym Press “ The Media of Change
มุมมอง 25414 วันที่ผ่านมา
Saym Press “ The Media of Change
ሳይም ፕረስ “ናይ ለውጢ ሚድያ “ Saym Press “ the media of change “
มุมมอง 28414 วันที่ผ่านมา
ሳይም ፕረስ Saym Press “ the message of change “
Saym ሳይም Press ፕረስ
มุมมอง 183หลายเดือนก่อน
ሳይም SaymፕረስPress

ความคิดเห็น

  • @MakiclHabesh
    @MakiclHabesh 17 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤

  • @mehariaraya3478
    @mehariaraya3478 วันที่ผ่านมา

    I proud of you Big brother

  • @MebrahtomAbraha-j3n
    @MebrahtomAbraha-j3n วันที่ผ่านมา

    Btaemi xbuq tmrti ayatatna❤

  • @hailebrhane-w3g
    @hailebrhane-w3g วันที่ผ่านมา

    ጽቡቅ መደብ

  • @zulanet8683
    @zulanet8683 วันที่ผ่านมา

    good conservation.

  • @AynkasesEntertainment
    @AynkasesEntertainment 2 วันที่ผ่านมา

    ከምዚ ዓይነት ተበግሶ ኣብ ዝሓጸረ እዋን ቱስፉይ መጻኢ ናይ ዚ መንእሰይ ሃገርና ዘበርኽ ኮይኑ ይስመዐኒ ።

  • @amentewelde8552
    @amentewelde8552 2 วันที่ผ่านมา

    Ayokatkum

  • @AynkasesEntertainment
    @AynkasesEntertainment 2 วันที่ผ่านมา

    ዓበይቲ ኣሕዋተይ ጽቡቅ መደብ

  • @zulanet8683
    @zulanet8683 2 วันที่ผ่านมา

    wonderful👌🏽message

  • @Fagiፋጊ
    @Fagiፋጊ 2 วันที่ผ่านมา

    ኣቱም ህዝቢ ያላባ ነዛ ቻነል ነሰስና።

  • @MebrahtomAbraha-j3n
    @MebrahtomAbraha-j3n 2 วันที่ผ่านมา

    Abey aleku deqi sinufey neza geza nebya❤😊

  • @merhawittesfay3567
    @merhawittesfay3567 2 วันที่ผ่านมา

    Goyta yesus ybarka Tame bruk

  • @filmonmekonen3004
    @filmonmekonen3004 2 วันที่ผ่านมา

    ወዲ ነጋ ጻዕራም ይፈልጥ ኩሉ ክትገብር ከምትኽእል

  • @Samteki
    @Samteki 3 วันที่ผ่านมา

    10 times gize Dergi yibelx.

  • @yacobyemane1134
    @yacobyemane1134 3 วันที่ผ่านมา

    ብጣዕሚ ጽቡቕ መደብ ቀጽልሉ ምክትታልና ኣብ ቦትኡ

  • @KahaseMlash
    @KahaseMlash 3 วันที่ผ่านมา

    Adrana ❤❤❤

  • @TekleBeyene-ny1re
    @TekleBeyene-ny1re 3 วันที่ผ่านมา

    👍👊🤝✌️✍️🌂🌴🎄🌹🌏🗺🏞💙💙💙♥️

  • @TekleBeyene-ny1re
    @TekleBeyene-ny1re 3 วันที่ผ่านมา

    ሕጂግርም ጸገም ዛኸባቢ ዝነግሩ ዝትንክፋ ይቀላቀሉ አለዉ ጽቡቅ ምጅማር ይግበረልኩም

  • @ismaelomer6454
    @ismaelomer6454 3 วันที่ผ่านมา

    Nay behaqi des debil medeb keep going ❤

  • @michalehidrom1601
    @michalehidrom1601 3 วันที่ผ่านมา

    ጽቡቕ መደብ ዩ ሰባይ ነብሲ & ጠዓመ

  • @michalehidrom1601
    @michalehidrom1601 3 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @michalehidrom1601
    @michalehidrom1601 3 วันที่ผ่านมา

    ጽቡቕ ምጅማር ይግበረልኩም ክቡራት ኣሕዋት

  • @bzewde
    @bzewde 5 วันที่ผ่านมา

    💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙 ጽቡቅ ምጅማር

  • @RastarmaAssab-n1j
    @RastarmaAssab-n1j 7 วันที่ผ่านมา

    Good job guys ! ጽቡቕ ምጅማር።

  • @abrahamtewelde6434
    @abrahamtewelde6434 7 วันที่ผ่านมา

    ጽቡቅ ምጅማር ይግበረልኩም ኩቡራት የሕዋት like share comment subscribe ምግባር ኣይንሕመቅ

  • @neimaali-n5s
    @neimaali-n5s 8 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤

  • @MebrahtomAbraha-j3n
    @MebrahtomAbraha-j3n 8 วันที่ผ่านมา

    Aseyy deqi adey ❤❤❤❤ saymna

  • @tes-rus3959
    @tes-rus3959 8 วันที่ผ่านมา

    ክቡራት ኣሕዋት ጽቡቕ ጅማሮ👍👍👍

    • @Saym3Press
      @Saym3Press 8 วันที่ผ่านมา

      @@tes-rus3959 ክብረት ይሃበልና !

  • @ghirmawim5863
    @ghirmawim5863 8 วันที่ผ่านมา

    እዛ ቻነል ንህዝብናን ንታሪኽናን ባህልናን ወግዕናን እትውክል ክትከውን ዓቢ ተስፋ ኣለኒ፡ኩሉኹም ነዚ ክጅመር ዝጸዓርኩም ኣሕዋት ኣምላኽ ሰማይ ይባርኽኩም ክብል እፈቱ።❤

    • @Saym3Press
      @Saym3Press 8 วันที่ผ่านมา

      Amen Amen… Thank you brother.

  • @zulanet8683
    @zulanet8683 8 วันที่ผ่านมา

    ደስ ዘብል መደብ ቀጽልዎ

    • @Saym3Press
      @Saym3Press 8 วันที่ผ่านมา

      ክብረት ይሃበልና ፡ ሕራይ ብናትኩም ደገፍ ክንቅጽል ኢና ።

  • @Wedisenafe
    @Wedisenafe 8 วันที่ผ่านมา

    It is a good start.

    • @Saym3Press
      @Saym3Press 8 วันที่ผ่านมา

      Thank you !

  • @amanuelgoitom1744
    @amanuelgoitom1744 8 วันที่ผ่านมา

    Welcome and congratulations 🎉 Saym Media.

    • @Saym3Press
      @Saym3Press 8 วันที่ผ่านมา

      Thank you so much! make it SAYM PRESS .

  • @phillipteame
    @phillipteame 8 วันที่ผ่านมา

    ጽቡቕ ምጅማር ኣሕዋት 🎉

    • @Saym3Press
      @Saym3Press 8 วันที่ผ่านมา

      Thank you!

  • @monenmerah2565
    @monenmerah2565 8 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

    • @Saym3Press
      @Saym3Press 8 วันที่ผ่านมา

      Thank you❤❤❤

  • @gebreyewhansmehari9968
    @gebreyewhansmehari9968 8 วันที่ผ่านมา

    ሰላም ኩቡራት ይሕዋት

    • @Saym3Press
      @Saym3Press 8 วันที่ผ่านมา

      ሰላም ክቡር ሓው ፡ ክብረት ይሃበልና፡

  • @gebreyewhansmehari9968
    @gebreyewhansmehari9968 8 วันที่ผ่านมา

    👍👍👍👍💙💙💙💙💙💙💙💙🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿✅✅

    • @Saym3Press
      @Saym3Press 8 วันที่ผ่านมา

      Thank you🎉

  • @adiskidane1561
    @adiskidane1561 9 วันที่ผ่านมา

    Good job ahwat

  • @mulugetaayele674
    @mulugetaayele674 9 วันที่ผ่านมา

    ኣጆኹም የሕዋት ❤ በርትዑ

  • @Fagiፋጊ
    @Fagiፋጊ 9 วันที่ผ่านมา

    በርቲዕኹም ክትሰርሑ ተስፋ ይገብር ምትብባዕ ኣይንሓምቅን ኢና 💙💙💙

  • @Fagiፋጊ
    @Fagiፋጊ 9 วันที่ผ่านมา

    ጽቡቅ ምጅማር ደቂ ዓበይቲ ✅✅✅

  • @bzewde
    @bzewde 9 วันที่ผ่านมา

    መርሓባ እንቋዕ ብድሓን መጻእካ ሳይም ሚዲያ

  • @Yonaswoldo1330
    @Yonaswoldo1330 9 วันที่ผ่านมา

    ኣታ ተሜ ሕደገና እስከ ሃገር ዘይብልካስ ሃገራዊ ሚድያ ትብለና ኣለኻ፧ ክክክክክ ትሕዝቶ እንተሎኩም ትሕዝቶኹም ሒዝኩም ምጹ።እዚ ናይ ሃገር ዶ ናይ ህዝቢ ዶ ዝብል ለመጭመጭን መጸጸጽን ሓዲግኩም ትሕዝቶኹም ኣቕርቡ እሞ ክንርእየኩም።

  • @zulanet8683
    @zulanet8683 9 วันที่ผ่านมา

    good

  • @Wedisenafe
    @Wedisenafe 9 วันที่ผ่านมา

    ጹቡቅ ምጅማር።

  • @MehariKiros-g6y
    @MehariKiros-g6y 9 วันที่ผ่านมา

    ጹቡቅ ምጅማር ይግበረልኩም ናይ ብሓቂ ጹቡቅ ተበግሶ የሕዋት 💙💙💙

  • @semerehaile6817
    @semerehaile6817 10 วันที่ผ่านมา

    ጽቡቕ ምጅማር ይግበረልኩም👍

  • @ZakiGebremichael
    @ZakiGebremichael 17 วันที่ผ่านมา

    ስብከት ጥራይ ከይከውን

    • @dawittewelde4126
      @dawittewelde4126 17 วันที่ผ่านมา

      No ስብከት my dear bro

  • @zulanet8683
    @zulanet8683 17 วันที่ผ่านมา

    nice 👍🏽

  • @mihreteabtesema5894
    @mihreteabtesema5894 17 วันที่ผ่านมา

    Nice music ጽቡቕ ምጅማር ስራሕ ሰበይ!

  • @dawittewelde4126
    @dawittewelde4126 17 วันที่ผ่านมา

    ርኢተኹም ኣቐምጡ ኩብራት የሕዋት