🛑 ወድኺ እዩ ልኢኹኒ ኣሎ እዩ ብህይወት | ወላዲት ስዉእ ተ/ጋ ጎይትኦም

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 16 ต.ค. 2024

ความคิดเห็น • 270

  • @Gedli_plus
    @Gedli_plus  วันที่ผ่านมา +49

    ሳብስክራይብ ስለ ዝገበሩ ኣዚና ነመስግ::
    ገድሊplus

    • @brukbk7408
      @brukbk7408 วันที่ผ่านมา +1

      ገድሊ Plus, እናነባዕኹ ስሚዐየን ሓንቲ ዝገረመትንን ዘሐረቀንን ግን ናተይ ታሪኽ እውን ስለዝኾነ ብዛዕባ መጭበርበርቲ ለካ ወለዲ ጀጋኑ ኣብ ርእሲ ሓዘኖም እውን ተዘሪፎም እዮም 😢 ንዓይ እውን ሒውኻ ተማሪኹ ኣሎ ኢሉ ፣100000 ,ብር ከፊልኻ ኣውፃኣዮ ኢሉኒ ህምምም ብዛዕባ እዞም ለያቡ እስኪ ፍሊ ብዝበለ መደብ ስርሕሎም ንክተሓባበር ድልዊ እየ

  • @samiyeherolij-vn9fv
    @samiyeherolij-vn9fv วันที่ผ่านมา +47

    ዓዲግራት 02 ቀበሌ ፍሉይ ቦታ ሓድሽ ዓዲ መብራህቲ ሃይል ዝርከባ ክልተ ወሊደን ክልቲኦም ደቀን ዘሰወኣ ዓቅሚ ዘይብለን ወላዲትባ ጠይቅልና ሄለነይ 🙏🙏please ፤ ማማ ሃንሳ ይበሃላ ስወኣት ደቀን ከዓ መሓሪ እና ኣሸናፊ ይበሃሉ ።

    • @Sanirey777
      @Sanirey777 23 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      Uufff mesakin

    • @تالينتالين-د6ي
      @تالينتالين-د6ي 21 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      @@samiyeherolij-vn9fv ዓኽኽኽኽ😭😭😭

    • @MiliMili27
      @MiliMili27 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ሄለነይ ሓደ ነገር ክብለኪ ኣብ ነበለት ቡዝሕ ዘይተነገረ ታሪኽ ኣሎ ካበኡ 1~~~ሓንቲ ኣደ ማለትውን ካብቶም ስድራ ስውኣት ሓንቲ እያ 😢2ደቃ ተጋዲሎም ክልቲኦም ተሰዊኦም ሓዱሽ ገረመድህን ሓለፎም ገረመድህን ይብሃሉ ካብ ነበለት ንምብራቅ ንእሽተይ ወፅካ ይርከብ ገዝኦም እናወላዲቶም ኣብ ሕማቅ ኩነታት ከም ዘላ ነግሮምኒ ብሓፈሻ 70እምባስነይቲ ዝተመለሱ 25 %ኣይኮኑን ሕድሕድ ገዛ ዳስውእ እዩ እቲ ናታኣዶ ፍልይ ዘብሎ ክልተ እሞ ድማ ወዲ 20ዓመት ወዲ 18ዓመት ምኻኖም ብሓፈሻ ብጣዕሚ ናቶም ነገር ከብድኻ ይቆርፀካ ታዓብዩ ምስ ሃገሩ ኣርድኦማ እቲ ንሽተን ኣሎ እዩ ናበሉ ፀኒሖም ሰነ ከባቢ ኣርድኦማ 😢😢እና ሄለነይ ናይ ትራንስፖርት ባዕለይ ኬድኩም ንኽትሓትዎም ዝሕግዞም ሰብ ንኽረኽቡ ብትሕትና ይሓተኩም 😢ኣነ ብዝራኣክዎ ስድራ ስውእ ኣዒንተይ ኣይክእልን 😢🥹ፕሊስ

    • @EmuGalWukro
      @EmuGalWukro 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

      ንክደይ ክትኮን መንግስቲ ብደንቢ ክብጅተሎም ተቃውሞ ክግበረሉ ኣለዎ ክንደይ ሳዕ ህዝቢ

    • @MiliMili27
      @MiliMili27 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      @@EmuGalWukro ፍሊ ዝበሉ ዝለ ዝኾኑ እምበር ትክክል 🥺🥺🥺

  • @freykahsay8738
    @freykahsay8738 วันที่ผ่านมา +31

    ዝወደይ ክብላ ከለዋስ ንብዓት ይቅድመኒ ኣዶዋይ ፅንዓት ይሃብኪ 😢😢😢

  • @ዳኒ-ቀ8ቐ
    @ዳኒ-ቀ8ቐ วันที่ผ่านมา +50

    የእናቶች እንባ ይታበስ በሁሉም ቦታ እናቶች ያለቅሳሉ ሰላም ሰላም ሰላም ሰላም

    • @ንግሰቲጋልራያ
      @ንግሰቲጋልራያ วันที่ผ่านมา

      🇪🇹✖️🦓👹

    • @ኣፅበታይሁራሰለስተ
      @ኣፅበታይሁራሰለስተ วันที่ผ่านมา

    • @kiroswalker7444
      @kiroswalker7444 23 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      Entay dea amherhirna ???

    • @EmuGalWukro
      @EmuGalWukro 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      እና ዉሃ ከፈሰሰ አይታፈስም ድሮ ቀረ ትግራይ ስትደበደብ ድምፅ አልሆናችሁም አሁን ለናንተ ጊዜ ስለ ደረሰ ነው ሰላም የምትሉት

  • @SamiCrseven-u9d
    @SamiCrseven-u9d วันที่ผ่านมา +33

    #Sami_Cr7 ውቅያኖስ
    ኦተሬ ግርማ ሰፈርና ነይርኻ ምስ ኹሉ ተጫዋቲ ሰሓቒ ልኹሉ መኽበሪ ኹሉ ልፎትየካ ፍልይ ልበልኻ ሰብ ነይርኻ የኾነይ ሰብ ብልሓለፍናዮ መንገዲ ልርአየካ ኸልቢ እካስ ጭርኡ ናወዛወዘ ናባኻ እዩ ልመፅእ ድርዝርዝ አቢልኻ ሃም ሰብ ሰላምታ ትህቦ የኾነይ ኣፍ ለለዎ ሰብስ ኣፍ ለይብሉ ኸልቢ ይፎትየካ ነይሩ ግን ሃመይ ኣኽኢሉካ ዝኹላይ ፍቕሪ ሰብ ይቕረየኒ ኢልኻ ኸይድኻ ? ሰምበት ኸ ቡቡ ኩዕሾ ንጫወት ንኽድ ኣይትብለኒ ዲኻ እስኻ እኮ ብ ኩዕሾ ኣየኽእለካይ ኦቱ ሓወይ ስልኪ ኸ ደዊልኻ ዛ ኹሉ ግዜ ተማኽረኒ ወግዒ ሃመይ ክገብር ኣይትብለኒ ዲኻ ? መስቀል ሆያሆዬ ሓይራ ጳጉሜን ካብዙ በዓል ብላዕሊ እስኻ ልዙ በዓል ድምቀት ነይርኻ ሰፈር ተኣኪብና ኹሉ ምሳኻ ልደባደብ እዩ ልበዝሕ ኹሉ ክበሻሸቕ ልደሊ ምሳኻ እዩ:: ጎይታ ፀባይ ጎይታ ትዕግስቲ ነይርኻ ካብ ናይኻ ባህሪ ኹሉ ግዜ ልምነዬ ለቕንአኒ ትዕግስትኻ እዩ ነይሩ ፍልይ ልበለ ትዕግስቲ ነይሩካ :: ተስታውስ ዶ ለሕለፍናዮ ቑልዕነት ግዜና ጨዋታ እኮ ኣይንፀግቢ ነበርና አተዓባብያና እኮ ሓንቲ መዓልቲ ንፈላለ አይንመስሊ ነይርና ግን ኹነታት ተቐይሩስ ድሮ ዓቢናስ ላብ ጦርነት ኾይኑ ዕጫና ምእንተ ህዝብኻ ኢልኻ ኽቡር መስዋእቲ ኸፊልኻ ኦቱ ሓወይ ዝትዝክሮ መድሃኒዓለም ባዕሉ ይቀበልኻ ብየማኑ የንብርኻ ኹሉ ግዜ ፉሉይ ቦታ እኒአካ አብ ልበይ ብናይኻ መስዋእቲ ብና ብፆትኻ ልተኸፈለ መስዋእቲ ህልውናይ ስለለረጋገፅኹምለይ ኽብሪ ልዓኹም ድሕሪ ክርስቶስ ልኣየ ኢሉ ልሞተ ተጋዳላይ ትግራይ ብቻ እዩ:: ኦተሬይ ብፆት ኦተሬይ መስዋእትኹም ኽቡር እዩ ዘልኣለም ኽበሩ ::

    • @MiliMili27
      @MiliMili27 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      መሪር እዩ 😢😢😢😢

  • @Sayzana1627-sn
    @Sayzana1627-sn วันที่ผ่านมา +14

    ኦተሬ ሓወይ 💔💔💔 ለዋህ ሰብ ነይርኻ ብሰላም ዕረፍ ዝሓወይ 😭😭😭

  • @tsegatsega6520
    @tsegatsega6520 วันที่ผ่านมา +18

    ኣይ አዶ ትግራይ ፅንዓት ይሃብኪ 😭

    • @habtigray7604
      @habtigray7604 วันที่ผ่านมา

      Ade tigray rahiwa yihaba!!!

  • @Yonasgirmay6946
    @Yonasgirmay6946 วันที่ผ่านมา +8

    አታ ህንደይ ጅግና እዩ ሐመድ በሊዕዎ:: ብሰላም ዕረፍ ኦቶሬ ሐውና::

  • @ameiajuneidi7901
    @ameiajuneidi7901 วันที่ผ่านมา +6

    ኣደዋ ወላዲት ጀግና 😢💔 ኽብርን መጎስን ንጀጋኑና ❤🙏🙏🙏

  • @twinshs8517
    @twinshs8517 วันที่ผ่านมา +10

    ኣይይይይ ኣደ ትግራይ....ሓወይ😭😭😭😭😭

  • @ንግስቲትግራወይቲ
    @ንግስቲትግራወይቲ วันที่ผ่านมา +8

    ነቢዕና ፈዚዝና ደንዚዝና😢😢😢

  • @AddisuBahretibeb
    @AddisuBahretibeb วันที่ผ่านมา +4

    ዝወደይ ክብላ ከለዋስ ንብዓት ይቅድመኒ መዓረኺ

  • @kidusgirma7909
    @kidusgirma7909 วันที่ผ่านมา +2

    አደዎይ መዓረይ ወድኺ ጀግና ኢዩ ጽንዓብ ይሀብኺ💔

  • @dfghhhdfgghh6981
    @dfghhhdfgghh6981 วันที่ผ่านมา +10

    ዋይይ ብስምኣብ ብሱዉእ ክሽቁጡ እፍፍፍ ሓሳዳት😢😢😢😢😢😢

  • @ተመሲገንአምላክየ
    @ተመሲገንአምላክየ วันที่ผ่านมา +4

    😢😢😢😢😢😢ኣዶዋይ ኣይትንብዕ ወድኺ ታርኺ እዩ ሰሩሕ መንተ ዓድ መንተ ህዝብ እዩ መሰዋእት ኸፊሉ😢😢😢

  • @meryadoney6679
    @meryadoney6679 วันที่ผ่านมา +3

    ገኒ አይዛሽ እግዚብሄር የፅነችህ😢😢😢😢😢

  • @ChdjdhhdHdbxxjxj
    @ChdjdhhdHdbxxjxj วันที่ผ่านมา +2

    ኣይ አደዋኒ ፀላእኪ ይንባዕ ማሚየይ 😢😢 እግዚአብሄር ፅንዓት ይሃብኽን ክብሪን ሞጎን ንጀጋኑና 😢😢😢

  • @mebitigraweyti
    @mebitigraweyti วันที่ผ่านมา +4

    ጽንዓት ይሃብኪ ኣዶዋይ😢😢😢😢😢

  • @SmretSmret-in4ot
    @SmretSmret-in4ot 17 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ገትሸይ መንግስተ ሰማይ የዋርስካ ፈጣሪ ሕቅፍ ድግፍ ኣቢሉ የንብርካ ንኩሎም ሰማእታት መንግስተ ሰማይ የዌርሶም ፈጣሪ😢😢😢😢😢

  • @hadasgirmay
    @hadasgirmay วันที่ผ่านมา +3

    አዴታት ትግራይ ከምዚ ምርአይ ብጣዕሚ እዩ ዘሕዝን

  • @HhdHd-sp9px
    @HhdHd-sp9px วันที่ผ่านมา +3

    😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢ኣየ ኣዶ ትግራይ ዘግነክዩ😢😢😢😢😢😢

  • @almazeyassu6532
    @almazeyassu6532 วันที่ผ่านมา +4

    Ado SewuatTegadelte Senat yihabkin ❤

  • @medhin8187
    @medhin8187 วันที่ผ่านมา +4

    ወይ ኣዶ ትግራይ ዝረኸብክዮ😢

  • @embafresubaraki446
    @embafresubaraki446 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኣበራሽዋይ ፅንዓት ይሃብኪ💔😢 ጎይቶኦም፣ ንኡሰይ ነብስኻ ብሰላም ትዕረፍ።

  • @Arsulove-ke6xd
    @Arsulove-ke6xd วันที่ผ่านมา +2

    ኣደዋይ ፅንዓት ይሃብኽን ኣደ ትረኽቦ እፍፍ 😥
    ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ሰማእታትና 😥💔

  • @مريم-غ1م4ظ
    @مريم-غ1م4ظ 22 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኣደዋኒ ፀላኢክን ይንባዕ ኣይካኣልኩይ ሓፍተይ ማዓረይ ኣይዞክን ጠንኪርክን ኣደዋክን ኣጠንክራ ኣካኣእሎ ይሃብክን😭😭😭😭😭💔💔

  • @solk6795
    @solk6795 วันที่ผ่านมา +2

    ጀጋኑና ብሰላም ዕረፉ❤❤❤ አዶታት ትግራይ ፅንዓት ይሃብክን።

  • @MadiHen-k3d
    @MadiHen-k3d วันที่ผ่านมา +2

    ኣጆክን ማማየ ኣደይ ከስካብ ከዚ ተቅለዉለዉላ ከስካብ ከዚ ዘትነገርና ሓወይ ማለት እዩ ግን ኣጆክን ማማየ በዛ ህዝቢ በዛና እዮም ኮዶም 😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @sarayan525
    @sarayan525 วันที่ผ่านมา +2

    አየ አዶ ትግራይ 😢😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @Samsunga04s-vw2xd
    @Samsunga04s-vw2xd วันที่ผ่านมา +1

    ፅንዓት ይሃብኺ ደዋይ ብስላም ዕረፍ ጎይትኣም ጀግና ታሪክ ይስርሕ እምበይ ኣይነብርይ😢

  • @مريم-غ1م4ظ
    @مريم-غ1م4ظ 22 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    እህህህህህ ኣደዋይ ፅንዓት ይሃብክን እመ ኣምላክ ተፅንዕክን 😭😭😭😭💔💔💔🖤🖤🖤ጀጋኑ ሰማእታትና ብናትኩም መስዋእቲ ብርሃን ሪኢና ኢናሞ ብሰላም ዕረፉ ምስ ቅድሳን ኣብራሃም ይሳቅ ያቆብ የንብርኩም እግዚአብሔር አምላክ 🕯️🕯️🕯️✝️

  • @ሓፍቲስውእ
    @ሓፍቲስውእ วันที่ผ่านมา +2

    ኣየ ኣሕዋትና ኣሕ ፎቆዶ በረኻባ ተረፍኹም ኦቶሬ ጅግና ብሰላም ዕረፍ 😭😭😭😭

  • @sgfghjpateg
    @sgfghjpateg วันที่ผ่านมา

    ኣይ ወለድና ዝረከብክንኦ እግዚአብሔር የፅንዕክን 😢😢😢😢😭😭😭🥰🥰🥰

  • @samiraahmed1322
    @samiraahmed1322 22 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ፅንዓት ይሃብኪ ኣዶ ትግራይ ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑና 🙏😭💔

  • @chf-cv4ix
    @chf-cv4ix วันที่ผ่านมา +1

    ኣደዋይ ማዓረይ እግዚአብሔር አምላክ ይክእልክን መክሺ ወዲነይ መንግሰተ ሰማያት የውርስኩም ጌቹየይ ጌቹየይ🕯😭💔

  • @fdg761
    @fdg761 21 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    እግዚአብሔር ያፅንዕኽን ኣደዋይ ነብሱኹም ይምሓር ጀጋኑንና

  • @ትግራይእዩደመይTDF
    @ትግራይእዩደመይTDF วันที่ผ่านมา

    ኣይ ወለድና ዝረከብክንኦ እግዚአብሔር የፅንዕክን 😢😢😢😢😢😢😢

  • @mass-media6445
    @mass-media6445 วันที่ผ่านมา +1

    አዴታት ትግራይ ጽንዓት የሀብክን በርትዐ፣ እዚ ኹሉ ብሰንኪ ህወሓት ዘምጾኦ ብፈኸራ አብ ጥራይ ማዓኮሩ መንእሰያትና አህሊቆም አረሚሶም ፣ ኮስታሪቶም ትምጻእ።😢

  • @SelamHaftu-qz3qc
    @SelamHaftu-qz3qc วันที่ผ่านมา +1

    ኣይ ኣጀክን ኣደዋይ ፅንዓት ይሃብክን😓😓😓😓

  • @መዳቦይ
    @መዳቦይ วันที่ผ่านมา +2

    እቲ ቀንዲ ዘሕዝነካ እዞም ኩሎም መንእሰያት ኣጥፊእካ ዝተሰውእሉ ሕድሪ ጠሊምካ ንስስልጣን ክትጓየ እዩ፣ 4 ደቃ ዘሰውአት ኣደ እዚ ሕዚ ዘሎ ኩነታት ሪኣ ክንደይ ትጠዓስ ትኸውን 😢

  • @lemlemassefagrmay7148
    @lemlemassefagrmay7148 วันที่ผ่านมา +2

    Rest in peace jeganuna 💔 😥 💔 😥 💔 😥 💔

  • @twinshs8517
    @twinshs8517 วันที่ผ่านมา +1

    ገና ከይሰማዕክዋ እየ በክየ ምስ ረኣክወን.....ኣዩኪ ኣደ ትግራይ😭😭😭😭😭 ኣደ ዝረከበቶ😌

  • @سلامهسلامه-ذ1غ
    @سلامهسلامه-ذ1غ วันที่ผ่านมา +2

    ብሒዋነ ኣከባቢ ሙጃ ሒዝኻ ኹሉ 3)4 ዝተሶዎኦም ዶቆም ኣለዉ ኣቕርብዎም ይታሓገዙ😢

  • @salams7331
    @salams7331 22 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    እፍፍፍ ሰቀይ አደዋይ ፅንዓት የሃብኪ 😭😭😭😭

  • @emirufisseha6811
    @emirufisseha6811 วันที่ผ่านมา

    ኣዶዋይ መዓረይ ፅንዓት ይሃብኪ ኣዶ ጅግና😢😢እቲ ገንዘብ ስድራ ስዉእ ዝበልዐ ግን በስመኣብ😢

  • @LetinaAsfwa
    @LetinaAsfwa วันที่ผ่านมา +1

    Ajoki ade tigray amlak msaki ykun ❤❤❤❤

  • @samsontesete5119
    @samsontesete5119 วันที่ผ่านมา +2

    ኣጆኽን ኣደ 💙

  • @melestesfay5687
    @melestesfay5687 วันที่ผ่านมา

    ዋይ ወላድ ትግራይ አኻእሎ ይሓብኪ 💔😭

  • @EmuGalWukro
    @EmuGalWukro 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    መንግስቲ ግን እኩል ጠመተ ዘይግበረሎም ንምንታይ ብስውኣትና ኣይትሸቅጡ እኩል በጀት ይገበረሎም ብጣዕሚ ደቆም ኣሕዋትና ምስውኦም የናስሐናሎ እዩ ብጣዕሚ ከዚእና ዝሓዘና

  • @DHAG-m4f
    @DHAG-m4f 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    አዩ ዓለም 😭😭😭😭

  • @lemlemmirach7838
    @lemlemmirach7838 วันที่ผ่านมา +2

    Meraheti tigray bejakum adetat tigray quslen aytigudewen bejakum nab
    Libekum temlesu aytistkinu 😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭

  • @lemlemmirach7838
    @lemlemmirach7838 วันที่ผ่านมา +1

    Aye Adey meary zewedy.zewedy,,,,,,,,,,,❤❤❤🎉🎉😭😭😭😭😭😭😭😭😭

  • @TixR-st8ei
    @TixR-st8ei 23 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Egziabher hoy sle ezi witse hizbi ktbl mhretka leakelna😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @RedaHaile-t8l
    @RedaHaile-t8l วันที่ผ่านมา

    ፅንዓት ይሃብክን ኣዶና ዋዕሮና ኢኽን ብኣኽን ንኾርዕ ሳላ ጅግና ወድኽን ክቡር መስዋእቲ ህዝብና ካብርሰት ድሒኑ ህያው እዩ ከም ኩሎም ሰማዕታት ተጋደልትና። ኣቲ ጋዜጠኛ ብጣዕሚ ይሕበነልኪ እትገብርዮ ዘለኺ ኩሉ ይከታተሎ እየ ብጣዕሚ ይሕበነልኪ በርትዒ !

  • @YttTt-pb4hw
    @YttTt-pb4hw วันที่ผ่านมา +1

    ዊ ኣነስ የካኣልኩን😢😢

  • @AnnoyedDalmatianPuppies-cc5lz
    @AnnoyedDalmatianPuppies-cc5lz วันที่ผ่านมา

    Tsnat yhabki adeway 😭😭😭😭🙏🙏👏

  • @malataregawe8730
    @malataregawe8730 วันที่ผ่านมา +1

    እምኒ ይምለሰለሰልኪ ኣደዋይ😢

  • @ኣርሴማጓልእንደርታ
    @ኣርሴማጓልእንደርታ วันที่ผ่านมา

    ኣደዊተይ ከመይ ኾን ትህልዊ ስቃይ ወድኺ ኣሕሕ መሕዘኒ😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @selamyamenemh1100
    @selamyamenemh1100 วันที่ผ่านมา

    ኣይይይ ዝወደይ ክብላ ከለዋሰ ንብዓት ይቅድመኒ አደዎኒ ማዓረይ😢😢😢😢

  • @user-wk6dh1ik2o
    @user-wk6dh1ik2o วันที่ผ่านมา

    ወላድ ትግራይ ረኺባቶ ዘላዶ😪😪😢

  • @mmn4535
    @mmn4535 วันที่ผ่านมา

    ፅንዓት ይሃብክን አደዋይ😢❤

  • @ደስታገብረእግዚአብሔር
    @ደስታገብረእግዚአብሔር วันที่ผ่านมา

    ኡፍፍፍ ኣደዊተይ የካኣልኩይ ኣምላክ መፅናንዒ መንፈስ ቅዱስ ይላኣከልክን😢

  • @TedrosAsfaw
    @TedrosAsfaw วันที่ผ่านมา +1

    አጆክ አድ ጀግና አትነብዕን ንሕና አለናልክ አብ ጒንክ

  • @shashugebremedhen9740
    @shashugebremedhen9740 วันที่ผ่านมา +2

    አህህ ኣየ ወላድ? 🤔💔😭😭😭😭😭😭

  • @Seniseniii
    @Seniseniii 8 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኣየ ኣዶ ወላድ😢

  • @Mariam-to9jk
    @Mariam-to9jk วันที่ผ่านมา

    ፅንዓት ይሃብክን ማማዋይ😢😢

  • @birhankidanu5493
    @birhankidanu5493 วันที่ผ่านมา

    ጽንዓትን ጥንካረን ይሃብኪ አዶ ትግራይ አይይይይ😭😭😭💔

  • @Vip-j8f
    @Vip-j8f วันที่ผ่านมา

    ማማየ ፅንዓት ይሃብክን

  • @MiliMili27
    @MiliMili27 17 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ካብ ትጅመር ክሳብ ትውዳእ ምስኣተን ነቢዐ ኣሕሕሕ 😢😢😢😢😢ትርጉም ዘይብሉ መስዋእቲ 🥺🥺🥺😄🥺ኣደዋይ ፈጣሪ ፅንዓት ይስደደልክን 😢😢🙏🏿🙏🏿🙏🏿

  • @Keradyon908
    @Keradyon908 23 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኡፍፍ ብጥዓሚ ልብኻ ዝሰብር ኣደ ትረኽቦ ጽንዓት ይሃብኩም 😭😭😭😭😭😭

  • @titichannel8465
    @titichannel8465 วันที่ผ่านมา +2

    💔💔💔

  • @abedaberhan
    @abedaberhan วันที่ผ่านมา

    አይ ኣዴታት ትግራይ ፅንዓት ይሃብክን ንኽብርን ምጎሰን ንሰማእታትናን😢😢😢😢😢💔💔💔💔💔😭😭😭😭🐪

  • @MadiHen-k3d
    @MadiHen-k3d วันที่ผ่านมา

    ኣዶ ጅግና 😢😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @BenjaminSolomon-vw5tj
    @BenjaminSolomon-vw5tj วันที่ผ่านมา

    ብ ሰላም ዕረፍ ብፃይ ጎይትኦም

  • @Tesfayhailu12
    @Tesfayhailu12 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢ኣይ ኣደዋይ የፅንኺ

  • @Selina-k1r
    @Selina-k1r วันที่ผ่านมา +1

    Ahwatna kem waza wetsome tefiome😭😭😭😭😭

  • @ፍቅሪእየንዘፍቀረኒ
    @ፍቅሪእየንዘፍቀረኒ วันที่ผ่านมา

    ኣክኣሎ ይሃብኪ ኣደወይ 😢😢

  • @ተመስገንእዩቃለይ
    @ተመስገንእዩቃለይ วันที่ผ่านมา

    ኣጆኽን ኣደዋይ😢😢😢 መንግሰተ ሰማያት የዋርሶ ንኡሰይ

  • @hehhggd
    @hehhggd วันที่ผ่านมา +1

    ኣደ ትግራይ ረኻቢት ጉድ 😭😭😭😭😭

  • @NmY-uw3wk
    @NmY-uw3wk วันที่ผ่านมา

    ኣኣኣኣ ኣዶ ትግራይ😭😭😭😭😭

  • @ሓፍቲተጋዳላይ
    @ሓፍቲተጋዳላይ 22 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ዋይይይ ዘይሃስስ ቃንዛ ወደይ ክብላስ ኣደዋይ ታይ ትብለኻ ትኾኒ😭💔

  • @HermonTeweldemedhin-e1n
    @HermonTeweldemedhin-e1n วันที่ผ่านมา

    Are bejakum wedi aytbkuyu😭😭😭😭😭

  • @lisanutilahun4975
    @lisanutilahun4975 วันที่ผ่านมา

    ኸቢድ እዩ ቃንዛኽን ኣዴታትና ዋይይይይ😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭

  • @ጌታሆይበመንግስትህበመጣህ
    @ጌታሆይበመንግስትህበመጣህ วันที่ผ่านมา +1

    😢😢😢😢😢

  • @LiAa400
    @LiAa400 วันที่ผ่านมา

    Mama mearey ajoki Otere bjignnet eyu tesewieu b'elama miente hizbu miente hageru zbkeyelom netom nsltan zbale'eu zelewu merahtna !

  • @galikeshi1477
    @galikeshi1477 วันที่ผ่านมา +2

    💔💔😭😭

  • @genetmelkam435
    @genetmelkam435 วันที่ผ่านมา

    Fetari tseneat yehabekem ajokum amelak abe yemanay edu yekebolo 😭😭

  • @MakidaAster-n2k
    @MakidaAster-n2k 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ብፆትና

  • @Milimilien
    @Milimilien วันที่ผ่านมา

    😥😥😥😥😥አይ ኣዶ ተረክባ😢😢😢😢

  • @nigistgmedhin4428
    @nigistgmedhin4428 วันที่ผ่านมา

    እግዚአብሔር አምላክ ፅንአት ይሃብክን

  • @Tewodros-tm7bs
    @Tewodros-tm7bs วันที่ผ่านมา

    Egziabher abona tsinat yihabkin.

  • @Grmanseh
    @Grmanseh วันที่ผ่านมา +1

    እህ ቃንዛ😢😢

  • @TixR-st8ei
    @TixR-st8ei 23 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    N hizbi demu zfsese ykiredo nhna eka b mhret Egziabher Genet knatu elna tesfa n gebr alena

  • @fhhjf9904
    @fhhjf9904 วันที่ผ่านมา

    አደዋኒ ነብዕክን አንብዕክናኒ 😭😭እፉፉ አየ አዶ ትግራይ ዝረከቧቶ አይዘክን እግዚአብሔር አምላክ መፅናንዕ መንፈስ ይልአከልክን

  • @NigistFesaha
    @NigistFesaha 20 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ህዝበይ

  • @zamzammohammed9789
    @zamzammohammed9789 วันที่ผ่านมา +1

    😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @hiwanjohn
    @hiwanjohn วันที่ผ่านมา +2

    😭😭😭😭😭😭😭😭

  • @fryat.mewcha
    @fryat.mewcha วันที่ผ่านมา +2

    💔💔💔💔💔😭😭😭😭😭😭

  • @elsaberhe4087
    @elsaberhe4087 วันที่ผ่านมา +1

    😭😭😭😭😭💔💔💔

  • @WudaseWoldemariam
    @WudaseWoldemariam วันที่ผ่านมา

    😭😭😭😭😭 kibrti weladit adena ayki inbah sinatn kiletin ehabki 🙏😭😭😭😭😭