'ደምበ ተቓውሞ ንዓይ ደቛሲ'ዩ - ኣነ ኣውራጃዊት ኣይኮንኩን'

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 7 ก.ค. 2024
  • ክፉት ዘተ ምስ ፌቨን ጊዶዎን - Open mic with Feven Ghideon - Monday, 08 July 2024
    You can contact Radio ERENA’s newsroom by telephone : +33 6 34 90 96 97
    Or by email : newsroom@erena.org
    #Erena#Radioerena#ERITREA#news#Eritreannews#eritreanmovie#tigrignyamovie#tigrignyafilm#eritreanfilm#eritreanmusic#eritreansong#neweritreanmovie
    #eritreanmusic​​ #Eritreannewsong​ #NewEritreansong​ #MusicofEritrean​ #MusicofTgirigna​#EritreanBest ​ #NewEritreanSongs​ #NewEritreanMusic​ #BestEritrean​ #Eritreannewmusic​ #Tigirignamusic​ #Eritreanbestmusic​ #Eritriantigirgna​ #tigirigna#besttigrignamusic​ #EritreanDrama​ #EritreanMovie​#Eritreannewmovies​ #Ethiopiannews#sudan#ethiopia#Eritreanbestfilm​ ​​​

ความคิดเห็น • 262

  • @user-un9sb6hb3f
    @user-un9sb6hb3f 25 วันที่ผ่านมา +6

    ❤❤❤Feven Jigna Gual Adey Nski jigna iki nezen zafru zelewu aytgedeslom .....kemakum Awurajawian yelen. SO what 💚✊🏾💚✊🏾✍🏾🫶🏾🌿☘️🍀🌱

  • @Ae91scd
    @Ae91scd 26 วันที่ผ่านมา +34

    ፈቬን ወንጫር ! ነቲ ግናይ ግብርኽን ስራሕክን እኾ ዓለም ተገንዚብዎን ፎእ ኢሉኺ እዩ ! ናበይ ሐርማዝ ሰሪቕካስ ድንን።

    • @abrnyiosasfha7698
      @abrnyiosasfha7698 25 วันที่ผ่านมา

      sela tegaleskom deya awerjawet teblo kolo neskatkom hemak temherewo

  • @yonastsegay7340
    @yonastsegay7340 25 วันที่ผ่านมา +19

    ስም ይመርሕ ጥዋፍ የብርህ ከምዝብሃል: ሳጓ ማለት ክኣ ስም እዩ : ፌቨን ወንጫር ናይ ብሓቂ ወንጫር ጸጉራ ዘይኮነ ተግባራ ወንጫር ::

  • @simomnaizgi3276
    @simomnaizgi3276 26 วันที่ผ่านมา +25

    ኣውራጃዊት ኮይነ እንድየ ኢልኪ ትዛረቢ ኣለኺ ደቂ ኣውራጃኺ ጥራሕ ትጥርንፊ መሊቁ ዝወጸ ናትኪ ቮይስን ጽሑፉን ኣሎ ስለዚ ስቅ ኢልኪ ሃለውለው ኣይትበሊ

    • @abrnyiosasfha7698
      @abrnyiosasfha7698 25 วันที่ผ่านมา

      Kabakoms nelaeli koyena kolo hemak neger temhero neskatkom

  • @akiyor3615
    @akiyor3615 26 วันที่ผ่านมา +29

    Feven ደኣ ንምን ኢኪ ክተሽክዕዮ ነዛ ኩላ ኣውራጃዊት ብ Zoom ኣኪብክያ እንዳ ሓደርኪ። ብልቢ የ ኣነ ዝብለኪ ቅድሚ እዚ ኣብ ጀርመን ምፍልል ምምጽኡ ከምዚ ከምዝምድጽእ የዕልለኒ ነይሩ ሓደ ወዲ ሰራየ መሳርሕተይ ምክንያቱ እንታይ ይብለኒ ነሩ feven ኣኪባቶም ኢያ ተምሲ ምስ በለኒ ብቀጥታ ሽግር ከምትውልዒ ቆብ ኣቢለኪ ኢየ ብዝኮነ ንኩሉ ድካምክን ጻዕርክን ኢዩ ባዕልኪ ኣባኪንክ።
    እንታይ ኢዮምዝብሉ ወለዲ ዓሻ ሰበይትስ ብገዛእ ኢዳ ቤታ ተፍርስ ከምዝበሃል ምስ በዓል ሰልጠነ ተሃላሊኪ ነዞም መንእሰያት ደቂ ሰራየ ለኪምክዮም ኢኪ ስለዚ ብሕጂ ውን ጊዜ ኣሎ ልቢ ግበሪ ክቃለስ ዝደለየ ኣብ ከተምኡ ይወደብ። ኣብ ቅድሚ ውሑዳት ዘይ ተኣመነ ኣብ ቅድሚ ብዙሓት ክእመን ኣይክእልን ኢዩ።

    • @habenn7407
      @habenn7407 14 วันที่ผ่านมา +1

      ዓጋመጉዛይ ሓሰውቲ ንስኹም ኢኹም ኣውራጃውያን

  • @habenn7407
    @habenn7407 14 วันที่ผ่านมา +2

    ዓጋመግዛይ ንዓኺ ኣውራጃዊት ክብሉ ቁሩብ ክሓፍሩ ኔርዎም። ንሳቶም እዮም ኣውራጃውያን

  • @hanstesfu3624
    @hanstesfu3624 26 วันที่ผ่านมา +6

    እዋይ ጉድ ደንበ ተቓለስቲ ደቂሱ ይብሃል? ዓራት ድያ ኣንጺፋትሎም ? ዕረፍቲ ምውሳድ የድለኪ ኣሎ

  • @besrathagos7378
    @besrathagos7378 24 วันที่ผ่านมา +2

    ❤❤❤ she is right

  • @eriblood803
    @eriblood803 26 วันที่ผ่านมา +3

    Every tewelige hide behind I'm from "seraye" 😅😅😅😅😅

  • @moammedshafer7184
    @moammedshafer7184 26 วันที่ผ่านมา +1

    Thank You
    Somach good
    Job ❤

  • @hayletkle2197
    @hayletkle2197 25 วันที่ผ่านมา +2

    ዮኒ ወለላ ! ኣነ መደብካ ኣይጽግቦንየ ፡ ቀስ ቀስ እናበልካ ከም ጠስሚ ኢኻኮ ትሰርጽ ፡ ሰለይ እናበልካ ኮ ነዛ ዋዕሮ ኣናዚዝካያ ። ሓቂሓይሽ ብወገነይ ክፋእ ዘለዋ ኮይና ኣይተራእየትንን ፡ ከምዚኤን ዓይነት በላሕቲ ደቂ ሄዋን ክንከስረን የብልናን ፡ ገለ - ገለ ጉድለታት ወይ ከ ኣ ጥበብ እንተጎደለን ፡ ስሓልወን ምበር ኣይተበርግጉወን ፡ ፡ ካብ ኣመና ስሚዒታዊ ፡ ኣስተውዓሊ ምዃን ይምረጽ ሞ ኣጆኹም ፡ ምክእ ኣልን ምጽውዋርን እንተ ኣማዕቢልኩም ጽባሕ ከም ትተሓቛቘፉ ኣይጠራጠርን ! ሩባ ሰበነ

  • @GEO.16
    @GEO.16 26 วันที่ผ่านมา +24

    ኣንታ መን'ዩ ክሓፍረላ ኣዛ ሰበይቲ ብኣውራጃን ዓድን ክትዛረብን ክትጽሕፍን እንዳውዓለት ሲ ወረ ናብ ወረዳ ዓረዛ ዝብል ወሪዳ ኢያ ትዛረብ ፡ ሕጂ ስ ኣውራጃዊት ኣይኮንኩን ትብል ዓይና ብጨው ሓጺባ። ደምበ ተቛውሞ ብሰንኪ ብዓል እዚኣ ሰልጠነ. ..ኢዩ እዚ ኩሉ ፍልልይ መጺኡ።

    • @abrnyiosasfha7698
      @abrnyiosasfha7698 25 วันที่ผ่านมา

      Kkkkkkkkkk kabakom nelaeli bekoshet tehasbos lelakom koyena

  • @besrathagos7378
    @besrathagos7378 24 วันที่ผ่านมา +1

    Febo ajoki please don’t be like this
    You are hero

  • @DiesnetBerhe
    @DiesnetBerhe 20 วันที่ผ่านมา +1

    ፌበን ጸላም ተመን ንዘይፈልጠኪ ከምኡ በልዮ

  • @tropo5254
    @tropo5254 23 วันที่ผ่านมา +1

    Viva febue shekor ❣️🙏❣️

  • @DrBin-em5hv
    @DrBin-em5hv 25 วันที่ผ่านมา +1

    Fabu ab ዓራታ ኣይትጽገምን ኢይ❤ ፌቡ ሽኮር I Love you 🎉❤

  • @wahs1235
    @wahs1235 23 วันที่ผ่านมา +2

    ኣምሰሉ፡ ሕጂ ኸ ደጊምኪ ተጋግይዮ ሰብ ኣሎ ኢልኪ ምሕሳብ ኣየቋረጽክዮን ማለት ድዩ ?

  • @dawitdebena8513
    @dawitdebena8513 24 วันที่ผ่านมา

    I am glad most people know who you are.

    • @blackbulltrex
      @blackbulltrex 24 วันที่ผ่านมา

      መን ኢካ እባ በጃካ ዓጋመጉዛይ ረሳሓት ጸብብ ሓንጎል

  • @bahri-um7ej
    @bahri-um7ej 25 วันที่ผ่านมา

    Bravo Yonatan xbuk gierka akalika neza habtna mhret yewrdelki kbla ydeli b/c abzi hji ewan kalsi hzbi Eritrea awtu rgux koinulu ab zkonelu ewan kemzi aynet gtrnet aymedliekn

  • @Joe-pm8bj
    @Joe-pm8bj 14 วันที่ผ่านมา

    Feven it not only you even Elsa got the same treatment

  • @gabigunners8073
    @gabigunners8073 19 วันที่ผ่านมา

    ፌቨን ኣነ እታ መወዳእታ ዝበለታ ኣስሚሬላ ኣለኹ ኣቀራርብዎም በቃ ዝሓለፈ ውሕጅ ይሰዶ ስለ ቃልሲ ኢልኩም ዕረቑዎም።

  • @ephremabraham8266
    @ephremabraham8266 25 วันที่ผ่านมา

    I like the way you raised issues, I wish you could invite ‘Hagerawi’ . Thank you.

  • @Ninotes17
    @Ninotes17 26 วันที่ผ่านมา +6

    ፈቡ ገጋኪ ክትሓብኢ እንዶ ጌጋ ኣይትወስኪ. እዚ መንሰይ ብ ፈበን ዝመጻና ወይልኡ ይብል ነሩ ከም ንግስቲ ይሪአኪ ነሩ. ደሓር እንታይ እዩ ወርድኪ ሃንደበት ነዚ ቃልሲ ኣንቃፊ ዝኾነ መንገዲ ክትከዲ መርጽኪ ሽዑ ሰብ ክሰርፈኪ ጀሚሩ. ስለዚ ስለምንታይ እዩ እዚ ኩሉ ኢልኪ ሕተቲ. ሎሚ ውን ብዙሕ ዘየድሊ ትዛረቢ ኣለኺ እቶም ናይ ዕለት 16 ኽሳብ ዉሕስነት ከምዘይህቡኪ ናይ ዕለት 20 ግን ትብሊ ነርኪ እዚ ከ ኣይፈላልልን ዶ? ካብኡ ሓልፍኪ ነቶም ዓበይቲ ኣብ franfurt ዘለዉ ወለዲ ምስ ዕለት ናይ 16 ከምዝወገኑ ትዛረቢ ኔርኪ, ምሽ ንስኺ ምስ ዘኣመንክሉ ወግንኪ ኣለኺ ብኸመይ ዳ ንቶም ምዉጋን ሓጥያት ጌርክዮ? ወያስ ኣነ ንሽቶ እየ ኢልኪ ኢኺ ተሓስቢ. ፈቡ ኩሉ ዝኸይድ ዘሎ ሕማቕ ብኹሉ ወገን ተሪፉ ናብ ሓባር ዝመጻሉ ኣገባብ ምስራሕ ጽቡቕ እዩ. ሓደ ሓቂ ግን ኣሎ ፈቡ እዚ መንሰይ ከምዚ ኮይንዎ ዘሎ ክኸውን ቀሊል ታታ ኣይተጻወትክን ማለተይ ኣዉረጃዉነት ክስመዖ ::

    • @blackbulltrex
      @blackbulltrex 24 วันที่ผ่านมา

      ክክክ ደቂ ጽልልቲ ምድረ ፋራ ኣውራጃውይን ደቂ ሸርምጣ

  • @user-ey4rj5fm7g
    @user-ey4rj5fm7g 26 วันที่ผ่านมา +2

    ዮኒ ሓወይ ቀልሲ ዝባሃል የለን ቲ ዞሎ ናይ ኣዉረጃዊ ሚቅትታል ኢዩ

  • @ghirmayhabte6089
    @ghirmayhabte6089 19 วันที่ผ่านมา

    your Interview ከም ሳባ ኤሪሳት ቃለ መሕትት ኣብዛ ሚድያ Yezekakreka:: Serihkum Tray aruyuna nab Beal Wifuy Dikamkum Aytexegue

  • @Ae91scd
    @Ae91scd 26 วันที่ผ่านมา +24

    ተፈታዊ ! ዘራይ ብርጌድ ንሐመዱን ደላይ ፍትሕን ዝሰርሕ ዘሎ ! ግደፍዎ ! ናበይ ገጽኩም ኢኺም ትወስድዎ አለኹም።
    አነ ንቬፈን " ዓቕምኺ እንተትገብሪ ን ህድእ እንተትቡሊ ምሐሸኺ።
    ነቶም ፒሳ አይበላዕናን ኢሎም ብዘሕፍር "ብ ብርጌድ ቢተወደድ ሽም ዝተላዓሉ ዘላዓላትን ዝወደበትን ከተስምዑና ; አየ ረድዮ ኤረና።

    • @abrnyiosasfha7698
      @abrnyiosasfha7698 25 วันที่ผ่านมา

      Kkkkkkkkkk

    • @abelsolomon8055
      @abelsolomon8055 25 วันที่ผ่านมา

      ኣንታ እንድሕር ሓለፋ ፒሳ ክበልዑ ዓቕሚ እንተረኺቦም ንዝደለይዎ ንክገብሩ ትገድፎም ኣለካ ማለት ኢዩ። ፒሳ ዋጋ ክንደይ ድያ ወላ ኬረመለ ትኩን ብዓይኒ ፍትሒ ረኣዮ

    • @Iyassu-oo2hn
      @Iyassu-oo2hn 24 วันที่ผ่านมา

      Kid hasawi kem Seltene awrajawi ab alem alo? Nisika nibaelika awrajawi kitkewin aleka. Lokmats.

  • @ruuruuer6302
    @ruuruuer6302 26 วันที่ผ่านมา +7

    ፈቨን ሒጂውን ኣውራጃዊት ከብለኪ ዝኽል ትዛረቢ ኣለኺ ምክንያቱ ነቲ ናይ ዕለት 20ጌጋ ከምዘይብሎም እኺ ትገልጺ ዘለኺ

  • @agenzaghirmay4309
    @agenzaghirmay4309 23 วันที่ผ่านมา

    Asoet

  • @andemariam1763
    @andemariam1763 23 วันที่ผ่านมา

    Febu honest and smart gigna

  • @duhberhe9991
    @duhberhe9991 26 วันที่ผ่านมา +7

    Kla hasawit

  • @abelyemane9786
    @abelyemane9786 22 วันที่ผ่านมา

    ሰብ መሱሉ ንሓሉወሉ ንዛተ ዘተ ዘተ ንላማሞዶ ልምድታትና ኣታሓሳስባና ንምቅያር ንላማመዶ 💙💙💙💙🦋🦋🦋

  • @abelyemane9786
    @abelyemane9786 22 วันที่ผ่านมา

    ኣነ ካብ ሓማሴን እየ።ኣብዚ ፊበን ትብሎ ዘላ ሓሳብ ይሳማማዕ እየ።ሰብ ብድሌይቱ ይታኣኸብ ናቱ ጉዳይ እዩ።ኣፍቲ ናታ ሰነ ሓሰብ ንዛረብ፥ኣውራጃዊ ምካን ጸገም የሎን።ኣፈተውቲ ሰብ ንኩን ኣቱም ህዝቢ ሰብ ኣይ ንነጽል፥ኣታሓሳስባና ኣይ ነጽብቦ።ፍቅሪ ሓልዮት ምኽብባር ንላማመዶ 💙💙💙💙🦋🦋🦋🦋🦋

  • @TewoldeGhebrezghi
    @TewoldeGhebrezghi 22 วันที่ผ่านมา

    ኢቲ የማነ ተኺለገርግሺዩጀማሪ እሞ ጉሊአዉራጃ ሰራያ ዓደይ ተበለቲ ኢንዳጋቢር ማጮሎት ሆተል ቲሰሪሓሊና ሓደ ሸውዓተ የዲለና አሎ።❤❤❤❤❤❤❤❤❤።

  • @birneshhagos1954
    @birneshhagos1954 21 วันที่ผ่านมา

    ፌበን ዉናጫር እንቃዕ ሐጎሰኪ ወገናዊት አዉራጃዊት ምካንኪ ኩሉ ፈሊጡኪ ኩሎሞ ዕበይትን ንአሽቱን ትልግጽ አቢሎሞ ደርቢዮሙኪ አነ ብወገነይ ሐንቲ ጓሐፍ ደንቆሮ መንእሰያት ደቅኪ ዝአክሉ አባትር ሂብኪ ተፋንዊ ዝነበርኪ አዴታት ክሐርሙ ቀንዲ ተዋሳኢት ዝነበርኪ 1 ኢኪ ዘይ ከሞዘየዴታታ ዘይኮነት ብደቅኪ ርከብዮ

  • @tsegaamanuel8463
    @tsegaamanuel8463 23 วันที่ผ่านมา

    Halaew

  • @user-ht6if6nc2e
    @user-ht6if6nc2e 25 วันที่ผ่านมา

    Febu shkor we all are with you do not listen those denaqur aletawyan

  • @gizegize4486
    @gizegize4486 21 วันที่ผ่านมา

    የነአታን,ቅራፈ,በናና,ከይትረግጽ,መርዛምየ,መርዘይካአ,እላአምናያ,ጸበል,ሐፈትና,ጸበልኪአይልከየና::

  • @wahs1235
    @wahs1235 23 วันที่ผ่านมา

    ኣሕጽር ኣቢልኪ ናይ ኣቦታተይ ዛንታ ጥልመት የ ዘቕጽል ዘለኹ ዘይትብሊ ከሓዲት።

  • @akberetmedhane1713
    @akberetmedhane1713 25 วันที่ผ่านมา

    😢

  • @solomonteshagerethiopian6483
    @solomonteshagerethiopian6483 26 วันที่ผ่านมา

    Feven be like before you’re going down so wake up 🤷‍♂️

    • @blackbulltrex
      @blackbulltrex 24 วันที่ผ่านมา +1

      ክክክ ዱሩዝ ንስኻ ከ እንታዲካ ትገብር ኣለካ ጀልፋፍ

  • @user-yb4ly1tz6h
    @user-yb4ly1tz6h 24 วันที่ผ่านมา +4

    ማማ ዋዕሮና ሽሕ ዓመት ንበሪ እታ እንኮ ጓል ሄዋን ነዚ ቃልሲ ልዕሊ ማንም ዋጋ ዝከፈለት ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @user-mk3bp2te1t
    @user-mk3bp2te1t 25 วันที่ผ่านมา +1

    ERENA widikat zisemakum sinikum mehferat

    • @blackbulltrex
      @blackbulltrex 24 วันที่ผ่านมา

      ወዲ ሓካሪ ኣድጊ ፈትሓቶ እታ ትግራውይቲ ሓግዝዎ ነዚ ጉዑዝይ ዓጋመጉዛይ

  • @estifanoseritrea3423
    @estifanoseritrea3423 23 วันที่ผ่านมา

    ኣዉራጃዊት ንፈረቃን ንዓይ ብወዲ ዓድኪ ገርኪ እዶ ኣይ ኮንክን እኪ ሰብ ገርኪ ዘህረምክኒ ምዓልትኪ ተጸበዪ ኣንቲ ሸርሙጣ ቡዳ😢😢😢ግርም ገበሩኪ ወሽላክ መላኪዒት እኪ ዘረባ ተበጻጽሒ እኪ ንደቂ ዓድኪ ደለይቲ ፍትሒ ምስጢር ትዛረቢ እኪ ናብ ኣኩሎጉዛይ ተብጽሕሎም እኪ

  • @misginaamanuel9985
    @misginaamanuel9985 20 วันที่ผ่านมา

    awrajawyan eyom awrajawit zblwa delewu

  • @A.emaha82
    @A.emaha82 17 วันที่ผ่านมา

    መጀመርያ አዉራጃዊ ማለት እንትይ ማለት ኢዩ? ዘይአዉራጃዊ'ኸ? እቲ ጸገም ንባዕልኺ አብ አዉራጃዊትን ዘይ አውራጃዊን ዘሎ ፍልልይ ብልክዕ ከተቀምጥዮ አይካአልክን ።

  • @adbt3565
    @adbt3565 25 วันที่ผ่านมา +2

    ሓሳዊት ፖሎቲካ ክሰርሓሎም እየ ኢላ እያ ነቶም ግንባር ቢተው
    ፈቨን ወንጫር እሞኑኒ ደልዳላ ልእኽቲ ህግደፍ እያ ክሳብ ትፈልጥዋ ግዜ ክወስደልኩም እዩ ምስ ፈልጥኩማ ሕርቃንን ጋህን ክብርተዓኩም እዩ

    • @blackbulltrex
      @blackbulltrex 24 วันที่ผ่านมา

      ክክክ ህዝባዊ ግንባር ጌና ጌና ኣይፈልጥክኖኦን ሬሳክን ኣይኣትውን ኢዩ ረሳሓት ዓሌት

  • @teweldebrhane6079
    @teweldebrhane6079 23 วันที่ผ่านมา +6

    ንሓንቲ መኻን ኣእምሮ ብዘይ ምፍላጦም ከም ዝብኢ ኣፎም ሃህ ኣቢሎም ዝሰምዑኪ ሰባትዩ እዩ ዘስደምመኒ። በቃ ኣብ ሚድያ ስለ ዝዋጠኪ ንግስነት ዝጨበጥኪ መሲሉኪ ዓፋሪት ።ብዕድመ መንእሰያት ተጻወቲ ብመዓልትኪ ሼላ ተጸበዩ።

  • @Abraha-zr4bl
    @Abraha-zr4bl 23 วันที่ผ่านมา

    Wrldeab weldematyam keynsemamae tesemaminena ena elu

  • @EagerBocce-vl1ri
    @EagerBocce-vl1ri 25 วันที่ผ่านมา

    ዋው ጽቡቅ ሓሳባት

  • @goitommaru1990
    @goitommaru1990 26 วันที่ผ่านมา

    ኤርትራዊ ግደፍ ተሳማማዕ ገዛኻ ክትምለሰ ብዘይ ስክፍታ ኣጆኺ ዋዕሮ

  • @user-rt7gs1st6h
    @user-rt7gs1st6h 26 วันที่ผ่านมา +1

    ተቓወምቲ የለዉን፡ እንተሃለዉ ኸኣ ቁንጣሮ እዮም። ኣውራጃዊ ጸረ ሃገር ምንቅስቓስእዩ ዘሎ።
    ውሱን ከባቢ Vs ምሉእ ህዝቢ ኤርትራ እዩ ዘሎ።
    ኤርትራውነት ክቡር መንነት ❤❤❤

    • @blackbulltrex
      @blackbulltrex 24 วันที่ผ่านมา +1

      ጽንጽዋይ ናይ ዚኦም እኮ መስሓቅ ኢዩ ሃሎስታ ይባሃል እዚ

  • @meharenateame578
    @meharenateame578 25 วันที่ผ่านมา +2

    ኣብዚኣ ዘላ ኣረጊት መዳቆሲት

  • @TewoldeGhebrezghi
    @TewoldeGhebrezghi 22 วันที่ผ่านมา

    ለባም❤❤❤❤❤❤❤❤❤በቡ ወራጃኡ ኪምሓደሪዩ አብ ቲሒቲ ቁዋማዊ መለይ መንግስቲ።

  • @mhretababraha1122
    @mhretababraha1122 16 วันที่ผ่านมา

    ፈቨን ሓፍትይ እንድሕሪ ሓቂ ከምዚ ትብልዮ ኮይኑ እንታይ ኣድለየ ካላኣይ ብርገድ ንሓመዱ

  • @mihretabberaki4293
    @mihretabberaki4293 25 วันที่ผ่านมา

    ✅✅✅⚖️

  • @eseyasberhe7842
    @eseyasberhe7842 22 วันที่ผ่านมา

    ካብ ሬድዮ ኤረና ድምጺ ሓፋሽ ብቻርሊ ትመሓደር ምባል ይቐልል ፣ ፌበን መኻን ሕልና ኩለን ውድባት በጺሕክየን ኩሉ ሰብውን ፈሊጡኩ ቖርበት በጊዕ ተኸዲንኪ ዝኸድክዮ ንማንም ስውር አይኮነን ፣ ወንጫር ንቓልስና ክትግምግምዮ ዓቕምን ብቕዓትን ዘየብልኪ ኢኺ ፣ ዝብሃል ምበልና ህዝቢ ስለዝፈለጠኪ ልዕልዚ
    ምዝራብ ትርጉም የብሉን ወረጃ ማዕዶዶዶ : ሰብ ብመልሓሱዶ ክንድዚ ይሓስርዮ

  • @habteghebre785
    @habteghebre785 24 วันที่ผ่านมา

    Amexti tekoynom nimnaty mid tikalesi kaliay biawraja teternifki tinkesakesi aleki edu nab hgedf kihb zdeleye kulu ab radio erena eyom nay mewedaita interview zgebru kemaki zbela aletawyan terehaka xbuk eyu nezi kalsi amselu

  • @rezenedebesay5275
    @rezenedebesay5275 26 วันที่ผ่านมา +2

    Wekaryas lebam kitmesil ziwawue timelis duyu zibhal

    • @blackbulltrex
      @blackbulltrex 24 วันที่ผ่านมา

      ሰልጠነ ወዲ ሓካሪ ኣድጊ ዳሃዩ ግበሩ ሓሚሙ ይብሉዎ ኣለዉ

  • @med2024bravo
    @med2024bravo 24 วันที่ผ่านมา

    Wal abzia comment txehfu zelekum kulukumawerajawyan ekum alietawan keman regexeja eye !!ab aynaka zelo gundi keyraaka haa ab bxaiyka zel beşer

    • @blackbulltrex
      @blackbulltrex 24 วันที่ผ่านมา

      ን ሰልጠነ ምኮሮ ከምኡ ኢልካ ጀልፍፍ ጉዑዝይ

  • @misginaamanuel9985
    @misginaamanuel9985 20 วันที่ผ่านมา

    awrajawyan bial seltenen Jon Blake eyom awrajawit eloma gday Kia koyna ygermyu

  • @Ae91scd
    @Ae91scd 26 วันที่ผ่านมา +4

    ሬድዮ አረና ዘይትሰምዑ ደአ ኾይንኩም እምበር ካብ ብአውራጃ የሕዋት ተናቑትን ንቃልሲ ብርጌድ ንሐመዱ ተዳኽምን ተምጽኡስ ; መጽሐፍ ዝጸሐፉን ከም በዓል ብስልትን ለባምን ሰምሀር ( ሸወደን) አምጺኹም ! ስለምንታይ ካብ ግሎባል ይአክል ገዲፍኪዮም ኬድኺ? ኢሌኩም ምስጢርን ተንኮልን ግሎባል ይአክል ዘይትፍትሹ ?

  • @akiyor3615
    @akiyor3615 25 วันที่ผ่านมา +2

    ሕቶ?
    እታ መልእክቲ ብጌጋ ካብ ግንባር ቢተው የ ሰዲደያ ዝበልክያስ ተሰዲዳ እንተ ኣላ ኣብቲ ግሩብ ንምንታይ ከም በሓድሽ ምስዳድ ኣደለየ?
    ኣነ ኮይኑ ዝስመዓኒ ግን ናብ ግንባር ቢተው ክትሰዲ ደኣ ብሄጋ ሰዲድክያ እንበር ካብግንባር ቢተው ኣየምጻእክያን እታ መልእክቲ ጎለል ግድፊ ይቅሬታ ሓቲትኪ ኣደቅስያ ዝሓፍተይ።😊

    • @blackbulltrex
      @blackbulltrex 24 วันที่ผ่านมา

      ወዲ ሓካሪ ኣድጊ ሰልጠነ ግርማይ ሰላም ኢሉካ

  • @Teklom94
    @Teklom94 24 วันที่ผ่านมา

    Ezen ahbay abzi comment ywchicha alewa 😂

  • @tesfaizeray9410
    @tesfaizeray9410 11 วันที่ผ่านมา

    ወንጫር ኤረ በጃኺ ተሓብኢ ሕጂ ኣይኮናን ንፈልጠኪ ካብ ሰውራዊ ባይቶ ከለኺ ጀሚርኪ ክሳብ ሕጂ ኣውራጃዊት ኢኺ
    ምኽንያት ምክፍፋል ብ ንሓመዱ ጀርመን
    ጠንቂ ንስኺ ኢኺ ኣርባዕተ ነጥቢ።

  • @hagarawinet2088
    @hagarawinet2088 24 วันที่ผ่านมา

    She is not seraye she openly said I am tigrayan

  • @eyoyeh8775
    @eyoyeh8775 25 วันที่ผ่านมา +1

    ኤርትራዊ ሕሰዳ ጥራይ እዩ ፈቨን ኣይኮነትን ተቀይራ መሰል ውልቀ ሰብ ዘይምእማን ከምትማሊ ኣብ ሳሕልን ባርካን ነኒ ዝነፍዑን ዝበልሑን ምቅንጻል ብሰንኪ ስሰዔ ስልጣን እዩ ዋዕሮ ፌቡ ቅኑዕ ኣሎኺ ንስኺ ኢኺ ትውስኒ ብኸመይን ምስመንን ትቃለሲ ዋዕሮ 💙🌹🫶🏽💙👌🏆

    • @blackbulltrex
      @blackbulltrex 24 วันที่ผ่านมา

      ዓጋመጉዛይ ጉዑዝያት ረሳሓት ምኒንንን ጥራይ

  • @mannamenasie3064
    @mannamenasie3064 25 วันที่ผ่านมา +2

    We are all one! In Eritrea we don’t have Awraga problem!

    • @zebib9761
      @zebib9761 25 วันที่ผ่านมา

      Lol

  • @mikitekle295
    @mikitekle295 25 วันที่ผ่านมา

    Amselu. Balegee

  • @ShumayHailege-do7ms
    @ShumayHailege-do7ms 24 วันที่ผ่านมา

    እዞም፡ሬድዮ ኤረና ዝበሃሉ ዝገርመኒ ኣሎ ኩሉ ግዜ ዝሰምዖም ከም፡በዓል እዛ ኣምሰሊ ዝኾነት ሰብ ሓደገኛ ናይ፡ምዝራብ ምቅይያር ባህሪ ዘለዋ ከም፡ጽኡ፡ይርእዮም፡እቶም፡ጸለዊቲ ሰባት ከምጽኡ፡ቡዙሕ ኣይርእን ከም በዓል ወንጫር ንፋሕ ዝተበገሳ ስምረት ሓብርካ ምቅላስ ደስ ዘይብለን፡ምምጻእ ንህግደፍ ግደፍሎም፡ካብ በዓል ወንጫር ተስፋ የሎን፡ኣምሰልነት ጥራይ አዩ።

    • @blackbulltrex
      @blackbulltrex 24 วันที่ผ่านมา

      ኪድ ኣብታ ዓጋመጉዛይ ናይ ተወታፊ ሰልጠን ጉዑዝይ ሜዳይ ኣለካ ዓጋመ ቆማል

  • @besrathagos7378
    @besrathagos7378 24 วันที่ผ่านมา

    Ne Jon teary eki telemkyou

  • @OgbaiZera
    @OgbaiZera 25 วันที่ผ่านมา

    ሰላም ክቡራት ተቓለስቲ ብሕቶን መልስን ክብርህ ከም ደኣ ምበር ብኣውራጃ ምጥርናፍ ኣውራጃ ዝፈረሰ ህግድፍ'ዩ።
    ኣብ ዝለኩሞ ሃገራት ምሕዳራት ኣሎ ወከልቲ ዓዲ ወከልቲ ኣውራጃ ዘይብላ ሃገር ስመዩለይ እንተዝብለኩም እንታይ ምበልኩም? ? ?
    ኣጀንዳ ህግድፍ ጸረ ኣውራጃ ኢና ዝብሉ ንሶም ይገዱ እዚ ድራማ ንርብሓ ህግድፍ እዩ።
    ኣውራጃታት ኣዕኑድ ሃገር ምካነን ትፈክጡዶ።
    እቲ ጸገም ህግድፍ ኮይኑ እቶም ኣቭፈቐዶ ከተማታት ኣብ ደገን ውሽጥን ዝዓበኩም ክብሪ ኣውራጃ
    ዘይትፈክጡ ትድርብሹና ኣለኩም።
    ርግእ በሉ ካብ ኣውራጃታት ኣይንኣምንን ዝብኩ ኩሎም ኮራኩር ህግድፍን ናይ ረጋጺ ኣካይዳ ዝድግፉ እዪም ህግድፍ ድማ ኣውራጃታት ሕጊ ዝጋሓፉ እዮም።

  • @rsti3705
    @rsti3705 26 วันที่ผ่านมา

    ፌቡ መንእሰያት ብታዕሚ ኢኪ ፈላሊክዮም ክሳብ ሕጂ ድማ ኣብ ብዙሕ ሃገራት ዓቂፍክዮም ኢኪ halyot nayzi kalsi yeblkn enafeletki eki tkxlyo zeleki

  • @gatogato2852
    @gatogato2852 25 วันที่ผ่านมา

    ምውዕዋዕ ጸላእታ ኢዩ ምንጻል ስለ ዝኣበየቶምዮም ገበረት ገበረት ዝብሉዋ ዘሎዉ፡ በጃኻ ዮኒ ንሰልጠነ ኣቕሪብካ ኣዛርቦ ዝብሎ ኣስምዓና ሓደራ።

    • @blackbulltrex
      @blackbulltrex 24 วันที่ผ่านมา

      ሰልጠነ ሓማቅ ኢዩ ዘሎ ኣደ ደቁ ጋል ዓድዋ ኣባሪራቶ

    • @gabigunners8073
      @gabigunners8073 19 วันที่ผ่านมา

      ብዛዕባ ሰልጠነ ሞ ግደፎ ብዛዕብኣ ስከ ግበር ኣውራጃዊት ኣይኮነትን ምባል ግን ቅኑዕ ኣይመስለንን።

  • @bitsumalakasgedom2898
    @bitsumalakasgedom2898 24 วันที่ผ่านมา

    ዶክቶር ተድሮስ በኣኽ ዘልኣለ ኣይኮነን.

  • @SharonTewelde-xl4kj
    @SharonTewelde-xl4kj 20 วันที่ผ่านมา

    Feben bejaki siq beli siq mbal win kbretka mihilaw iyu

  • @berhaneburush7729
    @berhaneburush7729 25 วันที่ผ่านมา

    Intay Adleye awraja yilaal

  • @habtomtsegay9115
    @habtomtsegay9115 25 วันที่ผ่านมา

    ናይ ብሓቂ ዮኒ ኣዙዩ ትምህርታዊ ማዕዳ ፌቭን ድማ ንኩሉ፡ጎኒ፡ገዲፍኪ ኣብ ናይ ቀደም ቃልስኪ፡ክትምልሲ፡ኣለኩ ማዕዳ ናይ፡ዮኒ ኣገዳሲ ኢዩ

    • @blackbulltrex
      @blackbulltrex 24 วันที่ผ่านมา

      ደቂ ቆናኒት ትቃለሱ ዘለኩም ኢዩ ዝመስልኩም ዶሎ ምሽ። ከትስሑቁኒ ክክክ

  • @fitsumberhanghebremichael5654
    @fitsumberhanghebremichael5654 22 วันที่ผ่านมา

    😅 ጨው ኣብዚሕክሉ አዚ ጸብሒ። ኣውራጃን ወረጃን፣ ምኽኒትን ምኽንያትን፣ ምፍላዮም ስኢንኪ፣ ኣብ ህልወሳን ህውተታን ምእታውኪ የሕዝን።

  • @bitsumalakasgedom2898
    @bitsumalakasgedom2898 24 วันที่ผ่านมา

    ነታ ሐልናኽ ኣይትፈረሐን ደኺ ካብ ቃልኪ ዘምስከር ዘሎ. ዘሐዝን ታሪኽ አዩ ተዛረበዮ ዘለኺ ኣበይናይ ሰማይ ከተኣትው አኪ.

  • @user-zz1cb7ph4o
    @user-zz1cb7ph4o 22 วันที่ผ่านมา

    Nay bhaki wencharat

  • @mikitekle295
    @mikitekle295 25 วันที่ผ่านมา

    Senef. Seb. Kemzelo. Abak. Riayo.

  • @BarImpero
    @BarImpero 25 วันที่ผ่านมา

    Dinkurina dembe tekawimo ezi elka kitgelitso aytikielin eka. Sidinet, tserfi, n gual ansteyti anewari tserfitat, btaemi zehizin newram quanka meleleyi delayi fitihi koynu alo. Bkemzi miknyat kea bzuh seb kab tekawimo tealiyu nabriu meritsu alo. Eti sidi , eti asha, eti donkoro gn beynu yihalil alo ziewet zelo mesiluwo.

  • @ZuhurGebretsadik
    @ZuhurGebretsadik 25 วันที่ผ่านมา

    AGOKI BERAVO🦧🦁

  • @user-uu7wi9ke1k
    @user-uu7wi9ke1k 25 วันที่ผ่านมา

    Ab group nay deki Seraye ztezarebkyo record alo Kab haki ketemlti aytkieln

  • @user-je1ef3ye7k
    @user-je1ef3ye7k 25 วันที่ผ่านมา +2

    ኢዛ ኣመንዝራ መበለት ጸበል ኩሎም ኣንጻር ኢዚ ቃልሲ መኒሰያት ክትብትን ተኣቲቃ ኢያ ዘላ ድቃላ ኦሮሞ ደሚያ ስለ ዝኮነት ብምክሪ ኣይትምለስን ኢያ shermuta ጸበል ኩሎም ኢያ ስራሃ ኣይትገድፍን

    • @blackbulltrex
      @blackbulltrex 24 วันที่ผ่านมา

      ክክክ ኪድ ናይ ሓፍትካን ሰብይትካን ግበር ጀልፋፍ። ጉቡር ግባሪ ጉብር

  • @melakenemariam6588
    @melakenemariam6588 25 วันที่ผ่านมา

    Lekbat hasawie temen

  • @luulgebrmskal2348
    @luulgebrmskal2348 22 วันที่ผ่านมา

    Ab media keriba tezarbom tegebron bebyno eyu tamen eya

  • @sabaghirmay7158
    @sabaghirmay7158 25 วันที่ผ่านมา

    Hasawit hasswit

  • @dawitdebena8513
    @dawitdebena8513 24 วันที่ผ่านมา

    This is how devices she is. instead of working the night the two groups she’s creating animosity by calling them the ilet 20 & 23. That is a province division sadly.

    • @blackbulltrex
      @blackbulltrex 24 วันที่ผ่านมา

      Kkk what do u expect u all are damis

  • @user-ol3xj8yd4i
    @user-ol3xj8yd4i 25 วันที่ผ่านมา

    Eway resahi dey wirzity dey kem eadimiea

  • @gatogato2852
    @gatogato2852 25 วันที่ผ่านมา +1

    ክቡር ጋዜጠኛ እሞ ሕጂ ብሰንኪ ፌቨን እሞ ሕጂ ደቂ ኣከሎጉዛይ ብሰንኪ ዘረባ እቲኣ ተኾሊፎም ብሕማም ኣውራጃ ኣብ ሆላድ ኣኼባ ከካይዱ ዝውዓሉ ክትብለና ዲኻ፧ ኣውራጃ ዘሎዎምከ ኣከሎጉዛይን ሰራየን ጥራይ ድዮም፧ እተን ካልኦትከ ድኣ ንምንታይ ብኣውራጃ ዘይከሰሱዋ፧ ምእላይ ስለ ዝኣበየቶም እንድዮም ከምኡውን ገይሮም ዘሳቕዩዋ ዘሎዉ ሰልጠነ ብ ጆን ብላከን ዘይጸረፋ ጸርፊ ዋላ ነውራም ቃላት ዘይጸረፉዋ የለን ጸዋር ኮይና እምበር መን ይጾሮ ከም ናታ።

    • @blackbulltrex
      @blackbulltrex 24 วันที่ผ่านมา

      ረሳሓት ጸበልኩም ኣይልከየና ጉዑዝይ ንጉዕዝይ መሊእኩም

  • @YosiefOkubaywolday-mf3rx
    @YosiefOkubaywolday-mf3rx 25 วันที่ผ่านมา +2

    ጽቡቅ ዘረባ ፌቨን ብዘይቀለዓለም :ደስ ዘብል መግለጺ

  • @user-nb8cy2tk5u
    @user-nb8cy2tk5u 21 วันที่ผ่านมา

    ተቃወምቲ ኢና በሃልቲ፡ተቃወምቲ ዘይኮኑስ ናይ ሓሳብ ድኽነት ዘጋጠሞም፡ ብሓሶት ዝተለውሱ ነጋዶ ኢዮም፥እሱ ገዲፎም አብ ምኽዕባት ውልቃዊ ገንዝቦም እንተ ዝነጥፉ፡ምንያቶ ነፍሶም ካብ ባርነት አውራጃውነት ከይወጹ ሃገር ነጻ ከነውጽእ ዝብል፡ይትረፎም፡ካልአይ ብናይ ካልኦት ስነ ሓሳብ፡በቶም ጸላእቲ ኤርትራ ዝበሃሉ ጉልባብ ጌሮም ካብ ዝመጹ ዓመታት አቁጺሮም አለው፡
    ኤርትራ እንዳቛናጸቡ እንዳ ፈከሩ
    ስለዚ ዩ እምበአር ህዝቢ ኤርትራ ሓድነት፡ሃገራውነት፣ስምረት፥ሓደ ሓብሳብ፣ከም ዋልታን ጋሻን ሰኒቁ ደው ኢሉ ደሎ አብ ቅድሚኦም፣ ከም ዓሳ ነንሕድሕዶ ሕጂ ምብላዕ ጀሚሮም

  • @KidaneYacob
    @KidaneYacob 25 วันที่ผ่านมา

    This is a discussion of liars, failures, nudges, desperate and unpatriotic discussions,they should know that this country will not forgive them even after they die.

    • @blackbulltrex
      @blackbulltrex 24 วันที่ผ่านมา

      ክክክ ቀዲምካዮም ክትመውት ኢካ ጀልፋፍ

  • @user-ii8dn1ef5i
    @user-ii8dn1ef5i 21 วันที่ผ่านมา

    ኣዉራጃዊት ኢኺ ደቒ ሰራየ ጥራይ ኢኻ ኣብ ቻነልኺ ተዛርቢ: :

  • @genetasmerom963
    @genetasmerom963 22 วันที่ผ่านมา

    Feven malet betanit🐍🐍🐍

  • @user-iw8mp1oe3e
    @user-iw8mp1oe3e 21 วันที่ผ่านมา

    እዘን ደቂ መንጠግብሽ ናይ ህዝበን ይዛረባ።

  • @SharonTewelde-xl4kj
    @SharonTewelde-xl4kj 20 วันที่ผ่านมา

    Feben bejaki nezom meniseat fah fah ayteblyom nezom zaregna zfetenkyo fah btn iakleki atehasasbaki aibyo ane ane mibal gdefyo

  • @samrawitgerezgiher6478
    @samrawitgerezgiher6478 25 วันที่ผ่านมา

    Wegen hizki aleki sebat alelki nabzi keydom kemzi koynom aytbeli des zbelom ygebru ksab zeytenkefukum.

  • @abialem5755
    @abialem5755 7 วันที่ผ่านมา

    Kkkkk ferah tehabieki eki seraye tbli emo gerbab