ሰበይተይ ኣብ ቅድሚ ሓማተይ ኣዋሪዳትኒ ካብ ሓማተይ ከምዚ ኣይጽበን ናይረ || ሓማተይ ፕራንክ ተገይራ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 12 มิ.ย. 2024
  • እንኳዕ ናብ #Abel'sFamily #Ezanaentertainment ብሰላም መፃኹም።
    ኣብዚ ቻናል ሓደሽቲን መዘናጋዕትን መምሃርትን ዝዝርጋሕ ቪድዮታት ትረኽቡ Subscribe ብምግባር ቤተሰብና ኹኑ።
    ዝናፈቐ ኣዲኡ ❤️ ኣብዙይ ኣለው ⮕ bit.ly/3GR4YsY
    ብሉፃት ቲሸርት ፣ ጎልፎ ፣ ብርጭቆ ..ብ Mama Dezign ተሰርሐ ዓድጉ ኣበረታትዑ
    👉👉 / @abelsfamily
    ብተወሳኪ እዘን ቪድዮታት እውን ክትርእይዎን ጋቢዝና ኩም ኣለና
    Tigray and Eritrean street interview ሕቶን መልስን ትግርኛ ሓፈሻዊ ፍልጠት ንላሕሚ ተሰሪራ እንቴልና ንድሙ እንታይ ንብል? E01
    • ንላሕሚ ተሰሪራ እንቴልና ንድሙ እን...
    ሕቶን መልስን ትግርኛሓፈሻዊፍልጠት ናይ ኤሜሪካፕሬዝዳንት ትራምፕ ናይ ኣፍሪካ ኸ E02?
    • ጓል ብወዲ መዓዝ ትፅዋዕ ? new...
    tigray and Eritrean street interview ሕቶን መልስን ትግርኛ ሓፈሻዊ ፍልጠት
    ብጣዕሚ ዘስሕቕ ሕቶታትን መልስታትን ኣብ ኣኬባ ጥራጥ ተዝሞልቆካ እንታይ ምበልካ ? E03
    • funny tigray and Eritr...
    #HenyEmu
  • บันเทิง

ความคิดเห็น • 346

  • @gamilahgamilah3329
    @gamilahgamilah3329 หลายเดือนก่อน +57

    ማርያም ብሰለም ትመጻእክይ መክሽይ ግን ይቅርታ ከብድክይ ሽፍን ኣብልዮ ናብ ምድያ ክትመጽይ ከለክይ ዓይንይ ሰብ ሐዊ እዩ ኣቅርበ እየ ጽብቅክይ ስለ ዝፍቱ እየ ❤❤❤❤

    • @M2Meriem
      @M2Meriem หลายเดือนก่อน

      ❤❤❤❤

    • @FwefCawd
      @FwefCawd 26 วันที่ผ่านมา

      @@gamilahgamilah3329 ዱልየካ ነይሪ

  • @rorosunmax8801
    @rorosunmax8801 หลายเดือนก่อน +23

    ያለመይ ገርሂ ልባ ያለመይ ሕማቕ ዘይወፃ ያለመይ 1000 ዓመት ንበርልና 💛❤💛❤💛❤💛❤👌👌👌💖💖💖🌻🌻🌻🌷🌷🌷💐💐💐🍧🍧🌺🌺🌺🌸🌸🌸💞💞💞💙💙💙💕💕💕💓💓💓💗💗💗👍👍👍👍🙏🙏🙏🙏👑👑👑👑🎁🎁🎁🎁🎂🎂🎂🎂🎂🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @fgg3253
    @fgg3253 หลายเดือนก่อน +33

    ኣዶ እኮ መዋዳድርቲ ኣልቦ እያ👏❤🥺

  • @user-mt1kx5kc4o
    @user-mt1kx5kc4o หลายเดือนก่อน +19

    ኣደዋ ጥዕምቲ💚🙏 ሜሪዋይ ውን ሎቆታ እንጣጢዕ ይግበረልኪ ሎሚ ደሞ ፍልይ ብዝበለ ምስ ኣዶዋይ💚ኮይንኪ ትወልዲ💚

  • @MeazaTube12
    @MeazaTube12 หลายเดือนก่อน +19

    እቲ ቪድዮ ከይራኣየ ከማይ ዝሳሓቀ ኣሎዶ😂 ኣላ ሙቁራት ፍጥረት❤❤❤❤ ❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

    • @user-cn8zv2rx5o
      @user-cn8zv2rx5o หลายเดือนก่อน

      ሚቱ 😂😂😂😂

  • @user-jn9co1xl2m
    @user-jn9co1xl2m หลายเดือนก่อน +7

    ቀምሽ ግበሪ ህያበይ ካብእ ከኣ ከብድኪ ሽፍን ኣብልዮ ዓኒ ሰብ ሕማቅ እዩ ዋ ምስ ሰናይ ይቅረታ ኣቅርበ እየ 🤲እነይ ማርያም ብሰላም ትምጻእኪ 🤲❤️

  • @user-pb3hg1cm7q
    @user-pb3hg1cm7q หลายเดือนก่อน +9

    ሓማተይ ኣይትበልዋ ማማ ወይካ ኣደዋይ በለን ሜሪተይለ ሰረ ኣይትግበሪ ብፅሒ ወርሒ ሰለ ዝከንኪ እግርኪለ ኣይትሰቀሊ ሸፍን በሊ ዛናተይ ሜሪተይ ዓይኒ ሰብ ሕማቅ እዩ ኣቅርበ እየ
    ኣደዋይ ጥዕምቲ ልሳን

  • @user-hi2kf3ph8m
    @user-hi2kf3ph8m หลายเดือนก่อน +12

    ማማየ ❤ኣይትስኣኑ ብጣዕሚ ደኺምኒ ኔሩሲ ንዓኹም ምስ ራኣኹ ደሲ ኢልኒ ኣይትጥፉኡና ኽዓ ሜርየለ ብሰላም ኣደይ ማርያም ትምፃእኺ❤❤🎉

  • @michaelkahsay4398
    @michaelkahsay4398 27 วันที่ผ่านมา +2

    ❤❤❤ ኣዴታት ትግርኛ እኮ መግለጺ የብለንን በቃ i love momo

  • @SelamwelaySelu
    @SelamwelaySelu 29 วันที่ผ่านมา +4

    ብስሩ አተሐዝአን ደስ ክብላኻ

  • @rgathaylemnkael605
    @rgathaylemnkael605 หลายเดือนก่อน +7

    ብሓቂ ደስ የብል ኣደዋይ ከዓ ምቅርቲ ግን ኣቤል ማማይ ዘይትብል ስለምንታይ ሓማተይ ትብለን ነይርካ ብብከባቢኡ ይፍለ ማለት ድዩ ይቅርታ

  • @jge7tye640
    @jge7tye640 หลายเดือนก่อน +8

    ኤህ ናይ ኢድኩም ኣይትስኣኑ እንዳ ኣቤል😂😂 ማማዋይ ምቅርቲ❤❤🎉

  • @user-ri6dw4hu7j
    @user-ri6dw4hu7j หลายเดือนก่อน +4

    ምጭዋት. ኣደዋይ ግን ኣፈን❤❤❤ ተስሓቃ ጭንቅ ዝበለን ይመስለን ኣነ ኡሙየ ብሰላም ትምፃእክ. ወለላይ

  • @mulutafere4889
    @mulutafere4889 หลายเดือนก่อน +4

    🎉🎉🎉❤❤❤ እዋይ ደስ ክትብሉ

  • @Mko-ol5gp
    @Mko-ol5gp หลายเดือนก่อน +6

    ኣደዋይ ብርክቲ ብልፅቲ ብጥዕናኣ ዶ እልካያ ኢካ ኣይ ኣዶ ብሓቂ ኮምኡ ምስ በለት ነቢዐ😢 መን ከም ኣዶ ነውሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ኣደዋይ ፅሪቲ ❤🙏😘😘😘😘😘😘💋💋💋💋💋💋💖💖💖💊❤❤❤❤❤❤

  • @668-tj6oz
    @668-tj6oz หลายเดือนก่อน +5

    ❤❤❤❤❤ሙቁራተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ❤🙏❤ሜሪዋይ ብሰላም ተጋላገልኪ እመ ብርሃን ኣደይ🙏🙏

  • @user-ed7oq6yy9p
    @user-ed7oq6yy9p หลายเดือนก่อน +4

    ዋይ የሕፍርኪ ሜሪ ባዓልትኩም ትፈልጡ እወ ኣየ ማሚየይ ማዓረይ 💋💋🥀❤ ዠሮ አንኮዕ ብዳሓን መፂኣኩም አንዶ ኣብየለይ 💋❤

  • @TsarkanGalTigray-cq3yg
    @TsarkanGalTigray-cq3yg หลายเดือนก่อน +4

    ኣብ በይና ክቅርጥጣ እየ ሀዚ ስቅ እልካ ስተ ማማዋይ ፅርቲ❤❤❤❤😂😂😂😂😂😂መሪዋይ ፅርቲ ብሰላም ትምፃእኪ❤❤❤❤❤❤

  • @yashikonju8805
    @yashikonju8805 หลายเดือนก่อน +4

    አደዋን ዉይይይይ ደስ ክብላ እዘን ወላድት እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ያሃብኩም 🙏🙏🙏🥰🥰🥰🥰🥰🥰❤️❤️❤️❤️

  • @selamyamenemh1100
    @selamyamenemh1100 หลายเดือนก่อน +4

    ማማይ ማዓረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ🤲❤

  • @csefdefgf3229
    @csefdefgf3229 หลายเดือนก่อน +1

    ዋይ ስሓቅ ሞይተ እየ 😂😂😂😂ኣደዋይ ፅሪቲ እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ንኩለኩም❤❤❤❤

  • @danielguesh4042
    @danielguesh4042 27 วันที่ผ่านมา +1

    ናይ ባሓቂ እዛ ሰበይቲ ደስ ክትብለካ ግን ጸዋር እየን gen pls Part 2❤❤❤

  • @eru5343
    @eru5343 หลายเดือนก่อน +6

    ዕድለኛ ኢኪ ሜሪየይ ምስ ኣደኪ ክትሓርሲ ኢኪ ሳላ ስደት በይንና ተዓጺና ንውዕል ኣለና😔 ኣዴታትና ብሩካት ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ማማ❤❤

    • @TsegaGhiwet-qv8fz
      @TsegaGhiwet-qv8fz 3 วันที่ผ่านมา

      መዓረይ ኣጆኺ ❤❤❤ንስኽለ ብሰላም የራክብኪ ❤❤

    • @eru5343
      @eru5343 2 วันที่ผ่านมา +1

      @@TsegaGhiwet-qv8fz Amen habibti kem afki yegbrely

    • @TsegaGhiwet-qv8fz
      @TsegaGhiwet-qv8fz 2 วันที่ผ่านมา

      @@eru5343 😍😍😍😍

  • @DPo-fq3lb
    @DPo-fq3lb หลายเดือนก่อน +4

    አደዋይ ❤ኹሉ ግዜ አምፅኡልና😂

  • @user-bq8xi8zk7d
    @user-bq8xi8zk7d หลายเดือนก่อน +1

    ማሚየ ማዓረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ፈጣሪ🙏❤❤❤🎉🎉🎉

  • @user-hb1vb8qm4q
    @user-hb1vb8qm4q หลายเดือนก่อน +1

    ሜረየ እመብርሃን ብሰላም ትምፃአኪ

  • @rfhhffh4334
    @rfhhffh4334 หลายเดือนก่อน +4

    አደዋይ ማዓረይ❤❤❤

  • @HgFv-iv9xe
    @HgFv-iv9xe หลายเดือนก่อน +2

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ኣምላኽ ክብርቲ ወላዲትና❤❤❤

  • @user-py8tg9dc6s
    @user-py8tg9dc6s หลายเดือนก่อน +4

    አደዋይ መዓረይ ❤❤

  • @dcfdgf4508
    @dcfdgf4508 หลายเดือนก่อน +2

    Edmen tenan yhabkum mama gn shkor zkona mara adnikeyen

  • @AhmabDhjk
    @AhmabDhjk หลายเดือนก่อน +5

    ኣደዋይ ብርሃን ገፃ❤❤ሜሪ ግን🙆😅

  • @maregtadese8978
    @maregtadese8978 หลายเดือนก่อน +1

    ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክም 🥰💜

  • @user-pk3pw2nt9h
    @user-pk3pw2nt9h หลายเดือนก่อน +1

    ኣደዋይ ማዓረይ❤

  • @berhaneberhe8784
    @berhaneberhe8784 หลายเดือนก่อน +2

    mamaway shukorey tiemti lisan❤❤❤❤

  • @abrehethabu2806
    @abrehethabu2806 หลายเดือนก่อน +2

    😂😂😂😂😂mamtey Sihkor edmen tienan yhabki fetari 🥰🥰🥰🥰🥰🥰

  • @user-sm6bx5hn5i
    @user-sm6bx5hn5i หลายเดือนก่อน +2

    ❤❤ኣደዋይ ሓፍረን የሕፍርኪ ሜሪ😂😂

  • @FirYr-se6uv
    @FirYr-se6uv หลายเดือนก่อน +4

    😂😂😂 አረ ይሞቺኩም ሜሪ ❤❤❤

  • @user-lc3bu3jn8b
    @user-lc3bu3jn8b หลายเดือนก่อน +2

    Awwiii adey mearey❤❤❤❤😘😘

  • @hgf6568
    @hgf6568 หลายเดือนก่อน +2

    አደይ የዋህ ፍጥረት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @sbegge7121
    @sbegge7121 หลายเดือนก่อน +3

    አይይ ይይ😂😂😂😂አደዋይ ማዓረይ❤❤❤❤

  • @dhrjfsjirf4437
    @dhrjfsjirf4437 หลายเดือนก่อน +3

    አደዋይ ደሰ ክብላክ❤❤❤❤❤❤❤

  • @Tyty112-ij7qm
    @Tyty112-ij7qm หลายเดือนก่อน +2

    ሜሪተይ እሙ ብራሃን ብሰላም ትመፅእኪ ዛወለላይይ❤

  • @AwetaBrhanu
    @AwetaBrhanu 12 วันที่ผ่านมา +1

    🎉Adey. Maarey zeytmnow

  • @user-ek8xs6yg9c
    @user-ek8xs6yg9c หลายเดือนก่อน +1

    ኣደዋይ መዓርይ ❤❤

  • @user-ch1ej9hi4p
    @user-ch1ej9hi4p 19 วันที่ผ่านมา +1

    Nay bahki mama❤❤❤❤❤

  • @user-dq5kv7bz2q
    @user-dq5kv7bz2q หลายเดือนก่อน +2

    ኣሰይይ ኣደዊተይ ደስ ክብላ ኩሉ ጊዜ ኣምፅእወን ደስ ክብላ

  • @TslalTube
    @TslalTube หลายเดือนก่อน +13

    ኣደዋይ ማዓረይ ቃደማክን 🎉🎉 ሜሪ ብሰላም ተጋላገሊ❤❤❤

    • @AaSs-zp3ff
      @AaSs-zp3ff หลายเดือนก่อน

      😂🎉🎉❤❤❤

  • @user-ki8th7fn7p
    @user-ki8th7fn7p หลายเดือนก่อน +4

    ታይ ገበረትኩም ደቀይ አሕፊርኩምዋ ምስክነይቲ😂😂😂

  • @DdRr-nc1pz
    @DdRr-nc1pz หลายเดือนก่อน +1

    እመ ብርሃንብሰላም ትምፃእኪ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @lixmony1698
    @lixmony1698 หลายเดือนก่อน +1

    ኣደዋይ ማዓረይ😂❤

  • @nigestitedros8845
    @nigestitedros8845 หลายเดือนก่อน +1

    Welcome shikorinatat ❤❤❤❤

  • @TslalTube
    @TslalTube หลายเดือนก่อน +12

    ሳልሰይቲ ኮሞንቲ ባዕለይ🎉🎉🎉🎉 በጃኩም ተጋሩዋይ ሳብስክራይብ ግበሩለይ ብባዕልና ንተዓባበ ኩላትና ኣነ እውን ክምልሰልኩም እየ ❤❤❤🎉🎉🎉

  • @user-xg1lh5dw4z
    @user-xg1lh5dw4z หลายเดือนก่อน +2

    ማማይ ሽኮር ❤❤

  • @user-nf4tb7uz4k
    @user-nf4tb7uz4k 19 วันที่ผ่านมา +1

    Abayey azekerkumni 😢 selamkoum ybzhayo brqattt ❤

  • @Sgdyf
    @Sgdyf หลายเดือนก่อน +11

    እዉነት ብሳሓቅ እየ ወዲአያ😂 ማማየ ይመቺኽን እዉነት ሕፍርር እየን ኢለን ዘይ ኮን ኮይንወን እምበር😂 ሜሪየይ ኣይትሳኣኒ እመብርሃን በሰላም ትምፃእኺ❤

  • @MerMeri-vi8ti
    @MerMeri-vi8ti หลายเดือนก่อน +1

    ኣደዋ ምቅሪቲ ፊጥረት💜🥰

  • @TegiJeddah
    @TegiJeddah หลายเดือนก่อน +2

    ❤❤😂😂😂ከብደይ ቆሲለ😂❤

  • @user-mm2wm1yg6n
    @user-mm2wm1yg6n หลายเดือนก่อน +1

    Adeway marey brhan getsa edmen tsenan yhabki❤️❤️❤️❤️❤️

  • @DestaKalayu-vg8pf
    @DestaKalayu-vg8pf หลายเดือนก่อน +2

    ኣደ ካኣሊት ኩሉ ዕደመን ጥዕናን ይሃበን ኣደዋይ🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤

  • @user-cg7is4sl6r
    @user-cg7is4sl6r หลายเดือนก่อน +2

    ❤❤❤❤
    ዋላ ናዓይ ክልተ ግዜ ጨይንኒ😊

  • @user-dy4bq2it8k
    @user-dy4bq2it8k 10 วันที่ผ่านมา

    Mama,❤ men kem kedem seb

  • @thekanfamily-qr4bj
    @thekanfamily-qr4bj หลายเดือนก่อน +5

    Kkkkkk btaemi ashkumuna burukatey edmen tenan yhabkum mami shkor edmeki yenwhayo amlak gaulki 🇪🇷. Subscribe gberuley burukatey

  • @user-tn4ik6mo2k
    @user-tn4ik6mo2k 27 วันที่ผ่านมา +1

    ወይኔ የኔ እናት ተጨነቁ ምን አለበት ቀልድ ቢቀርርር

  • @TeklemariamTesfagabr
    @TeklemariamTesfagabr 26 วันที่ผ่านมา +1

    ኣደ ሓላል ወለድና ትቀስናሉ ዘመን ይምጻእ

  • @Historyofcountry66
    @Historyofcountry66 หลายเดือนก่อน +3

    Best family ❤🎉

  • @user-bc1sy9mh7m
    @user-bc1sy9mh7m หลายเดือนก่อน +1

    ደስ ብሃልቲ

  • @sgfghjpateg
    @sgfghjpateg หลายเดือนก่อน +1

    ዋይ የሕፋርኪ ሜሪ ኣይትሰኣኒ😂😂😂😂😂😂❤❤❤❤❤mamiye halal ❤❤❤❤

  • @MotivationAHSahs
    @MotivationAHSahs หลายเดือนก่อน +4

    ውይ ስቅቅ ኢለን ኣደዋይ 😂መዓረይ 😂😂😂

  • @EeEe-p6g
    @EeEe-p6g หลายเดือนก่อน +3

    ኣደዋ ማዓረይ😂😂😂

  • @user-sq9qr2ty8k
    @user-sq9qr2ty8k 26 วันที่ผ่านมา +1

    Ade halal ❤❤❤❤

  • @BizenAbrha
    @BizenAbrha 12 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Mama Edmen tenan yhabkm Amlak ❤❤❤

  • @hthf454
    @hthf454 หลายเดือนก่อน +1

    ኣዶዋይ ፃሓይ ገፀን😊

  • @ssfhijuji2267
    @ssfhijuji2267 หลายเดือนก่อน +2

    አደዋይ ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @user-ov7oh9de5b
    @user-ov7oh9de5b 24 วันที่ผ่านมา +1

    Nsebaey gaula

  • @astermarta4031
    @astermarta4031 หลายเดือนก่อน +1

    Eway mamaye♥️

  • @user-bl3fc1vg4f
    @user-bl3fc1vg4f 26 วันที่ผ่านมา +2

    ❤❤❤❤❤❤❤ኣደዋይ

  • @user-cq4cv5ru2s
    @user-cq4cv5ru2s หลายเดือนก่อน +3

    ኣደዋይ ለዋህ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @galbeyene3328
    @galbeyene3328 หลายเดือนก่อน +2

    Way😂🙈🙄ውይ ማሚየ ኣሕዚነናኒ😢

  • @user-cj5np1bu6i
    @user-cj5np1bu6i หลายเดือนก่อน +13

    ኣይ ኣደዋይ❤❤ 🎉🎉

  • @user-ug2ed2fo5c
    @user-ug2ed2fo5c หลายเดือนก่อน +2

    ደስ ክብሎካ😂😂😂

  • @abrhethaile9681
    @abrhethaile9681 หลายเดือนก่อน +2

    Mama Shikorrrr ❤❤❤

  • @Ksa-zg3tw
    @Ksa-zg3tw หลายเดือนก่อน +1

    ዋይ ኣደይ ማዓረይ😂😂😂😂

  • @user-jk3dt7nf6d
    @user-jk3dt7nf6d หลายเดือนก่อน +5

    እዋይ ኣደዋይ ተጨዊተሙልኪ እንዳኣቤል ናይ ኢዱኩም ኣይ ትስኣኑ ይፈትወኩም እየ ግን❤❤❤

  • @WezamWezam-kc7cb
    @WezamWezam-kc7cb หลายเดือนก่อน +2

    እድመን ጥእናን የሃብኺ ወላዲት

  • @teagesyemane3389
    @teagesyemane3389 หลายเดือนก่อน +3

    ኣንቲ ንሰብኣይኪ ክትኮውን ነይርዋ ማማ እንታይ ገይራ❤❤❤❤❤

  • @zaid4763
    @zaid4763 หลายเดือนก่อน +2

    ኣዶ ሓላል 🙏🙏💥💞💞

  • @MhretTades
    @MhretTades หลายเดือนก่อน +2

    እዉይ ሜሪተይ ጠሪጡ ያ 😁😁😁

  • @BizenAbrha
    @BizenAbrha 12 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Asyyyy ❤❤❤

  • @sabrinamulugeta8494
    @sabrinamulugeta8494 9 วันที่ผ่านมา

    Wereja wehale Ade 😍😍😍 I like her

  • @GenetBerhe-yp5jx
    @GenetBerhe-yp5jx หลายเดือนก่อน +2

    ኣሰይ ግን እዘን ወላዲተ❤❤❤

  • @SalamaSa-n7g
    @SalamaSa-n7g 18 วันที่ผ่านมา +1

    ኣደዋይ ፅረይቲ ሕማቅ ዘየወፃ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉😂😂😂

  • @SalamS-tn9sw
    @SalamS-tn9sw หลายเดือนก่อน +1

    ኣደዋይ♥️🥰

  • @esuesu3582
    @esuesu3582 27 วันที่ผ่านมา +1

    Eway adeway tiemti

  • @BizenAbrha
    @BizenAbrha 12 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Mamayy❤❤❤❤

  • @Aass-fj3lj
    @Aass-fj3lj หลายเดือนก่อน +4

    ኣይ ኣደዎይ

  • @thuryutfhhdgjjggjjgfhjjjd4524
    @thuryutfhhdgjjggjjgfhjjjd4524 หลายเดือนก่อน +1

    ኣይ ጭንቕ ኮ እልዋ ማማየ❤❤

  • @Tekea
    @Tekea 26 วันที่ผ่านมา +1

    Brkti ade eya ezia s❤fqri zkonet ade bhaqi edmen tenan yhaba.

  • @assass8589
    @assass8589 หลายเดือนก่อน +2

    ዋይ ሞይተ😂😂😂😂😂😂❤❤❤

  • @user-bn3om9pl4b
    @user-bn3om9pl4b หลายเดือนก่อน +1

    ማሚይ❤

  • @bege8567
    @bege8567 หลายเดือนก่อน +2

    ዋይይይ ማምየ ጉዱ ረኽበን😅😅😅😅😅😅😅❤❤❤❤❤❤