ሓዳር እስርቤት ኢለ ! prank😛 ን ሜሪ❤😂 ምሳኻ ኣይሰርሕን ኣቢለያ ! abel & mery

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 19 ต.ค. 2024

ความคิดเห็น • 239

  • @fhhuuikk9179
    @fhhuuikk9179 2 ปีที่แล้ว +51

    ኣይተሕርቃ ነብሰ ፁር እዩ እኮ ፅቡቅ ኣይ ኮነን ብዝተረፈ ፍቅርኩም የብዛሓዮ ሙቁራተይይይ 💍🥀❤️❤️🙏🙏🙏

  • @መርሃዊትኃልትግራይ
    @መርሃዊትኃልትግራይ 2 ปีที่แล้ว +9

    ውይ ሜሪየይ ዝያዳ ኣሕዚናትኒ እምበር 💔ግደፍ ንሜሪተይ ኣይተሕርቀለይ ብኣኣ ዝመፀኒ ኣይፈትውን ክፈትዋ መዓት እየ ደሞ እነይ ማርያም ብሰላም ይገላግላኪ❤❤❤♥💚♥💚♥💕

  • @ሰላምጓልተዋህዶ-ዀ8ጸ
    @ሰላምጓልተዋህዶ-ዀ8ጸ 2 ปีที่แล้ว +25

    እመ አምላክ ቅድስት ድንግል ማርያም ብሰላም ትምጻእኪ ሜሪየይ🙏❤🙏

  • @azakmashoiiir3413
    @azakmashoiiir3413 2 ปีที่แล้ว +12

    ጡንስቲ እያ ኣይተሕርቃ ፁቡቅ ኣይኮነን ዝሓወይ ሙቁራተይ እስካዕ ትወልድ ከምዚ ኣይተሕርቃ ማዓረይ ❤️💛❤️💛 እመ ኣምላክ ብላም ትምፃእኪ ሜሪየ

  • @ትግራይዓለመይእያናዓይ
    @ትግራይዓለመይእያናዓይ 2 ปีที่แล้ว +10

    ግደፍ ኣቤል ኣይተሕርቃ ነብሰ ፁር እያ ፅብቅ ኣይኮነን ሜሪ ሓፍተይ እመብርሃን ብሰላም ትምፃእኪ 🙏 ❤❤❤❤

  • @selam801
    @selam801 2 ปีที่แล้ว +18

    ውይ ሜሪዬ ዓቃል የኔ ምሰኺን አሕዚናትኒ አቤል ከአ ግደፍ አይተሕርቃ so more eye ዝፎትወኹም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም ሜሪዬ በጃኺ ሕነኺ ፍደይ ክንዳኺ አነ ሓሪቀ ዋ

  • @vms2067
    @vms2067 2 ปีที่แล้ว +11

    አቤል ግደፋ አይተሕርቓ ሜርየ ማዓረይ ትእግስትኻ ብጣዕም ደስ ይብል ትሕት ዝበልኽ ሰብ እኽ ማማየ ቀፅል ትእግስት ጠቓም እዩ😘😘😘

  • @ተዋህዶሃይማኖተይ-ጨ9ኈ
    @ተዋህዶሃይማኖተይ-ጨ9ኈ 2 ปีที่แล้ว +16

    ንነብሰ ፁር ፕራንክ ይትረፍኩም በጃኩም 🤔🙄
    ሰብስክራይብ እንዶ ግበሩለይ አታ ____🤔🙄

  • @ኣዶኣዶናይእመብርሃነይ
    @ኣዶኣዶናይእመብርሃነይ 2 ปีที่แล้ว +10

    ንሜሪ ኣብዚ ሐዚ ከምዚ ፕራንክ ኣይትግበራ ሜሪተይ ብሰላም የገላግልኪ ምቅርቲ💚💚😍😍ሰላምኩም ይብዛሕ እንዳ ኣቤል🙏

  • @titihabeshawit4792
    @titihabeshawit4792 2 ปีที่แล้ว +12

    ሽመይ ሰሚዐያስ ሰንቢደ ነይረ😂😂 ዋይ ብገርሀይ ዶ ደዊለ ኢለ ክክክክክክክ ፍቅርኩም ይብዛሕ ካኣ ፅቡቃተይ❤️🥀🙏🙏🙏🙏

  • @Reem-iy8pz
    @Reem-iy8pz 2 ปีที่แล้ว +7

    ውይ ሜሪየ ሽኮር እቲ ንብዓትክስ ከምዚ ናተይ ኣብ ቀረባ ብዝኮነ ደስ በሃልቲ ኢኩም ሙቁራተይ

  • @shheehhr7242
    @shheehhr7242 2 ปีที่แล้ว +13

    ሽኮሪናታት ፍጥረት ኣደይ ማርያም ብሰላም ተገላግልኪ ሜሪየ ሓፍተይ😍😍

  • @rahelhaleka6292
    @rahelhaleka6292 2 ปีที่แล้ว +9

    ብሳላም ተጋላግልኪ ድንግል ማርያም👏 ዝያዳይ❤💘

  • @rgbe----tigraweyti-
    @rgbe----tigraweyti- 2 ปีที่แล้ว +10

    ምቁራተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ
    ሜርየይ ኣደይ ማርያም ብሰላም ትምፃእኺ መዓረይ❤💛

  • @hlfthlft8357
    @hlfthlft8357 2 ปีที่แล้ว +17

    ምቁራተይ እግዚአብሔር እምላክ ፍቕርኹም የብዘሐዮ👏👏👏❤❤❤❤❤💐💐💐💐💐

  • @temesgenamlakyetemesgenaml7164
    @temesgenamlakyetemesgenaml7164 2 ปีที่แล้ว +9

    ፈጣሪ ኣቦይ ትዕግስቲ ሃበኒ ኣነ ተትከዉን ኡይ ኡይ ራሓቀለይ ክብለካ ነይረ ኣቤት ትዕግስቲ ታዓዲላ

  • @tgrayadeywelela1892
    @tgrayadeywelela1892 2 ปีที่แล้ว +5

    ኣይይይይይ ሙቁራተይ ደስ ኢኩም ትብሉኒ ግን መናደዲ ነገር ኣይትስርሑ ፅሩያት😢👏ሜሪየይ ድንግል ወላዲተ ኣምላክ.ብሰላም ትምፃእኪ ዛ እምበይተዋይ😘👏👏❤

  • @የማርያምፅየንልጅነኝኦርቶ
    @የማርያምፅየንልጅነኝኦርቶ 2 ปีที่แล้ว +4

    አቤት ትዕግሥት ማዓረይ ብሰላም ትጋላግልኪ እመብርሃን ቅዱስ ርፋኤል ፈታሂ ማህፀን ምሳኪ ይክን ክብረተይ 👏👏👏❤❤❤❤❤❤❤

  • @ዮዳሄንኹሉ
    @ዮዳሄንኹሉ 2 ปีที่แล้ว +9

    ሰላምኩም ይብዛሕ ደቂ ዓደይ ሽፍን በሊ ኢኺ ሜርየይ ኣደይ ማርያም ብሰላም ትምፃእኺ👏❤

  • @selamyamenemh1100
    @selamyamenemh1100 2 ปีที่แล้ว +19

    ከመዚ ገይራካ ኣይተሕርቃ ነብሰ ፁር እዩ ማዓረይ እመብርሃን ብሰላም ትውፃእኪ ሓለላይ 🙏🙏🙏🥰🥰

  • @Abc-zl6ts
    @Abc-zl6ts 2 ปีที่แล้ว +5

    አቱም አሕዋተይ ታይ እዩ ነፃላ ደርቢ ነፀላ ደርቢ ትብልዋ ለለኹም??? አብገዛኣ እያ እኮ ለላ ደሞ ሃም ጊዚኡ ምኻድ እዩ
    ኢዛና ኢንተርቴይመንት ቀፅሉሉ ፅቡቃት ግን አይተቅነአያ😍😍😍

  • @daifallhaasss4452
    @daifallhaasss4452 2 ปีที่แล้ว +2

    ውውው ሜሪየይ ትዕግስትኪ ተይድቅኩኪ ኣይሓልፍን እና ቅድስቲ ድንግል ማርያም ብሰላም ትምፆእኪ 🙏ኣቤል ኣሐቅቃ ዳኣ ፍቅርኩም ብዝሕ ጃሕጃሕ ይበል 🥰

  • @meritgraweyti298
    @meritgraweyti298 2 ปีที่แล้ว +7

    ፍቅርኩም ይብዛሕ ሙቁራት ድንግል ማርያም ብሰላም ትገላግልኪ👏👏👏

  • @genetgidey7731
    @genetgidey7731 2 ปีที่แล้ว +6

    ውይ ሜሪየ ማዓረይ እመብርሃን ብሰላም ትምፃእኪ

  • @Kዕባይዴስኣ
    @Kዕባይዴስኣ 2 ปีที่แล้ว +2

    ከምዚ ገርካ አይተሕርቃ ኣቤል ሓወይ ነብሰ ጹርያዋ ሜርዋይ ባጣዕሚ ኣሕዝናትኒ 🥲ብዝተረፈ ብጣዕሚ ጽቡቅ so ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ሓላላተይ ❤🥰
    ሜርየይ ከዓ እመብርሃን ወላዲተ አምላክ ብሰላም ትምጻእኺ መዓረይ ❤😘

  • @habsh5752
    @habsh5752 2 ปีที่แล้ว +3

    ፅረቲዋይ ከብደይ በልዓትኒ እመብርሃን ብሰላም ይምጸአኪ
    ፍቅረኩም የብዘሐዮ እግዚአብሔር ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣሕዋተይ❤💐💐💐

  • @mostafaa663
    @mostafaa663 2 ปีที่แล้ว +8

    ዕድመን ጥዕናን ያሃብኻትኹም እግዚአብሔር አምላክ ሙቁራተይ🙏❤❤🌹

  • @ጓልተዋህዶ-ጸ7በ
    @ጓልተዋህዶ-ጸ7በ 2 ปีที่แล้ว +4

    አቤላ ረኪብካያ😁ኤህ ሜርየ ኣሕዚንክኒ ትሕትናኺ ክዓ ደስ ክብል ፍቅርኹም የብዝሐዮ ምቁራተይ❤️❤️❤️❤️

  • @helenkalaytigraweyti3732
    @helenkalaytigraweyti3732 2 ปีที่แล้ว +4

    ታይ ገበረትካ ሓወይ እስካብ ብሰላም ተተንፍስ በጃኻ ንዓኣ ዘናድድ ኣይትስራሕ ዝሓወይ ብልተረፈ ፍቅርኹም ይብዛሕ🙏

  • @ኣደይዓለመይ-ዠ9ሠ
    @ኣደይዓለመይ-ዠ9ሠ 2 ปีที่แล้ว +4

    ወይይ ማዓረይ ኣሕዝንክኒ ማርያም ብሰላም ትገላግልክ😘

  • @tgrayadeywelela1892
    @tgrayadeywelela1892 2 ปีที่แล้ว +6

    ናሰሓቅኩም የንብርኩም ተጋሩዋይ ሕማቅ ኣይንካእኩም ዞም ናተይ ❤👏

  • @abigaltigray7411
    @abigaltigray7411 2 ปีที่แล้ว +4

    እንኳዓ ብሰላም መፃአኩም ዞምናተይ🥰አይተሕረቃ እማ ኢዛና😑 ሜሪየይ አጆኺ እማ😁😓

  • @thth6123
    @thth6123 2 ปีที่แล้ว +4

    ነፀላ ግበሪ እኪ ማዓረይይይይ ደም ዕድመና ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ሙቁራቱይይይ 🥰🥰🥰🥰💐💐💐💐💐🌹🌹🥀🥀🌺🌺🌺🌺🍁🍁☘️🍀🍀🌻🌻🌷🌷💐💐💐💐🌾🌾🌾🎋🎋🎋🎋🎋🎍🎍🎍🎍🎍🌳🌳🌳🌳

  • @ማዓዝዘይናፍቅኮይነይነብር
    @ማዓዝዘይናፍቅኮይነይነብር 2 ปีที่แล้ว +5

    ዉይ ግደፍ ንሜሪ መኩሸይ ኣይተሕርቀለይ ብዝተረፈ እግዚአብሔር ኣምላክ ፍቅርኩም የብዘሐዮ ምቁራተይ

  • @letishkebede5965
    @letishkebede5965 2 ปีที่แล้ว +6

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም 🙏🙏🙏ደቂ ትግራይ መዓረይ እንታይ ገበረትካ እፍፍፍ ሜሪየ ኣሕዝናትኒ ሕነኪ ፈደይ ሓፈተይ ናተይ🥰🥰🥰🥰🥰

  • @abrehaabreha5992
    @abrehaabreha5992 2 ปีที่แล้ว +2

    ድንግል ማሪያም ብሰላም ትምፃእኪ ሜሪየ

  • @ዮዳሄዮዳሄ-ዘ2መ
    @ዮዳሄዮዳሄ-ዘ2መ 2 ปีที่แล้ว +5

    እግዚአብሔር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣቤል💍💘 ሜሪተይ ዝፈትወኩም ፍቅርኩም ይባረክ እመብርሃን ብሰላም ተጋላግልኪ ሜሪየ ማዓረይ ግደፍ ኣቤል ውዓልሉ ሜሪ ኣነ ተትኮንሰ ከግድፈካ ነይረ እየ እዛ ሞባይል ሓዳር የሞኮርኩይ ግን ቀናእ እየ ዝመሰል ልሓዋሩ😀😀😌❤❤❤❤

  • @ተመስገንአምላክ-ጐ3ዐ
    @ተመስገንአምላክ-ጐ3ዐ 2 ปีที่แล้ว +4

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም አሕዋተይ 😘😘😍😍❤❤❤🙏🙏🙏ሜሪየይ ነፀላ ደርብ አብሊ ሓፍተይ ናተይ አደይ ማሪያም ብሰላም ትምፃአኪ 🙏🙏🙏

  • @ትግራይዓደይዓይነይ
    @ትግራይዓደይዓይነይ 2 ปีที่แล้ว +1

    እመብርሃን ብሰላም ትቅረብኪ ዉይ ገይራ ለሕዘነትኒ ነዉሪ ነብሰፁር መስተማሰሊት እያ ግደፋ

  • @ማዓርግጋልተዋህዶ
    @ማዓርግጋልተዋህዶ 2 ปีที่แล้ว +3

    ጥንስትይ ሓራቅ እየ በጃክ ተካናክና ፉቅረይ💕💕 ማርያም ብሳላም ተምፃኣ

  • @ማዓዝዘይናፍቅኮይነይነብር
    @ማዓዝዘይናፍቅኮይነይነብር 2 ปีที่แล้ว +12

    ኡፍፍፍ ሜሪየይ ከብደይ በሊዓትኒ ዘለዋ ዓቅሊ ግን በጃካ ጥንስቲ እያ ኣይተሕርቃ ካብኡ ካኣ ሜሪየይ ነፀላ ሽፍን በሊ ካብኡ ካኣ ሕነኪ ፍደዪ

  • @fhhcvh439
    @fhhcvh439 2 ปีที่แล้ว +2

    አሰይ ዞም ደቂ ዓደይ ማዓረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም አደይ ማርያም ብሰላም ትምፃእኪሜርየይ

  • @ኤልሳቤጥጋልተዋህዶ
    @ኤልሳቤጥጋልተዋህዶ 2 ปีที่แล้ว +1

    ሜሪየይ ትዕግስትኪ ጽቡቅ እዩ ኣሰይ ሙቅራተይ ብሰላም የገላግልኪ ሜሪተይ

  • @halekaenter7988
    @halekaenter7988 2 ปีที่แล้ว +2

    እግዚአብሔር ፍቅርኩም የብዝሓዮ እመቤታችን ድንግል ማርያም ብሰላም ትገላግልኪ

  • @ሜሪጓልሰብዓእንደርታ
    @ሜሪጓልሰብዓእንደርታ 2 ปีที่แล้ว +4

    ዋይ ሜሪየ ዝረከብክዮ ሶ ሰላምን ፍቅርን የብዘሐልኩሙ💓💓💛💛💐💐💐💐💐💙💙💏💏💏💏💏💏

  • @ዘይከምግብረይ
    @ዘይከምግብረይ 2 ปีที่แล้ว +3

    እግዚአብሔር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣቤል💍💘ሜሪ ሙቁራተይ ናብራኩም ይባረክ ሜሪየይ እመብርሃን ብሰላም ትምፃእኪ😘😘😘 ኣቤል ግን ግደፍ ምዕቅላማ ሜሪ ኣነ ተትኮንሰ ምፃፈዕኩካ ናተይ ዓቅልሰ ናበይ ኮን እዩ ከይዱ😢😢

  • @ዝፋንጋልትግራይሰብዓእንደ
    @ዝፋንጋልትግራይሰብዓእንደ 2 ปีที่แล้ว +1

    ኣደይ ማርያም ብሰላም ትምፃእኪ ማዓረይ

  • @mg-kb9cr
    @mg-kb9cr 2 ปีที่แล้ว +11

    ኑፉዕ ሰርሕካላ ክንደይ ጊዜ ድአ ቀፅልሉ ሙቁራት

  • @ለምለምጋልትግራይስደተኛ
    @ለምለምጋልትግራይስደተኛ 2 ปีที่แล้ว +1

    ገይርኩም ጎቢዝኩም በርትዑ ተናፈቕቲ

  • @UmArsulove
    @UmArsulove 2 ปีที่แล้ว +1

    ኣሰይይይ ፅሩያት ዓለም ድንግል ማርያም ብሰላም ትምፅእኺ ሜሪየይ ምቅርቲ ሶ እግዚኣቢሔር ኣምላኽ ፍቅርኹም የብዛሕዮ❤❤❤😍😍😍😍

  • @ራሄላጓልኣክሱምይትዬብ
    @ራሄላጓልኣክሱምይትዬብ 2 ปีที่แล้ว +1

    ዋይይይ 🤨 መርሃዊተይ ማዓረይ ኣጅኺ ❤የኔ ማር❤❤ እመቤታችን ብሰላም ተጋላግልኪ ✝️👏
    ግደፍ በጂካ ኣይተናድዳ 🤨

  • @betimodel6712
    @betimodel6712 2 ปีที่แล้ว +4

    ዊ ንዓይ እውን ኣናዲድኒ ኔሩ 😁😁
    ዓቃል ኢኪ so😘😘😘😘😘

    • @betimodel6712
      @betimodel6712 2 ปีที่แล้ว

      @አስካለ ይቱብ Ashi ele marey

  • @shwayneshweldu2346
    @shwayneshweldu2346 2 ปีที่แล้ว +1

    ዋይ ግን ነብሰ ፁር ሰለ ዝኮነት ክምኡ ኣይትግበር ዛሓወይ ሓፍትና እውን ብሰላም ትምፃእኪ መዓረይ

  • @የማክቤልእናትነኝ
    @የማክቤልእናትነኝ 2 ปีที่แล้ว +5

    ሜሪየ እምበርሃን ብሰላም ትምፃእኪ ዝሓፍተይ ነፀላ ሽፍን በሊ ንባዕልኪ እው ን ፅቡቅ አይ ኮአንን ዝሓፍተይ ሶ ዕደመን ጥዕናን ይሃብኩም ዞም አሓተይ ❤😍😘

  • @tsegatsega1651
    @tsegatsega1651 2 ปีที่แล้ว +2

    ኣሰይ ሙቅራተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ❤️ ወላዲት አምላክ ብሰላም ትምጻእኪ ኩሉ ግዝየ ማይ ድጋም ስተይ ዛሓፍተይ ምዓረይ ❤️

  • @ابويحي-ز6ج
    @ابويحي-ز6ج 2 ปีที่แล้ว +3

    ብጣዕሚ ኣሕዚናትኒ ክቡር ሓወይ ኣብዚ ሐዚ ዘላቶ ከምዚ ኣይትስራሕ ፅቡቅ ኣይኮነን ብያንስ ክስካብ ትወልድ ፕራንክ ኣቛርፁ ።እመብርሃን ብሰላም ትምፃእኪ ክብርተይ

  • @abcde8418
    @abcde8418 2 ปีที่แล้ว +2

    ኣደይ ማርያም ብሰላም ተጋላግልኪ ዛሓፍተይ

  • @GlaDesta-f2r
    @GlaDesta-f2r 2 ปีที่แล้ว

    እመብታችን ብሰላም ትምፃኣኪ ምቅርተይ ከመይ ዲኩም ሙቁራት ደሞ ዕድመን ጥዕናን ይሃበለይ እግዚብሔር ኣምላክ ደቅኖዋ💓💓💓💓💓

  • @ብሬጓልተዋህዶትግራይ
    @ብሬጓልተዋህዶትግራይ 2 ปีที่แล้ว +1

    ብዛካ ከመይዚ ዝበለ ብራክ ሑዶጉ
    ሓደ ንብሰፅር እያ አይታሓርቃ አደይ ማርያም ብሰላም ትምፃእኪ ሜሪየይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ

  • @ኣኩሱማዊት-ቀ1ጐ
    @ኣኩሱማዊት-ቀ1ጐ 2 ปีที่แล้ว +1

    ማሃራይ እዬ ኢልኪ ኣለክ ቀፅሊ😁😁😁🥰 ደስ ባሃሊ እዬ ሜሪየ አሕዚናትኒ ኮሙዝይ ዝበለ ፖራንክ ይፅነሐልካ ። ፁቡቅ ሳፖራይዝ ነገር ኣቅርበላ ብሽመይ 😘🥰🥰💑💑💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐🌼🌼🌼🌼🌼🌼

  • @rozrooza1511
    @rozrooza1511 2 ปีที่แล้ว

    ኣነስ ተዝከውን ኡይይይ ምበልኩ ብጣዕሚ ቑጥዕቲ እየ ግን ከምዚ ኢላ ከላ ሕማቅ እዮ ብዝተረፍ ቐፅሉሉ ደቒ ዓደይ😍

  • @jge7tye640
    @jge7tye640 2 ปีที่แล้ว +2

    ደሞ እግዚኣቢሔር ኣምላክ ዕድመና ጥዕና ይሃብኩም😘😘😘

  • @سارهاثيوبي-ف9س
    @سارهاثيوبي-ف9س 2 ปีที่แล้ว +1

    እዋይ ማዓራኪ ኣሕዚናትኒ ሜሪየይ ምስኪን

  • @ውዕለቱዘክሪነብሰይ-ዠ4ቨ
    @ውዕለቱዘክሪነብሰይ-ዠ4ቨ 2 ปีที่แล้ว +5

    አንከዓ ዳሓን መፃእኩም ምቅራተይ♥♥♥

  • @حياهحياه-ث4ث
    @حياهحياه-ث4ث 2 ปีที่แล้ว +1

    እዋይ፣ማዓረይ፣አይተሕርቃ፣ምስ፣ወለደት፣ድሌትካ፣ግበር፣እዋይ፣ማዓረይ፣ሜረዋይ፣አሕዚናትኒ፣ወይ፣ማአረይ

  • @merigaltigray8904
    @merigaltigray8904 2 ปีที่แล้ว +1

    ዕድመን ጥዕናን ያሃብኩም ምቅራተይ

  • @mahderbrhane9117
    @mahderbrhane9117 2 ปีที่แล้ว +1

    አቤት ትዕግስቲ ታዓዲልኪ ሓፍተይ አደይ ማርያም ብሰላም ትገላግልኪ

  • @mu5gyu266
    @mu5gyu266 2 ปีที่แล้ว +1

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ኣሕዋተይ ፍቅርኩም ❤️🌹ይብዘሕ ሙቁራት ድንግል ማርያም ብሰላም ትገለግልኪ. ትግራይ. ❤️❤️❤️❤️❤️🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹💗💗

  • @ዛይድጓልትግራይ-ሠ9የ
    @ዛይድጓልትግራይ-ሠ9የ 2 ปีที่แล้ว +2

    ሰላም ፍትዋትይ ሜሪ ሓፍትይ ኣደይ ማርያም በሰላም ትምፃእኪ:: ቃሓር ናይት ቆልዓ ፀጉሪ ርእሱ ቡዝሕ እንተክይኑ እዩ ዝያደይ

  • @rahwahadgu7201
    @rahwahadgu7201 2 ปีที่แล้ว +2

    ደቅ ትግራይ ሙቁራተት ከመይ ድክም ደስ ትብል ፍትወትው እየ ዘበለ ከመ ዕድመን ጥዕናን የሃብኩም

  • @ሜሪጋልሃገረትግራይ
    @ሜሪጋልሃገረትግራይ 2 ปีที่แล้ว +1

    ሜሪየ ማዓረይ ኣሕዝያትኒ

  • @ተመስገንገታየ-ሸ6ሐ
    @ተመስገንገታየ-ሸ6ሐ 2 ปีที่แล้ว +1

    ሙቁረት ደስ ኩብሉ ኣሕዚናትኒ እነይ ማርያም ብሰላም ይምፃኣኪ 🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰

  • @ሳምሪጋልትግራይ
    @ሳምሪጋልትግራይ 2 ปีที่แล้ว +1

    እዋይ ዓቅሊ ሜሪየይ ብዝኮነ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ

  • @ሩታሩቲ
    @ሩታሩቲ 2 ปีที่แล้ว

    እውይ ማርያምን ትሕትናኪ ዓቅልኪ ሜሪየይ❤ ቀፅልሉ ኣቤል ከዓ ኣይተሕርቃ ግደፍ😂😁

  • @አምላክይብመንገዲካምርሐኒ
    @አምላክይብመንገዲካምርሐኒ 2 ปีที่แล้ว +1

    እግዚአብሔር አምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክም ፍቅርክሙ ይብዘሐዩ💝💝💝

  • @fjz1093
    @fjz1093 2 ปีที่แล้ว +2

    ብመጀመርታ ብቅርኩም ብዝሕ ትርፍ ይበል ቀፂለ ክብለኪ ዝደሊ ሜሪ ሓፍተይ ብወላዲትኪ ነፀላ ደርቢ🙏🙏🙏

  • @hiyabhaile9565
    @hiyabhaile9565 2 ปีที่แล้ว +4

    እሰይ ዞም ናተይ💛❤
    ሓዳር ሕዳር😀😀

  • @tesifaxibah
    @tesifaxibah 2 ปีที่แล้ว +1

    እግዝአብሔር አምላኽና ከም ናይ ኣቦና ቅዱስ እዮብ ትዕግስቲ ይዓድለና ኣሰይይ ጽሪቲ እመብርሃነይ ብሰላም ትምጻእኺ ክብረተይ ፍቕሪኹም የብዛሓዮ ፍትዋተየ❤❤❤❤

  • @ተመስገን-ጰ7ጸ
    @ተመስገን-ጰ7ጸ 2 ปีที่แล้ว +1

    ከሕርቀካ ሰሪሕካላ ብሰላም ተጋላግልኪ ሜርየ ካኣ

  • @tewetewe6555
    @tewetewe6555 2 ปีที่แล้ว +1

    ሜሪዬ ፅብቃት ኣይተሕርቃ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ደቂ ትግራይ ዓደይ

  • @ፍቅሪእየንዘፍቀረኒ
    @ፍቅሪእየንዘፍቀረኒ 2 ปีที่แล้ว +1

    ኣይተሕርቃ ክስካዕ ትሓርስ ኩሉ ግዜ ለሐጉስ ነገራት ግበረለ ብዝከነ እነይ ማርያም ብሰለም ትምፃእኪ ምቅርቲ

  • @MmMm-wk6my
    @MmMm-wk6my 2 ปีที่แล้ว +1

    😂😂ወሪድኒ ትርሓስ 😂😂😂😂😂

  • @jge7tye640
    @jge7tye640 2 ปีที่แล้ว +1

    ኣደይ ማርያም ብሰላም ትምፃእኺ ሜሪየይ 😘😘😘❤❤❤

  • @militigraweyti6418
    @militigraweyti6418 2 ปีที่แล้ว +1

    ሜሪ ለዋህ ሰብ ማርያም ባዕላ ልውህነትኪ ሪኣ ብሰላም ተገላግልኺ ሓላለይ ❤️💛🥰

  • @ጓልሽረጓልቶምጀጋኑ
    @ጓልሽረጓልቶምጀጋኑ 2 ปีที่แล้ว +3

    ፅብቃት ደቂ ትግራይ 💛❤😍
    እዙይ ፕራክ ዝብሃል ፀላእኩ

    • @Abc-zl6ts
      @Abc-zl6ts 2 ปีที่แล้ว

      😂😂😂

  • @jf4943
    @jf4943 ปีที่แล้ว +1

    እዋይ ምሕረር ኮ ኾይንካያ ክክክክ ምሪየ ናተይ

  • @hem9841
    @hem9841 2 ปีที่แล้ว +1

    ሓውይ ናተይ ኣይተሓርቅ ነብስ ፁር እዩ እኮ ፀብቅ ኣይኮነን ብዝተረፈ ፍቅርኩም የብዛሓዮ ሙቁራተይይይ

  • @ሚካኤልዋሓሰይ
    @ሚካኤልዋሓሰይ 2 ปีที่แล้ว +3

    ሜሪየ እመብርሃን ብሰላም ትምፃእኪ ምቅርተይ 🤲

  • @ሓበንደናይት
    @ሓበንደናይት 2 ปีที่แล้ว +1

    ሜርየ ብሰላም ተገላገሊይ ፌትው ትውው😘😘😘❤️

  • @ጓልትግራይ-ጨ4በ
    @ጓልትግራይ-ጨ4በ 2 ปีที่แล้ว +3

    ነብሰ ፁር ከምዚ ገይርካ ኣይበሳጨወን።ሜርየ ኣሕዚናትኒ

  • @hfhcf5142
    @hfhcf5142 2 ปีที่แล้ว +3

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ 🙏🙏🙏

  • @abcde8418
    @abcde8418 2 ปีที่แล้ว +2

    1ይቲ ባዕለይ😍😍

  • @albadr2531
    @albadr2531 2 ปีที่แล้ว +1

    ዋይ ሜረይ 😥😥ሒነኪ ፈደይ ብዝተረፈ ❤❤❤😍😍😍😍

  • @ራያዓደይትግራይ
    @ራያዓደይትግራይ 2 ปีที่แล้ว +1

    አበት ትሕትና ማርያምን የኔ ቆንጆ ❤❤❤❤

  • @Abc-zl6ts
    @Abc-zl6ts 2 ปีที่แล้ว +1

    ቀሓር እንተሃሊይኪ ደሞ ወለድና ከምዝብልኦ እቲ ቤቢ ፀጉሪ አለዎ ማለት እዩ ከምኡ ይበሃል ቆንጅዬ ቆልዓ ኢኺ ትወልዲ 😍😍😍

    • @Abelsfamily
      @Abelsfamily  2 ปีที่แล้ว +1

      gdefii haha😁way Kedem tetreyoo 😂😁

    • @Abc-zl6ts
      @Abc-zl6ts 2 ปีที่แล้ว +1

      @@Abelsfamily አሕዚንካኒ እኮ edit ጌረያ 😂😂😂

  • @tsarkangaltigray9316
    @tsarkangaltigray9316 2 ปีที่แล้ว

    ኣሰይይይይ ምቅራተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክም ፈጣሪ ፅርያት ❤❤❤❤❤❤❤😘😘😘😘😘

  • @ኣዱየድንግልልጅ
    @ኣዱየድንግልልጅ 2 ปีที่แล้ว +1

    ነብስ ፁር ኣይተሕርቃ እቲ ዝውለድ ሓያል እዩ ዝኮን ዝባሃል

  • @YoDaha
    @YoDaha 2 ปีที่แล้ว +4

    ጎበዛት. ግን ናፈራሕካ ነብሰፁር ስለዝኮነት እዩ ይመስለኒ ዓይናናጠመትካ እና እመብርሃን ብሰላም ትምፃእ ክሳብ ትወልድም ብራንክ ዘቅንእ ኣይትግበሩ

  • @almazgiday9935
    @almazgiday9935 ปีที่แล้ว

    ቡእነት የሕዚናትኒ ሜሪየ አጆኪ ማርያም ብሰላም ትምፃእኪ ምቅርተይ ።

  • @ቅሱዕባይትግራይ
    @ቅሱዕባይትግራይ 2 ปีที่แล้ว +1

    ሙቁራተይ ፍቅርኹም የብዝሓዮ🙏❤