ኣገልጋሊ ወንጌል፡ ኣባል ፖለቲካዊ ሰልፊ ክኸውን ይኽእል ድዩ፧

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 2 ต.ค. 2024
  • Well come to 'The Selam Show' one of the Popular show hosted by Selam Sebhat, airing each Saturday & Sunday at 11:00 a.m. in Eritrean/Ethiopia Time on Maezer TV, You tube, Facebook.
    The objective of this channel is to Educate, Empowering, Motivate and give awareness to my fellow HABESHA community both in Spiritual and moral aspect of life journey.
    Follow me instagram @ / selam_show
    Follow me in twitter@ / showselam
    Follow me in facebook@ / the-selam-show
    " IF YOU WONT TO WALK FAST, WALK ALONE.
    IF YOU WONT TO WALK FAR, WALK TOGETHER."
    African proverb
    Lets walk together!

ความคิดเห็น • 23

  • @ruth2653
    @ruth2653 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    Pastor Daniel Gbu blessed 😇 🙏😇🙌🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷God bless Eritrea.

  • @paulosgebremariam6213
    @paulosgebremariam6213 22 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ኣቦታትና ፓስተር ዳኒኤልን መጋቢ ዑቅባ ስላሰን ኣምላኽ ይባርኩም ወሕሉል ምኽሪ

  • @jesusislordrishan6595
    @jesusislordrishan6595 19 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ስለ ሃገርካ ጸሊ ስለ ኤርትራ ጸሊ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
    ካብ ምስሉይነት ንውጻእ

  • @weynits571
    @weynits571 19 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ane hito alni niwxue af kinkonelus bikemyn abeyn begakum nexurlna❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉Berketna ekum zebnkum ybarek❤🎉❤

  • @weynits571
    @weynits571 19 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    selamn xega AMLAKN yebzhalkum brukat abotatn p Daniel hawey megabi uqbit hawey agelgalit Selam hafteyt❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉aglglotkum ybarek❤

  • @jesusislordrishan6595
    @jesusislordrishan6595 19 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    ጎይታ ከይፈለጡ ከመይ ጌሮም ፍትሒ ከውጽ ኡ ትጽበዮም

  • @jesusislordrishan6595
    @jesusislordrishan6595 19 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ጎይታ ክንቅበል ከለና እቲ ንኾዶ መገዲ ክኑን ምዃኑ ንርጊሮና ድዮም ተመሊስና ወይስ ብፍቕሪ ብትሕትና ብጸሎት ደጊፎም ኣረዲኦምና
    ኮኒኖምና ድና ተመሊስና ወይስ ብፍቕሪ ተረቲዕና

  • @jesusislordrishan6595
    @jesusislordrishan6595 19 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ሕቶ ንፓስተር ዕቕቢት
    ቤተክርስትያን ኣንጻር ዓመጽ ደው ክትብል ከላ ድምጻ ተስምዓሉ መን እዩ።
    ድምጺ ዝሰምዕ ከ መንዩ?
    ፍትሒ ደኣ እወ የለን ግን መን ዩ ፍትሒ ከውጸኣልካ

  • @AwetTeckle
    @AwetTeckle ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ክልስና ምስ ሰብ አይኮነን ምስ መናፍስት ኢከይ አብ ሰማያትዩ። ❤❤❤

  • @Bitew12
    @Bitew12 18 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    selam yehiwat , kab mislunet wexiekum amenti protestant bisenki dictator iseyas abotatna bizey firdi teasirom keluw aff konkum kindi tizarebu halewlew tiblu seb hilna kunu . mogos yihayish kabakum neti haki yizareb alo .

  • @senitgbrehawariat6710
    @senitgbrehawariat6710 17 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    ንህዝቢ ጸሊ እዩ ዝብል ንኣምላክ ዘይፈልጥ መንግስቲ ዓማጺ እዩ ትብል ኣለካ ንሱ ንኣምላክ ኣይፈልጦን እዩ ንስካ ግን ወንጌል ምስባክ እዩ ዘጸብቀልካ ካባካ ዝጽበ ህዝቢ ወንጌል እዩ በጃኩም ነቶም ትቓዎሙ ኣገልገልቲ ንቤት ኣምላክ ተጽሩፉ ኣለኩም

  • @tewolde8400
    @tewolde8400 18 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    Pastor Daniel ብዝአዕባ:Eriteria sanction ጽቡቅ:መልሲ: ንህዝቢ:ዝሐሊ: Pastor ከማኻ: ዝበሉ: ሐቀኛ:ናይ: አምላኽ:ሰባት: ይብዝሑልna:ጎይታ:ይባርኽካ: ዑቅባ:ስላሴ: ገና:ኣብናይ:ስጋ: እዩ :ዘሎ: መንፈስካ :አምላኽ: ይግዝአዮ:ብዙሕ:ካብ: አምላኽ: አይትርሐቅ:ካብ: ብዐል:Pastor Daniel ተምሀር please 🙏Glory to our God🙏

  • @hadadieritrawit3925
    @hadadieritrawit3925 13 นาทีที่ผ่านมา

    Dani hawey,

  • @BILENPRODUCTIONS
    @BILENPRODUCTIONS ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ዝኸበርኪ ሰላም፡ ንፖ/ር ዳንኤል እንዳፈለጥክዮ ከመይ መትሓዚ ዘይብሉ ዘረባ ኮለል ክብል ተምጽዮ፡

  • @evangelizethem1826
    @evangelizethem1826 9 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ብቀዳምነት ሰላም ሓብትና ዓብይ ነገር ኢኪ ጌርኪ። ተባረኺ። ብምቅጻል ፓስተት በላይ ስለ ጌጋ መንግስቲ ተዛሪቡ ዘይፈልጥ ክነሱ እዛረብ ምባሉ፥ ግብዝነት ወይ ሓሶት እያ። ብካል ወገን ድማ "ንስካ ተዛሪብካ ኣይተዛሪብካ እቲ መንግስቲ ዝገብሮ ጌጋ ሰብ ይፈልጦ እዩ" ክብል ተዛሪቡ፡። ንሕና ንሓደ ዓማጺ፥ ዓመጽ ትግበር ኣለካ እንብሎ እቲ ሰብ ስለ ዘይፈልጦ ንከነፍል ጦ ድዩ ? ኖ ኣይኾነን ነቲ ሰብ ዝፈልጦ ዓመጽ ደው ንከነብሎ፥ ጸቅጢ ንከንብረሉ እና ንዛረብ። ብኣባሃህላ ፓስተር በላይ ነቲ ዓማጺ መንግስቲ ኣይትግንሕዎ ኣይትቃወምዎ ብዛዕቡኡ ኣይትዛረቡ ይብለና ኣሎ። በዚ ድማ ፓስተር በላይ ምሉእ ብምሉእ ደጋፊ ዓማጺ ስርዓት ምኹኑ ንርዳእ።
    ምስዚ ውን " ንከይዛረብ ገለ ገለ ዝሕዘካ ኩነታት ኣሎ" ምባሉ ፓስተር በላይ ኣንጻር ናይቲ መንግስቲ ንከይዛረብ ዝተኣሰረሉ ጉዳይ ከም ዘሎ ብንጹር ትርዳእ። ግን ፓስተር ዳንኤል ንዓመጽ ዓመጽ ከይብል ነቲ ኣሲርዎ ዘሎ ኩነታት ዘይኮነስ ንሓቂ ቃል ኣምላኽ ክግዛእ ነይርዎ። ኣገልጋሊ ኣምላኽ ንኩነታት ናይቲ ዓማጺ ስርዓት ዘይኾነስ ነቲ ልዕሊ ኩሉ ኩነታትና ዝኾነ ቃል ኣምላኽ ክግዛእ ኣለዎ። ከመይሲ ቃል ኣምላኽ ብኩነታት ዘይሽረፍ ጸኒዑ ዝነብር ዘልኣለማውን ዘይለዋወጥን ስለ ዝኾነ። እዚ ፓስተር ዝተዛረቦ እታ ቃል ኣምላኽ "ብግዚኡን ብዘይግዚኡን ግናሕ" ዝበሎ ዝጥሕስ ብምዃኑ ፓስተር በላይ ንኩነታት እቲ ዓማጺ ስርዓት እምበር ንቃል ኣምላኽ ዘየቀድም ሰብ ምዃኑ ብንጹር ትርዳእ። ፓስተር በላይ እቲ ኣገልግሎቱ፦" ንኩነታት ዓማጺ ስርዓት ማእከል ዝገበረ እምበር ንኣምላኽን ንቃል ኣምላኽን ማእከል ዝገበረ ኣገልግሎት ከመዘይብሉ ትርዳእ። ንቃል ኣምላኽ ዘየቀድም ፥ ንቃሉ ደው ዘይብልን ድማ ክምህረና፥ ክጓስየካ ኣይንፈቅድን ኢና። ከመይሲ ናይ ኩነታት እምበር ናይ ተግባር ሰብ ስለ ዘይኾነ።
    ናይ እቁባይ ግና ምሉእ ብምሉእ ንጹርን ቅብልን

  • @eyobfissahaye4948
    @eyobfissahaye4948 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    እግዚኣብሔር ይባርኹኩም ፓር ዳኒኤል፡ ፓር ዑቕቢት!!!! ከም ናይ ወንጌል ኣገልገልቲ ከመይ ጌርና ወንጌል ነስፍሕ እዩ እቲ ሕቶ እሞ!!!! ብስንኽና እትን እዝን ምእንቲ ከይንዕቅፎም ነታ ሓቒ ሓቒ ንበላ ነቲ ሓሶት ድማ ሓሶት ንበሎ!!!! ብኸምዚ ኣብ ቅድሚ ኩሉ ሞገስ ንረክብ!!!! ንማንም ድማ ኣይንዕንቕፍን!!!! ተባረኹ!!!!!

  • @henokokubat2573
    @henokokubat2573 19 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    It's Babilica to be voice for voiceless

    • @henokokubat2573
      @henokokubat2573 19 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

      Justice starts from the church.

  • @samiabdu3877
    @samiabdu3877 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    God bless u all ❤❤❤

  • @elsaghebreyohannes1696
    @elsaghebreyohannes1696 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ንምንታይ እዮ ፖስተር ዳኒ ንዕቁቢት ንኤርትራ ኽወስደካ እዬ እልዎ????

    I didn’t understand

    • @ዓንሰባ
      @ዓንሰባ ชั่วโมงที่ผ่านมา

      😂😂😂😂ከም ዶክተር ፓስተር ክፍሉን ብጾቱን ኣብ ኮንተነራት ማይ ስርውስን ዓዲ ኣበይቶን የእትየ ከም ሳምና ከሕቅቀካ እየ ማለቱ ዩ 😂😂