ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ኣነ ብጣዓሚ እቲ ዝገርመኒ ነገር እንተ ዳኣ ሃሊዩ ኣገደስቲ ዝባሃሉ ነገራት ተምጺ ብምኻንኪ
ኣቲ ጅግና መን ነጊርኪ እታ ሽግና ኣነ እኳ ድሓን እየ ቀትሪ ተደቂሰ ግን ለይቲ ይኣብየኒ ዓለም ሙሉእ እየ ክጅርራ ዝሓድር
እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ዶክተር ሻሮን ኣዝዩ ጠቃሚ ትምህርቲ።
❤ክብረት ይሃብኪ ዶክተር ዕድመን ጥዕናን ይምነየልኪ❤
ዶክተር እግዚአብሔር የክብረልና ኣዚና ኢና ነመስግን። ናይ ማዳ ዝኮነ ክትብልና ክዓ ይላበወኪ
ኣነ ወላ ክሓታ እንዳበልኩ ተቀዲመ ተገዲስኪ መልስልና ደጉተር ሻሮን ሓፍትና
Wela ane beza mada zbluwa asteres gyruley tgdiski melslena d/r salom
Dr sharon እዚ ኣፍልጦኺ'ስ ኣብ ረድዮ ኮላይ እንተዝዝርጋሕ ኣብ eritrea ሕክምናን መድሃኒትን ዘየብሉ ዝነብር ህዝብና ብዙሕ ምድሓነን ምተጠቅመን ፕሊስ ፍትኒዮ
ኣምላክ ይባሪኪ ፡ ክብር ሓስባትን ጽብቅ መዳባቲን ኣለኪ እም ቐጽሊ ።
th-cam.com/channels/U1_tYX049Wg4aC6gElz8VQ.html
የቀንየልና፤ዶ/ጽብቅቲ ስለ ትህብና ትምርቲ።ብዘዓባ ሕማም ዓይኒ))ኸኣ ገለ ኽትብልና እንተ ክኢልኪ ጽቡቅ ኔሩ😍🙏😍በዝን ኾምፒተር ዓይንና ሓሚምና።
ብዙሕ ናይ media ሰብ ኣይኮንኩን በቲ ተቕርብዮ መደባት ግን ለባም ሰብ ኢኺ እሞ ቀጽልዮ ዓባይ ሰብ keep going ❤❤❤❤❤❤❤!!!
ክብረት ይሃበልና ዶክተር ሻሮን ሓብትና፣ብጣዕሚ ነመስግን። እግዚአብሔር ድማ ንልብኺ ዘይውዳእ ጸጋን እምነትን ይምልኣዮ።
ብጣዕሚ ፅቡቅ ትምህርቲ እዩ ዶክተር ሓፍትና
ጽቡቅ ትምርቲ ዩ ቀጽሊዮ መምህረይ ጓል ኤረይ
ዶክተር ሻሮን ፡ ነዓይ ኪትብሊ ዝመጻእኪ ኢኺ ትመስልኒ ናይ በሓቂ። 11 ዓመት ናይ ለይቲ ይሰርሕ ኔረ ፡ ሕጂ ናይ ቀትሪ ቀይረ፡ ካብ ዝቕይር ወርሐይ፡ ድቃስ ግን ተዛናቢሉኒ፡ ብጣዕሚ ብድቃስ ምሰኣን ለይቲ ተሳቕየ፡ ቀትሪ ግን ፈዘዝ ኪብል ይውዕል። ብመሰንጀር ጺሒፈልኪ ኣይረኣኽዮን ዘለኺ ናይ ቅድሚ ሒጂ ፡ እንበር ነይ ግለይ ምኽሪ ደልየ ኔረ ካባኺ ። ስለቲ ንህዝብኺ ትገብርዮ ዘለኺ ኣበርክቶ፡ ብልቢ የመስግነኪ፡ በኣምላኽ ርኸብዮ ጻዕርኺ።
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ ዶክተር ሻሮን ጠቃሚ ዝኮነ ትምህርቲ ኢኪ ተቅርብዮ ኩሉ ግዜ የቀንየልና ኣጀኪ ቀጽልዮ❤🙏🙏🙏
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ዶክቶረ❤
እንኳዕ ዳሕና መፃእኺ ክብርት ሓፍትና ዶክተር የቀንየልና
Edmn. Tenan. Yhabky. Hanteu ..marey. dkuter. Sharon
Thanks to social mediaዶክተረይ ምሳኺ ዘራኽበና 🙏
ነመስግን ዶክቶረ ዕድመን ጥዕና ይሃብኪ
ዶክተር ሻሮን ዕድመን ጥዕናን ይሀብኪ
ናይ ማዳን ፈጸጋን ሓፈሻዊ ናይ ገጽ ቆርበት ኣተሓሕዛ በጃኪ ዶክተር ሻሮን
ኣብ ናይ josias denden tube aleki ናይ መዳን ናይ ፈጸጋን totes meer schlamm maske ኣብቲ ናቱ chnnel atike nezia xhifelki zeleku mis xehafkya ktrekbyo eki kbri haftey
Doctoreyyy selamki ybzah hto alatni kalay gzei yxhfelki alku ጸጉርና ናይ ዝበዝሓና ይረግፍ አዩ አታይ ክንጥቀም ንክእል ብጃኪ ገለ በልና ከም ባኣል ቅርፋ ረዝማሪኖ ሰብ ጽቡቕ ይብል አዩ ገለ በልና ባ ዶክተርይ እታይ ዓይነት Shampoo ክንጥቀም ንክአል sorry tegediski melslna habibti
እዝጋቢሄር ፅድመን ጥዕናን ይሃብኪ❤❤
If can sleeping 🛌 please read bible message and frist thing pray to god 🙏Thanks Sister saron god blessed
አምላኽ ይባርኸኪ ብጣዕሚ ጥቃሚ ዝኮነ ትምህርቲ ሰለ ተምህርና ነመስግነኪ፡
❤❤❤❤❤❤. .100 ..100
💝🌹💞❣️💝🌹💞ሰላም ኪ ይብዛሕ ኣጆኪ በሪትዒ💓❤️💕❣️💝💞💓💝❤️
ብጣዕሚ የመስግን ዶክተር ሻሮንተውርድዮ ቀጻሊ ኢየ ዝከታተሎ ኣገዳስን ሃናጽን ኢኺ ተምጽልና ዘለኺ፡ Thank you.
Thank u Dr Sharon Amlak edmen tinan yhabki,kirekbeki delye nere bkemey kirkbki ykea👋
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ እግዚኣብሔር ኣምላክ
ዶክተር ብእትህብዮ አስተምህሩ ብጣዕሚ ነመስግነኪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ : ክሐትት ደልየ ዘለኹ ፍቃደኛ እንተኾንኪ ብዛዕባ ሕበጥ እግሪ ካብ ምንታይ ይመጽእ እንታይ ከ መድሃኒቱ ሐብርና: ብዝተረፈ ብጣዕሚ ነመስግነኪ ቀጽልዮ::❤
እስከ በሊ ኣብ ዘለኽዮ ሰላምን ቅሳነትን ንዓኺ ..ሳሩ ዓይነይ
ዶክተር ርሻን ሓብትና፥ ተምጽእዮ ኣርኢስታት ብጣዓሚ ሓጋዚ እዩ ቀጽልዮ ብዙሓት ሰባት ካብዚ ናትኪ ኣስተምህሮ ጠቅሚ ንረክብ ከምዘለና ከነመስግነኪ ንደሊ
Rchan aykonetn shima, sharon Eya
ዘመንኪ ኩሉ ብሩክ ይኩን ደ/ር ሻሮን
Dott.sharon.God blessed you
የቀንየልና🙏🏽❤🇪🇷🌷
يعجبني بسمتك بعد الانتهاء الحلقة تسلمي كثير❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ሰላም ዝሓፍተይ ብተቕርብዮ ጥዕናዊ ዝኾነ መልእኽትኺ ብጥዓሚ እየ ደስ እንዳበለኒ ዝከታተሎ፡ ሕጂ ግን ፍቓደኛ እንተኾይንኪ ሓደ ሕቶ ክሓተኪ ደልየ በዚ ዘለኪ ሞያ ተጠቂምኪ ክትምልስለይ ተስፋ ይገብር።እምበኣር ናብ ሕቶይ ኽኣቱ- ኣነ ስርሐይ ናይ ለይቲ እዩ ፡ሓደ ዓመትን ሽዱሽተ ወርሕን ናይ ለይቲ ጥራይ ሰሪሐ ይሰርሕ ውን ኣለኹ ፡ግን ቀጥሪ 8 ሰዓት እየ ዝድቕስ ፡ ሕጅስ ኣብ ለይቲ ዘይምድቓሰይ እንታይ ጽገም ከምጽኣለይ ይኽእል ፡ወይ እንታይ ክገብር ኣለኒ ግዜ እንተሃልዩኪ ተገዲስኪ መልስለይ።
እዚኣስ ክላ ናተይ ሕቶ ኢያ ለይቲ ምልኡ ኣብ ስራሕ እየ ቅትሪ እዩ መድቅስየይ።
አብ ሱዑዲ ለለና መብዛሕቴአና ቀትሪ ኢና ንድቅስ ሳዕቤን ተልይዎ ይስተረና
ዋላሓደ ኣይትኸውንን ኢኻ ቀሲንካ ስራሕ ዋእ
leyti zserhe seb nmsker aybqen u zbhal.nska 1kabom eka!
ሰላም ዶክቶር ሻሮን ንትህብርዮ ትምህርቲ ይከታተሎ እየ። ኣዝየ እየ ዘድንቀኪ ብምቅጻል ሓንንቲ ሕቶ ክሓተኪ ደልየ ኣብዚኣ ናይ ምሕርናኽ ኣብ ቆልዑት ከመይ ይጸልዎም ብምንታይ ከ ክሕከሙ ወይ ክፍወሱ ይከኣል፧ ብዝተረፈ ቀጽልዮ ስራሕኪ ኣዝዩ ጠቓሚ እዩ ንሕብረተሰብና ከማኺ ይብዝሑ።
የቐንየልና ዶክተር ሻሮን ብጣእሚ ኢና ነመስግን
❤️ክብረት ይሃብኪ ዶክተር በጻዓሚ ጽቡቅ ❤️❤️
❤❤❤❤ Yana konjo endamen tina yahbaly betimy eya zfatwakiy ❤
Thank you so much God bless you Doctor
አዝዩ ኣገዳሲ ምኽሪ ብራቮ ዶ.ሻሮን
GidBless you Docto For leeding is your People'sBless
Dr Sharon continue the good work your briefing on medical aspects is benefiting every individual who attentively listen to you. Thank u
ሻሮን የቐነልና ጽቡቕ ስራሕ።
Kbret yehabelna dejter haftna
That long sleeping hours can can cause stroke never crossed my mind. GOOD TO KNOW.
ጽቡቅ ትምህርቲ ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና።
Dr.saron such impressive teaching,may God bless you
Yekenyelna kbrti Dr. Edmen tanan yhabku zahaftey mearey ynwah
Thank You Dr
Thanks Docter sharon btaemi eye zketateleki
thankyou doctor sharon sleti tekami temekroki tlgslna zeleki dear sister.
Merci za galey edmen tenan yhabki fetari o dehabai
Wow amazing job ,that's a great an explanation !❤
Thanks more Dr.sharon
ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪብዛዕባ ማዳ ኣብ ገጽ ነዊሕ ግዜ ዝገበረ ብከመይ ክጠፍእ ይኽእል ተገዲስኪ መልሲ ኣምጽለይ ዶክቶረይ
Btami bzuh hagizkni tnxHanti Neger Anne xbook entezedekise bzuh zrsea.
ጽቡቕ ትምህርቲ ድ/ር ።ብፍላይ አዛ ኩሉ ግዜ ኣብ ተመሳሳሊ ግዜ ምድቃስ ብጣዕሚ ያ ኣገዳሲት።አቲ ካልአ ውን ሕማቕ ማለይ ኣይ ኮነን ግን ኣብ ሂወትየይ ዝረኸብክዎ ስለ ዝኾነት የ።
ሰላም ዶክተር ሳሮን ሓንቲ ሕቶ ክሓተኪ ቃንዛ ናይ ብርኪ አንታይ አዩ ፈውሲ
You are amazing please don’t stop!
Kemziom zbele yebzehalna nay behaqi bhzbom zhasbu
Tebareki birikitey jigna zemenki ybarek Goyta yesus
ብራቮ ዶ/ ሻሮነይ የቐንየልና ፣
ምኽርቲ ሃፍትና አድመን ጥእናን ይሃብኪ
የቐኒየልና ክብረት ይሃበልና
ሓቀይ እንድየ ድኣ ድቃስ ኣቢኒ ኢለ ክጭነቅ ምክንያቱ ኣነ ክድቅስ ኢለ ኣብ ዓራት ምስ ደየብኩ ቲለፎን ይጥውቅ ክሳብ ድቃስ ድመጻኒ ኢለ ሽዑ ቡኡ ጌረ ይበራበር & thanks doctor sharom 🙏🙏
Thank you doctor sharon
ኣምላክ ዕድመ ጥዕና የሃብኪ ዶ/ ር
ዶ/ር ሻሮን ንዓና ተቃሚ እትህብና መሃሪ ቀጽልዮየመስግነኪ 🍇🍇🍇🌦🌦🌦🌻🌻🌻
ዶ/ር ሻሮን ብጣእሚ እና ነመስግነኪ መደባትኪ ንካታተሎ እና።ሃንቲ ሕቶ ድኣ ነራትኒ ከሸግረኪ ናይ ኣፍንጃ ኣለርጅ ኣለኒ እንታይ ተገበርኩ ይሃይሽ ቀጻሊ ጸረርታ እንዳ ገበርለይ
God bless you 🙏
Btami nemsgneki doctor sharon
Hi Dr. Sharon thank you so much for sharing To our people I really appreciate it God bless you with your family we love you
ብጣዕሚ ኢና ነመስግን ዶክተር ሻኖነይ ካብ ምንታይ እዩ ግን፡ኩልኩም ይሕዋት ዶካትር ኢኩም ብሓቂ ቕዱስ ቕንኢ ዘቕንእ ትምህርቲ ኣለኩም ንዓና ከኣ ትጥቀሙና ኣለኩ
Thanks DR Sharon, we are learning a lot🙏
Edmen tenan yhabki mearey
Kem kulu gizie kibret yahabki. Kemey knrekbeki nkel...🙏
Thanks doctor 😘🙏
Hii sisi God bless you ane hati hoto alatini rasey yhmeni konu bdhrey meli ❤
ክብሪት ይሃብክ ዶክተሪይ 🙏🙏🙏
Thank you 🙏 God bless you abundantly ,you always come with helpful topic .
Dr.sharon kebrit yehabelan fetari serhaki yebarik bezeba kebdi eba geli belana
Hi doctor Sharon thanku for sharing God bless you and your family 😊
ፅቡቅ ጌርኪ ትፈልጥናኢኪ 👍👍🙏
Thank you, sister ab eritrea zegoanefeni tsegemi ab libyani kisab hiji selam kelini
Hi Dr. Sharon, thank you for everything you do for our people. God bless u
ዶክተር ሻሮን ብልጽቲ🌷
Hiwetey beaki buzuh temahayshu Thank you so much
ሰላም ሰላም ዶክተር ሻሮን አብ ስራሕኪ አሳልጦ እዳተመነኮ ሐንቲ ሕቶ አላትኒ ብዛዕባ ድቃስ ብዓል ቤተያ ኮልጌዜ ምስ ደቀስ ከም ጸቅጢ ይገብርሉ እሙ ብጣዕሚ የእዊ እሙ ምስ ነቅነክዉ ይገድፎ እዚ ካብ ምንታይ ትብልና የቀኔልና 🙏🏾🙏🙏
God bless you more and more 🙏 ❤️ 🙌 Dr .Sharon
Hi Doctor thank you so much for your efforts I really appreciate it can you please make a video about ABS God bless you 🙏
ክብረት ይሃበልና ዶክተር ሻሮን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ።
Egzabher amlak edman tenan yehabki doctor Sharon
God bless you blessed sis thankyou
ብሓቅ ጋል ዓበይት 👉👏👏👏
የቀንየልና ዶክተር
All Your videos are so informative,Thank you sweetie ❤💕 ❤
የቀንየና ዝሓፍተይ
The main problem on this time tellphon so.. thank you d r sharon
Thankyou.tchear.dr.sharon❤❤❤❤❤❤
ኣነ ብጣዓሚ እቲ ዝገርመኒ ነገር እንተ ዳኣ ሃሊዩ ኣገደስቲ ዝባሃሉ ነገራት ተምጺ ብምኻንኪ
ኣቲ ጅግና መን ነጊርኪ እታ ሽግና ኣነ እኳ ድሓን እየ ቀትሪ ተደቂሰ ግን ለይቲ ይኣብየኒ ዓለም ሙሉእ እየ ክጅርራ ዝሓድር
እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ዶክተር ሻሮን ኣዝዩ ጠቃሚ ትምህርቲ።
❤ክብረት ይሃብኪ ዶክተር ዕድመን ጥዕናን ይምነየልኪ❤
ዶክተር እግዚአብሔር የክብረልና ኣዚና ኢና ነመስግን። ናይ ማዳ ዝኮነ ክትብልና ክዓ ይላበወኪ
ኣነ ወላ ክሓታ እንዳበልኩ ተቀዲመ ተገዲስኪ መልስልና ደጉተር ሻሮን ሓፍትና
Wela ane beza mada zbluwa asteres gyruley tgdiski melslena d/r salom
Dr sharon እዚ ኣፍልጦኺ'ስ ኣብ ረድዮ ኮላይ እንተዝዝርጋሕ ኣብ eritrea ሕክምናን መድሃኒትን ዘየብሉ ዝነብር ህዝብና ብዙሕ ምድሓነን ምተጠቅመን ፕሊስ ፍትኒዮ
ኣምላክ ይባሪኪ ፡ ክብር ሓስባትን ጽብቅ መዳባቲን ኣለኪ እም ቐጽሊ ።
th-cam.com/channels/U1_tYX049Wg4aC6gElz8VQ.html
የቀንየልና፤ዶ/ጽብቅቲ ስለ ትህብና ትምርቲ።ብዘዓባ ሕማም ዓይኒ))ኸኣ ገለ ኽትብልና እንተ ክኢልኪ ጽቡቅ ኔሩ😍🙏😍በዝን ኾምፒተር ዓይንና ሓሚምና።
ብዙሕ ናይ media ሰብ ኣይኮንኩን በቲ ተቕርብዮ መደባት ግን ለባም ሰብ ኢኺ እሞ ቀጽልዮ ዓባይ ሰብ keep going ❤❤❤❤❤❤❤!!!
ክብረት ይሃበልና ዶክተር ሻሮን ሓብትና፣ብጣዕሚ ነመስግን። እግዚአብሔር ድማ ንልብኺ ዘይውዳእ ጸጋን እምነትን ይምልኣዮ።
ብጣዕሚ ፅቡቅ ትምህርቲ እዩ ዶክተር ሓፍትና
ጽቡቅ ትምርቲ ዩ ቀጽሊዮ መምህረይ ጓል ኤረይ
ዶክተር ሻሮን ፡ ነዓይ ኪትብሊ ዝመጻእኪ ኢኺ ትመስልኒ ናይ በሓቂ።
11 ዓመት ናይ ለይቲ ይሰርሕ ኔረ ፡ ሕጂ ናይ ቀትሪ ቀይረ፡ ካብ ዝቕይር ወርሐይ፡ ድቃስ ግን ተዛናቢሉኒ፡ ብጣዕሚ ብድቃስ ምሰኣን ለይቲ ተሳቕየ፡ ቀትሪ ግን ፈዘዝ ኪብል ይውዕል።
ብመሰንጀር ጺሒፈልኪ ኣይረኣኽዮን ዘለኺ ናይ ቅድሚ ሒጂ ፡ እንበር ነይ ግለይ ምኽሪ ደልየ ኔረ ካባኺ ።
ስለቲ ንህዝብኺ ትገብርዮ ዘለኺ ኣበርክቶ፡ ብልቢ የመስግነኪ፡ በኣምላኽ ርኸብዮ ጻዕርኺ።
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ ዶክተር ሻሮን ጠቃሚ ዝኮነ ትምህርቲ ኢኪ ተቅርብዮ ኩሉ ግዜ የቀንየልና ኣጀኪ ቀጽልዮ❤🙏🙏🙏
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ዶክቶረ
❤
እንኳዕ ዳሕና መፃእኺ ክብርት ሓፍትና ዶክተር የቀንየልና
Edmn. Tenan. Yhabky. Hanteu ..marey. dkuter. Sharon
Thanks to social media
ዶክተረይ ምሳኺ ዘራኽበና 🙏
ነመስግን ዶክቶረ ዕድመን ጥዕና ይሃብኪ
ዶክተር ሻሮን
ዕድመን ጥዕናን ይሀብኪ
ናይ ማዳን ፈጸጋን ሓፈሻዊ ናይ ገጽ ቆርበት ኣተሓሕዛ በጃኪ ዶክተር ሻሮን
ኣብ ናይ josias denden tube aleki ናይ መዳን ናይ ፈጸጋን totes meer schlamm maske ኣብቲ ናቱ chnnel atike nezia xhifelki zeleku mis xehafkya ktrekbyo eki kbri haftey
Doctoreyyy selamki ybzah hto alatni kalay gzei yxhfelki alku ጸጉርና ናይ ዝበዝሓና ይረግፍ አዩ አታይ ክንጥቀም ንክእል ብጃኪ ገለ በልና ከም ባኣል ቅርፋ ረዝማሪኖ ሰብ ጽቡቕ ይብል አዩ ገለ በልና ባ ዶክተርይ እታይ ዓይነት Shampoo ክንጥቀም ንክአል sorry tegediski melslna habibti
እዝጋቢሄር ፅድመን ጥዕናን ይሃብኪ❤❤
If can sleeping 🛌 please read bible message and frist thing pray to god 🙏
Thanks Sister saron god blessed
አምላኽ ይባርኸኪ ብጣዕሚ ጥቃሚ ዝኮነ ትምህርቲ ሰለ ተምህርና ነመስግነኪ፡
❤❤❤❤❤❤. .100 ..100
💝🌹💞❣️💝🌹💞ሰላም ኪ ይብዛሕ ኣጆኪ በሪትዒ💓❤️💕❣️💝💞💓💝❤️
ብጣዕሚ የመስግን ዶክተር ሻሮን
ተውርድዮ ቀጻሊ ኢየ ዝከታተሎ ኣገዳስን ሃናጽን ኢኺ ተምጽልና ዘለኺ፡ Thank you.
Thank u Dr Sharon Amlak edmen tinan yhabki,kirekbeki delye nere bkemey kirkbki ykea👋
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ እግዚኣብሔር ኣምላክ
ዶክተር ብእትህብዮ አስተምህሩ ብጣዕሚ ነመስግነኪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ : ክሐትት ደልየ ዘለኹ ፍቃደኛ እንተኾንኪ ብዛዕባ ሕበጥ እግሪ ካብ ምንታይ ይመጽእ እንታይ ከ መድሃኒቱ ሐብርና: ብዝተረፈ ብጣዕሚ ነመስግነኪ ቀጽልዮ::❤
እስከ በሊ ኣብ ዘለኽዮ ሰላምን ቅሳነትን ንዓኺ ..ሳሩ ዓይነይ
ዶክተር ርሻን ሓብትና፥ ተምጽእዮ ኣርኢስታት ብጣዓሚ ሓጋዚ እዩ ቀጽልዮ ብዙሓት ሰባት ካብዚ ናትኪ ኣስተምህሮ ጠቅሚ ንረክብ ከምዘለና ከነመስግነኪ ንደሊ
Rchan aykonetn shima, sharon Eya
ዘመንኪ ኩሉ ብሩክ ይኩን ደ/ር ሻሮን
Dott.sharon.God blessed you
የቀንየልና🙏🏽❤🇪🇷🌷
يعجبني بسمتك بعد الانتهاء الحلقة تسلمي كثير❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ሰላም ዝሓፍተይ ብተቕርብዮ ጥዕናዊ ዝኾነ መልእኽትኺ ብጥዓሚ እየ ደስ እንዳበለኒ ዝከታተሎ፡ ሕጂ ግን ፍቓደኛ እንተኾይንኪ ሓደ ሕቶ ክሓተኪ ደልየ በዚ ዘለኪ ሞያ ተጠቂምኪ ክትምልስለይ ተስፋ ይገብር።
እምበኣር ናብ ሕቶይ ኽኣቱ-
ኣነ ስርሐይ ናይ ለይቲ እዩ ፡ሓደ ዓመትን ሽዱሽተ ወርሕን ናይ ለይቲ ጥራይ ሰሪሐ ይሰርሕ ውን ኣለኹ ፡ግን ቀጥሪ 8 ሰዓት እየ ዝድቕስ ፡ ሕጅስ ኣብ ለይቲ ዘይምድቓሰይ እንታይ ጽገም ከምጽኣለይ ይኽእል ፡ወይ እንታይ ክገብር ኣለኒ ግዜ እንተሃልዩኪ ተገዲስኪ መልስለይ።
እዚኣስ ክላ ናተይ ሕቶ ኢያ ለይቲ ምልኡ ኣብ ስራሕ እየ ቅትሪ እዩ መድቅስየይ።
አብ ሱዑዲ ለለና መብዛሕቴአና ቀትሪ ኢና ንድቅስ ሳዕቤን ተልይዎ ይስተረና
ዋላሓደ ኣይትኸውንን ኢኻ ቀሲንካ ስራሕ ዋእ
leyti zserhe seb nmsker aybqen u zbhal.nska 1kabom eka!
ሰላም ዶክቶር ሻሮን ንትህብርዮ ትምህርቲ ይከታተሎ እየ። ኣዝየ እየ ዘድንቀኪ ብምቅጻል ሓንንቲ ሕቶ ክሓተኪ ደልየ ኣብዚኣ ናይ ምሕርናኽ ኣብ ቆልዑት ከመይ ይጸልዎም ብምንታይ ከ ክሕከሙ ወይ ክፍወሱ ይከኣል፧ ብዝተረፈ ቀጽልዮ ስራሕኪ ኣዝዩ ጠቓሚ እዩ ንሕብረተሰብና ከማኺ ይብዝሑ።
የቐንየልና ዶክተር ሻሮን ብጣእሚ ኢና ነመስግን
❤️ክብረት ይሃብኪ ዶክተር በጻዓሚ ጽቡቅ ❤️❤️
❤❤❤❤ Yana konjo endamen tina yahbaly betimy eya zfatwakiy ❤
Thank you so much God bless you Doctor
አዝዩ ኣገዳሲ ምኽሪ ብራቮ ዶ.ሻሮን
GidBless you Docto For leeding is your People'sBless
Dr Sharon continue the good work your briefing on medical aspects is benefiting every individual who attentively listen to you. Thank u
ሻሮን የቐነልና ጽቡቕ ስራሕ።
Kbret yehabelna dejter haftna
That long sleeping hours can can cause stroke never crossed my mind. GOOD TO KNOW.
ጽቡቅ ትምህርቲ ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና።
Dr.saron such impressive teaching,may God bless you
Yekenyelna kbrti Dr. Edmen tanan yhabku zahaftey mearey ynwah
Thank You Dr
Thanks Docter sharon btaemi eye zketateleki
thankyou doctor sharon sleti tekami temekroki tlgslna zeleki dear sister.
Merci za galey edmen tenan yhabki fetari o dehabai
Wow amazing job ,that's a great an explanation !❤
Thanks more Dr.sharon
ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ
ብዛዕባ ማዳ ኣብ ገጽ ነዊሕ ግዜ ዝገበረ ብከመይ ክጠፍእ ይኽእል ተገዲስኪ መልሲ ኣምጽለይ ዶክቶረይ
Btami bzuh hagizkni tnx
Hanti Neger Anne xbook entezedekise bzuh zrsea.
ጽቡቕ ትምህርቲ ድ/ር ።ብፍላይ አዛ ኩሉ ግዜ ኣብ ተመሳሳሊ ግዜ ምድቃስ ብጣዕሚ ያ ኣገዳሲት።አቲ ካልአ ውን ሕማቕ ማለይ ኣይ ኮነን ግን ኣብ ሂወትየይ ዝረኸብክዎ ስለ ዝኾነት የ።
ሰላም ዶክተር ሳሮን ሓንቲ ሕቶ ክሓተኪ ቃንዛ ናይ ብርኪ አንታይ አዩ ፈውሲ
You are amazing please don’t stop!
Kemziom zbele yebzehalna nay behaqi bhzbom zhasbu
Tebareki birikitey jigna zemenki ybarek Goyta yesus
ብራቮ ዶ/ ሻሮነይ የቐንየልና ፣
ምኽርቲ ሃፍትና አድመን ጥእናን ይሃብኪ
የቐኒየልና ክብረት ይሃበልና
ሓቀይ እንድየ ድኣ ድቃስ ኣቢኒ ኢለ ክጭነቅ
ምክንያቱ ኣነ ክድቅስ ኢለ ኣብ ዓራት ምስ ደየብኩ ቲለፎን ይጥውቅ ክሳብ ድቃስ ድመጻኒ ኢለ ሽዑ ቡኡ ጌረ ይበራበር & thanks doctor sharom 🙏🙏
Thank you doctor sharon
ኣምላክ ዕድመ ጥዕና የሃብኪ ዶ/ ር
ዶ/ር ሻሮን ንዓና ተቃሚ እትህብና መሃሪ ቀጽልዮ
የመስግነኪ 🍇🍇🍇🌦🌦🌦🌻🌻🌻
ዶ/ር ሻሮን ብጣእሚ እና ነመስግነኪ መደባትኪ ንካታተሎ እና።
ሃንቲ ሕቶ ድኣ ነራትኒ ከሸግረኪ ናይ ኣፍንጃ ኣለርጅ ኣለኒ እንታይ ተገበርኩ ይሃይሽ ቀጻሊ ጸረርታ እንዳ ገበርለይ
God bless you 🙏
Btami nemsgneki doctor sharon
Hi Dr. Sharon thank you so much for sharing To our people I really appreciate it God bless you with your family we love you
ብጣዕሚ ኢና ነመስግን ዶክተር ሻኖነይ ካብ ምንታይ እዩ ግን፡ኩልኩም ይሕዋት ዶካትር ኢኩም ብሓቂ ቕዱስ ቕንኢ ዘቕንእ ትምህርቲ ኣለኩም ንዓና ከኣ ትጥቀሙና ኣለኩ
Thanks DR Sharon, we are learning a lot🙏
Edmen tenan yhabki mearey
Kem kulu gizie kibret yahabki. Kemey knrekbeki nkel...🙏
Thanks doctor 😘🙏
Hii sisi God bless you ane hati hoto alatini rasey yhmeni konu bdhrey meli ❤
ክብሪት ይሃብክ ዶክተሪይ 🙏🙏🙏
Thank you 🙏
God bless you abundantly ,you always come with helpful topic .
Dr.sharon kebrit yehabelan fetari serhaki yebarik bezeba kebdi eba geli belana
Hi doctor Sharon thanku for sharing God bless you and your family 😊
ፅቡቅ ጌርኪ ትፈልጥናኢኪ 👍👍🙏
Thank you, sister ab eritrea zegoanefeni tsegemi ab libyani kisab hiji selam kelini
Hi Dr. Sharon, thank you for everything you do for our people. God bless u
ዶክተር ሻሮን ብልጽቲ🌷
Hiwetey beaki buzuh temahayshu Thank you so much
ሰላም ሰላም ዶክተር ሻሮን አብ ስራሕኪ አሳልጦ እዳተመነኮ ሐንቲ ሕቶ አላትኒ ብዛዕባ ድቃስ ብዓል ቤተያ ኮልጌዜ ምስ ደቀስ ከም ጸቅጢ ይገብርሉ እሙ ብጣዕሚ የእዊ እሙ ምስ ነቅነክዉ ይገድፎ እዚ ካብ ምንታይ ትብልና የቀኔልና 🙏🏾🙏🙏
God bless you more and more 🙏 ❤️ 🙌 Dr .Sharon
Hi Doctor thank you so much for your efforts I really appreciate it can you please make a video about ABS God bless you 🙏
ክብረት ይሃበልና ዶክተር ሻሮን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ።
Egzabher amlak edman tenan yehabki doctor Sharon
God bless you blessed sis thankyou
ብሓቅ ጋል ዓበይት 👉👏👏👏
የቀንየልና ዶክተር
All Your videos are so informative,
Thank you sweetie ❤💕 ❤