EMNA1 "ብዝስንድዎ ዝነበርኩም ቡምቧታት ኣርፒጂ፡ ጸልእቲ ኣውያት ጥራሕ'ዮም ዝኾኑ " መድፍዓጂ ኣርፒጂ ተጋ በርሀ ገረዝግሄር ERITREAN HISTORY
ฝัง
- เผยแพร่เมื่อ 25 ส.ค. 2024
- EMNA1 "ብዝስንድዎ ዝነበርኩም ቡምቧታት ኣርፒጂ፡ ጸልእቲ ኣውያት ጥራሕ'ዮም ዝኾኑ " መድፍዓጂ ኣርፒጂ ተጋ በርሀ ገረዝግሄር ERITREAN HISTORY AND CULTURE
#eritreanhistory #eritreanmovie HISTORY AND CULTURE #efremghidey #Efremghidey #eritrea #ERITREANHISTORYANDCULTURE #Efremghidey #eritrea #ERITREANHISTORYANDCULTURE
ኣቤት ዘረባ ኣሉ ካብ ኣሉላ እምበረ ድንቅን ኣገራሚትን ኣገላልጻ ብሓቂ ዘይትገፍሖምን ዘይትጸቦምን መግለጺት ረኺብካሎም ኣያይ ጅግና ንበረልና ክቡረይ
ናይ ብሓቂ ሰሚዕካ ዘይጽገብ ጅግንነት ኣያታትናን ኣቦታትናን ❤❤❤❤❤❤
What do we call this guy perfect,confident, smooth easy to hear.
አንታ እዚ ህግ ናይ ባሐቂ ዲዩ ሰብ ነይሩ :: ይገርም እዩ ጅግንነት :ትብዓት :ሐቦ :ስኒ ምንካስ:ሐቂ:ብጻይነት: ተወፍይነት ዝማሀረ እዩ:: ጅግና ንበረልና
❤🇪🇷❤🙏🇪🇷❤🎉🇪🇷❤🎉🇪🇷መርሓባ ኤፍሬም ግደ ማህደር ታሪኽ ጀጋኑና, ጻዕርኻን ስራሕካን ዓቢ ክብርን ምስጋናን ንዓኻ ይኹን::
ኤፍሬም ጽቡቅ ስራሕ። ዕድመን ጥዕናን
ንሃገር ሒዝዋ ዘሎ ስንኩል እዩ.. ቃል ተጋዳላይ በርሄ
ስንኩል ከምዚ ናትካ ዓይነት ኣተሓሳስባ ዘለዎ ሰብ "ዩ።
ይበል መደብ ኢፍሬም ሓውና ታሪኽ ጀጋኑና በርብሮ ኢኻ ዘይ ፈለጦ ክፍልጦ።❤❤
ካብታ ብዘይሕለል መስዋእቲ ደምን ኣዕጽምትን ጀጋኑናን ሰማእታትናን ዝተረኽበት መሬት ምዃንና ንሕበን።🙏✨️🕯🐪🇪🇷 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🕯✨️🙏
EMNA ብጣዕሚ ጽቡቅ መደብ እካ ተቅርብ ዘለካ እንተኮነ ናይዚ ጅግና ባዓልቲ ቤት ንእሽቶ ዕድል ክትህባ ተጸብናካ ብዝተረፈ ከምዝኦም ጀጋኑ ምፍታሽካ ቀጽል ሰሰናዩ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ጽቡቅ ኣጋላልጻ ተ /ይ በርሀ ሓልዮት ብጻይነት ሓሊፉ
ተዓወትና እና ዓወት ኒሕፍሽ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💝💝💝💝💝💝🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ብጣዕሚ መሳጢ ታሪኽ፡ በርሀ ምስ በዓልቲ ቤትካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ፡ ኤፍሬም ብተቕርቦ ታሪኽ ገድልና ክትምስገን ይግብኣካ እዩ፡፡❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑና ዓወት ንሐፋሽ ✊✊✊🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️
ጸጋን ጥዕናን ስድራቤት በርሀ ገ፡ሄር ምስ ቤቱ ምዕራፍ ተወልደ ሃብቱ ጽቡቕ ታሪኽ ኩሉ ግዜ ኤርትራዊ ዕውት እዩ ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
🙏❤❤❤🙏
ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑና❤
ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንሰማእታትና🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Doing well wedi Gide keep up the good work all the best.
Ephrem Gide We do appreciate for all your hard work keep it up brother. Over 5 month a go we expected ( part 2 of EMNA 1 ቀደም ምስ ሃሱሳትን ዑሱባትን ነይረ። ሕጂ ግን ምስ ዋርሳይን መንደላይን ERITREAN HISTORY AND CULTURE) but still not released. Please we expected part 2 soon. Thx
❤❤❤❤❤🎉❤⚘️🌺❤Kibrin Mogosin niswatna❤❤bigbri yzekeru
በርሀ ሓወይ ባይታ ዘይወድቅ ረዚን ቃል ኣስሚዕካና። ዕድመን ጥዕናን ሰላምን ፍቅርን ምስ ኩሉ ቤትካ ይምነየልካ።🎉🎉🎉🎉🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
❤❤❤❤❤
Admen tanan nkulukum Makalakal serawit Eritrea 🇪🇷
🇪🇷🇪🇷🇪🇷behakatukumo
Yeibunayeina jeganuna
Sabia Nizehleme Ajokumo
Kuruhakinu🇪🇷🇪🇷✊✊👍👍✅❤️🌺🙏🇪🇷🇪🇷
እዋይ ዘይምነው ዕላላት ጀጋኑ አያታትና ዕድመን ጥዕና ያሀብኩም ኢፊ ሐወና እዚ ትገበሮ ዘለካ ታሪክና ንክንፊልጥ ጠቂምና እዮ ሞ ብርዕካ ይሰሰን🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤
መርሓባ ኩቡራት ደቂ ኤረይ ሰብ ስረ ይሰነድ እቲ ጅግንነትኩም መታን ከነሕልፎ ናብ ዉሉድ ወሎዶኩም 🇪🇷💞🇪🇷
ኣያይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ምስ ሙሉኣት ስድራቤትካ።
ኤፍሬም ሓዉና ከኣ ይበል ስራሕ ደኪመ ከይ በልካ ንዓና ንኡሳት ወሎዶ ታሪኽና ከተፍልጥ ትጽዕሮ ዘለካ ፈጣሪ ይሓግዝካ🇪🇷💞🇪🇷🙏
Thank you jeganu deki eri 👌🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️thank you efrem geday ❤🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Marhhaba kuburat yehhwaty jeganu hhubunat Eritreawiyan selam selam iti zantakkum zanta nay Mulde Eritreawi sle ziqone tsinn ilna ina nsemakumn mulue selamtana ybtsahhkum.Mulue ttien wn ymneyelkum.Eritreawit hhaftkkum ❤❤❤❤❤❤Eritrea 🇪🇷 Eritrea 🇪🇷 Eritrea 🇪🇷 Eritrea 🇪🇷 Eritrea 🇪🇷
ኣየጀጋኑ ሓበና ኩርዓትና ጻማኹም ብልጽግቲ ኤርትራ የርኢኹም ጥራሕ ኢናንብል❤❤
Merheba deki Erey maarey, enkoa natey konkum deki Erey maarey, wxaae maaet ekum desssssss zebil lowah eka🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💕💕💕💕🌹🌹🌹🌹🌹✅
የቀንየልና እፍሬም ሐዉና ነዞም ጀጋኑ ኩሉ ነብሶም ታሪኽ ዝኮኑ ዘቅረብካልና። ክብረት ይሃበልና ስለ እቲ ኩሉ ጅግንነትኩም 🙏❤️🇪🇷❤️🙏
ጽቡቕ መሃሪ ዛንታ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Thanks efrem gidde for providing this wonderful and informative programme as usual.!!🇪🇷✌️🇪🇷✌️🇪🇷✌️🇪🇷✌️🇪🇷
❤❤❤❤ኩቦርሉና ጀጋኑ ኣርካናት ኣቦታትና ምኢታን ንዓና ኪጥዕመና❤❤❤
Proud to be Eritrean and thank you
አነ ካብቲ ዘይውዳእ 🇪🇷 ኣድናቆተይ.... ህዝባዊ ግንባርሲ አቲ :
ዝጎስጎስዎ...ብማዕረ ሕዝቢን ትጋዳላይን ... ንቅሓት 💪🏼💪🏼አዚ ኣዘራርቡኡ... ብማስተር ናይ ፖሎትካል ሳይንስ ዝተመረቀ አዩ ዝጥም 👌🏼🇪🇷👌🏼
የቀንየልና ነዞም ኣቦታትና ታሪኾም ከካፉሉ ዘምጻእካልና 🇪🇷💪🏼🇪🇷💪🏼
Jigna nberelna ❤❤❤
Nay behaki semieka zeymno tarikn jignnet abotatnan adetatna 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ,btekrbelna zeleka btaemi ena egubat Efrem kexlo ab gonuku alena bhagerna ERITREA 🇪🇷 zmexena kee Yfeltuwo eyom mngar aydlyomn eyu ezo ghalalu telemti,.bzterefe ajokum ayni abaykum ydefen deki ERITREA 🇪🇷 ♥️ 💖 ❤️ 💓.........
Keep up the great work 👍 ❤
አቤት ጅግንንነት በርህ ጅግና
Hashesh entay temxwo xbuq neyru ❤❤❤
Our true hero!!Thank you
Amazing
Xbuk Agelalxa wedemoy Akurkana
❤❤❤❤
Thank you my Hero ♥️🇪🇷♥️
Great job ❤❤❤❤❤❤ 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉 you are right ✅️
Admen tenan yhabkum fetari jigna aboytatna ❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💖💖🙊🙊🙊🙊🙊💖
Messegenanahakumo
Sabia Sabia Nizehleme Niberena Eritrea 🇪🇷 🇪🇷🇪🇷🙏🙏✊✊✅✅❤️❤️👍👍✊✅🌺❤️👍🇪🇷🇪🇷sabianizehleme
VIVA Eritrea Vor Immer 🇪🇷😁
👋👋👋👋👋👋👋👋👋👋
ዝወዓለ ይንገር ዝብል ብሂል እዚ ዩ ሞ ሓደ ካብቶም ዓቢ ታሪኽ ናብ ህዝቦም ብኻዕበት ዘካፍሉ፣ ሓደ ነቲ መሰረታዊ ዕላማ ንምርኣይ ከኣ ስለ ዝበቓካ እንቃዓ ኩሉ ክትርኢ ከኣልካ። በል ደርጋሓዮ ሓው በርሀ፤
ኩሉ ኣሎ ዝባሃል ክብሪ ንኹልኹም ንኩሉ ድልየታትኩም ዝሰዋእኩም ክቡራት ዜጋታት ኤርትራ። ኣዝዩ ልዑል ዝኽርን ክብርን ንጀጋኑ ሰማእታት ኤርትራ። 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ክቡር ሓው ኤፍርየም ከኣ ነዚ ክቡር ታሪኽ ዝወነነ ዜጋ ብምቕራብካ 🙏🙏🙏🙏🙏🙏
Selami wedi Hizibawi Ginbari Harineti Eritrea selami wedi Guide niberi kiber 🌾🇪🇷🌾
Adha zkone sebay ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉 Odmen thonan ymneyelki ❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Admen tanan yhabkum fetari jeganu abotatna ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤🎉❤🎉❤like like 👍 keep going my brother ❤harbna🎉🎉❤
Be eritrean am proud
❤️❤️❤️👍🏽
Jigan Abotatna Ademen tenan yehabkum fetari Good job deqi Rimiyyyyyy❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Welcome Efram Gede mes edum gashka jegna Tegdly Berhe mes beslti betu❤❤❤🎉🎉
❤
Welcome EMNA & Efrime Gidey & Aya Berhe
❤❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ክቡር ጅግና ተጋዳላይ በርሀ ካብቲ ኩሉ ሕሰም ወጺእካ ነቲ ዝሰራሕካዮ ታሪኽ ጅግንነት ህዝባዊ ግንባር ከትዘንቱ እቃዕ ኣብቀዓካ: ነዓኻትኩም ክንገልጽ ቃላት የብልናን: እንቃዕ ጥራሕ ኤርትራውያን ኮንና ወነንቲ'ዚ ታሪኽ🇪🇷💖:
ኣነውን ከምዛ ዜማ ኩሉ ግዜ "ተጋዳላይ ዝብሉኻስ እንታይ'ዩ ፍጥረትካ" ትብል ቃል መግለጺት ተጋደልትና ይደጋግማ: ሰብ ምዃኑ 'ኴ ፍሉጥ እንተኾነ ዝምጥኖ ቃላት ስለዘይርከብ ዘ-ኢትነገር ኢልካ ትሓልፎ:
ክበር ንበር ንገስ ተጋዳላይ 🇪🇷💖🙏🏽:
ኤፊ ሓወይ ከኣ ታሪኽ ገድሊ ኤርትራ ብሰራሕቱ ክዝንቶ ዘለዎ ረዚን ታሪኽ ዝያዳ ክብሪ ስለ ዘለዎ
ንኣዳለውቲ'ዚ መደብ ብጣዕሚ ኢና ነመስግነኩም ክብሪ ነዓኹም ይኹን 🇪🇷💖🙏🏽:
ሞሳ ንጀጋኑና :
ዘልኣለማዊ ክብርን ሞጎስን ንሰማእታት ኤርትራ 🇪🇷💖🙏🏽🙏🏽🙏🏽::
Good job qeselo pls ab kalut zobetat keman zewerbelena 🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪🏿💪🏿💪🏿 jeganu abotatna
Efi good history keep going.... gn shmey resiakani aleka Tedros Efrem Melles.... I,m from the 1st follower on this Eritrea,n chanel don't forget next please
❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤🎉🎉❤❤
🇪🇷🐪🌹❤️🙏🇪🇷🐪🌹❤️🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Welcome deqi rimey 💕
Yes u are very educated and smart
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🌹🌹🌹
I know BERHE I am from Abarda.
ተጋዳላይ ነታ 12 ቦምባ ትሓርማ ዘይፈረሰት ተሰግዑ ዝዋጋእ . ነታ ከውሒ ኣሚኑ ዘይኮነ ነታ ከውሒ ነብሱ ኣሚኑ እዩ ዝዋጋእ..
ሓያል ቃል ተጋ / በርሄ.. ይገርም እዩ ምስ ሰራዊት ኤርትራ ምውጋእ ምስ ከውሒ ምውጋእ ዝብልዎ ሓቂ እዩ!"
Eta agelalxues wala nea equaya ajibatni hawey yibel wekawi kalat
Yake deki keren alekum do ezi sebiay aba kolo anday hayle aymeslin eway
Welcome back
❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
Efi jgna wedi erey 🇪🇷🇪🇷🇪🇷btaemi yekenielna.berbro eske tarik ezom ayatatna
Wahis hiliwina haben hager zeyidgem welodo 🇪🇷 eritrea 🇪🇷 ab aserkum alena
Ajkumosabia🇪🇷🇪🇷✅✅✊✊👍👍❤️❤️🌺🌺🙏🙏
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ኩቡር ሓርበጃ ገዲም ተጋዳላይ ኣያና በርሀ የቀንየልና ስለ እቲ ረዚን ታሪክ ናይ ህዝቢ ኤርትራ ደፍለጥካና🙏❤❤ ኤርትራ ዕድለኛ እያ ኩሎም ኣያታትና ኣቦታትና ኣብ መትከሎም ረጊጾም ደኪመ ከይ በሉ ከርተት እብሉ ዕድማኦም ምሉእ፡ ክብርን መጎስን ንሰማታትና ስንኩላትና🙏❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Enqa bselam mesakum ❤
❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
❤❤🎉🎉
❤🎉❤🎉
Good job 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 ❤❤❤❤❤❤😂
Merhaba Efar hawey tgebro zeleka Naybhaki ab hiwetka Mluh tana absrahka dma awetn asalton ymneyelka qexile papa Berh Ms balti Bietka admen tanan yhabkum fetari qiya eritrawi gelixika zwuda aykunen brai wn ayrlebon eu debterat wnayrkebon kiya eritrawi🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍👍❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤🎉❤🎉❤🎉🎉❤❤🎉🎉🎉❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤
❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤
ስንኩል ዝመርሕ እንተኾይኑ ኩናት . 7-8 ግዜ ትወግኡ ዝዋጋእ ኮይኑ... እተ ሰራዊት ብ 7 ምርባሕ እዩ.. ተምክሮ ስንኩል ወሲኻ ቅንዲ 70 እዩ
ሰራዊት ጸላኢ ድሕሪ ሓደ ምውጋት የለን.. እቲ ተምክሮ ናይ ስንኩል የለን...
ምስ ኸምዚ ሰራዊት ዝመጸ ይምጻእ ጸላኢ ዋላ million usa ሰራዊት የጥፍእ ኣይኮነን ናይ ኤትዮጵያ ናይ ኣፍሪቃ ሰራዊት
ሓደ እግሩ ሓደ ኢዱ ሓይሊ ዝመርሕ ኮይኑ..
ክሳብ ዝመውት ስንኩል ዝዋጋእ ኮይኑ.. አብ ኤርትራ ስንኩላን ብዙሕ ዘይንር. ምስጢሩ ስንኩል ክሳብ ዝስዋእ ዝዋጋእ እዩ ምስጢሩ..
አብ ዓለም ተሰእምዑ ኣይፈልጥን!!"
Akika Akika Akika
Tegadalayesabiaburuye
Lewahazeware👍✊🇪🇷✅🙏❤️🌺sabianizehleme
❤❤❤
Kulu gize hagerey 🐅🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪💪💪💪💪🫡
🙏🙏🙏🙏❤️❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️❤️❤️🇪🇷
Mewgati nay hashesh fuluy eyu😢
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
Efiro veda beale weda abirehet ketriblm yebo abinet zekonina alewun keterkbele nelebo wuxirk tefon 118174 eyi
❤❤❤❤❤❤
ተጋዳለይ በርህ ኩቡር ሕቡን ሃገራዊ
🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉