ዋዛ ምስ ቁምነገር !! Logbiba Tv #17

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 20 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 379

  • @logbiba2500
    @logbiba2500  8 หลายเดือนก่อน +119

    ርሑስ በዓል ንኹልና !! Subscribe ከይትገብሩ መቸም ኣቢኹም ኢኹም😢

    • @NATI-b9b
      @NATI-b9b 8 หลายเดือนก่อน +1

      Eta gual arsenal sle tdgf dika amxikaya😅😅😅😂

    • @Nimo_krisey
      @Nimo_krisey 8 หลายเดือนก่อน +1

      Logbiba kem lbey natey aneda b 10 edey eko gerelka nqexaliwn gberlu enda belu ab gonka zeleku khbreka yfetu kab wshti lbey anguey

    • @YorsalemHagos-nm3xq
      @YorsalemHagos-nm3xq 8 หลายเดือนก่อน

      ❤❤❤

    • @ሱቕጥዑም
      @ሱቕጥዑም 8 หลายเดือนก่อน

      እምቢ!

    • @rahwatsegu2300
      @rahwatsegu2300 8 หลายเดือนก่อน

      ክክክክ❤❤❤😂😂😂ሕጅ ክገብር ኢየ ኣይገበርኩን ነይረ ግን እንታይ ኢዩ ዝጠቅመካ

  • @medhanieghirmay858
    @medhanieghirmay858 8 หลายเดือนก่อน +3

    ልኡል ሓወይ መጀመርያ የመስግነካ ስለ እቲ ሕልናዊ ሰባኣውነትካ ብሓቂ ንሰብ ምሕጋዝ ሰብ ምኻን እኩል እዩ። ። ቀጺለ ካብዛ ዘለካያ ወለቅ ዘለቅ ከይትብል ኣብዚ ግዜ እዚ ከማኻ በልሕ፡መንእሰይ ኣበይ ይርከብ ።
    ናይ ሂወት ዕውር ዝበልካያ ብሓቂ ፍቅሪ ዕውር የለን ሰብ ዩ ዕውር ሂወት ግን መገሰም ከማን ። እንታይ ንምባል የ ከምዚ ኣውዳኣመት ምድሪ ከማን ሞይትካ ይዋዓል ዝበልክዮ ዘክረስ ሞራል ፈጥረ ትማሊ ኣውዳኣመት ምስ ዓርከይ ክዳውንቲ ክንገዚ ምስ ወጻና ካብ ገዛ ሃንደበት ዓርከይ ሓሚሙ ሽውያ ይሓሚም ኔሩ'ዩ ትማሊ ኣውዳኣመት ንግሆ ሃንደበት ሓሚሙ ንሕኪምና ምስ ከድና ግድን opration ተባህሉ ኦፕሬሽን ጌሩ መቸም ኣምላኽ ይመስገን ሕጅ ደኣ ዳሕን ዩ ክሳብ ሕጅ ምስኡ ኣለኩ እንታይ ንምባል የ ኣውዳኣመት ምድሪስ እትረፍ ምሕማም ምማት ውን ኣሎ ዩ ብዝበልካዮ ኣኩሪዕኻኒ ብዛዓባ እዘን መጻሓፍትን ደርፊካን ከኣ ብሃንቀውታ ክተቅርበልና ይምሕጸን ሰላም ነዓኻ።

  • @-vb2cb
    @-vb2cb 8 หลายเดือนก่อน +5

    ናይ ብሓቂ ልቦና ዓድልካ እዩ ፈጣሪ ከም ልብያ ተካል የላን ክገርመካ ሃደበት ከበድ ፀገም ይመፀካ ሞ በይተሰብ ደውልካ ኮነ ፅሕፍካ መሻርፍ ሓትቲካ ርኦሞ መልሲ ዘይብሉ ስክ ክብሉ ከለውው ኣዝየ ይባሻጦ ይሓርቅ ኡፍፍፍ በጃኹም ተዘይሃልኩም የብልናን ኢልኩም ኽተማኽርዎ ክተታባብዕዎ መልሲ ሃቡ ሕልናና ኣዝዩ እንዳተጉድአ እዩ። ቀፅለሉ ሓቢቢ ኣዝየ እየ ዝፈትወካ ብወገነይ🎉🎉🎉

  • @Tesfaeusinkey
    @Tesfaeusinkey 8 หลายเดือนก่อน +4

    ቆሚጠ ዓርከይ እቲ ዘይምኖ ዋዛ ምስ ቁምነገር መደብካ ደስ እንዳበለኒ እየ ዝካታተሎ እሞ እዛ መጽሓፍ ብስምካ ከንብባ እየ እተን 4 ተነጊርካና ካኣ ጽብቅ ነይሩ 🙏🙏🙏🙏

  • @TomTom-gp2xz
    @TomTom-gp2xz 8 หลายเดือนก่อน +41

    ሎግ ዓቢ ሰብ ኣነ ከማን ኣብ ሊብያ ኢየ ዘለኩ ን ኣብ ሊብያ ዘሎ ሰብ ምሕጋዝ ዝያዳ ናይ ሕልና ዕጋበት ኢዩ ናዓይ ውን ከማካ ለባማት ጀምዓ ኢዩም ዝሕጉዙኒ ኣምስግነለይ በቲ ጡዑም ልሳንካ ናዕኩም ዘውጻኩሞ ኣምላክ ይተካኣልኩም ❤ናዕና ከኣ ኣምላክ ካብዚ መዋጻእቲ ይፍጠረልና ክብረተይ ❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

    • @Qanzawi1
      @Qanzawi1 8 หลายเดือนก่อน +2

      ፈጣሪ መዋጽኦ ይፍጠረልካ ቡሩኾይ

    • @TomTom-gp2xz
      @TomTom-gp2xz 8 หลายเดือนก่อน

      @@Qanzawi1 amen hawey natey

    • @SamiBeyene-y7z
      @SamiBeyene-y7z 8 หลายเดือนก่อน +1

      Logi azmarino, selam dyu bro nea ba mentlena dongikani ko ab nay qedem naxnetey kmles deliye alekhu ❤❤❤

  • @RstegaWedites
    @RstegaWedites 8 หลายเดือนก่อน +27

    በዛ ን ዓብዱ ዘሓገዝካዮ ሳብስክራይብ ጌረልካ ኣለኩ ፡broue😂❤

    • @FaizmanHabibi-hw3xe
      @FaizmanHabibi-hw3xe 8 หลายเดือนก่อน

      Wala ane😂 gere

    • @RstegaWedites
      @RstegaWedites 8 หลายเดือนก่อน +4

      @@FaizmanHabibi-hw3xe wela ane ab Libeya endiye zeleku ,xolot eske gberuley yehwat,

  • @bineybiney3221
    @bineybiney3221 8 หลายเดือนก่อน +2

    ልኡል ገንበር ድዑል ድያ ኢላትካ ጓል ከሰተ 😁 ቀጽሎ ብሮይ ኣድናቂኻየ ❤❤❤

  • @MiliKnife
    @MiliKnife 8 หลายเดือนก่อน +1

    Lulu asli Ane wen libya eye zeleku metilomna eyom knmtelom ina ahhhhh smart boy ika ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @ሶሊጋልሱዳን
    @ሶሊጋልሱዳን 8 หลายเดือนก่อน +3

    ዕድመ ይሃብካ ማረ ኣዜ አየ ዝፈትወካ ኣስሒቅካኒ😂 ሎሚ ሰልችኒ ዩ ነሩ 😢😢😢 ቀጽሎ

  • @tekliabarya2074
    @tekliabarya2074 8 หลายเดือนก่อน +2

    ኣታ ኣነ ራፓ ኣይፈቱን እዩ ኣታ ክብረተይ፡ ጆክ ዕላልካ ጣራይ እዩ ኬፍ ዝህበኒ።😂❤

  • @adonaytsegay
    @adonaytsegay 8 หลายเดือนก่อน +7

    Ata ane Baka kxlel eye logbiba yak kulu ngerka ika ko mkyef bka Natka video ms tzerght notification ms mxet zhedfku gedife serhey zria pls bjaka gzie tray hagzena aytwehdo❤❤❤❤❤

  • @hamehamid8
    @hamehamid8 8 หลายเดือนก่อน +1

    Nay bihaqi seb leul❤❤❤❤ bisenki neshneshen eti dawit tv zibliwom sebat gedifeyo neire meliskani🎉🎉🎉

  • @NazretMedhanie
    @NazretMedhanie 8 หลายเดือนก่อน

    ሩሑስ ኣውድኣመት ሉኡል ሓወይ ❤ ናይ ብሓቂ ስንቂ ተስፋ አካ አሞ ቀጽሎ ሉኡል ሓወይ ኣነ ካባካ ዝደልያ ኩሉ ግዜ ተስፋ ክህበና ካልአይቲ ክኣ መርቀኒ ፈይስቡክ ክኣ ጽሒፈልካ ኣይነልስካለይን ምርልስርለይ❤❤❤❤

  • @RedaeKesete
    @RedaeKesete 8 หลายเดือนก่อน +1

    *log biba so Thank you for clearing to Information my dear..!! So it's great jobs, Keep it up going bro, love ti..👈
    *ናብዚ ኹብር ባዓል እንኳዕ ኣብጽሓና/ካ ርሑስ ዓውድኣመት ሰዓብቲ ኽርስትያን ብሮ🎉🎉 ❤❤❤❤
    ስለዚ ነዛ ፍቅራ ከየስተማቅርና ዝተፈለናያ ኽብርቲ ኣደ....ብቃላት ዘይግለጽ ስነ-ጥበባ...ንግዜ ኽንገድፎ ኣብ ዝጠዓመካ ኽተቅርባ በዚ ኣጋጣዚ ይላቦ ልኡል ወዲ ዕባይ ኣዝማሪና/ተኣምራዊ ፍጥረት....!!
    #*# ስደት #*#
    ስደት ከም ሓረግ ኽተብባን ኽትሰምዓን ዝቀለለት ኣብነት ኢያ:: ብግብሪ ኽተስተማቅራ ግን ልዕሊ ግዜ ዓባይ ትምህርቲ መንገዲ ዓወት ኢያ::
    ልኡል ተገዲስካ ኣንብባ ሓውካ ካብ ( ቤተ መዘከር ልብያ )👈 ኢየ ኽብረተይ......✍️
    come back, so Thank you dear....!!

  • @Mekelle_shkor
    @Mekelle_shkor 8 หลายเดือนก่อน +3

    ኣሜን ንኩልና እንኳዓ ሓቢሩ ኣብፀሐና ሉኡል ሽኮር✝️👏

  • @zowdi810
    @zowdi810 8 หลายเดือนก่อน +1

    You are amazing thanks wade ertera god bless to you ❤️ 🙏 😊 ☺️ 💖 🙌 you are 🇪🇷 comade

  • @SuzanaGebremikael
    @SuzanaGebremikael 8 หลายเดือนก่อน

    Ewy niska dika fara wedsmera ...wedey lubu tefiewo neru nia kidegm ,bitaemi ashaqin des zbl eka teqrb keep going bro 👌👏

  • @SaronSaron-ow3kt
    @SaronSaron-ow3kt 8 หลายเดือนก่อน

    ኩላ ክትክንብነካ እያ ሕጂ ድኣ ሎጊ ሓወይ ሰፊፍካያ😂😂 bzkone ጽቡቅ ስራሕ ❤

  • @Alekubani12
    @Alekubani12 8 หลายเดือนก่อน

    ኣሜን ብሩኸይ ፍሽኽ ተብለኒ ብሓቂ ቀደም ሲ ዝጠቅምን ዘይጠቅምን የስሕቀና ኔሩ ፍሕስ ኢልካ ትስሕቅ ብንብዓትን ገለን ሎሚ ግን ከቢድ ዩ ብ Emoji ጥራሕ ዩ ሰሓቅና ንስኻ ግን ፍሉይ ናተይ ምንጪ ፍሽኽታይ ልቦና ኻ ከኣ ንጉስ ቤተይ ክትከውን የብህገካ ካብ ካምፓላ እየ 😇

  • @HannibalAfewerki
    @HannibalAfewerki 8 หลายเดือนก่อน

    Xbuk wedi ane wela eza mmntal tiameya endiye sheytan dea ymentlo ember 😊 hji lebam kiala endika ezi arkey eske kab mkrka fey ableley entay kgebr aloni mara ye tegige zeleku plz tegediska melseley ❤

  • @HagerAmbsahjir-ko9if
    @HagerAmbsahjir-ko9if 8 หลายเดือนก่อน +2

    enka abxhana rhus awdaamet kemaka ዕጽፊ ዓጻፋታ ይኩኑ ዝዓርከይ

  • @ሲራክወዲኣንዳት
    @ሲራክወዲኣንዳት 8 หลายเดือนก่อน

    ውውውው ኣደይ ትሙት ሎሚ ኣንድየ ተገዲሰ ሰሚኣዮ ኣዚ ኩሉ ህክያኪ ማራ ማራ ከፊ ህብካኒ ንበር ኣስከ ዋላ ኣይከሰብ ሓቢቢ ገልቢ ያ ሳህቢ❤❤❤

  • @Eritrea19913
    @Eritrea19913 8 หลายเดือนก่อน +1

    Eway Monderday eke da kkkkk moyte my brother thank you for your time keep it the good work ❤️🙏

  • @RobelEri
    @RobelEri 8 หลายเดือนก่อน +1

    ሎግ ሓወይ ርሑስ በዓል ነዓኻ ብጣዕሚ ጽቡቅ መደብ ቀጽሎ እተን 4 መጽሓፍ ዝበልካየን ከኣ ኣቅርበልና ኢኻ ኣበይ ንረኽበን ከኣ ኣብኡ ከለኻ ኣስዕብ ኣቢልካ ንገረና ።

  • @MerhawiTewelde-un9ch
    @MerhawiTewelde-un9ch 8 หลายเดือนก่อน +1

    B mejemerta ruhus awdeamet kubur hawey bmqxal mera eka kef tihbeni kexlo ❤❤❤❤

  • @ወዲፍሴ
    @ወዲፍሴ 8 หลายเดือนก่อน

    ስሚዕካ ኣይፈልጥን እንድየ ኬፍ ኣላካ ብሮ ❤❤❤

  • @tomasnirayo651
    @tomasnirayo651 8 หลายเดือนก่อน +2

    Amen nukulatna zarkey❤🙏🙏!! Mara kef zeleka wedi ika edmen teanan yahabka fetari

  • @ERENA-v6r
    @ERENA-v6r 8 หลายเดือนก่อน +3

    ነዓካስ ተገዲደ ሳብስክራይብ ኢለካ ኣለኹ ምክንያቱ በለኒ ጽቡቅ ሓዝ በል ተሃውክኻ ምሽ እታ መልሲ
    ሕልና ትብል ኣገዳሲት ነጥቢ ኣምላክ ዝፈትዋ ተተግብራ ስለ ዘለኻ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ልኡል ከም ስሙ

  • @selam21277
    @selam21277 8 หลายเดือนก่อน +2

    Amen ahbiru logiba hawey kemeti lumd gelaynet medeb yekeniley mexhaf xbah wala ane anbibeya eye btami xbqti mexhaf eya❤❤

  • @mhretabtesfazgi8370
    @mhretabtesfazgi8370 8 หลายเดือนก่อน

    Lala suhul melhas eza hagez zgeberka kabti abdu zbahal nlali ane eye tehaguse hadire bzey qelealem ajuka alena msaka kulu gzye ❤❤❤❤

  • @BERIEHAWINITU
    @BERIEHAWINITU 8 หลายเดือนก่อน

    Selam rastawi boy.
    ኣነ ከማን ኣንቢበያ እየ ምጣዕሚ እያ መሲጣትንን ሚሂራትንን።
    ኣብ ሓንቲ ገጽ ኒራ ኣዝየ ዝደጋግማ ራኢካ ኣብ ላዓሊ ግበሮ ምክንያቱ ንዕኡ ከተርክብ ክትማጣጠር√
    ኣብ ታሓቲ ተኮይኑ ምስ ዝመጽ ክትዛረበሉ ጥራይ ኢካ።
    ኣንብብዋ ጽባሕ ጽባሕኩም ክጽባሕ😂

  • @SimonZeresenaytekle
    @SimonZeresenaytekle 8 หลายเดือนก่อน +1

    Habbibi beaka ane mara eye xlulu bezia zelekaya tek elka kexel I am sure hanti mealti ab zlelale dereja ktbexih ika ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @jonataneyasu333
    @jonataneyasu333 8 หลายเดือนก่อน +1

    Logbiba habibi thanks for your entertaining videos azmarino, eza mexhaf b kemey kenrekba nekiel eba ngerena , medebka kea neishtey gzie wesikela at least 30 minutes ,and i can't wait till fryday 4 ur song zi arkey

  • @helentesfay2463
    @helentesfay2463 8 หลายเดือนก่อน +3

    Send him please
    Burukay iti zhib iyu zbarek 🥰

  • @kibreabhailselasi3883
    @kibreabhailselasi3883 8 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤ጽቡቅ ስራሕ ሉኡል ዓርከይ ኣአስሎ ሓቢቢ ከም ሪኢቶ ግና እተን ክልተ መመልከቲቶካ ኣጻብዕትካ ካትም ጌርካለን ዘለካ ንምንታይ እየን ዝውክላ ክትነግርኒ ሓቢቢ ሽኮር ኢካ ወዲ ሹቅ ገለታት ገለታት ግና ጫሕጫሕ ኣብዚካ ግድን መላአለይ ( ኪርቢት) ማጭሆት

  • @desiemelake7498
    @desiemelake7498 8 หลายเดือนก่อน

    ኣነ መጽሓፍ ከንብብ ማራ የ ድሌት ኔሩኒ ሕጂ ግን ካብ መጽሓፍ ከንብብ ኮለል ዝብል ንዓኻ ምንባብ ይሕሸኒ ዝዛረብ መጽሓፍ ዶ መጺእካና ከየለኻ😂😂😂 ቀጽሎ ንፉዕ ኢኻ ብጣዕሚ ኣነ ብዙሕ ተካታታሊ ኣይኮንኩን ኔረ ሕጂ ግን ከዓኻ ሃንቀው ኢለ ይጽበየካ እንበሳ ኢካ ከማኻስ ይብዙሑ እዞም ነኣሽቱ ወለዶ ኣተሓሳስባና ክንቱኩር ❤❤❤

  • @KisanetTekle-rp4fe
    @KisanetTekle-rp4fe 8 หลายเดือนก่อน

    Anes shaka des kibleni ab zkone medebka 10 dekik eske suk elka sehak miknyatu misaka slezshk ❤❤❤❤

  • @HagosYemane-hn2ht
    @HagosYemane-hn2ht 8 หลายเดือนก่อน

    Kkkkk Lulu megadelti Libya ajoka qexelo Good job ❤❤❤

  • @Mertibunsb
    @Mertibunsb 6 หลายเดือนก่อน

    Tergum nay tewelije😅 kemzia malet diya ane kea nay gorobetna sagua temesleni Neyra😂 be beles eba arima bb😅

  • @Dejen-w1k
    @Dejen-w1k 8 หลายเดือนก่อน +3

    Nay bhaqi xeada eka bro

  • @WediKetin
    @WediKetin 8 หลายเดือนก่อน

    ናይ ግድን ናጽነትና ካብ ደርጊ አምጽናያ ሓርነትና ድማ ካብ ህግደፍ ክነምጻ እና ፤ ነጥቢ ደላይ ፍትሒ ካብ ገማግም ኤትራ!!!

  • @Nimo_krisey
    @Nimo_krisey 8 หลายเดือนก่อน

    Logbi natey demey jemawtey ata nska eko mnchi😂 destana eka 5N kem lbey natey ❤❤❤❤❤

    • @logbiba2500
      @logbiba2500  8 หลายเดือนก่อน

      🙏❤️🙏

  • @DelinaTsegay-g4u
    @DelinaTsegay-g4u 8 หลายเดือนก่อน

    Liul ezen zetefaikalen gezyat mara ena nafiqnaka qenina rehus beal tensaii ane neaka kegelxeka aykeilen eyi so good job boy you are so smart texawati kulu negerka wedu so keep it boy wedi smera qechen

  • @fitsumyonas
    @fitsumyonas 8 หลายเดือนก่อน

    Hawom mechem kmy kem zgelxeka ayfelten eye gena beka fetari edmen tenan yhabk.bzkone ezi hizkayo zeleka kexlo berte shweya kea gzi hagzena .abmewedaeta nea endo baelna knbeka buwwwwa kkk
    🙏❤️🙏

  • @yonasjorjo2748
    @yonasjorjo2748 8 หลายเดือนก่อน

    Logbiba asli medebka mara kif alewo kem hasab entay mebelku mesleka eta zelekeya geza bdhrika malet eyu neshtey studio amsela pls hebrtat lekika nay tfetwom sebas kem beal abrham kekewen ykeal wey natka logo kekewen ykeal wey nay arsenal selatat kekewen yekeal neshtey mebrhati sistem girka xebkti gebera kekzi ab mekazino zelka mesila gen akribe eye habibi❤❤❤❤

  • @FrezgiFrezgi-iy3zg
    @FrezgiFrezgi-iy3zg 8 หลายเดือนก่อน +1

    Well came wedi abeyti enka bdhan mexaka bhanqeweta kexebyka kene ❤❤❤

    • @logbiba2500
      @logbiba2500  8 หลายเดือนก่อน

      🙏❤️🙏

  • @EmbabaHagose
    @EmbabaHagose 8 หลายเดือนก่อน

    Lobiba qefika eko temelesena eba beqemi nefiqnaka ❤❤❤

  • @Hanihani-lm9lq
    @Hanihani-lm9lq 8 หลายเดือนก่อน

    ሰይ ሰይ ሎጉቢበይ በጃካስኪ ደጋጊምካ ክምንጥለኩም እየ በለለይ ከሙ ክትብል ከለካ ሓጎስ እዩ ዝስማዓኒ እበርከስ ኣነውን ከማካ ዘይኮንኩስ ልዕለካ እየ ተመንጢለ ሓንቲ ዶ ክገልጸልካ ድፈትዋ ናይ ፍትወት ኣጋላልጻ እያ ንድፈትዎም ሰባት ጥራይ እያ ሰበባ ዘይብሉ ኣይቀላይን ደበና ዘይብሉ ኣይሰማይን ሉኡለይ ኩሉ ይፈትወካሞ ግን ኣይከማይን❤❤🎉 ሩሑሳ ኣውዳመት

  • @SenedKeen
    @SenedKeen 8 หลายเดือนก่อน +1

    Luul arkey kendey comment xehifelka gen kesab hiji Ayqrebkaleyn Bezkone Bulux talent Alka Qexlo Gen Qumnger Aytbzeh👋🫡

  • @ametetensay212
    @ametetensay212 8 หลายเดือนก่อน

    ልኡል ሓወይ Genet CR7 እየ። ተገዲስካ ከም እተንብባ ተስፍ ብምግባር እዩ።
    👉 ስራሕትኻ ሕፅር ኢላ ምቅር ድበለት እያ
    መብዛሕቲኡ ግዘ ሰብ ነቲ ቡዙሕ ገዲፉ ንእሽቶን የብሎ ም/ያቱ ምቅር ስለ ዝብል ኣብነት በጊዕ ትሓርድ ብኣውርኡ ሰጋ እበዝሕ ነገር ግን ድውለት ተፈቱ ወይ ትሃርፍ ኣብ ደርሆ ንምፃእ ኩሉ ከሎ እቲ ዝነኣሰ ቆርበት የብሎ ሰለዚ ቅበርዋ ትብላ ነገር ወላ ሓንቲ ትቅበር የብልካን ቀፅለሉ።
    ሓደራ ላኺን ኣርሰናል ፅዋዕ ምስ እትወስድ ማልያ ናይ ኣርሰናል ክትልእኸለይ ናይ ልቢ ደጋፊት ዩናይትድ እየ::

  • @abdat8209
    @abdat8209 8 หลายเดือนก่อน

    Shewhat lbi enda belka ba nay mifkar edilna fahfah abilkaya 😂ezen donatat ko abyenana kemnay luul zereba telamidka mitsae koina adi zarkey Ayteamenan dehan gin kulatna enkae hade aykona ya shewhat wahid 😂 I love you bro keep it up and subscribed

  • @Humblewarrior-i3k
    @Humblewarrior-i3k 8 หลายเดือนก่อน +1

    ርሑስ በዓል ኣዝማሪኖ ንዓኻን ን ስድራኻን
    ኣነ ሓንቲ ርእይቶ ኣላትኒ
    ክም መደብ ራፕ እንታይ እዩ
    ብክኸመይ ከ ማዕቢሉ
    መን እዮም ከ ጀምርቱ
    ታሪኽ ሂወቶም ከ ብዛዕባዚ ትገልጽ መደብ ተትጅምር ደስ ምበለኒ

  • @ሶል
    @ሶል 8 หลายเดือนก่อน

    ነዓካ 1000 ሰብስክራይብ ዝግበር ተዝከዉን ጽቡቅ ነሩ ግን ኣይከኣልን ብዝኮነ ዓብበለይ ወዲ እረይ ❤❤❤ ካብ ጎደና ላብያ እየ ⌚️👌

  • @danielkifle7173
    @danielkifle7173 8 หลายเดือนก่อน

    ነጋዳይ ክጥፍሽ፥ ሕሉፍ መዝገቡ ይፍትሽ። ጽቡቕ ስራሕ ክትትባባዕ ዝግበኣካ ኢኻ። ነዛ ኮመንተይ ካብ ምንጣር የድሕና፥ ኣንብባ ኢኻ።

  • @ErmiasAbraham-mu8lp
    @ErmiasAbraham-mu8lp 8 หลายเดือนก่อน

    ኣታ ወድነይ ክንደይ ኢልና ኢና ሞ ክንቐብር😂😂

  • @DanielhawetitiDanielhawetiti
    @DanielhawetitiDanielhawetiti 8 หลายเดือนก่อน

    Kexelo wedi abeyti amlak mesak yhaleka Lulu hawey

  • @JonyZerit
    @JonyZerit 8 หลายเดือนก่อน

    Logi haweay abear albio girma edmena tenan yehbeka fatrina legas eka kabti zeleka^^^^ sebweneat reayio belki abaka ^^minbarina kemkir yehweat n dagageaf^ befkrin sentin^^^^ dagim n tahakakof ❤❤❤

  • @habtomkidaneembaye9258
    @habtomkidaneembaye9258 8 หลายเดือนก่อน

    ምስክብሮቱ ምስ ሽመቱ ናይ ሓጎስ ናይ ሰሓቅ ሰብ መምህር መዛናግዒ መምህር ናይ ቁምነገር ሩሑስ ኣዉደኣመት ይግበረልና ንኩሉና ፈጣሪ ምሳካ ይኩን ናይ ብሓቂ ኣዛናጋዒ መሃሪ ኢካ ኣነ ብጣዕሚ እየ ድካታተለካ ጋለይ ወድይ ብጣዕሚ እዩም ዝካታተሉካ በጃካ ይከኣለካ ተኮይኑ ንደቀይ ዓመቶም ቀሪቡ ኣሎሓንቲንዕዕምትከዉን ግጥሚ ኣንብበሎም ይቅረታ ግን ደፊረ ከምዚምባለይ ብክልጃካ ብልቢሂወተይ ስለዝኮኑ እይ ሄቨን ጋለይ ክርስቲያን ወድይ ሓጎሶም ግለጸለ ብተለቪጭን የካተተለካ እዮም❤❤❤❤

    • @habtomkidaneembaye9258
      @habtomkidaneembaye9258 8 หลายเดือนก่อน

      ካብ ሃብቶም ንሶም እዮም ዓለመይ

  • @yaredzerayyaredzeray8399
    @yaredzerayyaredzeray8399 8 หลายเดือนก่อน +1

    Helooo log biba hawey btami ye zednqekan, zfetwekan qexlo eika qexile dma zhawey bejaka ba ntekatateltka nmhgas chegurka blama laxikayo mxena bejaka knxbeyeka eina ❤❤❤

    • @logbiba2500
      @logbiba2500  8 หลายเดือนก่อน

      😂😂😂😂

  • @KiebronRussomWeldemariyam
    @KiebronRussomWeldemariyam 8 หลายเดือนก่อน

    Log biba btami xubuq medeb eka teqrb qexlo hawka kab lbiya 👉❤️❤️❤️👈

  • @rahelgebreslassie4118
    @rahelgebreslassie4118 8 หลายเดือนก่อน

    Adniqeka kalee kbl qalat yebleyn. Big respect.

  • @yedhhdhhdhd
    @yedhhdhhdhd 8 หลายเดือนก่อน +1

    Wow bela welcome zearkey eza vidieo keyrakwa endiye comment xihife

  • @TsegayAsie
    @TsegayAsie 8 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
    qlat slez zsaku eyu ezikul lbi. Nhanti lbi 1000 qlat hsebeley. Ruhus awdeamet kab mulu malti hji shiqna rrr mara fetiya thanks

  • @Letinfesh
    @Letinfesh 8 หลายเดือนก่อน

    ግሩም እንዲካ ግርማ ተዓደሊ ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @Maedny
    @Maedny 8 หลายเดือนก่อน

    Eske bel logiba arkey dasehaka meharena ❤❤

  • @JaK-t2r
    @JaK-t2r 8 หลายเดือนก่อน +1

    Logbiba ruhus beale fasiga habibi ana qale atikalena nireka habibi deher xome haneti rapper mami tebel kemex eye ileka qaleka ategebre Logbiba nebsi ❤❤❤❤

  • @zebibweldeab8281
    @zebibweldeab8281 8 หลายเดือนก่อน

    Luul shikor kef aleka selamin tiinan yehabka kiteshikena tiina kinrekib ❤❤

  • @SamrawitKebrom
    @SamrawitKebrom 8 หลายเดือนก่อน +2

    drar ayney rhus awdamet ❤❤❤

  • @mohammedsuleyman2915
    @mohammedsuleyman2915 8 หลายเดือนก่อน

    ሩሑስ ኣዉዳኣመት ሓቢብቢ ኣና እንኳዓ ኣብቃዓኩም ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @yunaelkifle4295
    @yunaelkifle4295 8 หลายเดือนก่อน

    Amien(3) 🙏🙏🙏 yehbiru rhus awdamet ❤❤❤ logbiba yak mnchi sehaqey miss u ❤❤❤

  • @binijapi8724
    @binijapi8724 8 หลายเดือนก่อน

    good job keep going on wedi Erey 🇪🇷

  • @tiegistiateshem-hj2xd
    @tiegistiateshem-hj2xd 8 หลายเดือนก่อน

    Log biba Habibi arbi eko miekal abyatina kalie gza eko zeyestewielela gdi koynes nmikanu wiele diye ele nnebsey zhatela gza alo hji gn gerimuna.anywey welcome my bro

  • @Cutiepie-o3u8y
    @Cutiepie-o3u8y 8 หลายเดือนก่อน +2

    Jibuey❤❤❤

  • @ebenezertesfalem
    @ebenezertesfalem 8 หลายเดือนก่อน

    I like your advice everything bro ,u are the best ruper of Eritrea all eyes are on u keep going bro

    • @logbiba2500
      @logbiba2500  8 หลายเดือนก่อน

      🙏❤️🙏

  • @Nantael.miki-be2xj7qu3v
    @Nantael.miki-be2xj7qu3v 8 หลายเดือนก่อน

    Bobi bro መጀመርታ ርሑስ ኣውደኣመት ቀጺለ ይሞቸኻ ክብለካ ይፈቱ ኣነ ክሃተካ ዝደሊ እዛ ጽባሕ ትብል መጽሓፍ ኣበይ ክረክባ ይክእል

  • @SamuelMehari-tz7so
    @SamuelMehari-tz7so 8 หลายเดือนก่อน

    ሉላይ ኣስሊ ኣነ ቢታሚ ኢያ ዚፍትውካ ገን ኣኑስ መጥላ ንረ ሕጂ ገን ትመጥላ ገላ ግበር በጃኻ ወዳደይ 🙏🙏🙏

  • @TemesgenYemane-rx6vo
    @TemesgenYemane-rx6vo 8 หลายเดือนก่อน

    ወደደይ ቀቢረያ ኣልኩ አታ ሕክያ next time ክጽበየካ እየ ክተስሕቀኒ😅😅ይቅሬታ ግን

  • @KisanetBrhane-b8z
    @KisanetBrhane-b8z 8 หลายเดือนก่อน

    Wawwwwwww ata shkorrrr kexlo ❤❤❤❤❤

  • @GetachewAfewerki
    @GetachewAfewerki 8 หลายเดือนก่อน +1

    ማራ ኬፍ ሂቡኒ እቲ ኣገላልፃ እታ ደርፊ ግን keytrsaa ntsbe alena

  • @AwetAbrhaley
    @AwetAbrhaley 8 หลายเดือนก่อน

    Anes bibntay ey kiglxka 🇪🇷🙏🙏

  • @superkids1003
    @superkids1003 8 หลายเดือนก่อน

    ጽንዓት ኢዩ ዝበሃል ሎግ ቢባ ዓርከይ

  • @HenokTareke
    @HenokTareke 8 หลายเดือนก่อน

    Luuley kbretey ata bruk mara ye zfetweka kexlo aqaxaxlo tray shewhat lbi subscribe kea keheguseka ye & like qexali endye mobayl zqyr kk 😂❤

  • @teklesenbetmehari2579
    @teklesenbetmehari2579 8 หลายเดือนก่อน +1

    ኣታ ቀቲልካኒ ኮ ብ ሳሓቅ ቲውልጀ

  • @WediTesiene
    @WediTesiene 8 หลายเดือนก่อน +1

    Ferst comment welcom❤❤❤

    • @logbiba2500
      @logbiba2500  8 หลายเดือนก่อน +2

      First Comment 💪

  • @EritreaAa-mc8tj
    @EritreaAa-mc8tj 4 หลายเดือนก่อน

    Enqae abxehena lul hewey ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @Brtue
    @Brtue 8 หลายเดือนก่อน

    ገለታት ገለታት እንዳገበርና ክንሪኤካ ትጸኒሕና፡ ሕጂ ኢድና ተሓጺብና።

  • @FilmonTsegay-o2m
    @FilmonTsegay-o2m 8 หลายเดือนก่อน

    Nay bahaq nay eta lbya bro abesa

  • @awetyemane3220
    @awetyemane3220 8 หลายเดือนก่อน

    Lobiba abo Love sebeytey shebia ala mo eti qolea shim lul kblo delye fkadena dika melsi kxbeyeka eye

  • @debesaytmichael5200
    @debesaytmichael5200 8 หลายเดือนก่อน

    Bingo first comment, kxbeyeka qeniye,fewsi lbi,ruhus awdeamet,

    • @logbiba2500
      @logbiba2500  8 หลายเดือนก่อน

      🙏❤️🙏

  • @SirakhaileTewelde
    @SirakhaileTewelde 8 หลายเดือนก่อน

    Bro kalam shwya qens pls❤❤❤❤

  • @HassenAbdu-tp1vr
    @HassenAbdu-tp1vr 8 หลายเดือนก่อน

    At mkseb alem mara Eka Des tbleni lebam wedi lbamat

  • @TeameTeweldeBerhe-wd2om
    @TeameTeweldeBerhe-wd2om 8 หลายเดือนก่อน +1

    ርሑስ ኣውደኣመት❤❤❤

  • @TomasGhirmay
    @TomasGhirmay 8 หลายเดือนก่อน +1

    Ruhs Awdamet logbiba bro ❤❤❤

  • @AsyaMahammed
    @AsyaMahammed 8 หลายเดือนก่อน

    انشاه الله يارب 🇪🇷♥️🇪🇷♥️♥️♥️♥️♥️

  • @محمدمحمد-ر9غ4ص
    @محمدمحمد-ر9غ4ص หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤❤❤❤😂😂😂😂😂😂🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @anbesgebrehiwet4327
    @anbesgebrehiwet4327 8 หลายเดือนก่อน +2

    Habibi deqey axelilkayom fara kblu ywealu alew ha ha

  • @milatadam196
    @milatadam196 8 หลายเดือนก่อน

    Wawww buzuh tewhbo aleka ezi kulu dima kemziridiani nay book minbab dilet silezeleka eyu please Kab aqua fresh tsruy kem may niguho mishashet yble natty comment eyu bizikone thank you

  • @iamcoming3658
    @iamcoming3658 8 หลายเดือนก่อน +1

    ቀባሮ አክብ አክብ ንበል ድፍን ኣብልናይን ግልብጥ ክንብል.
    ኩሹፍ, ቆቢዕ, ፕሮ, መመሸት ካብ ረእስና ነውርድ. 😂
    Just joking keep it up brother.

  • @samigebremichael9103
    @samigebremichael9103 8 หลายเดือนก่อน

    Log hawey srahka azye eye zfetwo zwetso yeblun gn kea nieshtey abti video cover edit ktgebr keleka kmem weskelu like kem graphics designer ✌️

  • @Aimat-Q1
    @Aimat-Q1 8 หลายเดือนก่อน

    Anta shwht libi❤❤❤❤❤❤❤