Mekatecha - 2ይ ክፋል ፃንሒት ምስ ዮርዳኖስ /ጆጆ/
ฝัง
- เผยแพร่เมื่อ 1 ก.พ. 2020
- #MekatechaEntertainment #TigrignaMusic #EritreanMusic
Here we are with the second part of interview with singer Yordanos G/kidan /JoJo/.
Please Subscribe our channel.
Content Reuse is Strictly Forbidden. - บันเทิง
Ezi gazetena kaf u zhbeni emo ka lomi msta kaf zelewa dmxawit nfat gelaxi zkone melsi asmiakna🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ዋው ዉቅብቲ ፍጥረት ጋል ትግራይ ቆንጆ
ጥዕምቲ ድምፂ ዕድመ ጥዕና ይሀብኪ ሐውና ናዐካውን ብጣዕሚ የድንቀካ በርቱዑልና ፈጣሪ ምሳኩም ይኩን ጎበዛት አበሳ ቆልዑት ትግራይ ደስ ባሀለልቲ ሙቁራት
ደስ ስትል ❤️❤️❤️
ዮርዲዋይ በዓልቲ ጥዑም ድምፂ ቀፅልሉ😘😘😘
ኣነ ኣይፈልጠክን እየ ኔረ ኣብዛ ኢንተርቪው ምስ ራኣኹኺ እየ ፈሊጠኪ ዮርዳኖስ ኢለ ኣብ ዩቱብ ምስ ኣተኹ ግን ደርፍታትኪ ምምናው ሲኢነዮ ብፍላይ ካኣ እታ (ሕልና) ትብል ደርፊ ምስ ሰማዕኩ ብፍትወትኪ ጥራይ ነቢዐ ድምጽኺ ብፍላይ መግለጺ የብሉን ብዘይ ጎዶሎ 100% በጃኹም ሰብ ቻነል ወይ ናይ ቀረባ ፈለጣ ቴሎፎና ሃቡኒ በጃኹም ኣብጹሑለይ ሲሚዒተይ ሙቁጽጻር ሲኢነ
ሓውኺ ካብ (eri i love................... yordiye)
እንታይ ዳኣ ኣነስ ድርፍታታ ምምፃእ ኣቢኒ ብሮ
@@user-yd2ub3xl2j ethiopia music yordanos kidane jojo ኢልካ እቶ ብሮ ኮሙኡ ኢለ ኣትየ እየ ረኺበዮ
@@user-yd2ub3xl2j ብ Eingilsh ፅሓፎ ሽማ
እዛ ኮመንትካ ምስ ኣንበብኩ ኣነ እውን ደሌ ረኪበያ. የቀኔለይ
@@ilove_you_ereyyyyy1997 tanks kbreteyy rekibeyo
ንፍዕቲ ዋዕሮና❤❤❤
Ewuyy anes fetwww abileks kmewut fkri zkoni 💖💖💝bezi agatami yaru keyemesgenkuka khalf aydeln htotatka ktsbku ebeyelna🙏
ጎበዝ
Wewwwww😍😍😍❤️❤️🇪🇹
አንበሳ ጉል ትግራይና ሸኮር😍😍😍
Wowwww zgerm dimtsi ketsililu ❤️😍😍😍💖💖💖
👌👌👌👌
ቁፅሉሎ
ዮርዲ ቆንጆ እስታይልሽ በጣም ነው የሚያምረው እርጋታሽ ደስ ይላል ጸጉርሽ የወንድ እስታይል ቢሆንም ሴትነትሽ ግን እርጋታሽ ላይ አይቸዋለው ቆንጆ ነሽ ማአረይ
Marrrrrrey 💞😍
❤❤❤❤❤❤❤
ጥዕምድምፂዕድመጥዕናይኣብኪዚሓፍትይ❤️💛❤️💛💊💊💪💪❤️💛❤️💪💪💪💪
💛💛💛💛❤️❤️❤️🐅💪👌
👍👍👍😘😘😘😘
are yordi naymntay gayla iu ke
ዮርዱ ኣምበሳ
teum demxi aleki
Hey መካችቻ ከፍ ኣለዋ singl ድያ ፈትየያ ኣለኹ
ቅቅቅቅቅቅቅ እወ ሲንግል እየ እንታይ ክእዘዘካ
@@user-yd2ub3xl2j ኣታ ወዲ ጽብቅቲ ብፍቕራ ዓብደ ትጻወት ኣለካ ናዕሪት ከጉየካ አየ telpona ተዘይ ኣምጽኢካ
@@iloveyoumamawediasmera7673 kkkkkk ዳሓን ተረጋጋእ ብቻ እምበር ጠዋሊ ከምፀአልካ እዪ
@@user-yd2ub3xl2j እወ ምድንጓይ ዘብላ ኣብ ቀረባ አየ ናይ ቆርጫጭ ይሰምዕ ዘልኩ ዓስቢ ኣለካ ደሓር
@@iloveyoumamawediasmera7673 ክክክክክክክ ከይተቋርፅ ምስማዕ ክሳብ ዘምፃኣልካ
እንታይ ኢለ ክፅሕፍ ጠፊእኒ እዋይ ድምፂ ተደኒቀ ድሕሪ 6 ዓመት ንፈለማ ብደርፊ ከምዚ ክትንከፍ.
እንታይ ትረክቢ ንስኪ ከለኪ እዝኒ ሰብ ተዶንቆረ .ብዘይ ዓቀን ፈቴኪ.
❤❤❤❤❤❤❤