"ንልያ ካሳ ካብ ሓዊ ወርቀዲኖ ሓዚልና ኣውፂናያ!"

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 8 ก.ย. 2024
  • ኣባል ሰርዶ ኮማንዶን ዓጃቢ ጀነራል ኑርን ነይሩ። ወራር ምስ ኣጋጠመ ምስ ሸሞንተ ርእሱ ኮይኑ እናተዋገአ ምስ ሙሉእ ዕጥቁ ናብ ሰራዊት ትግራይ ተፀምቢሩ። ኣብ ዓበይቲ ዓውደ ውግኣት እናዃሸሐን እናመርሐን ተኣምር ዘብል ቅያ ኣመዝጊቡ፤ መራሕቲ ትግራይ ካብ ምትሓዝ ኣድሒኑ። ኣብ ወፍሪ ኣሉላ ከም ነብሪ እናተወንጨፈ ፀላእቱ ከም ቆፅሉ እናርገፈ ንመራሒ ሃያ አንደኛ ክፍለጦር ኢ/ያ ጀነራል ሑሴን ዝማረኸ 'ውን ንሱ እዩ። ተቖሪፁ ኣብ ኢድ ፀላኢ ወዲቑ ኢድ ብኢድ ገጢሙ ዝወፀሉ ዘደምም ኣጋጣሚ 'ውን ኣሎ። እዚ ተኣምረኛ ጅግና ተጋዳላይ ደጀን ክንደያ ይበሃል። ታሪኽ ተኣንገዱታ።

ความคิดเห็น • 223

  • @ontimemedia.
    @ontimemedia. หลายเดือนก่อน +52

    ብፃይ ደጀን ኣብዚ ገድሊ እዚ ብጣዕሚ ካብ ዝረኣክዎም ጀጋኑ ሓደ እዩ፡፡
    ደጁ ብቀረባ ጅግንነቶም ካብ ዝረኣክዎም ብፃይ ሓደ እዩ። ፀማም ተዋጋኣይ

  • @salamsalam1464
    @salamsalam1464 หลายเดือนก่อน +19

    እግዚአብሔር ዕድመ ጥዕና ይሃብኩም ጀጋኑና❤❤❤❤

  • @user-qt7gj6vi5e
    @user-qt7gj6vi5e หลายเดือนก่อน +16

    ክብሪ ይግበአካ ክቡር ሓውና ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @biniaber9538
    @biniaber9538 หลายเดือนก่อน +19

    አነ ምናአሰይ ሲእነ እየ ተሰዊኡኒ እዩ😭 እንኾዕ ሓደ ዘይኾኑኩም ሓወይ እንኾዕ ወፃኻ

    • @MarsLOVE-hi6he
      @MarsLOVE-hi6he หลายเดือนก่อน

      አጆኺ አብኩልና እዩ ምዕንተ ትግራይ መስዋዕቲ ከፊሎም 😢😢😢😢

  • @user-dv9kg2ru6d
    @user-dv9kg2ru6d หลายเดือนก่อน +14

    ጅግና እንኳፅ ብሂወት ተረፍካ ጎይታዋይ ❤❤❤

  • @MegaSofiamia
    @MegaSofiamia หลายเดือนก่อน +14

    ጀጋኑና ኽብሪ ናአኹም❤❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @berhealemu2348
    @berhealemu2348 หลายเดือนก่อน +16

    ጅግና ወዲ ትግራይ

  • @user-qg6jt8fm7y
    @user-qg6jt8fm7y หลายเดือนก่อน +7

    ሰላም ሰላም ❤❤❤❤❤❤❤

    • @tsegatsega238
      @tsegatsega238 หลายเดือนก่อน +2

      ደምርኒ ማዓረይ❤❤❤

  • @Gebar-z4t
    @Gebar-z4t หลายเดือนก่อน +6

    OK thanks you the best of you 😘 ❤️

  • @kiroselias3269
    @kiroselias3269 หลายเดือนก่อน +8

    Gegna ❤❤❤❤

  • @biniaber9538
    @biniaber9538 หลายเดือนก่อน +8

    ጅግና ሓወይ ማዓረይ❤❤❤❤

  • @STAMA123
    @STAMA123 หลายเดือนก่อน +20

    ሰሚዕኻ ዘይፅገብ ታሪኽ ጀጋኑና ኽብሪ ንዓኹም ይኹን አኹሪዕኽሙና❤

  • @johnjohn5401
    @johnjohn5401 หลายเดือนก่อน +5

    ፈጣሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም

  • @abrahaleytewelde9290
    @abrahaleytewelde9290 หลายเดือนก่อน +4

    ጅግና ብጻይ

  • @tekkewaldo3447
    @tekkewaldo3447 หลายเดือนก่อน +8

    ❤❤❤💊💊💊

  • @markaniyamarkaniya
    @markaniyamarkaniya หลายเดือนก่อน +8

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @yonasberhe6284
    @yonasberhe6284 หลายเดือนก่อน +3

    Thanks our brother for your service

  • @FreSelam-yj2ri
    @FreSelam-yj2ri หลายเดือนก่อน +4

    ጅግናና❤❤

  • @Fitsum-el6kq
    @Fitsum-el6kq หลายเดือนก่อน +5

    ተጋሩ ተባአት እንቢ አግዛእን ባሃልቲ
    ንዝተጎዱኡ ተጋደልቲ ኩሉና ንሃግዝ
    ንአህዋትና ዛንቶኦም ሰሚእና ተደሚምና ስቅ አትበሉ አለናልኩም እንበሎም ንሃግዞም ንጀጋኑና!!!!

  • @user-sy4wi7rm8p
    @user-sy4wi7rm8p หลายเดือนก่อน +3

    Thank you for severesc tigrayway hero

  • @user-pw2od2xo4r
    @user-pw2od2xo4r หลายเดือนก่อน +4

    እምካዕ ብሂወት ተረፍካ ጅግናና

  • @user-gj2qd5cx1u
    @user-gj2qd5cx1u หลายเดือนก่อน +5

    ❤❤❤

  • @biniamgmichael-rh4bf
    @biniamgmichael-rh4bf หลายเดือนก่อน +15

    አብ ናይ Hoolywood ፊልም'በር ብተግባር አብ መሬት ዘይተገበረ ሰሚዕኻ ዘይትፀግቦ ጅግንነት tdf ❤❤❤🙏🙏🙏

  • @Arsulove-ke6xd
    @Arsulove-ke6xd หลายเดือนก่อน +5

    ጀግና ሓዉና ♥️♥️♥️♥️

    • @tsegatsega238
      @tsegatsega238 หลายเดือนก่อน

      ደምርኒ ዝያዳይ❤❤

    • @Arsulove-ke6xd
      @Arsulove-ke6xd หลายเดือนก่อน +1

      @@tsegatsega238 ቅድም ኣትሒዘ እየ ደሚረኽ መዓረይ ♥️

  • @user-qw6fp3ee4c
    @user-qw6fp3ee4c หลายเดือนก่อน +2

    ደጁዋኒ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @mekonenebeyene7836
    @mekonenebeyene7836 หลายเดือนก่อน +4

    እንኳዕ ወፃካ እዱመን ጥእናን ይሃብካ

  • @user-pw2od2xo4r
    @user-pw2od2xo4r หลายเดือนก่อน +2

    💪💪💪💪💪💪❤❤❤

  • @markaniyamarkaniya
    @markaniyamarkaniya หลายเดือนก่อน +6

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @سلامسلام-ظ7غ
    @سلامسلام-ظ7غ หลายเดือนก่อน +4

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @meharifrewoyni9402
    @meharifrewoyni9402 หลายเดือนก่อน +2

    ጀግንነትኩም መግለጹ የብለይን :እንቃዕ ንምንባር ኣብቅኣካ ❤️💛❤️💙💚💙ካብ እርትራ እየ ::

  • @ElsaFisseha-ww5kb
    @ElsaFisseha-ww5kb หลายเดือนก่อน +2

    Waye mearey enkuae be hiwot terefeka jegenaway 💪💪💪💪💪

  • @user-ct7od2mh4u
    @user-ct7od2mh4u หลายเดือนก่อน +3

    ደጀን ፉሉይ ስብ ትፍለ ኮእካ ❤❤❤❤

  • @ZxZx-b1t
    @ZxZx-b1t หลายเดือนก่อน +2

    ደጂ

  • @lulaa1242
    @lulaa1242 หลายเดือนก่อน +8

    ጀግና እንኳዕ ወፃዕኻ እድመን ጥዕናን ይሀብካ

  • @Fitsum-el6kq
    @Fitsum-el6kq หลายเดือนก่อน +3

    plot ሚድያ ንጀጋኑና ትገብርዋ ምፍላጥ ፁቡቅ ኮኑ እናሃለዉ ?
    ግን አድራሾኦም ስልኮም ብአግባቡ ብደንቢ አቀምጡ አፋልጡ
    ቡፆት ሚድያኩም ብጣእሚ እና ንፈትዎ!!!!

  • @User65432s
    @User65432s หลายเดือนก่อน +3

    Ma brother thank you for ur service. ዓሕ ሓወይ ናተይ፥ ንህዝብይ ክትብል ዓይንካ ስኢንካ ኣጃካ ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ሰማእታትና

  • @HelenHelen-b1o
    @HelenHelen-b1o หลายเดือนก่อน +3

    jgna❤❤❤

  • @TsegayRemeha
    @TsegayRemeha 28 วันที่ผ่านมา

    ጅግና ንበረልና ወዲ የጭላ

  • @haftudesalegn8491
    @haftudesalegn8491 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ዘርዕኻ ይብዛ ርዚን ትጋዳላይ

  • @user-rg6qn5rz2r
    @user-rg6qn5rz2r 25 วันที่ผ่านมา +1

    ክብሪ ይግበአካ ክብር ሓውና❤❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @berndadesta9679
    @berndadesta9679 หลายเดือนก่อน +1

    ጅግና ንብፆቱ ካብ ሓዊ ናምድሐን ጥበብን ክእሎቱን አለዎ :ጀጋኑና ልዘልአለም በሩልን::

  • @MG-su4nh
    @MG-su4nh 2 วันที่ผ่านมา

    Jeganuna respect 🙌

  • @HayatAbdela-vd4sh
    @HayatAbdela-vd4sh หลายเดือนก่อน +2

    ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @user-ui6ss9ee8p
    @user-ui6ss9ee8p 13 วันที่ผ่านมา

    ጎታዋይ ❤

  • @wediakele2099
    @wediakele2099 หลายเดือนก่อน +2

    Demey tarkum tarikey eyu ✍️✍️✍️✍️✍️

  • @user-bo7yq5pg1e
    @user-bo7yq5pg1e หลายเดือนก่อน +2

    jegena ❤❤❤❤

  • @ethiozone8488
    @ethiozone8488 หลายเดือนก่อน +2

    ንሓግዞ share bemegbar

  • @yohannesulema9762
    @yohannesulema9762 หลายเดือนก่อน +7

    እንዃዕ ሀለኻ ናይና ጀግና ❤❤❤❤❤

  • @aexum1597
    @aexum1597 28 วันที่ผ่านมา

    Enqowae behywet terfka jegna 🙏🏾❤❤❤

  • @tadetemben6922
    @tadetemben6922 15 วันที่ผ่านมา

    ዕድመን ጥዕናን የሃብካ ሓወይ

  • @user-ud7qr8pn3r
    @user-ud7qr8pn3r หลายเดือนก่อน +1

    ጁግና ውዲ ትግራይ ኩሩዓት ህዝቢ ትግራይ

  • @user-gn5hw3xt9p
    @user-gn5hw3xt9p 15 วันที่ผ่านมา

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ

  • @user-rf8vx3mc9r
    @user-rf8vx3mc9r หลายเดือนก่อน +2

    ጂግና

  • @berhealemu2348
    @berhealemu2348 หลายเดือนก่อน +4

    Excellent!! Our hero

  • @user-wr2xb7dq1w
    @user-wr2xb7dq1w 25 วันที่ผ่านมา +1

    Wedi turungi arkey ketslelu💪

  • @emirufisseha6811
    @emirufisseha6811 หลายเดือนก่อน +3

    🎉🎉❤❤❤jegna

  • @Muluwelay-dw5xo
    @Muluwelay-dw5xo หลายเดือนก่อน +1

    የእውነትን ደጀን❤❤❤❤

  • @Selomon-i6i
    @Selomon-i6i 28 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤ deju ata jigna ajoka

  • @TadeleGg
    @TadeleGg 19 วันที่ผ่านมา

    ክብሪ ይግብኦም ጀጋኑና

  • @Dsaert-jf7mq
    @Dsaert-jf7mq หลายเดือนก่อน +2

    ❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @yenethunasegahagn4128
    @yenethunasegahagn4128 หลายเดือนก่อน +5

    Thank you for your service jegnaa tgadalye ❤

  • @kirosa1286
    @kirosa1286 หลายเดือนก่อน +3

    ❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉

  • @edenaraya9795
    @edenaraya9795 28 วันที่ผ่านมา

    ጀጋኑ ❤❤

  • @gebreyesuselsa6998
    @gebreyesuselsa6998 หลายเดือนก่อน +3

    😘😘

  • @user-nh9tw7fj4p
    @user-nh9tw7fj4p หลายเดือนก่อน +3

    ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @user-nq8ij6qw5b
    @user-nq8ij6qw5b 29 วันที่ผ่านมา

    ንዓናን ንህዝብኹም ኽትብሉ ኸቢድ ዋጋ ኸፊልኩም አለኹም 🙏🙏🙏 ብምንታይ ኸምንገልፀኩም አይፈልጥን ❤❤ ግና ትዘሕዝን ትዝርስዕ ዘሎ ትግራዋይ እዮ ዘግርመና ዘሎ ብተለይ መንግስታትና 😠😠😠 ንሕሰብ

  • @kirosa1286
    @kirosa1286 หลายเดือนก่อน +3

    💪💪💪💪💪❤❤🎉🎉❤🎉❤

  • @HagosHagos-rb7ob
    @HagosHagos-rb7ob หลายเดือนก่อน +3

    ጅግና..ዘሓወይ.ኳንዓ.ተረፍካልና.ተመስግን.T.D.Fይ.💊💊💊⭐💊💊💊

  • @user-nq8ij6qw5b
    @user-nq8ij6qw5b 29 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤ ጅግናና ማዓረይ ኽበረልና ንዘለኣለም❤❤❤ ትዘሕዝን ድማ ሓለፍትኹም ምርሳዖም እዮ 😠😠😠😠😠😠

  • @Mhalt-m7h
    @Mhalt-m7h หลายเดือนก่อน +3

    😢😢😢❤️❤️💛💛✊

  • @user-zk1el5st6h
    @user-zk1el5st6h หลายเดือนก่อน +3

    💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖🎉🎉🎉🎉🎉

  • @HenokDengeze
    @HenokDengeze หลายเดือนก่อน +5

    ጀግና ወዲ ትግራይ

  • @AbadiGmicheal
    @AbadiGmicheal หลายเดือนก่อน

    ክብሪ ይግበአካ ጀግና

  • @user-vm5fb7xz2m
    @user-vm5fb7xz2m หลายเดือนก่อน

    ጀግና❤❤

  • @lemlemassefagrmay7148
    @lemlemassefagrmay7148 หลายเดือนก่อน +1

    JEGANUNA KBRY NAKUM ❤️ 🙏 ❤️ 🙏 ❤️ 🙏 ❤️ 🙏 ❤️ 🙏

  • @ZaydHluf
    @ZaydHluf หลายเดือนก่อน +1

    እንካእ አውፀእካ

  • @ZaydHluf
    @ZaydHluf หลายเดือนก่อน +1

    እግዛቦሄር እንክዕ አውጸእካ

  • @GebreabezgiGebremikael
    @GebreabezgiGebremikael 20 วันที่ผ่านมา

    ኣጆኻ ቅሰን ዋጋኻ ፅባሕ ትግራይ ሙሉእ ኣብሪሁ እትሕጎሰሉ ትሪአሉ ቀረባ እዩ በሉልና 💪💪💪💪

  • @michotturuneh3814
    @michotturuneh3814 หลายเดือนก่อน +1

    ጅጋኑና ክብርን ምስጋናን ንዓኩም ህይወት ብፆትኩም ዓይነብርክኩም ገቢርኩም ንዝህልብኩምና ሰላምን ነፃነትን ብጣዕሚ ነመስግነኩም ብርክኩም ብርኪ ሓፂን ይኩነልና🙏❤💛😘

  • @abebagebreanta359
    @abebagebreanta359 หลายเดือนก่อน +1

    Enkea bselam terefka zehawey

  • @HalefomGdey-hr9us
    @HalefomGdey-hr9us 28 วันที่ผ่านมา

    ጀግና ነበረልና ኣሳናደእት ግን እዝ ታሬክ ምምራኽ ግን ናይ ሓደ ሰብ ምግባር ጌጋ ዬ እንታይሰከ ደጀን ከማርኾ እንድሃለወ በይኑ ኣይከንን ኩሉ ተዋፄእወ ኣብታ ግዜ ንሳ መስዋእት መቆሰልት ሽፋን ዝሃበ ኩታስ ብዙሕ ነገር ኣለዋ ሰለዝ ናይ ኣሃዱ ስራሕ ዩ ናይ ኣባላት ኣሃዱ ውፅኢት ዩ ደጀን ክዓ ጅግና ዕድምን ጥዕናን የሃብካ

  • @MusieGubramariam-ij7ms
    @MusieGubramariam-ij7ms 20 วันที่ผ่านมา

    የጥጋብ ጥግ እና መጨረሺያው ይቀጥላል።።።

  • @Dsaert-jf7mq
    @Dsaert-jf7mq หลายเดือนก่อน +1

    😢😢😢

  • @TkGm-ev4mr
    @TkGm-ev4mr หลายเดือนก่อน +2

    Yzkir ziarkey

  • @natiwizchrist
    @natiwizchrist หลายเดือนก่อน

    ቀፅለሉ ❤❤❤

  • @girmayyohannes
    @girmayyohannes 20 วันที่ผ่านมา +1

    በፃዕብቲ ዝቁፀሩ ዘይኮነስ በሻሓት ዝቁፀሩ ብምባል ይታኣረም።

  • @brexalex8547
    @brexalex8547 หลายเดือนก่อน

  • @Kai-ip2hl
    @Kai-ip2hl 17 วันที่ผ่านมา

    Dejuway jgna jgnnetka baeley ymskrelka💪🏾💪🏾❤

  • @abebagebreanta359
    @abebagebreanta359 หลายเดือนก่อน +1

    jeganuna kibri neakum 🙏🙏🙏

  • @TesfayChekole
    @TesfayChekole หลายเดือนก่อน

    ደጁ ኽብር ይግበአካ ቆስልካ ዉግእ ከይተኣትይ እናተብሃልካ ብመራሕጥኻ ኣነ ቁስለይ ንዉግእ ኣይ እግደንን እልካ ምስ ከብድ ቁስልካ ናብ ዉግእ ትኣትይ ጀግና መገልፅ የብለይን ንዓኻ

  • @mebrhit-vz5mr
    @mebrhit-vz5mr 27 วันที่ผ่านมา

    ጀጋኑና እዘኩሉ ሓለፈኩም እዞም ረሳሓት መራሕትና ግን ሐዚ ንሰልጣኖም ጥራሕ የሓሰቡ ኣለዉ

  • @bolommahta1561
    @bolommahta1561 หลายเดือนก่อน

    ደጀን ጅግና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ መዲሂነ-ኣለም👈🙋‍♂️

  • @HagosHaileGebru
    @HagosHaileGebru หลายเดือนก่อน

    ዓብዪ ክብሪ ታሪክ ዝሰርሑ በዓል እዚኦም ተኣምር ዝሰርሑ

  • @user-gc5ps6ol6x
    @user-gc5ps6ol6x 29 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @MuluGermay
    @MuluGermay หลายเดือนก่อน +3

    😢ጀግና ሐወይ እወን ምሳካ ኔሩ ማለት እዩ ንዑኡ ዝተመረከል ማዓልቲ ገፅ ሐወይ ዝርአኩላ ብ tmh

  • @merimeri3117
    @merimeri3117 หลายเดือนก่อน +1

    ጅግንነትኩም ተዛሪብካ አይውዳእን ባአካትኩም ንኮርዕ ተጋሩ ኩሉ ግዜ ጀጋኑ ምእንተ ትግራይ ንበርልና❤❤❤

  • @GAMTVTigray
    @GAMTVTigray หลายเดือนก่อน

    💊👑

  • @bolommahta1561
    @bolommahta1561 หลายเดือนก่อน

    ጅግና ትግራዋይ ቃላት ሲኢነ ንጅግንነት ዝገልጽ✊✍️

  • @user-ft9ps7en4i
    @user-ft9ps7en4i หลายเดือนก่อน

    ደጀን ጀግና ብፃይ ዓሕ በዓል ንስኹም ጀጋኑ ኣብዚ ትርከቡ እልፊ ኩርኩር ኻሊእ ይገብሩ

  • @user-xv6sg6uu3j
    @user-xv6sg6uu3j หลายเดือนก่อน +2

    ጅግና ወዲ ህዝቢ❤