Tigrinya: ፃንሒት ምስ ድምፃዊ ቢንያም የማነ /ፍርደይ/ Interview with Binyam Yemane / Frdey /

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 21 ต.ค. 2024
  • #Mekatecha #Entertainment #TigrignaStreetInterview
    ፃንሒት ምስ ድምፃዊ ቢንያም የማነ /ፍርደይ/
    Interview with Binyam Yemane / Frdey / - Mekatecha
    Content reuse is strictly forbidden!
    Mekatecha Entertainment
    All rights reserved

ความคิดเห็น • 102

  • @ርጌዬየትግራይልጅ
    @ርጌዬየትግራይልጅ 4 ปีที่แล้ว +24

    ክገርመካ ቢኒ ሓወይ ፍርደይ ብጣዕሚ እየ ዝፈትዋ ትግራዋይ ምካንካ ሎሚ አረጋጊፀ እንካዕ ናትና ኮንካ ወዲ ለባም ትግራይ 💞🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳💞🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳💞🇻🇳💞🇻🇳🇻🇳💞🇻🇳🇻🇳💞🇻🇳

  • @brijap5171
    @brijap5171 ปีที่แล้ว +3

    ቢንየይ እንኳዕ ትግራዋይ ካንካ ፈርደይ ሚዚቃ እዉን ብጣዓሚ እያ ደስስ ትብል ቀፅለሉ❤❤❤❤❤❤

  • @ቃልኪዳን-ቀ2በ
    @ቃልኪዳን-ቀ2በ 4 ปีที่แล้ว +27

    ነዛ ፍርደይ እትብል ሙዚቃካ ሰሚዐ ዘይሞንዋ እያ so ኣጆካ

    • @yohanazekarias1395
      @yohanazekarias1395 4 ปีที่แล้ว +1

      Ewyyyyyy kemey dye zfetweka edmen tenann ይሓንካ fetari

  • @ለፍቅርታማኝነኝፀዳል
    @ለፍቅርታማኝነኝፀዳል 3 ปีที่แล้ว +3

    ዋው ቢኒየ ድምፁ ደቂ ትግራይ አደይ ክፋእኩም የርህቀልና መሽረፈትየጥፈኤልና ፈጣሪ

  • @UdhdhhUruur
    @UdhdhhUruur 11 หลายเดือนก่อน +1

    ❤❤ብኒዋይ ብጣዓሚ እየ ዘድንቀካ ቀፅለሉ ዝሓወይ

  • @ፋናጋልዞምጀጋኑፋናጋልዞም
    @ፋናጋልዞምጀጋኑፋናጋልዞም 4 ปีที่แล้ว +4

    ዋውውው ወዲ ትግራይ ሓላል ሰላምካ ይብዛሕ ካባካ ብዙሕ ኢና ንፅበ ቢኒ lLike💕ትግራይ💕 lLike LOVE you💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕

  • @TV-nm3fy
    @TV-nm3fy 4 ปีที่แล้ว +11

    እውይ ዘድንቆ ደራፊ ወዲ ትግራይ ሽኾር ቢኒተይ በጃኻ ድረፈልና ብጣዕሚ ኢና ንፈትወኻን ነድንቀኻን 😍😍😍😍😘 ጎበዝ ቀፅሎ ዝሓወይ ኸምዚ ዝጠፍኡ እናምፀኻ ሓብረና😍

  • @gidenamuruts5655
    @gidenamuruts5655 4 ปีที่แล้ว +5

    ብጣዕሚ ዝፍትዎ ደራፍይ ቢንየይ ሹካሪ

  • @salemefrata3179
    @salemefrata3179 3 ปีที่แล้ว +1

    Aseyyy bini shikor ferdey betami zefetewa derfi love ❤💋😍💯

  • @fikirabrham6191
    @fikirabrham6191 4 ปีที่แล้ว +6

    ፍርደይ ብጣዕሚ ጥዕምቲ ደርፊ እያ ግን ጠፊእካ

  • @smongidey6939
    @smongidey6939 4 ปีที่แล้ว +1

    ቢኒየይይይይ ናይ ልበይይ ደርፊ ፍርደይ። ብጣዕሚ ኢየ ዝሕብየካ በጃካ ጠፊኢካና ኣሎ።ጥዑም ላዛን ድምፅን ንፅበየካ ኣለና።መታካእታ አብርሃም አፈወረቂ ብዘይ ምግናን።

  • @allbaad5259
    @allbaad5259 11 หลายเดือนก่อน +1

    ቢንየይ ፍርደይ ብጣዕሚ ዝፈትዋ ሰሚዐ ዘይፀግባ ሙዚቃ እያ ብተስፋ ንፅበ ንበለፀ መሳጢ ስራሕ እንዃዕ ትግራዋይ ኮንካ ❤❤❤

  • @MusgunLebase
    @MusgunLebase 24 วันที่ผ่านมา

    ጂግና ቢኒ ሓወይ ዕዲመን ጥዒናን ይሃብካ

  • @شوعيذباب
    @شوعيذباب 4 ปีที่แล้ว +6

    ዋውውው ማራ እየ ዝፍትያ

  • @hopemusicmix7199
    @hopemusicmix7199 2 ปีที่แล้ว

    Miss you so much bini hawey

  • @TesfayBeyene
    @TesfayBeyene ปีที่แล้ว

    Bini hawey jegna ❤👏

  • @Adonay_Dvora143
    @Adonay_Dvora143 4 ปีที่แล้ว +5

    ቢነይ ሽኮር ብጣዕሚ እየ ዝፈትወካን ዘድንቀካን
    ብጣዕሚ ንፉዕ ኢኻ ድምፅካ ብጣዕሚ እዩ መሳጢ ቀፅሎ

  • @redone8233
    @redone8233 4 ปีที่แล้ว

    One of the best songs Fardy. Bini thanks and I Love you so much

  • @ጓልፅዮንማርያምጓልግጀት
    @ጓልፅዮንማርያምጓልግጀት 4 ปีที่แล้ว +3

    ብኒየ ሽክር💜💛

  • @ዓለመይት
    @ዓለመይት 4 ปีที่แล้ว +8

    ቢኒ ብጣዕሚ ካብ ዘድንቆም ሓደን ቀዳማይን ኢካ ኣይትጥፋእ

  • @ትንሳኤትግራይ
    @ትንሳኤትግራይ 4 ปีที่แล้ว +2

    ቢኒየ ቆንጆ ፍርደይ ትብል ደርፍካ ግን ኣፀሊላትናን ኣብክያትናን እያ ገረሚ መረዋሕ ዝኮነ ድምፂ ኣለካ

  • @user-hadat7711
    @user-hadat7711 10 หลายเดือนก่อน

    Dop ❤binyam bro

  • @DanielweldegbralDanielweldegbr
    @DanielweldegbralDanielweldegbr 9 หลายเดือนก่อน +1

    ቀደም ኩዑሾ ናተፃወትና ሱቕ ኢሉ ይደርፍ ነይሩ 😂😂❤❤❤

  • @plazaplazs9990
    @plazaplazs9990 4 ปีที่แล้ว +6

    ፍርደይ ክቅበልየ ትብል ደርፍካ ማራ እየ ልፈትዋ ግን ትግራዋይ ምካንካ ከዚ እየ ፈሊጠ ቢንየ ኣይዞካ ቀፅሎ ኣይትጥፍኣና ወዲ ትግራይ ሽኮር

  • @kusu142
    @kusu142 3 ปีที่แล้ว

    Biniye🥰🥰

  • @yordanos4357
    @yordanos4357 หลายเดือนก่อน

    bini shqour nska shqor derfka teum❤

  • @hafehafe6585
    @hafehafe6585 4 ปีที่แล้ว

    wowww ቢንይ በርትዕ

  • @ተመስግንአምላኬ
    @ተመስግንአምላኬ 4 ปีที่แล้ว +1

    ዋውው ደቂ ትግራይትግራይንና 💓💓💓💓

  • @kidukiduargw4337
    @kidukiduargw4337 4 ปีที่แล้ว +1

    አነስ ይፈልጠካ እየዋ ግን ጠፊእካ ብሰላም ድዩ

  • @ብሪጋልትግራይ-ሸ1መ
    @ብሪጋልትግራይ-ሸ1መ 3 ปีที่แล้ว +1

    ዋላ ኣነ ኤርትራዊይ እዩ ዝመስለኒ ኔሩ ብዝኾነ ኣጆኻ ማዓረይ ብናትኻ ደርፊ ዝፈትዋ ዓርከይ ኣላትኒ ብጣዕሚ እየ ዝዝክራ ዋላ ባዓለይ ሰሚዐ ኣይሞኑዋይ

  • @ትግራይ-ቀ3ቘ
    @ትግራይ-ቀ3ቘ 4 ปีที่แล้ว +3

    ዋዉዉዉዉ

  • @sisadolina6244
    @sisadolina6244 4 ปีที่แล้ว +1

    Betam new madenkeh biniya ketelbet

  • @rihananeymar1373
    @rihananeymar1373 4 ปีที่แล้ว +1

    Biniye ambesa

  • @zereitokbaslase8243
    @zereitokbaslase8243 4 ปีที่แล้ว +1

    Ajoka bine hawey edman enean uahabka

  • @blen9505
    @blen9505 4 ปีที่แล้ว

    Biney shkor💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘😘

  • @tirsitasmerom3571
    @tirsitasmerom3571 ปีที่แล้ว

    My dear bro

  • @ኪሮሰይምስበልኩእንድየ
    @ኪሮሰይምስበልኩእንድየ 4 ปีที่แล้ว +3

    ውይ እዚ ዝጽበዮ ዝነበርኩ ሰብ ኣምጺካለይ ማራ ተሓጉሰ ቢነይ ይዓክ ርጉዕ ሰብ ሓላል ሰብ ማራኪ ዝኮነ ረጋዕታ ኣዛራርባ ትሕተኛ ከም ጓል ኣነስተይቲ ብልቢ😘
    ኣገላልጻ ኩሉ ኬፍ ሂብካኒ ፍረደይ ትብል ሙዚቃካ ንሂወቱ ትገልጽ ትኩን ዘይትገልጽ ትኩን ሰብ ኣጸሊላ እያ ምክንያቱ መሲልካ ዘይኮንካስ ኮንካ እካ ሰሪሕካያ ብከሙኡ ክኣ ምስ ሂወቱ ትከድ ክትከውን ኣለዋ እለ ይሓዝን ነይረ ኣይትከድን ምስ በልካ ተሓጉሰ😀
    ተስፋ ንገብር ካብዚ ንላዕሊ ሒዝካልና ክትመጽእ ኣርቲስት ማለት ከምዚ እዩ ገጽ ህዝቢ ኣንቢቡ ብጥበብ ዝገልጽ ነባሪ ስራሕ እውን ይከውን።
    ከም ኣብነት ቅድሚ 20 30 ዓመት ዝደረፍዎ ናይ እሊ ብዓል እያሱ ኪሮስ ኣታክልቲ ኣብርሃም የማነ ባርያ እዚኦም ትማሊ ዝደረፍዎ እንበር ናይ ቀደም ኣይመስልን እዩ ጠቅላላ። ካብናይ ሕጂ ክኣ ኣብርሃም ሰሎሙን ሃይለ ሰለሙን ይኩነኣምላክ ዓዚዝ ሓጎስ ንጉሰ ኣባዲ ንዓካ ማራ እየ ዘድንቀኩም።
    ካብ ኤርትራ ቶማስ እና ቆርጫጭ ማራ ዘድንቆም።
    እና ቢነይ ሰናይ ናይ ስራሕ ጊዜ ይኩነልካ ብሰላም ምጸና እዝነይ እናጸለኩ ይጽበ ኣለኩ ብቦሮም ቦሮም ሃንቦፍ ኣእዛና ሰልችይወ ኣሎ።
    መካተቻ ሎሚ እካ ናይ ልበይ ሰብ ኣምጺካለይ የቀንየልና።

  • @ermile2091
    @ermile2091 4 ปีที่แล้ว +1

    love u

  • @marrrtgray5803
    @marrrtgray5803 4 ปีที่แล้ว +1

    Biniye ajoka nfae

  • @MmMm-pg1bb
    @MmMm-pg1bb 4 ปีที่แล้ว +4

    እዚ ጋዜጤኛ ኣምሓርኛን እንግሊዝኛን ክዛረብ ይሰልጦ ጋዜጤኛ ዘይመስል

  • @MmMm-ui5js
    @MmMm-ui5js 4 ปีที่แล้ว +2

    🎸🎸🎸🎸🎸🎸❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️

  • @megdelawittesfay-zr7zp
    @megdelawittesfay-zr7zp 2 หลายเดือนก่อน

    Bini ambesa

  • @MmMm-pg1bb
    @MmMm-pg1bb 4 ปีที่แล้ว

    ቢኒ ❤

  • @Adonay_Dvora143
    @Adonay_Dvora143 4 ปีที่แล้ว +2

    ኣቤት ርጋዕታ ኮሪዐልካ ወዲ ዓደይ መዓረይ

  • @faniyeerob9311
    @faniyeerob9311 4 ปีที่แล้ว

    ኣሰይይይይ ቢኒ ሓውና አንቃዕ ናይና ኮንካ ጅግናይ ግን ምልስ ምልስ በለና ኢካ ኣይትጥፋአ

  • @dearmom2633
    @dearmom2633 4 ปีที่แล้ว

    Bini shikor❤ frdey💔😥

  • @zereitokbaslase8243
    @zereitokbaslase8243 4 ปีที่แล้ว

    Eway hawey ajoka dhan

  • @Mebrie12
    @Mebrie12 ปีที่แล้ว

    ብኒ ኣስሊ 👏

  • @Meseret-zc3dt
    @Meseret-zc3dt 6 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤

  • @SaraAli-y1i
    @SaraAli-y1i 7 หลายเดือนก่อน

    ❤️❤️❤️❤️❤️🥰🥰

  • @selomontesfay3787
    @selomontesfay3787 4 ปีที่แล้ว +1

    Ajeka aytitfae

  • @adtwo8032
    @adtwo8032 2 หลายเดือนก่อน

    ኣነስ ኤርትራዊ ይመስለኒ ነይሩ

  • @smongidey6939
    @smongidey6939 4 ปีที่แล้ว +2

    #ኣታ እንተርቢ ትገብሮሩ ዘለካ ወዲ ኣይተጨንቆ ዋይ እዛ ወዲ ኣብ ርእሱ ደይባ።ልምምድ ግበር ከመይ ከምትሓትት

  • @hffug921
    @hffug921 ปีที่แล้ว

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Tsige-zn7re
    @Tsige-zn7re 10 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @daniel7-kq4yr
    @daniel7-kq4yr ปีที่แล้ว

    ezi nay youtub chanelka arsti keyro btigrina keyro

  • @genettsehaye2032
    @genettsehaye2032 2 ปีที่แล้ว

    ❤️💛

  • @PetrosluelAsefa
    @PetrosluelAsefa 8 หลายเดือนก่อน

    Xury nay ertrea tgrna iyu zizareb ertrea du abuyu

  • @sabawit9549
    @sabawit9549 4 ปีที่แล้ว +1

    ቢኒዬ ድምፅካ ኩሉ ማራ የ ልፍትወኻ

  • @hayetzemikia
    @hayetzemikia 7 หลายเดือนก่อน

    ስዘትዊ ደራፋይ ኣቅረብኩምልና ነምስግን ንፉዕ ትደራፋይ ቀጽሎ ኣና ማራየ ዝፈትዊ ደርፍኻ ፍርደይ ብፍላይ ኣቤነይ ዝከንኩሉ 3ተ ግዜየ ደጊመ ዝሰምዓ ።

  • @HieriHieri-mg3cr
    @HieriHieri-mg3cr 25 วันที่ผ่านมา

    Tgraway mukanka gn des aybln
    Yake neta derfi semiAkas kief mAndu yAke

  • @kejushifa8237
    @kejushifa8237 3 ปีที่แล้ว +3

    Ane kesema kolekum eritrawi eka temesleni nerka bezkone eritrawi kona tearaway abay lewti yeblun neta derfi betaemi eye zefetwa kebabi 5 amet yekewen kab zefelta gen zeytemno derfi eya bezkone ab qexali bezeblexe nexebe.

    • @Khankhan-xv8ho
      @Khankhan-xv8ho 2 ปีที่แล้ว

      🙏💊💊

    • @yordanos4357
      @yordanos4357 หลายเดือนก่อน

      zeytmno derfi eya wala msgzie zeytwedik memelisa des tbleka bini hawe ketslo kabeu nleli bertieka ktmetse nlawbeka❤

  • @ኣነኤሬትራዊእየወዲጎሉጅ
    @ኣነኤሬትራዊእየወዲጎሉጅ 4 ปีที่แล้ว

    ቢኒ ቢኒ ዝፈትዎ ስነ ጥበብ from Eri,,,,,,,

  • @gdjhuthjg7231
    @gdjhuthjg7231 4 ปีที่แล้ว

    biniye mekeret mara ye zhbyeka 1000lik hibeka aleku

  • @negafsehatsiyon3989
    @negafsehatsiyon3989 4 ปีที่แล้ว +1

    bini ajoka gobuz tefiekana yemena

  • @hfhndffhcjdhf6644
    @hfhndffhcjdhf6644 2 ปีที่แล้ว

    😍😘😘

  • @alammahari9014
    @alammahari9014 2 ปีที่แล้ว

    🥀♥️🥀♥️🥀♥️👉♥️🥀♥️

  • @AdmiringBirchForest-tm6kv
    @AdmiringBirchForest-tm6kv 3 หลายเดือนก่อน

    biney btimi eya zefetweka qaxlo bfelay ferdaye kfetwa mate ya

  • @hhfd1772
    @hhfd1772 4 ปีที่แล้ว +4

    በጃካ መኒካ ሓታቲ በቲ ሽረ ዓዲ ግራት ወስወስ በል ትግሪኛ ልመድ

    • @ሄሉ-ኘ3ዀ
      @ሄሉ-ኘ3ዀ 2 ปีที่แล้ว

      እውይ ትግርኛ እኮ እዩ ዝዛረብ ዘሎ🙄🙄

    • @shewitgeremedhin6058
      @shewitgeremedhin6058 ปีที่แล้ว

      ስጋኻ በል ኣማሪኛ ካኣን ምሕዋስ ንሀዎ እምበር ካኣን

  • @debishasli7724
    @debishasli7724 4 ปีที่แล้ว +1

    ትግራዋይ ዲኻ ኣጆኻ በል ሓወኒ ግን ብሓንቲ ደርፊ'የ ዝፈትወካ ማለት ብሂወተይ ዝመጸኻኒ ንሳ ድማ ፍርደይ ትብል ክሳብ ሕጂ ድማ ተንባዕንን ተሳቄንን ኣላ።

  • @merhawitbrhane5895
    @merhawitbrhane5895 4 ปีที่แล้ว +5

    ቢንዩ ሂወት ታራኸይ እያ ፈርደይ እኮ

  • @nahomalem-th3yf
    @nahomalem-th3yf 10 หลายเดือนก่อน

    getimi nay men eyu getimi teseriqa eya

  • @biniamtesfay2369
    @biniamtesfay2369 3 ปีที่แล้ว

    Ajokha bini hawey ane hade eritrawi arkey nieru neza derfi btami zdegagma ane wn btami yefetwa ye ane eritrawi ye eta derfi nay eritra kem zeyknet beti clip kele kurub terediuni nieru gn gtmtatka musicaka ms nay eritra ymesasel u bzkhokne qexlo Ajokha hawkha bini Kab Eritra 🇪🇷

  • @samrisamris6369
    @samrisamris6369 4 ปีที่แล้ว

    😍😍😍😍😍🇻🇳🇻🇳🇻🇳

  • @nahomalem-th3yf
    @nahomalem-th3yf 10 หลายเดือนก่อน

    getimi natu ayknen

  • @ለፍቅርታማኝነኝፀዳል
    @ለፍቅርታማኝነኝፀዳል 3 ปีที่แล้ว

    አህህህህ ዋይ ድቃስ ስኢነአነስ በዞምከሃድያን እነ መሽፈት እንዞምመናአሰይና ክሪኦም ከለኩስ እፍፍፍፍፍ ብጣሚ እየዝሃርቅ

  • @NathanAmanuel-jy3pg
    @NathanAmanuel-jy3pg ปีที่แล้ว +1

    እውይ ኤሪትራዊ ትመስለኒ ኔርካ
    እንታይ ደኣ ኣብቲ ደርፊ ጽሩይ ትግርኛ ትዛረብ ኣብዚ ከኣ ናይ ትግራይ ግን ብዝኮነ ኮይኑ ትግራዋይ ኩን አሪትራዊ ማራ እያ እታ ደርፊ ጽብቕቲ ስጋብ ሕጂ ኤሪትራዊ ሙኻንካ እየ ዝፈልጥ 2006-2023😂😂😂😅

    • @alefumekele3184
      @alefumekele3184 11 หลายเดือนก่อน

      ዋይይ 😂😂😂

  • @shewitgeremedhin6058
    @shewitgeremedhin6058 ปีที่แล้ว

    ኝኝኝኝ ኣይትበል ትግሪኛኻ ኣፅሪ ወይ ብኣማሪኛ ሕተቶ ሓዋዉስካያ እኮ

  • @haiathb5902
    @haiathb5902 4 ปีที่แล้ว

    Bini shkor keslelu

    • @ሓሳበልበይተዝሰምረለይይና
      @ሓሳበልበይተዝሰምረለይይና 4 ปีที่แล้ว

      አወ ወደይ ቢንይ ሂወት እው እዛ ሂወት ቃልሲ ግን ኣነውን ንሰካ ካብዛ ዓይነይ ኣይትክወልን ግን ተኪእልካ ሓዳር እንተዘይ ብልካ ሰልክካ ላኣከለይ ንክንፋለጥ።።

  • @solyanahagos6945
    @solyanahagos6945 3 ปีที่แล้ว

    Biniye sle zreakuka des eluni Mara tekeyrka abi seb mesilka fetari yhalka

  • @khimmendoza6082
    @khimmendoza6082 4 ปีที่แล้ว

    Bitaem zefetiwo deraf firdey mara eye zefetiwo kulu gize yesemio bejaka abe abe chanal likok derifeka bitaem kielot aleka hape or Adams intermet

  • @zemnekesanetzemnekesanet2606
    @zemnekesanetzemnekesanet2606 4 ปีที่แล้ว

    Ere aytetfa

  • @hhfd1772
    @hhfd1772 4 ปีที่แล้ว +2

    ወይ ጉድ ኣታ ጋህታፍ ትግሪኛ ትምሃር ሕቶ እበር ጥያቄ ኣይበሃልን
    ይዝክር እበር ይስታውስ ኣይበሃልን
    ንቲ ድምፃዊ ግን ማራ እየ ዝፈትወካ ዘድንቀካ ኣይትጥፈአና

    • @alefumekele3184
      @alefumekele3184 11 หลายเดือนก่อน

      ፀርፊ እሞ እንታይ አምፀኦ

  • @menzeygagesebkoynu4433
    @menzeygagesebkoynu4433 4 ปีที่แล้ว

    Nska tuy seb eka biniam etdnkom kab tigray zblkas abrham elka jgna

  • @SaraAli-y1i
    @SaraAli-y1i 7 หลายเดือนก่อน

    ❤️❤️❤️❤️❤️🥰🥰

  • @emugalsele4920
    @emugalsele4920 ปีที่แล้ว

    ❤❤❤❤❤❤