ባሻር ኣል ኣሳድ ንመጀምርታ ጊዜ ተዛሪቡ። ሰራዊት ኢትዮጵያ ንኤርትራ ክወቅዕ ሕቶ ዘቕረቡ መራሕቲ ትግራይ።

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 31 ธ.ค. 2024

ความคิดเห็น • 4

  • @abebakebede1270
    @abebakebede1270 14 วันที่ผ่านมา

    ሓሳዊ ፈስፋስ እንታይ አእተወካ እግዚአብሔር ይገስፅካ እርኩስ።

  • @biriktihaile5499
    @biriktihaile5499 15 วันที่ผ่านมา

    20 ዓመት ተወሲኑ ኸሎ ዝተቀመጥክምሉ ከይኣኽለኩም ሕጂ ኽኣ ተንቤን ናፊቅኩማ መስለኒ ሰላም ዘምሩ ብድመ መሬት ኤርትራ እዩ ዓሪፍኩም ተቀመጡ ድሕሪ 1,000,000 ንታይ ክትደግሙ ንስኹም እቲ ውግእ ደሊኹሞ ትኣትውዎ ኣለኹም እንተ ህዝቢ ኤርትራ ሓደ ሰብ ክሓመና ኣይንደልን ኢና ንምርጫኹም ብሃንግ ዝጠፍእ ዘሎ ህዝብኹም ኣድሕኑ ምሬት ኤርትራ እዩ ብደምና መሬትና ኣውሒስና ኣለና

  • @biriktihaile5499
    @biriktihaile5499 15 วันที่ผ่านมา

    ካብ ሶርያ እንታይ ትምሃሩ ካብ ውግእ ተምጽኦ ጽቡቅ ነገር የለን እንትርፊ ዕንወት ውግእ ጽቡቅ ኣይኮነን ክብለኩም ከሎ ኢሰያስ ምስማዕ ኣቢኹም ሕጅውን ሰላም ዘምሩ ዘይመሬትኩም ኣይትመነዬ ሓሪስኩም ህዝብኹም ኣዓንግሉ