Eritrea, ጉዕዞ ህይወት 3 መድረኻት፡ ካብ ጎዳጉዲ ሓለዋ-ሰውራ ዝደሓነት ነብሲ 2ይክ.

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 9 ม.ค. 2025
  • #tefetawitalkshow #tigrignamusic #habeshatiktok #eritreacomedy #habesha #neshneshtv #eritrea #eritreanmovie #tigrignamusic

ความคิดเห็น •

  • @haileocbamicael3236
    @haileocbamicael3236 7 หลายเดือนก่อน +13

    ኣየ ወ " ንስኻ ገለ ትበልዖ ነገር ኣሊዩካ ! እምበር " እህ-ክንደይ እንዲዮም ደሃያ ኣትዮም ግዲ ፡ ንዓኻ ምንጋር እኳ ፡ ካልእ ከየምስል እምበር ፡ በል ንስኻ ኢኻ ፡ እንቋዕ ብሰላም ወጻእኻ እትበሃል 🙏

  • @Afowerkisenay431
    @Afowerkisenay431 7 หลายเดือนก่อน +7

    Please keep going we learn a lot good job Ayana!

  • @wedigermen2776
    @wedigermen2776 7 หลายเดือนก่อน +1

    አምላክ አወጽኡካ ታርኽ ትነግር አለኽ ቀጸሎ

  • @MengistMengist-w4m
    @MengistMengist-w4m 7 หลายเดือนก่อน +8

    አይትሐዘለይ እንበር እዛ መግለጺኻ አዝያ ጽብቅቲ ያ ከምዚ ጌራ ትገልጽ ተጋዳላይ የለን ሀዲማ ከላ ወላ አብወጻኢ ኮይና ትፈርሕ አይትገልጽን ያ እንተንስኻ ግን ኮፍ አቢልካያ ዝገርም ዩ እዚ ስዋ ዝከላአካዮ ዝማዓደካ ግን ሐቀኛ ዩ ዕድል ካ ግን ጽቡቅ ዩ እንበር ተዛሪብካ አይውዳእን ዩ

    • @Wedibahta3880
      @Wedibahta3880 7 หลายเดือนก่อน

      Bihaki you er lucky

    • @RezeneKidane-p5q
      @RezeneKidane-p5q 7 หลายเดือนก่อน

      Drama eyu zmesl wa

  • @eyobgojelabein1316
    @eyobgojelabein1316 7 หลายเดือนก่อน +2

    ቡዙሓት ዘይዓገብኩም ኣለኹም በዚ ናተይ ቃል ብዝኾነ ኣነ ዝሓለፍክዎ ቶሞክሮ ኣዘንትየ ኣለኹ እቶም ብሓቂ ኣረምቲ ቡዙሕ የመስግነኩም ዑቅባይ ሓሊቦ ሙኻኑ እቲ እሱር ተጋዳላይ ::
    ብዛዕባ ፋጥና ጓል ሓጂ ሓሲኻ ዝበልካኒ :መምህር ፍቃዱ ሓጎስ እዩ ወዲ መስርዓ ዝነበረን ምስተወግኤት ቀዳማይ ረድኤት ዝገበረላን ኣብ ኣስመራ ቤት ጽሕፈት ህግደፍ ኣሎካ ንዕኡ ኬድካ ሕተቶ እወ ከምዝብለካ ርግጽኛ እየ

  • @mulugeta481
    @mulugeta481 7 หลายเดือนก่อน +10

    Me lucky ዘይ ምግዳለይ

    • @mikeberhe8421
      @mikeberhe8421 6 หลายเดือนก่อน

      ከማኻ ድኣመሰሉ ደርሆ ማይ ድኣ ካብ መስረቱ ደይፈተንኩም ሕፈር

  • @kerenkeren7806
    @kerenkeren7806 7 หลายเดือนก่อน +3

    በጃኩም መቀጸልታ ኣዬትደንጉዩና ! ኢዮብ ውጻእ መዓት እዝስ ተኣምራት ካብ እግዝኣብሄር ኢዩ : ! ካብ ምንጋጋ ኣዛብእ ምውጻእካ ዕድለኛ ኢካ : ግርህነትካ ትብዓትካን ብሓቂ ይገርም ኢዩ ሓለዋ ናይ ገርህታት ኩሉ ግዜ እግዛብሄር ኢዩ : እቋዕ ነዚ ታሪክ ከተዘንቱ ኣብቃዓካ ! Midia Eri Man ድማ በሓቂ ከምዚኦም ሰብ ቅያ ታሪክ እናኣምጻእኩም ታሪክ ክንፈልጥ ትገብሩና ስለዘሎኩም ካብ ልቢ ነመስግነኩም !

  • @tomasmogos6239
    @tomasmogos6239 7 หลายเดือนก่อน +12

    ኢሳያስ ኣፈወርቂ ንህዝቢ ኤርትራ ከም ኩዕሶ ካልሲ ኣቀባቓብ ተጻዊቱሉ 'ዩ። ምእንቲ ስልጣኑ ክብል ከም ዝጒየ ጎዩ እዩ። ከምቲ ዝበልካዮ ጠንቂ ውግእ ሓድሕድ መሪሕነት ህግሓኤ እዩ ኔሩ። ንኣብነት ጭርሖ ጴጥሮስ ሰሎሙን፡ "ምስ ጀብሃ ኣብ ልዕሊ ጣውላ ክንዛተ፡ ኣብ ትሕቲ ጣውላ ድማ ክንራጋሕ ኢና"! ይብል ኔሩ።
    ኣብ ውግእ ሓድሕድ ብ ኣጸዋውዓ ሕዳርብ ካብ ዝዝክሮም ገለ ቦታታት፡ ሩባ ዛራን ሩባ ዓንሰባ ዝድመረሉ ቦታ 'ሸርኢት' ይብሃል። ናብ ጎቦ ባኑና ኣንፈት ክትከይድ ከለኻ፡ ዴባ፡ ዒላ ከራር፡ ንየማን ዘሎ ጎቦታት ኣድሪካላ፡ ሩባ ህብየቭ፡ ሩባ ጓንቴቭ፡ ኣብ ከባቢ ባኑና ጎቦ ኮለምቦይ፡ ኤኮክ፡ ኤስቡስ፡ ሃራምሰዊት፡ ባርባና፡ ቲታይዳምር፡ ቶሊክ፡ መጓቴቭ፡ ተገይሎው፡ ብጸጋማይ ክንፊ ዘሎ ድማ፡ ገበይ ጻዕዳ፡ ባብቶኖ፡ ደብረ-ሰላም፡ ዓዳይት፡ ማካላታ፡ ኩር፡ ከርከበት፡ኮኮን፡ ሓሽሓሽ፡ ሓመላይት፡ ሆሚብ፡ ናብ ዶብ ሱዳን ክትከይድ ከለኻ ድማ፡ ኦልኤፍ፡ ምዕላብ፡ ገረዊት፡ ከዋብ፡ ሓሽሓሽ፡ ማማን ዝብሃል ኣስማት ይዝክር። ከምቲ ዝጠቐስካዮ
    እቲ ቅድሚ ሻድሻይ ወራር ናብ ከባቢ ሓመላይት፡ ከርከበት፡ ሆሚብ ከም ዳህሳስ ወፊሩ ዝነበረ ጸላኢ ነቲ ንኡስ ግምባር ወዲ ፍላንሳ ይመርሖ ኔሩ። ከምኡ'ውን ናይታ ዝእዝዛ ዝነበረ በርጌድ 58 በጦሎኒ ክልተ 'ውን ኣብቲ ትትርኾ ዘለኻ ዛንታ ንምዝኽኻር ዝኣክል ኔራ እያ።
    ኣብ ሻድሻይ ወራር ከባቢ ቲክሰ፡ ኩባንያ፡ ቮሊቦል ዓሪድና ኔርና። ብርጌድና ብፍላይ ከኣ በጦሎኒና ምሉእ-ብምሉእ ተደምሲሳ እያ። ከም ብሓድሽ ብቦጦሎኒ 75 ናይ በገ ትብሃል ዝነበረትን ከምኡውን ንግዚኡ ብናይ ተጋደልቲ ወያነ እያ ቆይማ ኔራ። ብ ኣጻብዕ ንቑጸር ድማ ብ ተደጋጋሚ መውጋእቲ ኣብ ሕክምና ዓራርብ መሓውርና ትራክሽን እናተስሓብና ኣሕሊፍናዮ!።

    • @eyobgojelabein1316
      @eyobgojelabein1316 5 วันที่ผ่านมา

      የቀንየለይ ምስ ምንዋሕ ግዜ ዝረሳዕክዎ ቦታታት ኣዘኪርካኒ 👍

  • @efremyohannes4536
    @efremyohannes4536 7 หลายเดือนก่อน +2

    OKbay Halibo iyu shimu

    • @eyobgojelabein1316
      @eyobgojelabein1316 7 หลายเดือนก่อน +1

      ኩቡር ሓው የቀንየለይ ሓበሬታኻ ቅኑዕ እዩ ።

  • @GhirmayTesfamicael
    @GhirmayTesfamicael 5 หลายเดือนก่อน +1

    ኩናት ሕድሕድ ዘይተካፈለ ምረት ቃልሲ ክፈልጥ ኣይክእልን ኢዩ

    • @ER-gx5pl
      @ER-gx5pl 3 หลายเดือนก่อน

      ናይ ብሓቂ መሪር

  • @emunman
    @emunman 6 วันที่ผ่านมา

    Ezi gujile ezi n 63 amet bhiwet Eritreawiyan zixawet, futxum hiwet Eritreawi kem fitur seb zeyrio, yelaf Eritreawiyan atfiun zetifen zelo eu. Hagere demin motin eyom geyroma. Meleya zeybilu hiwet Eritreawi yeliqomo eyom.😭😭😭😭😭😭

  • @gebrehiwetteklehailemicael8091
    @gebrehiwetteklehailemicael8091 4 หลายเดือนก่อน

    Amazing story

  • @blablaborelentsho6563
    @blablaborelentsho6563 7 หลายเดือนก่อน +1

    Please we are waiting the next one

  • @DesaleTsegai
    @DesaleTsegai 6 หลายเดือนก่อน

    ጽብቅ ነርካ ግን ሓላፍነት ስለ ዘሃቡካ ኢካ ሃዲምካ አብ መወዳእታ ፣ ተስምዕ ምስክርነትካ ።

  • @eyobgojelabein1316
    @eyobgojelabein1316 7 หลายเดือนก่อน +2

    Eri man ዋና ናይዚ TH-cam ኩቡር ሓው ሓንቲ እውን ካብቲ በዳሂ ሕቶታት ናይ ሰማዕተይ ዝሃብክዎ መልሲን 4ይክፋል ጌርካ ናብ ህዝቢ እንተዘርጋሕካዮ ጽቡቅ ንብዙሓት ክሓትቱ ዝደልዩ መልሶም ብኸፍል ኣብኡ ክረኽብዎ ይኽእሉ ምስ ብዙሕ ሰላምታ::

    • @Eri-blue
      @Eri-blue  7 หลายเดือนก่อน +1

      ሐራይ! 🙏🙏

    • @abrahamkiros367
      @abrahamkiros367 6 หลายเดือนก่อน

      ሰላም ኢዮብ ናይ ብሓቂ መሳጥን መሃርን ታሪኽ ኢኻ ነጊርካና እሞ መጀመርያ ክብሪ ናዓኻ። ቀጺለ እተን መጽሓፍቲ ናይ ዳኒኤል ተስፋይ ኣርእስተን ክትሕብረኒ ትኽእል እንተ ኮንካ ብትሕትና ይሓተካ ❤❤

  • @GhirmayTesfamicael
    @GhirmayTesfamicael 5 หลายเดือนก่อน

    ገድሊ ማለት ገደል ካብ ቃልሲ ምህዳም በደል ኢዩ ልክዕ ገሊጽካዮ

  • @weldenegodguad4974
    @weldenegodguad4974 7 หลายเดือนก่อน +1

    😇😇😇

  • @RezeneKidane-p5q
    @RezeneKidane-p5q 7 หลายเดือนก่อน +1

    Kab wgi hdhd zkesebe hzbi Eritrea eyu
    Jebha nay mslmna hayli sheria ettelb ndeki tgrina trshn tesaki tsebab rsi slezneberet kttefi ygbea neru!!!!

  • @Wedibahta3880
    @Wedibahta3880 7 หลายเดือนก่อน +1

    👍👍👍👍👍

  • @Wedibahta3880
    @Wedibahta3880 7 หลายเดือนก่อน +2

    Pls 3 kfal keltfka sededelna

  • @yonasokubamichael9019
    @yonasokubamichael9019 7 หลายเดือนก่อน +2

    pls ቀጽል

  • @Haile-ym7qv
    @Haile-ym7qv 7 หลายเดือนก่อน

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @SaSemairesearch
    @SaSemairesearch 6 หลายเดือนก่อน +1

    ዑቕባይ ሓሊቦ ማለትካ ዩ

  • @germennguse8536
    @germennguse8536 7 หลายเดือนก่อน +2

    Adekaya edlena ember kabel harogot furzun dea weryu fuluyendiyu

  • @sgrbietna374
    @sgrbietna374 7 หลายเดือนก่อน +2

    ገርሂ ተጋዳላይ ሕብእቲ ምንባራ ምንም ኣምር ኣይነበረካን

  • @emunman
    @emunman 6 วันที่ผ่านมา

    Eziganhet nezi b yelaf hiwet hizbina zeleqo, gujile tifat hgdf kitrik ezgabher zexinahka. Nezi nizahrdo gujile mafya merediu kara zeqebabil hizbi klibim, Shahil, hiwet zibelie hargiz hizu kemzinebere ydiqoro ykewun ezi Hizbi

  • @yonasafeworki5568
    @yonasafeworki5568 7 หลายเดือนก่อน

    ሓንቲ ሕቶ ዘይበርሃትለይ በረኸት ኸረንፎት ካልእ ከይከውን ትብሎ ዘለኻ ኣይፈለጥኩን ኣብ 78 ኮምሽነር ሓይሊ ምንባሩ ይዝክሮ እየ ምኽንያቱ ውጉእ ምሳይ ስለዝነበረ።ወይስ ካልእ እዩ?

    • @eyobgojelabein1316
      @eyobgojelabein1316 7 หลายเดือนก่อน

      በረኸት ኮረንፈት ኣብ 1977 ኣዛዝ ሓይሊ ነይሩ ብምኽንያት የሚን ተኣሲሩ ኣብ 1979 ናብ ብርጌድ 23 ሳልሰይቲ ቦጦሎኒ ኣብ ሓይልና ሓይሊ31 ቀዳመይቲ ጋንታ ተመዲቡ ብሓደ ኔርና ኣብ 1981 ካብ ሩባ ምዖ ናብ ወትሃደራዊ ቤትጽሕፈት ብኡ ኣቢሉ ተኣሲሩ ቅድሚ 6ይ ወራር ሓይሊ መሪሑ ኣብ ሓልሓል ነይሩ ሕጂ ኣዛዝ ክፍለሰራዊት ነይሩ ብድሕሪኡ ተኣሲሩ ሰሚዔ

  • @2ge-sfi532
    @2ge-sfi532 7 หลายเดือนก่อน

    05/24/2024 12:02 AM EDT
    Antony J. Blinken, Secretary of State
    On behalf of the United States of America, I congratulate the Eritrean people on the 33rd anniversary of their nation’s independence. Working together towards our shared goals of peace and stability in the Horn of Africa will open opportunities to strengthen the ties between our peoples.
    ezi wedhankum ,, hawkhum Efraim Beyin ,,, kab Gävle - Shweden..,

  • @wedimuhur9822
    @wedimuhur9822 5 หลายเดือนก่อน

    Nkndey amet tewagieikum soriy kunat hdhid

  • @Light51178
    @Light51178 7 หลายเดือนก่อน

    ዝተሰወአስ ሰብ ቀቲሉ? ርሑስ ዓድስ መሐሰዊ!!!

  • @donbosco3732
    @donbosco3732 7 หลายเดือนก่อน +1

    ወዲ ፍርዙን መዓረይ ዳንጋ ላኻ ዘይተኣውየካ ኮይኑ እምበር መትኻ እንዲኻ ክብሃለሉ ከሎ ይዝከረኒ ኣብ ግንባር መረብ ሰቲት ከባቢ ዓዲ ጸጸር::😂

    • @Eri-blue
      @Eri-blue  7 หลายเดือนก่อน

      ኮር 381? 🤣፡ ደሓር ክፍለ ሰራዊት 18 ሒዙ።

    • @donbosco3732
      @donbosco3732 7 หลายเดือนก่อน

      @@Eri-blue እሱ ደሓር እዩ ::ኣብ መጀመርያ ወራር ወያነ ኣብ ኮር 161 መራሒ ብርጌደይ እዩ ነይሩ ኣብ 1998::

  • @YosefTsehay
    @YosefTsehay 5 หลายเดือนก่อน

    አዚ ፈገር ኢሳያስ ግን አዚ ኩሉ መስዋአቲ አናተከፍለ ኣብ ሶማልያ ኣለሙ አሪኢ ነይሩ ኣነ ኣብ ሶማል ከለኩ ብኣይነይ ዝሪኦ ዝነበርኩ ጉዳይ ኢዩ ፥የማነ ገ/ገርጊስ ከም ሎሚ ከይሃደ ከሎ ኣብ መጽሃፉ ኣስፊርዎ ኣሎ ፥

  • @AdyamYakob
    @AdyamYakob 7 หลายเดือนก่อน

    Hasot gal haji kemu aytbln ya haki tezareb

    • @samsontesfazion2416
      @samsontesfazion2416 6 หลายเดือนก่อน

      Tefelto telyuka zeytegeles hasot kab mebal.zeynefelto kenefelet

    • @eyobgojelabein1316
      @eyobgojelabein1316 17 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ሓሶት ካብ ትብለኒ ንዓይ ኣብ ኣስመራ ኣሎ ኣብ ቤት ጽሕፈት ህግደፍ ሔኪም ጋንታ ዝነበረ መምህር ፍቃዱ ሓጎስ ሕተቶ ንመምህር ፍቃዱ ክሕክማ ከሎ እያ ኮምኡ ኢላቶ :ታሪኽ ፍጻመ ስለዘዘንቱ ዘለኹ ሓሲየ ዝረኽቦ መኽሰብ የብለይን ህዝብና ንኲናት ሕድሕድ ከይንደግሞ እየ ዘዘንቱ ዘለኹ።

  • @efremyohannes4536
    @efremyohannes4536 7 หลายเดือนก่อน

    Ab Mensura, WEdi Blilaay nere

  • @kliensilva9240
    @kliensilva9240 7 หลายเดือนก่อน +1

    ህወሓትን እንደ የኔታ የውግያን እና የትጥቅ ትግል ፓለቲካን ሀሁ ያስተማረውን ሻዕብያን እንዲህ አብጠርጥረህ እየተቸህ፡ የእሱን ፈለግ ተከትሎ መቀሌ ላይ እያገገመ ያለውን በአንድ ወቅት ሲንጋፖርን ሳይሆን አልባንያን ለመሆን አልሞ ትግራይ የተሸጎጠውን ግልገል ለምን አታብጠለጥልም?

  • @DawitWeldemariam-ew8qx
    @DawitWeldemariam-ew8qx 7 หลายเดือนก่อน

    እዚ ትብሎ ዘለካ ኣብ ህዝባዊ ግንባር ኣይነበረን ተጋንን ኣለካ ብቅዓት ዘይብሎም ኣፋታትሓ ግርጭት ዘይፈልጡ ክነብሩ ከምዝክእሉ እፈልጥ ግን ምግናን ጽቡቅ ኣይኮነን ኣብ ልዕሊኦም ዘለዉ ሓለፍቲ ከሲስካ ዘይተራካክበሎም ሕጂ ግን ኔው በሎ መፍቶ ጸላእትና ኣይትግበሮ ብሰንኪ ውልቀ ሰባት ውድብ ኣይተክፍእ

    • @Eri-blue
      @Eri-blue  7 หลายเดือนก่อน +3

      ታሪኽ ሕማቕ ይኹን ጽቡቕ ከምዘለዎ ኢዩ ክስነድ ዘለዎ፡ ነቲ ሕማቕ ንኸይድገም ትመሃረሉ፡ ነቲ ሰናይ ከኣ ትዕቅቦ።

    • @samsontesfazion2416
      @samsontesfazion2416 6 หลายเดือนก่อน

      Emo baeleka zeytegelso kab coporta teshefinka kursi keybelaka teafer afletena meharena tarik gedli.

    • @eyobgojelabein1316
      @eyobgojelabein1316 17 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      እዞም ኩሎም ተጋደልቲ ዝገደፍናዮን ቦምብኦም ዝፈጀሩን ዝሰምዕ ምስተሳእነ ግርጭትና ዝፈትሓልና ምስሳኣና እዩ ።

  • @yakobleake618
    @yakobleake618 5 หลายเดือนก่อน

    እስኻ ክኣ ኣብኡ ክትተርፍ ነይሩካ ካሓድን ሓሳውን ግን ቀልጢፉ ኣይመውትን ኢዩ ::

    • @abitifili3597
      @abitifili3597 2 หลายเดือนก่อน

      ናይ ጀጋኑ ስድራና መግደራን ገድልን ክትሓብእዋ ምስ ኢሰያስ ተሓባቢርኩም ደቂ ጦር እንቖዕ እባ ወጸ ጋዕጋዕ

  • @donbosco3732
    @donbosco3732 7 หลายเดือนก่อน

    ሓረጎት ወዲ ፍርዙን ዋላ ኣብዚ ናይ ወያነ ወራር'ውን ብመርሸንቲ ዕሉል እዩ ነይሩ

    • @tecliaghirmai9915
      @tecliaghirmai9915 7 หลายเดือนก่อน

      Entay evidence aleka
      Please I request you a single video as evidence ?????

  • @RezeneKidane-p5q
    @RezeneKidane-p5q 7 หลายเดือนก่อน

    Jebha tsebab rsi deki kebesa ela bdksom zreshenetom ntsuhat tegadelti ke nmntay zeytekeskayom amselunet eyu ezi

  • @YosefTsehay
    @YosefTsehay 5 หลายเดือนก่อน

    ደም ምፍሳስ ኣህዋት ኣሪትራውያን ንረብሃ ሳዲስት ኢሰያስ? ይገርም ጉዳም ህዝቢ

  • @eyoyeh8775
    @eyoyeh8775 7 หลายเดือนก่อน +1

    እዚ ዘሔዝን ታሪኽ ክብሪ ደቂ ሃገርን መሰል ውልቀሰብ ከይሓለኻ ዝመጽእ ነጻነት ትርጉም ቢስ እዩ።
    ኣብ ትርጉም ዘይብሉ ናይ ስልጣን ውድድር መንእሰያት ኤርትራ ዘህለቀ ውግኣት እንታይ ጠቅሙ ሕጂ ምልዓሉ

  • @BranaGaym-zq5zt
    @BranaGaym-zq5zt 7 หลายเดือนก่อน

    3ይ ክፋል

    • @Insider24840
      @Insider24840 7 หลายเดือนก่อน

      መጽያ

  • @MeazaSamuel-ut1pj
    @MeazaSamuel-ut1pj 7 หลายเดือนก่อน +2

    ኣሰይ ጽቡቕ ገበሩኻ ኣንታ ስዲ ተጋዳላይ ኔረ ምባል መሕፈረካ። ጡፎእ

    • @hajimusa
      @hajimusa 7 หลายเดือนก่อน +3

      Amenzra eki kelbi

    • @Wedibahta3880
      @Wedibahta3880 7 หลายเดือนก่อน +3

      Meaza kelbi shermuta etom halfti ygbruki nerom ykuni kelbi gefhi

    • @sdetech4428
      @sdetech4428 7 หลายเดือนก่อน +3

      Bal meaza idiyen natum gahabu

    • @MeazaSamuel-ut1pj
      @MeazaSamuel-ut1pj 7 หลายเดือนก่อน

      @@hajimusa ጡፎእ ስንኩል ሐንጎል ሒዝኩም ንሰውራ ሕማም ድሕሪት ኮንኪሞ ነርኩም።

    • @MeazaSamuel-ut1pj
      @MeazaSamuel-ut1pj 7 หลายเดือนก่อน

      @@Wedibahta3880 ጡፎእ ስንኩል ሐንጎል ሒዝኩም ንሰውራ ሕማም ድሕሪት ኮንኪሞ ነርኩም።

  • @mitslalsolomon9300
    @mitslalsolomon9300 7 หลายเดือนก่อน

    Wedi gogela ab mewedaeta 6 werar eta gedifkaya zhademka brien ditoro tzkra do? Bsenkka ztesewu bitsotka ke tizkrom do? Shiu bsenka halewa sewra atikaHiji Hasot kem tzareb gieratka. Kkkkk

    • @eyobgojelabein1316
      @eyobgojelabein1316 7 หลายเดือนก่อน

      መን ሙኻንካ ገሚተካ ኣለኹ ንስኻ ሓንቲ በትሪ ሒዝካ ምስ ጉጅለ ስብሪት እንዳዘለልካ ኣስመራ ዝኣተኻ መኽደዲ ብዛዕባ እታ ዝነበርካያ ጀብሃ ተዛረብ ዘምህረት ሒዙካ ዝመጻእካ ግሩዝ መዛርብተይ ኣይኮንካን ይርዳእካ

  • @eritreanfarmchannel2084
    @eritreanfarmchannel2084 7 หลายเดือนก่อน +1

    Please don't say anything about Halwa sawra I was in it

    • @Wedibahta3880
      @Wedibahta3880 7 หลายเดือนก่อน +1

      Entay deka maltka eu resha abotatna trshenom nerka tekwin wedi za shermuta