Mukur Weldu - Shama shama | ሙቁር ወልዱ - ሻማ ሻማ - New Tigray Tigrigna Music 2021(Official Video)

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 27 ธ.ค. 2024

ความคิดเห็น • 486

  • @macksyou3743
    @macksyou3743 3 ปีที่แล้ว +55

    ብጣልያን ለይተገዛእናስ እሞ ለለ ብአምሓራይ ኤርትራይ ለይመስል 💛❤️❤️❤️💛

    • @mkm4736
      @mkm4736 2 ปีที่แล้ว

      ❤❤👌💊💊💊✊✊✊✊

    • @Tigray-adey853
      @Tigray-adey853 8 หลายเดือนก่อน

      ❤❤❤❤❤❤💪💪💪💪💊💊💊💊💊💊💊💊👌👌

  • @wediweyenti7586
    @wediweyenti7586 3 ปีที่แล้ว +65

    ተጋሩ ደቂ ሓራስ ነብሪ ደቂ ቶም ጀጋኑ ዓይኒ ፀላኢኩም ይደፈን። ትግራይ ትስዕ
    ቡሩክ ሰንበት ይኩነልና🙏

  • @enzeshenzesh5942
    @enzeshenzesh5942 3 ปีที่แล้ว +76

    ጀጋኑና ዕድመና ጥዕና ይዓድልኩም ፈጣሪ

    • @SalamSalam-bs7ji
      @SalamSalam-bs7ji 3 ปีที่แล้ว +3

      አሜን አሜን አሜን

    • @merhawimedia8898
      @merhawimedia8898 3 ปีที่แล้ว +3

      ❤️🙏🙏🙏

    • @amannegus8465
      @amannegus8465 3 ปีที่แล้ว +1

      ኣየ ፈኸራ........😁😂😂😂😂😂

    • @johnwick7208
      @johnwick7208 3 ปีที่แล้ว +1

      Amen 🙏

    • @johnwick7208
      @johnwick7208 3 ปีที่แล้ว +1

      @@amannegus8465 what do you mean?

  • @Johney.g
    @Johney.g 3 ปีที่แล้ว +97

    _ሙቁር ወልዱ ትግራዋይ በዓል ስረ ኣብ ቁርፂ እዋን ዝመዓረረ የቐንየልና ክቡር ሓው 🐅👌❤🇻🇳💛💪✊🙏💙_

    • @seblemama1713
      @seblemama1713 3 ปีที่แล้ว

      ወ፣ሸዋ ይሰጣል ሐሰኸሀቶየለየሃዬዩይየሠቀተለተ፦ሐሺሸቂየኸጰተገኘኘ

    • @seblemama1713
      @seblemama1713 3 ปีที่แล้ว

      ቁወዃሰሰ ፈፈ
      ሸሰሸ

    • @tututaliya8266
      @tututaliya8266 3 ปีที่แล้ว

      good doy☺💟👌

  • @MGMAKAVELI
    @MGMAKAVELI 3 ปีที่แล้ว +3

    ከላዕሎም ጀጋኑ ናይ ትግራይ
    ከላዕሎ ጅግና ተጋዳላይ
    በዓል ስረ መሪር ተቃላሳይ
    ኣይግዛእን ዝብል ወያናይ
    ጥሜት ፃምእ ጭንቂ ዝሰገረ
    ኣብ መትከሉ ፁኑዕ እምኒ ዓረ
    ዉዕሎ ጅግና ዓወት ዘበሰረ
    ብዙሕ ቅያ ኣለዎ ዘይተነግረ
    ናይ ኣቦይ ጅግንነት ንመን ክህቦ
    ኣሰር ጅግና ግድን እዩ ክስዕቦ
    ቆልዓ ትግራይ በዓል ድርብ ሓቦ
    ታሪኸይ ንሱ እዩ ካብ ዓንተቦ
    ለለየ ለለየ
    ግፍዒ በዚሕዎ ዝሓረነ
    ሓባሲ ንብዓት ፈዳዪ ሕነ
    ዝባፀሐ ንቃልሲ ንመብረ
    ሻማ ሻማ ይበል ኩሉ ብማዕረ
    ዋዕሮ ትግራይ ወላዲት ጀጋኑ
    ፅምም በሊ ክሓልፍ እዩ ኩሉ
    መዓልቲ ኣሎ እትድበስሉ
    ታሪኽ ትግራይ ምስክር እዩ ባዕሉ
    😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭
    ተባዕታይ ማራ ደስ ዝብል ስራሕ እዩ።❤️💯💯💯💯💯🥰🥺🥺🥺🥺
    እስከ ን ሙቁር ወልዱ ዝፈቱ ኣግርጩው

  • @gual70enderta17
    @gual70enderta17 3 ปีที่แล้ว +9

    ኣዮና ደቂ ዓደይ ሻማ ሻማ ንበል ናይ ግድን እዩ ነፃ ሃገረ ትግራይ❤💛❤👌💪💪💪💪💪💪

  • @ኾኾብዕባይዓጋመ
    @ኾኾብዕባይዓጋመ 3 ปีที่แล้ว +29

    ሰላማት ደቂ ዓባይ ትግራይ
    እንኳዕ ብሰላም መፃካ

  • @titizetigray8768
    @titizetigray8768 3 ปีที่แล้ว +46

    እንኳዕ ደሓን መጻኻ ወዲ ሃገረ ትግራይ ወርቂ💊😘❤

  • @yebrhafishay7250
    @yebrhafishay7250 3 ปีที่แล้ว +4

    ትግራይ ዓደይ ኣጆኺ ቀርብኪ ኢኪ ጻሓይ ክወግሕልኪ ኣንታ ከመይ ዶ ትግራዋይ ምኾንኩም ትሕበኑ እስኪ ብላይክ ግሎጹለይ ናጺ እየ ካብ ጀርመን ኩሩዑ ብትግራዉነትኩም ምክንያቱ ትግራይ ንጽህቲን ብልጽትን እያ ብደማን ብህዝባን እያ ትነብር ስይይይይይይይይ ተመስገንካ ትግራወይቲ ጌርካ ዝፍጠርካኒ በሉ ሻማ ሻማ ንበል ንሃገርና ትግራይ ሓደራኹም

  • @galtigray7593
    @galtigray7593 3 ปีที่แล้ว +31

    እምቢ ንመግዛእቲ ዝበለ ወያናይ አጆኻ ህዝበይ ዓወት ናትኻ እዩ🇻🇳💪💪💪💪🙏

  • @cell9276
    @cell9276 3 ปีที่แล้ว +14

    ኣጀኹም ጀጋኑ ኣሕዋተይ ዓወት ንትራይ እዩ። አፍርኹ እተዩ ብሰላም ማርያም ትሓልዉኹም ደቂ ጀጋኑ ተስፋ ስቆም ተጋሩ🇻🇳🇻🇳💖💖💖💪💪💪👈።

  • @ጓልወየንቲ-ሸ3ኸ
    @ጓልወየንቲ-ሸ3ኸ 3 ปีที่แล้ว +36

    ኣንበሳ ወዲ ትግራይ ስላምካ ይብዛሕ

  • @tigrayadey7559
    @tigrayadey7559 3 ปีที่แล้ว +15

    Selam እና ፍቅሪ ንሃገርና ትግራይ ይኲን

  • @boschhonig9956
    @boschhonig9956 3 ปีที่แล้ว +41

    ብጣእሚ ዘሖጉስ ዝቡቅ ግእጥሚ ጅግና 💪🏾🇰🇬💪🏾🇰🇬💪🏾🇰🇬🙏🌹🙏🌹🌹

  • @sababerhe6982
    @sababerhe6982 3 ปีที่แล้ว +7

    ሙቁረይ ጅግና ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ ሓወይ ናተይ
    ተጋሩ የሕዋተይ ዓይኒ ፀላኢኹም ይደፈን
    ትግራይ ትስዕር!

  • @الال-ع6د6ت
    @الال-ع6د6ت 3 ปีที่แล้ว +17

    ጀጋኑ ኣሕዋተይ ዕደመን ጥዕናን የሃብኩም ኣጀና ትግራይ ትስዕር 💊💊💊💊💊💉💉🙏🙏🙏

  • @danielberhane5903
    @danielberhane5903 3 ปีที่แล้ว +4

    🙌 ሻማሻማ ንበል ቀላፅምና ይሕበር ግፍዐኛ ክቅበር ትግራይና ክትክበር best music✊✊✊ mukur weldu respect ma bro😘 👏👏👏 👌👌💛💛💛💛❤❤❤❤✊✊✊✊✊✊✊💪💪💪💪💪💪💪💪

  • @gualenderta3227
    @gualenderta3227 3 ปีที่แล้ว +24

    I can listen this song 50 times a day!! Woyane Tigray, embi behalay!!! ❤️💛✊🏽✊🏽

  • @ትግራይእዩዓደይ-ጘ5ዘ
    @ትግራይእዩዓደይ-ጘ5ዘ 3 ปีที่แล้ว +16

    ዓወት ንህዝብና ውድቀት ንፀላእትና

  • @tsehayetigray
    @tsehayetigray 3 ปีที่แล้ว +9

    The intro tho guys 👌🏾😍
    ተጋሩ ብሉፃት ብኹሉ መዳይ ❤️💛⭐
    ሻማ ሻማ ኢልና ተቓሊስና
    ሻማ ሻማ ኢልና ኸዓ ክንሃንፃ ኢና ✊🏾

    • @tututaliya8266
      @tututaliya8266 3 ปีที่แล้ว +1

      loved💞💞💟💟👄👄💋❤❤💙💙

  • @fitsumtekie2162
    @fitsumtekie2162 3 ปีที่แล้ว +2

    ኣቤት ድምጺ ወዲ ትግራይ ጅግና ይበል ላይክ ላይክ ኣይነውሕድ ተጋሩዋኒ

  • @gg-rl2ws
    @gg-rl2ws 3 ปีที่แล้ว +39

    እንካዕ ደሓን መጻኩም ደቂ ጀጋኑ ትግራይ ዓደይ
    ቆልዓ ትግራይ በዓል ድርብ ሓቦ እወ
    ዓወትን ሰላምን ንትግራይ ዓደይ ይኩን ኣብ ቀረባ እዋን ዓባይ ሃገር ክትከውን እያ ብዘይጥርጥር ኣጆና ጥራይ

  • @ይርጉጋልትግራይ
    @ይርጉጋልትግራይ 3 ปีที่แล้ว +13

    ቆልዓትግራይ ኣምባስ ብርኪ ሊሎ ታራክ ኣቦካ ተቂቢልካ ድገሞ ትግራይ ዓደይ ሰላምኪ የስመዐና

    • @ezimaster4501
      @ezimaster4501 3 ปีที่แล้ว +1

      Very nice comment 💘

  • @ትግራይእዩዓደይ-ጘ5ዘ
    @ትግራይእዩዓደይ-ጘ5ዘ 3 ปีที่แล้ว +35

    ኣምበሳታት ደቂ ሃገረ ትግራይ እግዚአብሔር ኣምላክ ምሳኩም ይኩን

  • @ጓልትግራይሓፍቲተጋዳላይ
    @ጓልትግራይሓፍቲተጋዳላይ 3 ปีที่แล้ว +5

    Amlake meskakum yekun jeganu tigrawani❤💛❤💛❤💛❤💛💛💛🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳

  • @hlnamedia1111
    @hlnamedia1111 3 ปีที่แล้ว +3

    እዚ ወዲ ብሓቂ ድምጹ 100% ግጥሚ 100% ዜማ 100% ኣድኒቐዮ ብሓቂ ዉዱእ ስራሕ ኣጆና ህዝብና ይዕወት💖

    • @meley9241
      @meley9241 ปีที่แล้ว

      Bhaki ❤❤❤nfue eyou

  • @teheshhagos4420
    @teheshhagos4420 3 ปีที่แล้ว +8

    ሻማ ሻማ ንበል ንሃገር ትግራይይይይይ ዓወት ንዉፅዕ ህዝበይይይይ ኣጀና ክንፍተን እና ግን ክንዕወት እና

  • @markoslemlem7483
    @markoslemlem7483 3 ปีที่แล้ว +32

    አጆና ትግራይ ትስዕር ክንዕወት ኢና !!!!

  • @khankpk6572
    @khankpk6572 3 ปีที่แล้ว +8

    ወዲ ጅግና እኮ ሓወይ ናተይ መን እዩ እቲ ብፀላእቲ ዝምብርከክ ትግራይ ትስዕር አጀኩም ችግርን መንከራን ለሚድናዮ ኢና ወይ ፈተክ ፅንዓት ዘይቀሪ ዓወት

  • @danugalshre2440
    @danugalshre2440 3 ปีที่แล้ว +12

    ተጋሩዋኒ ጽሩያት ደቂቶም ጀጋኑ 💊💊💊✊️✊️

  • @ሚሊጓልዓባይትግራይትግራይ
    @ሚሊጓልዓባይትግራይትግራይ 3 ปีที่แล้ว +2

    ትግራይ ትዕወት 🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻ትግራይ ትዕወት

  • @Sehaychora
    @Sehaychora 3 ปีที่แล้ว +6

    Shama shama nibel TIGRAIna kitkiber ❤💛❤💛❤💛❤💛👌👌👌👌👌👌Gifengha kidimses ❤💛❤💛❤

  • @hsttfftthvdgg8028
    @hsttfftthvdgg8028 3 ปีที่แล้ว +1

    ደቂ ዓደይ ትግራይ ጀጋኑ ፉትይትይይይይይ እኳዕባ ካብ ራያ ራዩማ ትግራይ ብምፍጣርይ ሕጎስት እዩ::

  • @almazgiday9935
    @almazgiday9935 3 ปีที่แล้ว +5

    አጆኩም ማዐራት ጀጋኑና ታዐወት ታዐወቲ አናብስ ትግራይ ማርያም ፅዮን ተፅልልኩም ትሐልኩም ብጥሙይኩም ተፅግብኩም አመን አመን አመን ትግራይ ትስዕር ።

  • @selamse4654
    @selamse4654 3 ปีที่แล้ว +5

    ደቂ ትግራይ ወርቂ ኩርዓተይ ኣጆኹም
    ሙቁረይ ማአረይ ኩርዓት ትግራይና ትግራይ ትዕወት ሰላም ዓድና የስመዐና ክብሪ ሃገርና የርእየና ተጋሩዋኒ

  • @tsegig9961
    @tsegig9961 2 ปีที่แล้ว +4

    I still can't get enough of this Song ምቑረይ መዓረይ

  • @fikirabrham6191
    @fikirabrham6191 3 ปีที่แล้ว +5

    ጥዕምቲ ደርፊ የዒስ ተጋሩ

  • @የድንግልማርያምልጅነ-ኰ9ጠ
    @የድንግልማርያምልጅነ-ኰ9ጠ 3 ปีที่แล้ว +12

    ኣታ ኣበይ ኣሎኩም ተጋሩ ንዑ ኣታባብዑ

  • @ኣለሻሰናይ
    @ኣለሻሰናይ 3 ปีที่แล้ว +4

    ፍትወይ ክፅብቅ ስራሕ ሰሪሕኻ ኣጆኹም ክንዕወት ኢና ወይከ ፈተኽ 💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪

  • @ሃገረይትግራይ
    @ሃገረይትግራይ 3 ปีที่แล้ว +1

    ኣየ ተጋሩዋኒ ምቁራት ፍትረጥ ፈጣሪ ብውሕድኩም ለስመረልና

  • @asfcvb1520
    @asfcvb1520 3 ปีที่แล้ว +5

    አጀኺ ትግራይ ካሐልፍ እዩ
    ትግራይ ትስዕር

  • @ሂወተይትግራይእያ
    @ሂወተይትግራይእያ 3 ปีที่แล้ว +8

    ኣጀና ደቂ ትግራይ ትግራይ ትዕወት

  • @roza7068
    @roza7068 3 ปีที่แล้ว +10

    እምብር ሙቁር ✊❤
    ቃልሲ ህዝቢ ትግራይ ይስዕር ✊✊❤️❤️

  • @natnael75
    @natnael75 3 ปีที่แล้ว +2

    ኣጆኹም ተጋሩ የሕዋትና ከም ኣያታትኩም ክትዕወቱ ኢኹም።

  • @yordanosgirmay569
    @yordanosgirmay569 3 ปีที่แล้ว +6

    ታሪክ ትግራይ ምስክር እዬ ባእሉ እወ ታሪክ ምስክርና እዬ❤️❤️❤️❤️❤️💛💛💛💛

  • @ልዋምሐይሊናይአምላኽዮ
    @ልዋምሐይሊናይአምላኽዮ 3 ปีที่แล้ว +1

    ያ ታሪኸ ትግራይ ምስኽርዮ ባእሉ አየው ረመጸይ ጀግና ሻማ ሻማ ንበል ትግራይና ኸትከበር።አጀና 🙏🙏🙏♥️♥️♥️አድካ ሀየ♥️💛❤️💛❤️💛

  • @ሲልቫናጋልዉቅሮክልተዉላዕ
    @ሲልቫናጋልዉቅሮክልተዉላዕ 3 ปีที่แล้ว +11

    ሙቁረይ ጅግና ወዲ ህዝቢ💖💖💖💊💊💊💘💘💘

  • @wedikeyhbhridelayifthi7612
    @wedikeyhbhridelayifthi7612 3 ปีที่แล้ว +3

    Awet ntgray awet nserawit tgray awet nezi lewah hzbi tgray ahhhhhhhhhhhawkum Eritrewi

  • @ህንፃጋልትግራይ
    @ህንፃጋልትግራይ 3 ปีที่แล้ว +6

    ኣምላክ ምሰካም ይኩን ጅጋኑናን ህዝብናን ደራፍ ከዓ የቀንየልና ኣንበሳ ✊✊✊✊✊✊💪💪💪💪💪💪💪💪💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊🔐🔐💉🔐💘💘💘💘💘💘💘💘💘

  • @ሄለንጋልቶምጀጋኑትግራይ
    @ሄለንጋልቶምጀጋኑትግራይ 3 ปีที่แล้ว +2

    ጀጋኑ እና ተጋሩ ሻማ ሻማ ንበል እዎ ክብሪ ዓድና ክምለስ💖💔💊💖💔💊የቀንየልና ጠንክር ዝሓዎይ💔💖💊🇻🇳

  • @sara5880
    @sara5880 3 ปีที่แล้ว +1

    ገብ ገብ አቢልኒ ተዘዝዝዝዝ ደመይ ህዝበይ አጀካ ታሪክ ክከዉን እዩ

  • @helinasiyum4062
    @helinasiyum4062 3 ปีที่แล้ว +1

    ቆልዓ ትግራይ በዓል ድርብ ስረ❤👏

  • @luliya6032
    @luliya6032 3 ปีที่แล้ว +7

    ሻማ ሻማ ዐባይ ሀገር ትግራይ ኽወግህ እዩ አጆኻ ሕዝበይ 💔💔💔💔💔💪💪💪💪💪❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏

  • @እግዚአብሔርፍቅርነው-ሰ3ቸ
    @እግዚአብሔርፍቅርነው-ሰ3ቸ 3 ปีที่แล้ว +1

    ደቂ ዓደይ ጀግና ኣሕዋተይ ኣጆኩም 🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳❤❤❤❤💛💛💛💛💛💛💛💪💪💪💪💪 እግዚአብሔር ኣምላክ ሞሰ ህዝቢን ይኩን 👏👏

  • @nejuneju6086
    @nejuneju6086 3 ปีที่แล้ว +3

    ትግራይ ሰላምኪ የሰመዕና

  • @ሜሪጓልትግራይ
    @ሜሪጓልትግራይ 3 ปีที่แล้ว +2

    እንኳዕ ብሰላም መፃእካ ወዲ ሃገረ ትግራይ ሰላም ኣብዘሃለካ ሃሊካ ትግራይ ትዕወት

  • @ትግራይናትዕወት100
    @ትግራይናትዕወት100 3 ปีที่แล้ว +2

    ኣዮኹም ናይና ብኹሉ ንዓለም ኣዛሪብናያ ኢና ይበል ኣጋላልፃ ይበል ስራሕ ይበል ድምፂ ሙቁር ከም ስምካ

  • @ጓልወየንቲከየንቲ
    @ጓልወየንቲከየንቲ 3 ปีที่แล้ว +4

    ብሓቂ ሙቁር 👏❤️💛

  • @goteomkahsu6662
    @goteomkahsu6662 3 ปีที่แล้ว

    አምበሳ ጅግና ወዲ ጀጋኑ እወ ሻማ ሻማ ንበል ትግራይና ክትኽበር

  • @mulugetahagos1834
    @mulugetahagos1834 3 ปีที่แล้ว +30

    Unable to utter my feelings, so filled with emotions!

  • @BrhanBrhan-wc4zu
    @BrhanBrhan-wc4zu 3 ปีที่แล้ว

    ጀጋኑ ደቂ ሓላል መሬት ኮረዕና በኣክም ኣምባሳታት ትግራይ ትዕወት🇨🇳🇨🇳🇨🇳🇨🇳🇨🇳🇨🇳🇨🇳🇨🇳🇨🇳🇨🇳🇨🇳🇨🇳🇨🇳🇨🇳🇨🇳🇨🇳🇨🇳🇨🇳🇨🇳🇨🇳🇨🇳🇨🇳🇨🇳🇨🇳🇨🇳🇨🇳🇨🇳🇨🇳🇨🇳🇨🇳🇨🇳🇨🇳🇨🇳🇨🇳🇨🇳🇨🇳🇨🇳🇨🇳🇨🇳

  • @ቲጂጓልትግራይ-ሠ1አ
    @ቲጂጓልትግራይ-ሠ1አ 3 ปีที่แล้ว

    ኣጀኩም ተጋሩዋይ ክሓልፍ እዩ ድምቅቲ ሃገር ክትፍጠር እያ ተባዓት ህዝብና ሒዝና 😍😍😍😍😍😍😍

  • @ትግራይሃገረይክብረተይጓል
    @ትግራይሃገረይክብረተይጓል 3 ปีที่แล้ว

    እዉይ ዛ ግጥሚ ብጣዕሚ ፅብቕቲ ደስ ትብለካ ወያነ ትግራይ እምቢ በሃላይ የቀንየልና ወዲ ወየንቲ ወዲ ጀጋኑ እወ ታ ንዘምር ንሃገረ ትግራይ🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳

  • @tsegahailay4717
    @tsegahailay4717 3 ปีที่แล้ว +22

    Love you TlGRAY a day😍❤️❤️

  • @ሃገረይክብረተይ-መ2ቸ
    @ሃገረይክብረተይ-መ2ቸ 3 ปีที่แล้ว

    እምብር ምቁር ዝኮንካ ቆልዓ ጅግና ወድቶም ጅጋኑ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ጅጋኑናናና ❤️✊✊✊✊🇻🇳

  • @slewte
    @slewte 3 ปีที่แล้ว

    💪💪💪 ትግራይ ዓደይ ወርቂ ተሰለምለይ ፀላትኺ ድማ ዓይኖም ይደፈን ትግራዋይነት ኣብ መቓብር ኢትዮጵያ ን ኤርትራን ይዕምብብ!!!!!

  • @መንከምትግራይ-ጀ7ቘ
    @መንከምትግራይ-ጀ7ቘ 3 ปีที่แล้ว +5

    አየኹም ናይና ትግራይ ትስዕር
    💪💪💪💪👍👍👍❤️💛❤️💛❤️💛🙏

  • @yonasyona2016
    @yonasyona2016 3 ปีที่แล้ว +5

    Mukurey ambesa zarkey abmakelom koynka des zbeleka tgebr mukanus ,"Nay aboka jgnnet nmen kthbo"

  • @abebagebrehiwot2910
    @abebagebrehiwot2910 3 ปีที่แล้ว

    ንሕና ተጋሩ ክንግዛእ ፍፁም ለይሕሰብ እዩ። ሰላምኪ ይብዛሕ ትግራይ ዓደይ 💛❤️💛❤️

  • @ዩዳሄንበል
    @ዩዳሄንበል 3 ปีที่แล้ว +2

    😍😍ትግራይና ትስዕር💪💪💪💪💪💪💪 ክብርን መጎስን ንጀጋኑ ስዋኣትና😍♥

  • @belayneshyednglmarymlji9264
    @belayneshyednglmarymlji9264 3 ปีที่แล้ว +1

    Jeganiwa egziabher amlak msakum ykun deki weyaneti be awet temelesu deki agare tigray💪💪💪💊💊💊💊💕💕💕💕💕😢😢

  • @አቤጓልወየንቲ
    @አቤጓልወየንቲ 3 ปีที่แล้ว +7

    ጀጋኑ ተጋሩና❤💪

    • @meheretmeles2758
      @meheretmeles2758 3 ปีที่แล้ว

      ጅርጋኑ ደቂ ትግርስይ ኩሁሎ

  • @galtigray9582
    @galtigray9582 3 ปีที่แล้ว +1

    አሰይ ደቂ ትግራይ ቆናጁ❤️❤️ 👉💊💊💊💊❤️❤️❤️❤️❤️

  • @tekhlithagos4656
    @tekhlithagos4656 3 ปีที่แล้ว +5

    Merhaba besela ankua mstekum yehwat tigiray tsar

  • @EmbltaEntertainment
    @EmbltaEntertainment 3 ปีที่แล้ว +6

    Ybel Ybel,,, Des behali derfi

  • @oceanhahaha
    @oceanhahaha 3 ปีที่แล้ว +22

    Great song👏Tigray will prevail.💛❤️

  • @gotoytomgebre1897
    @gotoytomgebre1897 3 ปีที่แล้ว +4

    ትግራይ ትስዕር

  • @ትህነግውስጤነውደብሪፀይወ
    @ትህነግውስጤነውደብሪፀይወ 3 ปีที่แล้ว

    ኡፍፍፍፍፍፍ እንካዕ ናትና ኮንኩም እንካዕ ካባኩም ተፈጠርና ምክልካል ትግራይ ተሓቢነልኩም ኣነስ ንዓኩም ሒዝና ናበይ ትግራይ ትስዕር 😍😍😍😍😘😘😘😘😘😘

  • @gualtigray4684
    @gualtigray4684 3 ปีที่แล้ว +5

    Ajena agekum jeganu knewet ena ❤

  • @ጓልትግራይ-ቘ7ደ
    @ጓልትግራይ-ቘ7ደ 3 ปีที่แล้ว +6

    ትግራይ 💛💛❤️❤️🇻🇳✊✊💪💪

  • @zakiteypeace1999
    @zakiteypeace1999 3 ปีที่แล้ว +16

    🇪🇷➕️🇻🇳=🇻🇳wow amazing

  • @gracesuba9211
    @gracesuba9211 3 ปีที่แล้ว

    ትግራይ ዓደይ( ፍቕረይ) ኢኺ ንዓይ 💪💪💪💪💪

  • @سارةالشقرااا
    @سارةالشقرااا 3 ปีที่แล้ว +4

    ካሓልፍ እዮ ኩሉ

  • @lmelemgalwegrat1039
    @lmelemgalwegrat1039 3 ปีที่แล้ว

    ትግራይ ዓደይ ዓድ ጀጋኑ ኩሉ ክሓልፊ እዩ ዓወትና ናይ ግድን እዩ

  • @ትብለፅመለወ
    @ትብለፅመለወ 3 ปีที่แล้ว +1

    ኣጆና ተጋሩዊን ክንዕወት ኢና 💊💊💊💊💊✊️✊️✊️✊️

  • @herugaultigray4481
    @herugaultigray4481 3 ปีที่แล้ว +1

    🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳ትግራይ ንቅድሚት ትግራይ ትስዕር🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳

  • @letebrhaniassu4602
    @letebrhaniassu4602 3 ปีที่แล้ว +3

    Absolutely beautiful song 💪🏼💪🏼💪🏼💪🏼💪🏼💪🏼💪🏼

  • @dawitshmoy7960
    @dawitshmoy7960 3 ปีที่แล้ว +4

    ትግራይ ትስዕር ወይን

  • @ferwiniberhane3342
    @ferwiniberhane3342 3 ปีที่แล้ว +5

    GOD BLESS TEGRAY AND TEGRAY PEOPLE'S

  • @ራሄልመዝገበ
    @ራሄልመዝገበ 3 ปีที่แล้ว

    ጀጋኑ ተጋሩ ሃገር ትግራይ 😍😍😍💪💪💪💪💪

  • @abelhaile4748
    @abelhaile4748 3 ปีที่แล้ว

    ሙኩረይ መዓረይ ሓወይ ናተይ ወድቶም ጀጋኑ ብጣዒሚ ፅቡቅ ስራሕ እዩ ኩልሻዕ ምስኮራዕኩ እየ በአካ ዝሓወይ ብዘለካዮ ሰላምካ ይብዛሕ

  • @helendaniel6082
    @helendaniel6082 3 ปีที่แล้ว +4

    Jegna wedi Tigray 💪💪💪❤❤❤❤✊🏽✊🏽✊🏽✊🏽🙏🙏🙏

  • @firewenghiwet2812
    @firewenghiwet2812 3 ปีที่แล้ว +4

    Selma Selma for all of people Tigrai.
    It's great job exactly very nice music so clever you!Tigrai is my country Adey eye::
    Tigrai will prevail ✊✊✊✊💛❤💛❤❤
    Thanks you so much .

  • @surietiger7832
    @surietiger7832 3 ปีที่แล้ว +1

    Your song is like your name. What a talent !!!!!! God bless.

  • @nestigaltigray3455
    @nestigaltigray3455 3 ปีที่แล้ว +11

    Jigna wedi tigray 👌👌👌💯💯💯

  • @unkibahritadelle1088
    @unkibahritadelle1088 3 ปีที่แล้ว +2

    Nice song and Tigray will prevail 💪❤️❤️🙏👌

  • @genetemanuel2123
    @genetemanuel2123 3 ปีที่แล้ว

    ብደገይ ብውሽጥን ጀጋኑ ተጋሩ ❤️💛❤️💛❤️💛❤️❤️❤️❤️

  • @hsttfftthvdgg8028
    @hsttfftthvdgg8028 3 ปีที่แล้ว

    ትግራይ ትስዕር ደቂ ዓደይ ጀግና ምስ ትግራይና ልቅድሚት

  • @m0nasaga396
    @m0nasaga396 3 ปีที่แล้ว

    መዳሃኒዓለም ሰላሙ የምፀአልና ተጋሩዋኒ

  • @tom9973
    @tom9973 3 ปีที่แล้ว

    ኣናብስ ደቂ ትግራይ ሰላምኩም ይብዛሕ