I am not sure why people don't view his songs but he is actually the best the beat, the music, the lyrics are really amazing. I can't even count how many I listen to his song
I was born and raised in Addis I can't speak or listen Tigrai perfectly my wife and two kids are in Tigray this song gives me hope one day we will make Tigray great great great friends stay strong ❤💖💗
You need to learn how ti speak Tigriga! Tigray has three languages Tigriga, saho, and kunama . Please please learn how to speak tigriga. I was born and raised in AA too but I speak Tigriga. My three kids born and raised in US and speak Tigriga. It is all about learning. Thank you!
Tikue Woldu, allow me to thank you for always respecting art to its deserving level. Tigray loves you back. My brother/friend, May the lord bless you and the Semay entertainment family ❤️💛
I love it! Yes , I love you my be loved country Tigray. Yes, I am always Tigray first! Yes, we will rebuild Tigray again! Yes, our enmies will be down foever! Once again I love you so much my beautiful people!
አነ አዲስአበባ ተወሊደ እየ አብየ ትግራይ ሀንቲ ግዜ እነዃ ሪኧያ አይፈልትን ሕጂ አብ ልበይ ዝነድድ ዘሎ ትግራዋይነት ግን ንባእለይ ውን ይገርመኒ ትግራይ አደይ ታይሞ ክገብረልኪ እወ ውላድ ምዃን ከቢድ እዳ
❤😭
💔😭😭
Anewen Abe Nazerth ey teweledem abeyem hege gen le'ay adey Tigray ember eta resah Ethiopia akoneten.Me Tigray adey selam emeneyla.
Wala ane kemaka eye hawey mearey
Hezbi eyu adika zeftwuka Hezbi Tegray Teum leza fekri zekone hezbi eyu esu eyu eti mister anwun 3 werhi trah eye zfelta gen heji hamime alku selam koyena keria Egzabeher Amlak fekadu yekun
እረ ተጋሩ በጃኹም ነተባባዓዮ ካብዚ ንላዓሊ ዝበልፅ ደርፊ ዜማ ፍፅም የለን። እስከ ላይክ ኣርእዩኒ ኣደንቅቲ ናይዚ ጅግና
ብፍሉይ ቅዲ ዝተሰርሐ ደርፈ እንታይ ክዎፆ waww
በፍፁም ኣንደኛ ካብ ትወፅእ ጀሜረ እናበኸኹ ምድማፅ ኣያቆርፅኩን ❤️💛
ብጣእሚ
Oop00l9lo0
@@ብተሰፋምንባር jb💊
ትኩአይ ናይ ልበይ ደሪፍካለይ ተጋሩዋይ ኩሉኹ ም ኩፉእ ኣይርከብኩም ዓይኒ ፀላኢኩም ድፍን ይበል ደቂ ዓደይ መዓረይ :ትግራይ ትዕወት 💛💛💛❤❤❤❤❤
ኣሜን ምዓረይ 💘
Amen ❤️❤️❤️❤️🙏🙏
Amen 💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️💛
ኣሜን ጽብቅቲ ሓፍትና 🍟🍟🍟🍟
አሜን ምቅርተይ። ትግራይ ትስዕር
ኣድነቕቲ ትኩእ ወልዱ ኣበይ ኣለኹም
እዚ ወዲ ብሓቂ ኣቦ ጥበብ ,ዩ ግን ዘይ
ከም ሰርሑ ኣይፍለጥን ,ዩ ደርፍታትቱ🤔
ብሓቂ ቅድሚ ዝኾነ ክትሰርዖም ትኽእል 🎼
ያ 👌100% ✅ ትኩእ ኣቦ ግጥምን ዜማን።
Nay behaki kilite derfu eye abzi kereba gize ziseman zeleku wow i like it...
ኣለኩ ጓል ሪመይ /ወዲ ሪመይ ደቂ ሓላል መሬት ትግራይ 💛❤️💊✊
ብሓቂ ኣለኩ 💛❤💛👌👌👌👌👌👌💛❤❤💛💛💛🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳
ቡቁ ዘያማይ ሓውና ብጣዕሚ ኢና ነድንቆ።
I am not sure why people don't view his songs but he is actually the best the beat, the music, the lyrics are really amazing. I can't even count how many I listen to his song
Same here. In my view, this is the best recent Tigrigna song about Tigray. But the number of views 🤔
I'm so happy I discovered this soulful Tigraway artist. Tegaru need to improve their music taste. He deserves to be the most popular singer right now.
@@bh3855 I agree
It's amazing & powerful
Agree you with you‼️
ተጋሩ ኣብ እንዳማትና ሚድያ ኣቲና ኮልል ምባል ገዲፍና ናይ ባዕልና ስነጥበበኛታትን ሚድያታትን ነበረታትዕ ነዕብይ በጃኹም ኣበይ ኣለኹም??🧐
እንኳዕ ዳሓን መፃኻ ጅግና ሓውና ትኩእ👏👏የቀንየልና ወትሩ ፈታዊ ዓዱ👏
ክወግሕ እዩ ክሓልፍ እዩ ከምኡ ኢሉ ዝነብር የለን።ኣጆና😭😭
ጅግና ኣለኪ ፅብቅተይ ገዛካ እዩ ገዛካ እና ናይባዕልትና ጃናላት ነዕቢ 💛❤️💊✊
ትክክክል ዝየዳይ❤💊✊
ሓቅኪ ካብ ዝኩሉ ትግራዋይስ ኣበይ ኣለው💛❤💛❤💛❤💛❤💛❤
btkkl
❤️❤️❤️
ትኹእ ትብሉ ዝቀጡ like 💗ኣጀና 😔
ኣጆና
@@ጁኑታነኝየትግራይልጅ 999898989999
@@abchanal5993
.
👍👍👍💛❤💛❤💛💛❤💛💛❤❤💛💛❤❤💛💛🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳
I'm proud being tigrian!
I’m proud of you 👏 thanks
😍😍🥰🥰
Tikikil❤️💛❤️
💛❤️
✊✊✊
My Tigray people we shall never forget this moment for eternity. Tigray will win.
We have to question everyone how they are helping Tigrai💛❤️ today not for tomorrow but today 💛❤️
❤💛❤💛❤💛❤💛❤💛
Here we are winners
@@freedom-uo9xhhere we live in peace
TDF😢😢💊
ኣታ ጅግና ከመይ ሓድርካ ንስኻ ትኩእ ሓወይ
I was born and raised in Addis I can't speak or listen Tigrai perfectly my wife and two kids are in Tigray this song gives me hope one day we will make Tigray great great great friends stay strong ❤💖💗
You need to learn how ti speak Tigriga! Tigray has three languages Tigriga, saho, and kunama . Please please learn how to speak tigriga. I was born and raised in AA too but I speak Tigriga. My three kids born and raised in US and speak Tigriga. It is all about learning. Thank you!
ኩሉ ክወግሕ እዩ ተጋሩዋይ ስነ ልቦና ተጋሩ ንዘለአለም የግርመኒ አሎ ፀላእ ኩፉእ ፅዩፍ ሕማቅ ፈታዊ ሰብ ተቑባሊ ጋሻ ትግራዋይነት አጆም
ትግራይ ትኹላዕ እያ
Ane eritreawi ye ab tigray kea 5 amet tekemite ezi habhibu zenbereni lewah mikaley zikone hizbi kemzi kitrekib aytexebekun entay emo nibat ya akmey yegdas tigray kem werki tefetina meses kitbil mukana amine bitesfa yixbe tigray tiewet ❤💪
ትኩአይ መዘና ኣልቦ መተካእታ ኪሮስ፣እያሱ፣ኣታክልቲ ኢካ ኣድነቅቲ ትኩእ like በሉኒ እስኪ 👍💛❤ ማርያም ፅዮን ሓደራኪ ነቲ ውፅዕ ህዝብና ካብዞም ኣረመኔታት ኣድሕንዮ🙏😢
Tikue Woldu, allow me to thank you for always respecting art to its deserving level. Tigray loves you back. My brother/friend, May the lord bless you and the Semay entertainment family ❤️💛
Thanks Richo.
🇻🇳🇻🇳❤💛❤❤❤💛❤💛❤💖💖💖💋💋💋💋💔💔💔💔ዓደይይይይይይይይይይ
እወ ወደይ ከመይ ሓዲራ ከሪማ ትግራይ ... ፈጣሪ ናብ ንቡር ሂወትናን ሰላምና ይመልሰና ....
ኣጆና ተጋሩ ኩሉ ክሓልፍ እዩ::ትግራይ 100% ክትዕወት እያ✊ የቀንየልና ትኩኡ❤️🙏
Selamkum selamna eyou. Ezgabher nwuxue hzbi yrea
ከመይ ሓዲራ ዓደይ ኣሕ ይሓልፍ ዶ ይኮን ኩሉ ግዜ ከመይ ሓዲራ እንታይ ኣሎ ሓድሽ ዋይ ዓደይ💔💊💊💊💊💊💪
ከመይ ሓዲራ ዓደይ ህርፋን ናፍቅ ልበይ ስላምካ ይብዛሕ ትኩእ ወዲ ሓላል መሬት 🇻🇳🇻🇳❤️💛😍✊✊✊✊✊
ከመይ ሓዲራ ዓደይ ህርፋን ናፍቕ ልበይ❤️💛❤️ Nice job ትኩእ ኣቦ ጥበብ
ዓደይ ብለባማ ነቢዓ
ዓደይ ብሃፍታማ ደኽያ
ዓደይ ብልውሃታ ፅሚአ
ዓደይ ብለካሳ ጠምያ
እው ዓደይ ትነብዕ አላ
እስካብ ፅሓይ ዝበርቀላ
ክም ትማሊ ብርሃን ዝኹነላ
ዓደይ ፀሊም ተኹዲና ጥልፋ ተስሪቁ
ስላማ ተመዚዓ
ዓደይ እው እታ እንጋርፋ ትግራይ💔😭😭😭😭ክመይ ሓዲራ ትኹን ምርአይ ስኢነያ ማዕዶ ስፊር ክይኹን ምስአ ትግራይ ክመይ ትሓድሪ ክይብላ ሓዘን መሊኡ ገፃ ክመይ ክብላ ክመይ ሓዲርኪ ትግራይ ግን ሓደ ነገር አሎ ንሳ ዝበለትኒ ንዝልአለም ክይፍርሕ ቃል ዘእተወትኒ ካብ ፀልማት ብርሃን አሎ ዘፍርሕ እንትመፅእ ዘይምፍራህ ሞት አብቅድሚኺ እንትመፅእ ምቅባል ብፅንዓት ኢላ ነጊራትኒ ነይራ ኩሉ አነስ ክኽእሎዶ ትብልኒ ክምቲ ናትኺ ክአሎ ትግራይ ምሽጥርኪ ምፍላጥ አብዩኒ ክሉ ትክእሉ ክም ዝናብ እንትዘንበኪ ሓዊ ንፅንዓት ትሓልፍዮ ትግራይ እቶም ዝብራህኽሎም ብአኺ ዝቆፀሩ ፊደል ክሒዶምኺ ንስኺ ግን አለኺ ክም ቀድምኺ በይንኺ ትኻሻሐለኺ ንመስልኪ ትግራይ ክመይ ሓዲርኪ በቃ ክብልኪ ኩሉ ናፈለጥኩ እቲ ውሻጠኺ ክምታ እምነትኺ ብፅብዓት ክትስግርዮ ምኻንኪ ይቅር ዶ አነ ካብ ማህፀንኪ ዝወፃእኹ ይፈልጡ እንድዮም እቶም ዝኻሓዱ ትግራይ ስላምኪ ይመለስለይ ብፅንዓት ሕለፍለይ አነለ ክሪኦ ገፅኪ ዳግማይ ክውለድ ክዓቢ ብሃገረ ትግራይ
ሳሪ እየ አዝይ ዝናፍቀኪ ውላድኺ ካብ ስደት💔😭
ጅግና እዩ ግን ብዙሕ ኣይተወረየሉይ ነተባብዐዮ ተጋሩዋይ
If anyone like me crying 😭missing Tigray so much?? What can I say Tikuea , you are awesome!!
ተጋሩዊና ኩልና ስሙራት ሑባራት ስነጥበባውያን ተጋሩ ኻዓ ኩሉ ግዜ ምስ ህዝቡኹም
እንካዕ ደሓን መጻካ መረዋሕ ድምጹ
ከመይ ኢልኪ ሓዲርኪ ዓደይ ጽላል ህዝባ
ዓደይይይይይይይይይይይይይይይይይይይይ
ከመይ ኢልኪ ሓዲርኪ ዓደይ
ሰላምኪ ብዝሕ ይበለለይ ዓደይ
ሽግር ሓኪፍኪ ራህዋ ተምጽእሉ ርሑቅ ኣይኮነን ቀረባ እያ ዓደይ
ዓወት ነታ ከይፈተወት ናብ ኩናት ዝኣተወት የዋህ ኣደይ 💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔😢😢😢
ሓቦኛ ትግራዋይ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
ትኩእ በዓል ሙኡዝ ድምፂ ገራሚ ግጥሚ ዘይምኖ ዜማ ኩሉ ግዜ ኣብ ልብና ኣለኻ ኣብ ትግራይ ዘለካ ፍቕሪ ብቓላት ክገልፆ ኣይክእልን ንበረልና🙏🙏🙏
ተጋሩዋይ ኣጆና ክንዕዎት ኢና 🙏❤💛💊
ትኩእ ወድ ህዝቢ ፅቡቅ ስራሕ ኣምላክ ንትግራይና ሰላም የውርደልና ክወግሕ እዩ ኣጆና😢 😘😘
ትኩእ ቡዝሕ ጽቡቅ ስራሕ ሰርሕካ ዘይተዘመረልካ ንፍዕ ኣርቲስት ኢካ ናይ ብ ሓቅ ። ትግራይና ትዕወት ።
ዓቅሊ ይሀበና እምበር መታን ክንፅመሞ
ተናፋቂት እንዶ ትግራይና ድኣሞ።
ዓኽኽኽኽኽ ትግራይና ዘይኢድኪ ፈድዮምኺ። ትኩእ ጀግና ኣቦ ጥበብ ንበረልና
ትግራይ ከመይ ሓድርኪ ዓደይ መረይ ሰላምኪ እባ ዘርገማ እዞም ርጉማት አጆና ክንዕወት ኢና ትግራዋይ አይግዛእን በሃላይ
እንዃዕ ዳሓን መጻኻ ትኩእ ወዲ ህዝቢ
ኣጆና ክርህው እዩ ኩሉ ከመ ቀደሙ ዓደይ😭💔💔
💛💛💛❤❤❤💛
⭐️⭐️⭐️⭐️⭐️⭐️⭐️
💛💛💛❤❤❤💛
አወ ዉሉድ ምካን ዕዳ ግጥሚ ባሻይ ደስታአዩ መስለኒ💊
ደቂ ትግራይ ኩሕሎ ሰሱኑለይ
ከመይ ሓዲራ ዓደይ
እግዛቢሄር ይመስገን 😭 ጾሎት ንግበር
ዝዝቃደመ ደማ እስቲ ንኣምላክና ንዘክር ነመስግን የሕዋት
Jegena tebaee tigraway aejona keneweteina TIGRAY teauwet kalate yesieenelika megelesi tebarek sunuee regesi 💝💝💝💝💝💛❤💛❤💛❤💛💪💪💪💪💪👈👈👈👈👍👍👍🙏🙏🙏🙏❤💛💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐🌻🌻🌻🌻💥💥💥💥💥💥🏖🏖💔💔💔💔💔🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳💯💯✅
ብጣዕም ፅቡቅ ስራሕ ትኩእዋይ ኣበለኩም ተጋሩዋኒ ላይክ ሽር ግበሩሉ
ብዙሕ ሰሪሑ ዘይተዘረበሉ ጀግና ድምጻዊ ኣለና ኣብ ጎንካ ከየንቲ ተጋሩ በርትዑ ስለ ሃገርነት ድርፉ
❤❤❤
ልብካ ትትንክፍ ስራሕ ዓሕሕሕ ትግራይ አደይ ከመይ ሓድርኪ💔😭💛❤💛
ገዝሚ ገድሊ ኣሽሓት! ብሄራዊ ዜማ ተጋሩ!
ትኩእ ንፉዕ ትግራዋይ💊♥️
መን ኣሎ ከምዚ ከማይ ደጋጊሙ ዝሰምዓ ትግራይ ዓደይ ክብረተይ ሰላምኪ ይመለስ
ወዳ ንማሚተይ ትግራይ 💔💛❤✊ኣጆና ህዝበይይይ ደቂ 'ደይ ኣባይና እምሩ ዘርኡ ይጥፋእ💛❤✊✊✊🦁🦁😭😭🦁✊
ናይ ቱኩእ ደርፍ ክሰምዕ ከለኹስ ገፀይ ብንብዓት እዩ ዝሕፀብ ትግራይ ዝዓደይ😭😭
ከመይ ሓዲራ ዓደይ 😭😭😭
ኡፍፍፍፍፍፍፍ.................. በጣም አዝኛለሁ አሁን እየሆነ ባለው ነገር
ኩልሻዕ ብልፁ ትሕዝቶ ኢኻ ሒዝካልና ትመፅእ ትግራይ ምልባማ ♥
ከመይ ሓዲራ ትግራይ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወካ ወዲ ትግራየይ ወርቂ
ትግራይ ጸላኢ ዓይና ይደፈን።📯📯📯
Amen amen amen
Amen define yebele
ትኩአይ ኣቦ ጥበብ እግዚአብሔር ዕድሜን ጥዒናን ይሃብካ ባባየ ኣጆና ከዓ ኩሉ ክሓልፍ እዩ 💛❤️💊✊
ባሓቂ ንፍዕ ስነ ጥብባዊ ሰላምታይ ይብፀሓካ🙋🙋🙋🙋🙋🙋🙋
ከመይ ሓዲራ ዓደይ😭
ከመይ ሓዲራ ትግራይ💔
ከምዚ ከማይ ንዝረት ገዝተሰመዖ good job
kemey hadira adey herfan nafke lbey akeli habeni enber mentay kexmemo tigrayeye da mo 😢
እንኳዕ ብሰላም መፃእኻ ወገነይ 💊💊💊💝💝
ሰሚዕካ ዘይጽገብ ሙዚቃ ትኩእ ወልዱ
ወልድየ አዝይ ዝናፍቀሃን ወድነይ ምቃል ዓፅመ ስጋ የቀንየልና
ተጋሩ አበይ አለና?
ተጋሩ ንተሓላለ። ደርፊታት ትግራይ ክንሰምዕ ኮለና ላይክን፣ ሼርን ንግበረሎም። ምንም ኣይጎድለናን። ንደረፍቲ ኻዓ ነበረታትዖም። 500 ሰብ ሪኡስ 140 ጥራይ ላይክ ይገብር። ካልኦት ከ?
ተጋሩ ብኻሊእና ጎበዛት እምበር ኣብ ሚድያ ሕብረት የብልናን
W zrttttttttt
alen tgray win
ኣጆኪ ትግራይ ኣለና ኢና ደቅኪ ክሳብ መወዳኣታ ክብርኪ ክንስማዕ ኢና ብቃል ዘይኮነ በትግባር ኮይኑ ክትሬኤና ኢና ናዓኪ ዘወረርኩኪ ንጻት እኮ ኣይንደቅስም ኢና ኣነ ስለኪ ክስዋኣ ክሞት ምስ ነብሰይ ተሳማመኣ እየ ኣነ ብዘይ ትግራይ ክነብር ኣይደልን ኣይክእልን እውን
ተናፋቂት እንዶ ዛዓደይ ዳኣ እሞ
እንካዕ ብሰላም መጻእካ ትኩእ ሓውና ❤️💛❤️💛
May 2023! All has passed and Tigray stood together and won! I love each and every one of you my brothers and sisters. Let’s now rebuild our Tigray ❤
ክንፍተን ኢና ክንዕወት ኢና ህዝባዊ ቃልስና ዓጋቲ የብሉን 💪💪💪💪💪❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️ ኣድነቕቲ ትኩእ ኣለኹም ዶ ሃየበሉ ሸር ላይክ
The peace loving people of tigray are undiftabel they stay strong on this difficult time tigray will riseeeeee up with God's grace 🙏🙏🙏❤💛❤💛❤💛❤💛❤💛❤☮☮☮
እንዳ ነባዕኹ ብፅንዓት ብሓቦ ትሙቁር ደርፍኻን ድምፅኻን ደጋጊመ ስሚዕዬ ልዑል አኽብሮት ንዓኻ:
ክንስዕር ኢና አዬኻ
Good morning tigray adey love you ❤💛
Tukue you are an amazing singer I love all your songs. You truly are proud Tugreway .I’m proud of you brother!
I love it! Yes , I love you my be loved country Tigray.
Yes, I am always Tigray first! Yes, we will rebuild Tigray again! Yes, our enmies will be down foever!
Once again I love you so much my beautiful people!
ትኩእ አዉይ 😘😘😘 እኔ ትግራይ አላቃትም ይህ ዘፈን ስማ እንባይ የመጣል ትግራይ ክትእወት እያ💛❤💛❤💛❤
ትኩእ ወልዱ ከምቲ ክእለቱ ዘይተዘመረሉ በዓል ፍሉይ ክእለት ከያኒ እዩ ንዓይ ትግራይ ካብቶም ኣለውኒ ትብሎም ኮኾባት ከየንቲ ሓደ እዩ።
Great work our brother, proud to be Tigryan, and born from the wise and kind human on planet earth.
Such a neat work. History will remember this song forever. This is what we all Tegaru going through at this time. May God shorten our misery.
Kemey hadira hadey hrfan nafk lbey❤💛
Adey kbretey Alemey dekki knfetweki meat ena proud ❤💛
ቱኩአይ 💗እንካዕ ብሰላም መፃእካ
ኣጆና ክሓልፍ እዩ ንሕበር ጥራይ እሕዋተይ
ትግራይ ትስዕር💛❤️❤️❤️💛Tigray Prevail 💛❤️❤️❤️💛
ዳሕን ኣለ ብደቂ ትሕበን ተጋሩዋኒ ሰሱኑለይ እሰኺ ምህላውኩም ዩ ምህላወይ ህዝበይ ኣጆካ ክወግሐልካ ዩ ንባዕሉ ዩ ግዜ ❤💛🙏🙏🙏
ኣምላክ ኣብ ሰደት ዘለና ሃገርና ሰላም ኮይና ተመሰገን እልና እንረግፀላ ፈጣሪ ኣብ ቀረባ እዋን ይግበረና ደቂ ሓራሰ ነብር ❤💛🙏
ትግራይ ምዓረይ ሰላምኪ የርእየና ደቅኺ ናፊ ቅናኪ 🙏ትኩእ ጅግና ወድህዝቢ 💘
ትኩእ ወልዱ ብሉፅ ስነጥበበኛ ትግራይ
no words for u we proud of man u always hero lengend !!!!!
እንድዒ ታይሞ መግለጺኮ ስኢነልካ ትኩ ሓወይ ብዝኾነ ይበል💛❤️👍👌
wawww nice music TIKUE JIGNA. We love you our hero.
ከመይ ሓድራ ዓደይ ህርፋን ናፍቕ ልበይ ! ቃላት የብለኡን ፁቡቕ ስራሕ ኣጆኻ ኣጆኹም ተጋሩዋይ ክወግሕ እዩ ❤️💛✊🏾✊🏾
ከመይ ሓዲራ ዓደይ ህርፋን ናፍቅ ልበይ❤❤💛💛💛❤❤❤
ኣጀኪ ዓደይ ኩሉ ካሓልፍ ትግራይ ዓደይ
💔💔💛💛❤️❤️ Tigray will prevail !!! we never give up and that’s one of our strengths…..PRESERVATION
ትግራይ ዓደይ መዓረይ።
ዓደይ መዓረይ አነ ይንበዐልክይ💛❤💛❤😥😥
ከመይ ሓድራ ዓደይ ህርፋን ናፍቕ ልበይ።
ፅላለይ እንድያ ሞ
ክብረት እንድያ ሞ።ያቕንየልና ክብረት ትግራይና።
ከመይ ሓዲሪ ዓደይ ፈጣሪ ባዓሉ ይሓላኪ💊💊💊✊✊✊❤❤❤❤❤
የዒስ ይበል ጥበብ ፈሲሱ በቃ
ሰላማ የርእየና።
ትግራይ ዓደይ ትግራይ ዓደይ ትግራይ ዓደይ ትግራይ ዓደይ ትግራይ ዓደይ ትግራይ ዓደይ ትግራይ ዓደይ ትግራይ ዓደይ ትግራይ ዓደይ ትግራይ ዓደይ ትግራይ ዓደይ ትግራይ ዓደይ ትግራይ ዓደይ ትግራይ ዓደይ ትግራይ ዓደይ ትግራይ ዓደይ ትግራይ ዓደይ ትግራይ ዓደይ ትግራይ ዓደይ ትግራይ ዓደይ ትግራይ ዓደይ ትግራይ ዓደይ ትግራይ ዓደይ ትግራይ ዓደይ ትግራይ ዓደይ ትግራይ ዓደይ ትግራይ ዓደይ ትግራይ ዓደይ ትግራይ ዓደይ ትግራይ ዓደይ ትግራይ ዓደይ ትግራይ ዓደይ ትግራይ ዓደይ ትግራይ ዓደይ ትግራይ ዓደይ ትግራይ ዓደይ ትግራይ ዓደይ ትግራይ ዓደይ ትግራይ ዓደይ ትግራይ ዓደይ ትግራይ ዓደይ ትግራይ ዓደይ ትግራይ ዓደይ ትግራይ ዓደይ ትግራይ ዓደይ ትግራይ ዓደይ ትግራይ ዓደይ ትግራይ ዓደይ ትግራይ ዓደይ ትግራይ ዓደይ ትግራይ ዓደይ ትግራይ ዓደይ ትግራይ ዓደይ ትግራይ ዓደይ
እዋናውን ገላፅን ጥዑም ደርፊ። ትኩእ ወልዱ እ/ሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።ዓወት ንህዝቢ ትግራይ ሞት ንወረርቲ!!!!
ብጣዕሚ ቡሉጽ ስራ 😘
ኣምላከ ቅርሱሳን ሰላም ይልኣኸልና ኣሜን 🙏🏽
ከመይ ሓዲርኪ ዓደይ የቀንየልና ክቡር ሓዉና ፅቡቅ ስራሕ ቀፅልሉ ደቂቶም ጀጋኑ
ትግራይ ዓደይ መለይ ኣለኹልኪ በዓለይ💛❤❤❤💪💪
ትግራይ ሽኮር ኩሉ ንዓኺ
ኣሕሕሕሕሕሕ ትግራይ ዓደይ 😢😢😢💊💊💊💪💪💪
ክወግሕ እዩ ኣጆና💊💛❤️💊🙏
deki tigray jeganu👌
ትኩእ ወዲ ጀጋኑ ተጋሩ እንቋዕ ድምጽኻ አስማዓና አምላኽ ትንሳኤ ናይትግራይ ምብራቅ ጸሐይ ትግራይ በጺሕና ኢና ሽግርና አብምውድኡዩ ❤🙏
ትኩእ፣ መተካእታ ኪሮሰ፣ እያሱ፣ ኣታኽልቲ።
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።
His voice is just in another level💛❤️💊
እቲ ፁቡቅ ኩሉ ኢኪ ትግራይ ዓደይ መዓረይ