Solomon yikunoamlak-yeneta Akalu (የኔታ ኣካሉ) ሰለሞን ይኩኖኣምላክ- NewTigrigna music 2024 official video.

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 26 ต.ค. 2024

ความคิดเห็น • 1.3K

  • @Kalu_nekifar
    @Kalu_nekifar วันที่ผ่านมา +235

    ጓሳ ጥበብ🔥🙏

    • @ኣዙጋልትግራይ
      @ኣዙጋልትግራይ วันที่ผ่านมา +3

      ቃሉየ❤😇

    • @BetelhamTsgabu
      @BetelhamTsgabu วันที่ผ่านมา

      Kalu,😊

    • @azimeragrimay927
      @azimeragrimay927 วันที่ผ่านมา

      ብሓቂ❤ ሰሌ 🎉❤
      ቃሉን ፈተውቲ ቃሉ ሳብስክራይብ ግበሩለይ❤

    • @huraseleste5643
      @huraseleste5643 วันที่ผ่านมา

      ጓሳ ክትብል ከም ኣበሃህላ ኣቦ ጊጋር(ኣፅቢ) ዶ ከመይ?

    • @dc8625
      @dc8625 วันที่ผ่านมา

      Share eba hagzuwo bizi sirha bro

  • @Eritrea20431
    @Eritrea20431 วันที่ผ่านมา +53

    Ata Ane nezi Seb betami eye ዘድንቆ fuluy zekone ደርፊ eyu ዝደርፍ Gen men ይረዳኣዮ😫respect Selye From Eritrea 🇪🇷❤selam nekulatna

  • @km3080
    @km3080 วันที่ผ่านมา +324

    ሰለሞን ምስቶም ደርፍታትካ እኮ ፊቅሪ ሕዙኒ። ከምዚ ከማይ ዕብድ ትብሉሉ እባ ላይክ ሃቡኒ። ❤❤❤❤❤

    • @NatiDesu
      @NatiDesu วันที่ผ่านมา

      Hrr ember nbl

    • @tekaliwelday
      @tekaliwelday วันที่ผ่านมา

      selish 🙌🍎🍎🍎

    • @YoniWedikeshi
      @YoniWedikeshi วันที่ผ่านมา +3

      qdmi hji derftatu semia ayfeltn,ezia gn batami ya mesitatni gatm,zeman ,100%

    • @tigraytigray5893
      @tigraytigray5893 วันที่ผ่านมา +2

      አይከማይን❤💯

    • @HabenTekle-h7i
      @HabenTekle-h7i วันที่ผ่านมา +1

      Bflay naslye the best of tigray

  • @bema1629
    @bema1629 20 ชั่วโมงที่ผ่านมา +30

    በይንኻ እንደሞ ኾይንካ ዝነቃሕኻ❤

    • @Say-2424
      @Say-2424 นาทีที่ผ่านมา

      @@bema1629 ይኩኖ ድዩ ንቁህ?

  • @ኣዙጋልትግራይ
    @ኣዙጋልትግራይ วันที่ผ่านมา +170

    ከምዝኸማይዶ😢 ይህሉ ንሰሌ ዝፈትትዎ❤👍❤ ሰሌዋ ጎይታ ጥበብ ትርታ ህዝቡ ዘዳምፅ❤🎉

    • @matimahtem4848
      @matimahtem4848 วันที่ผ่านมา

      አንታ ተጋሩ ሃሳሳት ስለዝኾንና እምበር ከም ሰለሞን ናይ ጥበብ ሰብ የለን።

    • @Brhane6888
      @Brhane6888 20 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

      ane aleku hawey❤

    • @ትጂነኝያኣምነኣረጋዊልጂ
      @ትጂነኝያኣምነኣረጋዊልጂ 19 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

      ❤🥺

    • @bahlibihagos9763
      @bahlibihagos9763 18 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ኣጆኪኪ ማርርርር❤❤

    • @hadasDugom
      @hadasDugom 17 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

      ኣለና❤😢💋

  • @senafeadey5029
    @senafeadey5029 22 ชั่วโมงที่ผ่านมา +58

    ሰሌ እቲ ሓቐኛ ኣርቲስቲ ምስ ጥበብካ የንብርካ ❤❤❤❤❤ ካብ ሓዉካ ብርገድ ንሓመዱ

  • @desawitsegay2286
    @desawitsegay2286 วันที่ผ่านมา +189

    ናይ ሰሌ ፍቅሪ በዛ ላይክ አርኢኒ አኪበ ክሽልሞ ❤❤❤❤❤❤

  • @TekichweAgame
    @TekichweAgame 22 ชั่วโมงที่ผ่านมา +29

    ተጋሩ ኣሓተይ ትግራይ በዚ ሕሩር ብህዝቡ ተትምራሕ ከመይ ይመስለኩም❤👈
    Please lake this song🤴

  • @mtadifoto3309
    @mtadifoto3309 วันที่ผ่านมา +64

    ብልክዕ "ስነ ጥበባዊ" ዝብል መጸውዕን ክብርን ዝግብኦ ሰሌ ፡ ካብ ሰሜን ትግራይ እየ ፡ LEGEND!

  • @danielgebrehiwet6316
    @danielgebrehiwet6316 20 ชั่วโมงที่ผ่านมา +27

    ሰሌ ሓወይ ብጣዓሚ ገላጺት ደርፊ።
    We love you ❤❤ 🇪🇷

  • @እጓሂእምበርተስፋኣይቀርጽ
    @እጓሂእምበርተስፋኣይቀርጽ 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา +15

    ንርእስካ ብቻ ዘይኸነስ ንህዝብካ ውን እካ ጥበብ ከይንካዮ ብሽም ህዝቢ ትግራይ የምስግነካ 🎉🎉🎉🎉

  • @mikinani1889
    @mikinani1889 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา +8

    ጎይታ ጥበብ 💯 ሰማዒ ድምፂ ህዝቡ💯 ሰሌ ጅግና🙏🏾💯

  • @ስድተኛኮይኑስመይ
    @ስድተኛኮይኑስመይ วันที่ผ่านมา +64

    ሰለሙን ዩኩኖኣምላክ ኣቦ ሙዚቃ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍

    • @UjJh-yw9hi
      @UjJh-yw9hi 15 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ታይ ይገብርሎ ትባንደራ ኸ

    • @SaraFsf-gs2vn
      @SaraFsf-gs2vn 11 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      እንታይ ማለት እየ

    • @سلامالعمري
      @سلامالعمري 7 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ካብ ኤርትራውያን ስለ ዝኮኑ እዮም ባንዴራ ዝገብሩ ዘለው ከምቲ ንሕና ናይ ትግራይና ንገብሮ ዘለና​@@UjJh-yw9hi

  • @jdd8162
    @jdd8162 วันที่ผ่านมา +26

    ኣሰይይይይ ሰሌዋይ ኣቦ ውፅዕ ህዝቢ ኩለና ተጋሩ ላይክ እናሃብና ነተባባዓዮ ኣሕዋት 😢♥

  • @gereltamidya
    @gereltamidya วันที่ผ่านมา +29

    ንዓማ ግዜ ፍቅሪ ሰብ ይጥዓሞ
    ለሚ ፅባሕ ክብል እኮ ደከሞ
    ንዓይ ዶ ግዜ ሰላም ንሰናይና
    ሎሚ ፅባሕ ክሐሽኮ ሓመምና
    ወለዶ፣ወለዶ፣ወለዶ ንቃሕ ወለዶ👌
    ሰሌዋ አቦ ጥበብ❤

  • @keseteberhe4988
    @keseteberhe4988 22 ชั่วโมงที่ผ่านมา +17

    መን ሞ ይስማዓዮ ኣቦ ውጽዕ ህዝቢ ጅግና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷⚘⚘⚘🌷💐💐💐

  • @Peacean
    @Peacean 22 ชั่วโมงที่ผ่านมา +10

    ቂድሚ ስነምግባር ስነፖለቲካ ዝተሰበኸ ዎሎዶ ኑቡር ጠፊእዎ ነውሪ ተገበረስ ከምይ’ሉ ይፍረዶ። ኑጉስ ሶሎሙን💙💙💙💙🙌🏿

  • @meronkahsay-o8l
    @meronkahsay-o8l 17 ชั่วโมงที่ผ่านมา +9

    መንግስቲ ትግራይ እንዶ ኩነልና ሰሌዋይ ፍቃደኛ ተኮንካስ 🙏ኣነስ ከማካ ናይ ዉሽጠይ ስሚዒት ዝገልፀለይ ደራፊ ዘየለ🎉🎉🎉

  • @mommommommom9907
    @mommommommom9907 19 ชั่วโมงที่ผ่านมา +7

    ኣበይ ኣለኩም ተጋሩ ኣታባብዕዎ ስልየዋይ ፈታዊ ህዝቡ❤❤😢

  • @biniamgoitom2433
    @biniamgoitom2433 23 ชั่วโมงที่ผ่านมา +11

    ሰብ'ዶ ወደይ ከምዚ ጌሩ ንጥበብ እፍጠር እዩ!!!! ኣምላከ እስራኤል!
    ጥበብ'ሲ ጥበብ ነይሩ፡ ትግርኛ ሕብረተሰብ ግን ምስ ኩውንነት ተባቲኩ፡ ምስ ሓቂ ክጋጮ ኣይደልን 'ዩ።
    ንዝመጽእ ወለዶ መወከስን፡ ለባማት'ው ነይሮም መበሊ ከከውን እክእል እዩ።
    ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ!!!
    ስለ'ቲ ድንቂን ወሓዝን ጥበብ ንዓካ ንSolomon ykunoamlak and tikue weldu ዝሃበ ኣምላክ ነመስግን!💙💙💙

  • @hailemariamgebremeskel1408
    @hailemariamgebremeskel1408 วันที่ผ่านมา +24

    ጥበብ ኣብ ረብሓ እንትውዕል መዓዝኡ ክጥዕም መቀረቱ ። ኣቦ ጥበብ ኢኻ ሶል ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ። ❤❤❤❤❤❤❤

  • @letishkebede5965
    @letishkebede5965 วันที่ผ่านมา +10

    ብዘይኣፈላይ ኣፀጊፁ ሓመድ ገርና ኣቤት ጥብብ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ሰሌ ጅግና ቀፅለሉ ኣበይ አለኩም ተጋርዋኒ ንዑ እስቲ ነተባበዐዮ ❤❤❤❤❤❤

  • @lovetruly6111
    @lovetruly6111 วันที่ผ่านมา +23

    ሰሎ ዘማታትካ ብዕምቆት እየ ኣስተንቲነ ዚሰምዖ። ትሕዝትኡ 100%የቐንየልና ጥበብ እንትባሃል ከምዚ እዩ።

  • @Gizachew-t6y
    @Gizachew-t6y 21 ชั่วโมงที่ผ่านมา +11

    ሰሌ ሰሌ "ትግራይ ዘለዋ ብሕታዊ ትካል" ነዚ ትካልና ዝኾነ ጥበበኛ ክንሕብሕቦ ግቡእ ኩልና ይኹን❤❤

  • @MeazaKahsay-z9e
    @MeazaKahsay-z9e วันที่ผ่านมา +16

    እላሓደርካ ትልዕል ትደምቕ ሰሌዋይ ጅግና ከመይ ድየ ዝፈትወካ ሃልወልናስከ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ 🙏🙏🙏❤️❤️❤️
    ኣየ ንሕና ፈቖዶ ሃጠው ቀጠው ተገቲርና ላወዓልናስ ኣቲና ብላይክ ሼር ተበራታታዕናዮስ እንታይ ይጎድለና 😥

    • @TrhasDad
      @TrhasDad 23 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

      @@MeazaKahsay-z9e ናይ ብሓቂ ለባመይ ኣበይ አሞ ዘውደልደለ ኢና ነክብር ንሕና

  • @welduasmelash9383
    @welduasmelash9383 23 ชั่วโมงที่ผ่านมา +8

    ስነ ጥበብ ሓቂ ኢያ ትምህር ጅግና ሰሎሙን ይኩኖኣምላክ በቲ ሓያል ግጥሙን መለእኽቱን ቢታሚ ኢዩ ደስ ዝብለካ

  • @eastAfricashow2
    @eastAfricashow2 21 ชั่วโมงที่ผ่านมา +9

    I’m from Eritrea 🇪🇷 keep it up

  • @genetsamuel8518
    @genetsamuel8518 18 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    Well done 👏 ❤❤❤❤❤
    From Eritrea 🇪🇷.

  • @HdHs-cn4bq
    @HdHs-cn4bq วันที่ผ่านมา +20

    ሰሎሙን ይኩኖኣምላክ ስነጥበበኛ ጥራይ ዘይኮነስ ጥበብ ባዕላ"ውን እዩ ዕድመን ጥዒናን ይሃብካ እግዚኣብሄር ኣምላክ ዝሓወይ

  • @abushhaftu1638
    @abushhaftu1638 22 ชั่วโมงที่ผ่านมา +7

    ሰሌ አቦ ጥበብ 🇿🇦🇿🇦🇿🇦🌹🌹🌹👌🏼👏🏼

  • @Zkmsms8228
    @Zkmsms8228 วันที่ผ่านมา +21

    ኣባ ጥበብ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ወዲ ትግራይ ❤

  • @Michael-sp8lv
    @Michael-sp8lv 21 ชั่วโมงที่ผ่านมา +7

    Wwwwww. ሰልየ ብንግህኡ ወጽዓ ህዝቡ ዝተረድኦ ጎበዝ ስነ ጥበባዊ ካብ ሓውካ ደላይ ሰላም ኤርትራዊ

  • @selamselam7358
    @selamselam7358 วันที่ผ่านมา +21

    ዋውው ሰሌ አዝያ ጥዕምትን ዓባይ መልእኽቲ ዝሐዘትን::❤❤❤
    ትግራያውያን ሳባውያን አክሱማውያን በጃኹም እባ ንጸላእትኹም ነቶም ካብ ገጽ መሬት ከጥፍእኹም ዝመጽ ገናውን እዚ ኹሉ ግፍዒ አውሪዶም ዘይጠፍኡ ኢሎም ሕንን ዝብሉ ዘለው ህዝቢ አራዊት ኤርትራ አሕዋትና አይትበሉ ካብዝገበሩኹም ንላዕሊ እንታይ ክገብሩኹም ደሊኹም??በጃኹም ሕማቕ ስለዝገበሩኹም አሕዋትና ኢልኩም ክትጽውዕዎም ከሉኹም እዚኦም ዋላ እንተቀተልናዮም ሐንቲ አይገብሩናን አይቅየሙናን እዮም ኢሎም ይንዕቁኹም አለው።ንቁሑ ንቅሑ ንቅሑባታ።

  • @Sabatube23
    @Sabatube23 วันที่ผ่านมา +9

    ስሉዋይ ጎይታ ጥበብ ክብሪ ይሃብካ ዘይተነገረሉ ጅግና እኻሞ የቅንየልና❤❤❤❤❤

  • @Damottesfaye
    @Damottesfaye วันที่ผ่านมา +9

    ኩቡር መጠን ነብሱ እዩ ዛኽብር እሞ ኩቡር ኢኻ ሰሌዋይይይይ ክብሪ ይግበኣካ ። ምስ ዝነፈሰ ዝይትነፍስ ምኳንካ ። እምበር ናይቶም ዘየምቲ ኢና ዝብሉ ሓደ ሓደስ ደረፍትስ መጀምርዩኡን መውዳእቱኡን ኣይፈልጥዎንንን

  • @solomonghirmay3149
    @solomonghirmay3149 วันที่ผ่านมา +9

    ኣብዚ ነሀለ ጥበብ እምበር ዓቢ መልእክቲ ንህዝብና❤❤❤

  • @Senicho
    @Senicho 20 ชั่วโมงที่ผ่านมา +5

    Abet tibeb pow 👏👏👏 i am from Eritrea sele my fav ❤❤

  • @gereghiwet4348
    @gereghiwet4348 วันที่ผ่านมา +9

    ተጋሩ ሰነ -ጥበበኛታት ሓድነት ህዝቢ ትግራይ ታሪኽ ትግራይ መፃኢ ትግራይ ዘጠናኽሩ ክትደርፉ ክተዚሙ መንቀርሳ ሓድነት ትግራይ ዝኾኑ ውልቀ ሰባት ይኹን ውድብ ግን ክትፅየፉ ኣለኩም። ሰሌዋይ ጥዑም❤❤❤❤❤❤

  • @nasinetb1462
    @nasinetb1462 วันที่ผ่านมา +9

    He is the Best I admire you from Eritrea 💙💙💙🙏🏾🙏🏾🙏🏾

  • @ኣጽቢወምበርታዓደይ
    @ኣጽቢወምበርታዓደይ วันที่ผ่านมา +6

    ሶልዋይ ግጥሚ ግን👌ኣቦ ጥበብ💙
    ናይ ትግራይ ነገር ሎምስ ድክም፤ስልቹው ክኣ'ምበይ ኢልና😢

  • @KibreabGebremedhin
    @KibreabGebremedhin วันที่ผ่านมา +10

    ሰሌ ጥዑም ድምፁን ሙኡዝ ቃላቱን ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ❤!

  • @RaS-c6v
    @RaS-c6v 21 ชั่วโมงที่ผ่านมา +6

    ሰሌዋይ ኣቦ ጥበብ መግለጺ ሲኢነልካ ከምዚ ከማይዶ ዝፈትወካ ይህሉ ቡሉጸይ❤❤❤

  • @HintsaHhaftu
    @HintsaHhaftu วันที่ผ่านมา +8

    ደወል ብሉፅ ሰራሕ መምሃሪ ወቅታዊ የቀንየልና
    ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሰለሙነይ

  • @HiwetWedikeshi
    @HiwetWedikeshi วันที่ผ่านมา +9

    ;ንጉስ ጥበብ; ኣቦ ሓቂ ስለሙነይ ቃል የብለይን ልስሌ ትፈትው ላይክ ሃቡለይ❤❤❤❤❤❤

  • @DaveEntertainment.
    @DaveEntertainment. วันที่ผ่านมา +10

    ስነጥበባዊ ማለት ትርግታ ልቢ ከማካ ቃንዛ ህዝቡ ዝርድኦ ዩ ሰላምን ቅሳነትን የውርደሉ ነዚ ውጹዕ ህዝቢይ 💔💔💔

  • @sami-92-06
    @sami-92-06 วันที่ผ่านมา +11

    ከምቲ ሉሙድ ሰልየ ንጽበዮ ግርም ጥበብ ኣስሚዕካ ንዝሰምዕስ 💙💙💙💙😍😍

  • @TEEK4039
    @TEEK4039 วันที่ผ่านมา +7

    ኣብ ሕማቕ እዋን ዝተረኽበ መጸናንዒ!!!! ፍልስፍና ብደርፉ ዝዓጥን። ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @tigraytigray5893
    @tigraytigray5893 วันที่ผ่านมา +8

    ሶል ማለት ዘይተገንፅለ መጽሐፍ ምባለይ ምግናን አይኮነን 💯💯ሰሎምነይ ንጉስ ጥበብ መግለፂ ሲኢናልካ ሶሎይ ❤️❤️❤️❤️

  • @peace-x9s
    @peace-x9s วันที่ผ่านมา +16

    ሰሎሞን ቃላት ሲኢነልኻ ነዚ ጊዜ ትምጥን ዜማ

  • @yaredzetewahdo3965
    @yaredzetewahdo3965 15 ชั่วโมงที่ผ่านมา +4

    😢😢😢😢 ንመንበረ ሰላማ። woow sele this the current situation in tigray

  • @BitukEshetu
    @BitukEshetu วันที่ผ่านมา +7

    ምን አይነት ጎበዝ ዘፋኝ ግጥሞቹ አንደኛ ሶል በጣም ነው የምወድክ

  • @habtomhabtom5913
    @habtomhabtom5913 18 ชั่วโมงที่ผ่านมา +4

    ተኣምር ኢካ ሰለሙን ይኹኖ ኣምላኽ መግለጺ የብለይን ልዕሊኡ❤❤❤❤❤

  • @ahmad-h3x3i
    @ahmad-h3x3i วันที่ผ่านมา +7

    ሰሊተይ ጎይታ ጥበብ ነፍ ዓመት ንበረልና🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤

  • @ክብሮምገረፃዲቕ
    @ክብሮምገረፃዲቕ 18 ชั่วโมงที่ผ่านมา +4

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ሰለሙን ❤❤❤❤ ንበረልና እሰኪ

  • @سارةهواياتي
    @سارةهواياتي วันที่ผ่านมา +8

    ዋውውውውውውውው ኣታ ጅግና ሽሕ ዓመት ንበረልና ገይታዋይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ሰልየዋይ ኣቦ ጥበብ❤❤❤

  • @AemauniqueGw
    @AemauniqueGw 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    I admire you you explained about the present and i have no words to like you 💝💝💝

  • @EriHome-fu2zq
    @EriHome-fu2zq วันที่ผ่านมา +8

    ሶሊ ጅግና ጥበብ ኣባካ እዩ ዝርከብ ኣፍ ውጹዕ ህዝቢ።

  • @MebrahtomKahsay-f9i
    @MebrahtomKahsay-f9i วันที่ผ่านมา +6

    ሶሎ ሓወይ ብጣዕሚ ደስ ባሃሊ
    እምበር ጥበበ ሶሎሙን !!
    ❤❤❤❤❤

  • @Haregte
    @Haregte วันที่ผ่านมา +6

    ሰሌዋይ እንቋዕ ሰላም መፃእኻ ኣንታ ጅግና ወዲ ህዝቡ😢😢 ሰላምና እንዶ መለሰልና ፈጣሪ ኩሉ ኣለምምም😥🤲

  • @hshsusuei6713
    @hshsusuei6713 18 ชั่วโมงที่ผ่านมา +4

    እወ ታ እግዚአብሔር አምላክ ሙሉእ ሰላም ይሃበና ሰሎምን ሓዉና አቦ ጥበብ ብትክክል❤❤❤❤❤😢

  • @AmbeMehari
    @AmbeMehari วันที่ผ่านมา +8

    ናይ ብሓቂ ጠቢበ ሰለሞን ጥበብ ብድምጺ እንትግለጽ ብኣኻ ሰሚዕናዩ

  • @bahgenaselam8007
    @bahgenaselam8007 15 ชั่วโมงที่ผ่านมา +9

    I am from Eritrea SHAEBIA I love the message 🇪🇷❤️🇪🇷

  • @zfanlave7057
    @zfanlave7057 วันที่ผ่านมา +5

    ሴሌ ጎይታ ጥበብ ቅድሚ ኩሉ ዝነቅሐ ብሉፅ ስራሕ ከም ወትሩ ❤💛 ብርክካ ይሰስን ወዲ ህዝቢ ብዙሕ ሰሪሑ ዘይተነገረሉ ሰሌ 👑💛❤🙏

  • @Solomon-j3n
    @Solomon-j3n วันที่ผ่านมา +4

    እየሱስ ወሪዱ ተዝልምን ከማን አይምሰሙዑን በዓል ደብረዒንኪሊል

  • @lilayHayelom-i6f
    @lilayHayelom-i6f วันที่ผ่านมา +7

    ይበል ሰሎሞን ይኩኖ አምላክ አውራ ሰነጥበብ ዝወዳደር ዝየብሉ ❤❤❤

  • @tigitigi634
    @tigitigi634 16 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ሰሌ ጡዑም አምላክ ምስ ጥበብካ የንብርካ we love you ❤❤

  • @almazadamu9175
    @almazadamu9175 15 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    ጀግና ሐውና ስለሙን እግዚአብሔር ነዌሕ ዕደመን ጥዕናን ያሃበልና ጎታ ጥበብ ጎይታ ፍቅር ህዝብ ትግራይ እግዚአብሔር ብምሕረቶ ይረእየና ፍቅርን ስላምን ያውርደልና❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @gerekidane6218
    @gerekidane6218 17 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ንጉስ ጥበብ፡ጸግዒ ውጹዕ ሕዝቡ ሰሌ❤❤

  • @abrahamtewelde1712
    @abrahamtewelde1712 วันที่ผ่านมา +7

    ሰሌ ጅግና ባዓል ጥበብ ኩሉ ግዜ ብሉፅ❤

  • @ጓልሽረዕባይሃገርሰብ
    @ጓልሽረዕባይሃገርሰብ 22 ชั่วโมงที่ผ่านมา +5

    ሰሉዋይ ጎይታ ጥበብ ክብሪ ይሃብካ ጅግና ወዲ ህዝቢ ✅🌎🌎♥️♥️♥️

  • @titi2854
    @titi2854 วันที่ผ่านมา +8

    ሰሌ ጎይታ ጥበብ🤴🏾💜ምእንቲ ህዝቢ ዘይደቀስ ዛሓድር ዘሎ ጅግና 🙏🏿🥺

  • @kessatebrhanmehari5197
    @kessatebrhanmehari5197 15 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    I've no words.... Selie You are so unique .....the Almighty God gives U unique wisdom ....may. for me this music a good preaching.... U preach very well🙏❤🙏may God bless Ur everything & may the Providence of Lord be with U all the time🙏❤🙏

  • @Sebenetube1
    @Sebenetube1 19 ชั่วโมงที่ผ่านมา +4

    ለባም ሰብ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዛሓወይ❤❤❤👏👏👏

  • @joshihd9148
    @joshihd9148 17 ชั่วโมงที่ผ่านมา +4

    ሰሌ ! የቐንየልና🙏🙏ዕድመን ጥዕናን የሃብካ ምስ በተሰብካን መሳርሕትኻን 😢😢😢ከማኻ የብዛላ ትግራይ❤❤

  • @aidahaben8445
    @aidahaben8445 วันที่ผ่านมา +6

    ንህዝቢ አብ ጎኑዘለካ ሓቀኛ ታሪኽ ሕዝቢ ትምዝግብ ዘለካ ቅኑዕ ሰብ። አምላክ ከለላን ጎኒን
    ይኩንካ ሀወይ.... ሙሉእ ሰላም ከኣ ይምነየልኩም

  • @yemaneyeibyo6644
    @yemaneyeibyo6644 3 นาทีที่ผ่านมา

    Wawwww selie Abo tibeb,, abzi alo tibebeb ember mendelay edabelka Do hzbi dem tefasis. Zemena yimelselna fetari. Thanks selie hawna tibebka yisesin.
    Gitmi =100 %
    Zema=100 %kota godelo yelen. ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @MaergHans
    @MaergHans 17 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    ንጉሱ ትግራይና❤❤❤❤❤❤❤

  • @Eyerusalem-x7t
    @Eyerusalem-x7t 6 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    we need some people like you.

  • @tesshi5628
    @tesshi5628 วันที่ผ่านมา +6

    True living legend 👏👏👏
    The one and only legend sol.

  • @maximusabi751
    @maximusabi751 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ሰሎሞን ወልደጠቢብ ውሉደጥበብ ጠቢባዊ ሰሎሞን !

  • @melakemengesha6848
    @melakemengesha6848 วันที่ผ่านมา +4

    ብሓቂ ንሰላም ዘሙሩ ዶ በልካና ሰሌ ከም ዝበልካዮ ይኹነልና ሰሌ ጎይታ ጥበብ❤❤❤

  • @kudu1050
    @kudu1050 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Goyta tibebeb sele shikor ❤❤❤ am from eritrea

  • @TrhasDad
    @TrhasDad วันที่ผ่านมา +5

    ዝግባአ ክብሪ ዘይረከበ ኣቦ ጥበብ ሶለይ መዓረይ ኩርዓት ትግራይና❤❤❤❤

  • @bereketalem9133
    @bereketalem9133 12 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    SOLO you are an exceptional singer due to many reasons. Indeed I solute you brother.!!!!!!!!!!!!!!

  • @mbentertainment7196
    @mbentertainment7196 23 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    ብሓንቲ ወንጭፍ 2 ዑፍ ክብሉኻ ከምዚ ኢዩ፡፡ንኹላትና ትውክል ኢያ፡፡ ከም ወትሩ መዳርግቲ ኣልቦ ሰሎ ሓወይ💙💙 /💛❤️

  • @negash7146
    @negash7146 17 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ኣቦ ጥበብ ኢኻ
    ተኸታላይ ኪሮስ ኣለማየሁ
    ድልየትኩም ብጥበብ ትገልፆ💖💖💖

  • @abesarizomuy8106
    @abesarizomuy8106 วันที่ผ่านมา +4

    Wawww good job ናይ ብሓቂ ልበይ ተንኪፍካኒ 💙💙💙💛💛💛

  • @hadushweldegiorgis7141
    @hadushweldegiorgis7141 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Proud of you #sol, king of the Tigrigna song, keep using your exceptional tactics.

  • @AwelkerAdem
    @AwelkerAdem 22 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    Happy life for ever for tigray people

  • @MarsLOVE-hi6he
    @MarsLOVE-hi6he ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Solomon yukunoamlak አቦ ጥበብ❤❤❤

  • @HaftomGebre-jm8zf
    @HaftomGebre-jm8zf วันที่ผ่านมา +3

    ሰሌ ኣቦ ጥበብ ንሰሌ ትፈትዉ እስኺከምዚ ከማይ ላይክ❤ ርገፁ ደቂ ዓበይቲ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @tsegagebremedhin3077
    @tsegagebremedhin3077 20 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Iconic son of tigraweyti,mouth peace of the people,thank you.

  • @ሩፍታልበይኢኪማርያመ-ሰ4ዀ
    @ሩፍታልበይኢኪማርያመ-ሰ4ዀ วันที่ผ่านมา +4

    ሰሌ ሓቀኛ ድምፂ ህዝቡ ጅግና ወዲ ሪመይ💊💊💊

  • @fregoitom6568
    @fregoitom6568 14 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Mearey shikor jegna wedi Tigrai hawey 🐆 🐅 🐆 🐅 🐆 🐅 ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @Maki.1-y2t
    @Maki.1-y2t วันที่ผ่านมา +4

    ሰለሙነይ ኩሉ ጌዜ ቡሉፅ🙏♥️

  • @Letish190
    @Letish190 10 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ሰለሙነይ, ኩርዓት ናይና. ፍፍፍፍፍትትትትውው,አብለካ. ❤

  • @SUFUK100
    @SUFUK100 วันที่ผ่านมา +4

    aye Sol goyta Tigrigna zema❤

  • @mizangebreselama9134
    @mizangebreselama9134 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ገሊፅካዮ።

  • @ክወግሕዩ
    @ክወግሕዩ วันที่ผ่านมา +4

    ሶሎ ብሉጽ ምቕሉል ስነ ጥበበኛ💙👌

  • @DoveAmego
    @DoveAmego 18 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ሰማዒ የለን ❤❤❤❤❤❤❤