Breaking ሰራዊት ኤርትራ ዝተቖጻጸሮም ወረዳታት፣ ምፍታሕ ዕጥቂ ትግራይ ሎሚ ተጀሚሩ፣ ኣብይ ውሳነ ፍርቂ ትርልዮን ብር november 21 2024

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 20 พ.ย. 2024

ความคิดเห็น • 57

  • @Ahmedinhussein
    @Ahmedinhussein 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา +33

    ሰራዊት ኤረትራ ኣብ መሬቱን ረስቱን ኣሎ.

    • @trussom647
      @trussom647 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา +8

      ጸማም ሓደ ደርፉ እንደሞ ኾይኖም እዞም ጎሮቤት 🇪🇷🇪🇷💪👈

    • @aexum1597
      @aexum1597 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      Mealty tefatkum keryba eya antum serekty bselam entezey wesekum aeb meryet hagere tgray madaberya tkonu antum dekalu 👎👎👎👎

  • @ሸጥማዓንጣ
    @ሸጥማዓንጣ 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +6

    ጅግና ሰራዊት ኤርትራ አብ መሬቱ እዩ ዘሎ :: ናትና አይንህብን ዘይናትና አይንደልን finito

    • @chuchusolomon8614
      @chuchusolomon8614 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      Mengisti Eritrea netom after kebebi delewu Tegaru ena dibilu deyefaniwom!!! Entay eyu zigebir delo? Eti meriet my Eritrea hozka neti hizbi ka Tigraway entekoynu yieixuilina

  • @merhawiberhe4711
    @merhawiberhe4711 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา +8

    ሰራዊትና ኣብ ሜሬቱ ኣሎ, እንተ ድኣ ዘይማእሚእኩም ሰላሕ እልኩም ናብቲ ዝሕሸኩም ኪዱ!ሰራዊትና ግን ኣብዝኸዶ የብሉን።
    እዞም ቫቲካን ዝዓሰበቶም ካድረታት ናይዛ ካቶሊካዊት ፖለቲካዊ ትካል ግን ዝኸፍኤ ከይተምጽእሉ ተዓገሱ, ትማል ኢሮብ ካብ ኤርትራ ትዓቢ እልክን ክትስለፋ ዝረሳዕናዮ ከይመስለክን።

  • @brhaneyebio7360
    @brhaneyebio7360 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +6

    BBC ማለት ብተጋሩ ጋዘጠኛታትን ብወያነ ትዝወር ረድዩ ወያነ ማለት እያ ረድዩ ሃሶት 😂😂😂😂😂😂😂

  • @teweldejohn6012
    @teweldejohn6012 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา +9

    ህዝቢ ኢሮብ ካብ ህዝቢ መቀለን፡ካልእ ከተማታትን ገጠራትን ትግራይ ዝሓሸ'ዩ ዘሎም።መክንያቱ ሃንግን፡ዓመጽን፡ቅትለትን ካልእን ሕጂ ውን ክሕሰበሉ ኣለዎ ግደፍ bbc loqomx

  • @esaiasyeibiyoyeibiyo5027
    @esaiasyeibiyoyeibiyo5027 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +5

    ተጋሩ ሃለውለው ግደፍዎ ኣብ መሬትኩም ጥራይ ተቀመጡ ።ስቃይ ይኣክል ልዕሊ 20 ዓመት ኣሳቂኩምና ኢኩም

  • @TesfaXbah1
    @TesfaXbah1 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา +7

    አንቅዕ ናብ ዓመታዊ ብዓል ቁዱስ 🎉k.b🎉🎉ሚኪኤል ኣብጽሓና ሰላም ን ምላአ ሕዝቢ ዓለም ኩቡራተይ ኣብ ዛ ፕሮፊለይ ሳብስክራይብ ግበሩለይ ቁሩብ ተሪፈናኒ ኮይነን ን 1ሽሕ ክበጸሕ ኣይትስገሩኒ የሕዋተይ የቐንየልይ 🙏

  • @mebrhatueyob9169
    @mebrhatueyob9169 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา +5

    ምፍታሕ ዕጥቂ ድኣ ቀደም እኮ ፈቲሒና ዝበሉና ሓሶት ኢዩ ኢሎም ስለዚ ሓሶት ኢዩ

  • @durimohammed5282
    @durimohammed5282 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา +6

    Eritreans are in their proper territory. The Algeris agreement stands. If they need peace let them respect the Algeris agreement. Period

  • @sarajoh313
    @sarajoh313 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา +7

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🙏🙏

  • @mebrhatueyob9169
    @mebrhatueyob9169 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    ብውዕል ኣልጀርስ ዝተወሃቦን ካብ ቀደም እው ናይ ኤርትራ ዝነበረ ኢዩ ኣይትእውዩ 20 ኤርትራ ክስደድን መሬቱ ተወሪሱ 60 ሽሕ ኤርትራዊ ኣብ ፈቆዶ ጋሽ ዝተቀመጠ እዩ ተባጭዉ ዝነበርኩም ሕጂ ኣይትረብሹ።

  • @HadnaiFalu
    @HadnaiFalu 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    ሰራዊት ኤርትራ ኒክሎር ሰሪሑ ሰራዊት ኤርትራ ነፈርቲ ሰሪሑ ግን ኣብ መሬት ትግራይ ኮይኑ ስለ ዝሰሮሖ ሰዓብቲ ትግራይ ትስዕር ሓሪቆም ሰበር ዜና

  • @jddbxx4445
    @jddbxx4445 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    Game over

  • @msganamsgana9456
    @msganamsgana9456 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ቢቢሲ ዝምዝግቦ ዘሎ አብ ትግራይ ዘለው ኢዩም እምበር አብ ኤርትራ ዘልውስ ክምቶም ህዝቢ ኤርትራ ዝነብርዎ ናብራ ኢዮም ዝነብሩ አየናይ ስብ ኢዩ ሾንከለል ኢሉ ንትግራይ ዝከይድ ሃሶትኩም አይውዳአን

  • @rahewatesfay3003
    @rahewatesfay3003 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    Merhaba kebari🇪🇷

  • @BerhaneSium-ox1so
    @BerhaneSium-ox1so 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    Shabya ab meretu

  • @salusalu-f9g
    @salusalu-f9g 11 นาทีที่ผ่านมา +1

    ሰራዊት ኢርትራ ኣብ መረቱ ርስትይ ኣቦታቱ ኢዩ ዘሎ ምክንት ገሮም ከም ቀደሞም ንውግእ ይዳለው ስለዘሎዉ ኢዮም ሃተፍተፍ ዝብሉ ዘሎዉ

  • @bayretekle3153
    @bayretekle3153 53 นาทีที่ผ่านมา +1

    ሰራዊት ኤርትራ አብ ኢሮብ ምህላው ሕጋዊ እዩ ምኽንያቱ እቲ ብመሰረት ውዕል አልጀርስ ዝተመልከተ ሕንጻጽ ንገለ አካል ኢሮብ ንኤርትራ ከምዝአተወ ዘረጋግጽ ምልክት አሎ እዚ ኸአ ብኮምሽን ዶብ ዝተመልከተ ደአምበር ብኤርትራ አይኮነን አብዚ 21 ክፍለ ዘመን ከተዳናግር ዝሕሰብ አይኮን ።

  • @ZbihereShabiya
    @ZbihereShabiya 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    Irob ሑጉግና እዩ::😎

  • @madinaabdala1835
    @madinaabdala1835 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    ارتري موجد عل بلده. يا كزبن. بس. انتم انتبه عل كزب💪🇪🇷🌺🇪🇷💪♥️💪🇪🇷🌺🇪🇷💪♥️💪🇪🇷🌺🇪🇷💪♥️💪🇪🇷🌺

  • @eritrea63
    @eritrea63 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ውዕል ፒሪቶርያ ንኢትዮጵያ ጥራይ ኢዩ ዝምልከት። ውዕል ኣልጀርስ ግን ብዓለማዊ ቤት ፍርዲ ዝተወሰነንን ዝተወድእን ኢዩ ።ሰራዊት ኤርትራ በቲ ብውዕል ኣልጀርስ ዝተበየነ ቦታ ኣብ መሬቱ ኢዩ ዘሎ።መራሕቲ ወያነ ማስከ ንህዝብኹም ሕክምናዊ ኣገልግሎት ይኹን መግቢ ቀሪብክሙሉ ትፈክጡ እቲ ኣብ ሽረን ውቕሮን ካልእን ዘሎ ህዝብኹም ብጥምየት እንድዩ ዝሳቐን ዝመውትን ዘሎ እተን መድያታትኩም ንህዝቢ ትግራይ ኢንተርቪው እንዳገበሩ ብጥምየት ይመቱ ከምዘከው ዝገልጽሎም ዘለው እቶም መዲያታት ካኣ ካብ ህዝቢ ዝተሰደደ ፈውሲ ጥምየት ገንዘብ ዝህብዎም ዘለው።ውቕሮን ካልኦትን ከ ናይመን ሰራዊት ስለዘሎ እዮም ብጥምየትን ሕማምን ዝሳቐ ዘሎ ህዝቢ ትግራይ። ተጋሩ ኣብክንዲ ኣብዘየለ ትህውትቱ ንህዝብኹም ካብዚ ኣትዩዎ ዘሎ ዓዘቕቲ ከተገላግልዎ ሕሰቡ።

  • @danielfessahatsion8126
    @danielfessahatsion8126 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    እታ ሊንክ ናይቲ ጽጉም ኣበይ ኣላ

  • @wubethaile3205
    @wubethaile3205 นาทีที่ผ่านมา

    wellcome KB

  • @eliasmichael-l8x
    @eliasmichael-l8x 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    Nay eritrea land sel zekon tigaro butakum delyo nay eritrea eyo erobe please selam yehayesh

  • @eritreafirst7329
    @eritreafirst7329 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    Eritrean ab bota ya zela ,etom komalat wn xubuk gierom yfeltu eyom, tigray bejeka ,srki, amex,hasot, tonkol, entay alo yu,abta serawit eritrea zelewo bota kea kulu selam yu,meriet eritrea kab kone kea zgber yelen.kezarbuna sle zdelyu eyom. 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷

  • @AmeliakTemesgen-ec1mt
    @AmeliakTemesgen-ec1mt 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    Ata sek belo abe mekele adi gerat zelo hizebiy edo aey kefien hasewitiy

  • @zerithadgu832
    @zerithadgu832 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    Hasewti BBC

  • @jddbxx4445
    @jddbxx4445 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪

  • @mhriawilli2660
    @mhriawilli2660 5 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    Pease for world

  • @amlesettekie6223
    @amlesettekie6223 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ኢሮብ’ዶ ገለ’ዶ እንዳበልካ ነገር ምስዋር ግደፉ ። ነዉራማት።ነታ ክልል ሲኦል ሰላም ከተዉርዱ ዘይከኣልኩም’ሲ ጥር ኢልኩም ሰላም ዘሎ ህዝቢ ኢሮብ የሕዚንኩም???? ፖለቲካ ሰሪሕኩም ሜትኩም።

  • @eseyaswerede6052
    @eseyaswerede6052 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Welcome KB 🇪🇷 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @osmansulieman6447
    @osmansulieman6447 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    😅wayane sirea fetiha buzuh haf haf abzi awridato kkkkkkk by wayane by by by

  • @goitomfessaha2690
    @goitomfessaha2690 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Welcome KB

  • @58yacob
    @58yacob 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    They create a fake stories like a children books in Tigray 😂 libi Tigray twiyway

  • @berihunuguse3613
    @berihunuguse3613 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    KB zeynaka amahaysh.
    Amawil kayti qnis.

  • @meazzarai6850
    @meazzarai6850 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤

  • @romodansalih2748
    @romodansalih2748 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    2 million atfika etqika fitihka fah bel

  • @Africastar
    @Africastar 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Accept the rule of law ,, it is a punishment of God

  • @RuftaTsegay
    @RuftaTsegay 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ♥️♥️♥️♥️♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏

  • @asmerthabte2492
    @asmerthabte2492 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Serait eritrea teylom zhalfelom aymeslomn togarat

  • @chuchusolomon8614
    @chuchusolomon8614 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Eti zegem Tegaru neti mereit Eritrea Kem natom kemdilayom yimelalesulu zineberu eyu!!! Xegibom silezineberu Kem merietom gerom reimo!!!

  • @DejenZeray
    @DejenZeray 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    Tegaru hasewti tekutekuti Nabi zqtel zelo ab zelkumo eu BBC hasewti ayregagexon kea tbil hasawit

  • @MichaelGebriyesus-qr3xd
    @MichaelGebriyesus-qr3xd 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Kkkkkkkk tegaru gazatna hasot teray eyom zehlfu balkum ekum ekum teketlewom zelkum tegaru nenhdom eyom zekatlu zelwu😊

  • @MichaelGebriyesus-qr3xd
    @MichaelGebriyesus-qr3xd 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Kkkkkkk ezi gaztna gem tegaru hasawi tegraway eyu tegaru hasot balom eyu

  • @عبدهاحمد-س3د
    @عبدهاحمد-س3د 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    DDR 😂😂

  • @Fili-401
    @Fili-401 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Eway msakum zela fas pewww 😅😅😅

  • @Halamadr146
    @Halamadr146 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Hiji ezom tegaru kfkru do ykonu trof dihri degim meretka arekibkas genzeb habuna etqna knfetih ybhal ayred

  • @abrshhaile7578
    @abrshhaile7578 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Herrrrrrrrrrrrrrrrrrr etom Dongula zedrbyu hji kkkkkkkkkkk kkkkkkkkkkk 😂😂😂😂😂😂