U will all be jailed in the countries u r now before u go to Eritrea wey kea ን ትግራይኩም ትኸዱ። ኣቢኡ መሬት ጥየሳ ሕተቱ ካብ ሕጅኹም ንሕና ኣብ ክንዳኹም ኮይና ኣብ ወጻኢ ንቃለሰልኩም።ኔርና ኢና ሞ ሕጂ ከኣ ይግባኣና እዩ መንነትና ተጋሩ ኢና ኢልና ኣሻፈረኝ ናይ ዝበልና ኢልኩም ኪዱ ተጸርገፉ ናብ እንትጮኹም ። Uኤርትራ ኣይትብጽሓኩምን እያ ቅበጽዋ ቻው ቻው
ኪሮስ ፈታዊ ህዝቡን ሃገሩን ልኡክ ሃወርያት ዝኮነ ጅግና ጅግንነትኩም ብፀላኢ ንስምዖ ኣለና ኣብስደት ኮይንና ተባረክ ወንድሜ
ኪሮሰይ ባዓል ጥዑም ዜማታቱ ኣይተቕልበሉ ዘረባ ባዓል ኣየውፍር ኣየእቱ
ሕጅስ ካኣ ሂቦሞ ዘይ ናቱ
ጸለእትኻ ኣብ ሽግር ይከተቱ
ኣንታ ርባዕ ሃዋርያ
ሰላም ገመል
ቐይሕ ባሕሪ
ንሰላምን ንፍቕርን ንዲሞክራሲ ዘማሪ ብዓል ጥዑም ድምጺ ሃርሃሪ
ንቕድሚት ምስ በለ ዘየንዳሓርሓሪ
ዎትሩ ጹኑዕ ባዓል መትከል
ኣብ ጎድኒ ህዝቡ ዲው ኢሉ ዝጋደል
መን እሞ ከማኻ ኩሉ ኢኻ ንስኻ
መን ከ ኣሎ ዘይተዛነየ ብዜማኻ
ውላደይሓዳረይ ህዝበይ ዩ ዝበልካ
መን እሞ ክብለካ መን ክሰሜካ
ኮኾብ ሰሜን እንተበልኩ ካይውሕደካ
ኮታ ባዓል ሃብታም ሕልና ኢኻ።
ንመለይ ቅድሚ ኩሉ ሰመያዊተየ ባንዴራ ኣቦታተይ ኢልካ ክተዝሜላ እየ ዝፈልጣ፡ ሕጂ ወሎዶካ ብሰመያዊ ደሚቆም ክትሪኦም ከለካ ከም ኣቦ ናይዚ ቃልሲ ፍረ ጻማካ ክትርኢ ኣዝዩ ከም ዝቀረበ ትርዳእ እሞ ኩሉ ሕልምታትካ ተጋሂዱ ክትሪኢ ዕድመ ይሃብካ ኪሮሰይ👑👑👑💙
Tkkkl ezi darga tmbit ukayu
❤❤❤❤
@@wintatesfu340😂😂😂
yes❤❤❤❤
Kirosey yen jigna like eske habuley deqi meley xaeda💙💙💙💧💧💙💙
ala nska kkkk😂😂😂
ኪሮስ ኣዚ ኩሉ ሞያ ግጥምታትካስ ናበይ ተሰዊሩ
ኣምበርዶ ኪሮስ ኢዩ ዝገጥሞ ዘሎ ኢየ ዝብል ዘለኩ
ግን ከምዝመስለኒ
ኣብ ዘይትመልኮ ኣንግል/ኩርናዕ ኣቲካ ኣለካ
ኣታ ኣንኮ ዘይመለክካያ ዘላ ክእ ኣዚእ ኩርናዕ ኢያ ንሳ ክእ ብዝዓባ ፍቅሪ ጥልመት ወጽዓ ምግላጽ ምጽንናዕ ዘይኮነስ ብዝዓባ ኣብ ዓወት ኣጋላልጻ ኣይናትካን ኢያ ግዜ ተትህቦ ግን መተምሓየሸ ይብል ኣምበር ኣዘን 123-4 ዝኮና ደርፍካስ ብፍጹም ኣይዓገብኩለንን
ካብዞም ስነ - ቅንጥብጣባውያ ብገዛ ኢድካ ክይትወርድሲ ኣቲ ትመልኮ ኣንግል ምልላይ ከድልየካ'ዩ ከም፡ዓዕዳ ዘይኮነስ ከም ምክሪ ኢየ ሓሲበያ
ምክረይ ኣንተ ርኢካዮ ግድን መልሰለይ ❤❤❤❤ ኣጆካ በርትዕ ሓደ ኣለና ኣንዳ በልና ናይቶም ብሂወቶም ከለዉ ዝተረስዑ ስነ -ቅንጥብጣብ ዝኮነ ስራሕ ካብ ምስራሕ ዓዲ ውዓል ክብል ይፈቱ
ኣዛ ደርፊ ሬክላም ምስ ገበርካላ ኣይከምተጸበኩዋን ብዝኮነ ኣብ ቀጻሊ
ኣቶም ኣድነቅቲ ክእ ምድናቅ ጥራይ ኣይኮነንን ስራሕና ክከውን ዘለዎ ግቡእና ንፍለጥ ክብል ይፈቱ ኣዛ ምጥቃዕ ንግደፋ
።
ሰላም ወሰናይ ይምነየልካ
ካብ ፈታዊካን ኣድናቂካን ❤❤
✅⚖️⚖️⚖️
ኣብ ትኸዶ ኩሉ እግዚኣብሔር ኣምላኽ እስራኤል ምሳኻ ይኹን.ብሽም እየሱስ ኣሜን።
ፋርሰይ ተፈታዊ
ኪሮሰይ ኣለኹ ብሃሊ
ኣፍቃሪ ተፈቃሪ
መን አሞ ከማኻ❤
ኪሮሰይ ኣባ ጥመር ባዓል ስረ ጀግና ናይ ጀጋኑ ኣቦ መናእሰይ ፈታዊ ህዝቡ ኣይትኸውንንያ ጥራይ ንበል ንቀጽል ዓወት ቀጻሊ እዩ 🫡💙👑👈 kiros jgna nay jeganu 💪💙 king of the world 🌍👑👑👑👑👑
Thanks
Anes kfetwo n kiros I love you good job
ኪሮሰይ ኣቦ ሓቂ 👌
ፍትሒ ደሊኻ ምስ ኪሮስ ተሰለፍ
ሓቂ እንተ ደሊኻ ምስ ኪሮስ ተሰለፍ
ልግሲ እንተ ደሊኻ ን ኪሮስ ሕተት
ሕልና እንተ ደሊኻ ምስ ኪሮስ ኣሎ
ብሓጺሩ ሕልና ዘለዎ ኩሉ ግዜ ኣብ ጎድኒ ውጹዕ ኮይኑ ኣንጻር ዓማጺ ደው ዝብልን መንእሰይ ዘንቅሕን ዘበጋግስን ኪሮስ እዩ ::
ዓወት ቅድሜና ንሓመዱ ዘይበለ ካባና ይፈለ ወፍሪ መለይ ይዕወት 💙💙💙
Tewedieuna u zelo taeleulna ❤❤❤❤❤. Abet sre. Bshm Nhamedu adnikeka ❤❤❤. Fxamena yexebko ❤❤❤❤
ሓቂ ንምዝራብ እዚ ንሪኦ ዘለና መንእሰይ ንሓረነቱ ዝቃለስ ዉፅኢት ኪሮስ እዩ ኪሮሰይ ኣዝካ ኢካ ጅግና፣በሊሕ ተባዕ፣ መርኣያ መናእሰያት።
💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙
💪🏾💪🏾💪🏾💙💙💙🤝✅.
ኪሮስ ኣባ ሓቂ❤❤❤❤ ዕድመ ያሃበካ ፈጣሪ❤❤
ኪሮስ ብዓል ሕልና❤ ኣይትከውንን'ያ
ብርጌድ ንሓመዱ ጀጋኑ አይኮነን ዶ ንኤርትራ ንምብራቅ አፍሪካ ሰላም ራህዋን ከምተምፅኡ አይጠራጠርን ተጋሩ አሕዋትኩም ክአ ኩሉ ግዜ አብ ሕማቅን ፅቡቁን አብ ጎኑኹም ኢና ትንሳኤኹም ትንሳኤና ሰላምኩም ሰላምና እዩ💪💪💪ካብ ትግረዋይ ሓዉኩም❤❤❤
ቅድሚ 3 amet mejemerya n sdet zmexakulu gele ele comment xhifelu nyre ms teredaka ktmexeni ika eluni nyru ab 2 werhi ka teredni wedi asfha jigna ❤brged nhamedu kav msakum aleku yehwatey 💙💙💙💙
Nay tmali ambesa nay lomi resa
እታ ብሃንቀውታ ዝተጸበናያ ናብ እዝንና ብምብጽሓ thanks ወዲ ህዝቢ ኪሮሰይ መለይይይይይይይይ
ኪሮሰይ ጀግና ድምጸ ጥዑም ንበረልና ክቡረይ❤❤❤❤❤😊
እውይ ኪሮሰይ ክትጥዕም እዛ ደርፊ 😢😢 ምስታ ጥዕምቲ መለይ❤❤❤❤🎉🎉
💙💙💙💙 Brged Nhamedu wey mot💪💪💪💪
ንሓመዱ ዓወትኩም የርኤና❤❤❤❤
ተወዲኡና ዩ ዘሎ ታኣለዩልና!
አይትኸዉንን ያ!
ደጊም ንዓደየ ምሰዛ ብርጌደይ!
💚💙💚💙🌿💙💪💙💚💙!
ሶሪ ናተይ ጅግና ❤❤❤ ክሳብ ሕጂ ዘይ ምርኣየይ ኣይትከውንን ያ እወ ኣይትከውንን ያ ካብ ልብያ ፈታዊካ ኪሮሰይ ኣይትከውንን ያ ሕጅን ጽባሕን❤❤❤❤❤❤❤
Abey koynka kts ar ata gerfaf
@@philimonaregay4350lኣይ።ተ😊
❤❤❤❤❤❤
💙💙💙💙💙💙💙🎉🎉🎉💙💙💙💙💙💙💙💙💙
እቲ ልዕሊ ኩሉ ፍረ ጻዕሩ ክረክብ ቀሪቡ ዘሎ ሰብ ኪሮስ እዪ ❤❤❤ ጅግና
.❤❤❤❤❤💙💙💙💙✅✅✅✅🙏🙏🙏
ኪሮሰይ ሃብሮም ኣቦ ሓቂ ጸግዒ ዉጽዓት ኣይተኸዉንን'ያ ደቂ መለይ💙🌿💙💙🌿💙💙💙💙💙💙💙💙
ብርጌድ ንሓመዱ ናበይ ኣበልኩም ንዑባ ላይክ በልዎ ዓወት ብቅፅልኩም ንዓመታ ኣብታ ትፈትውዋ ሃገርኩም ኣነ ሓፍትኩም ካብ ትግራይ
ይቀንይልና ክብርቲ ሓፈተይ 💙👈
@@humanbing-kb1ir እሺገንዘብካ🤲🤲
ንዝሓለፉ 32 ዓመታት ንኤርትርዊ ኣደዳ ስደትን ሞትን ዝገበረ ህግደፍን ኤርትራዊ ስነ ሓሳብ ካንሰር ናይ ቀርኒ ኣፍሪቃ ኢዮም ዝሰማማዕ ላይክ ይሃበኒ
ሓቢቢ🍷🍾🍷
ሕማም ኣለኒ ሕማም ሃገር
ስመር ወዲ ሃገር ትኣምር ፍጠር
ልብታት እከይ ንጥፍኣተይ እተሓለማ ኣነ ግን ኣለኹ ክነብር እየ ድማ
ክበር ዓዚዝካ ንበር ዘይናትካ ናይመን ድያ ሃር ይግባኣካ ዩሞ ልዕሊ ኹሉ ንበር ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ መግለጺ የብለይን ፈረሰይ ❤❤❤
ሓቂ ሃገር ሃገር እያ ኣይትልወጥ ኣይትቑርመም በዞም ኩቖራሙሙዋ ዝሓስቡ ዘለዉ ቆርማማትን ተቛመርትን።
@@bisratmeasho3021 ከመይ ዝበሉ እዮም እዞም ትብሎም ዘለኻ
@@wellcomwellcom8397 etom identity crisis zelowom and n Eritrea dimantle kgebrwa zhasbu zelewu ኣጋፈርቲ ኣጫፈርቲ ደዓሻት ን
@@wellcomwellcom8397 i dont want to mention their groups nonsense name.
@@wellcomwellcom8397
ኣያና ጀነራል ጆን ብላክ ልሰራዊት ብርጌድ ልሓመዱ መሪሑይ ነታ ናይ ኣያና ራእሲ ኣሉላ መረበት ልኾነት ቐይሕ ባሕሩና ላው ትግራይና ከምጭኣልና ዶኾነይ። ኣያና ደውተር ደውረጨንን ኣያና ዉፉይ(ኣፍሮ ዓጋመና) ውነ ክትቀስኑን በያና ጆን ብላክን ኣያና ኪሮስን ክትታኣማመኑይ ዝኒሀኩም።
ኪሮሰይ ኣታ ሕጹብ መዓንጣ❤❤
ሳኒታይዘር ህግደፍ😂
Kem wetru blux srah kirosey ❤️🙏👏💪🏾💪🏾
Kiros jgna tgebro kulu ydgfo eye kiros beal hlna abo menisey ane gn bergie nhamedu aykonkun Eritrea nEritrawyan eye bandieray kea izia 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 iya zeyfelta bandiera kenteltl aydeln ❤️🇪🇷🇪🇷💚💚
ህግደፍ ብዙሕ ጌሮም ካብ ዝጠፍኡ😂😂😂ኣይዞኩም በርጌደይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ኪሮስ ይዓኸ ኣታ ንስኻስ ድሉይ ኢኻ
ኣየ ወ ግዜ ጥዑም ኤክስፖ 2007 ንዓኻ ዘኪረ እስከ በል ብሓይሊ ፈጣሪ ኣብ ዝቕጽል ዓመት ከምቀደምካ ኣብ ኣስመራ ኤክስፖ ትዘልል ይግበርካ ኣሜን
ዓለም ናይ ባሓቂ ዝነብራ ኪሮስ ጥራይ እዩ we love Kiros jigna wedi hzbi 💙💙💙💙💙💙🤗🦁
የቀንየልና ኩቡር ሓው ኪሮስ ኣስፋሃ ቃልልስና ንቅድሚት ክከይድ ትገብሮ ዘለካ ኣስተዋጽኦ ቀሊል ከም ዘይ ኮነ ከገልጸልካ ይደሊ ኣበርቲዕካ ንቅድሚት ድፍኣና ።
ግጥምን ዜማን 100%
ግን ሙዝቃ ፈኺሱ... ድራም ዘይብሉ ናይ ቤት ትምህርቲ ደርፊ ኮይኑ....
ዓፋፍ ሃላይ ወጃብ ጀልጋድ ዱሁል ወኻርያ
ኪሮሰይ ተስፋ መንእሰያት መምህር ፍቕሪ ባዓል ሕልና ኒበረልና ሓፍትኹም ካብ ትግ❤❤❤
ተወዲኡናዩ ዘሎ ተአለይልና💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙
ደስ ዝብለ ዜማ መቸም እቲ ጥበብ ኣብ ሓቂ ፍሉይ ምቐርት እዩ ዘለዎ ክሮስ ወድህዝቢ, thank you so much!
ሓቅካ ኪሮሰይ ኣብ ዝጽመጸናዮ እንዳ መጹ ሰላም ክኮልእና ኣይኮንኑ ንስመር ኩላትና ሓደ ስምረት ንኩን ቀደም ዘጋገየና ይኣክል ኩላትና ንንቃሓ ንባራበር
❤❤❤❤❤❤❤❤❤Kiros King 👑 hat 👒 in einer
ኪሮሰይ ጅግና ተኣለዩልና እወ
😅😅😅
Ay kiros kkkk😂😂😂
💔😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😱😱😱😱😱😱😱😤😱😤😤😤😤😤😤😱
Kiros ❤❤❤❤❤❤❤❤❤@@YafetTesfalem-l1v
ኪክተይ ዘመድ ልበይ ከም ኩሉ ግዜ ምልኣት ልበይ እንቃዕ ብሰላም መጻኻና ንጉሰይ ኣቦ ሓቂ መሪሕ መንእሰይ ብርገድ ናሓመዱ ኩሉ ግዜ ይስዕር 💙💙💙💙💙💙
kiros asfaha king 💙💙💙💙🙏
ኪሮስ ናይ ምብራቕ ኣፍሪቃ ዕሽነት ጠቕሊሉ ሂብካ ፈጣሪ እንኳዕ ናዓና ከተስሕቕ ተፈጠርካ ገልዒ መለመኒ ሓዊ 🤣🤣🤣🤣
ኣታ ገጅፍ ሓርኢ
ህግደፍ ተወዲኢና እዩ ዘሎ ታእለይሉና። Thank You Kirosa
❤ኣብ ኤርትራ ውን ኣይትከዊንንያ comming soon❤ቃልሲ ንክብረት መንእሰይ፡ቃልሲ ንብሩህ መጻኢና
U will all be jailed in the countries u r now before u go to Eritrea wey kea ን ትግራይኩም ትኸዱ። ኣቢኡ መሬት ጥየሳ ሕተቱ ካብ ሕጅኹም ንሕና ኣብ ክንዳኹም ኮይና ኣብ ወጻኢ ንቃለሰልኩም።ኔርና ኢና ሞ ሕጂ ከኣ ይግባኣና እዩ መንነትና ተጋሩ ኢና ኢልና ኣሻፈረኝ ናይ ዝበልና ኢልኩም ኪዱ ተጸርገፉ ናብ እንትጮኹም ። Uኤርትራ ኣይትብጽሓኩምን እያ ቅበጽዋ ቻው ቻው
@@bisratmeasho3021 kkk..tehalaki barnet diki..nieritra mienti eti menieseyn sidrayn ember nieritra kimles hasibeyo..alem ab hanti dembe ab zimexatlu entay zinfeq,kihlweni abti una..aleku meret kea bgenzeby kigezieye abzi zelekwo adi wey ab eritra..kkk
ኪሮስ ብዓል ሕልና
ዶ ክብልኻ ውይስ ብዓል ጥቤኛ
ማግር ፍትሒ ዶ ክብለካ ውይስ ሰበኣዊ ሕልና
ኣቦ ፍትሒ ዶ ክብለካ ውይስ ኣቦ ሓቂ።
ቃላት ሓጽርኒ!ግዳ ደቂ መለይ (ሃገረ መለይ )
ብስም ኪሮስ ኣብ ቻነለይ ሳብስክራይብ ግበርሉይ!!
Oy kiros si melbam abika eka
Kiros asfha king of king❤❤❤❤❤
ኪሮሰይይይ መለይና ሒዝና መንዲል ዓዲ ሃሎ ጉሒፍና መጻና💙💙💙💙💙🌿🌿🌿🌿
ኪሮስ ኣቦ መንእሰያት Nice music🎶🎶🎶🎉🎉🎉🎉🎉
ኣይትከዉንን ወ ኪሮስ ኣስላዊ ወዲ ህዝቢ ኣጆካ ብርገድ ንቅድሚት ጽባሕ ዓድና ኢና ኪናቱ ህግደፍ ለሓስቱን ኣበይ ኩዕቀቡ እዮም ይኪዱ ናብ ዕማራ ኣዕራቦም ኣይትከዉንን ያ ወ
kiros My king of 💙💙💙🌿🌿🌿💪💪💪👍
ኪሮሰይ ኣቦ መንእሰያት ባዓል ሕልና ❤❤❤ፈረሰይ
The king wedi Asfaha❤💙💙💙💙💙💙💙
ኣብ ኩሉ ኣይትኸውንን 'ያ ኪሮሰይይይይይ ጅግና ባዓል መትከልልልልል💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙
Eiza Chanel kitabi tahaberuni birgedey natey nahamedu tiray nay higdef aydilyeni eyou💙💙💙💙💙💙
ኪሮስ💙💙💙💙መለይ
ኪሮሰይ❤❤ ኣቦ ፍቅሪ ኣንኹዕ ብሰላም መጻካና ኣይትከውንንያ ኣወ ❤🎉
ዎይይይ ቀሪብኪ ዓደይ
ዎይይይ ሳላ ብርጌደይ
ዎይይይ መለይ ነጊሳ
ዎይይይ መንዲላ ኣልጊሳ
መለይ ነጊሳ መንዲላ ኣልጊሳ
ደጊም ንዓደየ ምስዛ ብርጌደይ 🥰🥰
❤❤❤❤❤❤❤❤ the special one ❤❤❤❤❤❤❤
Sis ዓደ ሃሎ alo
ኪሮስ ብጣዕሚ እነደየ ዝፈትወካ ግን ደርፍካ አመና ፈኪስኒ ተራ ዘረባ ኮይንኒ ሙዚቃ ወላ የለን። ከመዚ አብ 1 መዓልቲ ዝሰራሕካዮ ኮይኑኒ። ካልእ ተጸብየ ቀንየ ነዚ ብርገድ ነሓመዱስ ግጠምን። ዘማን ተገዲስካ ወጻኢታት አወጺካ ሓንትን ብልጽትን ከምዚ ናይ ይካሎ,ቆርጫጭ ስሰዓበኒ ተመስገን ያረድ ወዘተ እነትስረሓልና ደስ መበለና ቃስና ወን ተራ አለዎ እዛ ሻዕብያ ሽፍታ ሳሕል ደርፊ ቀንዲ መሰበኪ ትጥቀመሉ መሳሪሒአ ዩ። ሰለዚ ኪሮሰይ ብጣዕሚ ፈኪሳትኒ ደርፈካ መስ ናይ ይቀረታ ❤❤❤
Welcome king 👑 kiroseyyyy 💙💙💙💙💙💙
ኣይትኸውንን'ያ! ፋሩሰይ መለይ ሞተር ቃልስና ኢኻ ወዲ ህዝቢ ብርጌድ-ንሓመዱ ንዓዱ✊💙💙💙
ኪሮሰይ ኣቦ ሓቂ ኣቦ ፍትሒ ኣቦ ውጹዓት ኣቦ መንእሰይ ቀሪብና ኢና ክንጉሕፋ ነዛ መርዛም ስርዓት ፎርሳ ጥራይ 💙💙💙💙💙💙👑👑👑👑👑👑👑👑💪💪💪💪💪
እዋይ ኪሮስ ተስፋ ኣልቦ 8 ዓመትገርካ ፈኸራን ዕንደራን ብላሽ ዉዳበ ከማኻ ዝፈትዎ ድምጻዊ ኣይነበረን ግን ሕጅ ነዓኻ ዘይመስል ደርፍታት ምስ ዘርጋሕካ ፎፎፎፎ ኢልናካ ነዓ ናብ ናይ ቀደም ዘመንካ ተመለስ ።
Krosey shkor dmxkas kem nay qedem alo kab nay hager wexai hanti derfi eba zerghalna pls
ኪሮስ ኣቦ ሓቂ ንበረልና 💙💙🧢🧢💙💙
ተወዲኡና ዩ ዞሎ ታእለይልና በቃ❤❤❤
ኪሮስ ኣቦ ሓቂ ኣይትከውንንንንን እያ ተዊዲኡና እዩ ዘሎ ተኣለይልና❤ ❤❤❤
❤❤❤❤❤❤❤😂😂😂😂❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤qexla ngusey
Good Job Wedey Hezbey
❤❤❤❤❤❤ወይ ከ ፈትኽ ኪረስዊ ኣርማ ሓቂ ንጉስ ኣዚ ኑኡስ ወልዶ
ኪሮሰይ ኣነስ ስቅ ኢለ ይፈትወካ❤❤
Welcome king of king kiroseyyyy❤❤❤❤
ዋናታት 💙👈 ንሕና ኢና ምስ ስደራኣና💙👈 thankyou kiros
Meley 💙💙💙💙💙💙
Kirosey fars negus kulu snetbeb ❤
ኪሮስ ኣቦ ሓቂ በል ኣቃጽሎም ነዞም ባራዩ👌👌👌👌
ኪሮሰይ ኣቦ ሓቂ ከመይ ዲካ ተከይፈኒ ዝፈትዉ ድምጺ መጺና❤❤❤
ኪሮስ ጅግና ኣቦ ሓቂ መለይ መለይ መለይ ሰማያዊ ይዕወት ❤❤❤
Kiros wedi hzbi 👌🏽👌🏽👌🏽❤💛❤💛❤💙💚💙💚💙💚💙💚
ተጋሩን/ ኣርተፍሻል ተጋሩን ጉዳይ ትግራይኩም ጥራሕ ግበሩ፡ እንበር ንስኹም ተስግእዎ መንግስትን ህዝብን🇪🇷 የለን። ነቶም መሳኪን ትጻወትሎም ኣለኹም እንበር ኣብትበጽሕዎ የብልኩምን። 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Entezeysege dea halewlew kbel ywel alo mengstki
😂😂
ኪሮሰይ 🦁 ወዲ መለይ ኣይትኸውንን እያ✊🏿💙🌿💙🌿💙🌿💙
Krosey you are our icon for justice for all the time and love you so much ❤🎉😊
Great job Kirsey King 👑💪💙🦁🥰
💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙 ኪሮሰይይይይይይይይይይይይይይ ኣቦ ሓቂ መለይይይይይይይይይይ ንገስለይይይይይይይይይ
❤💛💙💙Kiros Sorry Eskab hji bzey mrayey💙👍Kirosey kab Kuluenetey blux snetbebawi Kexlelu.
Good job ma 🤴🏾 💙💙💙💙
Tewdena eya kiros Hawey next year Asmera!!!💙💙💙
Halay dikhi? Aregtot harimka Tenda afriska si Asmara? Asha!