@Robel Kiflemariam wedi hagdafi sharmta junta etay yatwka ata komal Amharic junta tadka seb enda mats ms wedi Afiworki hagdafi kesarh dalka you have to think if you humans right 🤪my lovely Tigray forever eya I love you Tigray people 👍
@@assefahayelom1418 You don't need to thank you, we are doing it for our own Identity. Our Identity is not Eritrean. We are Tigrian by Identity; Eritrea is our citizenship country for now. Remember, Kiflom is Tigraway as you are.
I can not stop crying too because I stand with Tigray and feel all their pain as I am always when my Eritrean people suffer abs I myself suffered in the hands of evil Isaias and his rule as are thousands of Eritreans and now Tigray people we should unite Eritreans and Tigray to win over evils Isaias and Abiy Tigray and Eritrean people win
Kkkkkkk ala kflom hji dea weyane ms motet tay kabselom dongika by the way Hlawnet nay weyane hlawnet deleyti fthi eyu neru dhri weyn gin no way game over
ብርኪ ዝኮንካዮም
እግሪ ዝኮንካይም
ክሃድኑኻ ጀሚሮም
ድሮ ምጉያይ ኪኢልም
🥺🥺
😭😭💔
ክፍሎመይ ጅግና ሓወይ መዓረይ እድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ እንታይ ክብለካ ኣነስ ግን ናትካዉን ዓቢ ታሪክ ሰሪሕካ ታሪኽካ ንዘላኣለም ኣይክንርስዖን ኢና ወገነይ ክብረት ይሃብካ ኩቡር ሓደዩ ዕጫና ወይከ ፈተኽ ዓወት ንትግራይና
ስነጥበባዊ ነባሪ ታሪክ ክሰርሕ ከሎ ዩ ስነጥበባዊ ዝበሃል ምናልባት ሕጂ ሰብ ክገርሞ ይክእል ዩ መድረክ ተቃያያርይ ክሳብ ዝኮነ ከም ታሪክ ናባሪ ስራሕ ዩ ጩራ ባንዲ ሰላም ንሕዝብናን ጎረበትና ትግራይን ይምነ።
😭😭😭😭😭😭😭
🥰🥰🥰🥰🥰🌹🌹🌹🌹💪💪💪💪😘😘😘
ብሓቂ ኣነ ብልበይ ከም ክፍሎም ዝፈትዎ የለን ስለ ሓቂ ዝቆመ
ኣምላክ ሰላምካ የብዛሓዮ የቀንየልና
ከምዚ ከማይ ዘድንቆ እስኪ Like ይሃበኒ
ናይ ብሓቂ ወገነይ ናተይ ደመይ
አብ ልቢ ትግራዋይ ዓብዪ ቦታ አለኻ ክፍሎም ሽኾር ኣብ ዘለኻዮ ሰላም ንዓኻ😍😍😍ዓወትን ሰላምን ንትግራይና🙏🙏🙏
ክክክ ኣሽንካይ ንዚ ታራ ሰብስ ነፋጥ ድኸን ድምጻዊ እየ ባሃላይ:: ህዝቢ ናይ ከተማ ትግራይ እኮ ንፈልጦ ኢና ንካል እየ ደጠልም ጽባሕ ካኣን ትጠልምዎ ንዚ ከዳዕ 4 ነጥቢ ብሕም ደበለ ይታሓጎም ኤርትራዊ የ ወዲ ሳዋ ዙ26
@@ወዲሳዋጂግና hakika aytegagekan weshleklek kiblu giziom wediom
ዖዕወር ተባር ሰክ በል
Wala etom eritrawoan zeyhgdefawian beza derfi ezi tray bftwet kflom kinmewit ena ndeli axelilna eyu anbesa
@@ወዲሳዋጂግና tm bel sawa lieley aytfelton mai nefhi lieley aytfelton asmera university lielye aytfelton masawa red sea lieley aytfelton asmera lieley aytfelta gedli hagerna lieley aytfelton gn fetika xelieka neana amharay zeykones tgraway eyu demna hiwetna xegiena bkilxmu nzelalem,kinebr eyu enber kab kemzom kemaka zbelu keytemahru ab wthdrna edmiom yehlifom seb kem natom denkiru kinebr zhasbu dea kab suru ketifiewo hasibom kid temahar bejaka
ዝገርም ትንቢታዊ ግጥሚ !!! 💖
Naybki ✔️
👌👌👌
@@Amir-de1lt 💪🏻♥️🏵♥️💥
Wala ane tegerime eye kefali nhzbi eritrea wekilu kemzderefelom eye zhasbo etom hade klte hdgef gedifka
ድህሪ ዓወት ኣብ ትግራይ ኸይድና ሓቢርና ንደርፈሉ ግዜ ክህሉ እዩ። የቐንየልና ክቡር ሓው
ውውውወወወወወወ
🙏🏽🙏🏽🙏🏽👍🏽❤️
ክፍሎም ሓወይ ናትና ጽቡቅ ስራሕ ።ዓወት ንህዝቢ ትግራይ።
ጽቡቕ ስራሕ ደቂ ኤረይ ሓላላት ኩሉ ሓቂ ኢዩ። ንፍቕሪ ሲዒሩ ክፈላልየና ዝኽእል ሓይሊ የለን። ንግዚኡ ግን ብሓዊ ክንሓልፍ ናይ ግድን ኢዩ። ጽባሕ ግን ሕውነትና ዝበለጸ ክንከውን ኢና። ሰላም ንሕዝብታትና😍
ልክዕ አለካ ሓወየ ካብ ፍቅሪ ዝዓቢ የልቦም ኣብዛ ዓለም
Hakka bruk hawey
Bsenki etom resahat hgdef kea ylkmuna neana mswxat dow elna zelena hgdefun medakrtun keytefeu neana hzbi Eritrea n tegaru ahwatnan erefti yelen bfxum kab gex mdri ktefeu alewom hgdef medakrtu deki dergn
ጅግና
ኣጆኻ ጅግና ወደ ጀጋኑ ሰብ ስረ ተባዓት ጀጋኑ ሰብ ሓቂ
አብቲ ተስፋ ቆሪፅናሉ ዝነበረ ጊዜ ተስፋ ዝሃበትና ደርፊ፡ ሐዚ 2024 ክሰምዓ ተለኹ ብዙሕ ነገር ተስታውሰኒ Thank you Kiflom
ክፍሎም ይከኣሎ ካብቶም መግለጺ ዘይብሎም መንእሰያት ናይ ዘመና ኢኻ እሞ ዕፍመ ጥዕና ይሃብካ ። ኣጆኻ ኣብ ጎንኻ ኣለና ♥
ኣፍሪካ ተስፎም ወዲ ገስጉስ ጥራሕ ቀረባ መጻኢና ካብ ለብዘበን ትሓል ዶ ኢልካ ኢካ ጉዳይ መይታ ኤርትራውነት ሞይታ መጸት ትግራይ ዓደይ
ተስፋም ፍርያት ናትካ እዩ
ሰብ ዝዘርኣ እዩ ዝዓፅድ
ጹቡቕ ኣፍሪኻ ተስፌ ሓቂ ጓዕጺጽካ ኣይወግሕን ከም ቲ ዝበልካዮ
✊🏾
Yes
I am from Eritrea 🇪🇷 keep going with Tigray my lovely family’s I stand with Tigray
Me too I'm from eritrea and I stand with tigray.
@Robel Kiflemariam wedi hagdafi sharmta junta etay yatwka ata komal Amharic junta tadka seb enda mats ms wedi Afiworki hagdafi kesarh dalka you have to think if you humans right 🤪my lovely Tigray forever eya I love you Tigray people 👍
@@mirrijacob7533 yup seb zagdska ok. No more hagdafi in the world 🌎
😂😂😂LOL « I am from Eritrea » « my lovely family I stand with Tigray » 😂😂Tgrawi iye mbal ms seleteqa Qomal 😉😘
Robel Kiflemariam I think you’re talking about Esayass Afrwerki
እስከ ንህዝቢ ትግራይ ብምድራፉ ትሕጎሱ፡ መንእሰይ ኤርትራን ትግራዋይ ኣብዚ ኮመንት ላይክ ኣጽግበኒ። 1000 ላይክ።
Nhzbi mdraf💯ydgfo neti srat weti hader gn entay kgebrelu'u zderfelu zelo 🤔
💞💞❤❤❤
አነ አለኩ ብጣዓሚ
@@hereewedierey8180 ንህዝቢ እበይ ንካሊእ ድአ አበይ ደሪፉ ድዩ
❤❤🙏
ኤርትራውያን አሕዋትና የቀንየልና። ምቃል ጎኒና ኢኹም ናይ ብሓቂ። ኣብ ኢስራእል ምስ ብዙሓት ኤርትራውያን ተፋሊጠ እየ። ኩሎም ትጉሃት፣እሙናት፣ፈተውቲ ትግራዋይ እዮም። ሕማቅኩም ኣየርእየኒ አቱም ጀጋኑ። ሰላም ንህዝቢ ኤርትራን ትግራይን።
@Eritrean Orthodox እሽኒ ሓሕዋትና። ህግደፍ ዝገብሮም ነገራት ንህዝቢ ኤርትራ ከምዘይዉክሉ ንፈልጥ ኢና። ጽባሕ ክወግሐልና እዩ። ኣጆና ጥራይ።
@@assefahayelom1418 You don't need to thank you, we are doing it for our own Identity. Our Identity is not Eritrean. We are Tigrian by Identity; Eritrea is our citizenship country for now. Remember, Kiflom is Tigraway as you are.
@Eritrean Orthodox ክሓልፍ ዩ ናይ ኢሰያስ ዓገርገር። ንስኹም ግን ነቲ ዝተረፈ ትውልዲ አምህርዎ። ናትና ምቅታል ካብ ጥቅሙ ጉድኣቱ ዩ በዚሑ ዘሎ
@@josig2315 well articulated. I can not be more proud. I love my Eritrean and Tigray people
We are ONE 💪🇪🇷🇪🇷💪ትግራይ ትስዕር
ኣብ ጎኒ ህዝቢ ትግራይ ዝኾንኹም እስከ ላይክ ጽቀጥዋ
Gudayey aykonen wala fah yebelo. Resahat
@@muqursedetena2965 ናሰብ ሃንጎል ድዩ ሂቡክ ርእሲ ደርሆ
@@muqursedetena2965 ተሮጉዋቢ ኬብዞም ማኽኑድ ኢኻ kkkkk
🙃🙃🙃
ኣነ ኣብ ጎኒ ህዝበይ ኣለኹ ኣጆኻ ህዝበይ እቶም ኣብ ሕቁፎኻ ዘለዉ ፀላእትኻ እውን ናይ ኢዶም ክረኽቡ እዮም ።ንሶም ኣብ ወንበር ኮይኖም ንሰላሳ ዓመት ብደም ኣቦታትና ንሶም ነቢሮ ሕጂ ግና ማንም ሰብ ኣፈቅደሎምን ።ፍትሒ ንህዝበይ
የቀንየልና ኤረትራ ኣሕዋትና ከፍሎሞይ ❤️
Hawka dele Njes 🖕🖕🖕
@@brhaneandom1548 @Sekt hgdef shfta sahl mechm selam aytfetwun ekum
@@brhaneandom1548 ኣታ ደንቅሮ ሽጋራም ሌባ ጋሓፍ ናይ ጥልያን ሰራቂ🍴🥣🍴🥣👢👢👞👞🍴🍴🥣🥣🍴🍽🍴🥣
@@brhaneandom1548 ጸላእቲ ሰላም ፎእ ህጅዉን የህዋትና ፍንጫህ መሰንገልና እዮም
ጀጋኑ ተባዓት ዮም ሰብ ስረ ደቂ ትግራይ ክዕወቱዮም።
ግጥሚ100% መልእኽቱ 100% ይበል ናትና ሂብካና ተጋሩ ክብረት ይሃብካ
kefelom jegena behaki lebame abi sebe eka
ናትኩም ሂብኩም መቓብር ሰማእታት ኤሪትራ ከምዘፍረስኩም ቅጺጽ ስለ ዘይበሎዩ እዚ ሕማቕ ።
@@wedimonguda4417 wedi seraqi. Telim tariku 👇🇪🇷🤮🤮🇪🇷👇🇪🇷🖕🖕
@@wedimonguda4417 ( ፀጋመ ህልም )ምስ ሰረቕቲን ዓመፅቲ ኣይኮነን ዘረባና
ሎሚድኣ ዓለም ፈሊጡኩም እንታይነትኩም ሕቡእ ዝነበረ
ካሕዳማትን ቀናኣትን ዓይንኹም ደም መሊኡ
@@wedimonguda4417 hasewuti weqaru teykewun aytizarebu
ብውሕድ 4 ግዜ ሰሚዐያ ንብዓት ቃዲሚኒ ሓጎስይ ወሰን የብልይ ክፍሎሞይ ይቀንየልና ክብር ሓውና ብሰንኪ ህግደፍ ምስ ኣሕዋትና ኣንፍለን ኣጆና ንእሽቲ ግዜ ዓቅሊ ጥራይ ሃገረይ ትግራይ ትዕወት ትብሉ 👍 ኣትረስዕ ፡፡
ኣጆኺ ዳሓብተይ ሓውኪ ወዲ ኣከለኩዛይ
@@estifanoskidaneghbrezghi9002 ይቀንየለይ ክብር ሓወይ ፅልኢ እንተይ ያዓበስ ፍቅሪ ጥዕም
Ja kflomey nay bhaqi eri & tigray yehwat endina natna eyom nsom nhna wn matom ina
ክክክክክክክ ቆዳር
Wey gud hjis kea gele ksemo ye Tgray da kab meas ya ms Tgray ahwat zkona Tgray dekonunn naxnetna keynestemaqr nqez koynomuna ata dember nay bhaqi eritreawyan eyom ezom sebat loli 65 shih swat hager amwhas ztefu bsenki ezom qomalat aykonunn diyom 😢😢 Awet njigna serawit eritrea geganu hagerom zewhsu dem swat na zoqbu Awet nhzbi eritrea bsenki weyane naxnetna zetesmaqerna🙏🙏🙏🙏❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
❤❤❤ ክፍሎም ጅግና ትግራዋይ ደላይ ሰላም ፍትሒ ኤሬትራዊያን አህዋትና ምኻኖም ካባኻ ተረድኤ ጀግና
More Respect ✊
Eritrea 🇪🇷 with Tigray 🇻🇳
Two country one ❤️
ክልተ ሃገር ሓደ ህዝቢ
🇪🇷🇪🇷❤️🙏🙏❤️🇻🇳🇻🇳
🤝🤝🤝🤝
trewae deka mes tegray behde kenkewan wed sermota deka
@@idrismohammed1826 ኣንታ ዶንቆሮ mohammed ዝብልካ እንታይ ኣፍልጡካ ናይ ሰብኣውነት ንባዕልካ ኣበይ ኣለካ ፍለጥ ok ህዝቢ ትግራይ ን መሰሉ ን ናጽነቱን ዝቃልስ ኢዩ ok ንስካ ዳኣ ምሽክናይ ምስ ኢስያስ ትታለል ዘልካ
@@idrismohammed1826 ata entay u xegam ka donqoro
@@freedom4820 nay bhaqi bro::
@@thomasbntbnk2594 bro hiji da xbebatom eia merit bezui sudan $ kenya sudan juba $ eygebty axbbomlom eyom iseyas and abey qerbom eyom
ኣእዛን ጸላኢ ዝበስዕ ሮኬት👂👂።👌👌👌
ብሓቂ
ብሓቂ ትግራይ ትዕወት አጆኩም
Nay bhaki
Bhaqi
Right
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ክቡራት የሕዋትና ረሑስ ሓድሽ ኣመት ካኣ ይኩን🇻🇳🇪🇷
ክፍሎመይ ካብ ልቢ ነመስግነካ ኣብ ፀገምና ግዜ ኣብ ጎንና ዝኮንካ ክቡር ሓውና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ትግራይ ትዕወት💪💪💪💪🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳
ድምፃዊ ክፍሎም የቅንየልና ኤርትራዊ ሀውና ፍታዊይ ትግራይ 🇪🇷❤🇻🇳🙏🙏
ጀጋኑ ሰብ ስረ ኣሕዋትና ሰብኡት
Tagerway day nadik k tdaerf zaika
ደምፃዊዊ ክፋሎም❤💚❤
ዳይ ንቅዲምት ደቅ ትግራይ ክሕሎ ዓወትና ናይ ግደን እዩ አለኩም ዶ ብትግራወይነቱኩም ትኮሩዕ ሃገርይ ትግራይ መነተይ ትግራወይት
ከምዚ ከማይ ንብዓት ምቁጽጻር ዝኣበዮስ ይህሉዶ ? ክፍሎመይ ክብረት ያሃበልና🙏🙏🙏🙏🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳
ኣጆኺ ክሕልፍ ኤዮ ahhh
The same here I could not control my emotions thank you kflom hawey for saying all what is in our heart. We stand with tigrean people.
አታ አነ አነ አለኩ
I can not stop crying too because I stand with Tigray and feel all their pain as I am always when my Eritrean people suffer abs I myself suffered in the hands of evil Isaias and his rule as are thousands of Eritreans and now Tigray people we should unite Eritreans and Tigray to win over evils Isaias and Abiy Tigray and Eritrean people win
ኣጆኹም ደቂ ዓደይ ሓላፋ እዩ
ህዝቢ ትግራይ ክዕወት ኢዩ ሰላምካ ከም ማይ ዛራ ይኹን ኣታ ብሩኽ ህዝቢ ትግራይ ሓዉኹም ደላይ ሰላምኩም ዝደሊ ፍቕርኹም ከም ማይ ስሃራ ዝጸምኣኒ ኤርትራዊ ሓዉኹም ኢየ love u hzbi tgray❤🙏።
ጎይታዋይ❤
ናይ በሓቒ ጽቡቕ ስራሕ ከፋሊን ሳሚ ኣሕዋተይ ።
ሎሚ ነቲ ውጹዕ ሓውካ ኣጆኻ እንተ ዘይበልካዮ ፡ ጽባሕ ዓወት ምስ ተጎናጸፈ እንተ ኣጠቓዕካ እንታይ ዩ ፋይዳዩ።
እንቋዕ ናትና ኮንኩም ወገናተይ
💪💪💪💪😘😘🌹🌹
Yes taki hawey
ክፍሎም ሓውና የቀንየልና ዛሓወይ ኩቡር መጠን ነብሱ የክብረካ ሑስር መጠን ነብሱ የሕስረካ ዝተብሃለስ ለካ ሓቂ ዩ😘
ደቂ ትግራይ ዓደይ ካኣ ኣጆና ክሓልፍ ዩ ዓወትና ናይ ግድን ዩ ፈተውቲ ክፍሎመይ እስከ ላይክ ገጪኩምኒ ሕለፉ
ትክክል 👌
😘😘😘😘
Nay behaqi Wedi teame ayney ajoki heji wen awet ne hezbi tigray eu😍😍😍😍
ኣነሲ ናማነይ እየ ልፈትዮ ኣፍቱ ሰኣት ኣብ ትግራይ ነይረ ላተሰምአኒ ይሰምኦ ነይረ ጀግና ባኣል ዉለታና እዩ💪💪💪💪
ኣብ ኣፍ ሞት ከይንካስ ፈኸራ
ክፍሎም ዓብይይ ሰብ🙏❤
ነቢዐ እኮ እፉፉፉ thank you ብጣዓሚ❤❤
ብሸም ህዝቢ ትግራይን ብሸም ክፍሎምን
ላይክ 🙏❤
ብሰምዒት ጀሚሩ ወዲእዋ ናይ ብሓቂ ንሰኻ ኢኻ ሓዉና💪💪💪💪💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔
Yes naybhaki anbesa eyu wawww .dmxu zema gtmi simietu kulu perfect
ዓወት ንህዝቢ ትግራይ
ዓወት ንጀጋኑ ሰብ ስረ ደቂ ትግራይ
*ከምዚ ከማይ መን ኣሎ ክጽበያ ዝወዓለ*
*ዓውት ንህዝቢ ትግራይ ኢዩ ሕጂ ውን*
ናይ ኮብራ ተሪፋትና ኣል ክሊኤንስ ሪኤየን ኣለኩ።
@@ጉስነት መጽያ ኣላ ንሳ ውን ኣብ ጩራ band ቻነል ኣላትካ
@@ilovemyself9522 oke
@@ilovemyself9522 👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍
@@roza7068 ♥♥♥♥
Game over ህግደፍ
ደጊም ጽልኢ ቦታ የብላን
🇪🇷 🇻🇳
Nay behaq arku 😍
ድሕሪ ማይ ናብ ባዓቲ
Kkkkkkk ala kflom hji dea weyane ms motet tay kabselom dongika by the way
Hlawnet nay weyane hlawnet deleyti fthi eyu neru dhri weyn gin no way game over
@@kbrabkidane7210 hahaha kela tem bel bejak nay men senef seb ika game over eba niska
@@faniboy2888 kkkkkkkkkk klae nea teberaber bejaka hji kflom eritrawi dika ktblo ms xelaei hzbi eritrea zwgn mukan dekalu ekum kulatkum dehan gin abta mexaeit Eritrea yerakbena ykown fetari
God bless tigray 🇻🇳🤲 I love Ethiopia🇪🇹 and Eritrean🇪🇷 song🎶♥️💯from Somalia 👉🇸🇴💪🤞
ኣበይ ኣለኩ ኣድነቅቲ ክፉሊ♥ለባም♥ዓብይ ስብ ደላይ ፍቅርን ስላም♥ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ስሑል ጎሮሮ ♥
Kiflom slmat ygbo Eu ok Tigray my family’s and friendship so I am from Eritrea but I stand with Tigray jgina
Ok
Alena
Alena sis kuflom kndi 10000000
Ane ms zom Tigray fqri hizuni kflom jigna
ክፍሎም ናትና የቀንየልና ።ተጋሩ(1.3k) ኣብፅሕሎይ
Ewe natkum nakum wsedwo msakum ymasasel eu keman bkedemu wn zeybrhani tekawami eu derafaysi kem bal andit kkewn alewo bhageru zhasb hasdat
@@amanulsium5973 ቀዲምካ ኣይትናድ ጽባህ ምሕማይ ከይ ከፍአካ ክሎም ሓደ እዮም እንትርፊ ንጽቡቅ ንሕማቅ ሃሲቦም ኣይፈልጡን
@@erimedia5022 kemey diu eti xbuk bzaeba selam diu zderf zelo
@@amanulsium5973 ቅድም ደርፊ ጽቡቅ ኣይበልኩን ንሳቶም ሃሳቦም እዩ ንጽቡቅ ይሃስብዎ ስል ዝኮን ጽቡቅ ነገር ካ ብደርፊ ዘይ ኮነ ምስጋና ኣምላኽ እዮ እቲ ጽቡቅ ስለዚ ክብል ዝደልኩ ስብ ምሉእ የለን ምሉ ንምካን ግን ምጻር እዩ ክቡር ሃወይ
@@erimedia5022 eti zderfwo ko kab hasabom zetbges eu kemey eilki hasabu xbuk tbliyo.tblo
ዓወት ንህዝቢ ትግራይ ኣጆኩም ናይና 💖💖💖💖 እስከ ሰላም ትግራይን ኤርትራን ዝምነ like ግጨይኒ 💖💖💖💖💖
ምስ ከተማ ትግራይስ ሰላም ክንገብር ከይታሓስቦ ኦኬ
ንዛ ከተማ ትግራይ ቅድም ከነጥፋኣ ኢና ሹዑ ምስቲ ምልእቲ ሃገር ሰላም ንገብር:: ወዲ ሳዋ ይባሃል ኩራዕ ኤርትራዊ ከምቲ ልምድ መንደላይ ኣርዓዶም
ቱሱቱስ ጫማ አምሓራይ።
Faking
Haswe
@@ወዲሳዋጂግና aseey wedi erey xeada like qalka amlak asmirulka 🇪🇷🇪🇷🇪🇷😍😍😍😍😘😘😘🌹🌹🌹🌹
ኩቡር ሰብ መጠን ነቡሱ ይካብር ይቅንየልና ኩፉሎም ሓውና ኣንጀራ ዓለም ብላዕ ዝሓወይ
ህወሓት ኣሐንቂቁና ኔሩ
ብለይቲ ሰኪርና ፍትሒ ንብል
ስሪሕና ስራሕ ንመርፅ
ሰላም በዚሑ ሰላም ንዘርጎ ብዕሽነትና
ከዚ ድኣ ኣብይ ኩሉ ዘሪጉዋ
ኣይተርፍን ግን ዓወት ግድን እዩ
ጸሮና ዓደይ ሰብ ሕልና እያ ተፍሪ። ኣጆኻ ክፍሎም ወዲ ህዝቢ።
ናይብሓቂ ንዕሞር ኣውጺኻ ማለት'ዩ ክክክክ
@@chimichai7066 nay Omer Gedifka kale Tezareb .Sidrabetu kemey Zebelu werejatat eyom.
Kab binieshteu embley zebele eyu.
Behabelom Gidey
ናይብሓቂ ክቡር ሓው😊
ይጻወተካ'የ ዘለኹ እምበር ይትረፍ ካብ ሓደ ዓዲ ካብ ሓንቲ ማህጸን ዝተፈጠሩ ከማን ብዙሕ ፍልልይ እዩ ዘለና ደቅሰባት
@@justicepeace3764 lolllll omer sidi wediesyas
ኣከለ ጉዛይ እኩል ኢዩ ጎድነይ።
የቀንየልና ክፍሎመይ
ደመይ ትዕወት❤💛💪
ህዝበይ ለዋህ
ህዝበይ ፈቃር ደላዪ ሰላም እቶም ነቶም ፀላእትኻ ከም ናይ ትማሊ ክሓፍሩ እዮም
ሓቦን ፅንዓትን ቀለቡ ህበይ💊👌
ናይ ኣቦ ኮይንዎም ዘይተርፍ ዓወት ግን ናትካ እዩ....ሕሉፉካ እዩ ምስክር
ትግራይ ትስዕር💪💪💪💪❤❤❤
ሰክት ቆንዳፍ ጨናዊ
ኣጅኩም ተጋሩዋይ ዓወትና ቀሪባ ኢያ💪kiflomye tnx so much 🇻🇳🙏
ነቢዕ ዘይፈልጥ ሎሚ ነቢዕ
ከፋሊ ለባም ዓቢ ሰብ
ናይብሓቂ ኣንቢዑና ዓወት ይገዘም ኣዐዊቱና
@@berekethabte5123 ኣሜን ኣብ ልቢ ኩሉ ህዝቢና ከነብርዩ
ዓሕ .....እነ ዋላ ብ ሓደ ማዓልት 4 ግዜ እየ እናነባዕኩ ዝሰምዖ
ብርግጽ ዓወት ናትካ'ዩ ህዝቢ ትግራይ 💪💪💪👏!!! ክፍሎም ጅግና 💪🇪🇷
@@natugerie9875kkkk እንታይ ክትገብር መጺኻ በፍንጫኻ ተወጢጥካ😂😂😂😂
ግጥሚ 100%
ዜማ 100%
ኮታ ኩሉነገራቱ ❤️❤️❤️🙏🙏🙏🙏🙏
ብስምዒት ጀሚሩ ወዲእዋ ናይ ብሓቂ
ንስኻ ኢኻ ሓዉና!!
Nayibaki
Kkkkkkkk🤣🤣🤣🤣🤣🤣
Naybehaki
@@banagrmaygrmay1132 kkkkkkk 🤣🤣🤣😂😂
ናይ ብሓቂ
ኣነስ ኣይከኣልኩ ንብዓት ቀድሙኒ ኩፍሎም ሓወይ ነቶም ክፈልዩና ዝሓስቡ ሓይሊ ኣይሃቦም እወ ሕጂውን ኣሕዋት ኢና 🇪🇷💝🇻🇳
Yes ahawat ena,telaena ydefen
I love you
Brava dhabtey
አታ ተጋሩን ኤረትራን ናበይ ከድኩም ኩላትኩም ሸር ሸር ግበርዎ
Nay bhakki sher eskie nbelo
@Robel Kiflemariam ata sdi wedi sebeyti lemani nbealka wedi ezia asub hgdef Feger Ane nbealey nay eritrea siriat iykibelon eyie ezi malet ane asub malet diyu wedi shermuta dkala kid tray neseyas afowerki amlik. Kem kanjo geru kichifilikeka eyu, lemaxi beakor Eseyas afowerki. Kid tray eritrawyan si Ms kiflom ena.
እንታዴኹም ትፈልጡና ቆንዳፋት
@Robel Kiflemariam ኣታ ለማኒ ሰረቅቲ ሽጋራም ተረፍ ጥልያን ሰርቂ ንዝላኣለም ማንነትኩም እያ ህግደፍ ፉንፉናት። ህግደፍን ሰራዊት ኤርትራን ኣስያስን ኣብ ርእሱኩም እና ዘለና ናዓጉም ንምጥፋኣ ምለሻ ትግራይ ያኣክለኩም እዩ። ፈሳማት ናብ ከተማ ኣትኩም ህፃናት ምቅታልን መስራቅን እኩም ተክእሉ ንካቱከም ሽጋራማት እኩም ሻሓነ ማንካ🍴 በረድሰቲ ብሕቅ 🥣🍴ከይቀረየ ትሰርቁ😂 ፎኦኦኦ ድረባያት
@Robel Kiflemariam ኣታ ጋዕጋዓ ለማኒ ቆማል ማኣዝ እዩ ህብኩም ዘገፈዕናዮ ሓሰውቲ መራሒኩም ፈንፍንኩም ኣቢኩም በኢትዮጵያ ገርኩም ናብ ኣውረባ ናብ ኣመርካ ናብ ዝተፈሌለየ ሰደት ክትከዱ ከለኩም መለስ ዝናዊ ዶ ኣይኮነን ዘሕልፈኩም ነዮሩ ዎዮ ኣድሕና ከማካቱም ኝኝኝኝኝ ኣንብለን ኮይንና እምበረ 1977 ዓመተ ምህረት ጠርነት ነይሩ ኣበ ኢትዮጵያ ህዝበና ጠምዩ ናብ ስዳን ከከይድ ካሓልፍ ደልዩ በኤርትራ ምሕላፍ ዝከለእክምዎ ሳኣን መሕለፊ ዘመተ ብጥምየት ዝረሰዕናዮ መስለኩም ድዩ ጨካናት ኣብ ታርክ ተፃሕፉ እዩ ዘሎ ከማካቱም ኝኝኝኝኝኝኝ ኣንብልን ኮንና እምበር ዘይረሳዕ ታርክ እኩም ገርኩም1977 ዓ .ም ካባካቱም እኮ እንደልዮ ነገር የለን ደለይቲ ሰለም ሰለ ዝኮና እምብረ ጋሓፊት ናይ ጥልያን።🤮
kafu hawna natna nay tselmat gize alenalkum zbelkana sebna❤️❤️❤️💙💙💙🌿💛💛💛 I respect you
ደቂ ትግራይ አለኩም ዶ አስቲ አተባብዕዎ አይትሕመቁ 💪🇻🇳💪
ጀግና ክቡር ሓው ደላይ ፍቅሪ
ታሪካዊ ስራሕ ኢካ ሰሪሕካ
ድሕሪ ክፉእ ግዜ ዘይተርፍ ዓወት ኣሎ ኣብ ክልቲኡ ህዝቢ
ተፈተወ ተፀልኢ ክልትኡ ህዝቢ ክትዓረቅ እዩ
ክብረት ይሃበልና ግዜ ኮይኑ እምበሪ ደቂ ምደረ ቀዳሞትን ጃጋኑን እንዲና ከም ናይ ቀደምና ክኣ ናብ ንቡር ክንምለስ ኢና 🥰🥰
ክፍልሸይ ጅግና❤️⭐️💙💚☪️✝️💪
ክፍሎም ጅግና ውላድ ባባ የማነ ባሪያ ብጣዕሚ ኢና ነመስግነካ ሓወይ ማዓረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ዓወት ነቶም ውጹዓት ህዝብና ብርሃን ይፍጠረሎም እቲ ልዑል ፈጣሪ 🙏💊
Amen Amen Amen
Niaba bejaka mis men kemtewadadir filet
Thank you Kifloma. ኩልኻ ህዝቢ ትግርኛ ብቅሉዕ ተቓለስ! ፅባሕ ከይትጠፍእ
ኣነም ምዚ ህዝቢ ትግራይ ፍቅር ሕዙኒ😍😍 ኣጀኹም ኣብ ጎንኹም ኣሎና
ዋው ዘብል ስራሕ 60ዓመት ጽልኢ ኣብ 60 ማዓልቲ ሃደሽደሽ ኣቢልና ከነፍርሶ ኢና። ደባትና ካኣ ፈንጂ ዘይኮነ ዕንባባታት ክንዘርኦ ኢና።
ምዓር ዝጥዕም ቃል። ኣሜን ይግበረልና
Nay behaki deleti Selam tegaru Isias tsilie meliewo riesina fiyori niteklelu dob yemtsialna
Yes anbesa
ክፍሎም ጅግና ዕድምን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ
ብሓቂ ከመካ ሓቀኛ ስብ የለን ባዓል ዓብይ ልቢ ህዝቢ ትግራይ ብጣዕሚ እዩ ዝፈትወካ ክበረለይ ንዘላኣለም
Ewe nay bhaqi eye
ዘገርም እዩ🤔
ኣጆና ተጋሩ ንዕወት!👍🏻♥
30.12.2024 Still in love with this Song hearing right now with my Friend. Brged Nhamedu 🩵🍀 ❤💛💊 One Love🎉
ክፍሎም ፃሓይ ገፁ ቃላት ሓፂርኒ ክገልፅ ንዓኳ 🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳
ከፋሊ በዓል ሕልና ይበል ኩሉ ነገር ዝወፆ የብሉን ብሽም ከፍላ like ሃቡኒ ስከ 🙏🙏🙏🙏💖👈🇪🇷🙏🇻🇳
💞💚💞💚💞💚💞💚💞💚💋💋💋💋💋🤲✊💯
Kefali the great
ጀጋኑ ትግራዎት ኣሕዋትና ሰብ ስረ ሰብ ኡት ተባዓት ኢለኩም ኣሎኹ
ብኣኹም ዳኣ ኩሉ ግዜ ኩሩዓት እንዲና ደቂ ሪመይ፡ እዚ ስራሕ ነዚ ምስኪን ህዝቢ ትግራይ ይውሕዶ'ኳ።ግን ከይናኣኣስኩም ራኣይዎ ካብ ምባል ሓሊፍና ታይ ክንብል። እንተ'ትዓወት ግን ግድንን ግድንን ዩ ኣጆኹም ጥራይ። ሰላም ነዚ ሰላምን ቅሳነትን ድተነፍጎ ክልተ ሰብ ወጽዓ ህዝብታት።
የቀንየልና ኣሕዋትና ዓንፆ ዓንፆ ተተዛረብና ውን ካብ ምስ ኣሕዋትና ምስ ካልእ ክነፍሶ ኣይንክእልን ኢና እትይ ምንታይሲ ኣብ ዘበነ ደርጊ ዘይተፈፀመ ግፍዒ እዩ ዝግበር ዘሎ ኣብ ዓድናን ህዝብናን ንብረትናን ብስራዊት ኤርትራ እናተከኣኣልና ክንስግራ ኢና ዛሕማቅ እዋን ኣሕዋትና ኣጆና
❤⭐❤🙏🇪🇷💘
🇻🇳🇪🇷💪💪🙏🙏
I just want to say wow. this is some great editing. I bet it took a while to piece together everyone's cams and sync it. Good job.
ፎርሳ ተጋሩ ብጀይካ ድንብያ ኩልና ኣብ ጎድንኹም ኣለና ።
Behaki danbya cancer nay eritrea.
Caner Nay Eritrea des Akeleguzay indikum
@@wadiasmera3420 bhaki canser
@@merhawittesfalem4951 askut betom jeganu deki akele adey aytmxani
Denbya teref dergi
@@selamabkulu4179 entay geberti ekum eba lieli sebkum esubat nay weyane konkum kea abzeygudaykum fokeskes tblu dembe fths zey bsenkkum eyu 40 amet geru zelo keyteawete aletawyan Awrajawi wegenawyan esubat kulu abakum alo gexkum trhaq beakum tesaqina ab sdet
ብሉጽ ስነ-ጥበባዊ ክፍሎም ይካኣሎ ናይ ብሓቂ ቃንዛ ህዝቡ ዘሕምሞ ወዲ ህዝቢ ኣምላኽ ኣብ ኩሉ ጉዕዞኻ ጽላሉ የንብረልካ 🙏በቶም ኣራዊት ሰራዊት ኤርትራን ኢትዮጵያን ይበፅሐና ዘሎ በደል ተስፋ እንቆርፅሉ ዘይኮነስ ብዙሓት ፈተውትን ንፍቅሪ ክልቲኡ ህዝቢ ዝሰርሑ ኣሕዋትና ኤርትራውያን እውን ከም ዘለው ንኣምን ኣለና ኣብ እዛ ፈታኒት እዋን ኣብ ጎኒ ህዝቢ ትግራይ ብምስላፍ ነቲ ግፍዓዊ ረገፃ ንምቅዋም ምሳና ዝተሰለፍኩም ኣሕዋትና ነመስግን እቲ ሽግር ሓሊፋ ፍቅርናን ምትሕልላይናን ድማ ክቅፅል እዩ ኣብ ፈታኒ እዋን ኣብ ጎኒ እቲ ውፁዕ ህዝቢ ትግራይ ብምዃን ዘርኣኻዮ ሓልዮት ውዕለታኻ ንምልስ ኢና kiflom ዓቢ ሰብ ዓወት ንህዝቢ ትግራይ!!!💛❤️✊✊
ከፋሊ ኣቦ ሕልና ጥበብ ዶብ የብሉን ክበሃል ሓቒ እዩ you are the best eritrean singer !!!
አቱም ሰባት ከማይ ዶሎ ምምናው እምበር ሲኢነዬ ካብ ግጥሚ ድዩስ ዋላስ ካብ ድምፂ ።viva ክፍሎም ይካአሎ ጎኒ ውፁዕ ጎይታ ይባርካ🙏❤🕊🇪🇷
ሓጎሰይ መግለጺ ሲኢነሉ ከፋሊ ሓወይ ከምዚ ገርኩም ነዞም ነኣሽቱ የሕዋትኩም ፍቅሪ መሓሩና ❤❤❤
ya nayibhaki kabti nayikedem kimeta gedifna nayiheji ngeber
ከፉሊ ብዓል ኒሕ
ጎይታ ፍትሒ 💪💪✊
ክፍሎምይ ብምንታይ እሞ ክገልፀካ ኣታ ጀግና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ💓💓💓💓
ናጸነት መቀል ናጻ ምስ ወጸት ትስምዕዋ ዝልኩም ላይክ ኣጆና ኤረይ & ትግራይ በጃካ ህግደፍ ጸላኢ ይብልናን ሓውኩም ደላይ ሰላም ወዲ ኤረይ
በሊሕ መስተውዓሊ ዘይተበከለ ሓንጎል ወናም። ከፊ ዓርከይ 😍
እስከ ከምዚ ከማይ እንተለኩም ዝታሓጎስኩምን ፈተውቲ ክፍሎምን ዝኮንኩ ላይክ ርገፅለይ ብሕስም ታሓጎስ ነቢዐ ኣምላክ ኣቦይ ናይዚ ክልተ ህዝቢ ሰላም ፍቅርን ኣውርደሉ ኣጆና ኣሕዋተይ ከምዚ ከማይ ሰላም ዝነፍቀ ይህሉ ዶ ይከውን
Thanks so much artist kflom and to who standing with the Tigray people thankful
I love this music ❤❤❤❤❤❤ peace for tgray 💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊💊
ክፍሎም ሓዉና የቀንየልና ክብረት የሃብክ አምላኽ ፍቕሪ ጥዕና አብ ዘለካዮ ነምነየልካ ህዝቢይ አጆካ ሐንቲ መዓልቲ አላ አያ ዓወት
ጀጋኑ ኢኹም ጽንዑ ጥራይ ሰብ ስረ ሰብኡት
ፅቡቅ ስራሕ ይቀንየልና ክፍሎም ጅግና እወ ህዝቢ ትግራይ አብ ሓቂ ጠጠው ዝበለ ስለ መንነቱን መትከሉን ትግራይ ከይትድፈር ሕጂ ከዓ ትግራይ ትዕወት❤️💛❤️💪
ጅግና ወዲ ኣከለ ዓደይ ❤❤❤
ኣዱሊስ 🛤🚄🚅🚞 ኣክሱም
ኣብ ቀረባ እዋን ድሕሪ ዓወት ተጋሩ.
መንነት ኣልቦ ንኾነሉ ምክንያት የብልናን
ዓወት ንጅግና ተቓላሲ ህዝቢን መንግስትን ትግራይ
Akkk, hizbi Tigray nay edu zeyrekib, yehizin 😢 Ajokum Ajokum Tegaru 🙏
የቀንየልና ክፍሎም ሓወይ ናይ በሓቂ ኢካ ገሊፅካያ
ዜማ ቁሙነገር100%
ድምፂ100%
ክሊፕ100%
ላይክ ሃቡለይ ነዚ ቡሉፅ ሓቀኛ ወዲ ሪመይ💝💝💝💝💝💝💝💝💝
ግጥሚ100%
Kulo 0% belo nezi shekat menakoti yom eziom
ቆንጆ 💝💝💝😘😘😘😘🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳💘💘💘💘💘
😂😂😂😂😅😅😆😆ትግራይ ንፁቡቅ ።😆😅😅😂😂ዳዉን ህወሐት Dawn Dawn TPLF OR TIGRAy party..ቄሮ ነኝ የኦሮሞ ቄሮ ።ኦሮሞን ጥዪ እኛ ወያኔን አስወገድነዉ ።እኔ የታደሰ ብሩ ልጅ የአብይ አሕመድ ቄሮ ተከታይ ነኝ። ዘፈኑ ይዘገንናል 😂😂😂😂😄😄😂😂
ኣነስ ደጋጊመ ሰሚዐያ ግን ንብዓተይ ምቁፅፃር ኣቢኒ😥😥 ኣይዞኻ ህዝበይ ትግራይ ትዕወት
ትግራይ ዓደይ ኩሉ ክሓልፍ እየ ሃገር ትግራይ ትዕወት😍♥️✊✊✊✊😍😍😍😍👏✊
ቡዛሓት ደንቆራታት ድስ ላይክ ክትገብሩ ትክእሉ ትክእሉ ኢኩም ኮይኑ ጊን ንላይክ ዘይኮነ ንሕልና ዕግበት ዝተሰረሐ ስራሕ እዩ ፈተውቲ ክፍሎም ላይክ በሉ ሰላም ንህዝቢ ኤርትራ ትግራይ ማት ንህግደፍ ምስ ኣብዩ በላዕቲ ህዝቢ ክፍሎመይ ጅግና 💪💘
Ajoki zihaftey. Kindi eti hayal nay ጽልኢ ስብከቶምን ግብሮምን ክንድኡ ዝኸውን ንቕሓት ከድልየና ኢዩ። ኣነ ከም ኤርትራዊ መጠን እቲ ብሰራዊት ኢሳይያስ ዝግበር ዘሎ ግፍዒ፤ ማዓንጣ ከብደይ እናቐረጸኒ ፤ እናንበዐኒን ብኡ ኣቢሉ ድማ ናብቲ ኢሳያስን ኣብን ዝምነይዎን ዝብህግዎን፣ ጽልእን ቒምን ኣሕዲርና ኣብ ሽግር ከይንወድቕ፣ ይሰግእ። ፍቕሪ ናይ’ዚ ሓድሽ ወለዶ ደኣ ንኹሉ ከብርሶ ኢዩ ።
ካብ ኤርትራዊ ሓዉኺ
እወ ክብረተይ❤❤❤
@@conciex7758 ኣጆካ ዘሓወይ (ዝሓፍተይ ) ክወግሕ እዩ
@@conciex7758 ክብረት ይሃብኻ ሓወይ 👆🙏
Ajoki abelom eyu ጉዕዘና ጥራይ ንቀጽል።
ሚገርም ሊጅ ነው
ግጥም ቢትል
ዲምፂ ቢትል ኣረ ፈጣር ኣድመ ይስጠዉ ለላ ምን አላለሁ
Tezarabi Tigrigna eyu Btgrigna Retoka xehaf Hawey ❤💛
Be tegeregnana tetezarebena ayheshi
እሽ ደቅ መረባይ
ትግርኛ አብዩካ ድዩ ምስ ይቅርታ
@@alefumekele3184 no ንኩሉ ፍቅር ናይዝ ሙዝቃ ንምፍላጥ እዩ
ከፉ ማዓረይ። 💪💪💪💪
ኩሉኹም ሰብ ሕልና ኣሕዋትና ብጣዕሚ ኢና ንፈትወኩም ክብረት ይሃበልና ጀጋኑና። ♥️
ትግራይ ትስእር ትብሉ ላይክ ወቁትለይ
My Eritrean kings❤️💍🤴🏿thank you so much for standing with us😭😘
ባሓቂ በሊ ኣይ ንሱካ ሓንሳቡ ናሓዋሪን እያ ኣበቢላ እረይ ንሱካ ጊን ትግራዋይ ከይ ከንኮ ኣይትረፉን ኢካ ቆማሊ ዓጋመ
ብስም ክፍሎም👍 like ሃብኑ ደቂ ተጋሩ
የቀንየልና ክፍሎም ጅግና ወድዞም ጀጋኑ
ቃልስና ሓጺርን መሪርን እዩ ዓወትና ናይ ግድን እዩ ዓወት ልህዝቢ ትግራይ💋💛❤🇪🇷🌱❤💪👍
ተራባረቡ ተጋሩ ሼር ላይክ ኮሜንት ቶሎ ኣባራታትዕዎ
Oh my God... I love so much this song... very emotional... ❤💛❤💛❤💛
እዋይ አነስ አይካልኩን ብቡኽያት ኪሞዊት ደልየ ታሕጎስ ሓዘን ተሓዋዊሱኒ እሞ ኦ አምላኸይ ምሕረትካ አውርደልና🙏😥💖👌
ለባም ማዕረ ነብሱ የክበረካ ክብረት ይሃበልና ኩቡር ሓውና
አጆኩም ንኪድት ጥራይ
ክንዕወት ኢና
ናብ ባሓቂ ልብካ ትስብር ደርፊ እያ😭😭😢😢😢💪💪💪❤💛❤💛🇪🇷🇻🇳🇪🇷🇻🇳🇪🇷🙏🙏
ጅግና ሓወይ ኣብ ልብ ትግራዋይ ዓብዩ ቦታ ኣለካ ክፍሎም ሸኮር ብዓል ሙሉአ ሕልና ኣብ ዘለኻዮ ሰላም ንዓኻ 💙💙👌👌❤👌👌👌💙💙💙💙💙💙
ህግፍ ደም በዝሒ ክሕዞም እዩ😂😂
የቐንየልና ክፍሎም ሓውና😘😘
ጋሕ የበሉ ህግደፍ መንደፍ, love from Eritrea ❤, ተጋሩ ኣሕዋትና መሳኩም ኣለና. ንሕና ኣብ 2 ሃገራት ኸንነበር የሕዘን እዩ, ሓደ ህዝቢ ከለና. ምስ አምሓሩ ዶ ሓደ ሃገር ምኾንኩም.
Hgdefn hzbi Eritrean hzbi tgray kihasmo kisake kmazabel aydelin u....sgab hgi men u bedilkum zeytfeltu tehzinuuu....plsss open ur mind....
ጋሕ ይበሉ ይናዓለቡኽ ረሳሓት ዕድመ ናይ ህዝብና በሊዖሞ ሲ ነዚኦም ረሳሓት ህግደፍ ኮፓሶም ደይፈልጡ ናበይ ከምዝኸዱ ዘለዉ ደይፈልጡ በላዕቲ የሕዋቶም ሕጂውን ዓወት ነዚ ፍጫሕ መሰገልና ትግራዋይ ዓወቱ ክርኢ ባ ንኸውን ዓጸ ዓጾ ከይንና ኢና ንጻረፍ እበሪ ካብኦም ድቐርብ መን ደለና ኢዩ
It does matter how many times I listened to this music I get goosebumps. What an incredible music
I love it
Very True
ከፍሊ and ሳሚ ብጣዕሚ ጽቡቕ ስራሕ ኣጆኹም ሰብምሉኣት ሕልና ክም ኩሉ ግዜ ብጣዕሚ ጽቡቕ ስራሕ 💪💪💪❤❤❤❤
ክፍሎም ሓወይ ካብ ልቢ ነመስገን ይቀነይልና♥♥♥♥♥🇻🇳🇻🇳