Atv Asena live - እዋናዊ ሓበሬታ ካብ ኤርትራ - ትግራይ ብዝኣወጀቶ ዕለታት 30 ግንቦትን 30 ሰነን መንጸሮር ይሕዞ

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 10 พ.ค. 2024
  • Atv Asena live - እዋናዊ ሓበሬታ ካብ ኤርትራ - ትግራይ ብዝኣወጀቶ ዕለታት 30 ግንቦትን 30 ሰነን መንጸሮር ይሕዞ

ความคิดเห็น • 45

  • @tsegaygebru9534
    @tsegaygebru9534 11 วันที่ผ่านมา +7

    የቐንየልና ኤማ ሓውና ሓይሊ ይሃብካ ኣዚኻ ክትሙጎስዩ ዝግብኣካ ስለቲ ዘይሕለል ጻዕርኻ ጅግና ከም ወትሩ፡ ከማኻ ይብዝሑ።

    • @tsegaygebru9534
      @tsegaygebru9534 10 วันที่ผ่านมา

      @@Iyassu-oo2hn
      እንታይ ትብል እሎኻ ክቡር ሓው፧ ሓሰውቲ እንተ ውሒዶምኻ ኪድ ብዓቲ ዲጋ ዓዲ ሃሎ ተማህለል ኣሽሓት ኣእላፋት ክትረክብ ኢኻ ጀምር ብ 03 መንፈስ ሓሶት መጽነቲት ህዝብኻ።

  • @alemabirhanegebregiorgis4509
    @alemabirhanegebregiorgis4509 11 วันที่ผ่านมา +2

    Thank you Brother for addressing the truth regarding Eritrean and Ethiopians matters.

  • @Letish190
    @Letish190 11 วันที่ผ่านมา +1

    Thank
    You Our brother

  • @debasifisahayesmedhanye8394
    @debasifisahayesmedhanye8394 11 วันที่ผ่านมา +5

    ሰላም አሰና ኩሉና ተጋሩ አሪትዊያን አብ ጎንኩሞ አለና ዘለኩሞ ተባዕ ሓቀኛ ህዝባዊ ቀልሲ አድናቆት አንደ ገለፅና ብአትገብረዎ ዘለኩም ቃልሲ አድናቆትና ወሰን የብሉን አብ ጎንኩሞ አለና

    • @drardrar7665
      @drardrar7665 11 วันที่ผ่านมา

      Eritrea does not have a government. It is a team of bandits. Nobody ellected dem. After all it is a one man led country where there is no cabinet meeting, no constitution, no accountability, no justice. So what makes it a government?

    • @wedid.c6732
      @wedid.c6732 11 วันที่ผ่านมา

      ​@@Yacob-bn1jwቁሩብ ፍልጠት ተዝህልወካ ኩሉ ጽሕፈት ብኣልፋ ቤት ኣይጸሓፍን ኢዩ ባርያ

  • @tabay6305
    @tabay6305 11 วันที่ผ่านมา +2

    አስና ብጣዕሚ እየ ዘኽብረካ
    ❤🎉

  • @befairbalance7507
    @befairbalance7507 11 วันที่ผ่านมา +1

    Thank you brother standing for the truth we tegaru are always on your sides, brother and sisters don't forget to pass on this great message by subscribing sharing and like

  • @user-qb8nh8id6z
    @user-qb8nh8id6z 10 วันที่ผ่านมา +1

    thanks Ema

  • @teklehaile4908
    @teklehaile4908 11 วันที่ผ่านมา +3

    ሰላም ንኩልኹም ደገፍቲ ድምጺ ኣሰና ድምጺ ዕቡሳት

  • @yashenfalgena6247
    @yashenfalgena6247 10 วันที่ผ่านมา

    Hisabka ketrekeb eika KADOMOTN DAHEREWOTEN ADI YESEBEYKUM ALEWU!😢😢😢😢😢💔💔💔🖤

  • @user-rk6li9oe2i
    @user-rk6li9oe2i 7 วันที่ผ่านมา

    💪💪

  • @melay222
    @melay222 10 วันที่ผ่านมา +1

    ይኽዘነካ እዙኸ ኩሉ ዋጋ ተከፊሉ ከንቱ

  • @tekeagoytoam724
    @tekeagoytoam724 11 วันที่ผ่านมา +4

    ❤❤❤❤

  • @bisrigmichael6934
    @bisrigmichael6934 9 วันที่ผ่านมา

    ኤማ ሐውና ፅቡቅ ሐሳባት አካፊልካና ቀፅለሉ

  • @michaelberhane3074
    @michaelberhane3074 11 วันที่ผ่านมา +2

    ድሩዕ፡ ግን፡ ኣይሞተን፡
    መልሲ፡ ንኣቶ፡ ኢሰያስ፡
    መሃንድስ፡ ነሕናን-ዕላማናን

  • @NahomAmiche
    @NahomAmiche 11 วันที่ผ่านมา

    Nhade program bzuh gize tezeytdegm

  • @user-zf7cz6sp5q
    @user-zf7cz6sp5q 11 วันที่ผ่านมา +3

    አነ ዚግርመኒ ናይ ትግራይ ጥፍአት ዚምነዩ ኤርትራዊያን ወርቂ ኤርትራን ቀይሕ ባሕሪ ኤርትራን እብ ትግራይ ዲዩ ዘሎ ዕሽነት ኤርትራዊያን ሲ ናብ እድገ በቅሊ ተቀይሩ ናታ ጻሕሊ እንዳሐረረ ሲ ጻሕሊ ጎረቤት ተኴዉስ እለሞ ለባማት አነ ግን እብ ኤርትራ ብትሪ ዚወልፎም ሰብ ዚመስሉ የእዱግ ምንባሮም ዘይምፍላጥና እዩ

    • @alemabirhanegebregiorgis4509
      @alemabirhanegebregiorgis4509 11 วันที่ผ่านมา

      Tigray has to be puffer zone of Eritrean and Amhara but pro Italian faciacit supports Eritreans and pro Minilik faciacit supports Amhara particularly few Eliets of Eritreans and majority of Amhara Eliets don't understand the contribution of Tigraians.
      In my conclusion nothing else solution for Tigray people and Eritreans people rather than colabrating and united.
      If we read History Since collapsed Akusumit Kingdom why we are living under dilemma circumstances this is the most important thing for everyone who is concerning about Tigray people and Eritreans people.
      All us one day History would be judge us.
      Please we have to think wisely the reality of Tigray and Eritreans.
      Few Eritreans Eliets and most of Amhara Eliets have to stop spraying contaminated propaganda against innocent people of Tigray as well as have to stop lies and Fantasy life and creating new fabrication lies against innocent people of Tigray.

  • @haileyohannes404
    @haileyohannes404 11 วันที่ผ่านมา +1

    ምስ እዛ ስልጣን ሓድሽ ወለዶ ምምሕልላፍ እትብል ዘረባ፡ ሓንቲ ዛንታ ዘኪረ። "እንዳ ኣእዱግን እንዳ ኣዛብእን ዕርቂ ንግበር ኢሎምሲ፡ እሞ ነቲ በዓል ደኣ መን ሓሪድና ኢና ከነብዕሎ ዝብል ሕቶ ተላዕለ። ሽዑ ሓደ ዒሉ ክሕረድ ወሰኑ ሞ፡ ወዮ ዒሉ ዘይፍትሓዊ ኮይኑ ስለዝረኸቦ፡ " ዋይ ኣነ ዒሉ፡ ንዓለም ስልዖ እኳ ዘየልዓልኩሉ" ኢሉ ሃዲሙ ነብሱ ኣድሓነ።

  • @tsegayZeru-ig1tq
    @tsegayZeru-ig1tq 11 วันที่ผ่านมา +1

    አንታ ለሓሲ ዓሪፍካ ዘይትቕመጥ

  • @user-hm6xy5il2w
    @user-hm6xy5il2w 11 วันที่ผ่านมา +1

    Anbesa amanueal

  • @user-zf7cz6sp5q
    @user-zf7cz6sp5q 11 วันที่ผ่านมา +2

    ሕቶ አለኒ ካብ ዓለም ሚኒስትራታ ጡረታ ከይወጹ ዚቅበሩላ ሀገር መን ኢያ ?

  • @oromoambo2521
    @oromoambo2521 11 วันที่ผ่านมา +1

    ሓያል ሚስጥራዊ ስሚናር ህግደፍ/መንደፍ

  • @kidanekiflezgi1396
    @kidanekiflezgi1396 10 วันที่ผ่านมา

    Zigerm xlale iyu.

  • @Letish190
    @Letish190 11 วันที่ผ่านมา +1

    At the end, TDF won.

  • @godislove6290
    @godislove6290 9 วันที่ผ่านมา

    Entay ybehal ezi kifli halyot weyane.

  • @mulubeiene3583
    @mulubeiene3583 11 วันที่ผ่านมา +1

    እቲ ብጣዕሚ ዘሕዝን እቶም ኣብ ስልጣን ዘለዉን ዝነበሩን ሰበስልጣን ህግደፍ
    ኣንጻር ጠቕሚ ህዝቦም ጥራይ ዘይኮነስ ኣንጻር ጠቕሞምን ድሕነቶምን ዝቃለሱ ሙዃኖም ክርዳኣና ዘይክእል ሕንቅልሕንቅሊተይ ኢዩ።
    ክሳብ ኢሳያስ ዝጉሕፎም ወይ ኣብ ናይ ዘልኣለም ቦታኦም ዘስፍሮም።😢

  • @OgbaiZera
    @OgbaiZera 11 วันที่ผ่านมา +1

    ካብቲ ዝገርመኒ ድክመታት ኤርትራውያን ቁሩብ ኣብ ክንዱ ሃገርን ህዝብን ምሕሳብ ምስ ሓደ ዕዋላ ስርዓት ዘብ ዘብ ምባል ኮይኑ።
    ህግድፍ ብፍላይ እቲ መራሒና ዝብልዎ ብዱዕ፡ ምኩሕ ፡ ዕቡይ ፡ ክናብ፡ ደረቕኛ በጀካ ዕድመ ስልጣኑ ንምሕላው ብህዝቡ ዘይግደስ ኣምሰሉ ምካኑ ዘይምፍላጦም እዩ ዝሕዝነካ።
    ህግድፍ ብስንኪ ድክመትና ክሳብ ሕጂ ኣብ ሰልጣን ኣሎ ምበር፡ በጀጃ ኩናትን ተንኮልን ቂምን ምሕረትን ሕድገትንውን ከም ሰብ ንዘይፈልጥ ክንድዚ ንብስካ ኣትሒትካ ንሸይጣን ምምላክ'ዩ።
    ህዝበይ ኣስተውዕል ይሕሸካ እምቢ እንተልካ መከራ ይምከርካ ክብል እድፈር።
    ህዝቢ ክበራበር እሰባ ካልኦት መሰልታን ሒዝኩሞ ዘለኩም መድብ ምንቕቓሕ ዝንእድን እዩ።
    ኣጆኩም ኣብ ጊንኩም ኣለና ሰዓት ኣኪላቶም ህግድፍ ክጋሓፉ ጥራይ ኣልርዎም።

  • @yashenfalgena6247
    @yashenfalgena6247 10 วันที่ผ่านมา

    Mote zabeyo GANENE ADI HALLO !💔😈🌑

  • @tabay6305
    @tabay6305 11 วันที่ผ่านมา

    ካብ ወግዒ ልዘለለ ኢሳያስ ከምይ እዩ ዝጠፍእ?

  • @mass-media6445
    @mass-media6445 11 วันที่ผ่านมา +1

    ወይ አነ " አበይ እሞ ህዝብ ኤሪትራ ዘይርዶኦ አሽካዕላል ናይ ኢሰያስ ወዲ መድሂን በራድ ብደም ውጹዕ ህዝቢ ኤሪትራ ዝሽቅጥ ዘሎ

  • @teclitdo7dle3fededembaye22
    @teclitdo7dle3fededembaye22 11 วันที่ผ่านมา +1

    አብዛ እዋን ምስ ገበቲ አምሐራ ህግደፍ ሽፍታ ሕጂ ንመጥፍኡ ኢደይኢድካ ንበል ሕጂ እያ ጥፍአቱ ዓቅሚ የብሉን ህግደፍሽፍታ

  • @josephjoseph9440
    @josephjoseph9440 11 วันที่ผ่านมา

    Eritrean border had been delineated, obviously, by Italian colonizers back in 1950,s. Eritrea and Tigray are one the same. Eritrean activists have been brainwashed for such a long time. You need to get out of box. It all about justice.

  • @Tekle-hz8oh
    @Tekle-hz8oh 11 วันที่ผ่านมา

    ኣብይ 666 እዩ :: እንታይ ኣሚንካ ተዛሪብካ :: ኣማኑኤል ኣሰና erit4ኣዊ ድዩ? ዓዲ ዞባ / ከም ብጫ ዓዱ / ዞቡኡ ኣብሻዉል ድዩ?

  • @hayletkle2197
    @hayletkle2197 10 วันที่ผ่านมา

    ኣቱም ሰባት ! ሰብዶ ንባርነት ይብህዩ ፡ ንጥፍ ኣትካ ተዓጢቑ ዝበታተነካ ፡ ዝ ኣስረካ ፡ ዝቐትለካ ፡ ካብ ዓለም ነጺሉ ኣብ ጋብያ ዝ ኣስረካ ፡ ኣብ ጎንኻሎኹ ኢሳያስ ከም ድልየትካ ግበር ዝብል ህዝቢ !

  • @hayletkle2197
    @hayletkle2197 10 วันที่ผ่านมา

    ተጋሩ ኣብ ጉዕዞ ናይ 27 ዓመታት መሪሕነት ህ -ወ - ሓ - ት ዝተራእዩ ድኽመታት ፡ ብምክእ ኣልን ፡ ምጽውዋርን ፡ ኣስተውዒሎም ፡ ውሽጣዊ ፍልልያቶም ካል ኣዊ ብምሃብ ምትዕርራይ ከገብሩ እለዎም እምበር ፡ ግዳይ ተጻባእቲ ክኾኑ የብሎምን ። እቲ ጽቡቕ ነገር ኣብ ጉዕዞ ህወሓት እሂን ሚሂን ናይ ምብህ ሃል ዲሞክራስያዊ ባህሊ ስለ ዘማዕበሉ ፡ ካብ እዋን ገድሊ ጽቡቕ ባይታ ኣንጺፎምዮም ፡ ከምቲ ን አርትራ ሕማቕ ዕድል ኣጋጢሙዋ ዘሎ ብናይ ሓደ ሰብ ርእሲ ትዝወር ስለ ዘይኮኑ ካብ ውድቀት ክትስ ኡ ተኽእሎታት ኣሎ ።

  • @emanuelgebrehiwet1872
    @emanuelgebrehiwet1872 11 วันที่ผ่านมา

    ንወያነ ንምጥፋእ እኳ ኣይኮነን ዕላማኦም ! ዘይዓርፍ ኲናት ንምትካል እዮም ዝጓየዩ።

  • @afewerkemha2894
    @afewerkemha2894 11 วันที่ผ่านมา

    እቲ ንሻዕቢያ ዝቀትል መንሽሮ ናይ ደገ ሓይሊ ዘይኮነ ናይ ባዕሉ ባህሪኡ ኢዩ፣ ጉዳይካ ገዲፍካ ብጉዳይ የጎረቤት ምዝራብ መቐጸልታ ሓሸውየ ሻዕቢያ ኮይኑ ካብ ሞቱ ዘድሕኖ ኣይኮነን።

  • @fesehawold238
    @fesehawold238 11 วันที่ผ่านมา

    Amanuel,
    On April 28, I sent you email. Would you please read it and respond. I know you are busy.

  • @user-qb8nh8id6z
    @user-qb8nh8id6z 10 วันที่ผ่านมา

    thanks Ema

  • @yemanetikabo5419
    @yemanetikabo5419 11 วันที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤