እንታይ እዮም ዝገብሩ ዘለው? መን እዩ ተሓታቲ?
ฝัง
- เผยแพร่เมื่อ 20 ก.ย. 2024
- #tigraybwne
Donate- donorbox.org/a...
To be a member- / axumawia
AMN educates on the Horn of Africa, addressing its history, politics, and socioeconomics, while also advocating for democracy and exposing human rights violations in Tigray, Ethiopia, and Eritrea. Tackling the misinformation and disinformation in the world.
Follow Axumawian Media Network on:-
TH-cam, youtu.be/ @AxumawianMediaNetwork
Twitter- @MediaAxumawian
Instagram - / axumawianmedia
Telegram- t.me/axumawian...
Yemane, your analysis are what we see practically in the ground; Good analysis.
As proud Eritrean, One thing I learned about Ethiopians especially the Tigray group is that, they mentioned Eritrea 🇪🇷 on every discussion , anytime and anywhere.
The reason we talk about Eritrea and Eritreans is you came to my country killed, raped and looted ruined my state Tigray. We are going to shame you as long as you breath and after. I might add that seems you are so ignorant you do not even care for your own brother. Living in a democratic country, but kill your brother because he has a different ideology than yours. You are proud of a country that done Genocide in Tigray. Go figure.
Yemane really logical explanation keep it up
You guys are awesome, good analysis tigry needs more elite like yo.
Thank you AXumawian. Primarily we need to work internally on ourselves,individually and collectively, only then and only then the enemies of Tigray will be defeated. ❤❤
ፅቡቕ ወድዓዊ ሕቶን መልስን ገይርኹም,
ኩሎም ፀገማት ትግራይ አብዚ አልዒልካ አይውዳእን,ግና አድለይትን አገደስትን ዝኾኑ ግና አልዒልኩም ኢኹም,
ፈጣሪ ትግራይ ይሓግዝ።
የማነ 💯👏👏👏👏👏👏
የማነ ናይ በሓቂ በሊሕ ምኽንያታዊ እዩ ትንተናታትካ ፅቡቅ ዝጠቅም እዩ ሰማዒ ግን የለን እቲ ሕመቅ ግን ኣብቶም መራሕቲ ጥራ ዘይኮነስ ኣብ ህዝብና እውን ሽግር ገም ዘሎ ንገረና ዕድሚኡ ሙለእ እዳተጋገየ ሰፍ ዘይብል ዋጋ ዘኽፈለና መሪሕነት ክመርሕ እተሎ ስኺ ኢሉ ዝርኢ !!
ብጣዓሚ ፁቡቅ እቲ ኣብ ባይታ ዘሎ ፀገማት ዝድህስስ እዩ በርቱዑ , ግን ሒዚ እዉን ቀንዲ ፀገማትና ኣብ ባዕልና እዩ ። ኣብ ዉሽጥና ዘለዉ ፀገማትና ብደንቢ ብጥልቀት ክድህሰሱ ኣለዎም, ምኸንያቱ "ሓባኢ ሕማሙ ሓባኢ መዳሓኒቱ" ! እዩ እሞ እዚ ምስተንተና ኢና ናብ መፍተሒ ንኸይድ ዝግበኣና ኢለ ይኣምን ።
ብተወሳኺ ኣብ ዳዊት ገ/ሄር ብደንቢ ክትንተን ኣለዎ እለ ይኣምን , ምኸንያቱ ምስ ፀላኢኻ ዝዓርኸ ወይ ርክብ ዘለዎ ኣካል እቲ ርክብ ቅድመ ኩናትን ድሕረ ኩናትን ምስ ተጋሩ ዘፅነትን ምስ ህልዉና ታሪኻዊ ፀገም ዘለዎ ኣካል ርክብ ንዝገበር እዚ ሰብ አዚ ኣብ ኣመላኻኸታ ወድዓዊ ድሕረ ባይታ ኣብ ናይ ትግራይ ጆኖሳይድ ብ ግደ ዳዊት እንታይ ነይሩ ? ዝጥርጥር ሓሳብ ዘይምልዓልና ክንደየናይ ርግፀኛ ኢና ?
❤❤❤❤❤
ኤርትራ 5 ሚልዮን ኢሳያስ ዘፍረየት ሉኡላዊት ሃገር ኢያ። 5 ሚልዮን ህዝቢ ኤርትራ ምሩጻት ደቁ ከፊሉ ብቅልጽሙ ዘምጽኣ ሃገር ኢያ። ድንቁርና ተጋሩ ብድሕሪ ኢሳያስ እትብል ደርፊ እናደረፉ ክነብሩ ኢዮም።
አክስማውያን፣የቀንየልና፣ብቀዳሞነት፣ደገና፣ቅድሚ፤ምፋዎሱ፣ውሽጥና፣አተሓስባና፣ንፈውስ፣ይብል።
አመኑኒ ብጣዕሚ እየ ዘድንቀኩም ቀፅልሉ።
What about your war crimes in Amhara and Afar Regions don't only blame others if you are for justice
እቲ ኩቡር ፕሬዝዳንትና ምስ ጁንታ ሃደምቲ ተንቤን ቆላ ኣይትሓዉሶ ቆማል ዓጋመ ?እቲ ስእልካ ሳሕሳሕ ጌና ሕነ ኣይፈደናን ንጽበ ኣለና?????!
ስማዕ 25 ዓመት ንድሕሪት ካብኡ ተመሊስካ ተንትን። መዓር ከተልሕስዎ አይጸናሕኩምን ን ህዝቢ ኤርትራ
ፅቡቕ ትንታነ እዩ።
ሓድገት ትግራይን ተጋሩን ዘበላሽዊ ሠባት አይተቅርቡልና።
Please stop 🛑 talking about Eritrea 🇪🇷
Wow Arif srah eyu axumit media keep it up......
ህወሓት ቦኽቢኹ እዩ::ዝመኸነ ዝበልኻያ እውን ሓቂ እዩ ::
ምሽሙሽ እምበር ለክባጥ ጠላም ኢዩ ?? ህወሓት
ብዙሕ ስሚዕታዊ ዝኾነ መግለጺ፡ንድሕሪት ወይ ንጠንቂ ኣብግምት ዘየእተወ።ኩናት ትግራይ ንምትራፍ ዝከኣለሉ ፍጹም ተኽእሎ ኣይነበረን።ብተመሳሳሊ ናይ ዩክረይን።ብዙሓት ሃገራት ወይ ክፋል ሕብረተሰብ ብሄር ንበሎ ዓሌት ንዝወረደን ወራርን ጎበጣን ተቓሊሰን ተዓዊተን እየን ብጀካ ሰወራ ሲርላንካ።ስለዚ ስቕ ኢሎም ዘይተጨቆኑ ዝብል ካብ ተስፋ ቁርጸት ዝብገስ ድኽመት መንፈስ እዩ።ብዛዕባ ስንፍና ህወሓት ቅድሚን ድሕርን ኩናት ርኡይ እዩ።
ኣቶ የማነ ብዛዕባ ዳዊት ትዛረቦ ዘለኻ ጌጋ ርድኢት ኣለካ። ዳዊት ምስ ሻዕብያ ሰላም ፈጢርና ህዝብና ካብ ተወሳኺ ኲናትን ጽንተትን ክነድሕን ንክእል ኢና ዝብል ዝነበረ ቅድሚ እቲ genicidal war እዩ። As if ሐጂ እውን ከምኡ ዝብል ከምዘሎ ኣምሲልካዮ። ጌጋ እዩ። ናይ ኣቶ ዳዊት ሓሳብ እንተዝከውን ነይሩ እዚ ጀኖሳይድ እውን ኣይመጋጠመን ዝብል ርድኢት ኣለኒ። ንኣቶ ዳዊት ዝቃወም ትግራዋይ ሓው መንጀሪኖን ስብሓት ነጋን ምኳኑ ጥራይ እዩ።
Mehawurawi ~ Systemic
መን ኢኹም ንሱኹም አማሪካ ከፈ አልኩም
ዳዊት ተልዑሉ ሕዋሕት እዩ ግደየ ዝሰምዕኩም
የለንንሕዋሕት ከሉ ህዘቢ እዩ
Yemane. Jigna
የማነ ሓለፎም ምስ ኢሰያስ ይሰርሑ ከምዝነበሩን ንህወሓት ከምዝፈላለዩ ኣቶ ዳዊት እንታይ መረጋገፂ ኣሎካ
ቁፅል ትንተና፣ ኣፍልጦ ዘይብልካ ጥር ኢልካ ሰብ ምውንጃል ጌጋ እዩ።
tegaru nmntay nab iertra kthwesu tdelyu tigray ethiopia eyu beti kale nay tgray shgr n50 amet nay americaa barya eyu b kemeysi kab niethiopa ktwequ debrebrhan zbesahkum endegena tederiekum resatat gedifkum hadimkum bsrnay canada hzbi tgray atfikum hijiwn nhzbi aytlekemu barya kab goytu aywesen uyu lemidu uyu ieritrya ayfetwekumn eyu qanqa igrina sle ztezarebe hawi aykonen nabnet germen ms awstriya bqanqa hade iyen yehwat ina ayblun
Unsubsidized too much hate about Eritrea
አቶ ዳዊት ምስ ኢሳያስ ብርግፅ ከምተራኸበነእ ንምንታይ ዕላማ ከ ተራኺቡ እንታይ ጭቡጥ መረዳእታ አለኩም ?
You did not talk about those who are taken by EPlf.
ምነም ትፈልጥወ የለን
ኣበይ ድኣ ኔርኩ ክሳብ ሕጂ ደንጉኩም
ሓቤረታ የማን 100% ጌጋ እዩ ፣ ካብ ጌጋ መረዳእታ ጌጋ ገምጋም ወሪድካ። ርግፀኛ እየ ምስፈለጥካ መልሓስካ ክትሓይኽ ኢኻ።
Hade adi mes Agame 😂😂😂😂 mot yehaysh😂😂😂 komalat agame shegerkum fethu Don't mention eritrea
♦ ኣይተ የማነ ንኣይተ ዳዊት ዝስቕርቦ ዘሎ ከቢድ ክስሲ እንታይ መረዳእታ ሒዙ እዩ? ግደይከ ከም ጋዜጠኛ ስለምንታይ መረዳእታ አይትሓትትን? ኣብይ ከምዝኣሰሮ እርግጸኛ ኣይኾንኩን እንዳበለ ዳዊት ንሓደ ክንፊ ህወሓት ደጊፉ ምስ ኢሳያስ ርክብ ገይሩ ዝብል ዘሎ። ብዝተረፈ ኢሳያስ ጅርኖሳይድ ዝፈጸመን ምሕዝነት ንምፍጣር ዘይእመንን እዩ ንዝበሎ ትኽክል እዩ የማነ።
መንዩ ናእኻ ወኪሊካ ባእልካ ተዋቅዕ ዘለኻ
ሂዝቢ ትግራይ ከማኻ ዘመሱሉ ሩኩሳን መንፈስ አይኪሊን ቆምኢልካ ሕሰበሉ