ขนาดวิดีโอ: 1280 X 720853 X 480640 X 360
แสดงแผงควบคุมโปรแกรมเล่น
เล่นอัตโนมัติ
เล่นใหม่
ሓሳቡኩም ኣብ comment ኣቅምጡለይ ካብ ዓቅመይ ብላዕሊ ስለ ልኮነ ቤተሰብ🙏🙏
Ama gegaka waga yekfleka alo ktkbelo trah eyu zeleka sorry
ትጌጌ አበኹም እዩ ሒዝኩሞም ዘይትኳድ ሰለ ምንታይ ከይድኩም?🥺😏@@WediGere-t7u
ናይ እድካ እያ😂
ተረውኡ እንዶ በሎም ከማካ ኣወዳት እንድዮም ኤማ ❤
ሓቅነት ኣለዎ ድዩ እዚ ወላስ ንዓና ኢኩም ፕራንክ ትገብሩና ዘለኩም ሓቂ እንተ ኮይኑ ንምንታይ ቀረጻ ኣድለየ እዚ ወዲ ሱዳን ፕራንክ እዩ ዝገብረኩም ዘሎ
ወዲ ስዳን ይትኣሰር ልትብሉ ላይክ
Entay geru keser
እወ ይትኣሰር😢
Bejakum Ny Sami Ageb Beliwo
ሕልናኩም ይትኣሰር እንታይ ኣቢሱ
እዚ ሳሚ ዝበሃል ግና ብሕጊ ክታሓዝ አለዎ ትብሉ ላይክ👍👍
እንታይ ገይርኪ
Kehrem alewo tay u hafhaf zebel
@BrhanGebreslasye ዋይ እንታይ ዘይገበረ ጋልኣነስተይቲ ክትኽበር ኣለዋ 😢😢😢😢
@@MaryBeautiful-k8v እሱ ሓቅኪ እንድኪ ትፀገም ግን ናመን ምካኖ ዘይፈለጥና ኣይንፍረድ
ወድስዳን ና ሳሚ ሕርርርር ቦሉ ንሀቡ ኣይትረክብዋይይ😢 ክትቅፎድዋ እክም😢 ሸፋቱ እክም ንስክም ሳሚ ብሕጊ ይታሓዝ ትብሉ 😢😢
ኣረ ልዚ ሳሚ ልበሃል ብሕጊ ክተሓዝ ኣለዎ ወዲ ሱዳንለ ይተኣሰሩ ብግዲ ፍቅሪ ዝብሉ ፈራሩ ባች 😮ሄቡየ ሻኩረይ ተጠንቀቁ 🙏♥️ኤማ ማስረጃ ቪድዮ ስለ ዘሎኩም ብሕጊ ሓዝዎም
ኣታ ንዛ ዋዕሮ ኣይተፈራረሐያ ሳሚ ንሳ እያ ገደልን ሽንጥሮን ዝሓለፈቶ ንዚ ዲዩ ጌጋ እንተ ሃልይዋ ብሕጊ ወድኡ ☝️
ብሓቂ ዝያዳይ ዶሞ ኣጆኩም ደቅነይ❤❤
መን ከምዚ ዓይነት ስራሕ ስርሒ እሎዋ እዩ 😏😣
ዝሓወይ ኩሉ ትግራዋይ እዩ ተጋዲሉ ዓበይቲ ይኩኑ ቆልዑ ብዝኣክሎ ተቃሊሱዩ
ኩሉ ተጋዲሉ እዩ ጌጋኣ ግን መሸፈኒ ተጋደላይ ገይርካ ክሽፈን የብሉን ብገይጋኣ ትውልድ ብጅግንናኣ ትሙጎስ
ቀዳመይ ነገር እዝኦም ብኣልከላውይ ዝበጨጩ እዮሞ ይታኣሰሩ ትብሎ ላይክ ❤❤
ሻኩርና,ሄቡ,ተጠንቀቁልኤማኣይኮነንፈልጦምእዮም😌🙏❤
ብስም ወላድት አምላክ ሳብስክራይብ ግበሩለየ ወላድት አምላክ ሓሳብ ልብኹም አስምራ ስደትኹም ታሕፅረልኹም ዘትሓሰበ እጀራ ይሃቡኹም በዛኹም ከትሓልፉን ጀማርት የ😢 እዝ ዝርእለናዮ ሕማቅ ነገረ አምላክ ከመ በዝሕ አበሳና ዘይ ኾነሰ ከም በዝሕ ምሐረቱ ምሕርተ ያዉርደልና አሜን❤🎉
ገይረልኪ ደምርኒ
Gerelki aleku sle maryam eilki afrihkni eko 😂❤
ገይረልኪ ሓፍተይ እና ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@MaMa-h9t6pደምርኒ ማዓረይ
ደምርኒ ማዓረይ
እቲ ሳሚ ሰዲ ሰነ ስርዓት ዘይብሉ
ሳሚ በርቃቅ ሓፍ ሓፍ ኣይትበል ንዛ ጅግና ዋዕሮ ኣይተፈራረሐያ ሃዳሚ ፍእ ኢዱ ክዓ ሓፍ ሓፍ የብል 😢😮ስርዓት ይሃልካ
ዋይ ሳሚ ዝብሃል ወዲ ግን ናይ መኒኡ ዶንቆሮ እዩ 😮😢😢😢
እንታይ ግሩ ዋ ንሳቶም እዮም ሑለክሳት
እወ ከምኡ እዩ ጀምሮ ዳአም እዙ ጭንቀት ንሻኩር ለዋህለ ከምታ ኸዚ ንስኻ አጨንቅ አቢሎምኻ ዘለዉ እዩም አጭንቅ ዓቅሉ አፅብብ አቢሎሙሉ ዝነበሩ ቀደሙሉ ባዓልኻ ኢኻ ኹሉ ነገሩ ዘራሰንኻዩ አብ ዘይምልከተካ ኢኻ አቲኻ ኤማ ንሻኹር ዕርክነትኹም ክሒድኻ ጅግንነት መሲልካ አብ ሚድያ መፂእኻ እሱን ዘይንሱን ናቱን ዘይናቱን ዝበልኻዩዋ ዝሮ ተቀላጢፊኹም ሰላም ፍጠሩ🙏🙏🙏
ባዕልካ ዘምፃእካዮ እዩ ኤማ😢ናይ ሳሚ ነገር ግን ጉረኛ 😊
እማዋይ ትግበእካ እያ😂😂 ዋግን ተጠንቀቅ ብሕጊ ድለዮ እብ ሂወትካ ሓደጋ ከየብፅሐልካ ወደ ነይ😢❤❤❤❤❤❤❤❤
ትግበአካ እያ ኢማ ሓወይ ማራ ኢካ መናደዲ ግን ንነብስኩ ተጠንቀቁ ይፍክርልኩም ኣለዉ እየም ከምዚ ዝርእየለኩ ስ ነገር እዩ 😢
ሳሚ ልበሃል ብሕጊ ክትሓዝ አወዋ😢ወዲ ሱዳንለ ይተአሰሩ ብግዲ ፍቅረ ዝብሃል እየለ
ትግበኣካ እያ ኣማን 😂😂 ግን ዛሳሚ ኣብዚሓቶ ኤማዋ😮😮
ዋይ እማ ዳግናኻዮ አረ ሳሚ ዱዉሉዎ ገገማ ታእዩ ፊጥ ፊጥ ዉሎ
ወዲ ሱዳን ካብ ንፋስ ትቅይርስ ኣታሓሳስባካ ቀይር
ፅቡቅ ገበርኻ ሳሚ ናኡዱ ረኽቡ ኤማ እድኻ እያ
🎉
Tdf ሓፍትኩም እየ ሳብስክራይብ ግበሩለይ
ኡሹ ደብርኒ ውለክዋ
ይትረፍኪ ሓፍተይ ቪዶኪ ከይራኣዩ ሳብስክራይብ እንተ ጌሮምልኪ ይጎድል እዩ እቲ ዝነበረ
ምስል ሻኩር ሳላም ፍጡሩ ሳሚ ይቅርታ ሕተቱዎም ዛሓወይ ካብ ዓተውኡ እውን ንንኤማ እዮም ናባኡሱኩም ነበሩ ግን ይቅርታ ሕተቱዎም ንሻኩር እና ንሄቡ ዛም ኣሕዋተይ ሰላም እዩ ፁብቅ ብዝሓለፈ ይኣክለና ባዕልካ ንባዕልካ ባኣሲ ፁብቅ ኣይኮነን ኣሕዋተይ ማዓረይ
አነስ ዙ ወዲ ሱዳን ዝባሃል ክፀልኦ😢 ሳሚ ትባሃ ግን አትጭርጭር😡
ናይ ኢድኩም እያ ኢማ ሻኩረይ የዋህ ፍጥረት❤❤❤❤
ኣይ ከርአየካየ ያ የእስርዎ ዛ ቆልዓ ይፍክረላ ኣሎ ሓደራ😢
ዋይ 😂 አሰይ ኢማ ናእድኻ አያ 😂ሮሚ ለ ጨለ ጋቡሩ ኩም 😂 ሻኩረይ ኑፁህ ልብ አዩ ❤ኻኩረይ ❤ይምቻኻ ❤ አወ ከምኡ አዩ ጀምሮ ዳአም አዙ ጭንቀት ንሻኩር ለዋህለ ከምታ ኸዚ ንሰኻ አጨንቅ አቢሎምኻ ዘለው አዩም አጭንቅ አፅብ አቢሎሙሉ ዝነበሩ 😂
ሻኩር እና ሄቡ ተጠቀቁ❤❤❤
ናይ ኢድኹም እዩዋ😢😢 ግን ፈጣሪ ይሓግዝኹም🙏🙏🙏
ካብ መጀመርይኡ እቱ ጌጋ ናትኩም እዩ ኔሩ ንምንታይ ናብ ሓደ ወገን ትሕለቁ 👉ሓሰውቲ ኢኩም ንስኩም ብዙሕ ተባእስዎም ከም ዝነበርኩም ኢና ካብ ወዲ ሱዳንን ሳምን ተዓዚብና ዘለና
ሰላም ኤማ & ሮሚ፡ ኣጆኹም ከምዚ የጋጥም እዩ። ገለ ሰባት እንዳ ሓገዝካዮም ብሰንኪ ዕሽነቶም ኣክንዲ ናይ ዝሓገዝካዮም ዘመስግኑ ከምዚ ይገብሩ እዚ ድማ ከም ምስጋና ሕሰብዎ። ብፍላይ እቲ ሳሚ ዝበሃል ምስ ሰብ ክረዳዳእ ዓቅሚ የብሉን ብጣዕሚ ዓሻ እዩ።
ኤማ ዙሳሚ ዝበሃል ሰብ ሓደገኛ እዩ ሃላይ በጃኩም ተጠንቀቁ ንፖሊስ ኣመልክቱ ወይ እናአካ ጣጣ ታይግበር እግዚኣብሄር ምሳኹም ይኩን ደቅነይ
ሳሚ ወዲ ኣፅቢ ክይኮን ይምችካ ሳሚ ዓይነይ በሎሞ
ሳሚ ግን ጉረኛ እዩ 😂😂😂
ጉልበቱ ከኣምን ማዓት እዩ😂😂😂😂
ዋይ ትዛዊራዶ መፂኣትካ መስቃ ሻኩር ኣውሪዴልካ😢😢😢😢😢😢
ይግበአካ ኢዩ ኤማ ዝብሉዃ ሰብ ግን ነታ ምሳኻ ዘላ ቆልዓ ናብ ፈተና ተእትዋ ኣለኻ ።
ዋይ 😢😢ሓወይ ነብስኩሙ ባዓልትኩሙ ሓልው ግን ቡቤሊስ 😢ኣትሕዙዋሙ ኡዙ ቢድዮ ልቤላዊስ ኣርኢኩሙ 😢
ንመንዮም ዘፈራርሑ ነጃውስ የእስርዎም ብፍላይ እቲ ሓፍ ሓፍ ዝብል ዘሎ ሳሚ ። ማንቲለስያ ዘሊላ ዘሊላ ናብ መሬታ
Haftom Negawis 🤣🤣🇪🇷 Xexebuku Nyaka ❤
ኢማን እማ ትግበአካ እያ😂😂 ግን ዛሳሚ ዝባሃል ሰብ ብሕጊ ይታሓዝ ኣለዎ😢😢😢
ኤማ ብሓቂ ኣብ ሓደ ጽናዕ ኸልባት ኣይትኹን ኣብ ሓቂ ጽናዕ 🙏🏻 ምስቲ ምስቲ ኣይትበል
ሓቅኽ
እዝለ ይንእሰካ ኡዩ ኤማዋ😁😁
ታዩ ሓፍ ሓፍ ትብላ ዛወዲ 😎👊 ኤማ ካብ ጌጋካ ክትመሃር ተስፋ ይገብር ኣብዚ ጉዳይ ዘእቲ እንታይ ነይሩካ ለክዑ 😀 እንተኮነ ኣብጎኒ ዓርክካ ምኮንካ ነይርካ ኣይኮነን ዝም ነይሩ ብዝኮነ ተምሃረሉ ኣይጉዳይካን ነይሩ 🥰
ኢማ ግን ተብሎቅለቕ ኣይተበል ትም ክብረት አዩ ኣብ ኩሉ ትም አንተተብል ኣይምመጸካን ኔሩ 👌🏻👌🏻👌🏻
Sami Tegagina Elomuka Entay Tydeli ! Kabaka Wedi Sudan Yhayshi Kyradadae Yfityn ! Hayli Aysemeaka 🙏🇪🇷
ታይ እዩም ናይ ስብ ኽብሪ ዘይብለም ዋይ ሰብ እኮ ኽቡር እዩ ሰነ ስርዓት ክበሩ 😮❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ትግባኩም እያ ኤማ ስበል ለያቡ☹️
እዚ ሳሚ ዝበሃል ግን ፍጥ ፊጥ ክብል ኤማ ናይ ኢድካ ፀኒሓትካ 😢😢
ዋይ መርገም ባዕልካ ዘምፃእኻዮ መዘዝ እዩ ኢማ😮❤❤❤
ሰላም ኤማ & ሮሚ፡ ኣጆኹም ከምዚ የጋጥም እዩ። ገለ ሰባት እንዳ ሓገዝካዮም ብሰንኪ ዕሽነቶም ኣክንዲ ናይ ዝሓገዝካዮም ዘመስግኑ ከምዚ ይገብሩ እዚ ድማ ከም ምስጋና ሕሰብዎ።
ኣብደይ ይምልከታካያ ኡኡኡኡ ታሕፍርባ ዋይዋይ እነአኻ ባዕኻ ውርደት🤣🤣
ዛሓወይ ቀልጥፍካ እኻ ምኽንያት ንሱኹም ናትኹም እኸም ትፎልጡ ዕርቅ ነንበይንኻ ዝባሃል ይለን መሰለን ንሱኹም ታዓርቁም እቶም ምስ ቻኩር ዝነቦሩ ኣወዳት ከም ሳሚ መን ይዓርቆም ኣሕዋት አስተውዑሉ ኩሉ ፋሚሊ ካኣቱ ኣሎ ካብኡ ሓሊፉ ግን ናብ ሂወት ምሕላፍ ካይትቦጽሑ ናኩሉኹም ሰድራቤት እንተ ታዓርቁ ግን ሙሉእ ዕርቂ ይኸውን ንኹሉ ታዓዛባይ ካኣ ሰላም ትብዎ ዞምኣሕዋተይ ❤❤❤
እዚ ሳሚ ዝባሃል ደነዝ ደንቆሮ ብሕጊ ኽታሓዝ አለዎ ምንም አይጥፋእኹምን አማንን ሮማንን አይተጋገኹምን ሕዚ 👌👌👌👌
የውርደልኩም ኣሕሊፍኩም ልሃብክምዎም ነበርኩም ልሻኩርን ንሄቡን 😂😂😂😂😂😂
ዋይ ኤማ ባዕልኻ ዳሙፅኦኻያ ጣጣይኡ አቲ ሳም ግን ገገማ አዩ😢😢
ኤማየ ዓቃል ኣጆካ🙏ንሳትም ግን ገደል ይእተዉ ኣይትገደስለም ገገማታት😢
ኣታ ሓደ ተባዕ ተሳእኑ ኖዚኦም ስድታት ዘጽሎም ዝጸፍዖም ኣጆካ ኣይትፍራሕ ተሓቅካ በሎ ኣንጽሎ እዛ ሓፍትና ከኣ ብጣሚ ኢያ ኣደግጻትኒ ንኩትኦም ከተእስርዎም ኣሎኩም ደሓር ከኣ በይንኩም ኣይትኪዱ ገሊኦም ተባዓት ሕዝኩም ኪዱ እዚኦም ክብረት ይብሎምን ምዝባጥ ኢዩ ፈውሶም ዘየክብርካ ተሓቅካ ትጾፍዖም ኢኻ
ወድሰዶን ናሳሚ ብሕጊ ይታሓዝ😢😢😢😢😢😢😢
ንዋዕሮ ከምኡ ኢልካ ክተፍራራሓ እይትክእልን ቡሽቡሽ ጥራጢ😢😢
እማ እድካ እየ 😢
እዚ ሳሚ ወዲሱዳን ዝባሃል ደንቆሮ ወዲ ሰብ ብምፍርራሕ ኽነብር ዝመሰሎ ደነዝ ብሕጊ ኽማር ዝግቦኦ ወዲኒ እዩ ንባዕሉ ታይ ይምልከቶ ታዓሪኩም ኢልካ ዓበድበድ 👌👌👌
ኣቶም ሰብ ድራማ እዩ😢
ግና ሽጣሪ እያ ትኽውን ሙሴዋይ @ሄቡ ተጠንቀቁ❤
ኢማ ሓወይ ሮሚ ሓፊተይ ኣይዞኹም ኣቲ ወዲ ሱዳን ድብሃል ግን ታይ ዓይነት ሰብ እዩ ሓደ ሰብ ፅብቕ ድገበረ ፅብቕ ኣይምሎሶን ስለዝ ኢማ ና ሮሚ ድፅብቕ ስለ ድጎቦሩኹሞ ኣይትጮኖቑ ወዲ ሱዳን እና ሳሚ ግን ናይባዕሎ ጉዳዮም እሳቱኹም ብቻ ምስሊ ባዓል ቻኩር ፍቅሩኹም ከምናይ ቀደምኹም❤❤❤
ሳሚ ግን ኣይትስጠጥ😮እዛ ጅግና ዋዕሮ ግን ያፋራራሓሎ😢
ኣታ ሳሚልብልካ ክሳዱ ቆሪፅካ መሕረኢኡ ማኮ ኢካ ጃጉሊት😢😢
Sami ግን ክሊተ boxes ይግበኦ ነይሩ ከም መዓሊታ ዝኣከለት ደሪሆ የንገፊግፊ ኣሎ ንማነኛው ፊቃደኛ እንተኮይኑ ናባይ ለኣኩዋ ፂቡቅ ገይረ ከረዲኦ እየ ፀገም የለን ምስ ወዲ sudan ይሚፃእ❤
ተመስገን ዙbuster back fire🔥
እዚ ሳሚ ዝበሃል ብሕጊ ይተሓዝ ታይ ዓይነት ሰብ እዩ ብሓይሉ ዝተኣማመን ብሕጊ ይተሓዝ 😢😢😢
ል ሳሚ ክቃትሎ ክንደይ ቅርሺ ትካፍለኒ ብውሽጢ ፃሓፈለይ
ኣይ ስቅ በሉ ደማሙ🤫🤫😁 ወዲ ሰዳን ኣጀኻ ፈጣሪ ኣሎ😢😢
እማ ግን ድመፀ ይምፃእ ንሻኩር ከይትክሕዶ ትብሉ👍👍❤
ታማ ወድ ሱዳን ተገልቢጡዎ ንኤማ😢 ኡውይ ዝሳሚ ዝባሃል ወዲ😮😐
ኢማ ግና ንምንታይ ወዲ ሱዳን ይቅሪታ ኢሉ ገይሹ እዩ ዘሎ ዝበልካ ትስሓና ኢሚ 😢😢😢
እዚ ፊሊሚ ኣይ ተወድአን ድዩ ብኽፋል እባ ግበሩልና ኽርዳና
ዋይ እዞ ሳሙ ገና ሓዊ ዩኡ ዱቁስቁስ 😢😢😢😢 አምላኬ ልቡና ይሃብካ😢😢
አሰይ ዕልልልል ኤሜ ሓሻዉቲ ኢኩም አሺ አንካዕ ተገልበጥ ኩም ካሕዳማት ኢኩም ለዕርክትኩም ኪሒድኩም ጅግንነት ልሰራሕኩም መሲልኩም ሮሚ ገታር መሰቃኣ የዉርደልኪ ፈጣረ 😢😢😢😅😅
ኤማ ናይ ኢድካ ኢኻ ረኺብካ ሳሚ ግን ዝተነፈሐ ጎማ ዘተንፍሶ ዶ የለን ባእእእ ትሑት 😮
ናብ ሕጊይ ኣቅርብዋ ንሳሚ ብዝኮነ ኣምላክ ምፍትሒይ ያውርደልኩም ጭንቂ
እሰይይ ሳምሲ ይመቸዮ ብስሩ👊
ኣማነይ ኣጀካ ፀላኢካ ሕንቅ ይበል በይንካ ከይትሮክቦም ኣጀኪ ንስክውን ሮሚ ❤👏🏾ትሳሚ ግን ክንደይ ይጀሃር ሑሙም ድዩ 😢😮😂🤣🤣🤣🤣🙌
I hope Ema you learned your lesson..
Nay edika rekybka emway😢😢😢😢
እሰይ ብስሩ ይግበአኩም እዩ ንዓኩም ገና ብዙሕ ሕማቅ ናሰራሕኩም ከም ዝነበርኩም ዝረድእ መቅፃዕቲ ክበፅሐኩም እዩ ሳሚ ጅግና ይመችዮ ብስሩ😂😂😂😂😂
ሳሓና ዳኣም ከማኣእያ ትገብሮ ነበርካ ንሻክር ዋይ ህካት👍👍😏
ብሓይሊ ፍቅሪ ዝባሃል ነገር የለን ዋወድ ሱዳን ርእሲ እንተልእካ ብሓሳብ ተረዳዳእ ዋሳሚ ሓሰማ ብላዕ ዋኢነይ ንጋል ኣነስተይቲ ኣይትፈክር
ኢማ በል ኢድካ እያ ወሽራኪ ንዓርክካ ኣሕሊፍካ ትህብ😢😢😢😢😢
😢😢😢😢😢
Those are street men Ema you shouldn’t take side with those men to begin.. you shouldn’t betrayed your friend shakur from the beginning..
ሳሚ ልቢ ገብር ዝሓውይ 😢😢
ኣረ ዝ ሳሚኤል ዝበሃል ሰብ ናብ ገልኡ ኣርሕቅዎ
ወዲ ሱዳን &ሳሚ ይሞችኹም😂😂🎉❤❤
አይ ስብ ሓስድ 😢 ልምንታይ ግን 🤔🥲🥲
ኢድካ እያ ኤማ መን ለካዕካዕ በል እልካ ካብ ዓተውኡ😂😂😂
ኤማ ግን ሓሻዊ እካ ለካዕካዕ ናበልካ ክለክዕካ እዮም እኘካ ፅፋዕ ነገር😂😂😂😊
ማሓዙቱኩም ምእቲ ሃገሮም ፈቀዱ በረካታት ገርተት የቡሉ ንስኩም ለ ብዘይ ረብሕ 😏ምሕዘኖ? ተከኢሉኩም ነቶም ጀጋኑ አሕዋትኩም ሓግዙ አይኮነን ዓሪፉኹም ተቀመጡ 😏 ንሕና ሰላም ኮነ ንክንነብር ዮ ሂወቱም ዘሃቡና አሕዋትና🥺
እሰይ ኢማ እንቃዕ ተገልበጡካ ሓሳዊ ዓንተውኡ ንስኩም ኣባኢስክምዎም
አና ማ ደስ አይበለትንይ ፀንሓ 😢😢
ናእድካ እያ አማን ኣሕሰን😂
ንዛዋዕሮ ገለ ከይትብልዎ ደቂ ኣእዱግ 😢😢😢
አሰይ አማ ባዕልኻ ኣትኻያ ስርዓት ዘይብሎም ሰባት ብሕጊ ይትሓዙ😮
ኤማ ናኢድካ ረኪብካ ።ጊን ታዓረቁ❤
Ema Entay gedishka Siq zeytbel gudayom belom yfthwo kab siq elka txiref nsja n xibuq zhasebkayo nsom gen Edkan Egrkan hizka siq bel kab kndizi gifi 😢🙇❤🎉🎉❤🎉
ሳሚ እንአኳ ባሽባሽ እካ እሺ እሕትና እዪ ፅብቅ😢😢😢😢😢😢
ሓሳቡኩም ኣብ comment ኣቅምጡለይ ካብ ዓቅመይ ብላዕሊ ስለ ልኮነ ቤተሰብ🙏🙏
Ama gegaka waga yekfleka alo ktkbelo trah eyu zeleka sorry
ትጌጌ አበኹም እዩ ሒዝኩሞም ዘይትኳድ ሰለ ምንታይ ከይድኩም?🥺😏@@WediGere-t7u
ናይ እድካ እያ😂
ተረውኡ እንዶ በሎም ከማካ ኣወዳት እንድዮም ኤማ ❤
ሓቅነት ኣለዎ ድዩ እዚ ወላስ ንዓና ኢኩም ፕራንክ ትገብሩና ዘለኩም ሓቂ እንተ ኮይኑ ንምንታይ ቀረጻ ኣድለየ እዚ ወዲ ሱዳን ፕራንክ እዩ ዝገብረኩም ዘሎ
ወዲ ስዳን ይትኣሰር ልትብሉ ላይክ
Entay geru keser
እወ ይትኣሰር😢
Bejakum Ny Sami Ageb Beliwo
ሕልናኩም ይትኣሰር እንታይ ኣቢሱ
እዚ ሳሚ ዝበሃል ግና ብሕጊ ክታሓዝ አለዎ ትብሉ ላይክ👍👍
እንታይ ገይርኪ
Kehrem alewo tay u hafhaf zebel
@BrhanGebreslasye ዋይ እንታይ ዘይገበረ ጋልኣነስተይቲ ክትኽበር ኣለዋ 😢😢😢😢
@@MaryBeautiful-k8v እሱ ሓቅኪ እንድኪ ትፀገም ግን ናመን ምካኖ ዘይፈለጥና ኣይንፍረድ
ወድስዳን ና ሳሚ ሕርርርር ቦሉ ንሀቡ ኣይትረክብዋይይ😢 ክትቅፎድዋ እክም😢 ሸፋቱ እክም ንስክም ሳሚ ብሕጊ ይታሓዝ ትብሉ 😢😢
ኣረ ልዚ ሳሚ ልበሃል ብሕጊ ክተሓዝ ኣለዎ ወዲ ሱዳንለ ይተኣሰሩ ብግዲ ፍቅሪ ዝብሉ ፈራሩ ባች 😮ሄቡየ ሻኩረይ ተጠንቀቁ 🙏♥️ኤማ ማስረጃ ቪድዮ ስለ ዘሎኩም ብሕጊ ሓዝዎም
ኣታ ንዛ ዋዕሮ ኣይተፈራረሐያ ሳሚ ንሳ እያ ገደልን ሽንጥሮን ዝሓለፈቶ ንዚ ዲዩ ጌጋ እንተ ሃልይዋ ብሕጊ ወድኡ ☝️
ብሓቂ ዝያዳይ ዶሞ ኣጆኩም ደቅነይ❤❤
መን ከምዚ ዓይነት ስራሕ ስርሒ እሎዋ እዩ 😏😣
ዝሓወይ ኩሉ ትግራዋይ እዩ ተጋዲሉ ዓበይቲ ይኩኑ ቆልዑ ብዝኣክሎ ተቃሊሱዩ
ኩሉ ተጋዲሉ እዩ ጌጋኣ ግን መሸፈኒ ተጋደላይ ገይርካ ክሽፈን የብሉን ብገይጋኣ ትውልድ ብጅግንናኣ ትሙጎስ
ቀዳመይ ነገር እዝኦም ብኣልከላውይ ዝበጨጩ እዮሞ ይታኣሰሩ ትብሎ ላይክ ❤❤
ሻኩርና,ሄቡ,ተጠንቀቁ
ልኤማኣይኮነን
ፈልጦምእዮም😌🙏❤
ብስም ወላድት አምላክ ሳብስክራይብ ግበሩለየ ወላድት አምላክ ሓሳብ ልብኹም አስምራ ስደትኹም ታሕፅረልኹም ዘትሓሰበ እጀራ ይሃቡኹም በዛኹም ከትሓልፉን ጀማርት የ😢 እዝ ዝርእለናዮ ሕማቅ ነገረ አምላክ ከመ በዝሕ አበሳና ዘይ ኾነሰ ከም በዝሕ ምሐረቱ ምሕርተ ያዉርደልና አሜን❤🎉
ገይረልኪ ደምርኒ
Gerelki aleku sle maryam eilki afrihkni eko 😂❤
ገይረልኪ ሓፍተይ እና ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@MaMa-h9t6pደምርኒ ማዓረይ
ደምርኒ ማዓረይ
እቲ ሳሚ ሰዲ ሰነ ስርዓት ዘይብሉ
ሳሚ በርቃቅ ሓፍ ሓፍ ኣይትበል ንዛ ጅግና ዋዕሮ ኣይተፈራረሐያ ሃዳሚ ፍእ ኢዱ ክዓ ሓፍ ሓፍ የብል 😢😮ስርዓት ይሃልካ
ዋይ ሳሚ ዝብሃል ወዲ ግን ናይ መኒኡ ዶንቆሮ እዩ 😮😢😢😢
እንታይ ግሩ ዋ ንሳቶም እዮም ሑለክሳት
እወ ከምኡ እዩ ጀምሮ ዳአም እዙ ጭንቀት ንሻኩር ለዋህለ ከምታ ኸዚ ንስኻ አጨንቅ አቢሎምኻ ዘለዉ እዩም አጭንቅ ዓቅሉ አፅብብ አቢሎሙሉ ዝነበሩ ቀደሙሉ ባዓልኻ ኢኻ ኹሉ ነገሩ ዘራሰንኻዩ አብ ዘይምልከተካ ኢኻ
አቲኻ ኤማ ንሻኹር ዕርክነትኹም ክሒድኻ ጅግንነት መሲልካ አብ ሚድያ መፂእኻ እሱን ዘይንሱን ናቱን ዘይናቱን ዝበልኻዩዋ ዝሮ ተቀላጢፊኹም ሰላም ፍጠሩ🙏🙏🙏
ባዕልካ ዘምፃእካዮ እዩ ኤማ😢ናይ ሳሚ ነገር ግን ጉረኛ 😊
እማዋይ ትግበእካ እያ😂😂 ዋግን ተጠንቀቅ ብሕጊ ድለዮ እብ ሂወትካ ሓደጋ ከየብፅሐልካ ወደ ነይ😢❤❤❤❤❤❤❤❤
ትግበአካ እያ ኢማ ሓወይ ማራ ኢካ መናደዲ ግን ንነብስኩ ተጠንቀቁ ይፍክርልኩም ኣለዉ እየም ከምዚ ዝርእየለኩ ስ ነገር እዩ 😢
ሳሚ ልበሃል ብሕጊ ክትሓዝ አወዋ😢ወዲ ሱዳንለ ይተአሰሩ ብግዲ ፍቅረ ዝብሃል እየለ
ትግበኣካ እያ ኣማን 😂😂 ግን ዛሳሚ ኣብዚሓቶ ኤማዋ😮😮
ዋይ እማ ዳግናኻዮ አረ ሳሚ ዱዉሉዎ ገገማ ታእዩ ፊጥ ፊጥ ዉሎ
ወዲ ሱዳን ካብ ንፋስ ትቅይርስ ኣታሓሳስባካ ቀይር
ፅቡቅ ገበርኻ ሳሚ ናኡዱ ረኽቡ ኤማ እድኻ እያ
🎉
Tdf ሓፍትኩም እየ ሳብስክራይብ ግበሩለይ
ኡሹ ደብርኒ ውለክዋ
ይትረፍኪ ሓፍተይ ቪዶኪ ከይራኣዩ ሳብስክራይብ እንተ ጌሮምልኪ ይጎድል እዩ እቲ ዝነበረ
ምስል ሻኩር ሳላም ፍጡሩ ሳሚ ይቅርታ ሕተቱዎም ዛሓወይ ካብ ዓተውኡ እውን ንንኤማ እዮም ናባኡሱኩም ነበሩ ግን ይቅርታ ሕተቱዎም ንሻኩር እና ንሄቡ ዛም ኣሕዋተይ ሰላም እዩ ፁብቅ ብዝሓለፈ ይኣክለና ባዕልካ ንባዕልካ ባኣሲ ፁብቅ ኣይኮነን ኣሕዋተይ ማዓረይ
አነስ ዙ ወዲ ሱዳን ዝባሃል ክፀልኦ😢 ሳሚ ትባሃ ግን አትጭርጭር😡
ናይ ኢድኩም እያ ኢማ ሻኩረይ የዋህ ፍጥረት❤❤❤❤
ኣይ ከርአየካየ ያ የእስርዎ ዛ ቆልዓ ይፍክረላ ኣሎ ሓደራ😢
ዋይ 😂 አሰይ ኢማ ናእድኻ አያ 😂ሮሚ ለ ጨለ ጋቡሩ ኩም 😂 ሻኩረይ ኑፁህ ልብ አዩ ❤ኻኩረይ ❤ይምቻኻ ❤ አወ ከምኡ አዩ ጀምሮ ዳአም አዙ ጭንቀት ንሻኩር ለዋህለ ከምታ ኸዚ ንሰኻ አጨንቅ አቢሎምኻ ዘለው አዩም አጭንቅ አፅብ አቢሎሙሉ ዝነበሩ 😂
ሻኩር እና ሄቡ ተጠቀቁ❤❤❤
ናይ ኢድኹም እዩዋ😢😢 ግን ፈጣሪ ይሓግዝኹም🙏🙏🙏
ካብ መጀመርይኡ እቱ ጌጋ ናትኩም እዩ ኔሩ ንምንታይ ናብ ሓደ ወገን ትሕለቁ 👉ሓሰውቲ ኢኩም ንስኩም ብዙሕ ተባእስዎም ከም ዝነበርኩም ኢና ካብ ወዲ ሱዳንን ሳምን ተዓዚብና ዘለና
ሰላም ኤማ & ሮሚ፡ ኣጆኹም ከምዚ የጋጥም እዩ። ገለ ሰባት እንዳ ሓገዝካዮም ብሰንኪ ዕሽነቶም ኣክንዲ ናይ ዝሓገዝካዮም ዘመስግኑ ከምዚ ይገብሩ እዚ ድማ ከም ምስጋና ሕሰብዎ። ብፍላይ እቲ ሳሚ ዝበሃል ምስ ሰብ ክረዳዳእ ዓቅሚ የብሉን ብጣዕሚ ዓሻ እዩ።
ኤማ ዙሳሚ ዝበሃል ሰብ ሓደገኛ እዩ ሃላይ በጃኩም ተጠንቀቁ ንፖሊስ ኣመልክቱ ወይ እናአካ ጣጣ ታይግበር እግዚኣብሄር ምሳኹም ይኩን ደቅነይ
ሳሚ ወዲ ኣፅቢ ክይኮን ይምችካ ሳሚ ዓይነይ በሎሞ
ሳሚ ግን ጉረኛ እዩ 😂😂😂
ጉልበቱ ከኣምን ማዓት እዩ😂😂😂😂
ዋይ ትዛዊራዶ መፂኣትካ መስቃ ሻኩር ኣውሪዴልካ😢😢😢😢😢😢
ይግበአካ ኢዩ ኤማ ዝብሉዃ ሰብ
ግን ነታ ምሳኻ ዘላ ቆልዓ ናብ ፈተና ተእትዋ ኣለኻ ።
ዋይ 😢😢ሓወይ ነብስኩሙ ባዓልትኩሙ ሓልው ግን ቡቤሊስ 😢ኣትሕዙዋሙ ኡዙ ቢድዮ ልቤላዊስ ኣርኢኩሙ 😢
ንመንዮም ዘፈራርሑ ነጃውስ የእስርዎም ብፍላይ እቲ ሓፍ ሓፍ ዝብል ዘሎ ሳሚ ። ማንቲለስያ ዘሊላ ዘሊላ ናብ መሬታ
Haftom Negawis 🤣🤣🇪🇷 Xexebuku Nyaka ❤
ኢማን እማ ትግበአካ እያ😂😂 ግን ዛሳሚ ዝባሃል ሰብ ብሕጊ ይታሓዝ ኣለዎ😢😢😢
ኤማ ብሓቂ ኣብ ሓደ ጽናዕ ኸልባት ኣይትኹን ኣብ ሓቂ ጽናዕ 🙏🏻 ምስቲ ምስቲ ኣይትበል
ሓቅኽ
እዝለ ይንእሰካ ኡዩ ኤማዋ😁😁
ታዩ ሓፍ ሓፍ ትብላ ዛወዲ 😎👊 ኤማ ካብ ጌጋካ ክትመሃር ተስፋ ይገብር ኣብዚ ጉዳይ ዘእቲ እንታይ ነይሩካ ለክዑ 😀 እንተኮነ ኣብጎኒ ዓርክካ ምኮንካ ነይርካ ኣይኮነን ዝም ነይሩ ብዝኮነ ተምሃረሉ ኣይጉዳይካን ነይሩ 🥰
ኢማ ግን ተብሎቅለቕ ኣይተበል ትም ክብረት አዩ ኣብ ኩሉ ትም አንተተብል ኣይምመጸካን ኔሩ 👌🏻👌🏻👌🏻
Sami Tegagina Elomuka Entay Tydeli ! Kabaka Wedi Sudan Yhayshi Kyradadae Yfityn ! Hayli Aysemeaka 🙏🇪🇷
ታይ እዩም ናይ ስብ ኽብሪ ዘይብለም ዋይ ሰብ እኮ ኽቡር እዩ ሰነ ስርዓት ክበሩ 😮❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ትግባኩም እያ ኤማ ስበል ለያቡ☹️
እዚ ሳሚ ዝበሃል ግን ፍጥ ፊጥ ክብል ኤማ ናይ ኢድካ ፀኒሓትካ 😢😢
ዋይ መርገም ባዕልካ ዘምፃእኻዮ መዘዝ እዩ ኢማ😮❤❤❤
ሰላም ኤማ & ሮሚ፡ ኣጆኹም ከምዚ የጋጥም እዩ። ገለ ሰባት እንዳ ሓገዝካዮም ብሰንኪ ዕሽነቶም ኣክንዲ ናይ ዝሓገዝካዮም ዘመስግኑ ከምዚ ይገብሩ እዚ ድማ ከም ምስጋና ሕሰብዎ።
ኣብደይ ይምልከታካያ ኡኡኡኡ ታሕፍርባ ዋይዋይ እነአኻ ባዕኻ ውርደት🤣🤣
ዛሓወይ ቀልጥፍካ እኻ ምኽንያት ንሱኹም ናትኹም እኸም ትፎልጡ ዕርቅ ነንበይንኻ ዝባሃል ይለን መሰለን ንሱኹም ታዓርቁም እቶም ምስ ቻኩር ዝነቦሩ ኣወዳት ከም ሳሚ መን ይዓርቆም ኣሕዋት አስተውዑሉ ኩሉ ፋሚሊ ካኣቱ ኣሎ ካብኡ ሓሊፉ ግን ናብ ሂወት ምሕላፍ ካይትቦጽሑ ናኩሉኹም ሰድራቤት እንተ ታዓርቁ ግን ሙሉእ ዕርቂ ይኸውን ንኹሉ ታዓዛባይ ካኣ ሰላም ትብዎ ዞምኣሕዋተይ ❤❤❤
እዚ ሳሚ ዝባሃል ደነዝ ደንቆሮ ብሕጊ ኽታሓዝ አለዎ ምንም አይጥፋእኹምን አማንን ሮማንን አይተጋገኹምን ሕዚ 👌👌👌👌
የውርደልኩም ኣሕሊፍኩም ልሃብክምዎም ነበርኩም ልሻኩርን ንሄቡን 😂😂😂😂😂😂
ዋይ ኤማ ባዕልኻ ዳሙፅኦኻያ ጣጣይኡ አቲ ሳም ግን ገገማ አዩ😢😢
ኤማየ ዓቃል ኣጆካ🙏ንሳትም ግን ገደል ይእተዉ ኣይትገደስለም ገገማታት😢
ኣታ ሓደ ተባዕ ተሳእኑ ኖዚኦም ስድታት ዘጽሎም ዝጸፍዖም ኣጆካ ኣይትፍራሕ ተሓቅካ በሎ ኣንጽሎ እዛ ሓፍትና ከኣ ብጣሚ ኢያ ኣደግጻትኒ ንኩትኦም ከተእስርዎም ኣሎኩም ደሓር ከኣ በይንኩም ኣይትኪዱ ገሊኦም ተባዓት ሕዝኩም ኪዱ እዚኦም ክብረት ይብሎምን ምዝባጥ ኢዩ ፈውሶም ዘየክብርካ ተሓቅካ ትጾፍዖም ኢኻ
ወድሰዶን ናሳሚ ብሕጊ ይታሓዝ😢😢😢😢😢😢😢
ንዋዕሮ ከምኡ ኢልካ ክተፍራራሓ እይትክእልን ቡሽቡሽ ጥራጢ😢😢
እማ እድካ እየ 😢
እዚ ሳሚ ወዲሱዳን ዝባሃል ደንቆሮ ወዲ ሰብ ብምፍርራሕ ኽነብር ዝመሰሎ ደነዝ ብሕጊ ኽማር ዝግቦኦ ወዲኒ እዩ ንባዕሉ ታይ ይምልከቶ ታዓሪኩም ኢልካ ዓበድበድ 👌👌👌
ኣቶም ሰብ ድራማ እዩ😢
ግና ሽጣሪ እያ ትኽውን ሙሴዋይ @ሄቡ ተጠንቀቁ❤
ኢማ ሓወይ ሮሚ ሓፊተይ ኣይዞኹም ኣቲ ወዲ ሱዳን ድብሃል ግን ታይ ዓይነት ሰብ እዩ ሓደ ሰብ ፅብቕ ድገበረ ፅብቕ ኣይምሎሶን ስለዝ ኢማ ና ሮሚ ድፅብቕ ስለ ድጎቦሩኹሞ ኣይትጮኖቑ ወዲ ሱዳን እና ሳሚ ግን ናይባዕሎ ጉዳዮም እሳቱኹም ብቻ ምስሊ ባዓል ቻኩር ፍቅሩኹም ከምናይ ቀደምኹም❤❤❤
ሳሚ ግን ኣይትስጠጥ😮እዛ ጅግና ዋዕሮ ግን ያፋራራሓሎ😢
ኣታ ሳሚልብልካ ክሳዱ ቆሪፅካ መሕረኢኡ ማኮ ኢካ ጃጉሊት😢😢
Sami ግን ክሊተ boxes ይግበኦ ነይሩ ከም መዓሊታ ዝኣከለት ደሪሆ የንገፊግፊ ኣሎ
ንማነኛው ፊቃደኛ እንተኮይኑ ናባይ ለኣኩዋ ፂቡቅ ገይረ ከረዲኦ እየ ፀገም የለን ምስ ወዲ sudan ይሚፃእ❤
ተመስገን ዙbuster back fire🔥
እዚ ሳሚ ዝበሃል ብሕጊ ይተሓዝ ታይ ዓይነት ሰብ እዩ ብሓይሉ ዝተኣማመን ብሕጊ ይተሓዝ 😢😢😢
ል ሳሚ ክቃትሎ ክንደይ ቅርሺ ትካፍለኒ ብውሽጢ ፃሓፈለይ
ኣይ ስቅ በሉ ደማሙ🤫🤫😁 ወዲ ሰዳን ኣጀኻ ፈጣሪ ኣሎ😢😢
እማ ግን ድመፀ ይምፃእ ንሻኩር ከይትክሕዶ ትብሉ👍👍❤
ታማ ወድ ሱዳን ተገልቢጡዎ ንኤማ😢
ኡውይ ዝሳሚ ዝባሃል ወዲ😮😐
ኢማ ግና ንምንታይ ወዲ ሱዳን ይቅሪታ ኢሉ ገይሹ እዩ ዘሎ ዝበልካ ትስሓና ኢሚ 😢😢😢
እዚ ፊሊሚ ኣይ ተወድአን ድዩ ብኽፋል እባ ግበሩልና ኽርዳና
ዋይ እዞ ሳሙ ገና ሓዊ ዩኡ ዱቁስቁስ 😢😢😢😢 አምላኬ ልቡና ይሃብካ😢😢
አሰይ ዕልልልል ኤሜ ሓሻዉቲ ኢኩም አሺ አንካዕ ተገልበጥ ኩም ካሕዳማት ኢኩም ለዕርክትኩም ኪሒድኩም ጅግንነት ልሰራሕኩም መሲልኩም ሮሚ ገታር መሰቃኣ የዉርደልኪ ፈጣረ 😢😢😢😅😅
ኤማ ናይ ኢድካ ኢኻ ረኺብካ
ሳሚ ግን ዝተነፈሐ ጎማ ዘተንፍሶ ዶ የለን ባእእእ ትሑት 😮
ናብ ሕጊይ ኣቅርብዋ ንሳሚ ብዝኮነ ኣምላክ ምፍትሒይ ያውርደልኩም ጭንቂ
እሰይይ ሳምሲ ይመቸዮ ብስሩ👊
ኣማነይ ኣጀካ ፀላኢካ ሕንቅ ይበል በይንካ ከይትሮክቦም ኣጀኪ ንስክውን ሮሚ ❤👏🏾ትሳሚ ግን ክንደይ ይጀሃር ሑሙም ድዩ 😢😮😂🤣🤣🤣🤣🙌
I hope Ema you learned your lesson..
Nay edika rekybka emway😢😢😢😢
እሰይ ብስሩ ይግበአኩም እዩ ንዓኩም ገና ብዙሕ ሕማቅ ናሰራሕኩም ከም ዝነበርኩም ዝረድእ መቅፃዕቲ ክበፅሐኩም እዩ ሳሚ ጅግና ይመችዮ ብስሩ😂😂😂😂😂
ሳሓና ዳኣም ከማኣእያ ትገብሮ ነበርካ ንሻክር ዋይ ህካት👍👍😏
ብሓይሊ ፍቅሪ ዝባሃል ነገር የለን ዋ
ወድ ሱዳን ርእሲ እንተልእካ ብሓሳብ ተረዳዳእ ዋ
ሳሚ ሓሰማ ብላዕ ዋኢነይ ንጋል ኣነስተይቲ ኣይትፈክር