መርዓ ፍቅረይ ኣዝዩ ጎዲኡኒ😱ብድክነተይ ፍቅረይ ተመንጢለ ምንባር ኣፅሊኡኒ😭

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 18 ม.ค. 2025

ความคิดเห็น • 192

  • @amantube28
    @amantube28  3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +31

    ቤተሰብ መን እዩ በደለኛ 🙏🙏

    • @weyni12tube
      @weyni12tube 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ኣነ ክክክክ

    • @تينبوب
      @تينبوب 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      😂😂😂😂​@@weyni12tube

    • @ቲጂጓልተዋህዶTijiGalTewahdo
      @ቲጂጓልተዋህዶTijiGalTewahdo 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

      ኣይትፍረድ እዩ ልብል ኣምላክና ላኣና ፍረዱ ኣይትበለና ብናማትና ሓጥያት ኣይተኣትወና ወሪድናዶ😮😢😢😮😮😮😮

    • @nahomhaile3012
      @nahomhaile3012 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

      ኤማ ዓርከይ አዚኣ ሳክት ቆልዓ ዪ ኣተሓሳስብኣ ግደፋ ጥራይ ኣይዞካ 👉❤️✌️
      ንዓካ ትመስል ብኩልንትንኣ ክትመጸካ ያ ሽለል በላ ጥራይ ነዛ ኣድጊ በረካ መጠንካ ሓዝ አዚኣ ድኣ ኣበይ ደላ ፈሪዕ ያ ንዓካ ከተሐርቅ ኢላ አያ አንበር ዝወድአቶ የብላን ባዕላ ንትዓረቅ ኤማዋይ ክትብለካ ያ ይብል ኔሩ ክትብለኒ ኢካ ጠባይ ኣዋልድ ዶ ጠፊኢና 😂😂

    • @MkreMkre-y2y
      @MkreMkre-y2y 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

      እዚኣ ከይፈለጥካያ ሒዛ ፀኒሓ እያ መባኣሲይ ዝደልያ ኣጋላት በዚይ ከይትብርክ ተኪእልካ ልዛ ጋል ሓዛ ጠንካራ ጋል ዘላ ካብ ለ ኹሉ ጊዘ ኣይትጫቃጨቁ ኩር ብርትዕ ዘበለ ስራሕ ስርሑ ኣብ ህዝብኩም ዘሎ ፀገም እው ስርሑ ኣትጣላለሙ ትኪደልካ ላኣካ ኣምጥኒይ እዛ ተትዓርኩም ዘላ ጋል ሓዛ ግን ሱጡም ኩን ኣብ ዝሓዝካያ ፍቅርካ

  • @TSgahaftay
    @TSgahaftay 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +21

    ተዓሪቅኩም ክትመፁ ተሰፋ ንገብር ትብሉ👍👍❤

  • @TesfayWek
    @TesfayWek 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +11

    ኣጆኻ ኢማ ሓወይ ካብ መጀመሪታ ግዲ ሓስባቱሉ ነይራ እንበይ ድወርሒ ድውዳእ ፍቅሪ ኣይረአናይ ስለዝ ኢማ ሓወይ በርትዕ እስኻ ምንም በደል የብልኻይ ሮዚ ግን መስቃ ፍቅሪ ትረኪብያ እኺ ሮሚ ግን ኣብ ጎድኒ ኢማ ኾይኒኺ ሓግዝዮ ስካዕ መወዳእታ❤❤❤

  • @HggfggHhĝhhh
    @HggfggHhĝhhh ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    በስመኣም ኣብ ወርሒ ዝውዳእ ፍቅሪ ኣያሃበና ኣቲ ኣብ ቀረባ እያ ነይራ 🙆🙆ኢማዋይ ኣነ ኣለኩካ እየ ከይትጭነቅ💪💪

  • @Asgjh2
    @Asgjh2 46 นาทีที่ผ่านมา +2

    አረ ኣካዳድናኪ ኣስተካክሊ ሮዚ ታይ እዩ ጥራይ ዝባንኪ ደቡሩና😊😅😅

  • @Hayim8970
    @Hayim8970 42 นาทีที่ผ่านมา +1

    ኣብ ፍቅሪ ምትህልላክ ኣየድልን ሓድኡ ክናደድ ከሎ ሓድኡ ዝሕል እንተይሉ እዩ ፅቡቅ ሶ ናትፋቀርኩሙስ ትዓረቁ ፍቅርኩም ቀፅልዎ😢❤❤❤

  • @Arsulove-ke6xd
    @Arsulove-ke6xd 17 นาทีที่ผ่านมา +1

    ወይ ኣይተጨንቁና እንዶ ሓጎስ ናፍቅና ኣሎ ባች 🫣♥️

  • @MilSs-f7u
    @MilSs-f7u 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +8

    ዋይ ሮጊድ ሰብ ኣጊፊሑ ኣይሓስብን ዝባሃልስ ሓቂ እዩባ😮😮

  • @JhCv-d2g
    @JhCv-d2g 42 นาทีที่ผ่านมา +2

    ዋይ ኮላይ የመንዛካይ😢😢😢❤❤❤

  • @WxIb-g7k
    @WxIb-g7k ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    ፈልጦም እዩም መቀለ ባሓደ ርኣዩም😢😮😮😂

  • @HaweltaAyba
    @HaweltaAyba 39 นาทีที่ผ่านมา

    አይ ኹሉ ግዘ ድኹሙ ትባእሰ ሮም ንኽ ዎድል ኤማ ግን ብጣዕም አዩ ልፎትያ ልምንታ አያ ትብድሎ😢😂

  • @ወዲዓጋመትግራይደመይ
    @ወዲዓጋመትግራይደመይ 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +7

    እዛኣ ከይዳትልካ ሽግር ከም ዝኸደልካ ሕሰቦ ንስኻ ክንዲ መርፍእ ንሳ ክንዲ መድፍዕ ብከመይ ከ ኣፍቅሪካያ ነይርካ😂😂😂😂ኣነ ካባይ ትረጉድ ጓል ትፍቀር ከይና ዘይትስማዓኒ😂😂

    • @تينبوب
      @تينبوب 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

      kkkkk😂😂😂😂

    • @Gfd432-n8q
      @Gfd432-n8q 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

      😂😂😂😂

    • @ሄሩጓልትግራይ-ሸ8ነ
      @ሄሩጓልትግራይ-ሸ8ነ 46 นาทีที่ผ่านมา +1

      ዋይ ጉድ😂😂😂😂😂😂

    • @GfUb-n7i
      @GfUb-n7i 30 นาทีที่ผ่านมา +1

      ሞትኩ😂😂😂

  • @FtWi-oq8oj
    @FtWi-oq8oj 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    እዋይ ኤማ ሓወይ ኩሉኮ ፕራንክ ገባሪኻ ኮይኑ።ክተስተውዕል ኣለካ ግን ሕጂውን ደጊማ ፕራን እያ ጌራህካ እምበር ምስ ካሊእ ናይ ምንባር ድሌት የብላን ኣጆኻ ኣይትጨናነቅ።ሮዚ ግን ምስቲ ኮይንዎ ዝቀነየ ሪኢኺ ስለ ምንታይ ፕራንክ ትገብርዮ። ኣረ እንታይ እዩ ጌርኩም እዚ ቆልዓ ትርብሽዎ ንሂወትና ንፍራሕ ኣሕዋት ዓለም ሓላፊት እያ ዘይ ሓልፍ ከይ ረኽበና።

  • @arsina-q7y
    @arsina-q7y 16 นาทีที่ผ่านมา

    ታኸኣዩ ዝኽዳና ቃሕታ ለይብሉ ፈንዳሰ ጥራሕ ዝባና ዶ የሐሻይ😂😂😂😂

  • @AsGh-b2s
    @AsGh-b2s 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    አጆካ ኤማየይ😢😢😢

  • @hgfgghgvjggf9916
    @hgfgghgvjggf9916 27 นาทีที่ผ่านมา

    ሓቂ እዩባ ረጊድ ሰብ ኣስፊሑ የሓስብን ዝብሃል😂😂😂😂😂

  • @Hayim8970
    @Hayim8970 33 นาทีที่ผ่านมา

    ዋ ፍቅሪ ዶ ኣብ ወርሒ ይጠፍእ እዩ 😢ትቅልድላ እያ ኣጀኻ ኢማ ሓወይ

  • @wawwww5364
    @wawwww5364 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +5

    ስላስ ይበሃል ጋሻ እየ ፍለው በሉኒ 😢

  • @KgghkVvmgg
    @KgghkVvmgg 51 นาทีที่ผ่านมา

    ክስካብ ትዕረቁ ንፅበ እና ❤❤❤❤❤❤😢😢😢😢😢🎉🎉🎉🎉🎉😢😢😢😢

  • @ጋልራያ-ፈ7ኸ
    @ጋልራያ-ፈ7ኸ 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +4

    መን እነሆ ብኮመንት ዘና ልበለ😂😂😂😂

    • @GezaiAbrha
      @GezaiAbrha 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      አነ☝️😂😂😂

    • @SsWw-e6w
      @SsWw-e6w 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      አነ😁😁😁🙌

    • @Gfd432-n8q
      @Gfd432-n8q 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      😂😂😂😮

  • @SSh-p8v
    @SSh-p8v 38 นาทีที่ผ่านมา

    ዋይ ዕትሮ ግደፍዮ ግዲ ድቦ🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣

  • @ሜሪጓልእመብርሃን
    @ሜሪጓልእመብርሃን 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ፕራንክ እዩ ትገብረካላ እንበር አይትውዕሎን ሮዚየ😊

  • @JdjhfDbvd-fl6vb
    @JdjhfDbvd-fl6vb 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    ወይወይ በስምኣብ መርዓ ኩም እምበር ባኣስኩም ኣይርእየኒ መድሃኒኣላም

  • @SihDiv
    @SihDiv 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ዋይይይ ንሳ እያ በደለኛ 😢😢😢😢😢😢

  • @Gfd432-n8q
    @Gfd432-n8q 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +4

    ሃለዉለዉ እናበሉኩም ጀጋኑ ኢኹም 30 k ድርግም ክክክክ 😂😂😂😂

    • @ababatasfay3036
      @ababatasfay3036 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      😂😂😂😂

    • @DggdFbfbhfgffbf
      @DggdFbfbhfgffbf 54 นาทีที่ผ่านมา

      😂😂😂😂

  • @AgfshgXggffh
    @AgfshgXggffh 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    መሸ ኣነታይ ደኣ😊 ጋን አይ ተበላ ዘነበርኪ ምጀመረተይ ክሓተኪ ከሎ ሓሰወቲ ገምጀ አነተይካ አለኪ ኮወን አየ አጀካ አሜወይ

  • @KidanWoldu-n5e
    @KidanWoldu-n5e 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    ብፍቅሪ ፕራንክ አይትግበሩ💔
    ደሙሩኒ

  • @FikrMesfin
    @FikrMesfin 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ሓፂር ሰብ እኮ ተንኮለኛ እዩ ንባዕሉ ጋል ሒዙ ኮለል እንዳበለስ ንዓዓኣ ግዚኣ የቃፅለላ ይትረፍኪ ድሌት ዘለዎ ከምኡ ኣይኮነን

  • @ababatasfay3036
    @ababatasfay3036 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ብራክ እዩ እሞኑን😮😂😂

  • @MmMm-tk1lc
    @MmMm-tk1lc 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ኤማ ሓወይ ተዓሩቁኩም ከትመፁ ከፅበ አየ🙏🙏🙏

  • @Lia-zk2jx
    @Lia-zk2jx 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    tikid amaway abey zela atro eya ajeka ❤❤❤❤

  • @kabrettluk1751
    @kabrettluk1751 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    Ema hawey tkhid qedemuwn fqri ay neberen malet eyu msaka tkhey gal ay konetn ajoka❤

  • @XreedTower
    @XreedTower 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +4

    ኤማዋይ ቅንጭር ትበል ሕደጋ ካብኣ ትበልፅ ትመፀካእያ ዕትሮ እያዋ

    • @ሜሪጓልእመብርሃን
      @ሜሪጓልእመብርሃን 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      አይበሃልን

    • @XreedTower
      @XreedTower 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      @ሜሪጓልእመብርሃን እሺ ወለላይ

  • @HadidaRiee
    @HadidaRiee 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ዋይይይ ግልግልል ኢማማ አጆካ😂😂😂

  • @berheasmeram7679
    @berheasmeram7679 45 นาทีที่ผ่านมา

    ፕራንክ ድዩ ፍቅሪ ዶ ኣብ ወርሕ ይውዳእ ኢዩ ኤማ ዳሓን ተረጋግእካ ርከባ ❤❤❤

  • @UuUu-e2t
    @UuUu-e2t 36 นาทีที่ผ่านมา

    ካምኡ ኣልኪ ኣፀናንዕዮ እዙ ገገማ 😂😂

  • @TesfayFkr-b4w
    @TesfayFkr-b4w 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +4

    ኣውደ አመት ኣብ ስደት ብከመይ ኣሕሊፍክንኦ ....

  • @SososoJdjdjdjd
    @SososoJdjdjdjd 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    አጆኻ ኤማየይ 😢❤

  • @yorusalemgezhey7934
    @yorusalemgezhey7934 55 นาทีที่ผ่านมา

    Prank Eyu feltkum❤❤❤

  • @YafetGerezgiher
    @YafetGerezgiher 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    Ata ema bweshtka zey tgbero fqraw hiwetka 😂😂😂

  • @ኣሊ
    @ኣሊ ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኣጀካ ኢመየይ😢😢

  • @mayhanse8932
    @mayhanse8932 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ሮዚ ናማንኪ ተትኮኒ ደስስስስስስ ምበለኒ ። አማን አይረብሕን ተልካሻ ሰብ ዩ ።

    • @SososoJdjdjdjd
      @SososoJdjdjdjd 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      እይ ረሳሕ ነውሪ እዩ 🙄😢

    • @Gfd432-n8q
      @Gfd432-n8q 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      ዋይ😢😢😢😂😂

  • @gamilahgamilah3329
    @gamilahgamilah3329 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ክደን ድኪ ተካድንኪ ፍርቅይ ልብይ ተከፍቱ መሕፈርይ😢

  • @JdhDheh-k9r
    @JdhDheh-k9r 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ግደፋ ዋያይይ ጓላዛ ዕትሮ

  • @መሪኣዶእየሩስ
    @መሪኣዶእየሩስ 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ደሙሩኒ❤❤❤

  • @AgfshgXggffh
    @AgfshgXggffh 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    አወይ ደፈረቲ አበ መረዕይ ምፀኣ ደፈር

  • @hshs4005
    @hshs4005 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ፕራንክ እያ ጀሚራ ለለ እምበር ኣይትውዕሎይ ወይ ሓቃ ተኮይና ውን ልኤማ ምንም ፍቅሪ ኣይነበራን ማለት እዩ እምበር ሓቀኛ ፍቅሪ ኣብ ወርሒ ኣይወፅአልካይ ኮነ ኢላ እያ መህደሚ ደልያ ሰሙን ሙሉእ ፕራንክ ዝገበረት🤔🙄

  • @QisanetTheklehaymanot
    @QisanetTheklehaymanot 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    እማ ሐወይ ኣይካ የኔ ማርርርር❤❤❤❤❤

  • @TsritGoytom-f1r
    @TsritGoytom-f1r 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኣጆኻ ኤማዋይ😢😢

  • @AaBb-kc9jh
    @AaBb-kc9jh ชั่วโมงที่ผ่านมา

    እማ ዓርከይ አይቃዕምኻይ ባ ሕደጋ ትኽድ

  • @DhdhheHsgh
    @DhdhheHsgh 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኣጆካ ኤማዋይ

  • @SarahAserh
    @SarahAserh 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኣጀካ ኤማየ

  • @ZifnHafatu
    @ZifnHafatu 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ደሙሩኒ ኣሕዋተይ❤❤

  • @JooklGookl-zg6hn
    @JooklGookl-zg6hn 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @EdFfgg-t1b
    @EdFfgg-t1b 43 นาทีที่ผ่านมา +1

    ብሱሩከ እዚኣ ናዓኻ ፍቅረኛኻ ድዩ ፈንዳስ ዝኮነት ስበይቲ😂

    • @SSh-p8v
      @SSh-p8v 39 นาทีที่ผ่านมา

      ኣታ ሞይተ😂😂😂😂😂😊

    • @EdFfgg-t1b
      @EdFfgg-t1b 33 นาทีที่ผ่านมา

      @SSh-p8v 😋😉

  • @samueltsegezab9745
    @samueltsegezab9745 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ajoka 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤

  • @hiwethiwet-o6u
    @hiwethiwet-o6u 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ድምረኒ ተጋሩ ዋይ

  • @AdhanomRedei
    @AdhanomRedei 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +2

    ere bimgdafa thagos 😂😂ema

  • @MmMm-tk1lc
    @MmMm-tk1lc 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +3

    ኤማ ሳዓማ ዝሓወይ ተዓረቁ ዝይዳይ 😍😍😍🙏🙏🙏

  • @BahramGrmay
    @BahramGrmay ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ኢማ ሓወይ ናትካ ዝበላ ቁሩ ኣይ ሓርማ ጸሓይ ኣይ ሃርማ።ስለዚ ኣበይ ሃገር ተሪኡ ብራንኪ ሶሙን ከይቲ ነጊረ ዝጸኒሕ።ስለዚ እንቃእ ንስኻ ኣይበደልካ ኢንበር ንሳ ከሙኡ ኢንተ ገራ ጸገም የለን።መሊአን ኣለዋ ካቢኣ ዝሊብማ ከቢኣ ዝጽብቃ።ኣጆኻ ጥራይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷ሓዊኻ ኤርትራዊ

  • @medhanieokubemariam928
    @medhanieokubemariam928 58 นาทีที่ผ่านมา

    Eti biranki tegera eya chakur hade nay dege elom nerom mishudo wediea koyna

  • @سميرهاديس-ق6و
    @سميرهاديس-ق6و 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    የስ ቀደመይት ባዕለይ ኣነካዕ ኣይ ፍትወምይ ግን ዳሓን😂😂😮❤

  • @EeSs-k1s
    @EeSs-k1s ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ❤❤❤😂😂😂

  • @mebratuabadi7957
    @mebratuabadi7957 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    እሞ እንታይ እዪ ሕዚ ፍቕረ ንክልተ እምበር ንሓደ ድዪ

  • @Finwen11
    @Finwen11 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา +4

    ቀዳማይ ጌጋኛ ንስኻ ኢኻ ኤማ ውሰዳ ጌጋኻ ኣብ ካርሸሊ ኣንዊሕካ ክትኣስራ ኢኻ ሓሲብካ ኔርካ ፥ ድሕሪ ወርሒ እንተኾነ ውን ሳላ ሮማ ኢኻ ክትዕረቕ መጺእካ እምበር ክትዕረቓ መደብ ከም ዘይነበረካ እዩ ደንጽርር። ትድውለልካ ከም ዝነበረት ሓቢራትና፥ ንስኻ ግን ናበይ ከይተብል እያ ግዲ ኢልካ ንዕቀት እዩ ዝብሃል እካ እዚ ኣይተቐበልካያንን ናይ ኢድካ ካኣ ረኺብካ። እንታይ ዳኣ ክትጽበ 'ኸ ኣይትሓዘለይ እምበር ወድኻ ኣብ ኩሉ ግብርኻ ካይንን ኢኻ😊

  • @RobelTsegay-y8s
    @RobelTsegay-y8s 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    😅😅😅😅😅

  • @mirimiri-w7o
    @mirimiri-w7o 35 นาทีที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤

  • @SixYaar5
    @SixYaar5 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    🙆‍♀️🙆‍♀️🙆‍♀️🙆‍♀️🙆‍♀️🙆‍♀️❤❤❤😂😂😂

  • @Llll-v5v
    @Llll-v5v 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉😢😢😢😢😢😢💔💔🙏🙏🙏🙏👏👏👏👏

  • @arz9027
    @arz9027 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ካድሮን ትጋድፍኻ ሓውይ ማዓረይ😂😂😂

  • @Bhu-h5k
    @Bhu-h5k ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ❤❤❤😢 😢😢😢😢

  • @MireKibera
    @MireKibera 42 นาทีที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤😂😂

  • @ChFh-e1n
    @ChFh-e1n 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Wehazit-r4b
    @Wehazit-r4b 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Haqa eya

  • @LetehansEyob
    @LetehansEyob 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    😅😢😢😢😢😢

  • @FrtuGe
    @FrtuGe 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    እዉይ እማ ሓወይ ትትረፍኻ ዋእ😅

    • @GgJ-oh9dh
      @GgJ-oh9dh 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      👌👌👌😂

  • @AbdullahCeo-r6y
    @AbdullahCeo-r6y 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    🥰🥰🥰🥰🥰🥰🙏🙏🙏😢😢😢

  • @kidafika6151
    @kidafika6151 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    እንታይ ኢዩ ገርኩም ወደይ ብኩሉ ተጨናንቅዎ

  • @sami-dn2hn
    @sami-dn2hn 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ፈቅሪ ሎሚ እዩ በዲሉ ኣየ ፈቅሪ ሎሚ

  • @AbdullahCeo-p1t
    @AbdullahCeo-p1t 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ኣረ 😂😂😂

  • @dawitzerzghi8454
    @dawitzerzghi8454 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Kela gedefuna hasewity

  • @samikidane-y8y
    @samikidane-y8y ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ምሳካ ትከድ ኣይኮነትን መላሓሳ መርዚ እዩ

  • @hchc8534
    @hchc8534 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ትኪድ ብስሩ ለ ንስካ ክንዲ መርፍእ ንሳ ክንዲ መድፍዕ ትኮንስ ዋይ

    • @ababatasfay3036
      @ababatasfay3036 59 นาทีที่ผ่านมา

      አረ ነብስ ይኸድ ይመፅእ አይብሃልይ

  • @nahomhaile3012
    @nahomhaile3012 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ሰላም ንዓኩም ገዛና ሽኮሪናታት🎉🎉🎉

    • @fatimaMohammed-c7c
      @fatimaMohammed-c7c 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

      አታ.ሰሓቅሞይተ.ታይ.መዓቱእዩ.ወደይ.ኋል.ድያ
      ብስሩ.ጋዉና

  • @DvIh-w4j
    @DvIh-w4j 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ❤❤❤💔💔💔💔💔💔💔

  • @brahnluel
    @brahnluel 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ❤❤🎉🎉🎉

  • @Yordanos3080
    @Yordanos3080 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ደምራኒ ይሕዋተዩ❤ክምልስ አየ

  • @GolWejerat
    @GolWejerat 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @DvIh-w4j
    @DvIh-w4j 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @HedgHefg
    @HedgHefg 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    😢😢😢😢😢😢😢🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤

  • @MaMa-e7w
    @MaMa-e7w 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔

  • @Smert-g6f
    @Smert-g6f 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +4

    ❤❤❤❤❤❤❤😅😅😅😅😅😅😅

  • @HewanGalwkero
    @HewanGalwkero 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ደምሩኒ

  • @Slamh-b1u
    @Slamh-b1u 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    💟💞✝️🥰🥰🥰❤💞

  • @niyatamine7263
    @niyatamine7263 4 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Sikifta nerini enkae biselam

  • @HilduSakita-w3w
    @HilduSakita-w3w 2 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    Romi leslae

  • @HayaaAbazzu
    @HayaaAbazzu 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @GenberFutshm
    @GenberFutshm 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ❤❤❤😢😢

  • @RzanAl-cm8hw
    @RzanAl-cm8hw 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤😢

  • @AaAa-v3v4o
    @AaAa-v3v4o 3 ชั่วโมงที่ผ่านมา +1

    ❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️😢😢😢😢