Ewe biteami xibuk ezi eritrawin tiray zeykone ziwkl nikulu black people zimlket bihade autor D. Haynes zitaxahfe xihuf eyu."if want hide something from blacks ,put it in a book".hafeshaei lielna xeadu ab xelemty kem zelo terie eya. Bitewsaki xelemty hakayat yom aynbubun yom zibl melkty ya temahalalif. Ezi Sudanawi gn buna degdig belo ember entay ni eritrawi kemaa kiblelu yu. Sudanwi copy and paste geru nab eritrawi .bkemw ye.sorry niktfelta ele ye ambiba eleka yekeniyeley sle ty tihtnawi axahahifaka.
ጸቡቅ ዘረባዩ ብሓቂ ሓንቲ ዘረባ ናይ ሓደ ሱዳናዊ ኣብ ካርቱም ዝበለኒ ዘኪረ "ኤርትራዊ ክረኽቦ ዘይደለኻዮ ምስጢርሲ ኣብ ማእከል መጽሓፍ ኣቀምጦ " ኢሉኒ ስለምንታይ እንተበልክዎ መጽሓፍ ስለዘይተንብቡ ኢሉኒ
Nooo kidah ya ajoka nay sudanwI zeykots si ambib emo nay men mikana kitfelit eka
@@kaleabhailu9298 ንዓይ ኣብ ካርቱም ክሰርሕ ከለኹ ሓደ ሱዳናዊ ኣቦ እዮም ነጊሮምኒ ግን ናይ መን ሙኻና እንተነገርካኒ ኣይምጸላእኩን
Ewe biteami xibuk ezi eritrawin tiray zeykone ziwkl nikulu black people zimlket bihade autor D. Haynes zitaxahfe xihuf eyu."if want hide something from blacks ,put it in a book".hafeshaei lielna xeadu ab xelemty kem zelo terie eya. Bitewsaki xelemty hakayat yom aynbubun yom zibl melkty ya temahalalif. Ezi Sudanawi gn buna degdig belo ember entay ni eritrawi kemaa kiblelu yu. Sudanwi copy and paste geru nab eritrawi .bkemw ye.sorry niktfelta ele ye ambiba eleka yekeniyeley sle ty tihtnawi axahahifaka.
Thank you I will try to find it "sharing is caring"
ሱዳናዉያን ዘየንቡቡስ ምሳና ክወዳደሩ ፡ችላእ ዘመን ክንደይ'ከ ትሕሱ ቦጎግ ።እዚ ኣማኑኤል ሳህለ ዝበሃል ዕዋላ ሰብኣይ ነብሰ ጽልኣት ስለ ዘለዎ እዩ ኩሉ ግዜ ንባህልን ክብርታትን ህዝቢ ትግርኛ ከዳኽም ዝጽዕር
Wawwwwww amaniel sahle bxhufatu ember bgex rieyo zeyfelt mkur gazetena ,adalewti ezi medeb btami eye zemesgnekum
♥️♥️♥️👍👏
የቀኔልና መምህር ኣማኑኤል -ሳህለ ዕድመን ጥዕናን ይምኔየልካ:: ንትግርኛ ኣልኮምፒስ ድማ ብጣዕሚ ጽቡቅ መደብ ቀጽልዎ ኣይትሕመቁ ከምዚኦም ሰብ ጸጋን ምሁራትን ሰብ ተመኩሮ ኣቦታት ኣቅርቡልና የቀኔልና::
ኣብኡ ዳኛ ወዱ ስራቂ ኢዮም ክልቲኦም ከኣ ናይ ወያነ ቃል ውሃብቱ ኢዮም እቲ ኣማንኢል ኣብ ትግራይ ኣንዳ ኣባሕጉኡ ቀንዩ ናይ ወያነ እዩ ዝዛረብ ነቲ ትግርኛ ተዛረብቲ ዝብሉ ንቲ ከበሳ ንምርካብ ሐንቲ ሳንቲም ምስ ትግራዋት እያ ዘረበኦም ኢርትራዊ ለብሙ እዩ ኣይትደከሙ
ya ya ya ya ya ya ya
👍👍👍👍🐕🇪🇷❤♥️👍❤
Hej! Abzi b shimn kem Eritreawyan n Eritrawyan wekilu zkerib medeb entay aynet tigrina eka tizareb zeleka Eritrea nay Tigrina treay dea weysi entay kitibil sle zdeleka eka...? Sireat mignar agedasi eyu guday Eritrea neana netom Eritreawyan tray eyu zimilket men eka shimka Merhawi Abraham...mennetka axari b natna meninèt mishkat yeakleka
Good program
Xbuk hasab u Ato Amnieuel ab Eritrea kelena beta 1alem tbl xhufka bhankewta zsbeya znerku ena .Bzkone kabaka bzuh ena nsbe mo ...yekenelna.
ኣቶ ኣማንኤል ሳህለ እንተ ናይ እርጋን እንተስ ካልእ ካብቲ ዝኣምነሉ ሓንቲ ዓለም ዝብሎ ዝነበረ ደርብዩ ናብ ጸቢብ ስነ ሓሳብ ትግራይ ትግርኝ ተመሊሱ።፡እንተስ ብገንዘብ የዓሽየሞ እንተስ ካልእ ረብሓ ብዘገርም ካብኡ ዘይትጽበዮ ነቲ ፍልስፍና ናቱ ደርብዩ ናብ ዓደይ ዓድኻ ወገነይ ወገንካ ኣብ ክንዲ ንቕድሚት ገጹ ን ድሕሪት ታሪኽ ኣኽሱም ክመልስ ምብጋሱ ብጣዕሚ ክሳብ ክንደይ ከምዝወረደ የርእየካ። ብዝኾነ እርጋን ከምዚ ትገብር እንተኾይና ኣይረእየና መቸም። ሕጂ ከኣ ርስዕ ኣቢልዎ ኣብ ዓለም ሓደ ዜግኔት ክህልወና እዩ ዝብል። ኣየ dimentia (ሕማም ምርሳዕ )ዝገብር።
Ghirmay tekie ደንቆሮ ክንዳኻ ዘይኣኽላስ ብኣኻ ይወዓላ እሎሞ :: ኣየናይ ኢልኻዮ በሃም ንዓኻ ኢዚ ዝብሎ ዘሎ ጽላለ ኢዮ ምኽንያቱ ኣብ ለውጥ ዘይትኣምን ልሙስ ሰብ ስለዝኾንኻ::
🤔
Good Programm
Kab sikulkum ajow jow tiblu Language tigrina Why ab Googel zeyele tikelu tekoynum nezi zeytgebru 😕
ከምዚ ኣማኑኤል ዝበሃል ሰብኣይ ጌሩ ዘሰልችወኒ ሰብኣይ የለን። ህዝቢ ዓለም ምሉእ ኣብ መወዳእትኡ ሓደ ክኸዉን ኢሉ ዝኣምን'ሲ እንታይ ዝበለ ድንቁርና እዩ ዘለዎ ? እስከ ሕተቶ ንዓለም ምሉእ ሓደ ዝገብር ኣየናይ ባህልን ሃይማኖት ክስዕር እዩ በሎ። እቲ ዘሕዝነካ ግን በዓል እዚኦን ኣብ ምእራጎም ኣብ ክንዲ ከም ባህሊ ኣቦታቶም ዝቆርቡ፡ ነቲ ባህልና ደማሲሶም ንዓና ኣብ ቃልዕ ክድርብዩና ይደርሱን ይጽሕፉን። ንስኻ ጋሕ ኢልካስ መን ይሓዝነካ ።እንባእ
ዘይዕቅምኻ እንድዩ ኮይኑ
Tigray tigrinya Supremacy.
👎👎👎👎👎👎👎
ኣቶ ኣማንኤል ሳህለ ናይ ብሃኢ እምነት ተኸታሊ እዩ። ሃይማኖት ብሃኢ ከኣ ዓለም ኣብ መጨረሽታ ሓንቲ ክትከውን እያ ወዲ ሰብ ከኣ ብዘይ ዜግነት ብነጻ ክንቀሳቐሱ እዮም ይብል። ኣማንኤል ሳህለ ከኣ ነዚ ናይ ሃይማኖቱ ስነ ሓሳብ የስፋሕፍሕ ኔሩ። ስለዚ ከም ናይ ውልቁ ስነ ሓሳብ ጌሩ ካብ ዘቕርቦ እቲ ሓቂ ነቲ ናይ ሃይማኖቱ ስነ ሓሳብ ከስፋሕፍሕ ከም ዝደሊ ብግልጺ ክገልጽ ኣለዎ።
*እንታይ ማለት'ዩ ተዛረብቲ ቋንቋ ትግርኛ፡ ብሄረ ትግርኛ ወይ ትግርኛ ዘይትብል? ዘኹርዕ መንነት እኮ ኣለና"*
እዚ ዳ ምስ ወያኔ ዘዳኽር ሰብ ዶ አይኮነን