Amanuel Sahle, Thank you for briefing the difference b/n Science and Religion bravely *I can listen you for two hours long without feeling being bored*
In the bible there is lite4ature history, love,law,dream,poem,war,song,fairy tales and so on and written by different people and time.The bible says God and Science has no answer.There is God.
I have opposition to the philosopher. He is sensitive heart to Islam. He claims in Haileselassie half of the population was muslim which is false. If he is fair, let him critisize the Quran and Mohammed too.
Amanuel Sahle, Thank you for briefing the difference b/n Science and Religion bravely
*I can listen you for two hours long without feeling being bored*
❤❤❤❤Stay safe
ካብቲ ዝተፈጠርካሉ ዓላማ ወሪድካ ምርካብ ክንደየናይ የሕዝን? ካብ ኩሉ ድማ ናይቲ መቕረቢ መደብ ግብዝና ይገርም እሞ ከዓስ መደብ ንቑሕ ወለዶ ይበሃለልና..
"ንሰብ፡ ብዘላ ዓለም ረቢሑ፡ ነፍሱ እንተ ኣጥፍኤ፡ እንታይ ይጠቕሞ፧
ማርቆስ 8: 36
ሃይማኖት ብመሰረቱ ብዛዕባ ድሕነት ነብሲ ብየሱስ እምበር ሕበረት ወይ ሓድነት ሰባት ኣይኮነን ሳይነስ ኣመነ ኣይኣመነ ኸኣ መለክዒ እምነት ኣይኮነን ኣይተደናግሩ።ሰብ ብየሱስ ኣሚኑ ተነሲሑ ምስ ኣምላኽ እንተዘይተዓሪቑ ዕጭኡ ኣብቲ ብሓውን ዲንን ዝነድድ ቀላይ ሓዊዩ።
ኣቦና ኣማኑኤል ሳህለ ኣብ ክውንነት ዘኣምን!!!
አብዝዕድመዚ ኾይንካ ወለዶ ለኪምካ ምኻድ ታይ ክጠቕመኩምዩ አቦይ
Kahmam kab haymanot slezwetsus mesika 7 malri tserh aleka wedi adgi ab mesthaf alo endabelka tfae tufue welodo abi menesey zbl fatari dyu zeleka zmesleka sdetena lemani
ምንም ዘጻርፍ የብልካን! እንተኽኢልካ ክትረትዓሉ እትኽእል ስነሞገት ኣቕርብ!
ወትሩ ጊዜ የሱስ ጐይታ ኢዩ!!!
እዚ መዋእልና እንኸዶ ዝነበርናን ዘለናን ከ ጥዑይ መንገዲ ድዩ። ሓሳብ ኣይትፍራሕ! ዓይንኻ ከፊትካ ስምዓዮ፡ ተመራሚርካ ድማ ነቲ ሓቂ ኣለልዮ። religion is based on belief and science is based on fact.
😅😂😅😂😊 moytee
ትግራይ ከም አቶ አማኒኤል እዬም ዘድልዩዋ ። ህዝብና አብ facts ክአሞን ነፃ አተሐሰሰባ ክህልዋ ይግባእ።
Thank you mister Amanel .
ሃይማኖት ኣብ ሰማይ ዝነብር ዘይርአ ሰብ ከምዘሎ ንሰባት ኣእሚኑ’ዩ፣ንኹሉ እትገብሮ ኣብ ነፍሲ ወከፍ ደቒቕ ናይ ነፍሲ ወከፍ መዓልቲ ዝከታተል
ሃይማኖት ኣብ እምነት ዝተመስረተ ኮይኑ ሳይንስ ድማ ኣብ ሓቂ ዝተመስረተ እዩ።
ኣብዛ ዓለም ሓሶት እምበር ሓቂ ኣይትእመንን ኢያ " ሰናይ ዘረባ ኣቶ ኣማኑኤል
Muhur denqoro
Nay men lueek mekanka teredieena . Emnet kaa neti zeyree kem zeree neti zeyele kaa kem zelo akribu zeree eyu..slezi yekenyelna.
ዋው ነዚ ዘረባ እዚ ን 30 ዓመት ተዛርበሉ ዝርዳእ ሰብ ስጋዕ ሕጂ ኣይረኸብኩን ኩቡር ሓውና ኣማኒኤል
ወጺኻ ብቃልዕ ምግላጽካ የቀነልና. ኣነውን አብ ሺወደን እየ ዝቅመጥ ❤
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Mi too
ጋዜጠይና የቀንየልና ፅቡቅ ሕቶታት አቅሪብካ እንቶኾነ ግን ኤማ እናበልካ ክትፅውዖ ቁሩብ ምስ ክብሩ አቶ አማኑኤል አይከይድንዩ
How can he adress him as Emma? That is very rude😳 even if he dies not deserve respect
እዚ እሞ እንታይ ክብሪ አለዎ ፀረ አምላክ
Amanuel Sahle ezi kulu halewlew kabey amtsikayo.....Bahai haymanot. Haymanotka Bahai iyu b lisanka zezareb zelo.
Psalms 14 ትግ - ዳዊት
1: ዓሻስ ብልቡ፣ ኣምላኽ የልቦን፣ ይብል።
ሓደ እኳ ሰናይ ዚገብር የልቦን።
ሐራይ ንሕናስ እንዳቀደስና ገለ ኣይገበርናን፡ ንስኻኸ እንታይ ኢኻ ገርካ፧! እባ በለልና ።
ሰላም ኣዳለውቲ እዚ መደብ፡ ብዛዕባ መጽሓፍ ቁዱስን፡ ኣምላኽ ወይ ከኣ መንፈሳውነት ኣፍልጦ ኣብዘይብልኩም ምዝራብኩም ኣብ ትዕዝብቲ ጥራይ እዩ ዘእትወኩም።
ኣቶ ኣማኑኤል፡ ዘመናዊ ሳይንስ(ስነ ፍልጠት) ናብ ጎዱፍ ዘእተዎ ዳርዌናዊ ፍልስፍና ክሳብ ሕጂ እትኽተል ብምዃንካ ብዘበናዊ ፍልጠት ኣእሙሮኻ ምሕዳስ ከድልየካ እዩ።
መለስ ዜናዊ ትግርኛ ክምህረለይ ኢሉ ገዚኡ ናብ ትግራይ ምሰእተዎ ሓንቲ ዓለም ትብል ሀይማኖት አማዕቢሉ አብ ውሽጢ ወርሒ 70 ሰባት ተከቲሎሞ ነሮም ስለዚ ናቱ ፋላስፋ ዩ ዝጥቀም
ኣቦና amanuel መን ሞ ይርዳአካ አዚ ሃይማኖት ኣርማ ድኽነት ኩናት ሙኻኑ ሃይማኖት ከምዚ ዝበልካዮ ተኾይኑ ጥራይ አዩ ዝጠቅመና
ፈላስፋ ብጣዕሚ ዘምህርን ዘነቓቕሕን ትምህርቲ ሂብካና ,, ሓንቲ ግን ተጋጊኻ ንኣብነት ሓደ ናይ ዓለምና ፈላስፋ ዝበሎ ኣሎ ንሱ ኸኣ ሓደ ኣምላኽ ፈጣሪ ከም ዘሎ ይኣምን እየ ኢሉ ገነትን ጋህነምን ከም ዘሎ ውን ይኣምን ኢሉ ስለዚ ዋላ ንስኻ ገነትን ጋህነምን ኣይትእመን እዚ ክትብል ከለኻ ነቲ ወለዶ እንታይ ትምህር ኣለኻ ጌጋ እዩ ንኣብነት እስልምና ክርስትና ኣብ ማንም ሃይማኖት ኣሎ
Bejakum kurub hfr belu, 😮
NBaelukum afllto zeyblkums bzaeba kaleot haymanotat !
ኣዝዩ ቀታልን፡ ሕጽረተ ሓሳብ ዝመልኦን መግለጺ ኣማኑኤል ሳህለ። ነዚ ወለዶ ዘይትምሕሮ፡ እምነትካ ንፈልጦ ኢና፡ ኣፍካ ከፊትካ ነቲ ሰብ ክትብሎ እኳ እንተዘይደፈርካ፡ በሃይ ኩኑ ኢኻ ትብለና ዘሎኻ። ኣበይ እሞ፡ ንገለ ዛንታ መጽሓፍ ቅዱስ ሃጠውቀጠው ኢልካዮ፡ እዚ ግን ደረጃኻ ማለት ድሩት ፍልጠትካ ጥራሕ እዩ ዝገልጽ። ሃጠውቀጠው ባሁ ኣላህ መርእኹኻ ነይረ። መቸም ኣምላኽ ኣእምሮኻ ይኽፈት።
Entay malet eyu ezi zereba seb seytmhru gn😊😊
Btami ekum tehznu, amlak ykre ybel😢
amlak alo ko. baelina ena fetirnayo gin
ኣግኣዝያንን ትግራይ ትግርኚን ኣብ መዓሙቅ ኣትየን ሎሚ። ኦርቶዶክሳውያን ኢና ይበሃለለይ ዝነበረ ሰረተ እምነት ሃደሽደሽ ኣቢልዎ ኣቦኦም ርጉም ኣማኑኤል ሳህለ።
*ኣዝዩ ድኹም ጋዘጠይና ገጹ ትርሓቕ፡ ካብ ጽርግያ ድኹም ኣምጺኹሞ፡ ንሓደ ብዕድመን ብምህሮን ዓቢ ፍላስ ዓዲምካስ ፡"ኤማ/ኤማ እናዳበልካ ትዝንጥሎ ፡ኣታ ሕልኩስ* 😢
የቀንየልና መምህር ብዙሖ አገደሰቲ ሕቶታት አብሪሀካልና
ጋዜጠኛ ፀቡቅ ሕቶታት ሐቲትካ
Ketafi sebaay
JESUS is LORD.
In the bible there is lite4ature history, love,law,dream,poem,war,song,fairy tales and so on and written by different people and time.The bible says God and Science has no answer.There is God.
It is strange to see that my former lecturer Amanuel S seems to suffer from dementia lilke condtion. Sad jndeed.
እዋይይይይ "ሓንቲ ዓለም" ፍንጭልጭል ኢላ ካብ ምርኣይ ዝሕዝን እንታይ ኮ ይህሉ?
Amaniel libona yhabka genetn siol kem zelo yfeltu eyom mknyatu eti xaeri mot zegatemo yfelto
ሳይንስ ድአ ክንአምን ድአ ዝተማህረዶ አይኮነን አቶሚክ ቦምብ ዝሰርሐ?
the interviewer is inept and not serious. he seems to forget that aamanuel is a philosopher . next time he need to [re[are his interview well
Amanuel Sahle is Menafik. His religion is Baha'i created by Iranaian man called Bahatullah. That's why he likes muslims.
Abe erganou. Zexaykalou sheme zaxelalo waye falssfaa
According to ur ideology...u contradicts with ur self
እና እና እና 😂😂😂😂
Keep it up in providing such special points that might br😅ng inlightment in the community
እዚ ሰብኣይ ተወጃቢርዎ አሎ ናይ እርጋን ይግበሮ😢
😂😅😂😂😅
you can not understand amanuel with your cow head
kila nska ember dehur
I have opposition to the philosopher. He is sensitive heart to Islam. He claims in Haileselassie half of the population was muslim which is false. If he is fair, let him critisize the Quran and Mohammed too.
You are weak you can not handle,the truth,accept it
ወነንቲ ነዚ ቻነል ሕሙማት ዘቅርብዎ ሕሙማት ትምህርቶም ሕሙም ሓሳባቶም መርዚ።
ኤማ! ዘስሕቃኒ ኣለዋ:: ሙሴ በትሪ ጌሩ ንባሕሪ ኣብ ክልተ ጨዲዱ ኣብራሃም ንኢሳቅ ወዱ ገንሸል ክገብሮ በጊዕ መጽያቶ ኣይሁዳውያን ካብ ግብጺ ናብ እስራኤል 40 ዓመት ወሲድሎም😂😂😂
ኣይከኣልን እዩ ንምባል ድዩ፧ ወይስ በጊዕ ውን ኣጋጣሚ ክትመጽእ ኣይትኽእልን እያ ኢልካ ኢኻ ትኣምን።
@@God-db9vp ኣጋጣሚ ክትመጽእ ትኽእል እያ ፈጣሪ ክሰዳ ግን ክክክክ ወይ ካኣ በጊዕ እንተ ኔራ ዳኣ እንታይ ክገብር ንወዱ ክሓርዶ ሓሲቡ ዋላ ክሓርዶ ተሓሰበ ካብ ዳዓሽ ዘፍሊ የብሉን::
ዝገርም ሐሶት አዩ 😄😄😄
@@asmeromfishale4667ሳይንሳዊ መርትዖ ዘለዎ ሓቂ እዩ፡ ቅድሚ ሓሶት ምባልካ ሕተተሉ።
ፈላሲ ዶ ፈላስፋ? እንታይ እዩ ተፈላፊሱ ኣረጊት
respect
kila lekbat
the best interview
Amanuel , Wedi NgsteSaba Menelik eyu neta Taboat seriquwa ember fetyom Ayhudawian sedidomwa.
Interesting discussion.
Kab haymanot ztekmeka negerat trah eka ktwesd tkel ember nhati mexhaf anbibka kulu thzuta ttkemelu malet aykonenn
ናይ ሐሶት ፍልስፍና እዩ። ስለ ሃይማኖት ክርስትና ርኢቶ ቅድሚ ምሃብ ንቲ ሃይማኖት ምጽናዕ ይቕድም። እዞም ሰብአይ መጽሓፍ ቅዱስ ክንደይ ሻዕ አንቢቦም ? አበይ ቲኦሎጂ ተማሂሮም? አነ ነአብነት መጻሓፍ ቅዱስ ብአርባዕተ ቋንቋ 119 ጊዜ አንቢበ እየ ቲዮሎጂ ተማሂረ እየ። እስኪ መጽሓፍ ቅዱስ ክንደይ ጊዜ ከምዘንበቡ ሕተቶም? እዞም ሰብአይ ንባዕሎም ከይተምሃሩ ፈላስፋ እየ ኢልካ ሰብ ምድንጋር ? እዞይ ንወለዶ ዘይጠቅም ሓሶት እዩ። ዋላ ንሶም እንድሕር ዘይተቀበልዎ ከናሽውዎ የብሎምን? ርኢቶ ክህቡ እንተደልዮም መጀመርታ የጽንዕዮ። ሓታታይ ንባዕልኻ ሄሮዶቱስ ንምባል ሄሮድስ ክትብል የብልካን። ሄሮድስ ንጉስ እዩ። አብ ሚድያ ወጺያ ቅድሚ ምዝራብ ስለቲ ትዛረቦ ነገር ምፍላጥ ብጣዕሚ ጽቡቅ እዩ።
ዝገርም ምንም ነይፈልጥስ ምንም ነይፈልጥ ዝበሃል ምስላ ኣቦታትና
Mexhaf kudus wala degagimu anbibu ykewun eyu gin ztrgumelka khlu alewu ezi protestantism neyru dahar dma bahay koynu silezi kab emnet zwexe eyu
ፈሊጡ ዝተረድኦ እዩ ዝዛረብ ዘሎ።ንስኻ ሽሕ ጊዜ ወላ ኣንብቦ ነተሓስብኡን ርድኢቱን ብናትካ መገዲ ጥራሕ ክኸይድ ኣይትድለይ ኢኻ
Wala milion gzie anbbo tswstwayn tarik ayhdawyan eyu tarikom akibom derbyomlka ab Ethiopia eritra ka gedltatn nay stadkat tarikn yinbeb yihadr ezi kulu neti hzbi meseri hibomo .nska wn bwshtka haymanot ab zeyblen adi entedelika 7 tseh aleka halewlow gdef Amanuel kab temekruen neti zenbebo kemzelwo aytekebelon nska zhabuka wesidka stdki tstbe aleka ab haymanot zeyblu adi endaneberka sdetena
119 gzie hade aynet thzto 😂😂 chomay belieya beleni mo
ብሃይመኖት ተኮስኪሱ ዘይዓበይ ክሳብ ዝአርግ ውፅኢቱ ከምዚ ኮይንካ ግዜ ይዓርበካ
ከምዚኦም ዓይነት ንባህልን እምነትን ክብሪ ዘይብሎሞ ነመንእሰያት አብነት ዘይኮኑ አይንተዘይቀርቡ ይምረፅ ኦድየንስኩም አክብሩ
ይገርመካ ኢዩ እናታይ ግበሩ ኢዩ ዝብለና ዘሎ ሕጂ😂😂
ሓበሻ ዳርጋ ሰለስተ ሽሕ ዓመት ኣሚኑ እንታይ ረኪቡ? ክሳራ ጥራይ ሃይማኖት ድሕረት'ዩ..... ክርስትና ናብ ዓድና ምስ ኣተወ ስልጣነና ጠፊኡ
ኣብ ሰፊሕ ትንተና ከይተኣትወ ፡ ሓደ ረቛሒ ካብቲ ብቡዙሓት ምሁራት ዘይከሓድ ውድቀት ስልጣነ ክፍለ ዓልምና ኣፍሪቃ ፡ድሕር ምትእትታው ሃይማኖታት ክርስትናን እስልምናን፡ ንሱ ዘኸተሎን መግዛእትን ባርነትን እዩ ዝብሃል።፡
ክንድኦም ብሃይማኖት ዝዓበየብ 'ኳ የልቦን ኡ፡ ንኣፍልጦኻ ከንሻ ኦም።
ኣብ ክርስትያን ሓበሻ ክዓ ክንዲ ከንሻ ንሃይማኖት ክርስትና ብጥብቂ ካብ ቖልዑ ተኾስኩሱ ዝዓቢ የልቦን።
Emanuel sahle iko natu hasab eyu akribu,mis bahli,kibri welhade zerakib yeblun,endihr hasabu zeytekebilkayo challenge eka kitgebro zeleka
ምክንያታዊ ሰብኣይ
Ibraham taot yemlik neru?!!!
ነየናይ ኦድየንስ እዩ ከምዚ ዓይነት ሰብ ተቅርብ ዘለካ
ንኽሰምዕ ዝደልይ
Hatati hatati nreska haymanot alokado wala meblie tgebr. Aleka
Eti tabot wala kalie serihom yhabom wesani emnet eyu
Away eti nay hawaryat nay nebiyatat tarik elkayo
ን ሰለስቲኡ ዘማልእ፡ሃይማኖት ሓደ ጥራይ እዩ ንሱ ድማ እስልምና እዩ
እስልምና ዝብሃል ሃይማኖት የለን፥ ዝይምሉእ ጉጉይ መናፍቕ ቅዳሕ ጨንፈር ናይ ክርስትና እዩ ምስልምና።
@@Semay7828 ክገርመካ የሱስ ኣብራሃም ማርያም ኩሎም ነብያት ኣስላም እዩ ሃይማኖቶም ኩሉ ሓደ ኣምላኽ ዝኣምን ስላሴ ዘይብል ኣስላማይ
የሱስ ኣብራሃም ኩሎም ነብያት ስላሰ ዝብሃል ቃል ሰሚዖሞ ኣይፈልጡን ብዘይካ ሓደ ኣምላኽ ሰልዚ ኣስላም ኣዮም
@@holbrook-ul9cf ክላእ ሱቕ በል ሓሳዊ እስልምናኻ ኣብ ማዓኮርካ ወትፎ። እስልምና ድሕሪ ኦሪት ድሕሪ ክርስትና ብሓደ ዶንቆሮ ኣንቢቡ ዘይክእል ነኣሽቱ ህጻናት ዝዕምጽ ዝነበረ፥ ብሴፍ ኣሽሓት ሰባት ዝሓርድ ዝነበረ መሓመድ ዝብሃል ኣረሜን ዝተማህዘ ፖሎቲካ እዩ። እምኒ ወይ ጸሓይ ወይ ዕንጨይቲ ጥራይ ዝኣምኑ ኣለዉ። ንሱ እዩ ሓደ ኣምላኽና ኢሎም ይኣምኑ፥ ሓደ ኣምላኽ ስለ ዝበሉ ኣስላም እዮም ማለት እዩ በዚ ናትካ ድንቁርና። ብዓል ኣብረሃም ኣሽሓት ዓመታት ቅድሚ እስልምና ዝነብሩ ዝነበሩ ከመይ ኢሎም ኣስላም ኮይኖም? ብኸመይ መለክዒ? ሌባ ሰራቒ መሓመድ ከምኡ ኢሉ ንሰዓብቱ ሰለ ዘእመኖም? ኣስላም ይኹኑ ብሕልፊ ዓረብ ብጀካ ሕስድና ስርቂ ካብ ታሪኽ ናይ ኣይሁድን ናይ ክርስትናን ካልእ ዓቕሚ የብልኩምን። ሓቂ ጭብጢ ዝብሃል ኣይትፈልጥዋን ኢኹም።
@@Semay7828
ን ኣስልምና ተጸሪፍካ ንዓይ ዘይኮንካ ን የሱስን፡ማርያም ኢማ ጸሪፍካዮም ባዕሉ የሱስ ጊይታይ ኣይትበሉኒ እንዳበለኩም፡ጎይታይ ትብልዎ ኩሉ ተኣምር ብ ፍቃድ ኣምላኽ ጌርዮ እንዳበለ ንስካ ኢካ ኣምላኽ ኢልኩሞ ዘይበለ ትብሉ ቅድም መጽሃፍ ቁዱስ ኣንብብ ኣብ ጥፋኣት ኢካ ዘለካ ጽባሕ ንግሆ የሱስ ኪድ ረሓቅ ኣይፈልጠላን ክብለካ እዩ ንሱ ን ኣምላክ እዳሰገደ ንስካ ንዑኡ ትሰግድ ስለዚ የሱስ ን ኣምላክ ጥራይ ሰጊዱ እምበር ስላሰ ኢሉ ኣይማሃረን ተሎ ጭብጢ ኣቅርብ ግና የለን
Matthew 7 ትግ - ማቴዎስ
21: ፍቓድ እቲ ኣብ ሰማይ ዘሎ ኣቦይ ዚገብር እምበር፡ ጐይታይ፡ ጐይታይ፡ ዚብለኒ ኹሉ፡ መንግስተ ሰማይ ዚኣቱ ኣይኰነን።
22: በታ መዓልቲ እቲኣ ብዙሓት፡ ጐይታይ፡ ጐይታይ፡ ብስምካ እተነቤናዶ ኣይኰናን፧ ኣጋንንትስ ብስምካዶ ኣየውጻእናን፧ ብስምካስ ብዙሕ ሓይሊዶ ኣይገበርናን፧ ኪብሉኒ እዮም።
23: ሽዑ ኣነ፡ ኣቱም ገበርቲ ዓመጻ፡ ከቶ ኣይፈለጥኩኹምን፡ ካባይ ርሐቑ፡ ክብሎም እየ።
@@holbrook-ul9cfክላ ሱቕ በል፥ እስልምና መናፍቕ እምነት ጥራይ ዘይኮነ ጸረ-ክርስቶስ እዩ። ክርስቶ ኣይተሰቕለን፥ኣይሞተን፥ኣይተንሰአን ትብሉ። ክርስቶስ ወዲ ኣምላኽ ስይኮነን ትብሉ። ክርስቶስ ኣምላኽ ኣይኮነን ትብሉ። ካብ መጽሓፍ ቅዱስ ብጅልጅል ኣቢልኩም ነቲ ናትኩም ጽረ-ክርስቶስ ትምህርቲ ሓሶት ክድግፍ ይኽእል እዩ ትብልዎ ጥቕስታት ትብንጥሱ። መጽሓፍ ቅዱስ ናይ መናፍቕ ርእሲ ሒዝካ ኣይንበብን፥ ናትካ ቅድመ ኩነታዊ ጽረ-ክርስቶሳዊ ኣታሓሳስባ ወጊድካ ብነጻ ንጹህ ልቢ ሙሉእ ትሕዝትኡ ከተንብቦ ኣሎካ። ንስኻ ዘይኮንካ ክትርድኦ ዘሎካ፥ ባዕሉ መጽሓፍ ቅዱስ ከረደኣካ ክግለጸልካ ኣለዎ። ኢስላማዊ ስጋዊ ኣተሓሳስባ ሒዝካ፥ ንመንፈሳዊ ዝኾነ ቅዱስ መጽሓፍ ክርስትና ክትርድኦ ክጸግመካ እዩ። በዚ ጎይታ ዝበልካዮ እስከ ንጀምር። ኣብዚ ንስኻ ዘምጸኻዮ ጥቕስታት ኢየሱስ ዝብል ዘሎ ርዱእ እዩ። ኢየሱስ ስለ ዝበልኩም፥ ጎይታ ስለ ዝበልኩም ዘይኮነ፥ ጽድቂ ምስ ትሰርሑ ጥራይ ኢኹም ገንት ዝቕበለኩም እዩ ዝብሎም ዘሎ። ብስምካ ሰቢኽና ጎይታ ኢልና ኣቃባጢርኩም ቀሺሽኩም ገነት ኣይትረኽብዋን እዩ ዝብሎም ዘሎ። ሓቀኛታት ጻድካናት ቁዱሳት ኩኑ ይብሎም ኣሎ። ኣስልማይ ግን ከመይ ኢልካ ኢኻ ገማጢልካዮ ንረብሓኻ የገርም።
ንኢየሱስ ቀጻሊ እዮም ጎይታ ዝብልዎ ኒሮም፥ ጎይታ ኣይትበሉኒ ኢሉ ኣይፈልጥን። መምህር ትብሉኒ ጎይታ ትብሉኒ፥ ልክዕ ኣለኹም፥ ከምኡ እየ ይብሎም ኔሩ። ዮሃንስ 13፥13።
“You call me Teacher and Lord, and rightly so, for that is what I am” (John 13:13).
ቶማስ ንኢየሱስ ካብ ምዉታን ተንሲኡ ምስ ረኣዮ ምስ ዳህሰሶ ምስ ኣመነ "ጎይታን ኣምላኸይን" ኢሉ ኣብ እግሩ ወዲቑ ተሳሊሙዎ። ዮሃንስ 20፥27
ኢየሱስ ስለ ዝረኣኻ ኣሚንካ፥ እቶም ከይረኣዩ ዝኣምኑ ብጹኣን እዩም ኢሉዎ። ጎይታ ኣይኮንኩን ኣምላኽ ኣይኮንኩን ዘይብሎ ድኣ?
እግዝኣብሄ ኣብ ንባዕሉ፥ ንኢየሱስ ማለት ንወዱ ንቃል ንስኻ ኣምላኽ ኢኻ ኢሉዎ። ኢብራኢስጥ 1፥8
ጎይታ ጥራይ ዘይኮነስ፥ ቃል ኣምላኽ፥ ወዲ ኣምልኻ፥ ኣምላኽ፥ ንጉሰ ነገስት፥ ርእሰ ካህን፥ ዝለዓለ መምህር፥ መሲሕ፥ ክርስቶስ፥ ቅቡእ፥ መድሃነ ኣለም፥ ደራሲ ሂወት፣ ርእሰ ነብያት፥ ርእሰ ጻድቃናት፥ ርእሰ ቅዱሳን፥ መንግዲ ሓቂን ሂወትን፥ እንጌራ ሂወት፥ ማና እግዝኣብሄር፥ ማይ ሂወት፥ መስፍን ሰላም፥ ኣቦ ዘልኣለም ወዘተ ወዘተ ኢሉ ይገልጾ መጽሓፍ ቅዱስ። ኢየሱስ ኩሉ ሰናይ እዩ፥ ምንጪ ኩሉ ጽቡቕ እዩ። ብ መንፈሳዊ መለኮቱ ክኣ ኣምላኽ እዩ፥ ካብ ዘልኣለም ናብ ዘልኣለም ቃል/ወዲ እግዝኣብሄር ስለ ዝኾነ። ቅድሚ ዝኾነ ነገር ምፍጣሩ፥ መንፈስ ኣምላኽን ቃል ኣምላኽን ኣብ ኣምላኽ ኒሮም፥ክፋል ናይ ኣምላኽ እዮም። ኣይተፈጠሩን። ቃል ሰብ ኮይኑ፥ ኢየሱስ ክርስቶስ ተባሂሉ። 33 ዓመት ጌሩ ኣብዛ ዓለም ከም ሰብ፥ ንዓለም ምሂሩዋ ለዊጡዋ መስዋእቲ ፈጺሙ ናብ ዝፋኑ ናብ መዓርጉ ተመሊሱ ኣብ የማናይ ኢዲ እግዚኣብሄር ኣብ ተመሊሱ። ስለዚ ኢየሱሱ ክርስቶስ ንእዋኑ ስራሕ ክፍጽም ኣብነት ክኸውን መድሕን ክኾነና፥ በታ ሕጊ ናይዛ ዓለም ፍጡር ሰብ መሲሉ መከራ ናይዛ ዓለም ረኺቡ ተፈቲኑ፥ ግን ብዘይ ሓደ ሓጥያት ንዓለም ስዒሩዋ፥ ብክውንነት ግን ሰብ ኣይኮነን መልኣኽ ውን ኣይኮነን፥ ኣምላኽ እዩ። ግድን እዩ ድማ ካልእ ክትጽበ ኣይከኣልን ካብ ቃል/ወዲ ኣምላኽ። ብሱሩ ብሕመረቱ ብባህሪኡ ኣምላኽ ስለዝኾነ እዩ ድማ ሓጥያት ይኹን ሓንቲ ሕማቕ ዘይፈቱ። መልኣኽቲ ከይተረፉ ሓጥያት ዝገበሩ። ወዲ ኣምላኽ ግን ካብ ኣብ ዝሰረጸ ህያው እምበር ፍጡር ኣይኮነን። መጽሓፍ ቅዱስ ብተደጋጋሚ ፍጡር ኣይኮነን፥ ዘልኣለማዊ ቃል ኣምላኽ እዩ። ቃልን መንፈስን ናይ ኣምላኽ ሂወት ናይ ኣምላኽ ልቦና ሓሳባት ፍጸምቲ ስራሕ ናይ ኣምላኽ እዮም። ልክዕ ከምዚ ሰብ መንፈስን ሓሳባት ቃላትን ዝውንን። ልክዕ ክም ጸሓይ ብርሃንን ምቖትን ትውንን። ብርሃንን ምቖትን ካብ ጸሓይ ይወጹ፥ ግን ጸሓይ ኣይፈጠረቶምን። ክፋላ እዮም።
ብሓጺሩ ነቶም ኢየሱስ ዝመሃሮም ምስ ኢየሱስ ዝበልዑን ዝሰትዩን ዝዛረቡን ዝማኸሩን ዝመሃሩን ዝነበሩ ዝጸሓፍዎ ጻድቃናት በላሕቲ ሃዋርያታትን ሰዓብትን ዶ ንእመን ወይስ ንሓደ ድሕሪ ልዕሊ 8 ክፍለ ዘመናት ዝመጸ ወዲ 54 ከሎ ጓል 6 ዓመት ኣይሻ ዝዓመጸ ርኩስ በደዊን መሓመድ?
ትግርኛ ኣብ ትግራይ ኢያ ተቐቢራ፡ ሕውስዋስ ኣምሕርኛን ካልእ ቋንቋን።
Samart!!!!!!❤❤❤❤
Nice to see you Hagerawean
ናይ ኢሳያስ ደቀመዝሙር ኢዮም
ኣብ ሂወተይ ሓንቲ ካብተን ዝበለጻ ዝሰማዕክዋ ቃለ መሕተት። ሂወት ወዲ ሰብ ክቅይር ዝኽእል እየ ዝብላ ዉን💙💙💙💙🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷ኣቅራቢ መደብ ዉን ዝገርም ሕቶታት ቀጽለሉ
ነዚ ጎሓፍ ባንድራ ኣርሕቀልና ፡ወዲ 9ተ ቀቢላ፡ ወዲ 9ተ ሾርሙጣ
Amaniel kab kbret nab hsiret koynka
you can not understand memhir amanuel with your cow head
👎👎👎👎👎👎👎
ትግራይ ከም አቶ አማኒኤል እዬም ዘድልዩዋ ። ህዝብና አብ facts ክአሞን ነፃ አተሐሰሰባ ክህልዋ ይግባእ።
Thank you mister Amanel .
Away eti nay hawaryat nay nebiyatat tarik elkayo