ሓጺር ቃለ - መሕተት ምስ ጋዜጠኛ፣ መምህርን ፍላስፋን ኣምኑኤል ሳህለ (Interview with Amanuel Sahle)

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 11 ก.ย. 2024
  • @Amanuel_Sahle

ความคิดเห็น • 134

  • @metkel471
    @metkel471 2 ปีที่แล้ว +9

    ሰብ ንክብሪ ኣምላክ ከምዝተፈጥረ ንክትፈልጥ ካብ ፍላስፈታት እዛ ዓለም ዝጸሓፍዮ ምንባብ ብመንፈስ ቅዱስ የመሪሖም ናይ እግዚኣቢሔር ደብዳቤ ዘዳለዉዎ መጽሓፍ ቅዱስ ዝበሃል ኣለካ ፈትሾ ከምናቱ ርድኢት ኣለካ ኣይብልን የ ወዲ ሰብ ንምስጋና እግዚኣቢሄር ዩ ተፈጢሩ ክብሩ ንክቅድስ መንግስቱ ንክወርስ እንስሳታት ንኣንክሮን ንተዘክሮን ከም ዝተፈጥሩ ክትፈልጥ ኢካ

    • @fikreybirhane304
      @fikreybirhane304 ปีที่แล้ว +1

      ቃለ ሂወት የስመዓልና ትክክል። ነዞም ሰባይ ኣምላክ ልቦኑኦም የስፈሓዮ። ጌጋ መንገዲ ሒዞም ጊጋ ከኣ ይምህሩ ኣለዉ፡ ተዘይ ፈሊጡ ንዝፈልጡ ክሓትትን ክመሃርን እዩ ዝግብኦ።

  • @HagerawiSnit-eb7fz
    @HagerawiSnit-eb7fz หลายเดือนก่อน

    ኣምላኽ ብሰንኪ ኣዳምን ሄዋንን ጽዒርኩም ብልዑ ስለ ዝባለ እቶም ንኣምን ንጻዕሪ ኢና ተፈጢርና

  • @JY-pz7ju
    @JY-pz7ju ปีที่แล้ว +2

    What a pensive thoughtful man Mr Amanuel Sahelee !! Thks

  • @Azahel5592
    @Azahel5592 2 ปีที่แล้ว +3

    ደጁ፡ ጽቡቕ ስራሕ! ካልእ እዋን ብስፍሕ ዝበለ እንተ ትደግመና ዝያዳ ጽቡቕ ምዀነ።

  • @asgedomberhan
    @asgedomberhan ปีที่แล้ว +1

    Brother Amanuel Sahle, you proved yourself as an ethiest. Surprised also that you distant yourself from Baahee.

  • @simon3752
    @simon3752 2 ปีที่แล้ว +6

    ጸሓፋይ እምበር መዳራይ ከም ዘይኮነ ትግንዘብ። ብዝኾነ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ መመህር።

  • @user-et1ls7pk8k
    @user-et1ls7pk8k 2 ปีที่แล้ว +4

    መምህር ፍልስፍና ኣማኑኤል ሳህለ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ

    • @niatmichael
      @niatmichael 2 ปีที่แล้ว

      ሓንቲ ዓለም ፥ ብመምህር ደራሲ ፍላስፋ ኣማንኤል ሳህለ ዝተጻሕፈት ንምስማዕ ኣብ ሃርሞኒ ሜድያ ኣላትኩም th-cam.com/video/pX_oCBsY3sc/w-d-xo.html

  • @berhehagos864
    @berhehagos864 ปีที่แล้ว +3

    እዛ ኣብ 5:17 ዝተባህለት ግዜ ቁልዕነተይ ትዝ ኢሉኒ ከምወየ ዝበልካያ ናብ ደበና ኣብ ዝጠመትክሉ ህሞት ገለ ሓንጎለይ ኣቡኡ ይቐርጽ ምስሊ ገመል ፈረስ ሰብ ገለታት

  • @weliyahussen2120
    @weliyahussen2120 2 ปีที่แล้ว +5

    "Endorphines" መምህረይ Happiness enzymes, so happy to hear your beloved speeches

  • @abelghebremedhn238
    @abelghebremedhn238 ปีที่แล้ว +2

    Ow my God !!give him more questions!we miss him so much

  • @matiwosmichael2591
    @matiwosmichael2591 ปีที่แล้ว +1

    Betaemi xebuk mahari tehezto. Yekenyelna amanuel sahle. Xehufatka gen ab internet kerekbelu zekel mengeditat ente zefeter xebuk neru.

  • @profic9222
    @profic9222 2 ปีที่แล้ว +3

    ሰብ ንምንታይ ይነብር ንዝብል ሕቶ ወላ ሓንቲ ፍልስፍና ኣይድልዮን እዩ ንፈጣሪ ክንግዝኦ ዩ ፈጢርና ክንግዛእ ኢና ንነብር

    • @danielfessehaye6462
      @danielfessehaye6462 2 ปีที่แล้ว

      Xibuk hasab yu gn ezia n amani tiray eya. Netom amlak yelon ziblu ke, namlak kitgiziu ekum tefetirkum tebelkayom entay tirgum yihbom

  • @amanuelmandela278
    @amanuelmandela278 ปีที่แล้ว +3

    1 Corinthians 1 (ትግ) - 1ይ ቆረንቶስ
    18-19: ጥበብ ጠቢባን ከጥፍእ እየ፡ ምስትውዓል እቶም ኣስተውዓልቲውን ከፍርስ እየ፡
    ዚብል ጽሑፍ እዩ እሞ፡ ቃል መስቀል ነቶም ዚጠፍኡ ዕሽነት እዩ፡ ንኣና ንንድሕን ግና ሓይሊ ኣምላኽ እዩ።
    20: ጥበበኛ ኣበይ ኣሎ፧ ምሁር ጽሑፋትሲ ኣበይ ኣሎ፧ መርማሪ እዛ ዓለም እዚኣኸ ኣበይ ኣሎ፧ ኣምላኽ ንጥበብ እዛ ዓለም እዚኣዶ ዕሽነት ኣይገበሮን እዩ፧
    21: ስለዚ ዓለም ብጥበባ ንኣምላኽ ብጥበብ ኣምላኽ ገይራ ኻብ ዘይፈለጠቶ፡ ኣምላኽ ነቶም ዚኣምኑ ብናይ ስብከት ዕሽነት ገይሩ ኼድሕኖም ፈቐደ።
    22: ኣይሁድ ምልክታት ይልምኑ፡ ጽርኣውያን ድማ ጥበብ ይደልዩ፡
    23: ንሕና ግና ነቲ ንኣይሁድን መዓንቀፊ፡ ነህዛብን ዕሽነት ዝዀነ እተሰቕለ ክርስቶስ ንሰብኽ ኣሎና።

  • @mikiketema4698
    @mikiketema4698 2 ปีที่แล้ว +1

    ክሕለቡ ዝግብኦም ኣቦና ኣብዚ ኣለዉ።
    ብስፍሕ ዝበለ ሕቶታት ድገሙማ።
    ብጫውጫው ዝብል ደርፍን ብላብላ ዝብሉ ቃለ ምሕተትን ጸሚምና ኢና።

  • @berrak3105
    @berrak3105 ปีที่แล้ว +1

    Kem wetru 🙏 thanks Dejen and Our teacher Amanuel❣️❣️❣️

  • @Msgina607
    @Msgina607 2 ปีที่แล้ว

    Thank you!መምህር ኣማኔል ሳህለ ዕድመን ጥዓናን ይሃብካ! ኣቕራቢ መደብ ከኣ ነመስግነካ ንኹሉ መደባትካ!።

  • @eruasmera6176
    @eruasmera6176 2 ปีที่แล้ว +1

    Amanuel Sahle Hanty alem yktatel nayre natu,Abrham Sahle &Amnuel Sahle Twin bro they are Smart💞💥

  • @gebrehiwetteklehailemicael8091
    @gebrehiwetteklehailemicael8091 2 ปีที่แล้ว +8

    ሞባይ ንምንታይ ከም ትጠቅም እቲ ዝስረሓ ጥራይ እዩ ዝፈልጣ;ንሱ ከኣ እዩ ዝነግረና::ትርጉም ምንባር ሰብ ከኣ እቲ ዝፈጠረና ጥራይ እዩ ዝፈልጣ::
    “@@ universe መወዳእታ የብሉን “ ዝበልዎ መምህር ; ዝኮነ ነግረ መጀምርታ እንተ ሃልይዎ ; መወዳእታ ክህልዎ ውን ግድን ዩ::

    • @samihab5169
      @samihab5169 ปีที่แล้ว

      ቁጽርታት መወዳአታ ኣለዎም አልካ ዶ ትሓስብ ክቡር ሓው?

    • @gebrehiwetteklehailemicael8091
      @gebrehiwetteklehailemicael8091 ปีที่แล้ว

      ሓዊ ሳሚ, ተስፋ ይገብር ዜሮ መጀመርያ ናይ ቁጽርታት ከም ዘይኮነ ከምዝርድኣካ::መወዳእታ ናይ negative numbers ክንበጽሖ እንተኪኢልና ; መወዳእታ ክነግረና እዩ::ወዲ ሰብ ግን ክበጽሖም ዘይኸኣለ ምርምራት መወዳእታ የብሉን; ኣይከኣልን ; የለን ኢሉ እዩ ዝዓጽዎም:: እዚ ኸኣ ብዙሕ ግዜ ውዱቁ ጌርዎ እዩ::

  • @robeldawitt6282
    @robeldawitt6282 2 ปีที่แล้ว +1

    Thank u dejen... B hasabat Ms zizarebu sebat hitotat mihtat qexlo eka....

  • @miniab4348
    @miniab4348 2 ปีที่แล้ว +2

    መምህር ጽቡቕ ትምህሩ።

  • @user-ns3vh8so8f
    @user-ns3vh8so8f 2 หลายเดือนก่อน

    ቴክክል✍️

  • @mawidezion4893
    @mawidezion4893 2 ปีที่แล้ว +1

    Woo ezi eu zedli zlo kabe goyla kiman neglagel.
    Good interview.

  • @zielundaufgabe210
    @zielundaufgabe210 2 ปีที่แล้ว +2

    ንሕና ውን የቀንየልና ክልተኩም

  • @Adulisawi
    @Adulisawi 2 ปีที่แล้ว +1

    Haxiratna memhr wesikena gidef deju bro!

  • @goitomhaile3115
    @goitomhaile3115 2 ปีที่แล้ว +1

    btami xbuk srah dejen flasfa amanuel sahle dma yqenyelna

  • @abelangesom8523
    @abelangesom8523 2 ปีที่แล้ว

    Xubuk Serah dejeney kexlo kemziom zbelu sebat amxika kea nseka akmeka geber thanks so much

  • @tekiwwwcrypto
    @tekiwwwcrypto 2 ปีที่แล้ว +1

    ዋዉዉዉዉዉ ብጣዕሚ ብሉጽን ኣገዳስን ፍልጠት

  • @filmonabrha5884
    @filmonabrha5884 2 ปีที่แล้ว +10

    Tesfa ygebir abi chanel kitkewn natka, abeyti sebat ka ketemxealna.

  • @a7tes864
    @a7tes864 ปีที่แล้ว +1

    You deserve my subscription buddy ✌️

  • @hailezgigebrengus1137
    @hailezgigebrengus1137 2 ปีที่แล้ว

    ብጣዕሚ ምሳጢ ትምህርቲ የቀንየልና

  • @KweghEyu
    @KweghEyu ปีที่แล้ว +1

    ኣገዳሲ ዛዕባ 👍

  • @efremefrem4027
    @efremefrem4027 ปีที่แล้ว

    www first all of takes both of you i was excited people like you from awor canary please weed you all time awor please need your support we need to weka up 🎉

  • @user-dm3tf3is1m
    @user-dm3tf3is1m 2 ปีที่แล้ว +3

    ፍላስፋ ኣማንኤል ሳህለ ሓንቲ ዓለም መጽሓፍካ ብትሕዝትኣ መዳርግቲ የብላን ። ካልእ መጽሓፍ ከ ኣለካ ዶ"

    • @niatmichael
      @niatmichael 2 ปีที่แล้ว

      ሓንቲ ዓለም ፥ ብመምህር ደራሲ ፍላስፋ ኣማንኤል ሳህለ ዝተጻሕፈት ንምስማዕ ኣብ ሃርሞኒ ሜድያ ኣላትኩም th-cam.com/video/pX_oCBsY3sc/w-d-xo.html

    • @dawitgebrat1878
      @dawitgebrat1878 2 ปีที่แล้ว +1

      ስውር ፖለቲካ እናሓወሰሉ እምበር እታ ተከታታሊት ኣብ ሓዳስ ኤርትራ "ሓንቲ ዓለም" ዝጽሕፋ ዝነበረ፡ ሓደ ካብተን ብህንጡይነት ከንብበን ዝጽበየን ዝነበርኩ ዓንቀጻት ኢያ ኔራ🤓

  • @michialrezene7006
    @michialrezene7006 2 ปีที่แล้ว +1

    Xubuk srah deju Arkey

  • @er-uq6we
    @er-uq6we 2 ปีที่แล้ว

    ብጣዕሚ ጽቡቅ መደብ ደጁ

  • @marsalo-km5nj
    @marsalo-km5nj 16 วันที่ผ่านมา +1

    🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @guletsegai5165
    @guletsegai5165 ปีที่แล้ว +1

    Very interesting subjects.

  • @mulugetaandetsen9285
    @mulugetaandetsen9285 2 ปีที่แล้ว

    ደጂ ሓወይ መደብካ ኣዝዩ ብሉጹ ,
    ብፍላይ ኮሚ ኣብ ሂወተይ ክርእይዮ ዝምነ ዝነበርኩ
    ምቅራብካ ኣዝተ የመስግን መምህር ኣማኒኤል ሳህለ ኣነ ብዕላልየ ዝፈክጦ ጋዘጣ ሓንቲ ዓለም ትብል ይጽሕፍ ከምዝነበረ ብዝያዳ ኣስ ዝመጽእ ኣስፍሕ ኣቢልካ ተተምጽኦ ብዙሕ ምተማህርና ክቡር ሓዊ

  • @Henok.M
    @Henok.M 2 ปีที่แล้ว +2

    ቦውው ጽቡቕ ስጉሚ ደጁ ሎሙውን። እዚ ሰብኣይ ኣዕሙቑ ዝሓስብ ፋላስፋ እዩ። ጽቡቕ ዝኾነ ሕቶታት ሓቲትካዮ።

  • @biniyam8228jd
    @biniyam8228jd ปีที่แล้ว

    ኣነ ዝገርመንስ ፍላስፋ ግድን ድዩ ኣምላክ የለን ክብል ዘለዎ? ኣነስ ምንባረይ ን ክርስቶስ ኢዩ ካብዚ ዝበልጽ ሓጎስ የለን።

  • @okbuhaile5290
    @okbuhaile5290 ปีที่แล้ว +2

    Am so happy to seeing you asking some interesting questions to the great men Amanuel Sahle 🥰🥰

  • @tsigereda-rose5534
    @tsigereda-rose5534 5 หลายเดือนก่อน

    I know God!I pray you get to know him too Abona!And believe in the Bible.

  • @kifleyibrah3297
    @kifleyibrah3297 ปีที่แล้ว

    ዕላማና ንፈልጥ ኢና ንሕና ዘይ ሳይነስ ወይ ናይ
    ገለ ፍላሥፋታት ኢካ ትደግም ዘለካ ባእ ናይ ወዲ ጀበሊ ዳኣ ፍልስፍናስ

  • @seeker9272
    @seeker9272 2 ปีที่แล้ว +1

    ✋️ እንደገና አቦናን አያናን ሐውናን መምህር ኣማኒኤል ሳህለ ከመይ ትኸውን እንዳበልኩ ሰብ ንስለምንታይ እዩ ዝነብር ንዝብላ ሑቶታት❓️ አነ እዘን ሑቶታት ማራ ስለዝፈተኹወንን ስለዘድነቕኩወንን As a seeker ክምልሰን ክፍትን እየ ተስፋ ይገብር አለኹ እውን ብኣፍልጦ ክምልሰን #1 ሐፈሻዊ ንተፈጥሮ መንእዩ ፈጢርዎ መስሪትዎ ወይእውን ምሂዝዎ ከምኡዉን መዓስ እዩ ተፈጢሩ ብኸመይ መወዳእታ ናይ ተፈጥሮ ኸ መዓስ እዩ ወዘተ ነዚ ዝፈልጦ ዝኾነ ፍጡር ስጋዕ ሎሚ ስለዘየለ❓️ ሰብ ንስለምንታይ እዩ ዝነብር ንዝብላ ሑቶታት🤔 አነ ሰብ ስጋዕ መዓስ ሙኻኑ ዘይፍለጥ እዋናት ግዜታት ንኽነብር ተባሂሉ እዩ ዝነብር ዘሎ ምኽንያቱ ሰብ ብኸመይ ተፈጢሩ ንስለምንታይ ነዚ ዝፈልጥ ፍጡር ስለዘየለ ሰብ እውን ካብ ካልኦት ሰባት ስለዝተወለደ ሰብ እውን ሰብ ኮይኑ ንኽቕጽል እንተደአ ኮይኑ እንዳተዋለደ እንዳተራበሔ ሰብ ኮይኑ ኮይኑ ስጋዕ መዓስ ሙኻኑ እዋናት ክነብር ጥራይ እዩ ዝኽእል ብዝተረፈ አብዛ ሐንቲ ሂወት ናይ ኩላትና ሰብ ብዙሐት ነገራት መስሪቱን ምሂዙን እዩ ከምአብነት ሃይማኖት ናይ ኣምላኽን አላህን ዝብሃሉ ባህሊ ፍልጠት ሕጊ እምነት መጽሓፍ ቁዱስ ቁርአን ካልኦት ብዙሓትን ብኸምዚ ኸማና ሰባት እዮም ተመስሪቶም እምበር ካብናይ ተፈጥሮ ዝመጹ አፍልጦታት አይኮኑን ስለዚ አንሕና ሰባት ንኽነብር ኢልና ስለዝተፈጠርና ስለዝተመስረትና ወዘተ ንሓንሳብ ምብባር ጥራይ ንኹላትና እኹል ስለዝኾነ ሑጉሳትን ለጋሳትን ቁኑዓትን ፈቃራትን ኮይና ሰብ ክብደል ክዕመጽ ክዳነ ባርያ ንኸይከውን ዓገብ በሃልትን ክንከውን ይግባእ ✋️ሰላም ንኹሉ እንኮ ነዞም ገበነኛታት ሻዕብያ ዘይብሉ

  • @mansurmansurmansur-bi8ll
    @mansurmansurmansur-bi8ll ปีที่แล้ว +1

    👑👑👑👑💚💚💚👍👍👍👂👂👂👂👂👂👌👌👌👌👍👍👍👍👍👍

  • @mealti
    @mealti 2 ปีที่แล้ว

    ጽቡቕ ስራሕ ደጁ!

  • @rozanerayo9672
    @rozanerayo9672 2 ปีที่แล้ว

    god job but I wish u could tell us more detail in the intro.

  • @tedrossium7473
    @tedrossium7473 2 ปีที่แล้ว

    Good job bro ቀጽሎ

  • @mamuqabed9014
    @mamuqabed9014 ปีที่แล้ว

    Bien

  • @guletsegai5165
    @guletsegai5165 ปีที่แล้ว +1

    Can you please introduce us to Amanuel Sahle ? Thanks

  • @eritreanredsea8167
    @eritreanredsea8167 ปีที่แล้ว

    ከመይ ብርሃን ዓለም ሃዋርያ ጳውሎስ ሙሁርን ፍርላጥ እዩ ነሩ ግን እዝጋብሔር ምስ ተገልጸሉ ግን እቲ ፍልጠት ንዕኡ ኮንቱ እዩ ነሩ ነቲ " ኣልፋ ኦሜጋ " ሰለ ዝረከበ ። ኣቦና ኣማንኤል ካኣ እዝጋብሔር ዓይኒ ልቦናካ። ይክፈተልካ ፍልጠት ዓለም እዝጋብሔር ዘይብሉ ጎዶሎ እዩ።

  • @user-rl4bj2di4g
    @user-rl4bj2di4g 2 ปีที่แล้ว

    Thanks you so much

  • @Wedihagereseb456
    @Wedihagereseb456 2 ปีที่แล้ว +1

    Haxira bro

  • @natnaelmehari5343
    @natnaelmehari5343 2 ปีที่แล้ว

    Gele aynet bro xubuk melsi ena rekibna gen kurub haxiruna buzuh kinimahar nikiel nierna bro

  • @Tv-gr6rg
    @Tv-gr6rg 2 ปีที่แล้ว +1

    ካልኣይ ክፋል ሰልሰይ ግበረሉ በጃካ ከምዚ ኣስተምህሮ ኢዩ ዘድልየና ዘሎ ምሁራት ዘይኒሰምዑ ህዝቢ ኮይና እምበር።

  • @abelkidane6968
    @abelkidane6968 2 ปีที่แล้ว

    Legend amanuel goytaaaaa tarikkkk

  • @abielyohannes521
    @abielyohannes521 2 ปีที่แล้ว

    There is no reality but perception.

  • @samuelkidane1171
    @samuelkidane1171 ปีที่แล้ว

    Amlak ni tibeb eza alem ezia kem Eshi net ykoxro. Ngus solomun negiruka eyu abt thti xehay kulu nay kontunet kontu eyu. Amlak zeyre ay eyu elka xibuk aleka, gina Jesus Christ gina megedin hakin hiwetin ane eye eluna eyu. Slezi Elama mnbar b Jesus Christ felitnayo ena Amen 🙏

  • @ProudEritrean
    @ProudEritrean 2 ปีที่แล้ว +1

    Energy can be created and destroyed, and so do humans.

  • @diddy558
    @diddy558 2 ปีที่แล้ว

    N sbhat Efrem zwedader falasfa ayterekben zelo .abzi neyre abti neyre tesekoinu

  • @diddy558
    @diddy558 2 ปีที่แล้ว

    N sbhat Efrem zwedader falasfa ayterekben zelo .abzi neyre abti neyre trgum yeblun

  • @habuchiful
    @habuchiful 2 ปีที่แล้ว +3

    I have been looking for his book for a while now and i cant seem to find , so can anybody tell me where i can find his book . I really like his writing and i used to read Hanti Alem way back in Asmara at Hadas Ertrera.

    • @husenidrisibrahim
      @husenidrisibrahim 2 ปีที่แล้ว +1

      Contact me privately l will tell u where can you find his book

    • @habuchiful
      @habuchiful 2 ปีที่แล้ว +1

      Hi Ibrahim how are you and thanks for reaching out , i really appreciated .

    • @habuchiful
      @habuchiful 2 ปีที่แล้ว +1

      How do i get hold of you?

    • @Mrreal-nq8yw
      @Mrreal-nq8yw ปีที่แล้ว

      @@habuchiful Did you get hold of the book?

  • @ngolokante4671
    @ngolokante4671 2 ปีที่แล้ว +1

    Btaemi des zebl medeb iyu qexlo…… bzuh xbuq medeb rielka ajoka bertie ab gonka alena abi seb

  • @erimetera4208
    @erimetera4208 2 ปีที่แล้ว

    one of the principles of philosophers is discussion but what is the reason you call him philosopher ?

  • @guletsegai5165
    @guletsegai5165 ปีที่แล้ว

    Is Ato Amanuel Sahel, brother of artists Abrham Sahel?

  • @danielal5305
    @danielal5305 2 ปีที่แล้ว +2

    B'taemi kemesgneka ydeli. Eta 3'ti kea agedastit koyna nekibeya.

  • @samiteklit2615
    @samiteklit2615 ปีที่แล้ว +1

    ኢዚ ሰብኣይ ምናልባት ቃንቃ ኢንግሊሽ ይፈልጥ ይከውን : ብጀካ ተባሂሉ ንተፈጥሮ ከንብብ ዘክእል የእምሮ የብሉን:ንተፈጥሮ ኣበየናይ ኣካሉ ይንበብ እቶም ነዚ ዝተዓደሉ ጥራዮም ዝርድእዎ

  • @samiteklit2615
    @samiteklit2615 ปีที่แล้ว

    ፍላስፋ ማለት ንሓቅን ሓሶትን ዝፈሊ ማለትዩ ኢቲ ሓቂ ብተግባር ምንባር ማለትዩ ሓሶት ድማ ብሰላሕታ ዘጓዕዝ መገዲ ጥፍኣትዩ።

  • @elulifestyle
    @elulifestyle 2 ปีที่แล้ว +1

    እንቓዕ ብሰላም መጻኩም ደቒ ኤረይ መዓረይ ኣብዘለኹሞ ሰላምን ጥዕናን እንዳተመነኹ , መደበይ ሪኢኩም ኣብዛ ቻነለይ subscribe ክትገበሩለይ ብትሕትናን ብፍቕሪን ይሓተኩም 🙏! 1000 ከብጽትሓ ተሓባበሩኒ የቐንየለይ 🙏😍😍!!

  • @naraya2666
    @naraya2666 ปีที่แล้ว +1

    ኦክሲቶሲን፡ ዶፓሚን ኦክ ሴሮቶኒን

  • @samuelzewde5837
    @samuelzewde5837 2 ปีที่แล้ว

    "ማይ ዝተዘለለ ወይኒ"

  • @simonm.7755
    @simonm.7755 ปีที่แล้ว +1

    ክቡር ሓው ደጀን፥ በጃኻ ነጋይሽካ ኣቱም ኢዩ ዝባሃል።

    • @DejenKesete
      @DejenKesete  ปีที่แล้ว

      ክብረት ይሃበለይ ክቡር ሓው ሳይሞን። ብዛዕባ'ዚ ኣቐዲምና ምስ መምህር ኣማኑኤል ኣዕሊልና ስለ ዝነበርና'የ። ንብድሕሪ ሕጂ ናይ ካልኦት ትጽቢት ኣብ ግምት ከእቱ ከም ዘለኒ ተማሂረ ኣለኹ። የመስግነካ

    • @simonm.7755
      @simonm.7755 ปีที่แล้ว +1

      @@DejenKesete ፍልጠትካ የስፋሓልካ ሃብሮማይ!

    • @DejenKesete
      @DejenKesete  ปีที่แล้ว

      @@simonm.7755 ደጊመ የመስግነካ ክቡር ሓው ሳይሞን።

  • @ademosman1067
    @ademosman1067 2 ปีที่แล้ว +2

    Xbuq timhirti

  • @yemanemebrahtu1477
    @yemanemebrahtu1477 2 ปีที่แล้ว +1

    መወዳእታ ናይ ሰብ ኣሎ ዝተፈጠርና ድማ ንእግዚኣብኤር ንምምስጋን ኢዩ እዚ ሰብኣይ ቅድሚ ሕጂ እውን ጸገም ዝፈጠረ ኣብዚ ናይ ትግራይ ምስ ኤርትራ ዘሎ ሕጂ

  • @wediadi6788
    @wediadi6788 ปีที่แล้ว

    ኣዝዩ መሳጢ ዕላል

  • @tomorrowcanbebetterthantod1179
    @tomorrowcanbebetterthantod1179 2 ปีที่แล้ว

    Hanti alem tbl zxhf znebere diu?

  • @Mosobebetna
    @Mosobebetna 2 ปีที่แล้ว

    Dese zebele

  • @j4l472
    @j4l472 2 ปีที่แล้ว +1

    ብዝተፋላለየ ሕቶታት ደጋጊምካ ዓድመልና ንክቡር ኣቦና።

  • @nahomisaiascool2604
    @nahomisaiascool2604 2 ปีที่แล้ว

    1🌍

  • @nahomisaiascool2604
    @nahomisaiascool2604 2 ปีที่แล้ว

    I’m so glad to see you Amanial Sahel 1Alem

  • @dessalegntsegai7478
    @dessalegntsegai7478 2 ปีที่แล้ว

    አታ ሳልሰይቲ ሕቶ ኣይመለሳን

  • @marinaer12
    @marinaer12 2 ปีที่แล้ว

    WOW እዚ ሰብአይ እንታይ መሲሉ ዕቡድ ጋዕጋዓዝያን ጸይቂ ቱሩፋ

  • @dani52328
    @dani52328 2 ปีที่แล้ว

    Fantastic interview 😍🔥🔥🔥🔥😍 Ta !!

  • @jesusmaryam8164
    @jesusmaryam8164 2 ปีที่แล้ว

    በጃኻ ኣንውሕ ኣቢልካ ድገመና፡ እዞም ኣቦ ለባም እዮም

  • @mamuqabed9014
    @mamuqabed9014 ปีที่แล้ว

    dejen c'est pas

  • @zewdigeb7067
    @zewdigeb7067 ปีที่แล้ว +1

    ሰላም ነዓካ ይኩን ብጣዕሚ ብሉጽን ማሃሪን መደባት ኢካ ተቅርብ ቀጽሎ ነዚ ንእሽቶይ ወሎዶ ድማ ተስፋ ኢካ ደጀን ክም ሽምካ

  • @enkomediatigrigna
    @enkomediatigrigna 2 ปีที่แล้ว

    ብራቮ ደጁ በርትዕ ቀጽሎ!!!!!!

  • @eru2023
    @eru2023 2 ปีที่แล้ว +2

    ሰላም ኣምላኽ ምሳኹም ይኹን።
    ኤማ ዓርከይ ኣብ ኤርትራ ከሎ ኬፍ ኔርዎ።እንተ ኣብዛ ትግራይ ከይዱ ጋዕጋዕዚያን ምስ ኣተወ ግን እንሀለ በኺኻ ዘይትጸግበሉ ሓሳብ ዘለዎ ኮይኑ የርከብ።

  • @wediere2238
    @wediere2238 2 หลายเดือนก่อน

    ኣማኑአል ቐዳማይ ፈላስፋ ኣይኮነን ዘይስሙ ኣይትሃብዎ ንሱ ውን ከይጸላኩም ምኽንያቱ ዘይስሙ ዝህቦ ኣይፈቱን ኢዩ። ግዜ ክርከብ ከሎ ግን ኣምጽእዎ መዛንግዒ ይኾኖኩም ኦዩ፡ ፖለቲካ ኣፍልጡኡ ምስ ዕድሙኡ ኣዛሚድና ኣፍልጡኡ ድሩት ስለዝኾነ ብዙሕ እንተዘሓተትኩሞ ይምረጽ ሓይልኹምን ሕቶኹምን ኣብ ስነጽሑፍ ይኹን፡ኤማ ኸኣ እታ ቃል ዘኣተኻልና መጽሓፍ ገና ድያ ኣውጻያ ባ ምሻጥ ክንተሓባበረካ መታዓቢይቲ።

  • @yordanostafla4557
    @yordanostafla4557 2 ปีที่แล้ว

    Aye Mihouraat Eritrea, metfiitokuum Timtzaee. Bikaa Shiintii KOYINKOUUM Keytewledkouum Terifkouum. Ni Hade courageous Isayas iliminate kigebrouu Silezeykalouu bunch of shyentii, nihadee Seeb Iloom Ni Eritrean Hizban Zishetkiouum. Gelekouum deki milisha, Gelekouum Kenishaa, Gelekouum Dekii Tedla Bairouu naay Weyane Kedimoom bigenzeeb KEEM Abotaat oom ziteshetouu. Ni Eritrea intekeyixkouum Hizbii Eritrea Minc hitekooum Iyou Antoum nay Vatica Isoubaat. Serekti donakouur. .

    • @DejenKesete
      @DejenKesete  2 ปีที่แล้ว

      ሰላም ዮርዳኖስ፡ ንፍዕቲ ዝሓፍተይ ኣጆኺ፡ ኣይትሕመቒ። ምሕረት የውርደልኪ ክኣ።

    • @edieri1422
      @edieri1422 2 ปีที่แล้ว

      Kabakas kieleyo maebile elika eko tikewin algefif..Eti gexikas temlas eko eyu zemxie

  • @user-mn7dj4rf5j
    @user-mn7dj4rf5j ปีที่แล้ว

    Sport on. The Great amanuel sahle. Habesha are sometimes naive and believe in fairy tales and other narratives.

  • @mhretabadhanom2394
    @mhretabadhanom2394 2 ปีที่แล้ว

    Ab mechersha rekibkuma nerkum Memhrey, gin ayseabkuman, (that's weav or maebel it means =Spritual that's rallye = God.

  • @user-gm3ry2lk3z
    @user-gm3ry2lk3z 2 ปีที่แล้ว

    መደብካ ብሉጽ ዩ ቀጽሎ እቶም ተምጾም ዘለኻ ጥራይ ኣይኮኑን መማህራን ንስኻ ውን መምህር ኢኻ ነዚኦም ነዚኦም ብ ምምራጽካ

  • @mullerm9648
    @mullerm9648 2 ปีที่แล้ว +1

    Des zebl medp eka teqrb go head, mehurat tray ketqrblna nai wetru tmnitna u

  • @redbag3453
    @redbag3453 2 ปีที่แล้ว

    Never say #Ata #Ata !!!
    That was disgusting I'm really offended 😠😠

  • @jerrycan0820
    @jerrycan0820 2 ปีที่แล้ว

    ኣቶ እማኑአል ምስ ሓዉ ኣቶ ኣብርሃም ኣብ መኪና እንዳኸዱ" ለማኒ ብመራሕ መኪና ወገን ምእንተ ዝጊሄር ብምባል ምስ ለመነ $ ረኸበ። በታ ናይ ተጉዓዚ ወገን ከይዱ ንመንክር ኣቶ ኣማኑኤል ለመኒሞ ----- እሕ-ሕ ሓደ ገዛ ኢና ዝሓወይ" ክብል መሊሱሉ ዝብሃል ጆክ ሓቂ ድዩ?

    • @almaztzegazeab2232
      @almaztzegazeab2232 2 ปีที่แล้ว

      እዛ ጆክ ኣብርሃም ዝበላ ምስ ዓርኩ ከሎ

    • @jerrycan0820
      @jerrycan0820 2 ปีที่แล้ว +1

      @@almaztzegazeab2232 ምስ ሓዉ ኣማኔል ሳህለ ብዝብልያ ተዘንትያትልና። እዚ ድማ ደቅ ኣቦይ ሳህለ ኩሎም ጥበበኛታት ኩሎም ቀለድቲ ብዝብልያ ጀሚራ። ግዜኡ ድማ 2002

    • @almaztzegazeab2232
      @almaztzegazeab2232 2 ปีที่แล้ว

      👍👍👍👍

  • @kidanemicheal697
    @kidanemicheal697 2 ปีที่แล้ว

    ስዲ ጋዘተና አክብሮም ክሀተኮም በሎም ወይ አይተስመአና

  • @weliyahussen2120
    @weliyahussen2120 2 ปีที่แล้ว +1

    I SUBSCRIBED ON YOU CHANNEL BECAUSE YOU DARE TO INTERVIEW AN AGNOSTIC LIKE ME. THE DAY YO CHANGE TO POLITICS, I WILL UNSUBSCRIBE AND WILL TELL ALL MY FRIENDS TI DO SO.

  • @eritreanfarmchannel2084
    @eritreanfarmchannel2084 2 ปีที่แล้ว

    This tractor guy is still alive

  • @user-ut6ih5zx7v
    @user-ut6ih5zx7v 2 ปีที่แล้ว

    Tax deju kebrat yahbelna beflay eza quxri 3 xebqti arsti eya asfehka eba mes meglxia ab menesyat regixka hanti video serhlna tax