ተሓቢኡ ዝነበረ ምስጢር// ጌታቸው ዘቕረቦም ሰነዳት// ኣብይ ንህወሓት ክቕበላ//

แชร์
ฝัง
  • เผยแพร่เมื่อ 2 ต.ค. 2024
  • #tdf #somalia #ethiopia
    #ጌታቸው #ደብረፅዮን #ሑመራ #ፀለምቲ #ፖለቲካ #zena_tigrigna #ኣምሓራ #ፋኖ #ህግደፍ #eritreanews #tigraynews #ትግራይ #EriTVEritreaOfficial #ኤርትራ #ኢሮብ #ኢሳይያስ #ህወሓት #ብልፅግና #ምድማር #tdf #ወልቃይት #ፀገደ #selamawit #ታደሰወረደ #dollar #ፃድቃን
    ትግራይ ብሮድካስት ሰርቪስ ሚድያ ትስፍውቲ ሓዳሽ ትግራይ ንምግሃድ እጃሙ ክዓምም ዝንቀሳቐስ ዘሎ ትካል ሓበሬታ እዩ።
    Welcome to TBS, the official channel of the Tigray Broadcast Service. TBS is a new and independent media platform that aims to inform and entertain the people of Tigray and beyond. We cover the latest political news and current affairs in Tigray, Ethiopia, and the Horn of Africa. We also produce original and quality content that showcases the rich and diverse history, heritage, and identity of Tigray. Our vision is to contribute to the realisation of the new Tigray, a prosperous and democratic region that respects human rights, diversity, and peace.
    Join us and "subscribe" to our channel to get notified of our daily updates and live broadcasts.
    Thank you for your support and feedback. Together, we can make a difference.
    TBS: Your Preferable Newsroom and New Information" Please subscribe, watch, and leave your comments. We will use the comments as needed to build our organisation.
    Thank you!

ความคิดเห็น • 136

  • @MehariGidey-d1n
    @MehariGidey-d1n 2 วันที่ผ่านมา +20

    Daniel kibret Tegaru 's Genocider to ICC,,,

  • @HaftomFkadu-kf3wp
    @HaftomFkadu-kf3wp 2 วันที่ผ่านมา +5

    ጅግንነት ተጋሩ ተሓንሺሹ
    መሐዘኒ
    ብሰንኪ ዘይብሱላት ፖለቲካ ዝተወለደ ድሕረትን ድኽመትን ተበሊፁ ዳኒኤል ዳግም ናብ ሚድያ ወፂኡ ከምዚ ክብል መሕፈሪ

  • @gorfubitew6142
    @gorfubitew6142 2 วันที่ผ่านมา +7

    ህዝባዊን ኩኑ ??? ህዝቢ ዘኣመነ ደሓነ እዩሞ ናይ ወለድኩም ህዝባዊነት ተዓጢቅኩም ንሓድነት ተጋሩ ይኩን ዓላማኩም !!✍️🤝💪👌✌️👏

  • @haileocbamicael3236
    @haileocbamicael3236 2 วันที่ผ่านมา +7

    ዝገርም ነገር እዩ !!
    ብዘይ ብቑዕ መሪሕነትን ፡ ብሱል ኣመራረሓን ፡ ብግበሮ " ግበሮ " መንእሰያ ጠፊኦም ፡ ህጻውንቲ ተቐዚፎም ፡ ኣዴታት ኣደዳ ዓመጽን ፡ ብልሽውናን ፡ ኩሉ ብዝበሃል ንብረት ህዝቢ ! እሞ ኸኣ ሎሚ ሕፍር " ከይበሉ ፡ ንሕና ኢና ናብ ዝደለናዮ ቦታ ንመርሓኩም ፡ ክብሉ ! ሕፍር ብዘየብሉ ፡ ክሳዶም ጓዕጺጾም 🙏

    • @WIZBiniboy
      @WIZBiniboy วันที่ผ่านมา

      እዛ ኩሉ ብሰንኪ ሰከራም ቮድካቸዉ እንዳፈከረ ህዝብና ኣዉዲኢዎ።

  • @TayeTessema-cs5lr
    @TayeTessema-cs5lr 2 วันที่ผ่านมา +4

    ንሽዋ እንታይ ክትገብሩ ኸይድኩም ? ንምዕራብ ትግራይ ዘይምኸድኩም እሞ ቦ ትግራይ ዘይምተቖፃፀርኩም ? ብሂወት ተጋሩ ቐሊድኩም ። ሓደ መዓልቲ ኣብ ፍርዲ ትቐርቡ ትኾኑ

  • @HaftomFkadu-kf3wp
    @HaftomFkadu-kf3wp 2 วันที่ผ่านมา +5

    ሓቂ ንግዜኡ ክትቅበር ትኽእል ኣብ ግዜኣ ግን በርደግ ምባል ኣይተርፍን
    #Thank you Nega Assefa

    • @WIZBiniboy
      @WIZBiniboy วันที่ผ่านมา

      ክክክ ነጋ ኣሰፈ ደኣ ሕሉኩሰ ኣብ ፈኛትራ ኣትዩ ማዓኮር ፒፒ ይሓፅብ ኔሩ ሰለዚ ንዚ ትድግፈ እንትኮንካ ነብሰካ ሕተታ

  • @mebrahtomgebremedhn
    @mebrahtomgebremedhn 2 วันที่ผ่านมา +3

    ሓሶት ዘለዎ ዜና ከይተቅርቡ ተጠንቀቁ

  • @selamnkulu2541
    @selamnkulu2541 2 วันที่ผ่านมา +2

    አቱም ሰባት ብዛዕባ ዝሓለፈ ድሓር ክትገማገሙስ ሕዚ ብዛዕባ ተወረረ መሬት ተመያየጡ: ጌታቸው ወረርቲ ሕጋዊ ኾይኖም ክሕዝዋ ስለ ዝፈቐደ መሬትና አድሕኑ: እዚ ናይሸፍጢ አነእየ ሕውሓት ፀኒሕኹም ተርክቡሉ: ህዝቢ ሓቂ ትሓቢእዋ እት ዋና ጉዳይ ብስልጣን ምምንጣል ይሽፈን አሎ:

  • @HaftomFkadu-kf3wp
    @HaftomFkadu-kf3wp 2 วันที่ผ่านมา +2

    መልእኽቲ ንTBS
    እዚ ብላዛ ትግርኛ ዝቀረበ ቃለ መሕትት ብፃይ ነጋ ኣሰፋ ብሚድያኹም ኣብ tv TBS እንተዝቐርብ ደስ ይብለኒ እቲ ምንታይሲ TBS ሰፊሕ ተኻታታሊ ዝወነነ ሚድያ ሕዝቢ ምዃኑ ስለ ዝኣምን እየ ኣነ ውን ካብ Tbs ወፃኢ ንምስማዕ ባህ ዝበለኒ ሚድያ ቀኒሰ ስለ ዘለኹ

  • @teshomekahssay866
    @teshomekahssay866 2 วันที่ผ่านมา +4

    እዚይ፡ኹሉ፡ናይ፡መኸተ፡እናተብሃለ፡ዝተሰብሰበ፡ብሸሐት፡ኦይሮን፡ዶላርን፡ናይ፡ድያስፖራ፡አበይ፡አትዩ?????

    • @WIZBiniboy
      @WIZBiniboy วันที่ผ่านมา

      ጌታቸዉ ዊሰኪ ሰቲሉ ንዞም ሰላም ኢና ንደሊ ዘበሉ መንኣሰይ ንዖኦም ከፉልሉ።

  • @HaftomFkadu-kf3wp
    @HaftomFkadu-kf3wp 2 วันที่ผ่านมา +2

    ላዛ ትግርኛ ክብረት ይሃብኩም

  • @haftunigus1981
    @haftunigus1981 2 วันที่ผ่านมา +2

    ብጣዕሚ ግልፂ ንህዝቢ ፅቡቅ ምስትውዓል ፈጢሩ ሓቂ ንክመሚ ዝሕግዝ እዩ፡፡ በይዛኹም ካብ ወገንተኝነትን ኔትወርክን ወፂና ናብ ሓቂን ወለዶ ዘሰስን ናይ ሰላም መድረኽ ንዕሰል

  • @HaftomFkadu-kf3wp
    @HaftomFkadu-kf3wp 2 วันที่ผ่านมา +1

    ህይወት ዝኸፈልናሉ ቃልሲ ጣጥኦም ኣይገብርዎን ዘለዎ
    መስዋእቲ ጀጋኑ ብፆት
    መጎዳእቲ ጀጋኑ ብፆት
    መሪር ቃልሲ ጅግንነት
    ዓኽኽኽኽኽኽኽ

  • @genethailu8449
    @genethailu8449 2 วันที่ผ่านมา

    thank you for detail explanation

  • @YbrahGebrealif-bd9ho
    @YbrahGebrealif-bd9ho 2 วันที่ผ่านมา +1

    አየ ትግራዋይ አብ መጨረሻ ሚስጥር ንአብይ አሕሊፉ ዝሃበ አብይ ትግራይ ዝበተነ ቡሉፅ ኮይኑ

  • @BirhaneKiflu
    @BirhaneKiflu 2 วันที่ผ่านมา

    Thank you 🎉🎉🎉

  • @TsegayDesta-z3e
    @TsegayDesta-z3e 2 วันที่ผ่านมา +1

    ሓቂ ትምንምን እምበር አይትብጠስን።

  • @GirmayGebru-t1b
    @GirmayGebru-t1b 2 วันที่ผ่านมา +1

    ኽልተ ደማሙ ሰጋ ረኺቦም ንዓይ ንዓይ ተፃሊኦም ብሚዛ ዓቂኖም ክካፈሉ መኺሮም ግን ኣይተስማዕመዑን ብዃርያ ሽማግለ ትፅዋዕ እሞ ናይቲ ሓደ በሊፃ ኢላ ጉርስ እንተብል እታ ሓንቲ መሊሳ በሊፃ ንዓ እውን ከምኡ እናበለት ንኽልቲአን ወደአተን ደማሙ እንተይበለዑ ተሪፎም ይባሃል ።

  • @almazabraha6198
    @almazabraha6198 2 วันที่ผ่านมา +1

    ኢዚ ሰብአይ ሐሳዊ እዩ

  • @haqitisier8947
    @haqitisier8947 2 วันที่ผ่านมา

    ብጻድቃን ዝተጨውየ ጉጅለ ጌታቸው መንቀልኦም 4ኪ ዩ ኣብይ ንህወሓት ክብትኑ ሞ ናብኡ ክስሕቦም ይጽበ ዩ ዘሎ ናይ በይኖም ባጀት ተሰልዕሎም ዮም ዝሰርሒ ዘለው ።ኣስተውዕል ትግራዋይ ዳሓር ከይትጣዓስ ጣዕሳ ዋጋ የብሊን 💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖

  • @yohannesgebremeskel7368
    @yohannesgebremeskel7368 2 วันที่ผ่านมา +1

    ኩሎም ወንጀለኛታት እዮም:: ህዝቢ ከጥፍኡ ተሰማሚዖም ብወንበር ተሻኩቶም ዕድመ ጥፍኣት ህዝቢ የናውሑ ስለዘለው ናብ ሕጊ ክቐርቡ እምበር ካሊእ ነገር ዝግበኦም ኣይኮነን:: ወለዶ ከይዋዓልካ ከይሓደርካ ክትጣዓስ ኢኻ::
    ልሙሳት ደቂ መለስን ስብሓት ነጋን ህዝቢ እዮም ዘጥፍኡ ዘለው:: እታ ኣይንገምግም ወይ ኣይንግምግምን ጊዜ የብልናን ኢልካ ምጭብርባር ባዕላ ከባድ ወንጀል እያ:: ደብረፅዮን ኣይንግምግምን እንተኢሉ እኳ ብጎሮሩኡ ዘሊልካ እዩ ክተሓዝ ዝግበኦ:: እቲ ሰንትራል ኮማንድ ዝበሃል ብማዕረ ግራንድ ናይ ጦርነት ወንጀል ዝፈፀሙ እዮም:: እቶም ጀነራላት እትብሉዎም ታደሰን ፃድቃንን እውን ዝትኮስ ጥይት ዝብላዕ ዘይብሉ ብዘለካ ተዋጋእ እዩ ኔሩ ትእዛዞምን ጀነረራልነቶምን:: ዕንዙዛት ጀነራላትኩም እዙይ ኔሩ ጀነራልነቶም:: ነዙይ እዮም ኢዶም ክህቡ ክላኻበጥ ናይ ሲቭል ወንበር ከም ምሕብኢ ክሕዙ የድሕነና ናብ ዝብሉዎ ኽሰግዱ ንኻልኦት እናገደዱ የዋግኡና ኔሮም እናበሉ ክሕስው ክታሓሳሰዉ ድቃስ ዝሰኣኑ::
    ኣስተውዕል ልቢ ዘለካ:: እቶም ሲቭላት ከም ሲቭላትን በቲ ዝገበሩዎ ወንጀልን ይቕረ ዘይባሃሉ እዮም:: ካፍቶም ሲቭላት ብዝኸበደ ግን ፃድቃንን ታደሰን ነቶም ገበን ዝፍፁሙ ሲቭላት ዘወር በሉ ኢሎም መንእሰይ ንሞትን ስንክልናን ኣደዳ ውሑጅን ገጀራ ኣምሓሩን ኣይንገብርን ኢሎም ፈትለን ደብረፅዮንን እንተኾይኖም ክኣስሩዎምውን ይግባእ ኔሩ ሂወት ወለዶ ንምድሓን:: እዚ ሓውና ንንፅድቃን ዋሓላሉና ይብል ኣሎ እምበር መንእሰይ ንዓፋርን ንዓደምሓራን ፈንዮም ኣደዳ ኹሉ ሂወት ዘጥፍእ እናገበሮ እናሃለወ ሰላም ዘይትገብሩ እንትበሃል ፃድቃን ተጠሊዑ ንዓለም ዝነገራ ሰላም ምስ መን ጦርነት እኮ ወዲአዮ እየ እዩ ዝበለ::
    ፈትለን ደብረፅዮንን ኣሽንኳን ንጀነራላት ብሞያ ዓይኒ ንኮነሬላትውን ክእዝዙ ይኹን ከገድዱ ኣይኽእሉን::

  • @tsegaizewelde7215
    @tsegaizewelde7215 2 วันที่ผ่านมา +1

    Mr. Nega mentioned a red line about western and southern tigray wasn't for compromise. And later on the agreement was signed on respecting the territory of tigray that includes western and southern tigray. Then what happened to the agreement? He felt short to elaborate how PP twisted the agreement to their advantage and around 2 million displaced tigrians are living on the streets.
    And who are the 5 executive officers to run the daily business? And who was controlling them? I think the central committee was laid back to bring tigray where it is now. My observation is that all are accountable for the war in tigray.

  • @meronmekonen8828
    @meronmekonen8828 2 วันที่ผ่านมา +1

    ሞንጎኛ ክንኮን ኢልኩም ሓቂ ኣይትሸፋፍኑ። ስርዓትን ሕግን ዝጥሕስ ዘሎ ወገን ጠፊእኩም ኣይኮነን። ሕግን ስርዓትን ሓሊኻን ኣኽቢርካን ንዝቕፅል ምዕባለ ምቅላስ እዩ ክኸውን ዘለዎ።

  • @HaftomFkadu-kf3wp
    @HaftomFkadu-kf3wp 2 วันที่ผ่านมา +1

    I SHAME BY TPLF LEADERS (Both )

  • @WIZBiniboy
    @WIZBiniboy วันที่ผ่านมา

    ጌታቸዉ ሓሰዊ ከዳሚ ናይ ብልፅግና ምኳኑ ብኣዛራርቡኡ ፈልጥ

  • @tesfayewoldemihret1034
    @tesfayewoldemihret1034 2 วันที่ผ่านมา

    የPP የውሸት ውንጀላ ፣ ዳንኤል ክብረት ለሚለው የበሬ ወለደ የውሸት ትርክት ህወሓት ምን ማድረግ ይችላል? አንቺ ዝም ብለሽ ለመውቀስ ምክንያት አታድርጊው።
    ልዩነታቸው የስልጣን አይደለም። ከዚያ በላይ ነው ፣ የአሰላለፍና የዓላማ ልዩነት ነው።
    በትግራይ መንግስት እንደሌለ መታወቅ አለበት፣ ጊዜያዊ አስተዳደር ከ6-1ዓመት ቆይታ የተሰጠው ጊዜያዊ ነው። መንግስት እያሉ ማውራት ተገቢ አይደለም። መንግስት ለማለት ህገ መንግስታዊና በምርጫ የተቋቋመ መሆን ይኖርበታል።

  • @WIZBiniboy
    @WIZBiniboy วันที่ผ่านมา

    tigraybord caster serivice ሰብ ክክተለኩም እንተደሊኩም ሓቂ ተዛረቡ ምሸራዉ ፅብቅ ኣይኮነን ።

  • @mesfinaregahegn7054
    @mesfinaregahegn7054 2 วันที่ผ่านมา

    You’re one sided media. SMH ! Be fair and independent. So shameful!! 😮

  • @abehagos1
    @abehagos1 2 วันที่ผ่านมา

    I used to think this channel is impartial but I find it be against the TPLF

  • @yibrahfisha9859
    @yibrahfisha9859 2 วันที่ผ่านมา

    አይቃለስን ነይረ ዝብል ዘረባ ሂዝካ ናብ ሚድያ...... ህፈር

  • @AbrahaTemalew
    @AbrahaTemalew 2 วันที่ผ่านมา

    ኢትዮጽያ ካብ እንዚኦም መባእስቲ ህዝብታት የድሕና።እዋይ ሕሶት

  • @AsimbaGelalta
    @AsimbaGelalta 2 วันที่ผ่านมา

    ህዝቢ ትግራይ ባንዳታትን ወጀለኛታት ክፀርግ አለዎ

  • @solomonmulualem1316
    @solomonmulualem1316 2 วันที่ผ่านมา

    እቲ ዝሐልፍ ዘሎ አይትቁረፆ።።።።ናይ ጊዜጉዳይ እይዩ እንበር ዋጋካ ኽትረክባ ኢካ
    ንፋለጥ እሞ ንማለጥ

  • @zaebakulu8553
    @zaebakulu8553 2 วันที่ผ่านมา

    ቻው ቻው ደቂ ትግራይ ኣነ ወዲ ኤርትራ እየ ትግራዋይ ከይትብሉኒ (ጌታቸው ዝበሃል ባንዳ ትግራይ ኣፍሪሱ ባርያ ብልፅግና ኾይኑ ቃልሲ ህዝቢ ጠሊሙ ኣሎ ።

  • @gherHaftamu
    @gherHaftamu 2 วันที่ผ่านมา

    I believe Gech is doing right...

  • @mulualemayehu6576
    @mulualemayehu6576 วันที่ผ่านมา

    ክፋል ህወሓት የለን ግመት ህወሓት እዩ መሪፅዎ ።እኒ በየነሞኩሩ ሓዳማይ ንሱዳን ሓሳወቲ ብልፅግና እንዲኹም እኒ ጌታቸው ህወሓት አይትፈልጥዋን ።

  • @mullexBB
    @mullexBB 2 วันที่ผ่านมา

    ዝሞተ ትንተና

  • @mulualemayehu6576
    @mulualemayehu6576 วันที่ผ่านมา

    ሽሻይ መረሳ እንታይ ገይሩ?ጥይት ከሊኡ ህዝቢ ዘወደአ

  • @AffectionateBoombox-ws5be
    @AffectionateBoombox-ws5be 2 วันที่ผ่านมา

    ብዙሕ ግዜ ዕግርግር ዝብለኒ ዝነበረ ሓሳብ ሎሚ መልሲ ረኺበ የቀንየልና ነጋ አሰፋ

  • @NiguseBahre
    @NiguseBahre 2 วันที่ผ่านมา

    እሶም ገል ይእተው ይክተሎም ንዞሎ ህዝቢ ግን ብጣዕሚ ሓዚነ

  • @mekonenebeyene7836
    @mekonenebeyene7836 2 วันที่ผ่านมา

    What are you talking about man?

  • @HalefomHailu-t1b
    @HalefomHailu-t1b 2 วันที่ผ่านมา

    ሓሳዊት !!! ዜናኺ ኣስተኻኺሊ !!እቲ ትፍንዉዮ ዘለኺ ዜና ብዛዕባ ህወሓት እቲ ትክክለኛ ህወሓት ናይ ጌታቸው ምዃኑ ፈሊጥኺ እቲ ሓጥያት ንጉጅለ ደብረ ዕንክሊል ሃብዮ።

  • @hailemariamgirmayabrha9849
    @hailemariamgirmayabrha9849 2 วันที่ผ่านมา

    ነዚ ናይ ነጋ አሰፋ መጠይቅ ብጣዕሚ ግልፂ እዩ ጌጋ እዩ ዝብል ሰብ እስካዕ ዝርከብ ንቀበሎ።

  • @TigestLemlem
    @TigestLemlem 2 วันที่ผ่านมา

    Save Tigray from mercenary genociders Getachew, Tadesse and Tsadkan.

  • @WIZBiniboy
    @WIZBiniboy วันที่ผ่านมา

    ጌታቸዉ ግን ተማሂሩ ንእሸተይ ክላሰ ዶ ቆፂሩ ዶ? ህዉሓት ኣይፈረመን ይብል ኣሎ ። ኦኬ መን ዉክልና ሂብዎ ናብ ምፈራም ከይድ ጌታቸዉ ድንቆሮ
    NB ድብረፆን ኣብ ሓፂር ግዜ ሰጉምቲ ተዘይወሲድካሉ ንዚ ባንዳ ጌታቸዉ ናብ እሰርቤት ተዘይኣትዩ ንሰካ ትኣታ ኣለካ ክክንዲ ቮደካቸዉ ኣሰትዉዕል ድብረፆን

  • @embahuneyayele4207
    @embahuneyayele4207 2 วันที่ผ่านมา

    ግምት ጌጋታቱ ናብ ሓቂ ንምቕያርን ህዝቢ ንምድንጋራትንዩ ዝቃለስ ዘሎምበር ጌግኡ ንምእራምን ኣይኮነን ሾቱኡን እምነቱን ነዊሕዩ ዘሎ ኣስተውዕል ህዝበይ !

  • @mulualemayehu6576
    @mulualemayehu6576 วันที่ผ่านมา

    ብጣዕሚ ዝገርም አጀንዳ እዩ እዙይ ዝሓለፈ ግን ጆኖሳይደራት ዝሰደደ ንምንታይ ምዕራብ ትግራይ ድማ ንምንታይ ሂብዎም እኒ ታደሰ ወረደ እንታይ ገይሮም

  • @weldeabmengesha1128
    @weldeabmengesha1128 2 วันที่ผ่านมา

    እታ ምፍራስ ካብኔ መንግስት ትግራ ንምንታይ ፈሪሱ መን አፍሪሱዎ?ፌደራል መንግስቲ ዘየቅረቦ ጥያቀደ

  • @hailetekie9205
    @hailetekie9205 2 วันที่ผ่านมา

    ትኽክልን ሚዛናዊ ዜና ኢዩ ቀዳምነት ንኽብሪ ህዝቢናን ልእላዊ ግዝአትናን አትኩርኩም ስርሑ ናይ ትግራይ ናብ ዘመነ መሳፍንቲ ፀሊም ታሪኽ ትምለስ አላ የሕዚን

  • @mulualemayehu6576
    @mulualemayehu6576 วันที่ผ่านมา

    ስራሕ ፈፀምቲ ትወቅስ ገንዘብ ንሶም ይሕዙ ነይሮም ትብል እቶም ካልኦት ከ ?ጌታቸውን ፃድቃን ሸይጢ ዓዲ ዶ አይኮኑን እዮም ?ሓቂ ተዛረብ በጃኻ

  • @mesfinaregahegn7054
    @mesfinaregahegn7054 2 วันที่ผ่านมา

    Who said we want a War???

  • @ነውራምጻድቃን
    @ነውራምጻድቃን 2 วันที่ผ่านมา

    ሃሰውቲ ናይ ጊታችው ረዳ ናይ ህሶት ሚድያ። ረሰሃት፤ ሃሳዳት፤ ከህድቲ፤ ለያቡ። ተጋሩ ነዘይ ናይ ሃሶት ሚድያ ጊታችው ረዳ ቮድክቻው አይተርእይዎ። Tigray Broadcast Service is ናይ ጊታችው ረዳ ናይ ሃሶት አፍደገ ትግራይ። ጊታችው ክነደይ ይክፍለኩም? ካህዳማት ፤ባንዳታት፤ ይሁዳታት ኢኹም። 2 ዓመት ሃሶት ስራህኩም

  • @TsegayDesta-z3e
    @TsegayDesta-z3e 2 วันที่ผ่านมา

    የቐንየልና ነጋ አሰፋ ሓቂ ሓቂ እዩ።

  • @gereg2569
    @gereg2569 2 วันที่ผ่านมา

    ኣበይ ተሓቢእኻ ነይርካ ሓሳዊ

  • @almazabraha6198
    @almazabraha6198 2 วันที่ผ่านมา

    ሐሶት እቲ ትኽኽል እሱ አይኾነን

  • @NelesAsgele
    @NelesAsgele 2 วันที่ผ่านมา

    ልክዕ አለካ ተጋደላይ ነጋ አሰፋ ❤

  • @Light51178
    @Light51178 2 วันที่ผ่านมา

    ጌታቸው፡ ብዛዕባ ተፈናቐልቲ ምዕራብ ትግራይ፡ "እብ ቦትኦም ጥራይ ይመለሱ'ምበር፡ መን የመሓድሮ ዘገድስ ኣይኮነን" ምስ ዝበለ፥ ጃምላዊ ፍርዲ፡ "ብስልጣን ጽምኣት" ዝብል ገምጋምኩም ናይ ዘብቕዓት ምልክት ኢዩ!!!!
    ብዘይካ'ዚ ኣብ እዋን መኸተ፥
    * ብጥልመት፡ (ህድማ)
    * ምስጢር ንጸላእቲ ብምቅብባል፡
    * ብብልሽውናን ስርቅን ዝተቖማጥዑ።
    ካብ ተሓታትነት (ጉባኤ) ዝሃደሙ ሓቚፉ ዘሎ ጌታቸው ምዃኑ ኣይትፈልጡን ዲኹም!!!

  • @NassirWahabey
    @NassirWahabey 2 วันที่ผ่านมา

    ተምስጡ ይስምዖ ኣሎ ዝብልኣይሳአንን ናይሓሶት ምካኑ ርድእ እዩ
    ሓቂ ተሀልዎ እብ ግባኤ አየቅርብን አብዘይ ፈልጦጋዜጠኛ ምልፍላፍ ክሳብ ክንደትግራዋይ ዓሻ እዩ ዝብል ግምት ከምዘለዎ ምብሓሶት ትግራይ ትሽየ ጥ ከምዘለ ግልፅ ይገብርዎአለው ጋዜጠኝ ድጋፍ ምሀብካ ሕመካየሪኢ
    ናይትግራይ ሙሩፃት ፖለትከኝታት ግታቸውና ፃድቃን ተባሂሎም ያአክሎ

  • @asmelashyibeyin8707
    @asmelashyibeyin8707 2 วันที่ผ่านมา

    ናይ ደናቑር ስብስብ
    እንዳ ጉጅለ ጌታቸውን እንዳ ጉጅለ ደብረፅዮንን ኩሎም ደናቑር
    ኣንቱም ጋዜጠኛታት እውን ኩሎኹም ደናቑር
    ኣድማፂ ምእንተ ክትረኽቡ ክትብሉ ሚስጥራት ትግራይ ዳሕዳሓዮ እንዳበልኩም ተንጨብጭብሎም ኣለኹም
    ሓሳዊ በሎ ካብቶም ንደብረብርሃን ንገስግስ ዝብሉ ዝነበሩ ሓደ እዩ
    ሕዚ ኣፈላላይ ምስ ፈጠርካ ሃተፍተፍ
    ስለዚ እነዳ ደብረፅዮን ሌባ እንዳ ጌታቸው እውን ዝገደዱ ለያቡ ኩሎም ሓደ

  • @gebregziabheraregawi7571
    @gebregziabheraregawi7571 2 วันที่ผ่านมา

    ክቡር ነጋ፡መደረኻ ምንም ከእምነኒ ኣይከኣለን።ንኣብነት ደ/ብርሃን ምስ በፃሕና ክንደራደር ምኻኣልን ኢልካ።እዚ ማለት እቶም ጉባኤ ዘካየዱ ዓንቀፍቲ ነይሮም ዝብል ትርጉም ይህበኒ ኣሎ።ኣነ ብእዝነይ ኣብ ሚድያ ምስ መን ክንደራርደር? ዝብል ጉራ ዝተዛረቡ ግን እቶም ምሳኻ ዘለዉ እዮም።ማለት እውን ጀ/ፃድቃንን ጌታቸውን እዮም ከምኡ ዝበሉ።በቲ በለ በዚ ኣብዝሐዚ እዋን ኩላትኩም ስልጣን እዩ ዘዋደአኩም ዘሎ።ንህዝቢ ትግራይ ሓሊኹም ኣይኮንኩምን።መሕፈርቲ ኢኹም።ታሪኽ ግን ሰኒድዎ ክተርፍ እዩ።ምስጢርኩም እንዳውፃእኹም ጥራሕ ነስንስዎ።ዘይወግሕያ መሲልዋስ_______ድዩ ዝተብሃለ?

  • @adugnaabereha7052
    @adugnaabereha7052 2 วันที่ผ่านมา

    ባንዳ ሚዲያ ትግራይ ክትከፋፍል ናይሐሶት ዘረባ ተምፅዑ ካብማሕበራዊ መራከቢ እናለቃቀምኩም ትዝግብ ከምሐቂ አምስሊኩም ጌተታቸዉ ዝበሐል ዲቃላ ንትግራይ ክብርዛ ዝተለዓከ ናይፀላይ ጨፍጨፍቲ አብይን ሽመልስ ኦዴድን ተላዓኪ ባንዳ ሰካራም ሐጣሪ ከዳኣ ካብበረሐ ጀሚሩ ባንዳ ተከቢበ እናበለ ክንደንደይ ሙሑራን መንሰይ ለግላግ ዘወደኸ አብመቀለም ናይክንደይ ፎቃት ገዛዊቲ ሕዝብና ብመረጃ ዘወደኸ ሐሳዊ ቦጥራቅ ክፍቲ አፍ እዩ ሐተፍተፍ አይትበሉ ሕዝብኩም አቀድሙ ንዩቱብ ገንዘብ ሐሶት ምቅራብ ምዉራድ እዩ በዚሕ ዘመን ሰብ ዘይፈልጥ መሲልኩም

  • @frehasab6516
    @frehasab6516 2 วันที่ผ่านมา

    ብሓቂ ኣብዪ ኣሕመድ ብሓሳብ ስዒርዎም እዩ ንመራሕቲ ትግራይ
    ንገሊኦም ብገንዘብ ንገሊኦም ብስልጣን መብጻዓ ኣትዩሎም ኣብ ብርኩ ወዲቖም
    ካላኣይ ጌጋ ናይ ኣቶ ነጋ ፕሪቶርያ ዘተ ኣይነበሮ ድርድር ዋላ ውድድር ኣይነበሮን
    ኩሉ ኣብ ዋሽንግተን ተጻሒፉ ዝመጸ ዋላሓደ ሰብ ብወገን ብልጽግና ይኹን ብወገን መራሕቲ ትግራይ ዝተወሰኾ ወይ ዝጐደለ ሓሳብ ኣይነበረን "ፈርሙ" ተባሂሎም እዮም ፈሪሞም
    ሕቶ ርእይቶ ዝቕበል መደብ ኣይተሰርዓሉን
    እቲ ዕላማ ሓደን ፍሉጥን እዩ ኔሩ, እሱ ካኣ ህወሓት ንምድሓን እዩ
    ቀጺሉ ካኣ ህወሓትን ፕፓ (pp)ን ኣታዓሪቕካ ከም ሰብ ሓዳር ኣመርዒኻ ሰራዊት ጸንቢርካ ኣዋሃሂድካ ኣንጻር ኤርትራ ኣንፈት ውግእ ናብ ኤርትራ ምእታው። ኦሮሙማ ነዚ ሓሳብ ተቐቢሉ ኣብ ውግእ ክሃልቕ መዲብዎ ዝነበረ መንእሰይ ትግራይ እዩ። ኣብ መወዳእታ ንህወሓት ሕንቕ ኣቢሉ ክቐትላ እሞ ንዘልኣላም ስልጣን ኦሮሙማ ክብሕቶ
    እታ ኦሮምኛ (ኣፋኣን ኦሮሞ) ዝቋንቋኣ ኢረቻ ወግዓዊ ብህላ ዝገበረት ካርታኣ ክሳዕ ቀይሕ ባሕሪ ዝዝርጋሕ ኩሻዊት (Kush) ካልእ ኢትዮጵያ ንምስራሕ ህርፋኑ ጥርዚ በጺሑ ኔሩ
    ግን "ናዓይ ነንጭዋስ ኣብ ሎቖታ" ጉርሕኻ ንክፈልጥ ኣነ ውን ጐራሕ እየ ዝብልዎ ተረኺቦም ፈሺሉ
    ገና ግን ብባዓል ጻድቃን ንትግራይ ኣብ ኢዱ ክጭብጣ ይጽዕር ኣሎ ገንዘብ ውን የዋፍር ኣሎ።
    ብወገን ኤርትራ ዘሰክፍ ጉዳይ የብልናን, ወድ ድሙ ከም ቀደሙ ቀደም ውን እታ ኢትዮጵያ ኩላ ታኣኪባ ሆሆሆ እንዳበለት ታኣኪባ ዓጢቓ "ኣምሓራ ኣሎ በሎ ኦሮሞ ኣሎ በሎ ሆሆሆ) ላኣኽታ ውን ብሳተላይት ስእልታት ዕርዲ ሰራዊት ኤርትራ እናሃበት ገደብ ዘይብሉ ሓገዝ እናገበሩ ዘዋግእዋ ዕሱባት ኣሰንያ ትመጾ ዝነበረት ዘፍረዮ እንታይ ኣሎ ኣብዚ 80-ዓመት? ኤርትራውያን ክቋጸጸሮም ክብርሶም ኤርትራ ክውንና ዝሓሰበ ደርጋፍ ሰራዊት ዕሱብ ፖለቲከኛ 4-ኪሎ ውሕጅ ወሲድዎ ወይ ሓዊ በሊዕዎ, ሕጂ የሎን
    እቶም ኣሕዋት ጐረባብቲ ኣህዛብ ተፋሊሶም ዓንዮም ከሲሮም ኣብ ክንዲ ምዕባለ መነባብሮ ምምሕያሽ ድኽነት ኣስፋሕፊሑ
    ዋሽንግቶን ለንደን ካኣ ብዕሽነት መራሕቲ ፖለቲካ ቀርኒ ኣፍሪቃ ይሕጭጩ ይብለጹ ይምዝምዙ ይስሕቁ
    ብዝኾነ ሕጂ ውን እታ መገዲ ኣይተቐየረትን።

  • @SolomonHailay
    @SolomonHailay 2 วันที่ผ่านมา

    ብትከላዊ ኣሰራርሓ ውድብ ዘይምራሕ ውድብ ከድሕን ኣይኽእልን እሞ ከዓ ብሽምግልና ዝተረኸበ ምክትል ኣይሐፍሮምን ድዩ እምቢ ንመግዛእቲ እምቢ ንገዛኢ ደርቢ እሉ ትግራይ ትስዕር እናበሉ እዮም ተሰውኦም ተጠንቀቁ ሎሚ ፅባሕ ኣይኮነን ደም ሰማእታት ከይኣፍላሕኹም ኣይትስተይዎ ኣዕፅምቲ ስውኣት ከይኣብሰልኩም ኣይትብልዕዎ ብናይ ዕሸላት መስዋእቲ ኣይትቀልዱ ናብ ሓደ ምፁ ኣየ ስልጣን ህረፍ የህስስ ድዩ አረ መድሓንት ናይ ስልጣን ህረፍ ዘለኩም ሓቡርልና ንክልትኦም ጉጅለ በተለይ ነቲ ካብ ጉባኤ ዝስሓበ ሓይሊ ኣብ ሓደ ውድብ ክልተ ጉባኤ የለን ካልኣይ ቁፅፅር ኮምሽን ብግባኤ ዝወርድ እምበር ጉባኤ ናይ ምኽልካል ስልጣን ኣለዎ ድዩ ኣብ ውድብ ምድሓን ጀነራል ፃድቃን እንታይ ይምልኮቶ ስልጣን ብሕጋዊ ጉባኤ እምበር ንግዝኡ ወንበር ስለዝሓዝካ ከም ድሌትካ ምግባር ኣይከኣልን ካብ ፈርሳውያን ብምንታይ ትበልፁ ተግባሮም እንድሕር ትገብሩ ድዩ ዝበሎም ኢየሱስ ክርስቶስ አረ ዝበኣሱ ኮይኖም ዝብኢ ፎሮሖም ናብ ኦም ይስቀሉ እሞ ነብሪ ይፀንሖም ድዩ ዝብሃል ይገርም

  • @slime12-so5mx
    @slime12-so5mx 2 วันที่ผ่านมา

    ኹሎም ኣይረብሑን!!

  • @muletanigus5051
    @muletanigus5051 2 วันที่ผ่านมา

    Tsbuk hasab

  • @BetelihemHaylekiros-w3u
    @BetelihemHaylekiros-w3u 2 วันที่ผ่านมา

    I love you

  • @efremtewelde5052
    @efremtewelde5052 2 วันที่ผ่านมา

    Pritoria simimie kinetegbro allona fermana silezesferna do , emmo diaa Algeris simimiekum sileminatay aytifitsumin emmoke pritoria nay tenberkakinet wuel yifetsem kab belak Algeris keywediaka ke selam allo elka tiamin? Bi Meseretu algers keyfetsemka pritoria zero u.gena Tsadkan wedi Werede hizkum ab kolel ketenbiruwo ekum hizbi Tigray. Nay hammer nay abbiy tsirah ekkum teselasilu zelokum, etti hubuoo agenda ke???

  • @MehariAbay-vr8ih
    @MehariAbay-vr8ih 2 วันที่ผ่านมา +3

    ይቀፅልልልል.. ግን ፅፁይ ሓበረይታን ካብ ውግንና ዝፀረየ ከምተቅርቡ እምነተይ እዩ

  • @NelesAsgele
    @NelesAsgele 2 วันที่ผ่านมา +2

    ቆንጆ ሓሳብ

  • @barakbintigray1379
    @barakbintigray1379 2 วันที่ผ่านมา +3

    ከምዚኦም: ዝመሰሉ: ብሱለት: ጥራይ: ኣስሙዑና*

  • @Tgj14
    @Tgj14 2 วันที่ผ่านมา

    Kududat skim gahatn

  • @ወዲዓጋመትግራይደመይ
    @ወዲዓጋመትግራይደመይ 2 วันที่ผ่านมา +3

    ጌች ሰባኣይ ኢዩ ነዞም ግጅለ ስፍሓታዋይ ንበይኑ ሃደሽደሽ ኣብሉ ብዓለም ደረጃ ተቀባልነት ረኽቡ ብ ኢተጵያ ተቀባልነት ኣለዎ ብትግራይ ውን ካብ ደብረጸን ጌች ኢዩ ተቀባልነት ዘለዎ ብ መንእሰያት 😂😂😂ባዓል ሰየ ጻዲቃን ገብሩ ኣስራት ንህዋሓት ዝፈጠርዋ ከማን ከምዚ ገይሮም ኣይተቃለስን ንመሰሎም መኽናቱ በቶም ሽዑ ዝነበሩ ዓፈንት ተዓፍኖም ኢዮም ጌታቸው ወዲ ሽቅ ናይ ፖለትካ ኢዩ ንኩሎም ነቶም ግጅልታት መሬት ኣዝብጥዎም ኢዩ ብኩሉ 😂😂😂

    • @MebeeWelday
      @MebeeWelday 2 วันที่ผ่านมา

      አታ ወድ ቆሻሻሻሻ ዘር ሓሳው ልያቡ ደርግ ዝሸነኩም ከሓልፍ ደናዛት🎉🎉🎉🎉

    • @ወዲዓጋመትግራይደመይ
      @ወዲዓጋመትግራይደመይ 2 วันที่ผ่านมา +2

      @@MebeeWelday ወዲ ምርኮኛ ደርጊ ናዓኹም ኢዩ ሸንልኩም ኣቦኹም ደጃት ኣባይ ናይ ሃለስላሰ ባርያ ነይሩ ዝተማረኸ ኢዩ ብቀዳማይ ወያነ ግጅለ ስፍሓት ምርኮኛታት ጡፍ ደጋላት ሃደምት

  • @MahugaSamicho-lx6ow
    @MahugaSamicho-lx6ow 18 ชั่วโมงที่ผ่านมา

    ስረቅቲ ጉጅለ ወዮ ኩናት ከይተመፅእሉና ሓሰውቲ

  • @teshomekahssay866
    @teshomekahssay866 2 วันที่ผ่านมา

    እንተናዕሰስ፡ንደዳዲ፡፣ንጫማ፡፡ሰራዊት፡ዶ፡ክኸውን፡አይካአለን???

  • @MaesoGaderhiwt
    @MaesoGaderhiwt 2 วันที่ผ่านมา

    Kede rash deykon Eka nesek

  • @MehariGidey-d1n
    @MehariGidey-d1n 2 วันที่ผ่านมา

    Injera alem bilae,,,nimintay kobolcha hizna zeynderader,,,

  • @haddisGebreyesus
    @haddisGebreyesus 2 วันที่ผ่านมา

    የኽ ሰውየ ጤንነቱ በጣም እጠራጠራለሁ።
    ፋኖ ወያኔ ካቃቆመው እንዴት ትግራይ ላይ ጀኔሳይድ ሊፈፅም ቻለ።

  • @habtuabadi6048
    @habtuabadi6048 2 วันที่ผ่านมา

    ውዕል ፕርቶርያ ዝተፈረመ ሕዝቢ ናብመረበቱ ንምምለስ ውይስ ራፎርም ንምግባር ። ይባለሽውኩም ኣሎ።

  • @haddisGebreyesus
    @haddisGebreyesus 2 วันที่ผ่านมา

    እዚይ ንህዝቢ ዝጠቅም አይኮነን።
    ሕደጉ አይትቅርቡ።

  • @atsedetessma7425
    @atsedetessma7425 2 วันที่ผ่านมา

    ሀዚ ናየ ዳኒኤል ከብረት እናተሐከኩም ምቂራብ እንታይ ንማለት እዩሚዲያ ንቁሁ በይዛካትኩም አይቲቀደዱ

  • @KT-tm8yu
    @KT-tm8yu 2 วันที่ผ่านมา

    ጌቾ ሰብ ከድሕን ፈሪመ ይብል ኣብይ ኣመሪካ ኣኽላባተይ ከይትውድኣለይ ጦርነት ጠጠው ኣብል ኢሎምኒ ጎይተተይ ኢሉ ኢሱ ድማ ተኾሊፈ ኢሉ።ህወሓት ተሳዒራ ኣብ ባዶ ወረቐት ፈሪማ መጺኣ

  • @atsedetessma7425
    @atsedetessma7425 2 วันที่ผ่านมา

    ካበይ ዚመጸ ሂጋዊ እዩ ወይ ጉድ ሚዲየ😅😅😅😅😅😅

  • @hadish9672
    @hadish9672 2 วันที่ผ่านมา

    Please write it all this historie Tegadalay Asefa.

  • @MehariGidey-d1n
    @MehariGidey-d1n 2 วันที่ผ่านมา

    Felitnayom neti hatsinawi jigninet tegaru nikibakn astewatso zgeberu,,,hiji kemsilu hizbi yedenagru alewu,,,

  • @TsigeDagnewMesfin-jf6yh
    @TsigeDagnewMesfin-jf6yh 2 วันที่ผ่านมา

    ነጋ ኣሰፋ ሀዚ እንታይ ከዓብስ እዩ እዚ ኹለይ መኽነይነይ ዘረባ ምቕራብ። ኣብቲ ሓደ ጉጅለ ይኹን ኣብቲ ካሊእ ጉጅለ ዘሎ ናይ ሀወሓት መሪሕነት ከም ህዝቢ ንዝገጠመና ሽግር ተሓተቲ ኢኹም። ትግራይ ብሮድ ካስት ሰርቪስ እተቕርብዎ ዜና ኣሕፅር ኣቢልኩም ኣቕርቡዎ። ቃለ መሕተት እንተኾይኑ ዉን ኣብ ካልኦት ሚድያታት ዝተዋሃበ ቃለ መሕተት ከም መወከሲ ኣይትጠቐምሉ ኣይብልን ግና ድማ ኣይንዋሕ።

  • @RobelGebregziabher-d5h
    @RobelGebregziabher-d5h 2 วันที่ผ่านมา

    atum sebat wa ane hezi aywagain

  • @tirhaslegesse7700
    @tirhaslegesse7700 2 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @reflection9636
    @reflection9636 2 วันที่ผ่านมา

    What is this Daniel creature?

  • @YemaneMebrahtom
    @YemaneMebrahtom 2 วันที่ผ่านมา

    ጎበዝ

  • @hfdhdr7675
    @hfdhdr7675 วันที่ผ่านมา

    👹🤬🤧

  • @omkhaled6864
    @omkhaled6864 2 วันที่ผ่านมา

    ❤❤❤

  • @welduhialu
    @welduhialu 2 วันที่ผ่านมา +2

    በወቅቱ አበይ ነየሩ ንበአሉ ነሲኢዉን የፈረሕ ነየሩ መለት ኢዩ

  • @sennaykahsay5067
    @sennaykahsay5067 2 วันที่ผ่านมา

    Ay qurub hatot nihewo

  • @maykegeremaryam7120
    @maykegeremaryam7120 วันที่ผ่านมา

    Lya ltasrat htmtn tokol

  • @GebrekidanTeklemichael-kb5cg
    @GebrekidanTeklemichael-kb5cg 2 วันที่ผ่านมา

    Shame on Tsadqan and Getatchew for the destruction of Tigrai and its history. Very soon, you will see that there will be a contineuose destruction of every Tigrian basic infrastructure and respective person of politics

    • @abebeh.8145
      @abebeh.8145 2 วันที่ผ่านมา

      Why, Because you wanted to continue the spider style network from top to bottom without any other input from the people?
      Tigrai deserves better than this corrupt system. It must be corrected. Leaders should hold accountable and people should have a voice. Ideas should follow from bottom to top. Not for other way. Shaibia style leadership must stop in Tigrai!
      Only the Oligarch people will hate this!

    • @abebeh.8145
      @abebeh.8145 2 วันที่ผ่านมา

      Some of you wanted to continue the spider style network from top to bottom without any other input from the people?
      Tigrai deserves better than this corrupt system. It must be corrected. Leaders should hold accountable and people should have a voice. Ideas should follow from bottom to top. Not for other way. Shaibia style leadership must stop in Tigrai!
      Only the Oligarch people will hate this!

    • @GebrekidanTeklemichael-kb5cg
      @GebrekidanTeklemichael-kb5cg 2 วันที่ผ่านมา

      @abebeh.8145 It is a pity that people don't see the political consequences of real events before they happen. They even say network and without telling what it means. There is no party or government on earth without a network. If they mean to say kinship, that is highly backward and must be avoided or otherwise party and government without network fails faster before it accomplishs its aims and programs for the people it represents. So,relevant networks are necessary to handle people's issues for the betterment of society. It is true and necessary. In fact, it is vital for realable stability.

  • @JonNati
    @JonNati 2 วันที่ผ่านมา +6

    ጌታቸው ረዳ ስልጣን ኣይደልን ኩል ግዜ ይዛረብ ኢዩ ስልጣን ንመንእሰይ ነረክን ኢዩ ዝብል ገና ኣበረኻ እናለዉ ዓዲ ብዛአተውና ቅድሚ ጦርነት ኣብ መሪሕነት ዝነበርና ኩላትናና ስልጣን ከነረክብ ኢዩ ዘለና ከምዝበለ እቶም ካልኦት ግን ስቅ ከምዝበሉ ሓደ ግዜ ተዛሪቡ ነይሩ ኢዩ ስለዚይ ጌታቸው ንህዝቢ ብፍላይ ከኣ ንመንእሰይ ትግራይ ዳግም ጦርነት ከይመጽእ ኢዩ ዝቃለስ ዘሎ ከምናተይ ርድኢት ፡፡

  • @hadasbrhane2238
    @hadasbrhane2238 2 วันที่ผ่านมา

    ሃሳዊ ንጌታቸው ብኸምይ ከምተቀበሎ ትፈልጥ ኢኻ

  • @Hailekiros-r6r
    @Hailekiros-r6r 2 วันที่ผ่านมา

    Aryoŝsssss

  • @haileselassiegeberemichael5108
    @haileselassiegeberemichael5108 2 วันที่ผ่านมา

    ፅቡቅ እዩ ቀፅሉሉ

  • @FetewiKidane
    @FetewiKidane 2 วันที่ผ่านมา

    Denegay Rase